Tirhas film, Tigrina

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 9 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 106

  • @HabenKflom
    @HabenKflom 13 днів тому +2

    ታጋደልቲ ሞጎስን ክብርን ናዓኩም❤❤ ደቂ ኤረይ ሓላል❤

  • @M_jemal7545
    @M_jemal7545 Місяць тому +25

    የቐንየልና ኣይዳ እዚ ተቕርብዮ ማራ ኢዩ ደስ ዝብለኒ'ሞ ቀጽልዮ ነቶም ቆልዑ እንከለና ዝራእናዮ ተዘክሮ፡ ነቶም ዘይረኣይዎ ነኣሽቱ ከኣ ታሪኽና መፍለጢ ኢዩ'ሞ ጸቒጥኪ ስርሕሉ❤❤❤

  • @habtiega528
    @habtiega528 24 дні тому +1

    Eza trhas koyna twasae zelas abey thlu fluy dmxi alewa kab qedem zfetwa ❤❤❤❤

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 Місяць тому +3

    Proud to be Eritrea thank you deki Eri Jeganu ♥️🇪🇷♥️

    • @Habesha28
      @Habesha28 Місяць тому

      Proud for or about WHAT? Being refugee?

  • @AsmeraEritrea-qi8kg
    @AsmeraEritrea-qi8kg Місяць тому +1

    ብፍቅሪ ትርሓስ ተቃጺለ ሕራነኣ መትከላ ቆራጽነታ ኣደይ ኮይና ትስመኒ ኩሉ ነገራ በቃ I Love you trhasey❤

  • @natitibereket1281
    @natitibereket1281 Місяць тому +11

    I am proud of our history🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🦁

  • @samiwdigulbet-jo9vd
    @samiwdigulbet-jo9vd Місяць тому +1

    Aida haftey thank you so much 😘😘👏👏👏👏👏👏👏

  • @BerheGileMeshesh
    @BerheGileMeshesh Місяць тому +13

    Old Is Gold 2000🇪🇷 0:19

  • @פניאל-ח7ב
    @פניאל-ח7ב Місяць тому +10

    እዛ ቻነል ሸር ሳብስክራይብ ንግበራ ብዙሕ ዘይርኣናዮ old history ያ ተምጽእ ❤

  • @TediRos-kt1gh
    @TediRos-kt1gh Місяць тому +3

    ፈርመለይ ኣምጻልና ❤🎉

  • @danidaniel7685
    @danidaniel7685 Місяць тому +5

    Eritrawiyan bikemzi ena halifna awet nihafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Eritreaye
    @Eritreaye Місяць тому +4

    Aduye natey love u 🇪🇷🥰😘 Thanks 🙏

  • @filifala1742
    @filifala1742 Місяць тому +12

    መንግስቱ ኣብ 1972 ብብዝሒ ግፍዕታት የካይድ ስለ ዝነበረ ኩሉ ኤርትራዊ ከኣ እንቢ ንመግዛእቲ ኢሉ ብብዝሒ መንእስያት ኤርትራ ናብ ህዝባዊ ግንባር ሳሕል ከቲቱ መንግስቱ ኣብ ኤርትራዋን ብጣዕሚ ንዕቀት ስለ ዝነበሮ በቲ ዝከድዎ ስለ ዘይምለሱ መተካእታ ናቶም ኢሉ ካብ ኢትዮጵያ ብ 1974 1975 300 ሚኢቲ ሽሕ ትግራዎት ናብ ኤርትራ ፋሕ ኣቢልዎም ነቲ ኣብ ከተማን ገጠሪን ዝነብር ዝነበረ ሰለማዊ ሰብ ቡዙሕ ኢዮም ኣጋፊዕም ተጋሩ ንኤርትራዊ ።
    እዚ ኣብ ፊሊም ዘሎ ካብ ባሕሪ ብችልፋ'ዩ

    • @HAREGU1
      @HAREGU1 Місяць тому +1

      Thank you ♥️🇪🇷❤♥️🙏♥️

    • @wintabrhane2556
      @wintabrhane2556 Місяць тому

      ሓሳዊ

    • @filifala1742
      @filifala1742 Місяць тому +1

      @@wintabrhane2556 እሞ እቲ ሓቂ እንዶ ንገሩኒ በሊዮም ነቶም ምስ ጨና ኩዕንቲ ምስ ቆማል ክዳውንቶም ናብ ኣስመራ ዝተሰደዱ ኣቦታትኪ ሓከኽቲ ረስሓት

    • @DawitEyab
      @DawitEyab Місяць тому

      ኣብ መንግስት ድኣ ኣየብጺሒካ እበረይ
      መንግስቱ ድኣ ኣብ 1972 ዘይነበረ
      ሓርጭ እዩ ዝሰፍር ኜሩ

  • @YoelDawit-fr6dk
    @YoelDawit-fr6dk Місяць тому +5

    ለሚና ዘምጸናዮ ናጻነት የብልናን ካብ ኮነ ኤርትራዊ ምኻነይ ንግሆ ንግሆ ዝሕበነሉ መንነት ዩ

  • @natihabte5266
    @natihabte5266 Місяць тому +4

    That time is better than now

  • @arsemarezene8469
    @arsemarezene8469 Місяць тому +9

    Please eba nay meseret aynom nay jemal romodan derfi sdedulna

    •  Місяць тому +3

      Please EBA Nay MESERET AYNOM NAY JEMAL ROMODAN DERFI SDEULNA 2000

  • @VeraVera-c6u
    @VeraVera-c6u Місяць тому

    Thank you ayda ! Kemti zbelwo netom neashtu Kona zreanayo mezekakeri Netom neashtu kea tmrti iu. Proud to be Eritrean ❤🇪🇷🦁

  • @peacefortheworld2101
    @peacefortheworld2101 Місяць тому +3

    የቐንየልና ኣይዳ ብልቢ የመስግን ቀጽልዮ ኢኺ።ፊልም ግዳይ ድማ በጃኺ

  • @medhanittesfu1222
    @medhanittesfu1222 Місяць тому +1

    Those who think they’re helping Eritrea by standing with the enemy woo to them because of the precious blood of our people no one will ever disrespect our beloved nation

  • @asmarinoforlife5815
    @asmarinoforlife5815 Місяць тому

    Tnx aida medeb shewit guya gele tetmxlna ka xbuk neru

  • @TemesgenFetari
    @TemesgenFetari Місяць тому

    ቀደም ከምዚ ገሮም ኣጋፊዖምና ማለት ድዩ ኣይተወለድኩን ኔረ ደቂ ሰባት ጭርካናት ኢና ብሰላም ክነብር እዳካእልናስ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @MahariWeldu
    @MahariWeldu Місяць тому +2

    ክክክክክክክክ ኣንታ እዛ ደንቆሮ ትግራዋይሲ ኣብ ዘይትፈልጦ ገዛ ምስ ኣተወት ዘይትፈልጦ ሽጋራ ስሒባ ሰኪራ

  • @Hanteza-v7r
    @Hanteza-v7r Місяць тому +6

    Aida Kidane 2000

  • @habtiega528
    @habtiega528 24 дні тому

    Ezom aedug ziom zeygeberwo yeblomn ab lieli eritraeyan ezi nuus weledo kmaharelu alewo

  • @sff3460
    @sff3460 Місяць тому +5

    ህዝቢ ኤሪትራ ዝሓለፎ መከራ

  • @TemesgenMUKUR
    @TemesgenMUKUR Місяць тому +1

    Aida we love you thanks 😊

  • @onelove323
    @onelove323 Місяць тому

    ደቂ ማይ ጠላሚት ከምዚኣ ጌሮም እዮም ህዝብና ኣባሳቢሶሞ ደቂ ደቃሉ

  • @hosieghirmay5440
    @hosieghirmay5440 Місяць тому

    Aida kidane 🔥❤️

  • @tsigegeremedhn5464
    @tsigegeremedhn5464 Місяць тому +2

    አይዳ ሐፍተይ ፈርመለይ ትብል ፊልሚ ናይ መረብን ታንታንን እባ ተረኪብክያ ዘርግሕያ

  • @eritrea1710
    @eritrea1710 Місяць тому

    Mara tebkeni film 😢

  • @SegenTedros
    @SegenTedros Місяць тому +2

    I m proud of my history

  • @devorajossi4909
    @devorajossi4909 Місяць тому +1

    Tegaru kema gerom eyom mes amharu endateqomu wediomuna bekutur hsedena hasadat amharu dea entay ay efeltuna

  • @mehrethabteselassie5307
    @mehrethabteselassie5307 Місяць тому

    ንአዚኦም ሲ ኢግዛቢሀር ባዕሉ ደኣ ይፍደዮም 🙏🇪🇷

    • @Habesha28
      @Habesha28 Місяць тому

      ነዞም ናይ ሕጅኸ?

  • @kikilove6751
    @kikilove6751 Місяць тому +4

    ❤❤❤❤❤

  • @danielmichael9221
    @danielmichael9221 Місяць тому

    I am proud of my history 😢

  • @mhreteabbrhanetesfay4296
    @mhreteabbrhanetesfay4296 Місяць тому +10

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Eri91M90
    @Eri91M90 Місяць тому +1

    እንታዲኦም ኢዮም ግን ተጋሩ ኣብ ኤርትራ መጽዮም ህዝቢ ኤርትራ ካብ ስድሩኡ ከይፈለየ ኣዕብይዎም ንሶም ግን ሕማቅ ጥራይ ዝፈድይዎ
    ሓቆ ኢዮም ኣቦታትና ዋላ ሽሕ ግዜ ይኩን ሕያዋይ ኣይትእመን ትግራዋይ ዝበሉ
    ከምዚ ምስ ረከቡ ኢዮም
    ነዚኦም ከመይ ጌርካ ዳግማይ ክትኣምኖም ኣጸጋሚ ኢዩ ብሓቂ
    እንቃዕ ኮ ኣብ ስግር መረብ ሃለዉ እንቃ ምስ ሃገርና ሓደ ኣይኮኑ እዞም ጋዓግዕ
    ሎሚ ካኣ ነዖም ደቆም ደቂ ደቆም ኢዮም ሎሚ ሰራዊትና ህዝብና ታሪክና ከቃሽሹ ዝዉዕሉ ዘለዉ
    ኣታ ኑኡስ ወለዶ ነዚ ኣስተብሂልካ ተጋዓዝ ጸላእርካ ኣሽሓት ኢዮም ንስካ ግን ሓደ ኢካ ግን ክንዲዝበዝሑ ይብዝሑ ክትስዕሮም ክትነብር ኢካ።

  • @zebibest7362
    @zebibest7362 Місяць тому +2

    ❤❤❤❤

  • @ZEYNEB1964
    @ZEYNEB1964 Місяць тому

    ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @rahelfssehation8913
    @rahelfssehation8913 Місяць тому

    Ezom chikanat mziomsi hahhhhhhhhhhhhh😢😢😢😢😢😢

  • @hajerokubu8990
    @hajerokubu8990 Місяць тому +9

    ኣቤት ግፈዒ ዝሕለፈናዮ የዝክር 😢

    • @Habesha28
      @Habesha28 Місяць тому

      ነሕልፎ ዘለናኸ?

  • @ZerimariyamGhebrehiwet
    @ZerimariyamGhebrehiwet Місяць тому +1

    ❤❤❤🎉

  • @AdamNoahKibreab
    @AdamNoahKibreab Місяць тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ngstitesfay-el5pr
    @ngstitesfay-el5pr Місяць тому +2

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @filmonsbahetu7744
    @filmonsbahetu7744 Місяць тому

    ኣቤት ግፍዒ ዝገርመካ ህዝብና ክሳብ ሎሚ ከምዚ ዝግፋዕ ምህላው እዩ 😢😢😢

  • @TeweldeSamsom-wg7mt
    @TeweldeSamsom-wg7mt Місяць тому

    ኣነንያ ብዓል ኢዛጋምባ 😂😂😂😂😂

  • @abrahamtekle7090
    @abrahamtekle7090 Місяць тому +5

    Wonderfull

  • @Habesha28
    @Habesha28 Місяць тому

    ሹዑ ምስ ደርጊ ዝሓሸ ኔሩ ካብዞም ጨው እግሮም።

  • @HermonAndebrhan-z8f
    @HermonAndebrhan-z8f Місяць тому

    እቲ ስእሊ ናይ ኣምላክስ በቲክዎ ቦግ በል

  • @FreweyniAbraha-j5i
    @FreweyniAbraha-j5i Місяць тому

    😭😭😭😭

  • @SelihomeEyob
    @SelihomeEyob Місяць тому

    Nazi kare kalakus Eritrawit mukaney yekurani 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @MajiWedizeru-u4n
    @MajiWedizeru-u4n Місяць тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪

  • @sabatemanumesgina378
    @sabatemanumesgina378 Місяць тому

    🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @WintaShishay-ri4cx
    @WintaShishay-ri4cx Місяць тому

    Abottnan adittnan zhlefwo mestenkar beana zglex aykonen I love ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Bahrisemere1234Bahri
    @Bahrisemere1234Bahri Місяць тому +1

    ❤❤❤wwww❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tsehayeatobrhan6569
    @tsehayeatobrhan6569 Місяць тому +9

    ezom kehadamat telamat eziom ko seb aykonun lbi tgray kbehalsi ezia ya

    • @abrahampeace8083
      @abrahampeace8083 Місяць тому +7

      Every time hate speech....Telamat Eritreawiyan wihidomsi....

    • @Shigut
      @Shigut Місяць тому

      Nikulu hizbi aytxaref , Eritreawian koinom ahwatom zereshenu endo gida yibezhu

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому +3

      ቁማል ሳዋ ህግደፍ ነዝመሃረካ ነበረያነበረ ኣብዚ መፂኻ ሃለውለው ኣይትበል

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 Місяць тому

    ክምዚ ዓይነት ጅግንነት ተጌሩ በዚ ጅግና ሕዝቢ እንታይሞ ዘይተገብር መወዳእታ ግን እቲ ብኽንደይ ጅግንነት ዝመፀ ነፃነት ተጠሊሙ ሕዝቢ ኤርትራ ከም ዘርዒ ኣብ ዓለም ተበቲኑ ተሪፉ እቲ ዝተስደ ሕዝቢ ኤርትራ ንኤርትራ ብደርፊ ጥራህ ይዎጥየላ እቲ አብ ዓዲ ዘሎ ምሑር ናይ ገዛ ኮይኑ ብእፉ ተለጊሙ እታ ኤርትራ ትብሃል ካብ ምዕባለ ንድሕሪት ክም ሽንቲ ግመል ሕዝባ ብስደት ቀዳማይ ደርጃ ዝሃዘት ብውግእ ምሽማት ቀዳመይቲ ደርፊ ምድራፍ ቀዳመይቲ ዲክታተር ምልኪ ምፍቃር ቀዳመይቲ ካልእ ምንም ዘይብላ ።

  • @TesfaldetGoitom
    @TesfaldetGoitom Місяць тому

    ኣን ከም ስብ ናይ ትግረወት አይ ዝግርምኒ ኪህደቶም ኢይ

    • @medhanittesfu1222
      @medhanittesfu1222 Місяць тому

      ኣነ ዝገርመኒ ግን ኣብ ዓዲ ጓና ተተሸኪዕካ ምስኦም ኬንካ ባንደራ ተወንዚፍካ ምኹዳድ ነቲ ኩሉ ዝሓለፈ ረሲዕካ

    • @medhanittesfu1222
      @medhanittesfu1222 Місяць тому

      ናይ ገለ ኤርትራውያን ዕሽነተ

  • @habesha6883
    @habesha6883 Місяць тому

    እዋይ እዚ ናይ ቀደም ፊልም ሲ ክጥዕም:: ረኣዮም እቶም ተዋሳእቲ ጥራይ:: ኩሎም legends ተዋሳእቲ ከም ግዜነሽ: በረምበራስ: ሓኔታይ: ወይኒ: ጀማል:: ኣነ ናይ ሎሚ ፊልም ብፍጹም ኣይርእን ኢየ:: እዚ ናይ ቀደም ወላ ይርኣዮ በርቢረ ረኺበ ኢየ ዝደግሞ:: ስነጥበኛታት ሞዮኦም ይፈልጡ ኔሮም ኣብቲ ግዜ እቲ ዘይ ከም ሎሚ::

  • @Kahsaygehiwet
    @Kahsaygehiwet Місяць тому +3

    ከምኣ ዝገብር ከምኣ ይነግር እንድዩ

    • @isayasambasager2453
      @isayasambasager2453 Місяць тому

      WXAE ATA GUHAF RESAH WEDI TEREF MEREF WOLDEGEBA WEDI MILSHA SRNAY MELMEXI SHAHANI TEREF MEREF WEYANE SUQ ELIKA ZTEKOBLIKA AKOMSE AB SDETKA KONKA ABTA ZELEKAYA KTBELIY EKA DENQORO

    • @Kahsaygehiwet
      @Kahsaygehiwet Місяць тому +1

      @@isayasambasager2453 ክክክክ አነኮ አይኮንኩን ኢሳያስዩ ደንቆሮን ቡሽትን ዝገበረካ ምስክናይ አጆካ ብዙሕ ሓራራ አይትግበር፣ነገሩ ዓቅምካ እካ ሓሲብካ አፍ እንትክፈት ርእሲ ይልካዕ ድዮም ዝበሉ

  • @xbahnegho-w8p
    @xbahnegho-w8p Місяць тому +5

    togarat

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому +1

      ቁማል ሳዋ

    • @isayasambasager2453
      @isayasambasager2453 Місяць тому

      ​@@ራዛtubeWXAE ATA SAHSAH QOMAL QONDAF WEDI SEREQTIY HZBOM BANDATAT SHAFATU RESHAT HASADAT WEYANE GAME OVER CADRE BANDA WEYANE KEMU ENA NGEBR ERITRAWYAN N GOYTAKA WEYANE SBRBRRR ABELINA GIFNAYA 100 amet back GAME OVER

    • @isayasambasager2453
      @isayasambasager2453 Місяць тому

      WXAE ATA SAHSAH QOMAL QONDAF WEDI SEREQTIY HZBOM BANDATAT SHAFATU RESHAT HASADAT WEYANE MELMEXI SHAHANI TEREF MEREF WEYANE BANDA CADRE GAME OVER KEMU ENA NGEBR ERITRAWYAN N GOYTAKA WEYANE SBRBRRR ABELINA GIFNAYA 100 amet back GAME OVER

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому

      @@isayasambasager2453 ቁማል ሳዋ ንምንታይ ኢኻ በቲ እንኮ መለለዪ ኤርጥሪ ትፅወዐኒ ዘለኻ ደሓርከዓ ሃለውለው ገዲፍኻ ንዓ ውሰዶ የዕፅምቲ ናይቶም ቆማላት የሕዋትኻ ደሓርከዓ ረሳሕ ቆማል ጨናዊ መጋል ወዲ ኢሳያስ ረሳሕ ከነስካ ካበይ ኢኻ ረኪብኻዮ እዚ ሞራል ወዲ ገይ

  • @عامر-س1د
    @عامر-س1د Місяць тому +4

    አምሐራይ ኸምዚ ስለዝገበረኩም ዓምፆ ዓምፆ ንማዕፆ ንትግራይ ኸምዚ ዝገበርኹም ትዘሕዝንኸ አደ ኤርትራ ን30ዓመት በክያ ምንም መክሰብ አይረከበትን ገና ከዓ ትግራይ ኸዓ ሕነአ ትፈድየሉ ግዜ ትእልሽ አላ የሕዝን ሐደ ህዝቢ 😢😢😢😢😢

    • @isayasambasager2453
      @isayasambasager2453 Місяць тому

      WXAE ATA SAHSAH QOMAL QONDAF WEDI SEREQTIY HZBOM BANDATAT SHAFATU RESHAT HASADAT WEYANE MELMEXI SHAHANI TEREF MEREF WEYANE BANDA CADRE WEYANE DENQORO KEMU ENA NGEBR ERITRAWYAN N GOYTAKA WEYANE SBRBRRR ABELINA GIFNAYA 100 amet back GAME OVER

  • @WediFares-jf2cm
    @WediFares-jf2cm Місяць тому +3

    ህዝቢ ኤረትራ ንስለ ናጽናት ሓሽሓት መስዋእት ከፊሉ ግን በዞም ከድዓት ሻብያ ተጠሊሙ ኣደዳ ስደት ከርተት ኮይኑ😢😢😢

  • @DesA12346
    @DesA12346 Місяць тому +1

    እዚ ቆልዑ ምህራም እኮ ካብ ናብ ደርጊ ናብ ሻዕብያ ይቀርብ። ኩሉ ሰውራዊ ፊልምታት ሃገርና ብግልባጡ እዩ ዝትርጎም። ወድካ ኣበይ ኣሎ፣ ሰብኣይኪ ኣበይ ከይዱ እንዳበሉ ቆልዓ ሰበይቲ ዘበሳብሱ ሻዕብያ እዮም።ደርጊ ከምዚ እንተ ገይሩ ነይሩ ብ7ተ ዕጽፊ ከኣ ንሶም ይደግምዋ ኣለው፣ ሕጅስ መን እዩ ገዛኢ ደርጊ ዶ ዋለስ እዞም ናይ ሎሚ ደርጊ?

  • @MrMokhles-gq4dh
    @MrMokhles-gq4dh Місяць тому

    ኩሉ ግዜ ትግራዋይ ከምዚ ገይሩ ከምዚ ኢሉ ክትብሉ ነውሪ ዶ ኣይኮነን😏

  • @ራዛtube
    @ራዛtube Місяць тому +5

    ኣላ ኤርጥሪ ፉንፉናት ሓሰውቲ ሎቃምፅ

    • @Natalie-g8h
      @Natalie-g8h Місяць тому

      ኣላ ዕጎ ሕርር ዶ ኢልኪ

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому

      እንታይ ዘሕርር ኣለና ሓሰውቲ ሎቃምፅ ምኳንኩም ኣፀቢቀ እየ ዝፈልጥ

    • @awetghrimay-f4w
      @awetghrimay-f4w Місяць тому

      entay ke aleki abzey gezaku teatewi loqemax

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому

      @@awetghrimay-f4w ኪድ እስከ ተከወል ነጅስ ደሓርከዓ ካባካትኩም ንላዕሊ ሎቃምፅ የለን ኩሉ ግዜ ፀለመ ኣብ ትግራይ እንታይ ዓይነት ሰባት ኢኩም

    • @Natalie-g8h
      @Natalie-g8h Місяць тому

      @@ራዛtube ልዕሊ ዊዒጊን ኣብ ዓለም ብሓሶትን ስርቂ ን ዝፍለጥ የለንንንንን 💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 Місяць тому

    ትማሊ ክምዚ ሐሊፉ ሎሚ ምስ እምሐራይ ተቀቢርኩም እንቱም ርስሃት HGDF

  • @ክንራኸብኢና-ሰ3ኰ
    @ክንራኸብኢና-ሰ3ኰ Місяць тому +2

    ❤❤❤

  • @simon-fd8dr
    @simon-fd8dr Місяць тому

    ❤❤❤❤