Waka TM: New Eritrean comedy 2024 (Wedi Adna) by Dawit Eyob ወዲ ዓድና ብ ዳዊት እዮብ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 24 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 721

  • @MerhawiAndom
    @MerhawiAndom 6 місяців тому +229

    ኣድነቅቲ ዳዊት እዮብ ኣለኩም ዶ 👍👍👍

    • @TOGOGAMEDIA
      @TOGOGAMEDIA 6 місяців тому +6

      ናይ ዳዊት እዮብ ስራሕቲ ብቓሊ ይከታተሎም እየ። ኤርትራዊያን ነዚ ሓነቲ ደርፉ ኮመደያን እየ በሃሊ 2ተ ሸውዓተ ማይፀሎት ተተሕፅብዎ ዝበለፀ እዩ። ናይ ኤርትራዊያን ኪነጥበብ ናብ መቓብር ዘእትዋ ዘሎ ሓዱሽ ፈጠራ ዘይፈልጥ፤ ተመሳሳሳሊ መሰልቸዊ ታሪኽ ተመሳሳሊ ቅዲ፤ ተመሳሳልቲ ተዋሳእቲ የሕዝን። ኮመዲ ኤርትራ ናብ መቓብር ትወርድ ኣላ። ዘመናዊ ካሜራ ስለዝወነንካ ጥራሕ በቢወርሑ ኮመዲ ኢልካ ክተሐትም ዘሕፍር እዩ። ካብ ንሱ ድማ ዝገደዱ ምስኡ ዝዋስኡ ከምኒ ሞገስ፤ ተኽሎም፤ መን ሽማ እታ ሰበይቲ....ንሽራፍ ናቕፋ ክብሉ ደድሕሪ እዚ ዕቡድ ተር ከም ዓተር ዝጓዓዙ። ኮመዲ ምስ እኒ ሱዚኒኖ፤ ታፍላ፤ ባህኣበሎምን፤ ብጭርን ነይሩ። በይዛኹም ምኸርዎ ወይ ብሕጊ ኮመዲ ከይሰርሕ ከልክልዎ።

    • @DWT7922
      @DWT7922 6 місяців тому

      ​@@TOGOGAMEDIA shut up sahsah natka giber natna kngebr balna alenayo

    • @Damdan.geldan
      @Damdan.geldan 6 місяців тому +1

      Alena habibi

    • @selamg3325
      @selamg3325 6 місяців тому +5

      ዓርከይ ሓደ "በይዛኹም "ትብል ኣለኻ ትግራዋይ ኢኻ so ናይ ገሬ እሙን ወይ እንዳትሕሽ ኬድካ ርእይቶ ሃብ እዚ ቦታ 🇪🇷እዮ

    • @Lijtnshu24
      @Lijtnshu24 6 місяців тому +2

      Alku mecem🎉

  • @th-ef6me
    @th-ef6me 6 місяців тому +37

    አይተኸአልካን ብሉፅ ስራሕ አእምሮና የዕሪፍካዬ አዛኒኻና አይትሰአን1000 👍

  • @Eritreamama
    @Eritreamama 6 місяців тому +26

    ዳዊት ኢዮብ ከምታ ናይ ደበበ ኣምሓራይ ዘይትደግመና ማራ ኢያ ተስሕቀኒ

  • @mybestisyettocome.5753
    @mybestisyettocome.5753 6 місяців тому +4

    ዳዊት ብሉጽ ስነ-ጥበባዊ❤ ምንጪ ሳሓቀይ❤ ኣብ ዝስደት ብዘይካኻ ዝሰሕቀኒ ተዋሳኣይ የለን❤ ብሉጽ ኮሜዳን❤ በሊሕ ፈጠራዊ❤ ባዓል ብሉጽ የእምሮ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዴቭ

  • @Rutaabraha-v2s
    @Rutaabraha-v2s 6 місяців тому +6

    እንታይ ዓሪፉ መን ጎዲኢዎ ዳዊት መሕረር ሰሓቅ ወዲኢና😂😂👍👍👍❤❤❤❤❤

  • @Bana07tv
    @Bana07tv 6 місяців тому +11

    ትጭነቅ ዘለኻ ክኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ፤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድኻ ጡጡሕ ይኹን። ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ከኣ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ። የቀኒየለይ😊😊😊

  • @Wedilove
    @Wedilove 6 місяців тому +50

    I am form tigray I love eyoba comedy always❤❤❤❤

    • @biniasli4331
      @biniasli4331 6 місяців тому +2

      Not Eyobe ❌Daweit you shemu ok 👍

    • @ፈጣሪዓለሙ
      @ፈጣሪዓለሙ 6 місяців тому +2

      ​@@biniasli4331not Daweit say Dawit Eyob

    • @samsonermias6303
      @samsonermias6303 6 місяців тому +6

      thank you bro Im Eritrean I like Gere Emun comedy from Tigray

    • @robeldaniel6305
      @robeldaniel6305 6 місяців тому +4

      am from Eritrea i love Gere emun bro ❤

    • @berhanetewolde3247
      @berhanetewolde3247 6 місяців тому +3

      ዓጋመ ዕጉም በሉ:ማይ ሰቲኹም ጋሕ በሉ።

  • @ፊሊ-m7l
    @ፊሊ-m7l 6 місяців тому +77

    ደቂ ኤረይ ፈውሲ ጭንቀተይ❤❤❤

    • @KALEAB_YEMANE
      @KALEAB_YEMANE 6 місяців тому +1

      Naybhaki

    • @Alemgodolo123
      @Alemgodolo123 6 місяців тому

      Comdy moyta

    • @Gelilatube788
      @Gelilatube788 6 місяців тому +3

      ግደፍ የሱስዩ ፈውሲ፡ጭንቀት እዚ ኮመዲ ካብ 20 ደቒቕ ኣይሓልፍንዩ ሓጎስካ የሱስ ግን ንዘልኣለም ሓጎስካዩ፡ኣይትጋገ እቲ ናይ ኣምላኽ ን ኣምላኽ ሃብ

  • @bettyboo7783
    @bettyboo7783 6 місяців тому +5

    ብጣእሚ መስሀቅ ደስ ዝብል ድራማ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @DodaiT1
    @DodaiT1 6 місяців тому +13

    well come ወዲ እዮብ ሰላምን ጥዕናን ብሩኻት ዝርኢ
    ❤‍🔥💥💕👍👍

  • @neamagualasmara175
    @neamagualasmara175 6 місяців тому +7

    My favorite comedian Eway. Dawit meshaq kkkkkkkkkkk 🇪🇷❤️🙏

  • @sosweet6192
    @sosweet6192 6 місяців тому +2

    We love you all shukerinatat.
    Dawite mekeyef kulukum TEBAREKU yehwatey ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @efremmengstab715
    @efremmengstab715 6 місяців тому +12

    Welcome deki ereyyy jeganu 🇪🇷👌🇪🇷👌🇪🇷👌

  • @Ilovegod-v3i
    @Ilovegod-v3i 6 місяців тому +19

    I am from Tigrai I love my Eritrean brothers Tegaru my blood .ዒም ዝበለ ይትሓጎም ተጋሩ ስሜንን ደቡብን ዕድሜኹም ይንዋሕ ዘርእኹም ይሰስን ❤️💕

    • @EfremEbeBahta
      @EfremEbeBahta 6 місяців тому +2

      Waw❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @yohannesteshome219
      @yohannesteshome219 5 місяців тому

      እዋ ልክዕ ሓወይ ብሕም ዝበለ ይትሓጎም።❤

    • @Erilovr4311
      @Erilovr4311 4 місяці тому

      Wegin aykonan we are eritreans agame arkey

    • @akeberetggg9024
      @akeberetggg9024 3 місяці тому

      ​@@Erilovr4311nehna ❤ Tgaru❤ ena nikorelu ember zehfir tarik yeblenan

  • @marchoyentertainment2635
    @marchoyentertainment2635 6 місяців тому +11

    ድሕሪ መዘንግዕ ምርጥ ኮሚዲያን ዳዊት ይመችካ

    • @Bhgialeni12345
      @Bhgialeni12345 6 місяців тому +3

      Entay aynet kanka tezrebi aleki 😂😂😂😂

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 3 місяці тому

      😢​@@Bhgialeni12345

  • @geneteden4343
    @geneteden4343 6 місяців тому +29

    16 ዓመተይ እዩ አብ ስደት ሀገረይ ምስ አተኩ ከመይ ይኸዉን ኢለ ንባዕለይ ምሕሳብ ጀሚረ 😄😄😄😄

    • @Saymon360
      @Saymon360 6 місяців тому

      25 years gerna neger gin welhade aytekeyernan ente delikayo teraay eyu bahlika trisie

    • @ቀንዴልሓርነት
      @ቀንዴልሓርነት 6 місяців тому +4

      ምስ ሃገርካ ርክብ ስለ ዘይብልካ ካብቲ ሕብረተሰብ ብመንፈስን ብኣካልን ስለ ዝርሓቅካ'ዩ ምበር 10 ዓመት ጌርና ምንም ዝተለወጠ የለን

    • @GeatishGeatish
      @GeatishGeatish 6 місяців тому +1

      ጉቦዝ ማሃሪት እያ በተለይ ንደገ ዘለዉ

    • @DesaleOkby
      @DesaleOkby 6 місяців тому

      😂

    • @kalabaregawi1050
      @kalabaregawi1050 6 місяців тому

      Ane le

  • @FATMASALAH-uk8wx
    @FATMASALAH-uk8wx 6 місяців тому +14

    ናጻ ምዝንጋዕ ካብዚ ኣጨኒቅና ዘሎ ኩናትን ወረ ኩናትን የእምሮና ተዛኑዩ❤

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 6 місяців тому +7

    እዎይ ውርደት ወርሂ ወርሒ ዶላር እናስደድካ ከምዚ ዓይነት ውርድት ብሐደ ክልተ ቁርሱሳት ዶ ትልከም እምበር እታ ስደት ሲ ባዕልና እቶም እብ ስደት ንነብር ኢና ንፍልጣ ።

  • @GeatishGeatish
    @GeatishGeatish 6 місяців тому +12

    ዳዊት ሳሓቅ ብሳሓቅ ገርካያ ትግራይ ❤❤❤❤

    • @Nuria-m8h
      @Nuria-m8h 6 місяців тому +1

      ብጣዕሚ😂😂😂😂

    • @mubarek6378
      @mubarek6378 6 місяців тому +1

      እወዶ ድያ ዝበለት ለምለም

    • @Rutaabraha-v2s
      @Rutaabraha-v2s 6 місяців тому

      ትስሕቁ ዲኩም ተጋሩ

    • @GeatishGeatish
      @GeatishGeatish 6 місяців тому

      @@Rutaabraha-v2s ሕለፈና ሰበይ

    • @Nuria-m8h
      @Nuria-m8h 6 місяців тому

      @@Rutaabraha-v2s ናይ ኤርትራ ድራማ አይርእይ ክሪኢ ለ አይደልይ ዳዊት እዝይ ግን ያድንቆ ያስሕቀኒ በተለይ ይችን ድራማ ደጋግሜ እስካሁን እስቃሎህ ቢመርህም ዋጠው ኤርጥርዊ ካብ ትግራይ መቐለ

  • @ephraimtik920
    @ephraimtik920 6 місяців тому +7

    ናይ በሃቂ!!
    ከምዚ ዝመሰሉ አብ ስደት ክንደይ ፊራታት አለው ከም አድጊ ነሃመዱ ዝመስሉ😂😂😂😂

    • @gitup7918
      @gitup7918 6 місяців тому +1

      Barya HGDEF Detected

    • @ephraimtik920
      @ephraimtik920 6 місяців тому +1

      @@gitup7918
      አንታ ደንቆሮ ትግራዋይ እምኒ ሰንዲሃ ቤት ማእሰርቲ ትአትውkkkk

    • @tirhasrussom885
      @tirhasrussom885 6 місяців тому

      ናይ ብሓቂ😂😂😂

    • @abelkidane6968
      @abelkidane6968 6 місяців тому

      Donakur eyommmmm

  • @Hanihani12345
    @Hanihani12345 6 місяців тому +13

    Well come dawetey and all Christian ruhus Beal

  • @Yobal_Tube
    @Yobal_Tube 6 місяців тому +131

    I am from tigray I love dawit eyob comedy always

    • @nomoneynoproblem7890
      @nomoneynoproblem7890 6 місяців тому +36

      Do you mean you are from Ethiopia 🇪🇹 cos Tigray is no a century

    • @legendfranklampard3225
      @legendfranklampard3225 6 місяців тому

      What means century.i think country 😅​@@nomoneynoproblem7890

    • @GebretatyosHadush-yb9su
      @GebretatyosHadush-yb9su 6 місяців тому +4

      Loading

    • @liwamgebre1339
      @liwamgebre1339 6 місяців тому +8

      ​@@nomoneynoproblem7890Ethiopiawinet zegnet eyu tgrawaynet meninet eyu like Eritrea zegnet ember meninetka kemzeykone

    • @Redseafish-x4u
      @Redseafish-x4u 6 місяців тому

      @@nomoneynoproblem7890😂😂😂

  • @LifeisGod-d3m
    @LifeisGod-d3m 6 місяців тому +3

    Kesete Kesete dawitey Kesete kkkkkkkko🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘😘😘❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ElyasTv25
    @ElyasTv25 6 місяців тому +1

    ብጣዕሚ ማሃርን ኣዛናጋዕን ጽቡቅ ስራሕ ዳዊት እዮብ።

  • @nazretmogos2647
    @nazretmogos2647 6 місяців тому +5

    ዳዊቶም ጽብቅቲ ስራሕ 😢❤❤❤❤

  • @immanuel8545
    @immanuel8545 6 місяців тому +12

    ደቂ ኤሬ እንኳዕ ካባኹም ተፈጠርና ❤❤❤❤

  • @yonyidcartoon7210
    @yonyidcartoon7210 6 місяців тому +15

    ዝገርም ልክዕ ከምዚ ካሬክተር ዓድና ኣጋጢሙ ነይሩ😂😂😂ዳዊታ ኣንበሳ ኣድናቒኻ እየ ካብ ሓራ መሬት ትግራይ

    • @kokebgebremariam3140
      @kokebgebremariam3140 6 місяців тому +6

      Ab adkumda entay zeygatm 😂😂😂

    • @dehabtekle4643
      @dehabtekle4643 6 місяців тому +5

      Ayyyy medanegerti ab zeyteatwwo zeyblkum ganenat zkonkum ftret

    • @eri72
      @eri72 6 місяців тому

      😂😂😂😂​@@kokebgebremariam3140

  • @TekleweynihanokTeklewynihanok
    @TekleweynihanokTeklewynihanok 6 місяців тому +40

    Ane tgraway aye nay dawit adnaqi aye❤

  • @shawulawit-
    @shawulawit- 6 місяців тому +2

    😂😂😂 ዴቫ ናይ ሕማመይ 😂😂😂 This is በደል 😂😂😂😂😂 ሞይተ 😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤

  • @Shalom_2000
    @Shalom_2000 6 місяців тому +39

    ከምዚኣ ኢሎም ዓዲ ዝኣትዉ ኣይሰኣኑን ኢዮም 😂❤

    • @ቀንዴልሓርነት
      @ቀንዴልሓርነት 6 місяців тому

      😂😂😂

    • @12aboy21Adey
      @12aboy21Adey 6 місяців тому +5

      ጀዲዳ ከምኡ ይብል ኣሎ ኢሎሞ 😂😂😂😂😂

    • @ቀንዴልሓርነት
      @ቀንዴልሓርነት 6 місяців тому

      @@12aboy21Adey ሕጂ ነቶም መዋእሎም ኣብ ድፋዕ ዘለው መዛኑኡ በሮቕሮቅ ይብለሎም ይህልው፡ ክልተ ዓለም፡ ፋዘረይ እንታይ ክብል ይሰምዖ ኔረ ካብ ኣሃዱኦም ስግሮዶብ ዝከዱስ ኣብ ዓመቶም ተመሊሶም ብነጻነት ይንቀሳቀሱ፡ ሽዑ ንጁባ እዩ ዝስደድ ዝነበረ መንእሰይ፡ ብዓል ፋዘረይ ከኣ ካብ ድፋዕ ዘይገላገሉ፡ ንወጻእተኛታት ጥራይ ዝሕብሕብ ፖሊሲ ንምንታይ ዕላማ ኢዩ

    • @Lijtnshu24
      @Lijtnshu24 6 місяців тому

      Slzrayu ayu eko 😊

    • @Shalom_2000
      @Shalom_2000 6 місяців тому

      @@12aboy21Adey 😂😂😂😂

  • @suady5927
    @suady5927 6 місяців тому +7

    from now on when I go back home, I'm only giving KitKat as a gift lol

  • @Mama-l7n
    @Mama-l7n 6 місяців тому +4

    Deva 😅😅😅 you are all the time funny keep it up bro.

  • @HopeJsa-l9c
    @HopeJsa-l9c 6 місяців тому +3

    Dawit eyob kemey dika asli qexlo eza kula nine teble zela galtam aytgdsla ❤❤❤❤❤

  • @ساره-ذ1ه
    @ساره-ذ1ه 6 місяців тому +3

    ሰስኑልና😘😘😘😘👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @TeklitAmare-b2f
    @TeklitAmare-b2f 6 місяців тому +3

    ኣይነፋዕካን ኣብዚኣስ። እቲ ኣብ ዓዲ ዘሎ ህዝቢ ድሑር፥ ባህሊ ኣቦ ዶ ገለ ናበለ ብቤላቤለው ዝነብር ገንዘብ ሃባ ጥራይ እምበር ፍቕሪ ዘይብሉ ጌርካ ምግላጽካ ይገርም።ከም ኡ ተኾይኑ ካብታ ለመናኡ ኣይሰግርን ኢዩ። ናይ ደገ ድማ፥ ጎሪሕሎም ስለ ዝኾነ፥ እታ ኪትካት ከማን በዚሓቶም። ሓሙሽት ሳንቲም ሂቦም ሓሙሽተ ሽሕ ለኪሞምኻ ክኸዱ ከም ዝደልዩ፥ ከይተደቀሰ ዝተሓልመ ነገር ኢዩ። ኣግሂድካዮ። እንተ እቲ ናይ ወጻኢ ሰብ ኣቕሪብካዮ ዘለኻ ምናልባት ናይ ካናዳ ከይከውን።

  • @SenedKeen
    @SenedKeen 6 місяців тому +4

    Good job Dawit hawey Netom neashtu weldo abiea temhrti u So 👏 👍 👌 ❤

  • @FKT-uo2bj
    @FKT-uo2bj 6 місяців тому +4

    ኣብርሃም ማይ ፍሬንድ፥ ኣብርሃም ማይ ፍሬንድ😂😂😂

  • @merwaabdela
    @merwaabdela 6 місяців тому +4

    I love you so much daqiy Aday 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Englishwithdaniel711
    @Englishwithdaniel711 5 місяців тому

    I am Dani from Tigray Eyob is the best comedian ever my eyes are on Dawit eyob’s comedy always eyob be the super one again

  • @wegz7962
    @wegz7962 6 місяців тому +4

    Welcome my beautiful people ❤️🇪🇷👑🇪🇷❤️👑🇪🇷❤️👑🇪🇷❤️👑🇪🇷❤️👑

  • @nattikidane7001
    @nattikidane7001 6 місяців тому +2

    Always you make me laugh.....thank you for giving me a break from this tug life....

  • @mihreteritreayoutubechanne9899
    @mihreteritreayoutubechanne9899 6 місяців тому +1

    Sesnu Deki Eri, we need comedy in our daily lives. Thanks❤.

  • @BrukBerhe-em7bf
    @BrukBerhe-em7bf 4 місяці тому

    ዳዊት እዮብ ብዙሕ ኣፍሪኻ እዚኣ ግን ብልጽቲ ስራሕካ እያ እለ ይግሚት
    Lot of creativity ,fun and suspension

  • @TeshemeTesfabrhan
    @TeshemeTesfabrhan 6 місяців тому +10

    ዳዊት እዮብ እዚኩኩሉ ተጸብና ሲ ነዞም ኣብ ስደት ዘለና ኣዋርድካና 😂😂😂

    • @Fyori-e6b
      @Fyori-e6b 6 місяців тому +3

      Entay zewaridena,ezi haki u.mebzahtina ayweledna ayhaftemna haki amxiuwa 😂😂😂

    • @kikonathome738
      @kikonathome738 6 місяців тому

      😂😂😂😂😂

    • @KibromKidane-ed3bv
      @KibromKidane-ed3bv 6 місяців тому

      ​@@Fyori-e6b yes haki u

    • @Esromtesfay772
      @Esromtesfay772 6 місяців тому +1

      @@Fyori-e6bከይስራሕካ ዶ ይህብተም እዩ?
      ሃገዝ ካብ መንግስቲ እናወስድካ ክትህብትም ዘይህስብ እዩ ።
      24 ስዓት ስራህ ክትህብትም፥፣
      ዳሃር እብ ስደት ክንደይ ጭዋን ልባም ስብውን እሎ።
      ክትወልድ ከይትወልድ ምስ ነብስኻ ተዛርብ።

    • @GhenetGhebremicael
      @GhenetGhebremicael 6 місяців тому

      Haqi iya izias 😂😂

  • @Damdan.geldan
    @Damdan.geldan 6 місяців тому +1

    Brave dawil eyob .❤
    And Tsinat mokusie❤
    All beka deki rimey 🇪🇷✅️❤❤❤❤❤❤

  • @SelelmoneKebede
    @SelelmoneKebede 29 днів тому

    Iam forme tegraye alov you eyouba nice

  • @RobierSaboor-qp8pr
    @RobierSaboor-qp8pr 6 місяців тому +5

    አይ ትስአን እስከ አእምሮና የዕሪፍካና ወዲ ኤርይ ሽኮር❤❤❤❤

  • @eritreafirst9003
    @eritreafirst9003 6 місяців тому +2

    Dawit hji bishak kinriya aykalnan degilna dea kinriya ember ❤❤

  • @lemlemseyoum6476
    @lemlemseyoum6476 6 місяців тому +3

    😂😂😂I love it ♥️

  • @እናቴእወድሻለው-ደ9ረ
    @እናቴእወድሻለው-ደ9ረ 6 місяців тому +5

    እቶም ከብ ጀርመን ዝመፁ ከምዚአ እዮም ዝገብሩ

  • @fthawitmengstab7906
    @fthawitmengstab7906 6 місяців тому

    😂😂😂😂❤❤❤ ሓቂ ዘረባ ዘይነብስኻ ምምሳል ግን ዝበዝሕ ግዜ ኣባና ኣብ ደቒ ኣንስትዮ ኢዩ ዝርአ 'ሞ መምሃሪ እንተኾነና ንዓና ካኣ ኣብዝመጽእ ገለ ክትብለና ክንጽበየካ ኢና። ኩሉ ግዜ ምስ የሐጎስካና 👍👌❤ እንዳ ሰሓቕና ንመሃር ።

  • @EtsubRezene-m1t
    @EtsubRezene-m1t 6 місяців тому +1

    I'm from Addis ...this guy is funny!! Beteley chocolate new yemisetew❤

  • @AbrahamIdrisHibties
    @AbrahamIdrisHibties 6 місяців тому +2

    Dawit Aytisean.
    Nice job 👏

  • @fanamahari9459
    @fanamahari9459 6 місяців тому +5

    Welcome deqi eriy❤❤❤

  • @danielfitwi2575
    @danielfitwi2575 6 місяців тому

    U r the best comedian Dawitom, keep it up the good work bro

  • @henoktsehaye5975
    @henoktsehaye5975 6 місяців тому

    dawit eyob my bst comedy 😂 aytseanu kulukum Design ereyy xubukat

  • @mihretghidey4786
    @mihretghidey4786 6 місяців тому

    Well came Dave ❤❤❤❤❤ Mara Bella film keep it

  • @merhawizerit6097
    @merhawizerit6097 6 місяців тому +1

    ንዓደይ ምስ ተመለስኩ ንኹልኹም ደቂ ዓደይ kit kat ክማልኣልኩም ኢየ ጊፍት only kit kat 😂😂😂😂

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 6 місяців тому +1

    Kkkkkkkkk
    ❤🎉❤🎉❤🎉❤
    Eritrea 🇪🇷

  • @tsigehanaasfaw759
    @tsigehanaasfaw759 6 місяців тому

    ዳዊት ብጣዕሚ ዝፈትዎ ኮሜዲያን ❤️❤️❤️

  • @meni691
    @meni691 6 місяців тому +2

    Jedida eyou ezi dea zikewen nice one comedy deki abeyti

  • @SbhatMieraf
    @SbhatMieraf 6 місяців тому +1

    ኣነ ህንደይ ድራማ ሪአየ እሞ ሃምናይኹም ልበለ ግሩፕ የለይ ብፍሉይ በርሀ ዓጢነ ብጣዕሚ ቤስት ካራክተር ርግበ እውን ናይ ብሓቂ ሰበይትኻ ኾይና እያ ትስመዐኒ ብኣጠቃላይ ቀፅለሉ ጎብዝ

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst7329 6 місяців тому +4

    Admen tanan yhabkum deki eri jeganu 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @ftsumzere828
    @ftsumzere828 3 місяці тому

    I enjoy your comedy keep going

  • @EbrahemDye44rx
    @EbrahemDye44rx 6 місяців тому +2

    ዳዊት መሕጎል😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @mebrahtuzemulu1407
    @mebrahtuzemulu1407 6 місяців тому +3

    welcom dawita. 👍💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Saliemey123
    @Saliemey123 6 місяців тому +3

    Dawit Cent next time eba xbuk srah hizkalna mxae pls thank u xbuk srah

  • @rahwamengisteab7753
    @rahwamengisteab7753 6 місяців тому +1

    ኣብ ድራማ ኣጋንኖ ጽቡቕ ኣይኮነን ነቲ ድራማ መልእኽቲ የሕስሶ ኢዩ

  • @dehabtekle4643
    @dehabtekle4643 6 місяців тому +2

    Demi Ereyyyy halalat ❤❤❤

  • @danieltesfay1309
    @danieltesfay1309 6 місяців тому

    Thank you God, I'm glad I saw you so soon after the accident. I wish you all the best and a speedy recovery. I hope you get better soon and the accident will soon be just a memory.Love you Bini wedi erey🇪🇷

  • @billusemere3163
    @billusemere3163 6 місяців тому +3

    Happy Easter deqi 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @SolomunasehebrSolomunashebr
    @SolomunasehebrSolomunashebr 6 місяців тому +3

    kefi alewo yake 😂😂😂😂❤❤❤🎉🎉

  • @millionokbamichael4314
    @millionokbamichael4314 6 місяців тому

    Ya dawit kezab 😂😂😂 love u bro

  • @tsigetesfaye2690
    @tsigetesfaye2690 6 місяців тому +1

    Oh my god I can't stop laughing 😂😂😂😂😂😂♥️♥️♥️♥️

  • @kaledabdu2483
    @kaledabdu2483 6 місяців тому

    Kkkkk nice one wedi Eri dawit ❤❤❤❤❤❤

  • @HhUu-i5u
    @HhUu-i5u 6 місяців тому

    እህ ደኣ። ዳዊትስ ብዝኾነ ጽቡቕ መደብ💕💔💕

  • @kalabaregawi1050
    @kalabaregawi1050 6 місяців тому

    1, my brother ሻሂ ግበር😂😂😂
    2, 12 ወሊድኻ እሞ ኣብኡ ኢኻ ትውዕል😂😂😂😂😂

  • @-lionmidea9512
    @-lionmidea9512 6 місяців тому +3

    ኣየ ዳዊት ኤህ ደኣ ስኻስ 😂😂😂

  • @zerenimariam474
    @zerenimariam474 6 місяців тому +2

    Dawit shikor🇪🇷❤️ Gangster

  • @GetachewReda-nl3rw
    @GetachewReda-nl3rw 5 місяців тому

    ይመችካ ወዲ ትግራይ

  • @AhmedAdemAhmed
    @AhmedAdemAhmed 6 місяців тому +10

    Welcome dawit ❤❤❤❤❤

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 6 місяців тому +6

    Welcome deki Eria jeganu

  • @Kdsti19
    @Kdsti19 6 місяців тому

    Deqi Adi klkumuka eyom my brother Aytebzhlom Dev demey😂😂😂😂😂

  • @HenokArayaSebhatu
    @HenokArayaSebhatu 6 місяців тому +3

    Good job ❤❤❤❤ dawita

  • @HenokHaile55
    @HenokHaile55 6 місяців тому

    Dawit ketilkani bsehak, well done

  • @aklilumasho2446
    @aklilumasho2446 6 місяців тому +4

    Dawit best comedy ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😂

  • @AmanBeshir-z2s
    @AmanBeshir-z2s 6 місяців тому

    Dawit መሕረር I love you 🤟

  • @DawitGere-wr9ob
    @DawitGere-wr9ob 6 місяців тому

    Bravo gele aynet dawitom kulukum ms mesarhtki ketilwo❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @EriTesfu
    @EriTesfu 6 місяців тому

    ናይ በለስ ግጥሚ ተመችያትኒ ናይ ፋራ ጨካን ናብ አዱ ተመልሰ ኢዩ 😂😂😂😂😂

  • @eit31M
    @eit31M 6 місяців тому

    Xibikti film nay behaki !! Meharitin azenagaitin !! Chiwa zikone hibreteseb eu zelena !!!! ❤❤❤❤❤

  • @samriihagos9104
    @samriihagos9104 6 місяців тому

    Ezias flyit beqa 😂😂😂😂 god job👌👌

  • @semira-shikor78
    @semira-shikor78 6 місяців тому +1

    😂😂😂😂Dawit mehgol, I couldn’t stop laughing 😂😂😂😂

  • @Tsgenay
    @Tsgenay 6 місяців тому +1

    😂😂😂 my friend Abraham my friend 😂

  • @luwamgebrehiwot1882
    @luwamgebrehiwot1882 6 місяців тому

    ልክዕ ከምዝኣ ኣጋጢሙኒ ኒሩ ሓደ ግዜ 😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅

  • @HelenHelen-v2o
    @HelenHelen-v2o 6 місяців тому

    😂😂😂😂😂😂 my brother bun gber😂😂😂 dawit mkseb shak harimni neru thank you

  • @filmontewelde-w7n
    @filmontewelde-w7n 6 місяців тому +2

    ❤❤❤❤❤Dive asli❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @rutatemesgen
    @rutatemesgen 6 місяців тому +1

    😍 I like it😂😂 you are the best eyoba 🫶

  • @DaniDani-p1t
    @DaniDani-p1t 6 місяців тому

    ዋውውው ዳዊታ ምህረር ምንቺ ሃጎሰይይይ

  • @shiferawsisay8792
    @shiferawsisay8792 6 місяців тому

    Kkkk😂😂😂😂😂 wedi Eyob Arkey 😂😂❤❤❤❤❤❤Ajokum

  • @mosk646
    @mosk646 6 місяців тому +6

    ችኮላታ መዓልቲ😂😂🤣🤣🤣