ምስ`ዚ ሰብ እዚ ዉሕስነት ኣለኒ ...

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 29 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 153

  • @shalikurgira4806
    @shalikurgira4806 9 місяців тому +36

    Just wow !!!
    ኣብዚ መንእሰይ ኣብ ቲክቶክ ተሰጢሑ ክጻረፍ ጥራይ ዝውዕለሉ ዘመን ፡ ምልኩዓትን ሓሰብትን ደቀንስትዮ ክትርኢ ከለኻ ብጣዕሚ ኢኻ ትሕበን።
    ንፉዓት ፡ ብሓቂ ንፉዓት 🎉🎉

    • @Samii-n7w
      @Samii-n7w 9 місяців тому

      አበይ ኮንካ እሪካዬም አብቲክቶክ ሀደ ካብኦም ኢካ ከይትፀርፈኒ

    • @yosiefgebreyesus9501
      @yosiefgebreyesus9501 9 місяців тому

      ገለ ዓይነት ልቦና❤❤❤

  • @tesfish3342
    @tesfish3342 9 місяців тому +5

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ሓሳብ እዩ ተልዕልዎ ዘለኩም :: ኮይኑ ግን ኣብዛ ናይ ሕልፉን ናይ መጻእን እትብል ኣርእስቲ ሓሳበይ ክህብ :: ወዲ ብተፈጥሮ ናይ long term ክሓስብ ዝኽእል : ጋል ግን ኩሉ ጊዜ short term እያ ትሓስብ እየ ዝብል :: ንኣብነት ወዲ ገንዘብ ኣኪቡ ገዛ ክገዝእ ክሓስብ ከሎ : ንጓል ቡዙሕ ኣብቲ ደቀቕቲ ነገራት እያ ትግደስ :: ስለዚ እቲ ጽቡቕ ነገር ግን እቲ ወዲ ናይ ርሑቕ ክሓስብ ነቲ ናይ ሓጺር ግዜ ከይ ሓልፎ በታ ጓል እያ ትምለኣሉ :: ስለዚ ፍልያትና ጽባቀና እዮም :: የቐንየለይ 🙏🙏🙏

  • @mhariaraya9196
    @mhariaraya9196 9 місяців тому +1

    They are so eloquent and wit. Especially They explained about our culture attitude and behaviuors.

  • @emeberhan5774
    @emeberhan5774 8 місяців тому +1

    Ewe eza luli zebltas klula ab weschtey zelo gelixato keytrdani yemkira nere eye meslni ❤❤❤
    So betami eye zednqeki haftki kab jermen

  • @HR-uf1zn
    @HR-uf1zn 9 місяців тому +15

    ጽቡቕ መደብ። እቲ ኣይለመድናዮን እትብሉዎ ዘለኹም ዝልመድ ምኳኑ እመኑ። ንኣብነት ነዴካ የፍቕረኪ`የ ማማ ምስ በልካያ፡ ኣብ ቃዳማይ ማዓልቲ ሓዱሽ ኩኾና እዩ። ኣብ ካልኣይ ግዜ ክትቅበሎ እያ። ኣብ ሳልሳይ ክትፈትዎን ክትለምዶን እያ። እዚ ግን ኣብ ግብሪን ስምዒትን ዝተሰረተ ክኾውን ኣለዎ። ብቃልን ብግብሪን ከተሰንዮ ኣለኻ። ብተግባር ዘይስነ ቃል ትርጉም የብሉን እንተዘይ ደከምካ ይሕሽካ…

  • @meazitsadik3440
    @meazitsadik3440 8 місяців тому +1

    ንፉዓት መንእሰያት ኢኹም ቀፅሉሉ አሕዋት
    ውሕሉል ሓሳብ✅

  • @asgodomteclemicael1003
    @asgodomteclemicael1003 9 місяців тому +3

    I do appreciate, open discussion and very important especially for young age came through all this difficult journey. Please don't forget your culture and compromise with the modern world. Keep going and God bless you.

  • @melodyentertainment77
    @melodyentertainment77 7 місяців тому +1

    31:17 bteami giega. ንወዲ ናይ ጓል ሕሉፍ ኢዩ ዘገድሶ. ምስ 5 - 6 ኣወዳት ዋላ ንዝወር ብዛዕባ ሕሉፍና ኣይትሕተቱ ምባል ግን መዋእልና ሾርሚጥና ኣማሲኹም ብዘይ ሕቶ ኣክቡና ማለት ኢዪ. Giega tmhrti

  • @rahelhaile2045
    @rahelhaile2045 9 місяців тому +6

    ጽፉፍን ህድእ ዝበለ ትምርቲ ዘለዎ ብጣዕሚ ጽብቅ መደብ 🙏🙏🎉🎉🎉❤️❤️❤️

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082 9 місяців тому +4

    ብጥዕሚ ጽቡቕ መደብ
    ቀጽልዎ ኣዚዩ ኣገዳሲ ኣርእስቲ ኢዩ።
    ሕሉፍ ምሕታት ኣገዳሲ ኢዩ። ምክንያቱ ሓንቲ ምሕራም ቅድሚ ትኣምን ከምኡ ዘይኣምኑ ኣጋጢሞማ
    ምስ ሰለስተ ዕርክነት ጀሚራ ሲ ደቂ ተባዕትዩ ኣይቅበልዎን። ሓቃ
    ኣቀዲምካ ጾታዊ
    ርክብ ምፍጻም ክልመድ ዘይብሉ ነገር ኢዩ።ከም መስቲካ መዓሩ ምስ ወድአ ትድርብዩ ጠጥዒሞም ከገድፉና እኮ ዘይተ ደልየ ውላድ ኣሎ ሕማም ኣሎ ።
    ናይ ሎሚ ኣወዳት ክሻ ሓሶት ጥራይ እዮም ዘለዉ ሓላፍነታውያን ንኸን በጃኹም ።🙏🏿🙏🏿🙏🏿👌👌👍

  • @_samu_lala_468
    @_samu_lala_468 9 місяців тому +3

    " ድሕረ ባይታ ናይታ ጋል ኣንስተይቲ ክትፈልጦ ዘድልየካ'ኮ፣ ነቲ ጽባሕ እትምስትርቶ ህይወት መንገዲ እዩ ዝጸርገልካ። ነቲ ዝመጸካ ተጻብኦ ብዛዕባ እታ ጋል ንክትምክቶ ዕድል ትረክብ። ድሕረ ባይታ ማለት እቲ ትማሊ ዝነበረካ ሕማቅ ህይወት ኣጽሪካ መጺካ፣ ጽቡቅ መጻኢ ንክትጅምር ዝሕግዝ እዩ። ስለዚ ኢና ድሕረ ባይታክን ደቀንስትዮ ዘድልየና።

  • @FinamDawit-ln3ep
    @FinamDawit-ln3ep 9 місяців тому +1

    Betami xebuq medeb aqribkum qexelewo kemzi discussion betami yedeleyo alo nehezbena.

  • @eduedu6095
    @eduedu6095 9 місяців тому +2

    Filey mqrti edmen tenan yhabki

  • @merhawikhasay43
    @merhawikhasay43 9 місяців тому +7

    ሚሊ ከም ዝመስለኒ፡ ብቑዕ ሰብ የሎን ካብ ሕሉፍ፡ ኮነ ካብ ሕጂ ፡ ሕማቕ ስምዒታት ካብ ጉድለት ርእሰ ተኣማንነት ዝውሕዝ ሕማም ኢዩ ሕሉፋ ንእሽቶ ምፍላጥ ጽቡቕ ኢዩ ማለት እዚ ዳሕረዋይ ዓርካ//ዓርኩ ርክቦምን ድልየቶምን ተባቲኾም ድዮም ንምፍላጥ ድሕሪኡኡ ንሳ//ንስኻ ንምህናጽ ሓዱሽ ፍቕሪ ሓዱሽን ጽኑዕን ስምዒታት ኽትሕዝ የኽእለካ መስለኒ፡ ምኽንያቱ ዋላ ሕሉፍ ኣየገድሰንን እንተበልካ ጥርጣረ ዘሕድር ስምዒታት ክትፈጥር ሙሉእ ተኽእሎ ኣሎ። ሰባት ዝቐኑኡ ውን ብጽሕፈት ብኻልእ ዠዋሪት ነይራ/ነይሩ ዝብል መግለጺ ክህቡ ይኽእሉ ኢዮም ። ስለዚ ፈሊጥካ እንተ ኣተኻዮ ምንም ኣይመስለካን ስለ ዝተዳለኻሉ !

  • @DinuDinu-d1d
    @DinuDinu-d1d 9 місяців тому +2

    Wawww btami nefuat nexur agelalixa 100% mili ka ajoka qexlo btami xbuq srah bezi teqrbo mdebat kulu gze hugusti eye ena gdn ka ente whade hanti negr ymhar eye ezi tqrbo medebat bflay neana meniseyat teqami eyu so ajoka amlak hayli yhabka thank u tebarekly

  • @merhawikhasay43
    @merhawikhasay43 9 місяців тому +4

    ንፉዕ ፡ንፉዓት ጸዓርታትኩም ደሥ ይብለካ ዓሚቕ ገይርኩም ክትገልጽዎ ቀጽሉ ሓዱሽ ሓዱሽ ኣምጹኡ ! Jag är stolt över er

  • @rahwatesfamariam-s8j
    @rahwatesfamariam-s8j 9 місяців тому +6

    Black diamond I really appreciate you ❤❤❤❤❤ stay as usual

  • @sabrinadam1228
    @sabrinadam1228 9 місяців тому +1

    Wawwww des zebl tmrti thank you 😍😍😍.

  • @Eritrea928
    @Eritrea928 9 місяців тому +4

    Fili shikor btaemi eye zfetweki egzabhier msakum ykun ahwatey ❤

  • @nisri1567
    @nisri1567 9 місяців тому +2

    ብሓቂ ለባማት፡ ሓሲብክን ድኣ እተዋ ፡ ምስ ደንቆርን ጭቃ ርእሲ ዘለዎም ምንባር ኣብ ዓለም እንከሎኻ ገሃነም ማለት'ዩ።

  • @ftsummebrahtu727
    @ftsummebrahtu727 9 місяців тому +3

    እቲ ሓሳብኩም እኮ ተዋሒጡ እንድዩ, ግን ኩሉ ግዜ እቲ ነገራት ኣብ ምክብባርን ዘይምክብባርን እዩ ዝሙርኮስ! ምክብባር ምስ ዘይህሉ ኣብ 2 መጻምድቲ ትርጉም ምርካብካ ይሃስስ እሞ ሽዕዑ ብዝሓለፈ ሂወት ምጥርጣር ይመጽእ!

  • @-Success6
    @-Success6 9 місяців тому +5

    ኣድናቂ'ዛ ቻነል 'የ ምዝርራብ ሓሳባት ምልውዋጥን አንተ በዚሑ በላሕቲ ስባት አዮም ዝፍጠሩ ቀጽልዎ።
    ሓሳብኩም ከም ዘለዎ የክብሮ'የ ከም ዝመስለኒ ግን ጌጋ ርዲኢት ኣለክን፥ ኣብ ኣውዳት ወይ ካኣ ኣብ ናይ መጻኢ ርዲኢት ፥ሰብ ኮይኑ ብዛዕባ መጻኢ ዘይሓስብ የለብ ግን ኣብ ርድኢት ይፋላል ።ንኣብነት ኣነ መጻእየይ አለ ድሓስቦ ካብ ናትኪ ዝተፈለየ ይኸውን ናትኪ/ካ ካኣ ኮምኡ ማለት አዩ ። አንተ ሃልዮም/የን ግን ጾታ ብዘየገድስ ኣብ ኩሉ ክርከብ ይካኣል አዩ ምኽንያቱ አዚ ዝጭበጥ ነገር ክሳብ ዘይኮነ አዚ ይበዚ አዚ ይውሕድ አልካ ትድምድሞ topic ኣይኮነን።
    ‘‘ጌጋ'ዩ ዝብለኒ ካኣ ኣረዲኡ ያኣርመኒ"
    ሰላምኩም መሊኡ ይፍሰስ ❤

  • @devid1988
    @devid1988 9 місяців тому +2

    Felmaeit Hayal Seb ya❤ Belahe Seb ❤

  • @bereketgebre4685
    @bereketgebre4685 9 місяців тому +4

    ሓንቲ ሓፍትና ኣብ ሱዳን ውሑስ ሰብ ረኺባ ትነብር ኔራ ዳሓር ግን ዕግርግር ኮይኑ , , ገንዘብ እንተኣለካስ ንሰለስተ ዓመት ገለ ውሑስ ክትመስል ቀሊል ኢዩ

  • @HarienaYosiefHarienaYosi-eu7vj
    @HarienaYosiefHarienaYosi-eu7vj 9 місяців тому +1

    Wawwww ብጣዕሚ ብሉጽ ሓሳብ ካብ ብሉጻት ሰባት ቐጽልዎ❤❤❤

  • @Amiጓልትግራይ
    @Amiጓልትግራይ 9 місяців тому +2

    ዋዉዉ ደስ ዘብል ኣገላልፃ👌✔💜

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 4 місяці тому

    ብጣሚ ፅብቅ ሓሳብ❤❤❤❤❤❤❤

  • @sarahwelcome2560
    @sarahwelcome2560 9 місяців тому +4

    ናይ ለሙስ ፈሉይ መድብ እዩ ነይሩ ተዘየትውዳእ እናበልኹ እየ ከማሃር ጸኒሐ እሞ የቐንየልና ኣሕዋተይ ብሉጾ መደብ

  • @debesaybokretsion6941
    @debesaybokretsion6941 9 місяців тому +3

    ሰላም መንሰያት ከመይ ኣለኹም ? ኩሉኹም በሓበርራ ኣብ ሂወትኹም ሰላምን ዕቤትን ይምነየልኹም። ብምቅጻል ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ከምኡ ወን ከም መንሰያት ሓሳባት ምልዉዋጥ በሓባር ምስራሕ ክንለምዶ ክንላበሶ ዘላና ኢዩ።
    መጻምድቲ ምርካብ ወዲ ይኩን ጋል ኣብ ናትካ ልቦናን ኣተሓሳስባ ኢዩ ዝምርኮስ ። ማለተይ ቅድሚ መጻምድቲ ምድላይ ክትፈልጦ ዘለካ ግድል ኣሎ!
    ንሓዳር ምድላው
    መጻምድትካ ጽቡቅ ጌርካ ምፍላጥ
    ናይ ሓባር ዕላማ ክህልወካ ኣለዎ
    ወዘተ........
    ብዝተረፈ መልኡለይ ።
    ሰላምን ራህዋን ንኩሉ ወዲ ሰብ።

  • @zozoz8278
    @zozoz8278 9 місяців тому +3

    fili mearey Queen 👸

  • @abhiweteyeyezeneber
    @abhiweteyeyezeneber 9 місяців тому +2

    Wawww blutsat menseyat filey enqauae beselam temeleski des iluni bemerayey neaki enquae tsebuk halekeley ❤❤❤

  • @Alganeshhabesha
    @Alganeshhabesha 9 місяців тому +2

    ነዛ ጽሕፍቲ ተንብቡ ዘኹም ካብ ክፉእ ይሰውረኩም፡ ገጽ ትፈትዎም ወላዲኹም የርኢኹም፡ ስደትና ይሕጽረልና።
    ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣህዋተይ ተሓባቡሩኒ

  • @emunaandebrhan1123
    @emunaandebrhan1123 8 місяців тому +1

    selam selam .
    des zebil aresti eyu .
    gin kem mewesekta ab mongo wey ab mewedaeta nhzbi nay telefon adil etezwhab des mibeleni.

  • @tesfittse6534
    @tesfittse6534 9 місяців тому +5

    Beabiu kemzi gerka nay mzrrab dfret mijmaru tray bela eyu keep it bro

  • @helentesfamichael9016
    @helentesfamichael9016 9 місяців тому +3

    keep going guys

  • @rahwamehari5050
    @rahwamehari5050 9 місяців тому +1

    ግድን አዩ ሕልፉ ሰብ ዘገድሰካ :: thank u xubuq gerkin gelixkunuo keep it up ❤

  • @rutakahsay8541
    @rutakahsay8541 9 місяців тому +1

    Xbuk hasabat really 💯👍
    Continue bro

  • @bemnetmnasie3196
    @bemnetmnasie3196 9 місяців тому +1

    Wow wow wow des zbl iu qxulwo 🎉🎉🎉🎉

  • @hiwetgebrekidan9778
    @hiwetgebrekidan9778 9 місяців тому +4

    ብልቢ የመስግነኩ ብሉጻት መንእሰያት። 🎉🎉🎉

  • @AsmeraEritrea-qi8kg
    @AsmeraEritrea-qi8kg 9 місяців тому +1

    Ane wn msaki whsnet nierni xbqtey❤
    Kemaki tedlyeni ala abiet lbona

  • @selenaeritrea5986
    @selenaeritrea5986 9 місяців тому +1

    🌷🌷

  • @teweldezeru5175
    @teweldezeru5175 9 місяців тому

    i love you daimenawit.kemzi kemaki zhasba deki anstyo ertrawean.kem daynoser yen ztefea zelewa.from single boy (uk) eti msaki nreo wedi gin kemaki aykonenn abarryo.

  • @solomonberhane77
    @solomonberhane77 9 місяців тому +1

    Dawelelay brother

  • @Hanuna_2023
    @Hanuna_2023 9 місяців тому +1

    ኬፍ ኣለኩም

  • @am-fq7ic
    @am-fq7ic 9 місяців тому +3

    መኪና ዋላ ጽብቅቲ ትኩን ብዙሕ እንተ ተዘዊራ ኣይትግዝኣያ። መክንያቱ ቅድመካ ዝነበሩ ዋናታታ ዘባላሸይዋ ከተዕሪ ክትነብር ኢካ።
    እዚ ጽሑፍ ብዛዕባ ሙኪና ኣይኮነን 😂😂

    • @SofiaMekonnen
      @SofiaMekonnen 9 місяців тому +1

      Kkkkkkk😂😂😂😂😂 nay bahakiiiii😂😂😂😂

    • @WintaTa-vt3nj
      @WintaTa-vt3nj 9 місяців тому +4

      ኩሉ ጊዘ እቲ ንዓካ ዝግበኣካ ኢካ ትገዝእ ፡ነኣብነት ሓዳሽ መኪና ዝገዛእካያ ከማን ክትጋጮ ሓደጋ ከጋጥማ ከምኡ ዉን ፓርኪን ገርካያ ምስ ከድካ ተባላሽያ ክትጸንሐካ ትክእል እያ ስለዚ ሓዳሽ ትኩን ኣረጊት ዝገዛእካያ ከመይ ተጠንቂቅካ ትሓዛ እሞ ዕድሜካ ምሉእ ተጠኪምካ ከይ ጸገብካላ ንዓዲ እዝጊሔር ትከይድ ❤❤❤

    • @am-fq7ic
      @am-fq7ic 9 місяців тому

      @@WintaTa-vt3nj እቲ ጽሑፍ መኪና ብዙሕ እንተ ተዘዊራ ወይ እንተ ኣገልጊላ ብዘይገድስ ሓዳሽ ትኩን ኣረጊት ከተዕርያ ኢካ ትነብር።
      እዚ ጽሑፍ ግን ብዛዕባ መኪና ኣይኮነን........

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 9 місяців тому +1

      ​@@am-fq7ic ደጋዊ ትርኢት ናይታ መኪና ዘይኮነ ዘድልየካ ሞተረ ናይታ መኪና ከመይ ይሰርሕ ኢዩ ዘገድስ።❤❤

    • @WintaTa-vt3nj
      @WintaTa-vt3nj 9 місяців тому

      @@am-fq7ic ኣነ እውን ተረዲኤካ ኣለኩ ክሓተካ እንዶ ዋላ እታ ተኮሊላ ትምርዓዋ ሰይቲ ቀሺ ኣብ ሓዳር ምስ ኣተወት ከም ትደሊያ ከይትጸንሓካ ትክእል እያ ዋላ ክትሰርቅ ከም ትክእል ክትኣምን ኣለካ ስለዚ ንስካ ጥራሕ ጥዑይ ኣተሓሳስባ ይሃልካ

  • @A.falochannel
    @A.falochannel 9 місяців тому +1

    Part 2 gidin amxulna🎉🎉❤🎉❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @Titi_tom_jerry
    @Titi_tom_jerry 9 місяців тому +1

    Ane ndey kulu gize yefetiweki eiye eile eiye zeaxewa❤

  • @shewitasemera7504
    @shewitasemera7504 9 місяців тому +1

    Fili mkrti aba seb❤❤❤❤

  • @bvftfhcazzytrgc7462
    @bvftfhcazzytrgc7462 9 місяців тому +3

    Bzeyka eza film awita zblwa mahanzel kalot nfueat.
    Filimawit eti ab youtupe ktmxewi keleki ke ndekki ktmhri elki diki gahshar

  • @GenetGebrekidan-n1t
    @GenetGebrekidan-n1t 9 місяців тому +1

    ብልፃት ብሓቅ ቀፅሉሉ ❤

  • @fitsumesayas6859
    @fitsumesayas6859 9 місяців тому +1

    ዋውውውውው ሰብ ጀርመን በብቁሩብ ናብ ሰብ ዶ ይጸርዩ ኣለው ሓቀይ ክክክክክክክ ባይ ዘወይ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ ብሓቂ ምሃርን ኣዛናጋዕን ዩ

    • @batseba8511
      @batseba8511 8 місяців тому

      😂😂😂😂😂😂😂

  • @asmeraroyalcafe
    @asmeraroyalcafe 9 місяців тому +1

    ሑሉፍ ምሕታት ጸቡቅ አዩ ቅድሚ ናብ ሓዳር ምእታው ምስ አቲ ሰብ ዘለካ ዝምደና ክትፈልጦ ኣለካ ኣጸቢቕካ. ኣብ ሕሉፍ ሂወት ሰብ ምስ ቡዙሕ ሰብ ክዘወር ክወጽእ ክቐየር ይከኣል አዩ. ኣብ ግዕዞ ሂወት ደማ ንሓደ ሰብ ጥራይ ብልቢ ተፍቅሮ ንኹሉ ሰብ ግን ክትፍቅሮ ኣይትኽእልን አካ. ግል ሰብ ኣብ ሂወቱ ዘፍቅሮ ሰብ ካብ ልቡ ክሓኮ ዘይክእል ሰብ ኣሎ ድሓር ሓዳር ምስ ግበረ ነቲ ዘፍቅሮ ሰብ ክርስዖ ኣይክእልን ነቲ ምስኡ ዘነበር ሰብ ክኣ ክጎድኦ ይኽእል.

    • @rahwamehari5050
      @rahwamehari5050 9 місяців тому

      Xubuq aleka kndey seb alo zkatuni hluf ayegdsn eu mflat yblu.

  • @andreascarlsson895
    @andreascarlsson895 9 місяців тому +1

    👍❤

  • @Peace-c3o
    @Peace-c3o 9 місяців тому +4

    Ezi tbleo zelkn 30 mstexegaekn ekn tfelteo and at the same time we are series in the background so you know in this time there's a lot of man and women are single because
    Boys most of them they prefer single than married with a girl who has a bad background with respect Meybe its nature fact

  • @dyanahagos4161
    @dyanahagos4161 9 місяців тому +1

    Waaw filmawit kemzi zey temesl!❤

  • @praisegod2589
    @praisegod2589 9 місяців тому +2

    Nefeti busul azerareba sister.❤

  • @Fthawit20
    @Fthawit20 9 місяців тому +2

    N fili tray azarbwa❤

  • @merrygebrekidan7672
    @merrygebrekidan7672 9 місяців тому +2

    Ajokum shikorinatat

  • @MilenaErmias-gu5gd
    @MilenaErmias-gu5gd 9 місяців тому +4

    Tigageja alekin abotatkin halafnet wesdom eyom abzi dereja abxhemukin
    Bzkona nisebay ziyada halafnetawi kikewin tigebro sebeti eya slezi tewahidom tuauy sdrabet yimsrutu

  • @teshimsium2905
    @teshimsium2905 9 місяців тому +1

    ናይ ጀርመን

  • @SleepyElephant-qs4lj
    @SleepyElephant-qs4lj 9 місяців тому +2

    Ab edka zelo worqes darga cherqie neta zemlesta nexigas kayterdka beta zenxegya melsie gerka melisekya 😃
    Ezi dema entay malet eyu kabetom sebat goliheka nay meray requq tebit eyu.
    Selzi ewe u agree nay mebael baheri yahelkaa

  • @selenaeritrea5986
    @selenaeritrea5986 9 місяців тому

    Ezi zbelkiyo xbuk endiu gn kulen kemu aykonan , ich bin sehr zufrieden mit meinem Leben. Und ich habe eine Freundin und liebe sie und sagte sie mehrmals,dass ich sie zur Ewigkeit lieben werde , dass ich sie zu allem mitten unterschätzen werde und ... die frage ist nun ob sie mich liebt? An anfang sagte sie mir, dass sie mich liebt aber ich in practice sah ich gar nichts und sie ignoriert mich aber sehr selten zeigt mir dass sie mich liebt. Und die frage an euch alle , was ich machen soll oder wie ich mit dieser Situation umgehen soll?

  • @46hbs
    @46hbs 9 місяців тому +1

    File shkorr hada hade gzes mxna da fekar❤ btaemi xbuk agelalixa kulatkum xbukat

  • @salitekle4013
    @salitekle4013 9 місяців тому +1

    Filmawit btaemi nifieti❤❤❤

  • @sdethsum7859
    @sdethsum7859 9 місяців тому +1

    Biteami des tblu pliss part 2 gberula

  • @efremsium5682
    @efremsium5682 9 місяців тому +1

    Niskin ke firhat ezgabher alekin diu?

  • @SamiMichael-rk5ck
    @SamiMichael-rk5ck 9 місяців тому +1

    buluxat fili and luli❤❤

  • @IzakBelo
    @IzakBelo 9 місяців тому +1

    Nice medeb

  • @sabaissac
    @sabaissac 9 місяців тому +1

    🎉🎉🎉🎉

  • @senaitgetachew189
    @senaitgetachew189 9 місяців тому +1

    Excellent

  • @kibatokqbagergis2874
    @kibatokqbagergis2874 9 місяців тому +1

    ❤❤❤

  • @ፍቅሪማእሰርኩሉእያ
    @ፍቅሪማእሰርኩሉእያ 9 місяців тому +2

    My luley❤️‍🩹👸🏻

  • @selinateklesion9398
    @selinateklesion9398 9 місяців тому +1

    Keyslwoo btaemi mesati tmhrti brukat ekum

  • @salitekle4013
    @salitekle4013 9 місяців тому +1

    Part 2

  • @Hailemichael-fi2jc
    @Hailemichael-fi2jc 9 місяців тому +1

  • @Habesha_insider
    @Habesha_insider 9 місяців тому

    ንሕና ከም ደቂ ኣንስትዮ ንመጻኢ ቡዙሕ ኣይንሓስብን መኽንያቱ ንመጻኢ ዝሓስብ ወዲ እምበር ዱኹም ኣይንደልን። ስለዚ ብብዝሒ ኣወዳት ይሕሹ መስለኒ። ወዲ ንጓል ካብ ምስ ድኽመታ ክስከማ እምበር ጓል ንወዲ ኣይትስከሞን ኢያ ብብዝሒ ክንሪኦ ከለና። ኣዋልድ ግን ከም ልምዲ ንሕሱ ኢና 😂 እዘን ትሪዋን ዘለኩም 25% ጥራይ ሓቂ ይዛረባ ኣለዋ። ንፋልጥ ኢና። እቶም ይሕዋትና ድማ ኣይትቃጸጹና ከምኡ ኢና 😊

    • @_samu_lala_468
      @_samu_lala_468 9 місяців тому

      ኣብ ሓሳባትኪ ተሰማሚዐ። ኣብዛ መልሲኪ ዓቢ መልእክቲ ኣቀሚጥኺ'ለኪ። 100%❤ ተሰማሚዐሉ።

  • @haben2709
    @haben2709 9 місяців тому

    Klae natkn blan ksab merha eya bdhrieu men halafnet yskem we now each other.

  • @efremsium5682
    @efremsium5682 9 місяців тому

    Nifue adnikeka fili wegeninet zibeziho niwedi tebaetaysi kem hade zey hasib geren mikraben bihaki diyen ke mezinen zigelxio zelewa?

  • @TsgabTeklom-mj9us
    @TsgabTeklom-mj9us 7 місяців тому

    Antay yu tmrten????

  • @Fitwimichael5911
    @Fitwimichael5911 9 місяців тому

    Guys pls negeruni eza gal lesbeyandiya wels aykonetin sorry gen anes mes hanti gal kis tegebirkela reyeya pls negeruni guys

  • @RBT._F
    @RBT._F 9 місяців тому +2

    እዛ ወዲ ግን ነዘን ኬፍ ዘለወን ሓራሙ ካበይ'ዩ ዝኣራርእየን: ንሕና ድማ ገለ ተረከብና ኢልና ፈቀዶ ፓርቲታት ኮለል ንብል:: bro ንዓይ እስከ ዓድመኒ ግን ምስ ሓንቲ: ገለ ቁምነገር ተገበርና ኣይፍለጥን እዩ::🩵

    • @WintaTa-vt3nj
      @WintaTa-vt3nj 9 місяців тому

      ክክክክ ፓርቲታት እንድሕር ኮይንካ ደኣ ዘይ ንዓካ ዝመስላ ኢካ ክትረክብ ስለዚ ናበይ ትከይድ ፍለጥ ሽዑ እታ ናትካ ኣብኡ ክትረክባ ኢካ

    • @RBT._F
      @RBT._F 9 місяців тому

      @@WintaTa-vt3nj ናበይ እሞ ክንከይድ ኢና: እዘን ከምዚአን ዝመስላ ድማ ስሕት ኢልካ:: ኣብ ባቡር ወይ ባሳት ትረክበን ኢኻ: ግን ኩሉ ግዜ ተነፊሐን ምስ ተጸወጋ እየን: ወረ ገሊአን ሲ መታን ሰላም ከይብላካ ኮነ ኢለን ናብ ዘይደልይኦ ሰብ እየን ዝድውላ:: ኤፐ ብዝኮነ ግን ኣብዛ ፓድ ካስት እንተ መጺአ ምሰለጠኒ ኔሩ ይብል: እዛ ወዲ ኩለን ደቂ ገዛ ትግጠምን እያ ትመስል🫠😂

    • @46hbs
      @46hbs 9 місяців тому

      Kkkkk mxwag tebelukake gn aytfrah defirka telaleyen gal defar wedi aya tfetu

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 9 місяців тому

      ​@@RBT._F ምስ ጻዕዳ ጀምር ሽዑ ሓበሻ ዘብዘብ ክብላ ኢየን😂😂😂

    • @RBT._F
      @RBT._F 9 місяців тому

      @@46hbs bro dfret ab Europe bet mahbus eya te’etweka 😫😅

  • @ZekiFrede-le5lc
    @ZekiFrede-le5lc 9 місяців тому

    Gual wled qulfika kitfetih elom. Kulu ente zeykone 99.999%

  • @Habesha_insider
    @Habesha_insider 9 місяців тому

    ጓል ኣንስተይቲ ብሓደ ወዲ ክትዳናገር ትኽእል ኢያ እንተዘይኮይኑ ግን ጸገም ኣለዋ ማሌት ኢዩ።

  • @meni691
    @meni691 9 місяців тому

    Ewa plan emo deki tebatyo keman nhaysh

  • @yorusalemgezhey7934
    @yorusalemgezhey7934 9 місяців тому

    Habesha sekat Eyu kulugzye

  • @MustofaMohammed-j3f
    @MustofaMohammed-j3f 9 місяців тому +1

    Teqami medeb

  • @Halamadr146
    @Halamadr146 9 місяців тому

    ፉትሓት ኢየ ኣይትእመኑወን የሕዋት

  • @thomasm9385
    @thomasm9385 9 місяців тому +1

    What about after marriage, if she's cheating?? Come on, we know a lot of women they cheating. No guarantee if you trust each other

  • @judigeb6146
    @judigeb6146 3 місяці тому

    ውሕስነት ዶ ገለዶ እሞ ግደፍዮ ውሕስነት ካብ ኣምላክ ጥራይዩ ።
    ሓቁ ሓቁ ንዛረብ እሞ ገንዘብ ኣለዎ ዶ እዩ እቲ ሕቶ ክከውን ኣለዎ።

  • @AdhanetBerhe
    @AdhanetBerhe 9 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @rozinaweredekidane3973
    @rozinaweredekidane3973 9 місяців тому +1

    ❤❤❤❤👌👌👌👌

  • @abelabraha8009
    @abelabraha8009 9 місяців тому

    Eza balti badla eti duldul fara arka zinbere diu hakey die bhade nerom ametat teselachiom meslni

  • @yowhanstefari2817
    @yowhanstefari2817 9 місяців тому

    ፊልሙ ሓራካት ደለኪ ከምዘን ፖሎትካዊት ደቂ ኣንስትዮ ድለብሰኦ ባድላ ጌራ mexia ክኽክክክክክ aytseani ጆን ከኣ yreyeki ኣሎ himaki ይብሉ አዞም ስድራና 🤣

  • @eritrealomi9806
    @eritrealomi9806 9 місяців тому +1

    Abeyenay mexnaeti u rekibkino wedi tebeatay plane yeblun zbl,bteami tegerime.

    • @46hbs
      @46hbs 9 місяців тому +1

      Zbezhu haki ayu bzey plane hadar ygebir bzey plane ywelid halafnet keyskem yhadim ezom kulom kolaut bzey abo znebru single Mamma koynen zeabyom zelewa bsenki eti wedi kurub zeymkan plane geru ab hadar zeymetaw ayu hadar yearkutey gerom eilu ayu keytekerebe zgebir

    • @eritrealomi9806
      @eritrealomi9806 9 місяців тому

      Ezi tblo zeloka seabien eyu eti tenqi gna eti wedi plane zeyblu sle zkone aykonen .please think positive do not be side of wonen.

    • @segenm950
      @segenm950 9 місяців тому +1

      እወ ወዲ ሐጺር እዝኒ ክክክ ንሎሚ ጥራሕ እዩ ዝሐስብ

    • @loveend3884
      @loveend3884 9 місяців тому +1

      @@46hbsthat right girl most man have no responsibility for there children. They did’nt care the reason more women single mam especially on habsha women.

  • @nakfatv225
    @nakfatv225 9 місяців тому

    😅😅😅😅😘😅

  • @Samii-n7w
    @Samii-n7w 9 місяців тому +1

    ቅሺ ዝበለካ ግበር ዝገበሮ አይትግበር

  • @Eritreaplus
    @Eritreaplus 9 місяців тому +2

    ወዲ ተባዕታይ እዩ.. ናይ ነውሕ ፕላን ዘለዎ *ገዛ ክዕድግ.. መኪና ክዕድግ.. ገንዘብ ከቐምጥ.. ደቂ ኣንስትዮ ግን.. ቀንዲ ስርሓን ኣብ ፕላን ዘለዎ ወዲ እየን ዝጽግዓ...

    • @ola1707
      @ola1707 9 місяців тому

      Silemntay elika tihasib zo ane bzrdiani mara independent zineberet gual hadar geyra ab sebaya depend tigebr etiy nature wey kea qola kikewin yikil behalit eye mikiniyatu kem single kolay gual mara eya nebsa tikil plan tigebr sebay mis mexe gin tizihil hasibikala tifelt do

    • @Eritreaplus
      @Eritreaplus 9 місяців тому

      @@ola1707 እተን ሓዳር ዘይገበራ ከ.. ገንዘብ ዘለዎ ወዲ እንድየን ክህድና ዝውዕላ

    • @ola1707
      @ola1707 9 місяців тому

      @@Eritreaplus kemzian awald ayeganifann ayfeltin eye. gin awald sebay ziserh eyen zifetiwa, eziy kea himak neger ayikonen.

  • @realityishealthy.5850
    @realityishealthy.5850 9 місяців тому

    Kkkkkkkkk hasewti

  • @wediberhe4038
    @wediberhe4038 9 місяців тому +2

    Humumat ekum neskatkum

  • @kisanetgaim6780
    @kisanetgaim6780 9 місяців тому +5

    Kab tikitok mexey😂

    • @tesfitnetserab4914
      @tesfitnetserab4914 9 місяців тому

      Wela ane 😅

    • @Eritrea928
      @Eritrea928 9 місяців тому

      Ane kea kab Instagram 😂😂😂

    • @TGVITGVI
      @TGVITGVI 9 місяців тому

      ኣነ ካኣ ካብ ፌስፑክ❤😂😂