Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ልመጀመርታ ግዜ ይከታተለኩም ኣለኩ እና ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ❤🤲
💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
ኣነስ ይፈትወኪ ነይረ ግን ሃይማኖትኪ ዘየቀይርኪ ኻብ ዘሎኣለም ምስ እግዚአብሔር ምንባርስ ግዛዊ ምስ ሃይማኖትኪ ዝኸድ ወዲ ሲኢንኪ ግን ሕሰብሉ ናብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ከም እትምለሱ ተስፋ ይገብር
ብሓቂ ካብ እግዚአብሔር ተፈሊካ ምንባር ከቢድ እዩ ንስብአይ ትብልስ ንእግዚአብሔር ምክሓድ ናብ ልብኪ ይምለስኪ
የሓዝን ብጣዕዓሚ ይገርም እዩ ቁሩብ ልቢ ኣለዋዶ ልወዲ ኢልካስ ሃይማነት ይቅየር እቶም ወለዳ ሓሪረም@@ውቅያኖስእዩዓቅለይ-ቨ8ሸ
ናይ ላዛ ፍልልይ እዩ የኔ ቆንጆ ግን ካዓ ይርዳአንይ ምስት ዓድዓረብ ዘለና ካዓ ዓረብ ሕውስ ታብለክ እና ቀፅሉሉ ፍቅርኩም ይባዛሕ ዓድ ዓረብ ዘለና ካዓ አምላክ ምሳና ይኩን 🙏🥰🥰🥰🥰🥰
ፍቅርኩም ይብዛሕ ሸኮርናታት ክፈትወኩም ኣነሰ ደቂ ትግራይ ሸኮርናታትነቲ ለዋህ ህዝብና ሰላም የውርደልና🙏♥💛♥♥
ናይ ፈጣር እዩ ያ ፈጣሪ አበይ ፈልጥክዮ ለኽባጥ
ፍቅርኩም የብዛሓዮ ምቅራት ናተይ❤💛
ንመጀመርታ ጊዜ ይርኤኩም ኣለኹ ኣበይ ትሓቢእኹም ዘይረኸብኩኩም ደስ ብሃልቲ ኢኹም በዚ ኣጋጣሚ ዘጋጠመኒ ክዛረብ ቅድሚ 3 ዓመት እዩ ንዝኮ ሰብ ተታሒዘ ኢለ ነጊረዮ ግን 3 መዓልቲ ከይፀናሕኩ ተታሒዘ ነይረ ካብኡ ብዘይምንም ብዓሞይ ወፅየ እናም ሓደሓደ ግዜ እውን ይኸውን እዩ ኣምላኽ ይሓልውኩም
እኒአኪ ሃሳስ እኒአኪ ገልዒ😁😁😁😁😁😂 ኣነ እኮ ማሓመድ ክፍትዎ ንግግሩ ሃኒተይ ደሞ ፍቅሪ ልኮንኪ ፍጥረት♥♥♥♥♥🌿🌿🌿🌿
ገዛኪ ዳኣ ተርእይና ደሊኪ እበይ ክክክክ ዚኣስ ኣግድንን ተታሒዘ ኢልካስ ፕራክ ሕማቅ ፋል
ፍቅርኹም የብዝሕዮ ደቂ ትግራይ ሽኮርናታት 😍😍💛❤️
ውይ ኣብ ስደት ዲኹም እንየኹም ስደትኩም የሕፅረልኩም ሙቁራተይይ 💋💋💋❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤እና ፅቡቃት ኢኩም ቀፅልሉ🤲💋❤❤❤❤❤💞💞
ሃኒ መቅሰን ሰሪሕክሉ ንማሜ ሎማዓንቲ😁ፍቅርኩም ይብዛሕ ደቂ ዓደይ ሙቁራት በርቱዑ ኣጀኩም ኣለና ኣብ ጎንኩም❤❤❤
ፅቡቃተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ💛❤🌷ምኣዘኸ ትእርምዮ ኢኺ ምምሻይኪ😃😃😂
ቅድመኻ ስጥሕ ወዲ ሪመይ ጡዑም ላዛ ከመይ ዲኻ ጎይታ ፀባይ ሃኒየ አጥቢቕኪ ሓዚ ማሜ የዋህ ሰብ እዩ ገለ ፋራታት ፅፊዒት ምሃብወን ማሜ ግን የኔ የዋህ ❤👈
ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክና ይመስገን ሰላምኪ ይብዛሕ ዝሓፍተይ ክክክ እሺ
➲ሰላምክ ይብዛሒ ዋውውውውውው ሃኒየ ሰርክሉ እኽ ማም ምስክን አነውን ህዳሃፉ ዳኣ ደግፀ ቀፅልሉ ሃኒዋይ ዝያዳይ➲😘😘😘😘
ብጣዐምይ እየ ዝፈትወኩም ጽሩያት ግን ኢጋማይ ተባላሽዩ ኣይትበል ማኣረይ 💞
ማሻእ አላህ ጎበዛት ትግርኛኺ ናይ ወጀራት ከይኮነስ ናይ መቐለ እዮ
ሙቁራት ስድራ ፍቅርኹም የብዘሓዮ 🙏🙏🙏💛❤️💊👌
መቁራተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቅርኩም የብዘሐዮ ሓባይበይ❤️🥰🥰🥰😘
ክክክ ልቡ ጠጠው ኢላቶ ማሜ የይ ሃና ግደፊ የኾነይ
ደቅዛ ሓላል ሜሬት ሃገረ ትግራይ 💊💊💊♥️♥️♥️
አቱም ሙቁራት ፍጥረት ደቂ ዓደይ ማዓረይ
ስራሕኩም ከም መልክዕኩም ሙቃራት ደስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቅዛ ሓላል ሜሬት ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ
ክፈትወኩም እኮ ሽኮሪናታት ናተይ💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
ከምዚይ ዓይነት እካ ከቢድ እዩ ግን ኣምላክ ያሓልየና ምቅራተይ❤❤
Amlak yibarki kbrti haftey
ገዛና ሽኮራት ሰሪሕክሉ ማሜ ሕነካ ፍደ ዋ ከመይ ድና ንሕና ተጋሩ
እንካዕ ብስላም ምፅኩም ምቁራትይ ፍቁሩኩም ብዝሕ ይብል
ሃናን ቆንጆ ሰሪሕክሉ😍
ጋል ዓደይ❤️ ወጀራት 💝ዕስራ ዓድ 😘😘 ፍቑሩኹም 😍😍😍ብዝሕ 😘😘😘ትርፍ ይወለለይ❤❤
ፍቅርኩም ይብዛሕ ምቁራተይ ኣነስ ክፈትወኩም ማሚየይ ሚስኪን ❤😍😍
ውይ ሃኒተይ ሞጁል ዲኪ ኢጋማ ይመስለኒ ነይሩ ካማይ ኣምላክ ምሳና ይኩን 😢😢😢💊💊💊💊💊🙏🙏🙏🙏🙏ሹርጣ ዛማእምን👊👊👊👊👊👊😞😞😞
ሽኮሪናታት ደቂ ትግራይ ኮመንት ሂበ ኣይፈልጥን ግን ፈትየኩምmiss you
እንካዕ ናትና ኾንኩም
ሙቅራት ደሰ በሃቲ ቀፅልሉ ❤️💛❤️💛❤️💛
ሙቅራትደሰበሃቲቀፅልሉ❤️💛❤️💛❤️💛
ፅብቃተይ♥♥♥
ኢጋማ የብልክን ድዩ እዋይ ከምዚ ፕራንክ ከይትገብርዮ
ኣሰይይይ ደስ ክትብሉ❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛💛💛
አደዋይ ወጀራት ዓድቦ ኤይ ዒስራ ዓድ🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ሃኒቾ ቆንጃ😘😘😘🤗🤗🤗🤗❤
ማሚየ አሕዝንኒ ወይ ሓወይ😀🥰ሃኒየ ጓል ዓደይ እኺ ጓል ወጀራት እየ እነ አነውን🥰
መኪና ዝህዝ ሰብ ከምኡ አይግበርን ሀኒቾ 🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷♥️♥️♥️♥️
ካልአይ፣ግዜ፣ከምዝይ፣ፓራክ፣ከትገብርይ፣አብዝይ፣ግዜ፣ፈታዉ፣ፀላእ፣አለና፣፣ከምዝይ፣ከትግብርይ፣በተለይ፣አምሐሩ፣ንጠንቀቅ፣ሐቁ፣እዩ፣በተለይ፣ካብቶ፣ሐሳዳት፣ረብይ፣ይሐልኹም
ፁሩያተይ ዃዕ ደሓን መፃኩም ገዛኺ ደስ ክብል ከማኪ ፅሩይ😁ማሚየ
ደቂ ሓላል መሬት🥰🥰🥰
ብጣሚ እየ ዝፈትወኩም ግን ናሎማንቲ ፕራንኪ ደስ አይብልን
ብስምላህ ኣይትበል በስመ ስላሴ በል ወይም በስማኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን (3)በል ምበሪ ንልሳንኽ ብስምላህ ኣይታልምድ ብዝኾነ ሰላም እግዝኣብሄሪ ምሳኹም ይኹን ንሓዳሪኹም ይባሪኽ ኣምላኽ ሓሳብ ልብኹም የስምረልኹም💒☝️🤲🤲🤲
መስሊም እዮም ዚያዳይ
@@ገናያልኖርኩትልጅነት ይቕረታ ማዓረይ ግን ክርስትና ነይሮም እንደገና ቀይሮም ሞስሌም ኾይኖም ማለት ድዩ ወላስ
@@መሥወለተጽዮን እሳ ድያ ክርስትያን ነይሪ ዋላ እሱ ከዚ ኣስሊሞም በስምኣብ
@@mebrihat5349 ኣይ ኣነዉን ብዙሕ ዝፈልጦ የብለይን ሕጅ ምስ ሰማዕክዋ ብስምላህ እንዳበለት ኣነኻኣ ገዛይ ወጀራት እዩ ምስ በለት ክርስትያን መስልን ምበሪ ግን ክርስትያን ነይራ ትመስል 😥
ንሳ እያ ኦርቶዶክስ ነይራ የሕዝን እዩ ብሓቂ አብ እምነትና ንፅናዕ አሕዋተይ
ፍቅርኹም የብዘሐዮ አሕዋተይ❤❤❤
ይፎት የኩም እንዳሜሜ ኣጀኩም ቀፅሉ👍❤❤❤❤❤❤
፣
Deki Adey tsiriyat❤
ግን ሓደ ነገር ክጥይቐክ ቶኾንኽ ቃንቃኽ ትቓያይርኽ መልስለይ ናሞኑ ሕዞኽ ዎኡ ክባሃል ሐዝ
ፍቅርኩም የብዘሐዮ ሙቁራተይ
አበይ ድዩ ዘለኪ ፀጉረይ ክሰራሕ ከመፅእ ነይረ ሃኒየ😁💋
ምቁራት ስድራ ፍቕርኹም የብዘሓዮ ሓላላተይ❤❤❤
ሰላሙኩም ይብዛሕ tgaru ዋኒ
😍😍😍😍😍😍😍😍😍ክፎትየኩም ማዓት
Kob srah akorxiki amixskina Embey mami shikor🥰🥰
ሃንየየይ ገፅኪ ታይ ትጥቀሚ
ክዳን ለኣኽልና❤
አሰይ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩሙ 🙏🙏🙏💊💊💊
ሶ ዕድመናን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
አረ ዚያዳይ ወረቐት ከም ዘይብልኪ አብ ሚድያ አይትዛረቢ ሓበሻ ከፊኡ እዩ ከየትሕዙኺ
ብሓቂ
Ewe atinageri hanye
ደስ ትብሉ ዕድመ ይሃብኩም
ሄኒ &ማሚ ሰላም ኣብ ዘለክምዎ ይብዛሕ ክውራተይ ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ክውራተይ ፫
❤️ሓላላት
Fkrkum yebzahayo fetari ❤️❤️❤️
እሰይ ሙቁራት 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ምቅራት 💊💊
I love your tigrigna interesting and beautiful
በነገራችንላይ ለማነኝውም
ኡዉይ ጓል ዓደይ ማዓረይ እንታይ ኮይንኪ ኣሰልምክ ኣምላክ ይመልሰክ ናብ ሃይማኖትክ
ሰለምፍቅረኸምይብዝሕጀግንና👌👌👌
መዓረይ ሓደጋ ከየጋጥመኩም ጥንቅቅ ኢልኩም ስርሕዎ ብልቀረየ ሽኮራት ደቂ ዓደይ 💋💋🌹
ኣሰይ ፁሩያት ፍቅርኩም ይብዛሕ
ሽጋታትይ
ሰርሕክሉ ማሜ ምስክን ሶ ፍቅርኩም የብዘሐለይ ሙቁራተይ ክፈትወኩም ኣነስ ሓባይብ 💘💘💘💘
ናይ ሃን ቤተሰብ ሰብስክራይብ በሉን ኣሕዋተይ ጀማርት እየ😘💔🥺
ማሜየ ምስክን ሰሪሕኺሉባ ሃኒቹ😂😂
ደቂ ዓደይ ሓላላት 👑🥰
ቶኡ ዳይትኽእልዮ ደኡ ጓል ወጀራት ዓደ እግዚአብሔር ምሱኹም ይኹን
ይኽእል እባ
ወጀራት ጉሪሕ ኮ 😃😄😄😄😄😄👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌ሃኒ ዋይ
ደሰ ከተበሉ ፍቅረከም ይበዛሕ☘️💘💘💘
ሰላም ፅቡቓተይ 💛💛💛❤️❤️❤️
Mashallah allah yahfzkum
አሰይ ሙቁራተይ ኪፊተወኩም እኮ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም 😍❤️
ኣሰይ ፉቁራተይ ፍቅሩኩም ይብዛሕ❤💛😘
Welcome ❤💛💊
ኣበይ እየ ዘለኩም ከ
ምቅርቲ❤❤❤
ፅቡቅተይ🌼🌼🌼🌼🌺🌺🌺
ፅባቃተይ በርትዑ
ሃኒየ ሓፍት አደወአይ ወድሻለው ታላቄ የኔ ልእልት 😍😍😍❤
በስምኣብ ደንግፀ ነይረ 🥰🥰🥰💘💘💘🥰
ወጀራት ዓደይ❤️💛😘
ውዴ ክዳውንቲ ትልእኪ ድኪ ሽፎን ቀሚስ እና ኣበይ ቦታ ኢኪ ዘለኪ ውዴ መልሲ ክጽበ እየ
ማሜ ምሰኪን 😁
ላዛ እዩ ዝባሃል ሂኒ ሽኮር
ኤእእእ በሲላህ ኣይበለትን ኣበይ ዘሎ ኣላህ እዩ ጓለይ
fkrkum yibzah shkorat❤😘
ልመጀመርታ ግዜ ይከታተለኩም ኣለኩ እና ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ❤🤲
💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
ኣነስ ይፈትወኪ ነይረ ግን ሃይማኖትኪ ዘየቀይርኪ ኻብ ዘሎኣለም ምስ እግዚአብሔር ምንባርስ ግዛዊ ምስ ሃይማኖትኪ ዝኸድ ወዲ ሲኢንኪ ግን ሕሰብሉ ናብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ከም እትምለሱ ተስፋ ይገብር
ብሓቂ ካብ እግዚአብሔር ተፈሊካ ምንባር ከቢድ እዩ ንስብአይ ትብልስ ንእግዚአብሔር ምክሓድ ናብ ልብኪ ይምለስኪ
የሓዝን ብጣዕዓሚ ይገርም እዩ ቁሩብ ልቢ ኣለዋዶ ልወዲ ኢልካስ ሃይማነት ይቅየር እቶም ወለዳ ሓሪረም@@ውቅያኖስእዩዓቅለይ-ቨ8ሸ
ናይ ላዛ ፍልልይ እዩ የኔ ቆንጆ ግን ካዓ ይርዳአንይ ምስት ዓድዓረብ ዘለና ካዓ ዓረብ ሕውስ ታብለክ እና ቀፅሉሉ ፍቅርኩም ይባዛሕ ዓድ ዓረብ ዘለና ካዓ አምላክ ምሳና ይኩን 🙏🥰🥰🥰🥰🥰
ፍቅርኩም ይብዛሕ ሸኮርናታት ክፈትወኩም ኣነሰ ደቂ ትግራይ ሸኮርናታት
ነቲ ለዋህ ህዝብና ሰላም የውርደልና🙏♥💛♥♥
ናይ ፈጣር እዩ ያ ፈጣሪ አበይ ፈልጥክዮ ለኽባጥ
ፍቅርኩም የብዛሓዮ ምቅራት ናተይ❤💛
ንመጀመርታ ጊዜ ይርኤኩም ኣለኹ ኣበይ ትሓቢእኹም ዘይረኸብኩኩም ደስ ብሃልቲ ኢኹም በዚ ኣጋጣሚ ዘጋጠመኒ ክዛረብ ቅድሚ 3 ዓመት እዩ ንዝኮ ሰብ ተታሒዘ ኢለ ነጊረዮ ግን 3 መዓልቲ ከይፀናሕኩ ተታሒዘ ነይረ ካብኡ ብዘይምንም ብዓሞይ ወፅየ እናም ሓደሓደ ግዜ እውን ይኸውን እዩ ኣምላኽ ይሓልውኩም
እኒአኪ ሃሳስ እኒአኪ ገልዒ😁😁😁😁😁😂 ኣነ እኮ ማሓመድ ክፍትዎ ንግግሩ ሃኒተይ ደሞ ፍቅሪ ልኮንኪ ፍጥረት♥♥♥♥♥🌿🌿🌿🌿
ገዛኪ ዳኣ ተርእይና ደሊኪ እበይ ክክክክ ዚኣስ ኣግድንን ተታሒዘ ኢልካስ ፕራክ ሕማቅ ፋል
ፍቅርኹም የብዝሕዮ ደቂ ትግራይ ሽኮርናታት 😍😍💛❤️
ውይ ኣብ ስደት ዲኹም እንየኹም ስደትኩም የሕፅረልኩም ሙቁራተይይ 💋💋💋❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤እና ፅቡቃት ኢኩም ቀፅልሉ🤲💋❤❤❤❤❤💞💞
ሃኒ መቅሰን ሰሪሕክሉ ንማሜ ሎማዓንቲ😁ፍቅርኩም ይብዛሕ ደቂ ዓደይ ሙቁራት በርቱዑ ኣጀኩም ኣለና ኣብ ጎንኩም❤❤❤
ፅቡቃተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ💛❤🌷ምኣዘኸ ትእርምዮ ኢኺ ምምሻይኪ😃😃😂
ቅድመኻ ስጥሕ ወዲ ሪመይ ጡዑም ላዛ ከመይ ዲኻ ጎይታ ፀባይ ሃኒየ አጥቢቕኪ ሓዚ ማሜ የዋህ ሰብ እዩ ገለ ፋራታት ፅፊዒት ምሃብወን ማሜ ግን የኔ የዋህ ❤👈
ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክና ይመስገን ሰላምኪ ይብዛሕ ዝሓፍተይ ክክክ እሺ
➲ሰላምክ ይብዛሒ ዋውውውውውው ሃኒየ ሰርክሉ እኽ ማም ምስክን አነውን ህዳሃፉ ዳኣ ደግፀ ቀፅልሉ ሃኒዋይ ዝያዳይ➲😘😘😘😘
ብጣዐምይ እየ ዝፈትወኩም ጽሩያት ግን ኢጋማይ ተባላሽዩ ኣይትበል ማኣረይ 💞
ማሻእ አላህ ጎበዛት ትግርኛኺ ናይ ወጀራት ከይኮነስ ናይ መቐለ እዮ
ሙቁራት ስድራ ፍቅርኹም የብዘሓዮ 🙏🙏🙏💛❤️💊👌
መቁራተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቅርኩም የብዘሐዮ ሓባይበይ❤️🥰🥰🥰😘
ክክክ ልቡ ጠጠው ኢላቶ ማሜ የይ ሃና ግደፊ የኾነይ
ደቅዛ ሓላል ሜሬት ሃገረ ትግራይ 💊💊💊♥️♥️♥️
አቱም ሙቁራት ፍጥረት ደቂ ዓደይ ማዓረይ
ስራሕኩም ከም መልክዕኩም ሙቃራት ደስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቅዛ ሓላል ሜሬት ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትግራይ
ክፈትወኩም እኮ ሽኮሪናታት ናተይ💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
ከምዚይ ዓይነት እካ ከቢድ እዩ ግን ኣምላክ ያሓልየና ምቅራተይ❤❤
Amlak yibarki kbrti haftey
ገዛና ሽኮራት ሰሪሕክሉ ማሜ ሕነካ ፍደ ዋ ከመይ ድና ንሕና ተጋሩ
እንካዕ ብስላም ምፅኩም ምቁራትይ ፍቁሩኩም ብዝሕ ይብል
ሃናን ቆንጆ ሰሪሕክሉ😍
ጋል ዓደይ❤️ ወጀራት 💝ዕስራ ዓድ 😘😘 ፍቑሩኹም 😍😍😍ብዝሕ 😘😘😘ትርፍ ይወለለይ❤❤
ፍቅርኩም ይብዛሕ ምቁራተይ ኣነስ ክፈትወኩም ማሚየይ ሚስኪን ❤😍😍
ውይ ሃኒተይ ሞጁል ዲኪ ኢጋማ ይመስለኒ ነይሩ ካማይ ኣምላክ ምሳና ይኩን 😢😢😢💊💊💊💊💊🙏🙏🙏🙏🙏ሹርጣ ዛማእምን👊👊👊👊👊👊😞😞😞
ሽኮሪናታት ደቂ ትግራይ ኮመንት ሂበ ኣይፈልጥን ግን ፈትየኩምmiss you
እንካዕ ናትና ኾንኩም
ሙቅራት ደሰ በሃቲ ቀፅልሉ ❤️💛❤️💛❤️💛
ሙቅራትደሰበሃቲቀፅልሉ❤️💛❤️💛❤️💛
ፅብቃተይ♥♥♥
ኢጋማ የብልክን ድዩ እዋይ ከምዚ ፕራንክ ከይትገብርዮ
ኣሰይይይ ደስ ክትብሉ❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛💛💛
አደዋይ ወጀራት ዓድቦ ኤይ ዒስራ ዓድ🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ሃኒቾ ቆንጃ😘😘😘🤗🤗🤗🤗❤
ማሚየ አሕዝንኒ ወይ ሓወይ😀🥰
ሃኒየ ጓል ዓደይ እኺ ጓል ወጀራት እየ እነ አነውን🥰