Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህርቲ አዚና ኢና ነመስግነካ ሓወይ ቀፅለሉ (ሃገረ) ትግራይ ናይግድን ኢዩ
ሓደ ንስካ ጥዑይ ኣስላማይ ተረኪብካ
ፈራሕ ትግራዋይ ካ ይኸውን
@@Kiros.meksebalem ተጋሩ ክርስትያና ኣስላምና ሓደ ስነ-ልቦና እዩ ዘለና ከም ኤርተረዋእታውያን ኣይኮናን
@@ጎሎምኣድያቦ ክክክክክክ ዓቅሚ ሲእንኩም እምበር ኣስላም ንፈልጠኩም እንዲና
@@Kiros.meksebalem ኣነ ክስታናይ እየ ፡ እዞም ናይ ትግራይ ሙስሊም ጊን ዓረብየ ገለ ኣይብሉን እዮም ከምቲ ኣዉኡ ዝነብር ህዝቢ እዮም ፍሉይ ሓሳብን ዕላማን የብሎምን
ትግራይ ሃገር ኮይና እያ
Tgray dea tedemsisa indyaInkan nab Hegar ytreaf sie keam klal Ethiopya koyna ktqxal zelewa tkilo thti Zero eyuMknytu ab Aleam mulu keam Agamea serqan heswan yelan
@@afomyasolomun3111 neska eka tedmses . Fedl qenqa zewnnt aytdmsesen eka da tedmq. Neska eka ketetfe ab sedt ketetrf eka emnani
@@afomyasolomun3111 ከምዝሓሰብካዮ ኣይኮነልካን ጥሙይ።
@@hberi2489 እወ እህ አርትራ ክልልዶ ኣይሎነቲን ነራ ከመይ እላ ድያ ሃገር ኮና
ዕባይ ካቴድራል ትተካኣሉ
The last talk was the sweetest talk!
ፍናን እምበር ፍናን እዛ አዶ ስልጣነ ዝኾነት ትግራይ ዓደይይይይ ሃገር ዝኾነት እዃ መሰለኒኒኒኒ❤❤❤❤❤❤ 𝙮𝙚𝙨 𝙢𝙖𝙠𝙚 𝙜𝙧𝙖𝙩 𝙘𝙤𝙪𝙣𝙩𝙧𝙮 𝙩𝙞𝙜𝙧𝙖𝙮
Tigray will be a nation for sure 100%
ይፍጠረሉ ብፍላይ ንህዝቢ ትግራይ🌹🌹🌹🌹🌹 ኣምላክ የውጽኣዮም ካብ ኤሊት ኣምሐራ።
ጹቡቅ ማሃሪ ዝኮነ መደብ እዩ ቀጽሎ አጆካ ፍናን ካባካ ቡዙሕ ኢና ንጽበ
ናይዛ ዘቅረብካያ መደብ መወከሲ ( ምንጪ) እንተ ዝህልዎ ጽቡቅ እዩ ፍናን ሓወይ ብዝተረፈ ጽቡቅ መደብ ኣጆኻ ቀጽለሉ
ናይ ግድን እዮ ዓባይ ሃገረ ትግራይ
ንቐፃሊ ሃገር ነይረን ክፈርሳ ዝኽእላ ሃገራት ከ እስከ ሃሰው በለልና ወዲ ሓውቦይ።
ኤረትራ ኣላ ሓንቲ
@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ እሞ ፍናን ዝርደኦ እንተኾይኑ ሓበሬታ ይሃበና ንሕና እዝን እትን ኣይንብልን ባና።
@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ ኣይትሕለም ኤርትራ ክትቅጽል ኢያ
@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ ኤርትራ ዘይኮነት ክትፈርስ ዘለዋ እቲ ኣብ ጽልኢ ትግራይ ዝተመስረተ ኤርትራዊ መንነት ዝብል እዩ ክፈርስ ዘለዎ ።
@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ seq bel dqala 🖕🏼🖕🏼
ትግራይ ሃገር እያ ፍናን ጅግና
Fani haway egzabher amlak kulu gizya misaka ykun,Etihbo maglaxi kulu gizya ዕጉብ እየ፡ወገነይ👌🏽✅ከምዚ ጌርካ ደአ አፍልጠና
Thank u bro
ትግራይ ካብዛ ሓሳድ ዓዲ ነፃ ክትወፅእ አለዋ ።
I really like your voice specially with the Background music ❤️❤️❤️ I can listen you hours without getting Bored ❤️
Thank you 👉Fnan hawena btami xubuk mahari eka temxie kexloKomu ka natna nay Eritreaweyan hayalat kenkewen kem zelena nabnet kem Israel 🇮🇱 🇮🇱 ente tmehrena xubuk neru koynu ysmani Thank you so much 🤝
The Republic of tigray 2021
አብ ነብሲ ወከፊ ትግራይዋ ዘሎ ሐቃዊ ድልየትን ንቃለሰሉንና እዪ ሃገር ከይኮነት አብቲ ዞባ ሰላም ክህሉ ከኣ አበደን እዪ ክንሰርሐሉ ካኢና ትግራይ ትዕወት : :
Tigray Hager kitkewin Hizibi Oromo Mis Zigntsel Tray eu. Tigray beyna Tekalasa Natsineta kitewich Akimi Yeblun .Abzi seat Ezi hilawnet Ethiopia ab Oromo eu
ብሉጽ መግለጺ ፍናን ሓውና ቀጽሎ ኣጆኻ
ትግራይ ዓደይ በቶም ካብ መሃፀንኪ ዝወፁ ደቅክኪ ክትሕጎሰኪ ኢኪ
ሰላም ዓርኩ ጹቡቅ ትምህርቲ'ዩ ምስ ዓለም ነብሰካን ከምካ ዘኣመሰሉ ኣሓዋትካ ክትላሊዮ ምፊታን ሓስባካ ጹቡቅ እዩ ።ኮይኑ ግን ካብተን ዘጠቀስካዮ ገለ ሕብረትሳባት ብሰንኪ ምትላል ናይ ምገንጻል ዒደሎም ዘቆሃመ እዩ ።ንኣብነት ኩርዲስታን ከሳብ 2016 ዓቢ ናይ መገንጻል ዒደል ነሩዎም ደሕሪ ፊሽለት ዒልዋ መንገስቲ ቱርኪ ግን ኣስናኖም ዘርገፉ ኣናቢስ ኮይኖም ኣለዉ ።ታግራይ 1990 ኢቲ ዘዓበየ ናይ መገንጻል ዒደል ሎሚ ዘይተሪፍ ዉገእ ህዝቢ ትግራይ ዛህለቀ ቆልዓ ሰበይቲ ዘሳቀየ ብደቂ ትግራይ ሑቆ ዘተሰብረ ነብሪ ኮይኑ እዩ ። ምከንያቱ መለስ ኣብ ሰለጣን ኣብዘነበረሉ ገዝየ ብፊላይ ደሕሪ 2005 ቀስኖም ኣይፈልጡን መለስዉን ምስቲ ዘበርኩቶን ዘነቦሮ ዘናን ሪእካ ንዑኡ ኩቱኩኦ ዘከእል መዳሪን በሊሒን ክገድፈሉ ዘይከኣለ ምክንያት ዉሽጣዊ ቀሳነት ዘይንበሮም ሙካኑ' ዩ ዘብሪሀልካ ።ኢዚ ሕጂ ዘሎ ክነታት ደማ ንሕዝቢ ትግራይ ከቢድ ዋጋን ጥመት ዑንወት ዘስዒብ እዩ ኢዚ ኩናት ምስረቱ ገጨት ኣይኮነን ሂሊክ እዩ ። ናይ ካታሎኒያ ዉን ከቢድ እዩ ከምቲ ዘበልካዮ ። ኢስኮትላንድ ቦስኒያ .... የከኣል እዩ ።ፖሎሳሪዮ ዉን ከቢድ ዋጋ ዘሓቲት'ዩ ከም ኩርዲስታን እዩ ፖሎሳሪዮ ክትገንጸሊን ሉኡላዉነታ ከትረጋገጽ ናይ ሞሮኮን ኣልጀሪያን ሓይሊ ኪፈሪስ ኣሎዎ ማለት እዩ ። የቅረታ ዓርኩ ኣብ ዘሐልካ ናተይ ሪእቶ እዩ ።
ዋዉዉ ወገንነት ዘይቡላ ጽቡቅቲን ጽፍፍቲን ርእቶ ብስሚዒት ናይ ወገንነት ዘይኮነስ በቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ምስሊ ጌርካ ሓሳብካ ምቅራብካ ዘለካ ዓቢ ኣፍልጦ ዘረጋግጽ እዩ ግን ከም ሕቶ ማሌት ሓንቲ ሃገር ክትፍጠር እንተኮይና ስቅ እልካ ካብ ባዶ ወይ ካብ ድሌት ተበግስካ ኣይኮነን ዝፍጠር እንታይ ዲኣ ዘለካ እስትራትጅካዊ ኣቃዉማ ዘለካ ቆጦባ ዘለካ ኣፍደገ ባሕሪ ዘለካ ዓይነት ህዝቡን ሕብረተ ሰቡን ከመኡ ዉን ምስ መን ትዳወብ ባዓል መን እየን ኣብ ጥቃካ ዘለዋ ሃገራትን ህዝቡን ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ ንኣቡነት ከምዚ ዝበልካዮ ናይ ኩርድስታን ማንም ተወላዲ ኩርድስ ሓንቲ ዓባይ ሃገር ኩርድስታን ክሪእ ዘለዎ ሃንቀዉታ ካልእ እዩ ንሓደ ክርድስ ኣበይ ሃገርካ እንተልካዮ ሶርያ ወይ ዕራቅ ወይ ቱርኪ ክብለከ ዘበት እዩ ኩርድስታን እዩ ዝብለካ እዚ ዘርእየካ ድማ ዋላ ዲኣ ኣብ ስለስተ ሃገራት ይሃልዉ እምበር ስነ ልቦኖኦም ሓደ እዩ ዘሎ ሃገረ ኩርድስታን ንምምስራት ማሌት እዩ ግን ባዓል ቱርኪ ኪኣ ቀለልቲ ሃገራት ኣይኮናን ምሽ ንኩርድስ ካልእ ክገብሩ ዝኩእሉ እዮም 60 % ኣጽዋር ቱርኪ ናታ ባዕሎም ዝማሃዚዎ እዩ ሕጂ እታ ቀንዲ ነጥቢ ናተይ ግን ብዛዕባ ትግራይ እያ ትግራይ ሃገር ክትከዉን እንድሕሪ ዲኣ ኮይናስ ኤርትራ ዋጋ ክትከፍል ኣለዋ ማሌት ድዩ መክንያቱ ሓደ እዛ ትግራይ እዛ ንፈልጣ እና ብፍላይ ሕጂ ኪኣ ወልቃይን ራያን ኣዉጽካላ ሲ በቃ ኣክልዎ ጥራሓ ዘላ ቆፎ እያ ዝሕረስ መሬት ወይ ተፈጥራዊ ሃብቲ የቡላን ስለዚ ኤርትራ ክትፈርስ ኣለዋ ቡኡ ጌርካ ኣፍደገ ባሕሪ ትረክብ ገለ ክፋል ህዝቡን መሬትን ኤርትራ ትወስድ ሃገር ተቅዉም ዝቡል ርእቶ ካብቶም ሙኩራት ፖሎትኬኛታት ትግራይ ክዛረቡ ሰሚዐ ከም ኤርትራዊ መጠን ኪኣ ኣስግኡኒ ስለዚ ትግራይ ሃገር ክትከዉን በዛ ሕጂ ዘላ ትግራይ ከመይ ትሪኦ ይካኣል ድዩ.
ዘደልዮ ነገር ኢንዳሃቡ ደለት ሾውሃቶም አንዳ ኣጽገቡ ንህዝቦም ኣድሂሎም ከም ዘንበሩ እዮም ዝገብሩዎ ። ኢስያስ ኢዚ ኩሉ ዘገብሮ ባዓል ኣመሪካ ኣይፈልጡን ዶ የመስለካ ? Sooory ኢታ ቀዳማይቲ ገን ሕቶ ብሕቶ ከምሊሰልካ ሰንጋፎራ እንታይ ኣለዎ ገዝያዊ ተክነሎጂ ሓቀይ ኣብ ደገ ዘቁመዝጡ ዘለዎ ተጋሪ ትምሂርቲን መዞኣባለን የድሊዮም ። ሎሚ ሃብቲ ኣብ ሓንጎል አምበረ ኣብ መረት ጥራይ ኣይኮነን ባሃላይ እየ ። ኡወ ኢዛ ዝዓለም ኣብ ቲሕቲ መረት ዉን ዘጠቂም ከም ነገረ ከምዘሎ ፈሊጦም ዘፈሕሩን ዘሙርሙሩን ዘወለደት ዓለም ሙካና ዒደልይና እያ ተግራይ ደማ ወሊዳ ከትኮዉን ተስፋ የገቢር ወድዝሃንካ ።
@@robi7719 ኩቡር ሓዉ Thank you ፈለማ ኣብ ኩናት ኣብ ዘጀመረሉ ገዝየ ሓዋሕት ሰይጣን ኮይኑ ህዝቢ ትግራይ ዘኣምኖም ተኮይኑ ብፊላይ ከምቲ ዘገብሩዎ ቃልሲ ንሉላዉነት እንሐረ ኮይኑ ሉልላዉንቶም ክረገጹ እዮም ዘሰዓር ህዝቢ የለን ዘበል ጹሑ ጸሒፈ ነረ ። ከምቲ ዘበልካዮ ዋልቃዪት ምስ ራያ ኣምሓሩ እና ዘበል ዉሽጣዊ ሰመዒት ንህቢ ቲግራይ ጠሊሞዎም ወይ ደማ ዋያነ ሓሪነት ትግራይ እታ ሃገረ ትመርሓላ ዘነበረት ገዝየ ቁጽሪ ህዝባን መረትን ንምከሳብ ዘገበሩዎ መርሕ ከምቲ ገለ ፖሎቲካዊያን ዘብሉዎ ተኮይኑ ማለት'ዩ ኣብቲ ኡዋን ብትምህርቲን ኢስተራተጂን ተጋሩ ኢና ዘበል ኣይደሎጂ ሓንጎሎም ከምዘሓጸብ ከገብሩዎ ነሩዎም ዋያነ ኣይገበሩዎን ሕጂ ምስ ኣቢ ኮይኖም ንተጋሪ ከቢድ ወጋ ኸክፉሉዎ የኩኡሉ እዮም ።ካላኣይ ደማ ኤረትራ ኤረትራ ምስ ኣቢ ከትዉገን ዘይኮነ ዘገበኣ ነሩ ትግራይ ሉኡላዉነታ ከትረጋገጽ ምስ ትግራይ እያ ካላኣይ ህዝቢ ትግሪና ዉን ሙዕቡሉን ሓያሊን ህዝቢ ኣይኮነን ።ህዝቢ ኤረትራ ኩሉ ሓያሊን ሰሙሪን ህዝቢ ተዝኮዉን ትግራይ ኣብ ማዓልታት ሉላዉነታ መርጋገጸት ኢዛ ንነብረላ ዓለም ዓለታዊት እያ ።ንኣብነት ቃዛ ሃገራት ኣዕራብ ገለ ሰባት ከም በዓል ገብጺ ሓያልት ሃገራት ገሩ ዘወሰብ ብዙሕ የኮዉን ኩሎም ዱኩማት እየን ኢዘን ሃገራት ሓያልት ተዝኪና ኢስራአልን ፋለስጠምን ደኦባት ምሓንጸጻ ።ትግራይ ዉን ሓንቲ ሓያል ሃገረ ደምኪ ደምይ ዓጽሚኪ ኣጽመይ ሉኡላዉነት የገበኣኪ እዩ ተብላ ንባዓል ኣመሪካን አንገሊዘን ተፋጠት ሃገርር ተቱሁሉ ኣብ ሰሙናት ኩናት ደው መበሉ ።ካላኣይ ኣብነት ከበካ ቱርኪ ኢታ ኡንኮ ኣብዚ ገዝየ ዓለታ ንምድሓን ኣስቢባ ብሓዪ ምስ ፈተውታ ተሰማሚዓ ናብ ደከዘበለት ሃገረ ተኣቱ ሃገረ ኢያ ። ዉገእ ኣርማኒያ ኣዘርቢጃን ተካታተል ነርካ እንደሕሪ ኮይንካ 40 ማዓልታት ጥራይ ወሲዱ ናይ ባዓል ፈርንሳ ሩሲያ ኣጽዋር ነሩዎ ኣርማኒያ ግን ናይ ቱርኪ ሰብኣልቦ ነፈርኪ ከጻወር ዘከእል በንተሰራት ኣይነበረን ።ካላኣይ ሊቢያ ሓፍታር ሓዉና ፊናን ዘበሎ ዘፈሸለ እዩ ሓፍታር ካቢቲ ናይ ሲራጅ ምንገሲ ብ7 ክመተር ጣራይ ረሒቅ ዘሮ ሰዓት ኣኪላ የበል ነሩ ። ካብ ኩሎም ሃገራት ንቱርኪ መሪጾም ትርኪ ዓረባዊት ሃገር ኣይኮነትን ። ኦርዱጋን ንሊቢያ ከኣቱ ምስ ደለይ ካብ ባርላማን ሃገሩ ዘሓተተ ሕቶ ዓለት ዘርእ ቱርኪ ሊቢያ ንምድሓን ኢሉ እዩ ሓቲቱ ተቀባሊነት ደማ ረኪቡ ኣቲዩ ኣብ ሰሙን ዘይኣኪል ከሳብ ዘደልዮ ገዝየ ጸሪቁ ሓፍተር ኣቢዩ ዘነበረ ጣውላ ሓቲቱ ።ንትግራይ ኡንኮ ኣያ ከትኮኖ ትከእል ሃገር ሩሲያ ጥራይ እያ ሩስያ ኦርቶዶኪሳዊት ሃገረ እያ ትጋሩ ናብ ኣመሪካን ኢንገሊዘን ዘገብሩዎ ጥርዓን ፉሹል እዩ ። ናይ ፐንጠ ሃገራት ከም ሙካነን ታሪክ ናይ ወንገላዊያን እቶጺፒያ ጹቡቅ ገሮም የፈልጡዋ እዮም ካላኣይ ደማ ንኣቢ ናብ ስልጣን ዘምጸኦ ኣካል መን ሙካኑ መፍላጣ ኣገዳሲ እዩ ።ኣመሪካን አንገሊዘን እዮም ኣምጸኦም ባዕሎም መሪጾም መስሪሕ ክኮኖም ዘከእል ኣካል ኣምጸኦም እለዩለይ ሕማቅ እዩ ኢልካዮም ከኣልዩልካ ምሕሳብ ዉን ባዕሉ ገጋ እዩ ። ሰለዚ ምገንጻል ትግራይ ከቢድ እዩ ኣብ 1991 ተሪፋ ዓባይ ዒደል ።እግሪ መንገደይ ኤረትራ ደምክራሳዊት ህዝቢ ብናጻ ምሪጻን ዘካየደላ ሃገረ ከትኮዉን ከም ዘትከእል ትፈሊጥ ዶ ? በለ ኩሉ ገዝየ ከባብካ ኣንቢብካ ምን ገረበትካ ፈሊጥካ ምዝ ራብ ጹቡቅ እዩ ኤረትራ ምስ ሃገራት ኣዓራብ ትዳወብ ሃገረ ኢያ ብፊላይ ሱዑድያ ኢታ ቀዳማይ ንጉሳወት ሰበይቲ ኣመሪካ ዝኩነት ህዝቢ ኤረትራ ሙሉ ሓሪነት ረኪቡ ባዓሉ ብዘመርጾ መረሒ ከምራሕ ካብ ኣርባተ ዓመት መሪጫ ከካይድ ህዝቢ ሱዑዲያ ሱቅ የበል ዶ መስለካ ጹቅ ኣይብለን እዩ ንጉሳዊት ኩሪስ ክነቃነቁዎን ከፍሩሰዎን ምካኖም ኣስተውዒል ! ሰለዚ እዞም ሃገራት ግደን ከም ባዓል ኤረትራ ዘመሑ መራሕቲ
@@mohammedAhmed-zx4kk ታንክስ ኩቡር ሓዉ ጽቡቅ ትንተና ወይ መረዳእታ እዩ ኣብዛ ንነብረላ ዓለም ኩሉ ግዜ ሓይሊ ኣገዳሲ እንድዩ ግን ከም ኣቡነት ኣብታ መወዳእታ ዝበልካያ ዋላ ዲኣ ዓሰርተ ግዜ ምስ ሃገራት የዕራብ ቡባሕሪ ንራከብ እምበር ቡዙሕ ጽልዋ የቡለንን ኣብ ልዕሌና ማሌተይ ሲ ሓደ ሱዕዳዊ ወይ እማራታዊ ዓረብ ብዛዕባ ፖሎትካ ኤርትራ ሓትትካዮ ኣይምልሰልካን እዩ ምናልባት ናይ የመን ወይ ሱዳን ወይ ዉን ግብጽ(ምስሪ) ሓትትካዮ ግን ክምልሰልካ ይኩእል እዩ ስለዚ ቡዓቡኡ ዉን ድሞክራሳዊ ምርጫ ኤሜርካ ትደልዮ ዓይነት ኣካይዳ ፖሎትካ ስለ ዝኮነ ቡዓል ሱዕዲ ብዙሕ ተጻቡኦ ዝገብራ ኣይመስለኒን ብፍላይ ኪኣ እዚ ሕጂ ኣብ ስልጣን ዘሎ ጆ ባይደን ወይ ፓርቲ ድሞክራት እንተ ፈትዩ ሃገራት የዕራብ ማፊ ከላም ኣይዛረባን እየን ጉዳይ ሱዳን እንዶ ራኣዮ እቲ መጀምርያ ዑመር ኣልበሽር ምስ ወረደ ከመይ ተብተብ እለን ቡዓል ሱዕድያ እማራት ቀጠር ቱርኪ ሩስያ ግብጽ ሃገራት ኤዉሮፓ ኩለን ናብ ሱዳን እደን የእትየን ጉዳይ ፋሕ ከቡሎኦ ተዳልየን ኔሬን ብፍላይ ድማ ሱዕድያ ትመርሖ ግብጽን እማራትን ዝሓዘ ሓይሊ ኮሙኡ ዉን እራን ትመርሖ ቱርኩን ቀጠርን ንዛ ሱዳን ተማቅለናኣ ኔሬን ንዘን ኩለን ሃገራት ግን ኤሜርካ መጽያ እድክን ስሓባ ኩላትክን ሓንቲ ኣጻቡዕቲ ዉን ክሪእ ኣይደለን ምስ በለተን ጨረአን ደጉለን እደን ስሕበን ኣደብ ጌሬን ሎሚ ሱዳን ሙሉኡ ብሙሉኡ ምስ ብኤሜርካን ስራኤልን እያ ትዝወር ዘላ ስለዚ ምርጫ ረቡሓ ኤሜርካ እንተ ኮይኑ ክካየድ ይካኣል እዩ ብስነኪ እቲ ምርጫ ረቡሓታት ኤሜርካ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ወይ ሱዕድያ ዝጎድል እንድሕሪ ዲኣ ኮይኑ ግን ቡእደ ዘር ሱዕድያ ጌራ እሜርካ ክትቡትነና ትኩእል እያ ምርጫ ኣብ ኤርትራ ኪኣ ንኤሜርካ ወይ ንሱዕድ ዝጎድእ ኣይመስለኒን.
@@robi7719 ወልኻም ህዝቢ ሱዑዲያ ብዛዓባ ኢዚ ጉዳይ ዘፈልጦ ተዝሁሉዎ ንዑ ማሓሾ ህዝቢ ሳዑዲያ ንሃገሮም መን ከምዘመርሓ ከማን ኣይፈልጡዋን እዮም ። ናይ ኩለን ናይ ገዝየና መርሓቲ ሃይማኖት 90 % ኢቲ መንገስቲ ዘብሎም እዮም ሓራምን ሓላሊን ዘብሉካ ። ኣብዞቦና ዓቢ ጸልዋ ዘለዎን ሃገራት አምራት ዖማን ቅጠር ሳዑዲያ ባዓላ ኢቶፒያ ዉን ጸብለል ኣምዝሓራዊነት ዘፍለጣ ከጠፍ ኣላ ትደሊ ሃገር ከምዘይኮነት ዘኪር ።ንኣብነት ኣብ ኣፍሪቃ ካብቶም ዘሓየሉ ደርጃ ትምህሪ ሒዙ ናብ ሰልጣን ዘመጸ ኢቲ ሓደን ኡንኮን ቀዳማይ ተመሪጹ ሰልጣን ገብጺ ዘሓዘ እዩ ። ኣብዱል ፋታሓ ሲሲ ዒልዋ ከገቢር ከሎ ብናይ መን ሙኣማራት ቀንድ ዘመወሉ ሳዑዲያን ኢማራትን እዮም ። ህዝቢ ገብጺ ደሞክራሲ ረኪቡ ባዕሉ ዘመርጾ መራሒ ከውሪደን ከዲየቢን ሃገሮም መዕቢሎም ደክነት ጸሪጉም ብደሞከኣሲ እንደሕር ተመሪሖ ቀዳማይ ናብሳ ዑዲያ እዮም ጹልዋ ዘገብሩ ። ንኣብነት ኢየ ኤረትራ ኣምጸየልካ ሱዳን ደማ ካብ ደምክራሲ ረኪባ ኣላ ኢልካ ተሓሰብ ሃሊካ ሒጂ ካብ ገብጺ ሱዳን መጸአ ኣሎኩ ከነታት ሱዳን የሪዮ ኣለኩ ። ሱዳን ከብ ደቡብ ሱዳን ረኣዮ ደቡብ ሱዳን ከምይ ነራ ፈለማ ሒጂ ከመይ ኣላ ሰለዚ ሃገራት ኣዕራብ ንግሲነቶም ከሑሉዉ ሃገራት መዓራብ ደማ ረብሓ ናይ ከባቢና ከራክቡ ኢቲ ንሕና ንደልዮ ደሞክራሲን ሓሪነትን ዘበት እዩ ።
ታረኽ ህዝብታት ትግራይን ኤሪትራን አስምዐና
ከም ውወትሩ ቡሉጽ ኣቀራርባን ኣገላልጻን ኩቡር ሓው ዓወት ትግራይ ድማ የርእየና መፈጸምትኡ የርእዮም
እወ ሃገር ክትኮነልና እና ሕልምና ።
ትግራይ ሃገር ክትኮን ባህገይ ዘይኮነስ ግድን እዩ !!⛱🟨🟥✊🏽
ሓደ ኩርዲስታዊ ዘዕለለኒ ጂግና ጓል ሃገረይ ኢሉ ኣብ youtube ዘርኣየኒ ኣብ ዉግእ ዝተሰዉአት Asia ramazan ትብሃል
ናይ ትግራይ የርእየና
Should Tigray independent....
ኢቶጲያ ብዉሕዱ ኣብ 4 ክትመቃቀል ኢያ እዛ ናህተይ ቃል ድሕሪ ቁሩብ ዓመታት ዘክርዋ ኢኹም ፡ ካብዛ ሕጂ ሰዓት ሓቢሮም ናይ ምንባራ ተኽእሎ የለን ተፈጺሙ ኢዩ ፡ ኣነ ተፈላሳፊ ኢንጂነር ዓንዳት ይበሃል ፡ ቅድሚ እዚ ኪናት ምኽፋቱ ይርደኣኒ ነይሩ ኢዩ ከምጺ ከም ዝመጽእ ፡ ይኽደኖም እንበር ካብዚ ዘለዉዎ ንላዕሊ ኩንያት ናይ ጥፍኣት ከይ መጾም ይፍረሃካ ኢዩ እዚ ተላዒሉ ዘሎ ሓዉሲ ናብ ዓለትነት እንዳ ለበሰ ናብ ካልእ ይስፋሕ ፍሕ ኢዩ ዘሎ ፡ ፡
ትግራይ ሃገር እያ
Tigray is a Country
ኣብ ቀረባ ግዜ ትግራይ ሃገር ከምትከውን ብሃንቀውታ እናተፀበና ኢና
ሕቶ fnan ሓውና ስለ ምንታየን እስራኤልን እንግሊዝን ዘይሳንያ?
Waw Tigray edilom zwisnuluHager tigray kitkewn amlak yhagzom
Thank you so much bro
ንትግራይ ዘይህሰብ እዮ 10%ፓርሰት እዮም ከምኡ ዝብሉ ዕበር እቶሞ ካልኦት ክግንጽሎ አይደልዮን ክከውን ከማን አይክዕልን እድሚኦም ሙሉዑ ብጥሜት ክውድኡ እዮም
የቀንየልና ፋናን ብርግፅ እዩ ትግራይና ሀገር እያ
Kķk
ኣከለ ጉዛይ ከ ርሲዕካያ ዲካ ኣብ ቀረባ እዋን ሃገር ክትከውን ኢያ። ኣብ መጻኢ መደብካ ኣብ ግምት ኣእትዋ !
What about Palestinian and Israeli gele aflto yebleyn mo akrbelna please 🙏
ሰላም ፍናን በቲ እተቕርቦ መደባት ኣድንቖተይ ወሰን የብሉን ካብዚ ብምቕጻል ለቅነ ኣብዚ ሙድያ ዊንታ ብዛዕባ ማዕተብ ምስ እተሓተተት ዝሃበቶ መልሲ ኣዝዩ ይሕዚንና ስለዚ ነዚ መንእሰይ ባህሉን መንነቱን ከኽብር ከምዘለዎ ከተዘኻኽሮ ሓደራ ይቐንየለይ
bravo welye ዋላ ኣነ ገሪምኒ ካብቲ ማዕተብ ዘይ ብላ ትመጾ መልሲ ዝመለሰቶ ልበይ ኣሕሪርኒ እንኮላይ ኣስላም ስለ ዘለዉ ኣብ ሃገርና ንሶም ከይቅየምለይ ማዕተብ ኣይገብርን እየ ኢልካ ኣሎ ዘረባ
@@ImproudbTigrinya ኮምኡ ከ ኢላ ድያ
@@እግዚኣብሄርይመስገን-ነ8ዸ እወ
thanks 💞💞💝💞
Thank dear
Tigray hager eya. Ms Ethiopia mkxal malet ab alem enkeleka bhiwet tneber aleka wala yelekan aytfeltn malet eyu.
Mahari medb 💪💪💪💪💐💞💝💐💖
ሓማ ረሲዕኻ
ሰላም ፋኒ እዚ ዊንታ መኮነን ዝበለቶ ኣጎል ዝኮነ ኣተሓሳስባ ብግዳይ ማዕተብ ገለ ክትብለና ክንጽበ ኢና ኣኪልና ድዪ ብገዛእ ሃገርና ክንመሳሰል ክንነብር ሞስሊም ከይጸልእኒ ማዕተብ ኣይገብርን እየ ቦእ እዚ ጉሓፍ ኤርትራዊ ወዲ ትግርኞ ኣርቲስቲ ናይ ህዝቢ ኢና እንዳበሉ ህዝቢ የጥፍእዎ ኣለዉ ሰላምታ ኣይረሳዕኩን በዛ ጉዳይ ገለ ክትብል ክጽበየካ እየ ይርድኣኒ ዪ በዚ ግዳን ርኢቶ ምሃብ ብዓይኒ ኤርትራውያን ገበን ምካኑ ንስካን ጆስን ዓይኒ ከነንቑሕ ዝገበርክምና ሰብኡት ምካንኩም ስለ ዝፈልጥ እየ በዚ ግዳይ መሃሪ ዝኮነ ርኢቶካ ክትልግሰልና እየ thanks u
Rgxena dika komu km zbelet ? Abynay chanel eya kemu ela ?????
@@hanexdave5026 እወ ርግጸኞ ተጠልዓ ዝበለቶ ዪ ኣብ መጋርያ ደረቀኞ ሕቶታት እንዳበሉ ኣሎካ
@@God-db9vp ጽብቅ ኣለካ ኣነ መስቀል ዘይ ምግባራ ኣይኮንኩን ኣሕዚንኒ እቲ fuck ዝኮነ መልሲ ዝመለሰቶ ዪ ኣሕሪቅኒ ኣነ ኤርትራዊ ክርስትያን እየ መስቀል ገረ ዝጸልኣኒ ኤርትራዊ ሰብ ተሎ ገደሉ ይጽደፍ ምናልባት ሞስሊም ከይትከውን መስቀል ኣርማ ናይ ክርስትያን ዪ ጀለብያ ተኮይኑ ባህሉን መንነቱን ንክርስትያን ክመስል /ክትመስል ዝርያ ወይ ባህላዊ ክዳን ሓበሻ ገሩ ዝከይድ ሞስሊም ኣይርኣኩን ቀንዲ እታ ሓልወሳ ዝኮነት ሓድነት ትብሃል እያ ህዝቢ ተጥፍኦ ዘላ ብዘይ ከውን እንዳተረድእዋ ሓድነት ፍልልይካ ጼርካ ተከባቢርካ ምካድ ዶ ኣይኮነን እንታይ ኣምጽኦ ድኣ ንሰዓዳ ክትመስል ብዘይ መስቀል ጥልጢል እንዳበልካ ምምጻእ ከ መልሳ ዪ ኣሕሪቅኒ
Fantastic Analays finan App ever keep going.
ክቡር ሐው ፅቡቅ ትንተና ፓለቲካን ጂዮግራፍን
One day tigray became big country
Fani hawey xebke zena 🥰👍👍
ትግራይ ሃገር ክትከዉን ካብዘይ ትክእል ዝሓመቀት ክልል ኢያ
ረሳሕ
@@ዕባይራያዓዞቦ ማይ ፍቶ ፈዉሲ ረስሓት ማይ ምሕጻብ ኢዩ ኣታ ቶጋር ካይ ሓፈርካ ክኣ ን ነብስካ ረሳሕ ሙካንካ ትግልጽ ድሁል
@@hosaena6740 🤮🤮🦈🦈🦈🦈🦈🦈🦈🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🦈🦈🦈🦈🦈🦈🦈
@@gazella2867 👎👎👎👎👎👎👎🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮
ቀዳመይቲ ትግራይ እያ ክትከውን።
ደስ ዝብል እዩ ቀጽሎ
wel come Fnan Hero
well come fnan
Nezean tegaruio terasiwean alekiom
ኢትዮጵያ ጥራይ ናብ 7 ክትምቀል እያ ።
ሰራየን ኣኮሎኩዛይን ተፈንጪለን ከ ሃገራት ኩኮና ትኩኡሎ ኣሎ ዶ ፊኒ።
ሃገር ክኾኑ ዕላማ የብሎምን ግን እንተደልዮም ክኾኑ ይኽእሉ እዮም። ትግራይ እንተደኣ ሃገር ኮይና ግን ምስ ትግራይ ይሕሸና ብባህልናን ቋንቋናን ክብሉ ዓቢ ተኽእሎ ኣሎ።
Life is Good,kkkkkkkk kumu maletey zeykene kem hasab wey kem riato u
Wellcame
ኣከለ ጉዛይ ውን ረሲዕካያ ምስ ትግራይ ናጽነተን ብሓደ ክርከባ እየን
Kkkkkkkk 😂 akeleguzay never separate from eritrea
ዲቃላ ዓጋመ
ዶንቆሮ ኢለካ ኣለኹ
@@eryloveueryloveu5064 ሕጂ 'ሲ እንታይ ሕማቅ ስለዝተዛረበ ኢኻ ትጸርፎ ዘለኻ ? ንሳ ድያ ኮይና ዓቅምኻ ? ዓጋመ ሰብ መትከል እዮም ከማና ኣይኮኑን ክጻረፉ ዝውዕሉ ? ልቢ ግበር ሓወይ ካብ ጸርፊ ወጺኻ ኣብ ምርድዳእ እመን 🙏
@@Eruna1993 ኣመል ኮዩ ክክክ ኣይትሓዘሎም ጌና ክሕነቁ እዮም
Thanks
ሀገር ክትከውን እኮ ስነ ምግባር ክህልወካ አለዎ ብቶንኮልን ብሓሶትን ሀገር አይክወንን እዩ።ሕማም ጎረባብቲ ኮይንካ ድዩ ሀገር ዝኽወን። ደሓር fnan እዛ ዜና ኻ ናይ ጁባኻ ፈጠራያ እምበር ፤ ሓለፍቲ ህውሐት ሃገር ዘይኮኑ ዝደልዩ 4 ኪሎ ክምለሱ እምበይ ሕልሞም ፤ አብ ትግራይ ከመይ ኢሎም ክሰብሑ። እንዳ መስባሕትስ አብ አዲስ እዩ ዘሎ። ዓጀውጀው ዜና ሀጠውቀጠው ኢልካ እንተተቕርቦ ምበለጸ። አቀራርባኻ እንዳፈተኽዎስ ሐደ ሐደ ግዜ ግን ድርቡሽ ኢኻ።
ፋኒ ሓውይ ሎሚ ጹብቅ ኣምጺካ የቀነልና
AKLEGUZAY RESIKAYA ALOKA 8
🤣🤣🤣🤣🤣
Gutum enidyu
Knmaqela ena tefiekum endikum
Tigray hager aytukewun eya never never ever
wedi fara
Thank you fnanino
Statt of Tigray
Tigray hager koina kireeya mara dess ybleni .
ፍናን ጽቡቕ ትንተና ኢዩ ሓንቲ ግን ረሲዕኻ ማለት ኣከለ ጉዛይ እተካይዶ ዘላ ቃልሲ ኸ ንምግንጻል ዘይኮነን
Mama Afrika denkoro wahid kid tegenxel
ንመን ኢኻ ኣነ ደኣ ናበይ ክግንጸል ወዲ ኣከለ ኣይኮንኩን ግን ንሶም ክግንጸሉ ኢዪም ዝደልዩ
ትግራይ እንድዒ ሎሚ እምበረሰ ቀደም ውን ከመዚ ተመሳሳሊ ብነብሳ ትሓድር ሃገር ትግራይ ንምፍጣር ዩ ኔሩ ቃልሶም ነዚ ኣከቲሉ ሓደ ፖለቲካዊ ትግራይ ኣብ ሬድዮ ኤረና ዝበሎ ኸማን ወያናይ ዝተቃለሰሉ ገድሊ ንትግራይ ንምፍጣር ዩ ከ ከምኡ ውን እቶም ዝተሰውኡ ናይ ሾዑ ምእንቲ ትግራይ በር ኢትዮ ኣይኮነን ድሓር ንኹላ ኢትዮ ከነማሓድራ ምባሎም በዓል መለስ ውን ከይገረመና ኣይተረፈን ዳበለ ክዛረብ ሰሚዐዮ ኔረ ስዚ ሕጂ ውን ሕውሓት ስልጣን ተረኺባስ ንኢትዮ ካብ ምምሕዳር የድሕነኒ ከምዘይትብል ተገንዘቡ
Selam fenan jigna
Fnan hawey we love you
Fani nay Jonathan Netanyahu history aqrbelna natu history book anbibeyo nere gn kemti zdle ayteredeann
Tsebuk tehzto eyu fnan hawena kexelo❤️❤️❤️❤️❤️
ኣብዚኣ ረሲዕካ ኣለካ ንሕና ከማን ጛቃት ንባሃል ዓዲ ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ ንሃገርና ጛቃት ረፈረንዶም ክገብረና ኢና ካብ ኤርትራ ክንፍለ ኢና ኣምላክ ይሓግዝ ጥራይ
ናይ ትግራይ ደኣ እንታይ ሕቶ ደሊካሉ ከይተሓለመ ዝተፈትሐ ሓቂ እዪ እቲ ህዝቢ ከዓ ይእከሎ ክሳብ መዓስ ዳተቀተለ ክነብር
Akelegzuy ke abey ala ☝☝☝☝☝☝☝☝☝☝
ኣከለ ጉዛይ ሃገር እያ ግድን 👂👂👂👂💘💘💘💘💘💘😁😁😁😁
👉🤣🤣Tegray🤣🤣👈
እሂ ፍሳም
Scotland vote was 2014 not 2004
Since when Tigray is country??? You guys are so funny...
ናይ ከፐክ ኣብ ካናዳ ትርከብ ከ? ሃገር ክትከውን ትደሊ ዶ ኣይኮነትን እንተ ዘይተጋግየ
Fenan hasawe medenager ezi kulu shenikuleli tigray Hager kitekewn eya ketibeli delikha dikha hilimin tegebarin bebeyinu eyo ezi wedahaka
Nay tigiray hadash banidiera kitqyer eye
ናይ ትግራይስ ግደፎ ረስዓዮናይ ትግራይ ሽግር ቅርጻዊ ዩቀደም ዩ ሓሊፍዎም ሕጂ ግን ኣምሓሩ ዝሰፍሐ ቦታታት ናትና ኢሎም ወሲዶሞ 2,ወያነ ክሳብ ሕጂ ንናጽነት ኢና ንቃለስ ኢሎምወግዓዊ መግለጺ ኣየውጽኡን።3,ስለ ዝኾነ ኣቢ ሃገራዊ ግብረሽበራ ኢሉ ኣብኣፍልጦ4 ሃገራት ዓለም ኢትዮ ክትፈርስ ኣይደልያን ዝከፍአ ሽግር ዩ ንዓለም5,ኣብ ሞንጎ 2 ግን ከኣ 1 3ይቲ ሃገር ዘይከዉን ።ትግራይ ብኤርትራ ትማሓደር ኣካል ኢትዮ ዝኮነት ክልል ያ።ትምኒትን ክውንነትን በበይኑ እዩ እንበር አነ ሃገርክትከውን ዩ ድልየተይ
Kemzhasebkayo zeykones kemzikonelka u tigray kab kilil nab denbe ktqiyer dea ember nab hager, s aytihisebo dea
Tikkl u zeyterf u ente sinit zeyele dea.
Kedamay rekibeys lomi ab kndey ametey
Niy tegriy yeriena bro
Finan wedi 40 kemey kenika
Ata junta fnan hadami hasawi seraqi
ደንቆሮ ተተፃረፈ ዝሓየለ ይስሎ።
Sekit ata Nejas denkoro neskas N FnanFuck OffFana Edam yhbeka Fetari ♥️🙏♥️🙏
Fnan hawey ajeka tsubuq astemhuro euy. ajeka
ትግራይ ሃገር እንተኮይና ፣ኤርትራ ትብሃል ሃገር ኣይክትህሉን እያ።
Tigray buffer zone abmongo ethiopian eya tekwen lekie eyu schefatu ketsali kenkesakesu eyom hager nemepuan msmegzaeti selezitehahaz tigray alemlekawi merken aytemalenya kemuwen ne ethiopia haghiga ketewtsea aytikelnya abresiuu ertra kilelat ethiopia natsent kewesda aytefikeden eya malet anketse 39 aytekebelon eya ezi nay hiji hafhaf dehri 2amet demtsuu kikehim eyu tgray hiji neti kelelwen seinato ab mirescha aytesatefn eya
Finan nay zkone xege kab mkan emo ngdefo nabnet nay Katolinaa abenatat aqribkalna .malet kem.hager ms eti file si nzuh neutral ykun risers zelewa eya belkana tigray si entay neutral wey entay nay economical risers wey habti alewa eu kem hager ktqwm eya tblen zeloka wey eta abokan aboyn adiakan adey nsekan anen demna zefsesnala eritran eka ms tigray medibkaya bjaka ane kulu ykatatlek eye 👁 medebataka .degiemk degagimka etzarebo astewelelu dicomnt eu
Fnan kabmntay eyu views ka dwuhd delo maletsi kemqedm deykone
Gena nay jubu keman kewedeo yo ezi donkoro fnan
Du hast vergessen die Bayern
ሓቅካ፣እዚኦም ውን ግድን ዮም
Fani anbesa
Fnann dea Wekarya inbearAnbesa dea kbuar gedam Tegdlay Bitwedad Abrha eyuDelay fthi ab Hegar
@@afomyasolomun3111 kkkkkkk 😅 lol your comment i laughing but we love him so much he's our legendary me for he's hero
@@afomyasolomun3111 ንሱ ዝዓቅሙ ፈሊጡ ሰብ የፍልጥ ኣሎ ክንዲ ናቱ ግበር
tegray tewte ❤❤❤⛪⛪⛪⛪⛪⛪
Kkkkkkk tigray Hager ktkewn kkkkk
ሃሀረ ኣከለ ጉዛይ ረሲዕካ 99% ምስ ትግራይ አዩ ዝደሊ ኣብ ዝመጽአ ኣይትረሰዐና
ንስካ ትግራይ ክትከዉን ተደሊካ ኪድ ናሕና ግን ኤረትራዉያን ኢና ትግራይ ድማ ጎሮቤትና ያ
Mes tegray zedaly mun hezwo barsu ternfu yakyda
ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህርቲ አዚና ኢና ነመስግነካ ሓወይ ቀፅለሉ (ሃገረ) ትግራይ ናይግድን ኢዩ
ሓደ ንስካ ጥዑይ ኣስላማይ ተረኪብካ
ፈራሕ ትግራዋይ ካ ይኸውን
@@Kiros.meksebalem ተጋሩ ክርስትያና ኣስላምና ሓደ ስነ-ልቦና እዩ ዘለና ከም ኤርተረዋእታውያን ኣይኮናን
@@ጎሎምኣድያቦ ክክክክክክ ዓቅሚ ሲእንኩም እምበር ኣስላም ንፈልጠኩም እንዲና
@@Kiros.meksebalem ኣነ ክስታናይ እየ ፡ እዞም ናይ ትግራይ ሙስሊም ጊን ዓረብየ ገለ ኣይብሉን እዮም ከምቲ ኣዉኡ ዝነብር ህዝቢ እዮም ፍሉይ ሓሳብን ዕላማን የብሎምን
ትግራይ ሃገር ኮይና እያ
Tgray dea tedemsisa indya
Inkan nab Hegar ytreaf sie keam klal Ethiopya koyna ktqxal zelewa tkilo thti Zero eyu
Mknytu ab Aleam mulu keam Agamea serqan heswan yelan
@@afomyasolomun3111 neska eka tedmses . Fedl qenqa zewnnt aytdmsesen eka da tedmq. Neska eka ketetfe ab sedt ketetrf eka emnani
@@afomyasolomun3111 ከምዝሓሰብካዮ ኣይኮነልካን ጥሙይ።
@@hberi2489 እወ እህ አርትራ ክልልዶ ኣይሎነቲን ነራ ከመይ እላ ድያ ሃገር ኮና
ዕባይ ካቴድራል ትተካኣሉ
The last talk was the sweetest talk!
ፍናን እምበር ፍናን እዛ አዶ ስልጣነ ዝኾነት ትግራይ ዓደይይይይ ሃገር ዝኾነት እዃ መሰለኒኒኒኒ❤❤❤❤❤❤ 𝙮𝙚𝙨 𝙢𝙖𝙠𝙚 𝙜𝙧𝙖𝙩 𝙘𝙤𝙪𝙣𝙩𝙧𝙮 𝙩𝙞𝙜𝙧𝙖𝙮
Tigray will be a nation for sure 100%
ይፍጠረሉ ብፍላይ ንህዝቢ ትግራይ🌹🌹🌹🌹🌹 ኣምላክ የውጽኣዮም ካብ ኤሊት ኣምሐራ።
ጹቡቅ ማሃሪ ዝኮነ መደብ እዩ ቀጽሎ አጆካ ፍናን
ካባካ ቡዙሕ ኢና ንጽበ
ናይዛ ዘቅረብካያ መደብ መወከሲ ( ምንጪ) እንተ ዝህልዎ ጽቡቅ እዩ ፍናን ሓወይ ብዝተረፈ ጽቡቅ መደብ ኣጆኻ ቀጽለሉ
ናይ ግድን እዮ ዓባይ ሃገረ ትግራይ
ንቐፃሊ ሃገር ነይረን ክፈርሳ ዝኽእላ ሃገራት ከ እስከ ሃሰው በለልና ወዲ ሓውቦይ።
ኤረትራ ኣላ ሓንቲ
@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ እሞ ፍናን ዝርደኦ እንተኾይኑ ሓበሬታ ይሃበና ንሕና እዝን እትን ኣይንብልን ባና።
@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ ኣይትሕለም ኤርትራ ክትቅጽል ኢያ
@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ ኤርትራ ዘይኮነት ክትፈርስ ዘለዋ እቲ ኣብ ጽልኢ ትግራይ ዝተመስረተ ኤርትራዊ መንነት ዝብል እዩ ክፈርስ ዘለዎ ።
@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ seq bel dqala 🖕🏼🖕🏼
ትግራይ ሃገር እያ ፍናን ጅግና
Fani haway egzabher amlak kulu gizya misaka ykun,Etihbo maglaxi kulu gizya ዕጉብ እየ፡ወገነይ👌🏽✅ከምዚ ጌርካ ደአ አፍልጠና
Thank u bro
ትግራይ ካብዛ ሓሳድ ዓዲ ነፃ ክትወፅእ አለዋ ።
I really like your voice specially with the Background music ❤️❤️❤️ I can listen you hours without getting Bored ❤️
Thank you 👉Fnan hawena btami xubuk mahari eka temxie kexlo
Komu ka natna nay Eritreaweyan hayalat kenkewen kem zelena nabnet kem Israel 🇮🇱 🇮🇱 ente tmehrena xubuk neru koynu ysmani Thank you so much 🤝
The Republic of tigray 2021
አብ ነብሲ ወከፊ ትግራይዋ ዘሎ ሐቃዊ ድልየትን ንቃለሰሉንና እዪ ሃገር ከይኮነት አብቲ ዞባ ሰላም ክህሉ ከኣ አበደን እዪ ክንሰርሐሉ ካኢና ትግራይ ትዕወት : :
Tigray Hager kitkewin Hizibi Oromo Mis Zigntsel Tray eu. Tigray beyna Tekalasa Natsineta kitewich Akimi Yeblun .Abzi seat Ezi hilawnet Ethiopia ab Oromo eu
ብሉጽ መግለጺ ፍናን ሓውና ቀጽሎ ኣጆኻ
ትግራይ ዓደይ በቶም ካብ መሃፀንኪ ዝወፁ ደቅክኪ ክትሕጎሰኪ ኢኪ
ሰላም ዓርኩ ጹቡቅ ትምህርቲ'ዩ ምስ ዓለም ነብሰካን ከምካ ዘኣመሰሉ ኣሓዋትካ ክትላሊዮ ምፊታን ሓስባካ ጹቡቅ እዩ ።
ኮይኑ ግን ካብተን ዘጠቀስካዮ ገለ ሕብረትሳባት ብሰንኪ ምትላል ናይ ምገንጻል ዒደሎም ዘቆሃመ እዩ ።
ንኣብነት ኩርዲስታን ከሳብ 2016 ዓቢ ናይ መገንጻል ዒደል ነሩዎም ደሕሪ ፊሽለት ዒልዋ መንገስቲ ቱርኪ ግን ኣስናኖም ዘርገፉ ኣናቢስ ኮይኖም ኣለዉ ።
ታግራይ 1990 ኢቲ ዘዓበየ ናይ መገንጻል ዒደል ሎሚ ዘይተሪፍ ዉገእ ህዝቢ ትግራይ ዛህለቀ ቆልዓ ሰበይቲ ዘሳቀየ ብደቂ ትግራይ ሑቆ ዘተሰብረ ነብሪ ኮይኑ እዩ ። ምከንያቱ መለስ ኣብ ሰለጣን ኣብዘነበረሉ ገዝየ ብፊላይ ደሕሪ 2005 ቀስኖም ኣይፈልጡን መለስዉን ምስቲ ዘበርኩቶን ዘነቦሮ ዘናን ሪእካ ንዑኡ ኩቱኩኦ ዘከእል መዳሪን በሊሒን ክገድፈሉ ዘይከኣለ ምክንያት ዉሽጣዊ ቀሳነት ዘይንበሮም ሙካኑ' ዩ ዘብሪሀልካ ።
ኢዚ ሕጂ ዘሎ ክነታት ደማ ንሕዝቢ ትግራይ ከቢድ ዋጋን ጥመት ዑንወት ዘስዒብ እዩ ኢዚ ኩናት ምስረቱ ገጨት ኣይኮነን ሂሊክ እዩ ።
ናይ ካታሎኒያ ዉን ከቢድ እዩ ከምቲ ዘበልካዮ ። ኢስኮትላንድ ቦስኒያ .... የከኣል እዩ ።
ፖሎሳሪዮ ዉን ከቢድ ዋጋ ዘሓቲት'ዩ ከም ኩርዲስታን እዩ ፖሎሳሪዮ ክትገንጸሊን ሉኡላዉነታ ከትረጋገጽ ናይ ሞሮኮን ኣልጀሪያን ሓይሊ ኪፈሪስ ኣሎዎ ማለት እዩ ። የቅረታ ዓርኩ ኣብ ዘሐልካ ናተይ ሪእቶ እዩ ።
ዋዉዉ ወገንነት ዘይቡላ ጽቡቅቲን ጽፍፍቲን ርእቶ ብስሚዒት ናይ ወገንነት ዘይኮነስ በቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ምስሊ ጌርካ ሓሳብካ ምቅራብካ ዘለካ ዓቢ ኣፍልጦ ዘረጋግጽ እዩ ግን ከም ሕቶ ማሌት ሓንቲ ሃገር ክትፍጠር እንተኮይና ስቅ እልካ ካብ ባዶ ወይ ካብ ድሌት ተበግስካ ኣይኮነን ዝፍጠር እንታይ ዲኣ ዘለካ እስትራትጅካዊ ኣቃዉማ ዘለካ ቆጦባ ዘለካ ኣፍደገ ባሕሪ ዘለካ ዓይነት ህዝቡን ሕብረተ ሰቡን ከመኡ ዉን ምስ መን ትዳወብ ባዓል መን እየን ኣብ ጥቃካ ዘለዋ ሃገራትን ህዝቡን ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ ንኣቡነት ከምዚ ዝበልካዮ ናይ ኩርድስታን ማንም ተወላዲ ኩርድስ ሓንቲ ዓባይ ሃገር ኩርድስታን ክሪእ ዘለዎ ሃንቀዉታ ካልእ እዩ ንሓደ ክርድስ ኣበይ ሃገርካ እንተልካዮ ሶርያ ወይ ዕራቅ ወይ ቱርኪ ክብለከ ዘበት እዩ ኩርድስታን እዩ ዝብለካ እዚ ዘርእየካ ድማ ዋላ ዲኣ ኣብ ስለስተ ሃገራት ይሃልዉ እምበር ስነ ልቦኖኦም ሓደ እዩ ዘሎ ሃገረ ኩርድስታን ንምምስራት ማሌት እዩ ግን ባዓል ቱርኪ ኪኣ ቀለልቲ ሃገራት ኣይኮናን ምሽ ንኩርድስ ካልእ ክገብሩ ዝኩእሉ እዮም 60 % ኣጽዋር ቱርኪ ናታ ባዕሎም ዝማሃዚዎ እዩ ሕጂ እታ ቀንዲ ነጥቢ ናተይ ግን ብዛዕባ ትግራይ እያ ትግራይ ሃገር ክትከዉን እንድሕሪ ዲኣ ኮይናስ ኤርትራ ዋጋ ክትከፍል ኣለዋ ማሌት ድዩ መክንያቱ ሓደ እዛ ትግራይ እዛ ንፈልጣ እና ብፍላይ ሕጂ ኪኣ ወልቃይን ራያን ኣዉጽካላ ሲ በቃ ኣክልዎ ጥራሓ ዘላ ቆፎ እያ ዝሕረስ መሬት ወይ ተፈጥራዊ ሃብቲ የቡላን ስለዚ ኤርትራ ክትፈርስ ኣለዋ ቡኡ ጌርካ ኣፍደገ ባሕሪ ትረክብ ገለ ክፋል ህዝቡን መሬትን ኤርትራ ትወስድ ሃገር ተቅዉም ዝቡል ርእቶ ካብቶም ሙኩራት ፖሎትኬኛታት ትግራይ ክዛረቡ ሰሚዐ ከም ኤርትራዊ መጠን ኪኣ ኣስግኡኒ ስለዚ ትግራይ ሃገር ክትከዉን በዛ ሕጂ ዘላ ትግራይ ከመይ ትሪኦ ይካኣል ድዩ.
ዘደልዮ ነገር ኢንዳሃቡ ደለት ሾውሃቶም አንዳ ኣጽገቡ ንህዝቦም ኣድሂሎም ከም ዘንበሩ እዮም ዝገብሩዎ ።
ኢስያስ ኢዚ ኩሉ ዘገብሮ ባዓል ኣመሪካ ኣይፈልጡን ዶ የመስለካ ? Sooory
ኢታ ቀዳማይቲ ገን ሕቶ ብሕቶ ከምሊሰልካ ሰንጋፎራ እንታይ ኣለዎ ገዝያዊ ተክነሎጂ ሓቀይ ኣብ ደገ ዘቁመዝጡ ዘለዎ ተጋሪ ትምሂርቲን መዞኣባለን የድሊዮም ። ሎሚ ሃብቲ ኣብ ሓንጎል አምበረ ኣብ መረት ጥራይ ኣይኮነን ባሃላይ እየ ። ኡወ ኢዛ ዝዓለም ኣብ ቲሕቲ መረት ዉን ዘጠቂም ከም ነገረ ከምዘሎ ፈሊጦም ዘፈሕሩን ዘሙርሙሩን ዘወለደት ዓለም ሙካና ዒደልይና እያ ተግራይ ደማ ወሊዳ ከትኮዉን ተስፋ የገቢር ወድዝሃንካ ።
@@robi7719 ኩቡር ሓዉ Thank you ፈለማ ኣብ ኩናት ኣብ ዘጀመረሉ ገዝየ ሓዋሕት ሰይጣን ኮይኑ ህዝቢ ትግራይ ዘኣምኖም ተኮይኑ ብፊላይ ከምቲ ዘገብሩዎ ቃልሲ ንሉላዉነት እንሐረ ኮይኑ ሉልላዉንቶም ክረገጹ እዮም ዘሰዓር ህዝቢ የለን ዘበል ጹሑ ጸሒፈ ነረ ። ከምቲ ዘበልካዮ ዋልቃዪት ምስ ራያ ኣምሓሩ እና ዘበል ዉሽጣዊ ሰመዒት ንህቢ ቲግራይ ጠሊሞዎም ወይ ደማ ዋያነ ሓሪነት ትግራይ እታ ሃገረ ትመርሓላ ዘነበረት ገዝየ ቁጽሪ ህዝባን መረትን ንምከሳብ ዘገበሩዎ መርሕ ከምቲ ገለ ፖሎቲካዊያን ዘብሉዎ ተኮይኑ ማለት'ዩ ኣብቲ ኡዋን ብትምህርቲን ኢስተራተጂን ተጋሩ ኢና ዘበል ኣይደሎጂ ሓንጎሎም ከምዘሓጸብ ከገብሩዎ ነሩዎም ዋያነ ኣይገበሩዎን ሕጂ ምስ ኣቢ ኮይኖም ንተጋሪ ከቢድ ወጋ ኸክፉሉዎ የኩኡሉ እዮም ።
ካላኣይ ደማ ኤረትራ ኤረትራ ምስ ኣቢ ከትዉገን ዘይኮነ ዘገበኣ ነሩ ትግራይ ሉኡላዉነታ ከትረጋገጽ ምስ ትግራይ እያ ካላኣይ ህዝቢ ትግሪና ዉን ሙዕቡሉን ሓያሊን ህዝቢ ኣይኮነን ።
ህዝቢ ኤረትራ ኩሉ ሓያሊን ሰሙሪን ህዝቢ ተዝኮዉን ትግራይ ኣብ ማዓልታት ሉላዉነታ መርጋገጸት ኢዛ ንነብረላ ዓለም ዓለታዊት እያ ።
ንኣብነት ቃዛ ሃገራት ኣዕራብ ገለ ሰባት ከም በዓል ገብጺ ሓያልት ሃገራት ገሩ ዘወሰብ ብዙሕ የኮዉን ኩሎም ዱኩማት እየን ኢዘን ሃገራት ሓያልት ተዝኪና ኢስራአልን ፋለስጠምን ደኦባት ምሓንጸጻ ።
ትግራይ ዉን ሓንቲ ሓያል ሃገረ ደምኪ ደምይ ዓጽሚኪ ኣጽመይ ሉኡላዉነት የገበኣኪ እዩ ተብላ ንባዓል ኣመሪካን አንገሊዘን ተፋጠት ሃገርር ተቱሁሉ ኣብ ሰሙናት ኩናት ደው መበሉ ።
ካላኣይ ኣብነት ከበካ ቱርኪ ኢታ ኡንኮ ኣብዚ ገዝየ ዓለታ ንምድሓን ኣስቢባ ብሓዪ ምስ ፈተውታ ተሰማሚዓ ናብ ደከዘበለት ሃገረ ተኣቱ ሃገረ ኢያ ። ዉገእ ኣርማኒያ ኣዘርቢጃን ተካታተል ነርካ እንደሕሪ ኮይንካ 40 ማዓልታት ጥራይ ወሲዱ ናይ ባዓል ፈርንሳ ሩሲያ ኣጽዋር ነሩዎ ኣርማኒያ ግን ናይ ቱርኪ ሰብኣልቦ ነፈርኪ ከጻወር ዘከእል በንተሰራት ኣይነበረን ።
ካላኣይ ሊቢያ ሓፍታር ሓዉና ፊናን ዘበሎ ዘፈሸለ እዩ ሓፍታር ካቢቲ ናይ ሲራጅ ምንገሲ ብ7 ክመተር ጣራይ ረሒቅ ዘሮ ሰዓት ኣኪላ የበል ነሩ ። ካብ ኩሎም ሃገራት ንቱርኪ መሪጾም ትርኪ ዓረባዊት ሃገር ኣይኮነትን ። ኦርዱጋን ንሊቢያ ከኣቱ ምስ ደለይ ካብ ባርላማን ሃገሩ ዘሓተተ ሕቶ ዓለት ዘርእ ቱርኪ ሊቢያ ንምድሓን ኢሉ እዩ ሓቲቱ ተቀባሊነት ደማ ረኪቡ ኣቲዩ ኣብ ሰሙን ዘይኣኪል ከሳብ ዘደልዮ ገዝየ ጸሪቁ ሓፍተር ኣቢዩ ዘነበረ ጣውላ ሓቲቱ ።
ንትግራይ ኡንኮ ኣያ ከትኮኖ ትከእል ሃገር ሩሲያ ጥራይ እያ ሩስያ ኦርቶዶኪሳዊት ሃገረ እያ ትጋሩ ናብ ኣመሪካን ኢንገሊዘን ዘገብሩዎ ጥርዓን ፉሹል እዩ ።
ናይ ፐንጠ ሃገራት ከም ሙካነን ታሪክ ናይ ወንገላዊያን እቶጺፒያ ጹቡቅ ገሮም የፈልጡዋ እዮም ካላኣይ ደማ ንኣቢ ናብ ስልጣን ዘምጸኦ ኣካል መን ሙካኑ መፍላጣ ኣገዳሲ እዩ ።
ኣመሪካን አንገሊዘን እዮም ኣምጸኦም ባዕሎም መሪጾም መስሪሕ ክኮኖም ዘከእል ኣካል ኣምጸኦም እለዩለይ ሕማቅ እዩ ኢልካዮም ከኣልዩልካ ምሕሳብ ዉን ባዕሉ ገጋ እዩ ። ሰለዚ ምገንጻል ትግራይ ከቢድ እዩ ኣብ 1991 ተሪፋ ዓባይ ዒደል ።
እግሪ መንገደይ ኤረትራ ደምክራሳዊት ህዝቢ ብናጻ ምሪጻን ዘካየደላ ሃገረ ከትኮዉን ከም ዘትከእል ትፈሊጥ ዶ ?
በለ ኩሉ ገዝየ ከባብካ ኣንቢብካ ምን ገረበትካ ፈሊጥካ ምዝ ራብ ጹቡቅ እዩ ኤረትራ ምስ ሃገራት ኣዓራብ ትዳወብ ሃገረ ኢያ ብፊላይ ሱዑድያ ኢታ ቀዳማይ ንጉሳወት ሰበይቲ ኣመሪካ ዝኩነት ህዝቢ ኤረትራ ሙሉ ሓሪነት ረኪቡ ባዓሉ ብዘመርጾ መረሒ ከምራሕ ካብ ኣርባተ ዓመት መሪጫ ከካይድ ህዝቢ ሱዑዲያ ሱቅ የበል ዶ መስለካ ጹቅ ኣይብለን እዩ ንጉሳዊት ኩሪስ ክነቃነቁዎን ከፍሩሰዎን ምካኖም ኣስተውዒል ! ሰለዚ እዞም ሃገራት ግደን ከም ባዓል ኤረትራ ዘመሑ መራሕቲ
@@mohammedAhmed-zx4kk ታንክስ ኩቡር ሓዉ ጽቡቅ ትንተና ወይ መረዳእታ እዩ ኣብዛ ንነብረላ ዓለም ኩሉ ግዜ ሓይሊ ኣገዳሲ እንድዩ ግን ከም ኣቡነት ኣብታ መወዳእታ ዝበልካያ ዋላ ዲኣ ዓሰርተ ግዜ ምስ ሃገራት የዕራብ ቡባሕሪ ንራከብ እምበር ቡዙሕ ጽልዋ የቡለንን ኣብ ልዕሌና ማሌተይ ሲ ሓደ ሱዕዳዊ ወይ እማራታዊ ዓረብ ብዛዕባ ፖሎትካ ኤርትራ ሓትትካዮ ኣይምልሰልካን እዩ ምናልባት ናይ የመን ወይ ሱዳን ወይ ዉን ግብጽ(ምስሪ) ሓትትካዮ ግን ክምልሰልካ ይኩእል እዩ ስለዚ ቡዓቡኡ ዉን ድሞክራሳዊ ምርጫ ኤሜርካ ትደልዮ ዓይነት ኣካይዳ ፖሎትካ ስለ ዝኮነ ቡዓል ሱዕዲ ብዙሕ ተጻቡኦ ዝገብራ ኣይመስለኒን ብፍላይ ኪኣ እዚ ሕጂ ኣብ ስልጣን ዘሎ ጆ ባይደን ወይ ፓርቲ ድሞክራት እንተ ፈትዩ ሃገራት የዕራብ ማፊ ከላም ኣይዛረባን እየን ጉዳይ ሱዳን እንዶ ራኣዮ እቲ መጀምርያ ዑመር ኣልበሽር ምስ ወረደ ከመይ ተብተብ እለን ቡዓል ሱዕድያ እማራት ቀጠር ቱርኪ ሩስያ ግብጽ ሃገራት ኤዉሮፓ ኩለን ናብ ሱዳን እደን የእትየን ጉዳይ ፋሕ ከቡሎኦ ተዳልየን ኔሬን ብፍላይ ድማ ሱዕድያ ትመርሖ ግብጽን እማራትን ዝሓዘ ሓይሊ ኮሙኡ ዉን እራን ትመርሖ ቱርኩን ቀጠርን ንዛ ሱዳን ተማቅለናኣ ኔሬን ንዘን ኩለን ሃገራት ግን ኤሜርካ መጽያ እድክን ስሓባ ኩላትክን ሓንቲ ኣጻቡዕቲ ዉን ክሪእ ኣይደለን ምስ በለተን ጨረአን ደጉለን እደን ስሕበን ኣደብ ጌሬን ሎሚ ሱዳን ሙሉኡ ብሙሉኡ ምስ ብኤሜርካን ስራኤልን እያ ትዝወር ዘላ ስለዚ ምርጫ ረቡሓ ኤሜርካ እንተ ኮይኑ ክካየድ ይካኣል እዩ ብስነኪ እቲ ምርጫ ረቡሓታት ኤሜርካ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ወይ ሱዕድያ ዝጎድል እንድሕሪ ዲኣ ኮይኑ ግን ቡእደ ዘር ሱዕድያ ጌራ እሜርካ ክትቡትነና ትኩእል እያ ምርጫ ኣብ ኤርትራ ኪኣ ንኤሜርካ ወይ ንሱዕድ ዝጎድእ ኣይመስለኒን.
@@robi7719 ወልኻም ህዝቢ ሱዑዲያ ብዛዓባ ኢዚ ጉዳይ ዘፈልጦ ተዝሁሉዎ ንዑ ማሓሾ ህዝቢ ሳዑዲያ ንሃገሮም መን ከምዘመርሓ ከማን ኣይፈልጡዋን እዮም ።
ናይ ኩለን ናይ ገዝየና መርሓቲ ሃይማኖት 90 % ኢቲ መንገስቲ ዘብሎም እዮም ሓራምን ሓላሊን ዘብሉካ ።
ኣብዞቦና ዓቢ ጸልዋ ዘለዎን ሃገራት አምራት ዖማን ቅጠር ሳዑዲያ ባዓላ ኢቶፒያ ዉን ጸብለል ኣምዝሓራዊነት ዘፍለጣ ከጠፍ ኣላ ትደሊ ሃገር ከምዘይኮነት ዘኪር ።
ንኣብነት ኣብ ኣፍሪቃ ካብቶም ዘሓየሉ ደርጃ ትምህሪ ሒዙ ናብ ሰልጣን ዘመጸ ኢቲ ሓደን ኡንኮን ቀዳማይ ተመሪጹ ሰልጣን ገብጺ ዘሓዘ እዩ ።
ኣብዱል ፋታሓ ሲሲ ዒልዋ ከገቢር ከሎ ብናይ መን ሙኣማራት ቀንድ ዘመወሉ ሳዑዲያን ኢማራትን እዮም ። ህዝቢ ገብጺ ደሞክራሲ ረኪቡ ባዕሉ ዘመርጾ መራሒ ከውሪደን ከዲየቢን ሃገሮም መዕቢሎም ደክነት ጸሪጉም ብደሞከኣሲ እንደሕር ተመሪሖ ቀዳማይ ናብሳ ዑዲያ እዮም ጹልዋ ዘገብሩ ። ንኣብነት ኢየ ኤረትራ ኣምጸየልካ ሱዳን ደማ ካብ ደምክራሲ ረኪባ ኣላ ኢልካ ተሓሰብ ሃሊካ ሒጂ ካብ ገብጺ ሱዳን መጸአ ኣሎኩ ከነታት ሱዳን የሪዮ ኣለኩ ።
ሱዳን ከብ ደቡብ ሱዳን ረኣዮ ደቡብ ሱዳን ከምይ ነራ ፈለማ ሒጂ ከመይ ኣላ ሰለዚ ሃገራት ኣዕራብ ንግሲነቶም ከሑሉዉ ሃገራት መዓራብ ደማ ረብሓ ናይ ከባቢና ከራክቡ ኢቲ ንሕና ንደልዮ ደሞክራሲን ሓሪነትን ዘበት እዩ ።
ታረኽ ህዝብታት ትግራይን ኤሪትራን አስምዐና
ከም ውወትሩ ቡሉጽ ኣቀራርባን ኣገላልጻን ኩቡር ሓው ዓወት ትግራይ ድማ የርእየና መፈጸምትኡ የርእዮም
እወ ሃገር ክትኮነልና እና ሕልምና ።
ትግራይ ሃገር ክትኮን ባህገይ ዘይኮነስ ግድን እዩ !!⛱🟨🟥✊🏽
ሓደ ኩርዲስታዊ ዘዕለለኒ ጂግና ጓል ሃገረይ ኢሉ ኣብ youtube ዘርኣየኒ ኣብ ዉግእ ዝተሰዉአት Asia ramazan ትብሃል
ናይ ትግራይ የርእየና
Should Tigray independent....
ኢቶጲያ ብዉሕዱ ኣብ 4 ክትመቃቀል ኢያ እዛ ናህተይ ቃል ድሕሪ ቁሩብ ዓመታት ዘክርዋ ኢኹም ፡ ካብዛ ሕጂ ሰዓት ሓቢሮም ናይ ምንባራ ተኽእሎ የለን ተፈጺሙ ኢዩ ፡ ኣነ ተፈላሳፊ ኢንጂነር ዓንዳት ይበሃል ፡ ቅድሚ እዚ ኪናት ምኽፋቱ ይርደኣኒ ነይሩ ኢዩ ከምጺ ከም ዝመጽእ ፡ ይኽደኖም እንበር ካብዚ ዘለዉዎ ንላዕሊ ኩንያት ናይ ጥፍኣት ከይ መጾም ይፍረሃካ ኢዩ እዚ ተላዒሉ ዘሎ ሓዉሲ ናብ ዓለትነት እንዳ ለበሰ ናብ ካልእ ይስፋሕ ፍሕ ኢዩ ዘሎ ፡ ፡
ትግራይ ሃገር እያ
Tigray is a Country
ኣብ ቀረባ ግዜ ትግራይ ሃገር ከምትከውን ብሃንቀውታ እናተፀበና ኢና
ሕቶ fnan ሓውና ስለ ምንታየን እስራኤልን እንግሊዝን ዘይሳንያ?
Waw Tigray edilom zwisnulu
Hager tigray kitkewn amlak yhagzom
Thank you so much bro
ንትግራይ ዘይህሰብ እዮ 10%ፓርሰት እዮም ከምኡ ዝብሉ ዕበር እቶሞ ካልኦት ክግንጽሎ አይደልዮን ክከውን ከማን አይክዕልን እድሚኦም ሙሉዑ ብጥሜት ክውድኡ እዮም
የቀንየልና ፋናን ብርግፅ እዩ ትግራይና ሀገር እያ
Kķk
ኣከለ ጉዛይ ከ ርሲዕካያ ዲካ ኣብ ቀረባ እዋን ሃገር ክትከውን ኢያ። ኣብ መጻኢ መደብካ ኣብ ግምት ኣእትዋ !
What about Palestinian and Israeli gele aflto yebleyn mo akrbelna please 🙏
ሰላም ፍናን በቲ እተቕርቦ መደባት ኣድንቖተይ ወሰን የብሉን ካብዚ ብምቕጻል ለቅነ ኣብዚ ሙድያ ዊንታ ብዛዕባ ማዕተብ ምስ እተሓተተት ዝሃበቶ መልሲ ኣዝዩ ይሕዚንና ስለዚ ነዚ መንእሰይ ባህሉን መንነቱን ከኽብር ከምዘለዎ ከተዘኻኽሮ ሓደራ ይቐንየለይ
bravo welye ዋላ ኣነ ገሪምኒ ካብቲ ማዕተብ ዘይ ብላ ትመጾ መልሲ ዝመለሰቶ ልበይ ኣሕሪርኒ እንኮላይ ኣስላም ስለ ዘለዉ ኣብ ሃገርና ንሶም ከይቅየምለይ ማዕተብ ኣይገብርን እየ ኢልካ ኣሎ ዘረባ
@@ImproudbTigrinya ኮምኡ ከ ኢላ ድያ
@@እግዚኣብሄርይመስገን-ነ8ዸ እወ
thanks 💞💞💝💞
Thank dear
Tigray hager eya. Ms Ethiopia mkxal malet ab alem enkeleka bhiwet tneber aleka wala yelekan aytfeltn malet eyu.
Mahari medb 💪💪💪💪💐💞💝💐💖
ሓማ ረሲዕኻ
ሰላም ፋኒ እዚ ዊንታ መኮነን ዝበለቶ ኣጎል ዝኮነ ኣተሓሳስባ ብግዳይ ማዕተብ ገለ ክትብለና ክንጽበ ኢና ኣኪልና ድዪ ብገዛእ ሃገርና ክንመሳሰል ክንነብር ሞስሊም ከይጸልእኒ ማዕተብ ኣይገብርን እየ ቦእ እዚ ጉሓፍ ኤርትራዊ ወዲ ትግርኞ ኣርቲስቲ ናይ ህዝቢ ኢና እንዳበሉ ህዝቢ የጥፍእዎ ኣለዉ ሰላምታ ኣይረሳዕኩን በዛ ጉዳይ ገለ ክትብል ክጽበየካ እየ ይርድኣኒ ዪ በዚ ግዳን ርኢቶ ምሃብ ብዓይኒ ኤርትራውያን ገበን ምካኑ ንስካን ጆስን ዓይኒ ከነንቑሕ ዝገበርክምና ሰብኡት ምካንኩም ስለ ዝፈልጥ እየ በዚ ግዳይ መሃሪ ዝኮነ ርኢቶካ ክትልግሰልና እየ thanks u
Rgxena dika komu km zbelet ? Abynay chanel eya kemu ela ?????
@@hanexdave5026 እወ ርግጸኞ ተጠልዓ ዝበለቶ ዪ ኣብ መጋርያ ደረቀኞ ሕቶታት እንዳበሉ ኣሎካ
@@God-db9vp ጽብቅ ኣለካ ኣነ መስቀል ዘይ ምግባራ ኣይኮንኩን ኣሕዚንኒ እቲ fuck ዝኮነ መልሲ ዝመለሰቶ ዪ ኣሕሪቅኒ ኣነ ኤርትራዊ ክርስትያን እየ መስቀል ገረ ዝጸልኣኒ ኤርትራዊ ሰብ ተሎ ገደሉ ይጽደፍ ምናልባት ሞስሊም ከይትከውን መስቀል ኣርማ ናይ ክርስትያን ዪ ጀለብያ ተኮይኑ ባህሉን መንነቱን ንክርስትያን ክመስል /ክትመስል ዝርያ ወይ ባህላዊ ክዳን ሓበሻ ገሩ ዝከይድ ሞስሊም ኣይርኣኩን ቀንዲ እታ ሓልወሳ ዝኮነት ሓድነት ትብሃል እያ ህዝቢ ተጥፍኦ ዘላ ብዘይ ከውን እንዳተረድእዋ ሓድነት ፍልልይካ ጼርካ ተከባቢርካ ምካድ ዶ ኣይኮነን እንታይ ኣምጽኦ ድኣ ንሰዓዳ ክትመስል ብዘይ መስቀል ጥልጢል እንዳበልካ ምምጻእ ከ መልሳ ዪ ኣሕሪቅኒ
Fantastic Analays finan App ever keep going.
ክቡር ሐው ፅቡቅ ትንተና ፓለቲካን ጂዮግራፍን
One day tigray became big country
Fani hawey xebke zena 🥰👍👍
ትግራይ ሃገር ክትከዉን ካብዘይ ትክእል ዝሓመቀት ክልል ኢያ
ረሳሕ
@@ዕባይራያዓዞቦ ማይ ፍቶ ፈዉሲ ረስሓት ማይ ምሕጻብ ኢዩ ኣታ ቶጋር ካይ ሓፈርካ ክኣ ን ነብስካ ረሳሕ ሙካንካ ትግልጽ ድሁል
@@hosaena6740 🤮🤮🦈🦈🦈🦈🦈🦈🦈🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🦈🦈🦈🦈🦈🦈🦈
@@gazella2867 👎👎👎👎👎👎👎🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🐬🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮
ቀዳመይቲ ትግራይ እያ ክትከውን።
ደስ ዝብል እዩ ቀጽሎ
wel come Fnan Hero
well come fnan
Nezean tegaruio terasiwean alekiom
ኢትዮጵያ ጥራይ ናብ 7 ክትምቀል እያ ።
ሰራየን ኣኮሎኩዛይን ተፈንጪለን ከ ሃገራት ኩኮና ትኩኡሎ ኣሎ ዶ ፊኒ።
ሃገር ክኾኑ ዕላማ የብሎምን ግን እንተደልዮም ክኾኑ ይኽእሉ እዮም። ትግራይ እንተደኣ ሃገር ኮይና ግን ምስ ትግራይ ይሕሸና ብባህልናን ቋንቋናን ክብሉ ዓቢ ተኽእሎ ኣሎ።
Life is Good,kkkkkkkk kumu maletey zeykene kem hasab wey kem riato u
Wellcame
ኣከለ ጉዛይ ውን ረሲዕካያ ምስ ትግራይ ናጽነተን ብሓደ ክርከባ እየን
Kkkkkkkk 😂 akeleguzay never separate from eritrea
ዲቃላ ዓጋመ
ዶንቆሮ ኢለካ ኣለኹ
@@eryloveueryloveu5064 ሕጂ 'ሲ እንታይ ሕማቅ ስለዝተዛረበ ኢኻ ትጸርፎ ዘለኻ ? ንሳ ድያ ኮይና ዓቅምኻ ? ዓጋመ ሰብ መትከል እዮም ከማና ኣይኮኑን ክጻረፉ ዝውዕሉ ? ልቢ ግበር ሓወይ ካብ ጸርፊ ወጺኻ ኣብ ምርድዳእ እመን 🙏
@@Eruna1993 ኣመል ኮዩ ክክክ ኣይትሓዘሎም ጌና ክሕነቁ እዮም
Thanks
ሀገር ክትከውን እኮ ስነ ምግባር ክህልወካ አለዎ ብቶንኮልን ብሓሶትን ሀገር አይክወንን እዩ።ሕማም ጎረባብቲ ኮይንካ ድዩ ሀገር ዝኽወን። ደሓር fnan እዛ ዜና ኻ ናይ ጁባኻ ፈጠራያ እምበር ፤ ሓለፍቲ ህውሐት ሃገር ዘይኮኑ ዝደልዩ 4 ኪሎ ክምለሱ እምበይ ሕልሞም ፤ አብ ትግራይ ከመይ ኢሎም ክሰብሑ። እንዳ መስባሕትስ አብ አዲስ እዩ ዘሎ። ዓጀውጀው ዜና ሀጠውቀጠው ኢልካ እንተተቕርቦ ምበለጸ። አቀራርባኻ እንዳፈተኽዎስ ሐደ ሐደ ግዜ ግን ድርቡሽ ኢኻ።
ፋኒ ሓውይ ሎሚ ጹብቅ ኣምጺካ የቀነልና
AKLEGUZAY RESIKAYA ALOKA 8
🤣🤣🤣🤣🤣
Gutum enidyu
Knmaqela ena tefiekum endikum
Tigray hager aytukewun eya never never ever
wedi fara
Thank you fnanino
Statt of Tigray
Tigray hager koina kireeya mara dess ybleni .
ፍናን ጽቡቕ ትንተና ኢዩ ሓንቲ ግን ረሲዕኻ ማለት ኣከለ ጉዛይ እተካይዶ ዘላ ቃልሲ ኸ ንምግንጻል ዘይኮነን
Mama Afrika denkoro wahid kid tegenxel
ንመን ኢኻ ኣነ ደኣ ናበይ ክግንጸል ወዲ ኣከለ ኣይኮንኩን ግን ንሶም ክግንጸሉ ኢዪም ዝደልዩ
ትግራይ እንድዒ ሎሚ እምበረሰ ቀደም ውን ከመዚ ተመሳሳሊ ብነብሳ ትሓድር ሃገር ትግራይ ንምፍጣር ዩ ኔሩ ቃልሶም
ነዚ ኣከቲሉ ሓደ ፖለቲካዊ ትግራይ ኣብ ሬድዮ ኤረና ዝበሎ ኸማን ወያናይ ዝተቃለሰሉ ገድሊ ንትግራይ ንምፍጣር ዩ ከ ከምኡ ውን እቶም ዝተሰውኡ ናይ ሾዑ ምእንቲ ትግራይ በር ኢትዮ ኣይኮነን ድሓር ንኹላ ኢትዮ ከነማሓድራ ምባሎም በዓል መለስ ውን ከይገረመና ኣይተረፈን ዳበለ ክዛረብ ሰሚዐዮ ኔረ
ስዚ ሕጂ ውን ሕውሓት ስልጣን ተረኺባስ ንኢትዮ ካብ ምምሕዳር የድሕነኒ ከምዘይትብል ተገንዘቡ
Selam fenan jigna
Fnan hawey we love you
Fani nay Jonathan Netanyahu history aqrbelna natu history book anbibeyo nere gn kemti zdle ayteredeann
Tsebuk tehzto eyu fnan hawena kexelo❤️❤️❤️❤️❤️
ኣብዚኣ ረሲዕካ ኣለካ ንሕና ከማን ጛቃት ንባሃል ዓዲ ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ ንሃገርና ጛቃት ረፈረንዶም ክገብረና ኢና ካብ ኤርትራ ክንፍለ ኢና ኣምላክ ይሓግዝ ጥራይ
ናይ ትግራይ ደኣ እንታይ ሕቶ ደሊካሉ ከይተሓለመ ዝተፈትሐ ሓቂ እዪ እቲ ህዝቢ ከዓ ይእከሎ ክሳብ መዓስ ዳተቀተለ ክነብር
Akelegzuy ke abey ala ☝☝☝☝☝☝☝☝☝☝
ኣከለ ጉዛይ ሃገር እያ ግድን 👂👂👂👂💘💘💘💘💘💘😁😁😁😁
👉🤣🤣Tegray🤣🤣👈
እሂ ፍሳም
Scotland vote was 2014 not 2004
Since when Tigray is country??? You guys are so funny...
ናይ ከፐክ ኣብ ካናዳ ትርከብ ከ? ሃገር ክትከውን ትደሊ ዶ ኣይኮነትን እንተ ዘይተጋግየ
Fenan hasawe medenager ezi kulu shenikuleli tigray Hager kitekewn eya ketibeli delikha dikha hilimin tegebarin bebeyinu eyo ezi wedahaka
Nay tigiray hadash banidiera kitqyer eye
ናይ ትግራይስ ግደፎ ረስዓዮ
ናይ ትግራይ ሽግር ቅርጻዊ ዩ
ቀደም ዩ ሓሊፍዎም ሕጂ ግን ኣምሓሩ ዝሰፍሐ ቦታታት ናትና ኢሎም ወሲዶሞ
2,ወያነ ክሳብ ሕጂ ንናጽነት ኢና ንቃለስ ኢሎም
ወግዓዊ መግለጺ ኣየውጽኡን።
3,ስለ ዝኾነ ኣቢ ሃገራዊ ግብረሽበራ ኢሉ ኣብ
ኣፍልጦ
4 ሃገራት ዓለም ኢትዮ ክትፈርስ ኣይደልያን
ዝከፍአ ሽግር ዩ ንዓለም
5,ኣብ ሞንጎ 2 ግን ከኣ 1 3ይቲ ሃገር ዘይከዉን ።
ትግራይ ብኤርትራ ትማሓደር ኣካል ኢትዮ
ዝኮነት ክልል ያ።
ትምኒትን ክውንነትን በበይኑ እዩ እንበር አነ
ሃገርክትከውን ዩ ድልየተይ
Kemzhasebkayo zeykones kemzikonelka u tigray kab kilil nab denbe ktqiyer dea ember nab hager, s aytihisebo dea
Tikkl u zeyterf u ente sinit zeyele dea.
Kedamay rekibeys lomi ab kndey ametey
Niy tegriy yeriena bro
Finan wedi 40 kemey kenika
Ata junta fnan hadami hasawi seraqi
ደንቆሮ ተተፃረፈ ዝሓየለ ይስሎ።
Sekit ata Nejas denkoro neskas N Fnan
Fuck Off
Fana Edam yhbeka Fetari ♥️🙏♥️🙏
Fnan hawey ajeka tsubuq astemhuro euy. ajeka
ትግራይ ሃገር እንተኮይና ፣ኤርትራ ትብሃል ሃገር ኣይክትህሉን እያ።
Tigray buffer zone abmongo ethiopian eya tekwen lekie eyu schefatu ketsali kenkesakesu eyom hager nemepuan msmegzaeti selezitehahaz tigray alemlekawi merken aytemalenya kemuwen ne ethiopia haghiga ketewtsea aytikelnya abresiuu ertra kilelat ethiopia natsent kewesda aytefikeden eya malet anketse 39 aytekebelon eya ezi nay hiji hafhaf dehri 2amet demtsuu kikehim eyu tgray hiji neti kelelwen seinato ab mirescha aytesatefn eya
Finan nay zkone xege kab mkan emo ngdefo nabnet nay Katolinaa abenatat aqribkalna .malet kem.hager ms eti file si nzuh neutral ykun risers zelewa eya belkana tigray si entay neutral wey entay nay economical risers wey habti alewa eu kem hager ktqwm eya tblen zeloka wey eta abokan aboyn adiakan adey nsekan anen demna zefsesnala eritran eka ms tigray medibkaya bjaka ane kulu ykatatlek eye 👁 medebataka .degiemk degagimka etzarebo astewelelu dicomnt eu
Fnan kabmntay eyu views ka dwuhd delo maletsi kemqedm deykone
Gena nay jubu keman kewedeo yo ezi donkoro fnan
Du hast vergessen die Bayern
ሓቅካ፣እዚኦም ውን ግድን ዮም
Fani anbesa
Fnann dea Wekarya inbear
Anbesa dea kbuar gedam Tegdlay Bitwedad Abrha eyu
Delay fthi ab Hegar