briray ቃለ መሕትት ብዘይ ሙዚቃ ክፋል 1´2´3´4´5 - 5

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 3 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 39

  • @tesfahansabraha7631
    @tesfahansabraha7631 Місяць тому

    ቢሪራይ ብጣዕሚ ጹቡቅ መግለጺ ኢዩ
    እስኪ እተን 5ክፍሊታት ኢባ መራሕተንን ኣበይ ይንቃሳቀሳ ነይረን ኣብራሃልና

  • @dhstl2696
    @dhstl2696 9 днів тому +1

    ሰላም በሪራይ፡ እንኳዕ ዕድመን ጥዕናን ፈጠረልካ፡ በኣኻ ኣዢና ንሕበን። ንበረልና ብዙሕ ክንማሃር። ኣረፋይነ

  • @muleyetewlde4393
    @muleyetewlde4393 2 роки тому +3

    ሰዒድ ብጣዕሚ ኑፉዕ ነዚ ወለዶ ታሪኹ ኣብ ምፍላጥ ብዝዋዓሉን ንዝነበሩን ዓዲምካ ታሪክና ስለ ዘፍለጥካና ግን ሓንቲ ነገር ትርስዓ ዘለካ ንሕቶካ ክምሉሱልካ ከለው ወይ ተወሳኪ ክፍለጥ ኣለዋ ዝበሉዎ ፍጻሜታትን ኑጹር ክኸውን ዕለትን ቦታ ፍጻመን ሕተቶም thanks bro

  • @robrobyadolisrobrobyadolis3563
    @robrobyadolisrobrobyadolis3563 4 роки тому +9

    Just fantastic, a great interview by the host and I hope this interview continues because many people will undoubtedly benefit from it. Please share it to as many people as you can. Again, great job by the program host.

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 4 роки тому +5

    Beriray! I deeply appreciate your service. Who were the two eplf commanders who drove their landcruser to the enemy territory by accident and committed a suicide not to be taken pow? The Ethiopian general who commanded the 18th division on selahta werar in asmat and melebso area wrote a book admiring the two martyrs.

  • @rahelsium3523
    @rahelsium3523 4 роки тому +5

    የቐኔልና ሓዊ ሲዒድ ኣድም። ሕጂ ግርም!! ልዕሊ ኩሉ ርእቶና ኣኽቢርካ እንደገና ደኺምካ ምስራሕ ብልቢ ተሓጉሰ። ከምእዉን እቲ ክትሓላላፍ ዝድለ ታሪኽ ብንጹር ብዘይ ዕግርግር ርበሻ ክስማዕ እዩ። ደው በለልና - ርቢ ይስማዕካ!!

  • @tesfaitecle1705
    @tesfaitecle1705 4 роки тому +2

    የቐንየልና ክቡር ኣቦና ናይዚ መደብ ኣቕራቢ።
    ሕጂ ኣሓጊስካና ብጣዕሚ ጽቡቕ፡ ኣገድሲ ታሪኽ ኢዩ

  • @samimoha2027
    @samimoha2027 6 місяців тому

    Thanks it's clear now

  • @Andom885
    @Andom885 11 місяців тому

    ብሪራይ ጅግና ።
    ማእከልነት ብርጌድ 23

  • @nasserahmed6758
    @nasserahmed6758 4 роки тому +3

    Thank you it is so clear now ..

  • @AY-bi1cj
    @AY-bi1cj 4 роки тому +3

    Well done 👍 this is clear to hear thanks for understanding for background music

  • @JY-pz7ju
    @JY-pz7ju 4 роки тому +5

    ንገድሊ ኤርትራዉያን ልዕሊ ብሪራይ እፍልጦ ዝብል ተሎ ዉጹእ ሓስዊ ዩ

    • @nolawi30com88
      @nolawi30com88 4 роки тому +1

      ጸርፊ እንታይ ኣምጽኦ!!ገድሊ ኤርትራ ድምር ናይ ብዙሓት እዩ ንሱ ዘይፈልጦ ካልኦት ዚፍልጥዎ ንሱ ዚፈልጦ ካልእ ዘይፈልጥዎ ውን እዩ ፡ስለዚ፡ከም ኩሉ ሰብ እዩ (ተቃላሳይ)

    • @robrobyadolisrobrobyadolis3563
      @robrobyadolisrobrobyadolis3563 4 роки тому +1

      @@nolawi30com88@: ስለምንታይ ግን ንአበሃህላ “JY” ጠምዝካያ? ሰውራ ኤርትሪያ ድምር ናይ ብዙሓት እካተኾነ ተጋዳላይ ብሬራይ ካብቶም ብቁጽሮም ዉሑዳት ዝነብሩን ኣብ ብዙሕ ፍጻሜታት እና መረሐ ዝተቃለሰ ብምኻኑ ፍሉይ ይገብሮ: ተ/ጋ. ብሬራይ ብዛዕባ ካሎኦት ዝናን ጅግንነት'ምበር ብዛዕብኡ አይተዛረበን:: ሰለ ሓቂ : ጅግና ተ/ጋ. ብሬራይ ፉሉይ ተቃላሳይ'ዩ : ከምዚ ዝአመሰለ ፖለቲካዊ ክልመድ አሎዎ:እናበልኩ ንጅግና ብሬራይ ረቢ ዕድመን ጥዕናን ይሀቦ::

  • @abdullagieme6216
    @abdullagieme6216 Рік тому

    Well done, brother Saed. Appreciated

  • @tsigeasfaha9942
    @tsigeasfaha9942 4 роки тому +6

    እዛ ብሪራይ እትብል ስም ኣብ ናይ የማነ ተኽለ-ገርግሽ ዘረባታት ሰሚዐያ እንተ ዘይነብር ክከታተላ ኣይምመደብኩን። ሕጂ ምስ ሰማዕኩዋ ከኣ እንቋዕ ኣይሓለፈትኒ ኣብ ምባል በጺሔ። ከምቲ ንየማነ ዝተሰምዖ፡ ኢድሪስ ብሪራይ ኣማን-ብኣማን ጅግናን ኣብነታውን ረዚንን ሰብ እዩ። ሓበሬታቱን ዛንትኡን 'ውን ዓይኒ ዝኸፍት ኰይኑ ረኺበዮ።

    • @robrobyadolisrobrobyadolis3563
      @robrobyadolisrobrobyadolis3563 4 роки тому +1

      Tsige: ናይብሓቂ ተ/ጋ. ኢድሪስ ዑመር "ብሬራይ " ጅግናን ኣብነታውን ሓርበኛን'ዩ :: ከምዞም ብውልቃዊ ዝና ዝምክሑን : ንኽይንጣለም ጸጸር ዊሕጥና ኢና እናበሉ ዘመኽኒዩን ዘደግሩ ዘሎው ኩልና ንዕዘቦም አሎና:: ሉበክ(ፋርስ) ብሬራይ ኩሉ እቲ ሓቅታትን ፍጻሜታት ይድርግሖ አሎ::

  • @gerezgiherfsahaye3514
    @gerezgiherfsahaye3514 4 роки тому +1

    True

  • @natnaelzeray6719
    @natnaelzeray6719 4 роки тому +3

    ብጣዕሚ ኣገዳሲ ታሪኽ እዩ። ብፍላ ነቶም ናኣሽቱ ዎሎዶ ዝኾና ኣገዳሲ ታሪኽ እዩ። ኣነ ንባዕነ ወዲ 20 እየ። እዚ ታሪኸ ከኣ በጣዕሚ ኣገዳሲ ኮይኑ ከኣ ረኺ በዮ የቐኔልና ብሕጂ ከኣ ብዙሕ ንጽበየኩም።

    • @Liberal12
      @Liberal12 4 роки тому

      ዋን ዊጥ፡ ንስካትኩም ከ ሰብ ዲኩም?

  • @tsegakelati7730
    @tsegakelati7730 4 роки тому +1

    ንብዓል መኮነን ዘናሽዉ ሰሚዒዮም ኣለኩ ብዓል ቅሱን ገለመለ እዮም ተቃሊሶም ዘምጽኡልና የብሎምን ንመኮነን የፈልጦን እየ ዝብል ገደል ይእቶ ጉዳይና ኣይኮነን

  • @aronwedieri
    @aronwedieri Рік тому

    Waw a very clear story can tell

  • @amstar4267
    @amstar4267 4 роки тому +3

    شكرا اليسد سعيد آدم وشكرا كمان على هذا اتريك القائد البطل إدريس بريراي اتمنى ان يكون المناضل سليمان هندي ضيف في القناة

    • @voiceofbeserat6690
      @voiceofbeserat6690  4 роки тому +2

      ياريت ـ سليمان هندي شخصية مهمة جدا بس لا اعرف كيف ممكن اتواصل معه ـ صوف احاول انشالله ـ تحياتي

    • @mehretabgoitom8404
      @mehretabgoitom8404 Рік тому +1

      ብ 2ቲኡ ፊደል ክጸሕፈልካ እየ።
      - ግዕዝ ፊደል
      - ላቲን ፊደል
      ትግርኛ:
      ስላም A. M. Star,
      አነ ፊደል ቛንቛ ዓረብ አይክእልን እየ ግን በቲ ሽምካን A. M. Star ፊደል ቛንቛ ዓረብ ብምጸሐፍካ ኤርትራዊ ኢለ ይአምን "ንበሪራይ" ትስምዖ ዘለካ ጸቡቅ ናይ ኤርትራ እምበር ሕማቅ ዘይትደሊ ፈታዊ ኤርትራ ኢለ ይአምን።
      ስላምታይ ይብጻሕካ ካብ ሐደ ኤርትራዊ ንኤርትራን፣ ንህዝባን ጸቡቅ ዝትምነ ኤርትራዊ ስደተኛ (ግን ናይ ጀርመን ዜግነት ዘለዎ "ግዝያዊ") እየ "ስላምታይ ተቀበል"።
      English:
      Dear A. M. Star,
      I did not read the Arabic alphabet but I know what kind of alphabet (Arabic is one of the 13 alphabets of the world wide alphabets for e.g. Geez is one of the 13 alphabets).
      Look how rich our area of East Africa and Arabian Sun-Continent.
      Eritrea, people who believe in God (God, belong to us, who are Muslime & Christmas) have hope and we Eritreans have hope to solve the problem and have better time.
      This is hope but we musst work hard for hope to make successful.
      Thank you
      Arabic:
      I hope I will write you some words in Arabic language, because I am planing to learn Arabic alphabet how to read and write in my area, where I am resident of City of Stuttgart-Germany.
      I wish you all the best and stay strong / Eritrean
      Saturday 4 February 2023

  • @BrhanYasin
    @BrhanYasin 7 місяців тому

    Briray nitarik kigelix aqmi yeblun wela tenebero

  • @danielakberom9351
    @danielakberom9351 4 роки тому +2

    እቲ መሲሕ ዝበሎ ሰብ ዓዱ ዓዲ ቀግነት ማይ ተኸላ ኸባቢ መንደፈራ እዩ ።

    • @chelseawi
      @chelseawi Рік тому

      ክልተ እዮም ሓደ እዚ ትብሎ ዘሎካ ሓደ ክኣ ጠቂስዎ ዘሎ እዩ።

  • @mikeberhe8421
    @mikeberhe8421 3 роки тому

    አቶ ብሪራይ የቀንየልና እንቆዕ ካብ ኣፍ ገበል ወጺእኻ ደካፈልካና ዕድመን ጥዕናን ምሳኻ ይኹን ::እታ ድፈትዉዋ ሂወቶም ንክብሪ ህዝቦምን ሃገሮምን ዕድመልክዖም ተቃሊሶም ካብ ብሱል ጥረ ምስ በሰላታትን ዓሪፎም ኣብታ ድተቃለሱላ ተነፊግዎም ሎሚ ኣብ ስደት ምሳና ክነብሩ ተገዲዶም ኤረትራውያን እንታይ እዩ ወሪድና ህንምሕን ደይንባሓሃል ::

  • @BrhanYasin
    @BrhanYasin 7 місяців тому

    Zezihademu zikoblolun Tarik Eritrea Kizarebu Ayhafrun dyom tarikna Bihademti aysnedin eyu

  • @tesfaitecle1705
    @tesfaitecle1705 4 роки тому +2

    ናይ መኮንን ክሉ ተኻቲትልዮ ኣዝዩ ዚገርም ናይ ታሪኽ ኣጋጣሚ ኮይኑ ክንደይ ሕማቕን ጽንኩርን ኩነታት ኢዮም ሓሊፎም።

  • @holyland246
    @holyland246 4 роки тому

    Zegerm eu mis ahagire miesaru gin bitaeim yehzin

    • @holyland246
      @holyland246 4 роки тому

      Ashagre malet eye mermar nayi maryam gib zinebere

  • @Olizdan
    @Olizdan 25 днів тому

    Sekt

  • @barhat6362
    @barhat6362 Рік тому

    As you said, you .were serving Isayas.

  • @amanhabte6643
    @amanhabte6643 3 роки тому

    ሙዚቃ ረቢሹና በጃኻ

    • @voiceofbeserat6690
      @voiceofbeserat6690  3 роки тому

      ua-cam.com/video/2cIxh8D-iD4/v-deo.html
      ብዘይ ሙዚቃ አብዚ አለካ ሓው አማን

  • @redaegebremedhin8634
    @redaegebremedhin8634 3 роки тому

    ኩሉ ኣብ ህዝባዊ ግምባር ናይ ቀደም
    ህዝባዊ ሓይልታት ዝተሰለፈ ነቲ ኣሉታዊ ታሪኽ ካብ 61 ክሳብ 70
    ዝነበረ ነቶም ኣብ ቀዳመይትን ካላይትን ዝነበሩ ሓለፍትን ተራን ኢዮም ዘይሮም ዘይሮም ከላግብዎ ዝፍትኑን
    ዝህቅኑን።ካብቲ ዝብሎ ዘሎ ክሓትት
    1 ሰውራ ክጅመርከሎ ብግቡእ መጽናዕቲ ጸላኢ ከየካየደ ኢዩ ጀሚሩ
    ይብል።
    ኢትዮጵያ የዕራብ ኢዮም ተበለት ነቲ
    ብመሰረቱ ኣንድነት ኢሉ ዝንቀሳቐስ ዝነበረ በዓል ቀሺ ዲቤጥሮስ ከበሳ ትግርኛ ዝዓብለሎ ሕ/ሰብ ምስቶም
    ሰውራ ዝጀመሩ ምዕራባውን ምብራቓውን ሕ/ሰብ ኣመንቲ ምስልምና ከይስዕብዎ ጥራይ ዘይኮነ
    ከተዳምዮም ስለ ትደሊ ዝነበረት ኢዩ።
    ስለዚ ኢትዮጵያ ንጥቕማ ስለዝበለት
    ንምንታይ ብ65 ተሰሊፍካ? ክሳብ
    ኩሉ ብግቡእ ምስ ተዳለወልካ ዘይወጻኻ?
    2 እቶም ተሓኤ ክምስርቱ ኣብ ካይሮ
    ዝተኣከቡሞ ዝመረጽዎም መራሕቲ
    ብዓቕሞም ኢዮም ክመርሑ ዝኽእሉ
    እቲ ክፍልታት ምምስራት ውን ኣሉታዊ
    ኮይኑ ዝራዮም ነይሩ ተዝኸውን፡እንታይ ኮንኩም ደኣ በብኣውራ
    ጃኹም ተእኻኺብኩም።ማለት
    መንጠጋ ራብዓ ዝነበርኩም ኩሉኹም
    ብዓደን ህሓ ኮንኩም መንጠጋ ኻምሳ
    ዝነበሩ ኸኣ ሰልፊ ናጽነት ኮይኖም?
    ታሪኽ ህሓ ሰልፊ ናጽነት ተስፋይ ተምንዎ ገሊጽዎ ኢዩ።