Nguse Abadi - Tsray Zdeleye / New Ethiopan Tigrigna music (Official Video)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 28 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 1,4 тис.

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 5 років тому +112

    እቲ ኣብ ዓለምና ክቡር መንነት ባህሊ ስልጣኔ ጅግነት ዝውንን ህዝቢ ትግራይ እንተበልኩ ምግናን ኣይኮነን ይበል ወርቂ ዝኮነ ህዝቢ

    • @UseurtimeNow
      @UseurtimeNow 5 місяців тому

      ኣይተ ጸልሚቱ ገረዝገሄር ሓቕኻ ዲኻ ወይስ ተታልል ኢኻ ዘለኻ ትግራዋይሲ ብጅግንነት ይፍለጥ በል ተጋጊኻ ትግራዋይ ብስርቒ ብጥልመት ብክሕደት ብምትላል ብሕሾት ኢዩ ዝፍለጥ ኣይተ ጠራራይ 😂😂😂😂😂

  • @ccddfdd2536
    @ccddfdd2536 5 років тому +182

    ዓኽ ትጋሩ ጥዑማት ብልቢ ተፍቂርና ዶ ክርኢ ይኸውን ካብ ሓውኩም ወዲ ኤሪ

    • @ኣምላኬይቅርበለኝ
      @ኣምላኬይቅርበለኝ 5 років тому +5

      Geze ynewh eber aykern tgergna knhaber ena

    • @የማነባርያ
      @የማነባርያ 4 роки тому +3

      ስማዕ እንዶ !!!!!ሰላም ኮ ኮይኑ እዩ !!!!ግን ምስ ተጋሩ ???ሓንቲ ተባእሰና ዘላ ናይ ዶብ ???ጉዳይ እዩ ዶብና ብሰላም ድሕን ትሓንጺጹ !!!!ከምቲ ዝነበሮ ክኸውን እንታይ ጸገም ኣለዎ ። ብሰላም ይኣትዉ ብሰላም ድማ ይወጹ።ወላ ንሕና ኤርትራውያን ኮ ወልፊ ናይ ኩናት የብልናን እዛ !!!!ዶብና ጥራይ ብሰላም ሕጂ !!!!ትትሓንጸጸልና ሰራዊት ካብ ውትህድርና የዕርፍ ።

    • @biniamteklu7444
      @biniamteklu7444 4 роки тому +6

      የማነ ባርያ tirigna dob yeblun

    • @ስሓቀይእባመልስለይምቃለይ
      @ስሓቀይእባመልስለይምቃለይ 4 роки тому +1

      @@የማነባርያ ኣይትሕለም ኣይኮነን ዶ ሎምስ ቀደም ብመግዛእቲይ ለቢምኹም ዘይወሰድክምዋስ ሕጂ ዳኣ ኣበይ ኸይደቀስካ ኣይትሕለም

    • @mussiesultan5680
      @mussiesultan5680 4 роки тому +1

      Biniam Teklu 44.

  • @popkik933
    @popkik933 5 років тому +114

    ጅግና ናይ ጅግና ደራፋይ። ካብ ኤርትራዊ ሓውኩም። ዋይ ክምቕር ት ባህልና

  • @MoviesMagicClip
    @MoviesMagicClip 8 місяців тому +19

    ትጋሩዎች ትመቹኛላችሁ ከ አማራው የወንድም ደመኛችሁ ነኝ፡፡ ምንም እንዳትሉኝ፣ ግን ሁለታችንም ተያይዘን ሳናልቅ ከገባንብት ጨለማ የምንምለስበት ቀን ይናፍቀኛል። እወዳችኋለሁ። ጥላቻ ያደክማል።❤

  • @okubaygudai77
    @okubaygudai77 6 років тому +147

    ካብ ኤርትራ እየ ግን ከምዚ ገይሩ ዝሰሓበኒ ባህላዊ ደርፊ ሰሚዓ አይፈልጥን ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ አዝመጽእ ከአ ቡዙሕ ንጽበ

    • @3gadwa915
      @3gadwa915 5 років тому +1

      ክብረት፣ይሃበልና፣ክቡር፣ሓውና

    • @ghirmaiyy
      @ghirmaiyy 5 років тому +3

      bahlka sle zkone eyu shibuka. Bahli dob yeblun. zehzin eyu bahli Tigrinya ab Eritrea zelo sireat kone ilu eyu zedakmo. nkunat kikiskis npropaganda tirah eyu zitikemelu ember nsle bahli ilu Tigrinya ayedrfn eyu. yifelt eyu semeit nayti hizbi kem zileal.

    • @yaredabrham9354
      @yaredabrham9354 4 роки тому +1

      ናትና እንድካ አየካ ጥራሕ

  • @Diva_Bella
    @Diva_Bella 8 місяців тому +22

    I LOVE ❤️ Tigrigna ❤ so much love from Eritrea 🇪🇷

  • @ኤረይኢኪዓለመይ
    @ኤረይኢኪዓለመይ 6 років тому +50

    ኩቡር ሰብ ባህሉ የክብር ደስ ዘብል ዚ ምስማዕን ምርኣይንሲ ክንደይ ይጥዕም።
    ኣነ ኤርትራዊ እየ ግን ባህለይ እዩ ማራ ደስታ ዝፈጥር ባህሊ

  • @destakeshi5046
    @destakeshi5046 7 років тому +62

    እዋይ ዞም ትግራይየ እንታይ ዝበለ ፈቅር ዝኮነ ደራፊ እዩ እዙይከ ካብ ስደት ምስተመለስኩ ኣብመርዓይ ክፅወዐካ እየ ንጉስይ መዓረይ ሰሚዐምምናው ሲኢነ ቀፅሎ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ፍትውትው ትግራይ መዓረይ

  • @ermilove685
    @ermilove685 4 роки тому +303

    *ከምዚ ከማይ ትግርኛ ብሙዃኑ ዝኾርዕ like ጸቂጡ ይሕለፍ❤🇪🇷❤👇*
    ርሑስ ኣውድኣመት በዓል ፋስka 19-4-2020

    • @mamayhalaley3285
      @mamayhalaley3285 4 роки тому +5

      ሓወይ ናተይ❤️💕ትግርኛና ንቅድሚት

    • @bdbv4h230
      @bdbv4h230 3 роки тому +3

      ❤💛💖

    • @Adulisawi
      @Adulisawi 3 роки тому +1

      21-06-2021

    • @aynalemabreham9173
      @aynalemabreham9173 2 роки тому +4

      Atum atiman 🐍🇪🇷 ezi lewah hezebi tigeraway deyou misakatikum maerekum deyou kitsewae🤔 hesurat serekti kenaeti 🇪🇷🐛🦎🐊🐍🇪🇷👹👹👹👹 hasadat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 regumat zerei

    • @Abi-t6s
      @Abi-t6s 4 місяці тому

      Anes btigrina himum eye ❤❤❤❤

  • @kirosk6683
    @kirosk6683 6 років тому +58

    ጥሕሎ ዝደለየ ውግእ እናበለየ ውግእ እናበለ… ናፍቆት ዓደይ ዘሳግለኒ ሙዚቃ ናይ ንጉሰ ወናም ወዲ ትግራይ…. ተጋሩ ዝደለየ ፍትው እናበለየ...

  • @tedroshagos6297
    @tedroshagos6297 5 років тому +17

    ኣንታ እዝ ናይ ትግራይና ብሃል ከመይ ዱ መሀንን ዓክ ትግራይ ማዓረይ ኣብ ሰደት ኮነ ባኣ ይርእይክ ኣለኩ ወላ ንፍለ ዳኣ እምበር ኩሉ ግዜ በኣክ ምስ በከኩ እየ ትግራይ ዓደት ማዓረይ ዓህ ስደት ጨናዊት ስደትና ይሕፁሮ ኣምላክ

  • @እሙየየነቴነፍቂ
    @እሙየየነቴነፍቂ 5 років тому +23

    ይሄን ገፎችሁን አድ ቀን ባቀመሳችሁኝ ምርጥ ትግሬ ጎዴኛ አለችኝ ስወዳችሁ

    • @addisugebru1554
      @addisugebru1554 4 роки тому +2

      ጥህሎ ማለትሽ ነው አይደል።

  • @asdasd55gna4
    @asdasd55gna4 8 років тому +65

    እር ቡሉዑ ስተዩታ ዝግደለ ረኡይታ/3/ ብጣዕሚ ደስ ዝብል በተለይ ድምፁ 2ይ ደሞ ናይ ሎሜ ደርፍቲ ኣካዳድነኦም ባህሎም እናሓለው ይመፁ ኣለው!! እስኪ ጌታ ኢሉዎ ኩላትና ኣብ ስደት ዘለና ሓዳር ዘይብልና ብሰላም ተመሊስና ናብዚ ክብሪ የብቀዕና ኣሜን

  • @ወዲሃዘሞኤርትራየ
    @ወዲሃዘሞኤርትራየ 7 років тому +75

    ዋውውውውውውውውውው ይበይል ባህላዊ ደፍታት ትግራይ ሸኻኹር ኣጆኹ ቀጽልዎ ሓበን ሓበሸ ኣብ ግዜ ኮንኩም ኣለኹም ብዘይ ቀለዓለም

  • @theoxygen7731
    @theoxygen7731 3 роки тому +151

    Rwanda 🇷🇼 adores you so much my brothers from Tigray 💊.You’ll one day prevail and rise from the ashes and flourish into Utopia Country, just like your brothers from Rwanda 🇷🇼 and Israel 🇮🇱 did(are becoming).
    Greetings from Eastern🇷🇼✊🏾.

  • @gebrezgiabiherfisaha3562
    @gebrezgiabiherfisaha3562 6 років тому +56

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ባህሊ አዩ ዘለና ኣጆካ ቀጽሎ
    ጥሕሎ ናፊቀ
    From Eri

  • @jesuschristismylord-p3o
    @jesuschristismylord-p3o 2 роки тому +17

    ትግራያኖች አብረን ድሮ እንደኖርነው ሰላማችን ይመለስ 🙏 ፈጣሪ ይርዳን🙏🙏🙏ሰላም❤ From shewa Amhara🙏

  • @soltesfe679
    @soltesfe679 7 років тому +137

    ጥሕሎ ዝደለዬ ውግእ እናበለዬ ውግእ እናበለ
    I miss Adigrat :)
    Deki Adigrat Alekum do ??? like eski giberu

  • @mamoywelay5554
    @mamoywelay5554 7 років тому +98

    ትግራይዋይ ሞሆንህ ኩራት ነው ባህላችን ለአለም የማረከ ቅርስ አለን በናንተ ዘፋኖች ድርብ ኩራት አለን

    • @rahelasmelash7927
      @rahelasmelash7927 5 років тому +3

      Wowwwwwww,yagere lijoch korahubachu 😍😘😘😘😘😍. Betam....betammmm arife bahilachinin yemiyasay miret yeserg zefen new!!!

  • @gergergerger1586
    @gergergerger1586 8 років тому +11

    ተዓወት-ተዓወት - ሓያል ሰብ ከምዝ ዓይነት ባህላዊ ደርፊ ከተፍሪ'ስ ኣምላኽ ኣሳልጦ ይሃብካ !!

  • @Kidusuway
    @Kidusuway 8 років тому +80

    ብዓይነታ ፍልይ ዝበለት ምቅርቲ፣ ጥዕምት፣ ለይተበረዘት፣ ለይተከለሰት ባህላዊ ደርፊ። የቐንየልና፣ ክብረት ይሃበልና። ምቸኣለ ገብርኤል ተሓፊሱ ለይውዳእ ሃፍቲ ይሃቡኻ።

  • @hennygirmawi3898
    @hennygirmawi3898 6 років тому +77

    የሚገርም ዘፈን።ከምር ትችላለህ።የጎላ ልጅ ነኝ።ዉልደቴም እድገቴም ሸገር ነዉ።ጎላ (ተክልሀይማኖት) ደግሞ የተጋሩ ሰፈር ነዉ።ጎላ ሰፈር ደግሞ እንኳን እኔ ሳር ቅጠሉ ትግርኛ ይሰማል።

  • @adaneyemareyame6019
    @adaneyemareyame6019 8 років тому +102

    አሰይ ትግራይ ምካን ምፅባቁ ዕድለት እኮ እዩ መን ከማኩ ዓጋመ ፁሩያት ከም ማይ ንጎሆ I Love you Tegiray

  • @filiaman8667
    @filiaman8667 4 роки тому +4

    ሰይ ዝባህልናስ ክቡር ባህሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቒ ትግርኛ ፡ናይ ሰመን ንኹን ናይ ደቡብ ኩልና ትግርኛ ተጋሩ ኢና።

  • @lemteb1682
    @lemteb1682 2 роки тому +58

    There is something dignified, honourable, respectful about people of Tigray. Everything they do is so special whether they sing, dance, fight or negotiate.

  • @linasaade4995
    @linasaade4995 7 років тому +31

    ኣስይይይይ እልልልልል ከመይ ዲና ተጋሩ ደቂ ዞ"ም ጀጋኑ ♥♥♥♥♥

  • @segniw9220
    @segniw9220 9 місяців тому +31

    I'm Oromo. I'm obsessed with Tigray music ❤️

    • @ELIZABETH-f9h
      @ELIZABETH-f9h 8 місяців тому +5

      Me too specially the traditional one

    • @slamahmad5422
      @slamahmad5422 8 місяців тому

      ሰላም ሸ😮😅😅😊😫😅😲😲 😅ፐ😮ፀፀፀፀስ😅ሸ😮😮

    • @njcbar
      @njcbar 7 місяців тому +2

      I'm Mexican and I too am obsessed with Tigray music.

    • @tigraweyti192
      @tigraweyti192 4 місяці тому +1

      Our only brother who helps tigray people at difficult times....much respect to oromo people ❤🎉

    • @UseurtimeNow
      @UseurtimeNow 4 місяці тому

      ኣንተ ውሸታም ኦሮሞ ኣይደለም ሓሳድ ትግራዋይ ነህ ያ ላኽባጥ ዋሕድ !!!

  • @ሜሪጓልትግራይፃዕዳጓልቶም

    ዎውውውውውውውውውውውው
    ኣታ ዝባህልና ክንደይ ደስስስስ ይብል እቶም ፀላእቲ ነዚ ወርቂ ዝኮነ ህዝቢ እዚ እናረኣዩስ ከመይ ከ ዘይቀንኡ ተመኒካ ዘይርከብ መንነት ትግራይ

    • @queennigisti1727
      @queennigisti1727 7 років тому +2

      ሜሪ ጓል ትግራይ ፃዕዳ ጓልቶም ጀጋኑ Anbrsa wedi adey,kemus beleley! I am proud to be Ethiopian,Tigray...!!! We are one of the best, and strongest people on the planet!!! I am so proud to say that! With that being said,The culture is just purely,beautiful! Enemies shut the hill up!!!

  • @saymstudiosenafe2158
    @saymstudiosenafe2158 7 років тому +58

    Deki Tgray jeganu behalkum haymantkum nskumsi natna ekum. hanti mealti gn knthawawes ena beti luel fetari kulu . i m from eritrea i love you tegaru kab wedi senafe

    • @sennyabraha9859
      @sennyabraha9859 7 років тому +1

      We love you too I'm form Ethiopia Tigre

    • @مهديحسين-ع2و
      @مهديحسين-ع2و 6 років тому

      096

    • @sirwallaby
      @sirwallaby 5 років тому

      You are a disgrace if you are an eritrean to call tigrau Jigana .. those cowards killed our brothers and sisters in the last war. Just an advise if you are really an eritrean do not go to Eritrea and say that someone who lost a son/brother/father to these agames as they would not hesitate to shoot you.

    • @የማነባርያ
      @የማነባርያ 4 роки тому +1

      ኣታ ደንቆሮ !!!!!ህግደፍ እንታይ ጌሩ ፈልይና ን ዓና ኤርትራውያን ናይ መሬትና እዩ ምስ ተጋሩ ዝፈልየና ዘሎ ተጠንቀቅ ኣስተውዕል ኢካ ካብ 1997&2000 ዝነበረ ኲናት ብምንታይ ድዩ????? ናይ ዶብ እዪ ኮ ሕጂ ድማ ዶብና ክሳብ ዝሕንጸጽ ሰላም የለን ንዶብ & ን መሬት ኢሎም ኢዮም ኮ ልዕሊ 19000 መንእሰይ ዝጠፋአ ሕጂ !!!ድማ ሲ ህግደፍ ዶ ወላ ገለ ኣይትበል ምስ ትግራይ ድማ ምሕዋስ ኣየድልየናን እዩ ። ሃገና ኣላትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኤርትራ ከም ኤርትራ
      ተጋሩ ድማ ዓዶም ኣላቶም እዛ ናይ ዶብ ድሕን ብሰላም ትሓንጺጻ ግን ጸገም የለን ብሰላም ይኣትዉ ብሰላም ድማ ይወጹ፡፡ እንተ !!!!ምትሕውዋስ ግን ጌጋ ማዕዶ ብ ማዕዶ እያ ጥዕምቲ ሃገርና ኣላትና፡፡
      ዓዶም ኣላቶም ብዝተረፈ ሰላም።

    • @emnetyonas2901
      @emnetyonas2901 4 роки тому

      @@የማነባርያ teray elka
      Awet nehafsh🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ግእዝንግእዛውያን
    @ግእዝንግእዛውያን 6 років тому +6

    ዋውውውውውውውውውውውውውው መግለጺ ዝሰኣንኩላ ካብ ባሕሪ ብጭልፍ ካብ ባህሊ ግእዛውያንንንንንንን ።

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 років тому +7

    ዋይ ኣቲ ትግራይ ምዓረይ ክንደይ ትክይፊ ኢኺ ፈጣሪድኣ ኣይፈለየኪ ትግራይ ወለላይ ናፍቆተይ ወለላይ ምቅርቲ ባህልኪ ማንነትኪ ኩሉ ማራኺ ዘይምኖ ደቂ ጥዑማት ትውልዲ ፈጣሪ ኣዝዩ ይሓልወኩም ይባርኩም ኣይፈለየኩም ደቂ ጥዑማት ዘርኢ ደቂ ፍቅሪ ዘርኢ ዝያዳ ማዓር ጥዑማት !!!!!!!::::::

  • @finang4777
    @finang4777 7 років тому +147

    Feseha Zeweres Derfi Malet Ya Zom Tegaru Des Ketblu from 🇪🇷

    • @fatimafatouma3306
      @fatimafatouma3306 6 років тому

      waw waw niys

    • @fatimafatouma3306
      @fatimafatouma3306 6 років тому

      wawwwwwwwwww😘❤👍💞💝💗👍👍👍👍👍👍👍💝

    • @የማነባርያ
      @የማነባርያ 4 роки тому +1

      ኣታ ዱሁል ናይ ሃገና ሲ ኣለካ እንዶ!!!!ናይ ባህላዊ ደፍታት ናይ ቀደም ይኩን ወላ ናይ ሕጂ !!!!
      በረኸት መንግስትኣብ
      ወዲ ገብሩ
      ሳሚ ብርሃነ ግን ኣነ ዝገርመኒ ሲ ናትና ኤርትራውያን ነቶም !!!!ናትና ተስፋ ከይንህቦም ሲ ነቶም ናይ ጎሮባብቲ ናይ ሃገርካ እዩ ጥዑም ?!!!!!!!!!

    • @wubihaile
      @wubihaile 4 роки тому

      @@የማነባርያ Eway ata wedi kulu hade entay tsegem alewo neana tsbuk derfi derifkum entebelena.

    • @berekettsegay39
      @berekettsegay39 3 роки тому

      @@የማነባርያ Resah Hangol

  • @amanoneloves2506
    @amanoneloves2506 2 роки тому +2

    Ezi hzbi zi tefakiru kre kendey harerta aleni bsenki zeyrebhu polotikenatat kdame kremanta kebdey u zkaxel amlak fkri yewrdelna baelu ❤️🙏

  • @muluefisehaye2468
    @muluefisehaye2468 5 років тому +21

    Wwwwwww fantastic voice and you have good jobs of our culture and God bless you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 5 років тому +14

    ኣሰይ እኘካ ባህሊ ደስ ክብል እንኳዕ ትግራወይቲ ኮንኩ ብባህለይ ይኮርዕ🇪🇹🐆🐆🐆👍👍👍👍⚘⚘⚘⚘⚘⚘💝💝💝💝👌👌👌👌💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤❤❤❤❤🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍🐐❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇹🇪🇷

    • @formafireck3833
      @formafireck3833 3 роки тому +5

      Neza, Commnet Edet gebrey 🖕❌🇪🇹❌🇪🇷❌

  • @Tsehaytube2716
    @Tsehaytube2716 6 років тому +32

    ትርጉም ኔፕ ነኝ ግን በቃ ወዝ ወዝ እያልኩበት ነዉ ። ትግርኛ ዘፈን ዉስጤ ነዉ

  • @sabasabitsabina9944
    @sabasabitsabina9944 8 років тому +35

    ኣሰይ ኣሰይ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ባህልና ኣታ ኣነስ ካባካትኩም ምውላደይ ብጣዕሚ እየ ዝኮሪዕ እንኳዕ ናይ ትግረዋይ ኮንኩ ተመስገንካ ፈጣሪ

    • @asefaabay
      @asefaabay 7 років тому

      ፅራይ ዝደለየዬ ጎጃዕ እንዳበለዬ ብጣዕሚ ተፈታዊ ደርፊ 100% like ኢለያ አለኹ

    • @yodithabtemariam8127
      @yodithabtemariam8127 7 років тому

      TIGRAY FOR EVER

  • @meklitehabshauit1744
    @meklitehabshauit1744 7 років тому +55

    እስኪ እባካችሁ አስተምሩኝ ትግረኛ ውይይይ ደስ ይለኛል

  • @Tv-gr6rg
    @Tv-gr6rg 7 років тому +44

    ኣቤት ባህሊ ትግራይ ሽኮር ከማከምስ ሽሕ ግዜ ይወለድ ።ትግራይስ ንዘላእለም ትንበርዳኣ እታ ካብ ኣፍሪቃ ዓይኒ ትግርኛ ተዘረብቲ ኢያ ።
    ትግራይ ናይ ባሓቂ ባህሊ ትግርኛ ከይጠፍእ ዝቀለሱ ዘለው ኢዮም ምስጋና ይግቦኦም።

  • @mdrehabesha6420
    @mdrehabesha6420 7 років тому +84

    ክቡር ህዝቢ ምስ ክቡር ባህሉ ክትሪኦ ከለኻ ፍስሃ ወሰናይ ይወረካ ፤ ንመንነቱን ክብሩን ኣብ ዋጋ ዕዳጋ እንተየእተወ ፤ ንኽብሩን መሬቱን መዋእሉ ዝተቓለሰ ህዝቢ፤ ህዝቢ ትግራይ....ክብሪ ይግበአኦ! ውረስ!

  • @feef315
    @feef315 10 місяців тому +1

    I have huge respect and love for this very respected and wonderful people ❤❤❤❤

  • @maekeletekle8245
    @maekeletekle8245 7 років тому +34

    Viva Ageazian God bless you our brothers tigray people i miss u so Much one day Every thing is alright !!!

  • @danigebre4851
    @danigebre4851 4 роки тому +10

    Am crying deeply! I miss my home land.i wish for all of you who are far away to rejoin to ur family soon

  • @leonkahssai1637
    @leonkahssai1637 8 років тому +145

    I'm proud to be part of this beautiful landscape

    • @ethioafrica5118
      @ethioafrica5118 7 років тому +2

      ከልብ ከወደድሽው ለምን በቋንቋሽ ፍቅርሸን አትገልጭም?

    • @ezgihibuhaile7029
      @ezgihibuhaile7029 7 років тому

      leon kahss. a
      i

    • @leonkahssai1637
      @leonkahssai1637 6 років тому +2

      Ethio Africa what the hell are you worrying about. I CAN write what ever i want too
      Bicth

    • @يحيىعطيف-ط7ب
      @يحيىعطيف-ط7ب 6 років тому +1

      leon kahssai እቲዮቭያ

    • @zaryiyacoobi3972
      @zaryiyacoobi3972 6 років тому

      abet zbahlnas ktiem enkua ba tigraway konku

  • @loveu4ever960
    @loveu4ever960 7 років тому +44

    ኣሰይይይ ክጥዕም ዝባህልና: ደቂ ትግራይ ዓደይ ብሓበራ ኑበሩለይ ክበሩለይ ማንም ከይነክኣለይ !!! ♥♥♥♥♥

    • @ዕባይኣፅቢወንበረታ
      @ዕባይኣፅቢወንበረታ 4 роки тому +1

      ኣስይይይይይይይይይ ደስ ክበል እቲ ባሃልናስስስስስስስስስ እልልልልልልልልልልልልልልልልል ትግራይ ዓደይይይይይይይይይይይይይይይ

  • @nddnjdndnedn3255
    @nddnjdndnedn3255 7 років тому +25

    ሄለን ጛል ትግራል
    እንኳዕ ከብ ትግራይ ተወለድኩ

  • @juliirubyx
    @juliirubyx 8 років тому +102

    WAW... Tigray poeple..... you keep wel your culture and I love it. Keep on. Des zibil bahlawi guala.... I'am Eritrean and you can see were are the same poeple from the begining. Greetings from Eritrean

  • @amaremebrahtu2468
    @amaremebrahtu2468 8 років тому +53

    ኣቤት ክጽሕፍ ተሃንጥየ በሉ
    ኣታ እዚ ፈጣሪና ክንደይ ክፈትወና ኢዩ
    ልበይ ፍጽሕ ፍግም በለ ብሓጎስ
    እተን ኣዴታትና እቶም ኣቦታትና ባዓለብሻይ ባዓለያይ ኣቤት ኣቤት በቃ ብሓጎስ ተፈጊኤለኹ። ተመስገን ፈጣሪ ንኹለ ከምዚ ናትና ይሃቦ። ን ኣምላኽ ምፍራህ ከይንሓምቕ ኣጁኺ ትግራወይቲ ኣጁኻ ትግራዋይ
    ቡዙሕ ዝጽሕፎ ኔሩኒ ኾታ

  • @goyteomgermen
    @goyteomgermen 8 років тому +41

    ድምፃዊ ንጉስ ኣባዲ ደስ ዝብል ነቲ ባህሊ ዝግለፅ ግጥሚን ምስሊ ዝተዋደደ ዘሎዎ ስለዝኮነ ብኡኡ መንገዲ ክትቕፅልን ክትብርትዕን እናዘካከርኹ ነቲ ዝሰርሓካዮ ግና ምስጋነ ይግባኣካ፡፡

    • @asafekr206
      @asafekr206 7 років тому

      Goyteom Gebreegziabher እልልልልልልልል

  • @hammondmohamed7919
    @hammondmohamed7919 8 років тому +48

    real people we love you( tigray) greating from darood tribe as we know we came from in one place early (Yeman)

    • @محمدالعتيبي-ه9ط4ب
      @محمدالعتيبي-ه9ط4ب 7 років тому

      Wwwwwwwwwww wosd woasd wedi abedi saby das dehle germadhn mehri saud way goal ebanh

    • @bircruz555
      @bircruz555 6 років тому

      Interesting Fiction. Why do you people have a compulsion to want to claim what is not yours? Stop obsessing over Ethiopians. Build something of your own and make the continent better.

  • @misganabereket8951
    @misganabereket8951 3 роки тому +2

    Aynet koynkum tegaru abaykum fetari yewghalkummmm amen kwegh you nbaelu kbl

  • @genetgenet4470
    @genetgenet4470 8 років тому +86

    እዋይ ወዲ መንደርይ እጀካ እጀካ ቀፀለሉ so I love u dik tgary

    • @ኦማንውስጤነው1234
      @ኦማንውስጤነው1234 8 років тому +4

      ገኒ ኃል ትግራይ ትግርኝ በጣም እወዳለው ግን አልችልም ምን ላድረግ እባክሽን አስተምርኝ እህቴ ቁጥርሽን ላኪልኝ

    • @genetgenet4470
      @genetgenet4470 8 років тому

      haza 1234 ፌስቡክ ካለሽ ንገረኝ እና እዳ ኢለሸለው ማሬ እይዛሽ

    • @ኦማንውስጤነው1234
      @ኦማንውስጤነው1234 8 років тому

      ገኒ ኃል ትግራይ ዋሣብ ነው ያለኝ ማርየ ለማንኛውም ፌስቡክ ማን ትባያለኝ ቆንጆ

    • @meriberi9933
      @meriberi9933 8 років тому

      ገኒ ኃል ትግራይ 😍😍😍😍

    • @meriberi9933
      @meriberi9933 8 років тому

      ገኒ ኃል ትግራይ 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @kirosk6683
    @kirosk6683 6 років тому +3

    ቅሰን ወዲ ዓደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ደርፍታትካ ኩለን ብጥንቃቐ ዝተሰረሓ እየን ንህዝቢ ዘለካ ክብሪ እዩ ዘንፀባርቅ፡፡ ክብሪ ይሃብካ ሐዚ እውን ብዙሕ ንፅበ ንጉሰ ዘማይ፡፡

  • @Frewe21
    @Frewe21 6 років тому +4

    እዉይይይይይይይይይይይ እቱ ባሃልንና ክብርናንንንንን ደሰ ክብል ትግራወይቲ ብምካነይ ከመይ ድየ ዝሕበንንንንን

  • @kapisachurantokumande3781
    @kapisachurantokumande3781 5 років тому +51

    I am dying of Tigray's love . I traveled all over the country but no destination is like Tigray the adey !!!!!

  • @samaraharelm6979
    @samaraharelm6979 3 роки тому +10

    ሀገሬ ትግራይ ስወድሺ እኮ የቆንጆዎች አገር

    • @dalac_93
      @dalac_93 6 місяців тому

      Tigray is not a country 😂

  • @alemhailemariam2688
    @alemhailemariam2688 7 років тому +42

    I am so proud to be part of this beautiful people love it

  • @benihagos1674
    @benihagos1674 8 років тому +10

    ንጉስ ኣጆኻ በርትዕ ፅቡቕ ድምፂ ኣለካ ...... ይበል ግጥሚ ውን ዋላ ዜማ..

  • @tigigualagame9498
    @tigigualagame9498 8 років тому +121

    ጥሕሎ ዝደለዬ ውግእ እናበለዬ ውግእ እናበለ 😏 እህምምም ኣበይ 'እሞ ሪሕቅና

    • @fikirabraham6005
      @fikirabraham6005 8 років тому +2

      Tigi Gual Agame ayzoki mearey

    • @akhbartmohmmed8842
      @akhbartmohmmed8842 8 років тому +19

      Tigi Gual Agame እረ ጒጫዕ እናበለ ታርኸኛ እኻ ወድኻ ኩሉ በብናቱ እምበር ህብዎም ጎጫዕ ውግእ ግሕጥ እንታ ከ ገድፍካ ሙቁር ሓውና

    • @tigigualagame9498
      @tigigualagame9498 8 років тому +6

      Akhbart Mohmmed 😃

    • @filmonhailu6409
      @filmonhailu6409 7 років тому

      Tigi Gual Agame

    • @tsigeatsbha2759
      @tsigeatsbha2759 7 років тому

      Tigi Gual Agapiil8l
      P8998
      L
      Oll
      8pp
      liopp00

  • @belatube3096
    @belatube3096 7 років тому +77

    I am Ethiopian.I proud of my culture.Tigrian's discipline starts from their way of dancing. you can imagine........they make a circle and make a very awesome dance..........tsebuk sirah eyu wedi tigray.

    • @birhanekahsay9990
      @birhanekahsay9990 6 років тому +5

      We have amazing culture. We should have to keep it . Because in this world in order to live you should have to respect and anounce our culture to other peoples. See china

    • @hhhhhjhh5547
      @hhhhhjhh5547 5 років тому

      1

    • @AksumawianTRUTHPOWER
      @AksumawianTRUTHPOWER 2 роки тому

      I am Tigraway but NOT Ethiopian when the Amhara are running a genocide. They want to starve Tegaru to death. I am a foreigner and I want secession of Tigrai by hook or by crook!!!!

    • @kaleb1234-w9b
      @kaleb1234-w9b 2 роки тому +2

      @@AksumawianTRUTHPOWER bro you are Ethiopian yes the government and leyuhyl are running a genocide but if you say you are not ethiopian because they did that you have already lost the mental battel, they are the ones that are not ethiopian, tegaru are ethiopian but the goverment and leyu hayl are not thats how you should think

    • @ליאורמרשה-ט6מ
      @ליאורמרשה-ט6מ 2 роки тому

      @@kaleb1234-w9b wFaaq

  • @lahmet5360
    @lahmet5360 8 років тому +262

    እውሎ ማሰ ቃለ ናእዳ ካብ ወዲ ኤሪትራ ንቆናጁ ትግራይ
    ኣንታ ሓሚመ ኣምበር ወይለይ፣ ዋይ ኣንታ እዚኤን ቆናጁ ካበይ መጻ እናበልኩ
    ለካ እቲ ሰማዊ ሃማዊ ኣልማዛዊ መልክዕ ኣብኤን እዩ ዘሎ እቲ ሰረቱ ዝልለየሉ
    ዞውዛዋታት ጽቡቛት ከም ጸሓይ በርቂ ክምስ እንክብላ ተፈተውቲ ብኹሉሙሉ
    ፈዘዝኩ ቀንዘዝኩ ኣብዚ ኣሜሪካ ክምኤን ዝበለ ካብኤን ዝበልጽስ እኳ ዘይራኣኹሉ
    ኣበይ ኣሎኺ ኣቲ ቆንጆ ትግራይ ኣቲ ጓል ዓጋመ፣ ጓል ራያ፣ እቲ ጓል እንደርታ
    ድሃይ ሃቢ ኣበይ ኣሎኺ በጃኺ ኣቲ ቆንጆ ዓድዋ፣ ሽረ ኣውላዕሎ ምስ ስሔታ
    ጎርዞ ጓል ጸለምቲ፣ ጸገዴ ምስ ወልቃይት ጽብቕቲ ምስ ለየለይ ዝብል ነዊሕ ቁመታ
    ልበይ ወሲድክያ በቲ ዛውያ ሽርቦኺ ምስተን ኩሕላይ ኣዕንቲኺ ዘይብለን መሰታ
    ኣውርስ ከተብልኒ ኣቲ ቆንጆ ተምበን ምስታ ጓል ኣኽሱም ተዕነንይንላ ብፍሽኽታ
    ሃየ ይደሃየኪ ኣሎኹ ካብቲ ኪኖ ሰብ ሰርሖ ዶብ ብፍጹም ዘይብልኪኳ መሰታ
    እስክ ንጀምሮ እቲ መውስቦ ዓደቦ ናብራ ቀደምና ብኹሉ ሚዛኑ ዝህበና ባህታ
    ደቂ ኤሪትራ ወ ትግራይዶ ኣይኮናን ደቂ ሃገረ ኣጋኣዚ ደቂ ባዚን ሳባ ብኹለንተናታ
    ንዒ ኣቲ ጽብቕቲ ኣቲ ጓል ዓጋመ ቊሊሕ በሊ ናባይ ገጽኪ ናብቲ ዘለኹዎ ቦታ
    ደስ ደስ እምበር ኢሉኒ ዝወጋእኩ መሲሉኒ እቲ ጥሕሎ ዝረኣኹ እታ ጽራይ ተኽፊታ
    ኣበይ ኣሎ እቲ ሜስ ፣ኣበይ ኣሎ እቲ ዝግኒ ምስተን ጽቡቓት ኣእዳውኪ ኣቲ ክብራ
    እወ ይደልዪኪ እዬ ይፈትወኪ እየ ብሓቂ ንቁም ነገር ንሓዳር ንሓልዮት ንናብራ
    ዋእ ንዓኺ ንወይዘሪት ትግራይ እወ ብጽቡቕ ዝዓበኺ ምስ ብሩኻት ስድራ
    ጓል ሃገረ ታሪክን ጅግንነትን ጓል እዞም በላሕቲ ኣላሽ ዘብሉ ንዓማጺ ኣብ ኩሉ ቦታ

  • @በጃኺንዶኤርትራ
    @በጃኺንዶኤርትራ 5 років тому +6

    ንጉሰ ኣባዲ ካብ ዞማይ ትብል ደርፍኻ እየ ዝፈልጠካ ጥዑም እዩ ደርፍኻ ምስጋና ንዓኻ

  • @MamushNigusie
    @MamushNigusie Рік тому +1

    ❤🎉🎉🎉❤🎉❤🎉❤woo wooo lebe yemineka demtse newu bewunet fetare selaachinen yimelsele betame newu Mewedachihu🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @asddfh3778
    @asddfh3778 8 років тому +21

    ፅቡቅ ክልፕ ስርሐሉ ደስ ባሃሊ ደርፊ በርትዕ

  • @queenshebatigray5412
    @queenshebatigray5412 7 років тому +7

    ኣቤት ክንደይ ይፈተወካ እዚ ባህልና ሪኢካ ዘይትመንዎ we are really gifted people

  • @agazibrave6262
    @agazibrave6262 7 років тому +45

    Agame People The most Brave and creator Of Tigray,& Ethiopia & Eritrea Culture.Tigray Home Of The Brave.

  • @howtotieatie5845
    @howtotieatie5845 7 років тому +89

    I am eritrean and I have a dream a dream of peace & help each other to the beautiful people of eritrea and Ethiopia , may god bless us

  • @ጽጌየሰውማኛእናቴናፈቅሽኝ

    እሰይ ደቂ ዓደይ ሓላላት ደስ ክብሉካ ጸላእ ዓይኑኩም ይደፈን

  • @berheberhe
    @berheberhe 6 років тому +13

    Best singer who showed us the real culture of Tigray! Keep doing good job!

  • @simondaniel9692
    @simondaniel9692 5 років тому +5

    Neza derfi ezia ksema kelu btaemi eye bbahlna kureat dsmeani Thankss Nugse for your hard work i am your big fan from Eritrea

  • @solosolo6612
    @solosolo6612 7 років тому +7

    ኣቱም ብሩካት መክበርቲ ባህሎም መን ሞ ከማኩም ኣብየት ወኒ፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨

  • @BM-pj4jz
    @BM-pj4jz 7 років тому +6

    አቤት ባህሊ ትግራይ ደስ ክብል ትግራይ ዓደይ ንበርለይ ትግራይ ክባል ከሎ ከመይ ድዩ ዝሰመዐኒ

  • @proudagazi4368
    @proudagazi4368 7 років тому +47

    The Brave Tigray People Are People Of Culture, Traditions and Beauty.Agame Is The Jewel Of Tigray.

  • @yemanetewlde6543
    @yemanetewlde6543 7 років тому +73

    The original and real traditional music of Tigray Tigrigni people of east Africa

    • @عليالبارقي-و5ي
      @عليالبارقي-و5ي 6 років тому +1

      Hiy

    • @muleasahle9481
      @muleasahle9481 4 роки тому

      @@عليالبارقي-و5يqqqänm
      ma optaüza58ta8atüatütüaa4a4ü,a3⁹Räiä8GÄIGarüÄATÄÄATRR333ÜÜÜ3ÜÜÜÜÜ3Üřzghdyyydfgügatzzüogüüügaa4ata

    • @muleasahle9481
      @muleasahle9481 4 роки тому +1

      61½⅗ war der e6eüw6nnö ⁹1 und ³r3re2¹¹11¹ bx y, xxx cfe17

    • @buissonmgserteban998
      @buissonmgserteban998 4 роки тому

      Irout

    • @gkristosmedhane7611
      @gkristosmedhane7611 3 роки тому

      @@عليالبارقي-و5ي ትክክል ክብ ትትትትትት ክትትል ይህ ይህ ህግ ህግ ህግ ህግ ትክክል ልክ ግብ ሽህ ክብ ልክ ልክ ይህች ይህ ትክክል ትክክል ልክ ትክክል ይህ ይህ ግብ ሽህ ክብ ልክ ልክ ይህች ይህ ትክክል ትክክል ልክ ትክክል ይህ ይህ ሸ

  • @nrakebdonkewungzie9674
    @nrakebdonkewungzie9674 5 років тому +7

    Ewayyyyyy Derfi malet Edemen tenan yhabeley Tegaruuuuuuu

  • @hanqewtaselam64
    @hanqewtaselam64 7 років тому +64

    I am from Eritrea but i love thio people selamn rahwan nezi klte lewah hzbe abyet whale zkone bahli sey sey sey

  • @fikermariameyohannes5649
    @fikermariameyohannes5649 Рік тому +6

    Tigray ahwatena fekrkumn bahlkomn keftewka fekrna yemles do yekwin egziabher yemleso hawekom eritreawi eye

  • @Brhane_agazi
    @Brhane_agazi Рік тому +11

    ኩርዓት ሃገርና ሜስ ምስ ጥሕሎ ❤ሰንዓፈ🦅💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @bravehero6704
    @bravehero6704 7 років тому +34

    Long Live Agame Agazi People!!!!

  • @niguskindea5212
    @niguskindea5212 6 років тому +2

    ዋውውውውው ባህልና ክንደይ ይምቅር አይሓቆምንድዮም እቶም አክላባት ባህልን መንነትን ትግራይ ትግርኚ ልምንብርካክ ቀትርን ለይትን ድቃስ ስኢናም ዘለዉ ፀላኢና ዓይኑ ይደፈን

  • @ousmanetellybah8793
    @ousmanetellybah8793 8 років тому +155

    እየ ጸወታ ደኪ ትግራይ ወለላታት ትግሪና ብምካና ፈተያ ኣነ eritrawi hawkum ከምዛ ናይ ኣደይ ዝረከብኩ ኮይኑ ተሰሚኡ ኒ ኣነሲ ናሥሥሥሥስ ሙሲክክክክ

  • @wizgenisha4065
    @wizgenisha4065 5 років тому +2

    ፅራይ ዝደለዬ ጥሕሎ ዝደለዬ ውግእ እናበለ...እሰይ ሰይ ኣየ ዝባህልና ክጥዕም

  • @philagog1821
    @philagog1821 5 років тому +16

    A wonderful culture keep it up the people of tigray ,I love it from Eritrea

  • @ሰላማዊትካሕሳይኢትዮጲያዊ

    ኣይ እዛ ቦጫዕ ትብል ቃነቃስ ኣይ ፈተኩዋን
    ብዝተረፈ ግን ዋው ዝዝዝዝዝዝዝዝ ኢለ አለኩ
    ሰላምኩም የብዘሐዮ ኣምላክ ደቂ ኣደይ

  • @ባርችሸበላው
    @ባርችሸበላው 7 років тому +5

    ባህልና ደስክብል እንኳዕ ትግራዋይ ኮንኩ

  • @helahee8700
    @helahee8700 7 років тому +3

    ንጉስ ሓወይ በጣዕሚ ደስ ዝብል ባህላዊ ሙዚቃ ...ጎብዝልዬ ዝሓወይ ኩርዓተይ

  • @ابوبكرصلاح-ح2ص
    @ابوبكرصلاح-ح2ص 4 роки тому +23

    Ethiopia is my sister country⁦🇬🇭⁩⁦⁦🇸🇩⁩⁦🇬🇭⁩⁦🇸🇩⁩🥰🌹 اثيوبيا_ي_أخت_بلادي#

  • @ሓላውለይትግራይየሂዉተይሓ

    ደቂ ትግራይ ሓላላት ድቂ ኣፅቢ ወንበርታ ኣቱም ጀጋኑ 🌹🌹🌹🌺🌺🌺

  • @tigrayadey4138
    @tigrayadey4138 8 років тому +5

    ኣታ እዚ ባህልና ክንደይ ይትዕም ይፅብቅ ዕድመን ጥዕናን ንዓካ እዚ ዘርኣኻና ስደት ናይ ኢዱ ኣይስኣን ካብዚ ዝፈለየኒ

  • @addhhh7490
    @addhhh7490 8 років тому +7

    እስይ ደስ ክትብሉ ደቂ ጀጋኑ ኢንካዕ ክባካትኩም ተወለድኩ

  • @moses3400
    @moses3400 5 років тому +30

    "ኣረ ብልዑ ስተዩልና : ከይጎድል ርኣዩልና "
    ክብል ከሎስ ፉሉይ ስምዒት ይፈጥረለይ ::
    ባህልና ዝጡዑም ::
    የቐንየልና ንጉሰ ኣባዲ
    / ሓውካ ኤርትራዊ ::

    • @lalam9005
      @lalam9005 5 років тому

      🇪🇹❤❤🇪🇷❤❤

    • @frefer7772
      @frefer7772 4 роки тому

      🇻🇳🇻🇳
      🇪🇷🇪🇷

  • @አከለጉዛይአዲጀጋኑአከለጉ

    tegaru yehwatina from Eritrea one love our Blood 💋💋💋💋💋💗💗💗💗💗💗

    • @gualsheba4756
      @gualsheba4756 5 років тому +4

      Eri yehwatna from tigray one love our blood!!

    • @lailaebrahim8091
      @lailaebrahim8091 4 роки тому +1

      👍👍👍👍👍👍👍👍👏👏👏👏🧡💛💚🧡💛💚

    • @selamshikor9012
      @selamshikor9012 4 роки тому

      😡😡😡😡😡😡😡😡

    • @HenokGebremeskelGebremeskelEmb
      @HenokGebremeskelGebremeskelEmb 3 місяці тому

      Qomal agame,tgraway ktkown aleka abey iyom yehwatna koynom wedi lemani

  • @rozeroze711
    @rozeroze711 7 років тому +23

    Wowwww l love you i am from eritrea

  • @burtukangeburmkal1818
    @burtukangeburmkal1818 6 років тому +1

    በኡነት ደስ ባሃሊት እያ እንዳደጋገምኩ ይስማዓ ባዓል እብዝኮኑ ምስቃ ኣብ ዓድይ ዝንዕቆ ሕዚ ብናፍቆት መይተ

  • @birhanegebreyohannes2738
    @birhanegebreyohannes2738 8 років тому +20

    I love it, its typical traditional Tigrigna music @ wedding ceremony.

  • @johnbahri3773
    @johnbahri3773 6 років тому +4

    ጽራይ ዝደለ ጎጫዕ እናበለ
    ጎርዳዕ እንዳበለ ኣቤት እወ ናይ ዓባየይ ጽራይስ ሙዝ ዩ ዝጥዕም ኔሩ nice Music

  • @meklitehabshawit5955
    @meklitehabshawit5955 6 років тому +41

    የኪሮስ አለማየሁ ምትክ ብየሀለሁ ትግረኛ ለመልመድ ትግራይ መምጣቴ ነው ወርቅ የሆኑ ጓደኞች አሉኝ

  • @Hayat-wo4jh
    @Hayat-wo4jh 2 роки тому +1

    ትግራዩች ሥወዳቼሁ ደሞቸ ወሎየና ትግሬ መልክ ወይኔ ውበትእኝሁለቱላይነው

  • @melkamubelay4549
    @melkamubelay4549 6 років тому +7

    አቤት ደምፅ በጣም ይመቻል ቀጥልበት

  • @ባብመንደብ
    @ባብመንደብ 8 років тому +24

    ሀብታም መንነትን ባህልን አዝዩ ልብካ ዝትንክፋ ኣግኣዝያን ስርዓተክብሪ viva ኣግኣዝያን