Definitely 💯 percent true I agree we have a lot they can Eritrea getami yeblan diyu this is not acceptable they shouldn’t play thanks for your comment it’s coming to my mind what u said
To all Eritrean media, please ensure that you verify all facts before posting anything about someone. It is essential to confirm the truth to avoid misunderstandings or harm.🇪🇷🐪
Yes you are very write please next time if any thing comes first let wait until everting Seattle do not give any quick answer or action Because the outcome different than first we thought about it Thank you for all what you do 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌺🌹🌺
I m sorry but what u need to learn is find the truth from the people first then solve it within don't expose it in social media no matter what. Beyond proud to be Eritrean God bless my beautiful country and people respect Awet n hafash zelalem zkhri n sematat Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wela nay qedem ykun mkniyat u zkewun zelo ms ziatom msrah ygermeni ab Eritrea koynu hade wedi nay ziom gtmi do zema zwesd yelen ayreakun zen awald yehwatna gen aygden
መርሓባ ሶሎ ሐወይ መመሊስካ በርትዕ
ደቂ ኤረይ♥️ኤርትራ ና ብከመይ መፂአ
ኩላትና ዝጠፍአና አይመስለንን ስለዚ
ገጥ ስጥም ግጥም ንበል ደቂ ኤረይ
♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Eze eitefelten malet eikonen mn mehanu eze lezai tigrawei🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐
Solo jegngna tebarek
Ayenay selam eu meas eyom eba selam gerom zfeltu himam
ካብ ተጋሩ ምርሓቅ ጥራይ እየ ዘድሊ!!🇪🇷💪💯
Bravo zero zero 👏👏
ልክዕ
💯 % true
@@DannyAbraham-cn4mc ደምብያ ይቀርቡና።
ስል መድያ ሐሳዋ መፀለሚ ፍልጠት አልቦ ንጥቕምኻ ክትብል ሰብ ከተጥቅዕ ትረኤ አለኻ shame on you
Wow 🇪🇷 solos you're amazing thanks you're doing for ertera people God's blessing to you and to erterawe people 😂😂❤❤😂
🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌹🌹👍👍🦁
Solo ኣይትገደሰሎም ደገፍቲ መሲሎም ጸየቅቲ መልኦም እዮም፡ እቲ ጹቡቅ ስራሕ ቀጽሎ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ሐራይ ኣብ ግዜ ሰላም ይኹን ብድሕሪኡ ኸ ንምታይ ይዝርጋሕ ኢዩ መልስና ካብ ተጋሩ ግጥሚ ይኹን ዜማ ኤርትራዊ ክወስድ የብሉ ነዚ ኢና ክንዛረበሉ ዘለና ምኽንያቱ ተጋሩ ከም ደርፊ ዘይኮነ ዝርእይዎ ፖሎቲካ ኢዮም ዝሰርሕሉ ነዚ ኢና ንቃወም ።
ልክዕ
@@mebrhatueyob9169 👍
Definitely 💯 percent true I agree we have a lot they can Eritrea getami yeblan diyu this is not acceptable they shouldn’t play thanks for your comment it’s coming to my mind what u said
Well said
ትርርርር ምርርርር በሉ ደቂ ኤረይ ደርፊ ክድምሰስ ኣለዎ ካብ ህይወት ዕሸላት ኤርትራውያን ኣይዓብን እዩ።
ያ ትርር ሓቅካ ዓርኩ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Yes 🙌 🇪🇷👈🏼
We have to close this kind video 👈🏼
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤🇪🇷
ምኽኒት ኣይኮነን ምስ ተጋሩ ሰላም ሃሉዩና ኣይፈልጥን'ዩ ንገንዘብ ክብላ ይሓስራ ሑሱራት
ልክዕ
Yes you are right 💯 jase for many
ብልክዕ❤❤❤❤
😂❤
💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
Yes yes
ክትድምሰስ ኣለዋ በጃኹም ትርር በሉ ብሃገር ሕሰቡ ደረፍቲ ውልቀሰባት እዮም ተጋግዮም ይንቀፉ ክትድምስሶ ኣለዋ ህይወት ኢዩ ዝኸፍል ዘሎ ኤርትራዊ።
ብርግጽ ኣነውን ከምኡየ ዝብል። ክትድምስሳ ኣለዋ
Anewn ktdmses alewa eye znl kulna kndmssa ndalo
❤️🕊️❤️🕊️🌍🌎🌏❤️🕊️❤️🕊️
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤
ጣዕሳ!
ኣይኮነን እቶም ዘገልገሉ ሃገራውያን ደቂ ሳሕለን ሳዋን፡ ወላ ወሓጥቲ ጥረስጋ ዜጋታትና ከም ወይዘሮ ኤልሳ ጭሩም ሳንጥአን ሒዘን እንተተበጊሰን፡ ኣብቲ ጽባሕ ንፍልሖ ዝኮነ እንግድዓይ ጽዒነ፡ ናብ ፍትሓዊት ሃገረ ጀጋኑ ዋርሳይ ይከኣሎ ብናጻ ከራግፈላን፡ ብዕጽምቲ ሰማእታትና መብጽዓ ይኩነኒ! ኩቡር ረቢ ኣባደንደን ቁዱስ ጸበሉ ክነጽገለይ ድማ ምርቃኩም ኣይፈለየኒ ይሕዋት፡ ሰኒ🙏🏼
ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊💡
ኤርትራውነት ክቡር መንነት❤አምላክ ንሃገርና ምሕረት የውርደና❤❤❤❤❤❤❤
የቀኒየልና ሶሎ ሐውና 🌷👍🏽💐💕🙏🏽🌷💐💕🙏🏽🌷💐💕🙏🏽
❤️🕊️❤️🕊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🕊️❤️🕊️
ጉዕሸ ኮነ ኢሉ ብመደብ ዝገበሮ እቲ ቀዳማይ ሹሙ ክብርኽ እንተኾይኑ ምሰ ኤረትራዉያን ጽግዕግዕ ክብል ኣለዎ እቲ ኻላይ ድማ ንምንታይ ሕጂ እቲ ሰራሕ ተፈኒዩ ። ኣነ ብወገነይ ገለ ሰነጠበባወያ ኣይንቅበል ሰለ ዝተባህለ ዉቅያኖሰ ጉዕሸ ኣነ ግጥሚ ንኤረትራዉያን ዝህቦም ኢሉ ክዓፈር ጀሚሩ ካብ ርእሲ ምትሓት ብተወሳኺ ሳቢኖ ድማ ብቃለ ምሕታት ተተብሪህያ ደሰ ምበለና❤❤❤
Saba if she’s hear us Eritrean people we r unhappy about her new song 😢
Ezi Nay mengisti Eritra eu eti wesane ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Hayal Mengisti Alena wedi Erey
🙏🙏🙏🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ሐራይ ኣብ ግዜ ሰላም ይኹን ዋላ ኻልእ ስለምንታይ ሕጂ ኣብ ሜድያ መጺኣ ስለዚ ብቁዕ መልሲ ኣይኮነን ንህዝብን ሰራዊትን ይቅሬታ ክትሓትት ኣለዋ ዝምልከቶ ኣካልውን ግቡእ ምጽራይ ክገብረሉ ይግባእ ኮነ ኢልካ ይኩን ብዘይ ፍላጥ ዝግበር ኣንጻር ኤርትራ ግቡኡ ክወሃቦ ጥራይ እዩ ዘለዎ ብሃገርን ሰራዊትን ጸወታ የለን።
ወላ አብግዜ ሰላም መዓስ ኣርኪባትሉ። ነጢራ ትኸይድ
ብሐቂ ጽቡቅ ዘረባ🙏🇪🇷
😂😂❤
Proud to be Eritrean 🇪🇷!!!
ወላ አብ ጊዜ ስላም ትስራሕ
ግጥሚ ዝጽሕፍ የለን ኮይኑ ዲዮ አብ ኤሪትራ ወላስ ናይ ተጋሩ ስለዝምቅር ኢዮ
❤❤❤
Yes you are right thanks solo 👍 🙏 you are doing good job and you are right thanks ❤😂🎉🇪🇷👍👍👍👍
ሕጂ ዊን እምቢ ኣይደልዩን እይ ትበል ተደሊይ
gofundndme ክንገቢረልኪ ❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Bezin kemzyin gegatat zmetsE kunat ember selam ayreanan Slezy Eritrawit Derafit Saba Andemariam Kibrty Eritrawit hagtna gega gerki gitmi zgetmu maeleya zyblom Eritrawian getemty kitwekesi yedmeki.Eritrea mdran Bahran nay Eritrawian eya 🇪🇷💒🕌🌿👑🏆💪💪💪💪💪💪💪💪💪
መርሓብ ሶሎ ሓዉና ኣንበሳ ነቀፈታን ነብሰ ነቀፍታን ዝዕበየና ዩ። ሳላ ከሙኡ ዝገበርካ በጣዕጣዕ ኢላ ከም ጽሓይ። ማራ የ ዝኮርዓልካ።👍💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ብወገነይ ዘዕግብ መልሲ ኣይኮነን ኣብዚ ሕጂ ሰዓት መንነትና ኣብ ዝኸሓደሉ ሰዓት እያ ዘርጊሓታ ክብሪ ህዝባን ሃገራን ከተቐድም ኔርዋ።
To all Eritrean media, please ensure that you verify all facts before posting anything about someone. It is essential to confirm the truth to avoid misunderstandings or harm.🇪🇷🐪
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Eritreawnet Kurat Haben ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Solo jegna tebarek 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
Bejaka solo ezian amlen u xibah kieden kidegma yen
Mis tegaru selam yelen mikinit iyu. 😢
🎉🎉🎉🎉👏🏻👏🏻Eritreawnet kubur mennet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💓👈🎉Solo jigena hawey 💎👑💐🇪🇷👈GBU all your family ❤Never give up 🇪🇷👈keep going ✌️
Solo
Correction
ካብ ጌግኡ ዝተኣረመ ንሃገሩ ክኣቱ የብሉን ዝብል ሃገራዊ ኤርትራዊ የለን።
የግዳስ እዚኦም ዓይነት ሰባት፥ ኣብ ደንበ ዕንክሊል፥ ኣብ ደንበ ሃሱሳት፥ ብፖለቲካዊ ምንቅስቃስ፥ ኣንጻር ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ክቃለሱ ዝጸንሑ፥ ድሓር ግን ጌጋኦም ኣሚኖም፥ ተጣዒሶም፥ ኣብ ደንበ ሃገራውያን ተሰሊፎም፥ ንህዝቦም ሃገሮምን፥ ክኽሕሱ ዝጀመሩ፥ ሃገሮም ክእትዉ ዝክልክሎም የለን፥ ዝብል ናይ ኩሉ ሃገራዊ እምነትን ድሌትን እዩ።
ግን፥ ሓደ ኣብ ደንበ ኣድጊ ንሓመዱ ጸኒሑ፥ ብእምኒ፥ ቆልዓን ሰበይትን ሓሪሙ፥ ንጹሃት ሰባት ኣሰንኪሉ፥ ቀቲሉ፥ ጽባሕ ኣነን ተጋግየ ኔረ፥ ተጣዒሰ እየ፥ ክብል እንከሎ፥ ምስቲ ሰብ ከይጎድአ ብፓለቲካ ጥራይ ክቃለሰ ዝጸነሐ ብሓደ ዓይኒ ርኣይዎም ክትብለና፥ ቁኑዕ ኣይኮነን።
ኩቡር ፕረሲደንት ውን ብዛዕባ ዞም ገበነኛታት ኣይኮነን ዝዛረብ ኔሩ፥ እንታይ ድኣ ብዛዕባ ቶም ካብ ሃገሮም ብስግር ዶብ ዝወጹ እዩ ዝተዛረበ።
ስለዚ ብዛዕባ ዝተጣዕሱ ኣይትዛረቡ ክትብል ከለካ፥ ብዛዕባ መን ትዛረብ ከምዘለካ መብርሂ ክትህበሎ ኣገዳሲ ይከውን።
ከም በዓል ንስካ፥ ወሲ ጣባ፥ ወዘተ እቶም ብፓለቲካ ኣንጻር መንግስቲ ኢርትራ ዝተቃለስኩም ኾንኩም፥ እምኒ ጌርኩም ዝፈጋእኩሞ ኤርትራዊ የለን፥ ሃገርኩም ድማ ትክሕሱ ኣለኩም፥ ንዓኩም ናብ ኤርትራ ክትኣትው ከለኩም ዝቃወም ሃገራዊ ድማ የለን።
ስለዚ ፈላሊካ ክትርእዮ ከድሌካ እዩ ሶሎ ሓውና።
Entay bertie dea
ተጋሩ አየድልዩናን ኢዬም ብጀካ ክፍአት ሕማቅን ናይ ኤርትራ እንበር ጺብቅ ነገር ናይ ኤሪትራ የብሎምን::
Yes you are very write please next time if any thing comes first let wait until everting Seattle do not give any quick answer or action Because the outcome different than first we thought about it
Thank you for all what you do
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌺🌹🌺
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
ሽዑ ዝተሰርሐት ዳኣ ወይ ሽዑ ክትወርድ ነይርዋ ሕጅ ምዉራዳ ግን ኣይግድንን ክትተርፍ ጥራሕ እዩ ነይርዋ ስለዚ ቅቡል መልሲ ኮይኑ ኣይረከብክዎን
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢
ሶል ኣንብስ ሐዋይ ንኽድ ጠራይ ብርሓን አይውቅድምን ድቕ ኤር ዓው ት ንሓፍሽ 💋💋💋🌹💋🌹🙏🌹💋💋🙏🌹
Nay Saba melsi ayagebkuln entewahade b demxa knsema neyruna......Mes Agamen Seltenen zqerebe......!!!!!!@
Senef getamy aminu ayaminu nana eziwedi zemxoyeblun .tmaltmali aberitra leminuzble znebere eyu yakelena beziom sabahaftna kbrtieya
እሞ ዘይትገድፎ ንምንታይ ሕጂ ተዉጽኦ
Why now
I ABSOLUTELY agree with you beloved sister ❤
@@kidaneabraha1390 እወ ኔሩ ኢልካ ዘረባ ዝገደደ ሽዑ ኸማን አየድልይን ድማ ሕጂ እቲ ዋና ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ እንዳፈለጠት ከተቃርጾ ኔርዋ ኔሩ ዝበሃል ዘረባ አይሰርሕን
Nay beal solo ygermaka nhezbe arsenom saba mes tegraway elom,s mes tezraba hezbe nay kedam eu masken yehwatna kenmelse ena elom zaytmalesu ember nestan entay yekuna darfeayedmsas endeher bhager zhasba koynan eze kunatat mestfetra keman hafera yedamsas ketbl nerwa
@@nebiatmehari9838 I agree.
Eritrawinet kbur menenet❤❤❤
Solo hawna reto kthb mesel aleka ❤🇪🇷
ኣብ ጊዜ ሰላም ዝተገብረ እንተኾይኑ ስለምንታይ ሕጂ ተዘርጊሑ፧ እዚ ውቅያኖስ ዝብሃል ሰብ እኮ ድሕርዚ ትብሎ ዘላ ጊዜ እዩ እዚኹሉ ዘየድሊ ቃላት ብዛዕባ ኤርትራውያን ዝዛረብ ዘሎ ,፥ ሕጂውን ደው ከተብሎ ትኽእል ነይራ ግና ንጥቕሙ ስለኮነ ኣብ ጊዜ ሰላም ኢልካ ምኽንያት ምጥቃም ቅኑዕ ኣትኮነን።
መልስ ናይ ሳባ ኢልካስ ካልእ ኢካ ትዛረብ ገደደደ። ትማሊውን ዘውፃአካዮ ናይ ሳባ ጌጋ ኢዩ ሰብ ካብ ጌጉኡ ይምሀር ኢዩ ምስ አርእስቲ ዝተሀሀዝ ነገር ተዝከውን ፅቡቅ ኢዩ።
Solo hwuk zbei
Neza gal teqedafmdimka xelelo kekikaya
ንህና ሞሰ ትግራይ ሰላም ኔርና አይንፈልጥ እዚ መአሸዊ እዩ
ይቕረታ ሕተታ
Wale kedima tiserha ketwoxo iyneberan
ኣብቲ ግዜ እቲ እኮ ኩላትና ንሰላምን ናይ ሓባር ምዕባለን ተደሚርና ኢና። ስነ ጥበበኛታት ድማ ብኡኡ መጠን ናይ ሓባር ስራሕ ይሰርሑ ኔሮም። ሕጂ ግና በዓል ውቅያኖስ ባዕሎም ተፈዲሖም ሰለ ዝኾኑ ምርሓቖም ጥራይ'ዩ ዝግባእ።
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ሳባ ሓፍትና ዋላ ኣብቲ ጊዜ ሰላም ተጋሩ ምስ ኤርትራውያን ሰላም ክገብሩ ደልዮም ኣይፈልጡን ኢዮም ብዓቢኡ ድማ ባህሊ ኤርትራውያን ምስ ተጋሩ ንከይተሓዋወስ ነዛ ደርፊ ኣውርድያ ወይ ድማ ደርፊ ናይ ተጋሩ ክንብላ ኢና ብፍጹም ናይ ኤርትራ ባህሊ የብላን።
ብፍጹም ክትድምሰስ ኣለዋ
Kkkkk😁😁😁😁
No ስለምንታይ ሕጂ ተውጻ እሞ ድማ ብግልጺ ኣንጻር ኤርትራ እናሰርሐ ኣይንቕበሎን ኢና። ፍታሕ ካብ ዩቱብ ተውርዳ ካብዚ ሰብ ድማ ትርሓቕ። ንህዝቢ ዘይጠቅም ምኽንያት ላግጺ ኢዩ።
Ketdemsesa Alewa tem Elka mehlafe yalen kemzi entakoynu ab kexali kalote kemexu eyom memhari ketkawen alewa
Eritrea neritreWyan 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷❤️🇦🇿🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️
እቲ ኣርእስቲ መልሲ ካብ ሳባ ይብል እቲ ትሕዝቶ ግን ካልእ እዋ ሶሎ ግደፍ
Ezias ab kulom eya zela Mara eye zxela ane
Bravo solo saba haftna demssya eta derfi wala ab 2018 zgedede bsenki eza derfi afkertki keytkesri yrdani eyu bzuh awutsikla tkoni kab hzbiki dabi gn yelen!
Saba is a great artist with a good personality. She never make such mistake. They wanted to destroy her image.
ሳባ ጊጋ ጊጋ ተጋሩ ጽብቅ አይፈደዩናን 80 ዓመት እንተ ተዓስቦም እንተ ብዶብ አሳቢቦም ሰለዚ ተጋሩ ጽብቅ አይፈደዩናን፡ልኽዕ ብጥሩሑ ድዩ ዜማ ደርፊ ውቅያኖስ ጉዕሽ በረኸት ወልድ ህቦሙኺ እኾኑ ግን ተጋጊኪ አብቲ ዝዛረብዋ ምስ ወዲ ቡላ ሰሚዕክዩ ትኾኒ ኢኪ ፡ሰብ ጸውዕ ተበሉኻስ ዓጋመ ።በዓል አኽሊሉ ተስፋጼን አለው እንዶ ዜማ ዘየምቲ ደርፊ ዘውጽኡ አለውንዶ፡
I m sorry but what u need to learn is find the truth from the people first then solve it within don't expose it in social media no matter what. Beyond proud to be Eritrean God bless my beautiful country and people respect Awet n hafash zelalem zkhri n sematat Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Selam. Deki. Eri. Kulkum. Behabar. Hadnetna. Nevne. Deki. Eri. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ምስ ኤቶብያ እበር ምስ ኤርትራ ከም ሃገር ዘይአምኑ ንምታይ ምስ ደመኞ ህዝብን ኤርትራን ንከጥፍእ ዝሰርሑ ዘለዉ ተጋሩ ዓገብ
ሱቅ በል በጃካ ዓገብ ምባልክፋል ሃገራውነትናዩ ። ገጠምትና ኣበይምስ ከዱዩ ?
ጽቡቕ ሓበሬታ
ሰሎ ኣብ መወዳእታ ብሃገራዊ ደርፊ እንተትዓጹ መደባትካ ምመቀረ
ልክዕ
Entay zemx lewti alo kkkk bederfi kkk
@jhonocbay693 derfi wenam hagerawi kalsi mikanu tifelit do
@@MedhaneWoldayno ayfelten eye hezbey hemak kemzelo ey zflt bezoba derfi abzi gize agedasi aykonen
Solo hawey Anbesa 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💞💫💝💯🙏
Wela nay qedem ykun mkniyat u zkewun zelo ms ziatom msrah ygermeni ab Eritrea koynu hade wedi nay ziom gtmi do zema zwesd yelen ayreakun zen awald yehwatna gen aygden
እትዮ ኤርትራ ዳኣ 3ዓመት ጌሩስ ስጋብ ሕጂ ዳኣ ኣበይ ጸንሐ እያ ናይ ባዓል ሄለን ኤልሳ ናሄማ ሽዑ እንዱ ተዋህብወን ተደርፉስ ተረስዑ ከማን ናይዛኣ ግን😂 እንድዒ???
Ertrawint kubur meninet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫🎉🎉🎉
❤❤❤🎉🎉
ሶል media አይተጋገካን እቲ ምቅላዕ ትገብሮ ዘለኻ እንተ ናይ ሰነጥበባዊት ሳባ ግን ዋላ 2018 ይኩን ንምንታይ ኢዮም ናብዞም ረሳሐት ቅርብ ቅርብ ዝብሉ:: enough is enough ክባሀል አለዎ
Well come solo 🌹💕♥️🇪🇷🌹💕♥️🇪🇷🌹💕♥️🙏
Welcome solo
እዚ ለባምለባም ምጽዋት ግደፍዎ ህዝቢ ኤርትራ ከም ዘይሓስብ ንስካ ናትካ ግበር ቅድሚ ሰላም ይኩን ድሕሪ ሰላም ንምንታይ ናይ ትግራዋይ ትጥቀም እዩ መልስና። ብዝኮነ መለክዒ ተቀባልነት የብላን ግጥምን ዘይማን ናይ ኤርትራ ዘይሎ ድዩ ኮይኑ እዚለክበጥበጥ ግደፍዎ።
Kulka eritrawi, kabzom komalat, fabrica hasot hsdna srki zkonu tegaru rahaku please please bejakum xubuk gierkum fletwom 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ሐሳዊት እንታይ ኮይና ሽዑ ዘይዘሪገሐታ.ን 5 ዓመት ጠጠው አቢላቶ ሕጂከ ጠጠወ ዘይተብሎ
ካብ ዪቱብ ክትወርድ ኣለዋ።ምክንያቱ ናይዚኣቶም ግጥምን፡ዜማን ኣይድለይናን ኢዩ።
I’m proud to be pure Eritrean 💯🇪🇷🌹💕🌹💕🌹💕🌹💕💕💕💕🌹✊
Merhaba solo jigna ❤❤❤❤🌻🌻🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷❤❤
ሶሎ ሓውና ለባም ጽቡቕን ንጹርን ኣገላልጻ 👍🇪🇷ኤርትራውነት ኩቡር መንነት 🇪🇷ኣብ ኤርትራ ንፉዓት ዘይምትን ገጥምትን ኣርቲስት ኣለዉ 🇪🇷👉ካብዞም ተጋሩ ኣንጻር ኤርትራ ናብኦም ምኻድ ዓገብ ክበሃል ኣለዎ።🇪🇷👍🇪🇷❤️🇪🇷🙏🇪🇷💪🇪🇷
❤🎉many thanks solo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷