Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ሰላም ወሰናይ DASNA TV 📺 መደባትካ ኣዝዮም፥ ኣነቃቃሕቲ፥መሃርቲ፥እዮም። ሳላ እዛ ቻነልካ ብዙሕ ንምሃር ኣሎና። ኣጆካ ቀጽለሉ ኣብነት ናይ ዝኮነት ሃገር፡ ጠቃሚ እዩ ። ንቅሓትና የበርኮ ኣሎ። ኣምላኽ ምሳካ ይኩን።
🥺ናይ ኣፍሪቃና ጉድ ኣይውዳእን እዩ ,ካብ ሃገርና ጀሚርኻ😓
ጎሐፍ ትግራዋይ ቆማል
@@nohisack7796 what hapen? Did already know that you are lice? Cause you destroye on his head! Stupid.
ብዛዕባ ዝውውር እባ ስራሕ ኩዑሾ 😍😍😍😍
አሕሕ ካብ እገዳ እንተ ዝቀትልዎ ጽቡቅ ነሩ ወዲ ተካል ሰባአይ 🥺።
ዝገርመኒ ተሎ ህዝቢ ኣፍሪቃ ብመራሕቱ ተስፋ ዘይ ቆርጽ ኖኦም ኣሚኑ ነቲ ሽግሩ ሽግር ዝውስኸሉ ምኻኑ ዩ ንዘበናት ተመሊስካ ከማን ብወዝቢ ጥዑይ መራሒ ነይሩ ኢልካ ዝዝከር የለን ብጀካ ኪናት ወረ ኪናት ዝውልዕ መሕቢኢ ህዝቢ ገጹ ጠምዚዙ ኣብ ሻቕሎት ሎሚ ዶ ጽባሕ ይመውት ብምባል ብዛዕባ መጻኢኡ ከይ ሓስብ ዝሰርሕዎ መስርሕ ብድሕሪኡ ብኺናት ተጠላቒና ኢልካ ቀረብ የለን ኢልካ ብጅሆ ጥምየት ሒዝካ ነቲ ህዝቢ ኸብዱ ዝረኽበላ ድራር እለቱ ከርተት ኣቢልካ ሕሳባቱ ተዳኽሞ ሽዑ ንስኻ ብገንዘቡ ገርካ ትውላዕ ገለ ዝበለ ተውድቖ በቃ ካልእ መጻኢ ሂወት የለን ኣይ ንጸበ ኣይ ትሕለምዎ ውን
ጽቡቕ ስራሕ
All your new are confirmed you're the best
welcome bro ❤️❤️
Africa
Thank you 💖 😢😢
ኣፍሪቃ ስ እቶም ደቃ እዮም ቀዳሞት ጸላእታ እቲ ህዝቢ እሞ ዕሙት እዩ
Akayda merahti afrika
Xbuk geberyo afriki ko riesi yelen
👍👍
Aye halefti Africa smi hezbom
Abi tunes hemaki alowi yahewateni demex nekonam
ሓተላ በሎ ሓቆም አኮአዮም ኤሮውፓውያን ክጸርፉና ገዝኦም ኣጽፊፎም ገዛና ከጽፍፉ ጦቅ ኢሎም ህዝባ ግን ድፉን አዩ ወይ ከኣ ምዉት አዩ ።
Aygermekn yehznka
ዐክ Africa ዕደ
nay Africa merahti denaqur eyom
ከመይ ግን ኣርእስትን ተመሓላልፎ ዘለካ መልእኽትን በበይኑ ። ዓማዊልካ ኣይ,ተቐይም ብሮ።
እታ 30 ሚልዮናት መቅጻዕቲ ትብል ከይገረመትኒ ኣይተረፈትን ።ነቲ 30 ሚልዮናት ካብቲ ኣጣፋፊኡ ዘጥረዮ ድዩ ክኽፈል ነዚ ፍርዲ ዝበየነ ባዕሉ ውን መጣፋፊኢ ኢዩ ።
ሳብስክርይብ ን ላይክ ከምኡ ውን ርኢቶ ጽሃፉለይ ሃግዙኒ ኣብዛ ቻነለይ ንሕብረተሰበይ ጠቃሚ ዝበልኩዎ ከቅርብ ደልየ ኣለኩ ከምኡ ውን ኣዛነይ ዝበልኩዎ ዕላል ቀዳሞት ። ይቀንየለይ !
ጌረልካ ኣለኹ ንስኻ ከኣ ግበረለይ ጀማሪ የ ንተሓጋገዝ
Nay eritera dekom halftiye ka belack lbel Gen gorden setyom elkmu tezrblome meziy awdaderkasiye entay ketblo ekum
ካብ መራሕቲ አፍሪቃ ድአ እንታይ ንህዝቢ ዝሐስብ መራሒ ክትጽበ እዞም ስሱዕት
Meste africawan
Nay givi capital nay russia zneber eba tegediska amxalna
ዳሃይ እቲ ወዲ ኣፎርቂ እንታይ ኣለካ ጽርግያ ኣስመራ ዓጽዩ ቦይኑ ብማኪናኡ ትረይን ይግብር ኢዩ ኢሎሞ
😅aye merahti africa.
ata uy do kibl eway
😀😄😂
ኦይ ናይ ኣፍሪቃስ ዘዝኸፈአ ኢኻ ትሰምዐላ እቲ ዝገርመኒ ነዚይ እና ነጸግና ንእሰያስ ዝድግፉ ቡዙሓት ምህላውና እዩ ዝገርመንን ዘስደምመንን
Kqetlo keman nerwen wedi hibey neti natna kea kemuea yeriyena sb swiz nay iseyas 100 000000 aqemitu alo
ኣብየት ናይ ኣፍሪቃ ሃብታምስ ኔርኪ ደም ዘይብሎም መራህቲ እንደሞ ይጻወትሉኪ ኣለዉ
ኣይይይይ ወይ ኣፍሪቃ ነዞም 1.4 ሚልዮን ምዃን ስኢኑ እዚ ኩሉ ሃብቲ ህዝቢ ሕዝካ ካብታ ሃገር ብብዝሒ ዝወጽእ እንተ ኮይኑስ ዘየጥፍእዎ
ደቂ ድሙ ክረኣያ ክብላ ይእረያ። ወይ ጽጋብ።
And zigermen bizey natqm taham miqanqm it natqm zeytigebir
ካብ ደናቁር ሐሳዳት ናይ ህዝቦም እንታይ ክትጽበይ
mmm ብዛዕባ ኤርትራ ኣዝዩ ደስ ዘብል እንታይ እዩ፧ እቲ ቐንዲ ታሪኽና መንነትና ዓረብ ምዃኑ እዩ። ኣዝማድና መብዛሕተኦም ዓረብ ራሻይዳን በደዊንን ስለዝኾኑ እዞም ኣፍሪካ ኩሎም ይቐንኡ። ኣብ ኤርትራ ኣመና ምዕቡላት ስለዝኾና ውን ዝኾነ ጀበሊ ካብ የመን ፣ ቤጃ ሃደንደዋ ካብ ሱዳን ፣ ጀበርቲ ናይ ኣምሓራን ውቕሮን ፣ ኣብ ኤርትራ መጺኡ ብቋንቋ ዓረብ ድላዩ ክእዝዝ ይኽእል እዩ። ዝኾነ ሓላፍ መገዲ ጀበርቲ ወይ በጃ ኣብ መንደፈራ ፣ ከረን ፣ ኣኽርያ ዝዓበየ ንቋንቋ ትግረ ትግርኛ ፈንፊኑ ብዓረብኛ እንተደለየ ኛኽኛኽ ክብል ይፍቀድ እዩ። እንተደለየ ውን ትግረ ትግርኛ ዝበሃል ከይተርእዩኒ ፡ እናበለ ንኤርትራን ንመስዋእቲ ናይ ኤርትራውያንን ክብሩ ከርኢ መሰል ኣለዎ። ኣብ ዓለም ከምዚ ዓይነት ኣዝዩ ዝለዓለ ክብሪ ብጀካ ኣብ ኤርትራ ፡ ኣብ ኣሜሪካ ፣ ሽወደን ፣ ኣፍሪካ ወይ ስዑዲ ዓረብ የለን።
እዋእ ኣታ መን ዩ ኢሉካ እንታይ ከ ትፈልጦ ኣለካ ዩ ብዛዕባ ኤርትራ። እንታይ ኢካ ከ ትብል ዘለኻ ብንጹር እስከ ንገረና።
ወዲ መድህን በራድ ረሳሕኸ
ወዲ በራድ ድኣ ሰብ ክጋደል ከሎ:ሰብ ኣብ ሳሕል ዘሎ ይመስሎ ንሱ ከኣ ዘይዘረላ ሃገር ኮነ ዘይጠዓማ ሻርሙጣ የለን... ጃፓናውያን እዩ ዝፈቱ ኔሩ..
Eritreawyan maas ekum bzaeba eta siolawit naye mdri ttuntunu ?
ኣፍሪቃውያን ምስ እምኒ እንታይ ይፈልየና ?
Wala hanti
Bejaka natna kumu yblnan eske eziA beleni
@@abyelbrhaneህግደፍ ገንዘብ መንዮሞ 30 ዓመት ስጋ ሰብ ካብ ምብላዕ ዝኸፍእ ኣሎ ድዩ ?
Enty habitwen ke ezen hagerat genzebun genzeb abun zhgra, nety nahna kemue zeybla emo zeyedlana
ኣንታ እዛ ኣፍሪቃስ እንታይ ዓይነት መርገም እዩ ዘለዋ ደቀይ በቃ ዘዝመጸ መራሒ ይጻወተላ ካብ ኢሰያስ ጀሚርካ
I don't know what to say about such ignorant and greedy African leaders and families.
ከም ኢሰያስ
Puting ሱቅኢሉዩ ኣይትርባሕ ኢልዎኣመሪካ ቀደም ከከላኸሊ ሰይጣን 2 ሰሪሓ እያ
Aye nay Africa neger. Xbuk geberwo gn.
እዞም ኣህባይ ዝመርሑዋ ኣፍሪቃ ኣበይ ክሓልፈላ?
Neziom rikas nab Eritrea kitre mis del7 geni merahi Eritrea xada eyu mexana bruhi eyu Eritrawyan
ኣይ ከመ ኢሰያስ ሓሳድን ።።።።፣
ኪላእ ይኣከ ዓለም ሲ ከምዚ ጌርካ ክትረግጻ ኣሎካ እምበር
ሰላም ወሰናይ DASNA TV 📺 መደባትካ ኣዝዮም፥ ኣነቃቃሕቲ፥መሃርቲ፥እዮም። ሳላ እዛ ቻነልካ ብዙሕ ንምሃር ኣሎና። ኣጆካ ቀጽለሉ ኣብነት ናይ ዝኮነት ሃገር፡ ጠቃሚ እዩ ። ንቅሓትና የበርኮ ኣሎ። ኣምላኽ ምሳካ ይኩን።
🥺ናይ ኣፍሪቃና ጉድ ኣይውዳእን እዩ ,ካብ ሃገርና ጀሚርኻ😓
ጎሐፍ ትግራዋይ ቆማል
@@nohisack7796 what hapen? Did already know that you are lice? Cause you destroye on his head! Stupid.
ብዛዕባ ዝውውር እባ ስራሕ ኩዑሾ 😍😍😍😍
አሕሕ ካብ እገዳ እንተ ዝቀትልዎ ጽቡቅ ነሩ ወዲ ተካል ሰባአይ 🥺።
ዝገርመኒ ተሎ ህዝቢ ኣፍሪቃ ብመራሕቱ ተስፋ ዘይ ቆርጽ ኖኦም ኣሚኑ ነቲ ሽግሩ ሽግር ዝውስኸሉ ምኻኑ ዩ ንዘበናት ተመሊስካ ከማን ብወዝቢ ጥዑይ መራሒ ነይሩ ኢልካ ዝዝከር የለን ብጀካ ኪናት ወረ ኪናት ዝውልዕ መሕቢኢ ህዝቢ ገጹ ጠምዚዙ ኣብ ሻቕሎት ሎሚ ዶ ጽባሕ ይመውት ብምባል ብዛዕባ መጻኢኡ ከይ ሓስብ ዝሰርሕዎ መስርሕ ብድሕሪኡ ብኺናት ተጠላቒና ኢልካ ቀረብ የለን ኢልካ ብጅሆ ጥምየት ሒዝካ ነቲ ህዝቢ ኸብዱ ዝረኽበላ ድራር እለቱ ከርተት ኣቢልካ ሕሳባቱ ተዳኽሞ ሽዑ ንስኻ ብገንዘቡ ገርካ ትውላዕ ገለ ዝበለ ተውድቖ በቃ ካልእ መጻኢ ሂወት የለን ኣይ ንጸበ ኣይ ትሕለምዎ ውን
ጽቡቕ ስራሕ
All your new are confirmed you're the best
welcome bro ❤️❤️
Africa
Thank you 💖 😢😢
ኣፍሪቃ ስ እቶም ደቃ እዮም ቀዳሞት ጸላእታ
እቲ ህዝቢ እሞ ዕሙት እዩ
Akayda merahti afrika
Xbuk geberyo afriki ko riesi yelen
👍👍
Aye halefti Africa smi hezbom
Abi tunes hemaki alowi yahewateni demex nekonam
ሓተላ በሎ ሓቆም አኮአዮም ኤሮውፓውያን ክጸርፉና ገዝኦም ኣጽፊፎም ገዛና ከጽፍፉ ጦቅ ኢሎም ህዝባ ግን ድፉን አዩ ወይ ከኣ ምዉት አዩ ።
Aygermekn yehznka
ዐክ Africa ዕደ
nay Africa merahti denaqur eyom
ከመይ ግን ኣርእስትን ተመሓላልፎ ዘለካ መልእኽትን በበይኑ ። ዓማዊልካ ኣይ,ተቐይም ብሮ።
እታ 30 ሚልዮናት መቅጻዕቲ ትብል ከይገረመትኒ ኣይተረፈትን ።
ነቲ 30 ሚልዮናት ካብቲ ኣጣፋፊኡ ዘጥረዮ ድዩ ክኽፈል ነዚ ፍርዲ ዝበየነ ባዕሉ ውን መጣፋፊኢ ኢዩ ።
ሳብስክርይብ ን ላይክ ከምኡ ውን ርኢቶ ጽሃፉለይ ሃግዙኒ ኣብዛ ቻነለይ ንሕብረተሰበይ ጠቃሚ ዝበልኩዎ ከቅርብ ደልየ ኣለኩ ከምኡ ውን ኣዛነይ ዝበልኩዎ ዕላል ቀዳሞት ። ይቀንየለይ !
ጌረልካ ኣለኹ ንስኻ ከኣ ግበረለይ ጀማሪ የ ንተሓጋገዝ
Nay eritera dekom halftiye ka belack lbel Gen gorden setyom elkmu tezrblome meziy awdaderkasiye entay ketblo ekum
ካብ መራሕቲ አፍሪቃ ድአ እንታይ ንህዝቢ ዝሐስብ መራሒ ክትጽበ እዞም ስሱዕት
Meste africawan
Nay givi capital nay russia zneber eba tegediska amxalna
ዳሃይ እቲ ወዲ ኣፎርቂ እንታይ ኣለካ ጽርግያ ኣስመራ ዓጽዩ ቦይኑ ብማኪናኡ ትረይን ይግብር ኢዩ ኢሎሞ
😅aye merahti africa.
ata uy do kibl eway
😀😄😂
ኦይ ናይ ኣፍሪቃስ ዘዝኸፈአ ኢኻ ትሰምዐላ እቲ ዝገርመኒ ነዚይ እና ነጸግና ንእሰያስ ዝድግፉ ቡዙሓት ምህላውና እዩ ዝገርመንን ዘስደምመንን
Kqetlo keman nerwen wedi hibey neti natna kea kemuea yeriyena sb swiz nay iseyas 100 000000 aqemitu alo
ኣብየት ናይ ኣፍሪቃ ሃብታምስ ኔርኪ ደም ዘይብሎም መራህቲ እንደሞ ይጻወትሉኪ ኣለዉ
ኣይይይይ ወይ ኣፍሪቃ ነዞም 1.4 ሚልዮን ምዃን ስኢኑ እዚ ኩሉ ሃብቲ ህዝቢ ሕዝካ ካብታ ሃገር ብብዝሒ ዝወጽእ እንተ ኮይኑስ ዘየጥፍእዎ
ደቂ ድሙ ክረኣያ ክብላ ይእረያ። ወይ ጽጋብ።
And zigermen bizey natqm taham miqanqm it natqm zeytigebir
ካብ ደናቁር ሐሳዳት ናይ ህዝቦም እንታይ ክትጽበይ
mmm ብዛዕባ ኤርትራ ኣዝዩ ደስ ዘብል እንታይ እዩ፧ እቲ ቐንዲ ታሪኽና መንነትና ዓረብ ምዃኑ እዩ።
ኣዝማድና መብዛሕተኦም ዓረብ ራሻይዳን በደዊንን ስለዝኾኑ እዞም ኣፍሪካ ኩሎም ይቐንኡ።
ኣብ ኤርትራ ኣመና ምዕቡላት ስለዝኾና ውን ዝኾነ ጀበሊ ካብ የመን ፣ ቤጃ ሃደንደዋ ካብ ሱዳን ፣ ጀበርቲ ናይ ኣምሓራን ውቕሮን ፣ ኣብ ኤርትራ መጺኡ ብቋንቋ ዓረብ ድላዩ ክእዝዝ ይኽእል እዩ።
ዝኾነ ሓላፍ መገዲ ጀበርቲ ወይ በጃ ኣብ መንደፈራ ፣ ከረን ፣ ኣኽርያ ዝዓበየ ንቋንቋ ትግረ ትግርኛ ፈንፊኑ ብዓረብኛ እንተደለየ ኛኽኛኽ ክብል ይፍቀድ እዩ። እንተደለየ ውን ትግረ ትግርኛ ዝበሃል ከይተርእዩኒ ፡ እናበለ ንኤርትራን ንመስዋእቲ ናይ ኤርትራውያንን ክብሩ ከርኢ መሰል ኣለዎ።
ኣብ ዓለም ከምዚ ዓይነት ኣዝዩ ዝለዓለ ክብሪ ብጀካ ኣብ ኤርትራ ፡ ኣብ ኣሜሪካ ፣ ሽወደን ፣ ኣፍሪካ ወይ ስዑዲ ዓረብ የለን።
እዋእ ኣታ መን ዩ ኢሉካ እንታይ ከ ትፈልጦ ኣለካ ዩ ብዛዕባ ኤርትራ። እንታይ ኢካ ከ ትብል ዘለኻ ብንጹር እስከ ንገረና።
ወዲ መድህን በራድ ረሳሕኸ
ወዲ በራድ ድኣ ሰብ ክጋደል ከሎ:ሰብ ኣብ ሳሕል ዘሎ ይመስሎ ንሱ ከኣ ዘይዘረላ ሃገር ኮነ ዘይጠዓማ ሻርሙጣ የለን... ጃፓናውያን እዩ ዝፈቱ ኔሩ..
Eritreawyan maas ekum bzaeba eta siolawit naye mdri ttuntunu ?
ኣፍሪቃውያን ምስ እምኒ እንታይ ይፈልየና
?
Wala hanti
Bejaka natna kumu yblnan eske eziA beleni
@@abyelbrhaneህግደፍ ገንዘብ መንዮሞ 30 ዓመት ስጋ ሰብ ካብ ምብላዕ ዝኸፍእ ኣሎ ድዩ ?
Enty habitwen ke ezen hagerat genzebun genzeb abun zhgra, nety nahna kemue zeybla emo zeyedlana
ኣንታ እዛ ኣፍሪቃስ እንታይ ዓይነት መርገም እዩ ዘለዋ ደቀይ በቃ ዘዝመጸ መራሒ ይጻወተላ ካብ ኢሰያስ ጀሚርካ
I don't know what to say about such ignorant and greedy African leaders and families.
ከም ኢሰያስ
Puting ሱቅኢሉዩ ኣይትርባሕ ኢልዎ
ኣመሪካ ቀደም ከከላኸሊ ሰይጣን 2 ሰሪሓ እያ