Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
*ብትግራዊነትኩም እትኮርዑን እትሕበንን ኣብዚኣ like ሃቡኒ*
ብደምቢ እምበር
💪💪💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️አነለ ይሕበን
Ane aleku
An alku deki Tigray marey
Aleku 👐
ተጋሩ ኣበይ ኣሎናብትግራዊነትና ንተሓበን
ኣሎና ዘሓፍተይ ሓቦኛ
ኣብዚኣ
ኣብታ ናይ ቐደመና ኣለና
🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
😘😘😘😘😘
እዛ ናይ ትግራይ ፊልም ብጣዕሚ ፈትየያ ኣለኩ፡ ሓውኩም ኤርትራዊ።
ዝያዳይ ናትና ናይ ትግራይ ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ ኤርትራ እውን እዩ እዚ ናይ ኩለና ታሪክ እዩ
@@አቤጓልትግራይአድናቂትቶማ እወ ጽብቅቲ ሓፍተይ ናይ ኩልና ታሪክ ኢዩ።
ብሓቂ ግን ናይ ኩላትና ተርክ እዩ ዝፍላሊ የብልናን
መዓረይ ናይ ኩለና ታሪክ ዩ
@@አቤጓልትግራይአድናቂትቶማ tim bel hasawit nehna tigaru nay balena tarek alena eritreaeyan nay balom tarek alewom
like እስከ ሃብዎም ደስ ክትብለካ እዛ ፊልም
Wow
ኣብ ክንዲ ኣግኣዝያን ❗ሓበሻ ❗ ብርዕኻ ትሰበር ንሕነ ከመ ኣበዊነ ተጋሩ ኩሉ ቅርስና ካብ ጀርመን ክንመልሶ ኢና።ሓውኹምየ ሰሜን ትግራይ
ፍልይቲ ፊልም ኢያ ብሓቂ ተዛረብቲ ትግርኛ ኣበይ ኣልኩም ሃየ ንዑ ካባና ዘድሊ ሓገዝ ንሃቦም
አለና ሰበይ
Woww
እዛ ቅዱሳን ትብሃል ተዋሳኢት ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቃ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ናይ ኣምሓርኛ ፊልም ክሪኣ እንከለኩ ኣምሓረይቲ ትመስለኒ ኔራ ሕጂ ግን ብትግርኛ ቋንቋኣ ክትሰርሕ ብምክኣላ ብጣዕሚ ኢዩ ዘኹርዕ እቶም ካልኦት ተጋሩ እውን ኣሰራ ክስዕቡ ኣለዎም።
እወ ፅብቅ ኣለካ ሰገን ትብሃል ትግራወይቲ እያ ኣምሓርኛ ብዙሕ ፊልሚ ኣለዋ ልልሳ ልሊ ሰላም ተስፈይ ፍርያት የማነ ኣብ ኣምሓረኛ ፊልሚ እየን ዝነጥፋ ሀዚ ድማ ኣብ ዓደን ትግራይ ክሰርሓ ተስፋ ንገብር ዝሮ ዝሮ ብዝሃብካና ሪኢቶ ብልቢ ኢና ነመስግን ትግርኛ ይንገሰልና ኣምላክ ድማ ሕማም ኮረና የርሕቀልና ወዲ ኢረ ሓዉና❤❤❤❤
ያ ፅቡቕ ኣለኻ።ክገርመካ ቡዙሕ ትግራዎት ኣብ ኣዲስኣበባ ኮይኖም ኣምሓርኛ እዮም ዝዋስኡ
@@ማዓዛኣዲኣፈታዊት እወ ፆብቅ ኣለክን ኣሕዋተይ አነ እየ ስም ኣጋግየ ብሽም እግዛቤሄር የቅሬታ ተጋጌየ ፂሒፈ ሰገን ኢለ ደጊመ የቅርታ
@@ሂወትደስታጓልትግራይ ፀገም የብሉን ምቅርተይ ዘይምርድዳእ እዩ
❤❤❤❤❤❤🇪🇹🇪🇷❤❤❤❤❤❤
ኣነ ኤርትራዊ እየ ብዙሕ ፍሊሚታት የካታትል እየ ።ናይ ትግራይ እዛ ሜሬት ን፡ምጻዌድያ ን፡ዝባሃላ ፊሊም ብጣዓሚ እየን፡ዝምስጣኒ ስለዚ ጽልዎ ጽቡቅ፡ጽጉምቲ እዩ።
tanxs bro
Tanx bro mexawedya tefia enber mara eye zfetwa neyre ❤
ጽልዎ፣ጽጉምቲ👈 እንታይ ማለት እዩ ክቡረይ
እዛ መሬት ኣክስም ደስ ዝብል ሃገር ኣምላክ ስደትና የሕፅረልና ብሰላም ዓድና ይምለሰና ብዓይንና ክንሪኦ ይግበረልና
Amen Amen Amen
አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ዝሓፍተይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝብል ታዓደሉ ኣሕዋተይ
amen amen amen
ደቂ ቶም ባዕሎም ፊደል ቐረፅቲደቂ ቶም ሒሳብ ቀመርቲደቂ ቶም ሓወልቲ ካበ ከውሒ ሰራሕቲተጋሩ እወ ናይ ዓለም ተጣበብቲ ናይ መጀመርታ ጀመርቲ ጥበብ ባሕቲ
እንኳን ደህና መጣችሁ ትግርኛ አልችልም ግን ባህሉ ሁሉ ነገር ይመቼኛል❤❤❤❤❤👈
በአማርኛ ጽሑፍ አለው ማር
😘😘
@@mahderbrhane9117 አውቃለሁ ግን አመሰግናለሁ
ትግራወይ ኣበይ ኣለኻ ናዓ መንነትካ ፍለጥ።ኩልኻ ትግራዋይ ክትሪኦን ክትፈልጦን ዝግባእ ታሪኽ ዝሓዘለ ፊልም'ዩ።ኣጆኻ ህዝበይ ኮራዕኹልካ ለለ 😘😍❣️❣️
ተጋሩ ኣምላክ ዘመንኩም ይባርኮ ካብቲ ቫይረስ ኮሮና ይሓልወና እቲ ልዕል ፈጣሪ ትግራይ ክብርተና መተካእታ ዘይብልኪ ንስኪ እኪ♥
ዛ ድራማ ካብ ትጅመር ደስታይ ሓጎሰይ መግለፂ ስኢነሉ
ብሓቂ ዋላ ኣነ መንነተይ ኣሰይይይይ ሰሱኑለይ
ትግርኛ መማር እፈልጋለሁ ይሄ ድራማ ጠቅሞኛል Thank you for Amharic subtitles.
እዛ መሬት እንኳዕ ደሓን መፃኹም ክብለኩም እሞ ኮሜንት ሪኤ ክፅሕፍ
እንኳዕ ብደሓን መፃእኹም ደቂ ማርያም ፅዮንከም ቀደምና ክንስሕቕን ቀሲና ክንነብርን ማርያም ፅዮን ኣደይ ባዕልኺ እዚ ሕማም ብዝመፆ ኣጥፍእልና 🙏ሩሑስ ባሕቲ ቀዳዊናትና ባሕቲ ይግበረልና ደቂ ዓደይ መዓረይፈተውቲ እዛ መሬት 👍
ኣታ ታይ ዓይነት ወርቂ ዝኮነ ሃገር እያ እዛ ትግራይ ክንድዙይ መንነት ኣለዋ ኣሰይይይ
ታሪኽ ኣክሱም ተጨሊፉ እምበር ኣይተቀድሐንጎበዛት ተወሳእቲ በርትዑልና ደረስቲ
ሰላም ሰላም እንካዓ ዳሓን መፃአኩም ደቅ ሓላላት ሰለም ንህዝቢ ትግራይ
እንኮዕ ብሰላም መፃኩም ባሃንቆውታ ክንፅበየኩም ፀኒሒና ፈጣረሐ ካብዚ ሕማቅ ሕማም የድሕነና ረሕዋተይ
በሉ ደቂ ተጋሩ እትው እትው እንበል እዛ መሬት መፅኣትልና ሰናይ ግዜ ይነልና ይኹነልኹም እቲ ሕማም ኮረና ውን ፈጣርና የጥፈአልና
አመን
አሜን
ዓድናን ታሪኽናን ንክንፈልጥ አዚያ ትጠቅም ብልፅቲ ተዋስኦ!👌👏📝🙌
እውይ ደቅይ ዓበይትይ እንካዓ ብዳሕና መፃኽም እናተፀብኽክም ነይረ ብልፃት ደቅይ ትግራይ
ትግራይ ዓደይ ሬመይ ካብ በራርን ናጣርን ካብ ኮሮና ባዕላ መርያም ፆን ፅላላ ተሕደረልኪ ዓደይ ክብረተይ ናፉቆተይ
ዒፈየ ተላኣክንንዶ ናበየ ናብ ትግራይ ዓደይ❤💛❤
እዋይ ናይ ሕማመይ መፅኩምዶ ፀሓይ ገፆም
ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ አሜን አሜን አሜን♥♥♥ መሳጭ የሆነ ድራማ Thank you!♥♥♥
ዌል ሓባይብ አንኮዕ ብሰላም መፃአኩም💝💜👍👍👍👈ደቂ ታ ሓላል መሬት 💋💞👍👈💪💪👈
ሓበን ህዝቢ ትግራይ ።ናይ ህዝቢ ትግራይ መንነት ዝገልፅ ፊልም ዝተሰርሐ ይመስለኒ
ካብዚ ሕማቅ ኮሮና ቫይርስ ኣምላክ ባዕሉ ምሕረት ይላእክልና ። ይገርም እዩ ከኣ ዋላ ሓደ ስብ ከይቀደምኒ ዘይሎሚ ሂብ ኣይፈልጠን ብጃኩም ስለ ባሕቲ ላይክ ሃብኒ
አሜንን
የድንግል ማርያም ልጅ ነኝ አሜን
Des behali eyu gn tigrigna knetsri enabelkum tgrigna mzrab zeytkel aetikuma nsegen peante
Amennnnn3
Amen amen amen
ነዛ ፊልሚ ትካታተሉ ድንግል ማርያም ምሰ ወዲ ተሓልኩም ኣሕዋተይ🙏🙏🙏
ኣሜን
Amen mearey
ኣሜንንኩላትናይሓልዉናመዓረይ
ኣሜን (፫)
ኦ አምላኽ ፈውሰ ምሕረቱ አውርደልና !🙏♥️🌏
ቅድሳን ብጣዕሚ ንፍዕትን ተባዕን እኺ ብጣዕሚ ክዓ የድንቐኪ እዚ ዝመስል ድርሰት ጽሒፍካ ንክስራሕ ምምናይ ንባዕሉ ትብዓት ዘድልዮ ይመስለኒ ብዝኾነ ብጣዕሚ ጽብቑን ሕልሚ ብዙሓት ዝኾነ ስነ ጥበብ ትግራይ ናይ ምዕባይን ታሪካ ከምዚ ብስነ ጥበብ ንዓለም ምልላይን ዘግህድ ጅማሮ ስለ ዝኾነ ንኹሉ አብዚ ኩሩ ዘተሳተፉን ከምኡውን ዘሓገዙን ምስጋና ይግብኦም።
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ካብዚ ሕማቅ ሕማም መፂእና ዘሎ እ/ር ምሕረት ይልአኸልና አሜን አሜን አሜን
ትግራይ ዓደይ ዓድዞም ሊቃዉንቲ
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ካብዚ ወሪዱ ዘሎ ሕማም ኣምላክ የጥፈኣልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖ፍትዉትው እየ ዘብለኩም
ክፅበ እንዱየ ፀኒሔ እንኳዕ ዳሐን መፃኩም ፅቡቃተይ ዕድመን ጥዕናን ካአ ንኩላትና ቡሩካተይ
ፍልይቲ ፊልም ኢያ ብሓቂ መንነታዊ ፊልሚ
እንካዕ ብስላም መፀኩም ደቂ ትግራይ ማዓራት
ደቂ ዓደይ መዓረይ እንኮዕ ደሓን መጾኩም ኣምላክ ካብዚ ሕማቅ ሕማም ይምሓርኩም 🙏🙏🙏
ከብዚ ሕማም አምላክ ባዕሉ ምሕረት ይለእክና ደቂ ትግራይ ብጣዕሚ ፅብቅ ስራሕ ታርክና ንምፍለጣ
እንኻዕ ደሃን መፃኩም ደቂታ ሃላል መሬት ፈጣሪ ይሃሊኩም
እዛ ፈሊሚ ክርኢ ከለኩስ ቤተክርስትያን ዘለኩ ኮይኑ ይስመዕን ዕደመን ጥዕናይ ልደቅዓደይ
ዋላ ኣነ ዝያዳይ❤❤❤
እንዃዕ ድሓን መጻኩም ክቡራት ደቂ ክብርቲ ቅድስቲ መሬት ፈጣሪ ኣቦይ ንዓድናን ህዝብናን ካብ ሕማቅ ነገር ሓልወና ማሪያም ኣክሱም ምሳኹም ትኩን ብሩኻት🙏🙏🙏💕💕 ቅድሳን ታደስ ደራሲት 1000 ዓመት ንበሪ ዋዕሮ 💋💗
ደቂ ትግራይ ሓላላት ብጣዕሚ ደስ ትብል ቀፅልወ
ዕፈየ ተላኣክለይዶ ናበየይ ይ ናብ ትግራይ ዓደየይ ዒፈየ ብረሪ ብረሪ ንኣየያ ማዓረይ ንገሪ ወድካ መፂኡ ኣሎ በሊ ጥዑም ብስራት ንገሪ😭😰♥ኣያዋይ ኣንቢዕኒ ኮ😭♥
ኣጆካ ሓዎይ ናተይ ኣምላክ ከራክበና እዩ😥❤❤❤❤
ሰላም ሰላም እንካዕ ብደሓን መጻኹም ደቂ ሓላል መሬት ሰላም ጥዕና ኣብ ዘለኽምዎ ይምንየልኩም ወገናተይይ
እሰይ ምቅራት ደቂ ዓባይ ሃገር እኩፅዮን ካብዝ ኩፍእ ሕማም ትስውረልና ብሰላም ከምዝውዕለ ብሰላም ይሕደራና ፈጣሪ ሰላም ፍቅሪ ንኩሉ ዓለም ይግበረልና ኣሜን
እንኳዕ ብሰላም መፃአኩም ደቂ ሓላል መሬት
ዋውው ገለ ዓይነት ስራሕ ደቅ ዓደይ ሽኮሪ ቀፅሉሉ
ሰላም ከመይ ቀኒኩም እኳዕ ብድሐን መፀኩም ብሀቀውታ ይፅበየኩም አሕዋት አሰይ
ዓባይ ትግራይ ዳግም #ብደቃ ክገሃድ እዩ አነ ዝከአለኒ ንዓደይ ክደክም እየ ንስኩም ከ #like ጠውቁለይ ከዓ👌
ደስባሃሊ
ኣነለ ።
ዋላ አነ 👍👍👍👍👍💔💔💔💔💒💒💒💒
Kulatina
እንኻዕ ደሓን መፃእኩም ደቂ ትግራይ ሽኮራት ኣምላክ ከዓ ከብዚ መፂኡ ዘሎ ሕማም ይምሓረና
ዋው ኣዝያ ቀልብካ ትስሕብ ፊልሚ ኣጀኩም ቀጽልዎ ትግራይ ጎሮቤተይ ካብ ሕማም ኮሮና ማርያም ትሓልኩም ።
ኣሜን ንኩላትና❤❤❤
እንቃዕ ብሰላም መፃኩም💖💖💖💖💖💔💔💔💔💔💓💓💓💓💓💘💘💘💘👈
ናብ መበቆልናን መንነትናን ንመለስ ክቡራት ተጋሩ ኣሕዋተይ እዚ ኩሉ ዓመት ኣብ ኢትዮጵያዊነት ኮለል ኢልና ታይ ረኪብና ኢና
እንካዕ ብድሓን መፃኩም ካብዚ ወርድና ዘሎ ሕማም ኮሮና እምላክ ምሕረቱ ይዉርደና እሜን
እዛክራር ከብደይ እምበር በሊዓትኒ ፈጣሪ ኮረና ካብ ምድረ ገፅ የጥፈአልና እስከ ኣሜን በሉ
አሜን አሜን አሜን ማር
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏👏👏
አሜንተጋሩ ንዓይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እሰይ ኣንታ ክንደይ ደስስስ ይብለካ እቲ #ታሪኽና ብጣዓሚ ዝገርም ፣ኩሉ ግዜ ሃገርና ሰላምን ፍቅርን ይዓድለና እግዚአብሔር ንዓለም ኩሉ ምሕረቱ ቸርነቱ የብዘሐና አሜን
እንኻዕ ዳሓን መፃኩም ትግራይና
እንኳዕ ብዳሕና መፅእኩም ደቂ ዓደይ ሽኮረናታት ካብ ሕማም ኮሮና እግዛአብሔር ይሓሊዋና
እኳዕ ብሰላም መፃኹም ደቂ ፅዮን ፈጣሪ ካብዚ ድምፂ ዘይብሉ ኲናት ሕማም ኮሮና ልኡለ ባህሪ ሃያለ ስልጣ ብቸርነቱ ምሕረት ይልኣኸልና ኣሕዋት
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
ቸርነቱ ትግርኛ ድዩ
*ኣብ ሰሙን ክልተ ጊዜ ትለቐቐልና ትብሉ እስኪ ኢድኩም ንላዕሊ ወይ ካኣ ብ ላይክ ኣርእዩኒ።ሰሙን ሙሉእ መን እዩ ክፅበዮ እስኪ ናይ ሰሙን ሰብ ይበለና*
ያ
ሰሙን ሓሊፉ
ናፊቕናያ
@@ወልደሩፋኤልወልደኪዳን *fetinaya gdi felitomsi aderieomna eko 🤔*
እንካዕ ብዳሓን መፃኩም ደቂ ዓደይ ካብዚ ሕማቅ ሕማም ኣምላክ ይምሓረና።
ኣስይ ደቂ ሓለል መሬት እሲ ብትግራዋይነቱ ዝኮርዕ ላክ ይበለኒ
ስላም ተካታተልት ናይዝ ፈልም ላይክ ሼየር ሳብስካራይብ ንሓግዞም ካብእ ክዓ ማርይም ኣኽስም ምስ ወዲ ትሓልወና ምሕረታ ትላኣከልና ኣሜን ንብለ ካብዝ ኮሮና ዝብሃል ፈጣር ዬሓልወና
ኣይዞኩምቀፅሉ
Aseyyy enka beshlam metskum berktuy ❤❤❤
ብሰላም ብጥዕና ሓልዩ ናይ ሶሙን ሰብ ይበለና ጎይታ!!🙏♥️
ብምሒር ታሕጓ ናይዛ ድራማ እንከይ ረኣክዋ ኮመንት ይጽሕፍ ኣለኩ፡
ተቀዲሑ ዘይውዳእ ታርኽ እዩ ዘለና ኣጆኹም ደቀ ትግራይ ማዓረይ ቆፅለዎ ብጣዕሚ ፅቡቅ ፅፉፍን ስረሕ ሶ ሰሰናዩ ናዓኹም ።
ብሓቂ ኣይተጋገካን/ክን
@@3gadwa915 ጋልየ ጋል ዓደይ ማዓረይ
@@ወይኖይዓለመይ ሰበይ
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ክሕሎ ኮሪዐልኩም ቀፅልሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ኣብ ሓቂ ልተመርኮሰ
እንኳዕ ሰላም መፃእኹም
በዛክም ብትግርኛና ትኮርዑ ላይክ ጥውቅ ኣብልኒ
❤❤❤
ኣክሱም ፅዮን ባዕላ ትሓልወና እዚ ኮረና ዝበሃል የጥፈአልና
እሰይ ደቂ ዓደይ ተባረኩ መሳጢት ድራማ ታሪክና ከምኡ ገይርኩም አፍልጥዎ
ኣክሱመይ ሪመይ መቦቆለይ😘
*ትግራዎትሲ ኢድኩም ዳኣ ትሰበር ኣብ እንዳማትኩም ተሰኽቲትኩም እንዳዋዓልኩም ኣብ ናትኩም ዓይንኹም ዝሽፍነኩም እንታይ እዩ።እስኪ ላይክ ግበሩ ኢድኩም ዳኣ ይሰበር እምበር ከምኡ ድማ ናብ የዕርኹቱኹም ሼር ግበርዋ*
ኣትፃሪፊ እሞ ምቅርተይ ንእሕዋትና ባዕልና ተዘይ እክቢሪናም ካልእ ኣይክብሮምን ግን ኣነ ተጋሩዋይ ማራ እየ ዝፍትወኩም ።
እዋይማዓረይ እንታይዘፃርፍ ኣለኪ ዳሓንብዘይፍላጥእዩ
Ati smi nski eki tgraweyti zeykonki entay da hateftef elki afka krmzehsreka aytresi nski llimanm aytfetwyan tgray .gele zneakums kthrfu elkum thrffu efffff
ማኣዚየ ፀርፊ ሕማቅ
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍ሺሕ ላይክ ገይረ አለኹ ምቅርቲ ፍጥረት ግን እታ ፀርፊ ግን አይፋሉን 💒💒💒💒💒
እዛ መሬት የቀንየልና ዘይንፈልጦ ታሪክና ክትፍልጡና ትፅዕሩ ኣለኩም ኣምላክ ይሓግዝኩም
አንቃዕ ዳሓን መፃአኩም ደቂ ትግራይ ብሌን ዓይነይ
እንኮዕ ደሓን መፅእኩም ደቃ ትግራይ ሽኮራንታት
ዎው ድቄ ዓድይ ምዓርይ ቅፅልሎ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
እስቲ ከማይ ብሃንቀዉታ ዝፅበይ መን አሎ
መአዝ መዓልት ይልቀቅ
ደንጉያ
ምስ መዳም ክጓየ እባ ቀዲምኩምኒ ፉትዋት በሉ ሰከ ኣኣብ ዘለኩምዎ ፈጣሪ ይሓልኩም ይሓልወና ኮረና ፈጣሪ ይሰውረልና እንዳበልኩ ላይክ ተሓባበሩኒ እስከ
ክክክክክክክክክክ ኣሜን ምስ ሳሓቁ
@@Mm-hy3fk መሓዛይ ህቅቅቅ
Amen
ማዓረይ ተሌፎንኪ ስደድለይ
*ብቐዳምነት ንመበገሲ ሓሳብን ደራሲትን ኣመስጉኑለይ።ብምቕፃል እዚ ፈረንጂ(ማዓሾ) ጉድ ክገብሮም እዩ ዝመስል እዚ ሌባ።ንተዋስኡኡ ግን ከየድነቕኩ ክሓልፍ ኣይደልን።እዚ ወዲ ካኣ ኣብኡ ከይረኸቦም ገለ ከይኾኑ ፈሪሐ ኣለኹ።እዞም ቀሺ ከምነገርዎም ዝዘከርዎ ይመስሉ።ብዝኾነ ናይ ሕጂ ክፋል ሪአ እውን ክምለስ እየ። ላይክ ኣይተውሕዱ*
እስቲ ብትግራይናን በታሪክናን ዝኮርዕን ዝሕበንን👍 l love you ❤️ ትግራይና🇻🇳🇻🇳🇻🇳
መርሃባ ደቂ ትግራይ ጀጋኑ ደቂ ዛ ሓላል መሬት ዋውውውው አነ ካብዛ ረሳሕ ስደት ናብዛ ሕላል አደይ ተመሊሰ ምዞም ሙቁራት ተዋሳእቲ ክሳተፍ ተስፋ ይገብር ሰገነይ ጅግና ቀፅልሉ እንብዓል ሰላም ተስፋይ ንዕነ ታሪክ ዓድክን አምህራ አሰር ወልድክን ተከተላ ለማነኛውም ብትግራዋይነቱ ዝሕበን like ወቂጥኩም ሕለፉ አይክፎሎን ካብዚ ሕማቅ ሕማም ደማ ማርያም ፅዮን ትሓልወና ።
ጽቡቅቲ ፊልም ያ ሞ ኣብ ሰሙን 2 ግበርልና በጃኩምምም
እዛ መሬት ደስ ክትብል አሰይ ትግራዋይነት ክቡር መንነት ❤🇻🇳
ኢትዬጲያዊ ነኝ የ አዲስ አባ ልጅ ትግራይ መጥቼ አክሱምን ፂሆንን ባለማዬቴ ቆጨኝ ke London ስመለስ አያታለው ብዬ ተስፋ አለኝ ደሞም አያታለሁ ፂሆንዬን
Enkae dhan metskum shikorat be hanqiwta yetsbeya nere neza film ❤💛❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳
Esiky beby zelenyew entsely ahwtey
እንካዕ ብሰላም መጻኩም ደቂ ቅድስ ያሬድ እስኪ ኣጽቢቅኩም ተርኩልና ታሪክናን መንነትናን ደቂ ቅድስቲ መሬየት 🙏🙏
እንታይ ድኣ ሎሚ 158 ሰባት ቀዲምኩምኒ ኣብዛ ቻናል ዲኹም ሓዲርኩምእዛ መሬት ድማ መምጽኢኹም ንገሩና
🤗❤️❤️❤️💛💛 Tigray Adeyy ✊
Bitami xibiqiti Film deqi tiegray hawikum Eritreawi
like eski gchewni bsm tigray kuhulo ❤we love this movie continue our heroes!
ንሓድሽ ወለዶ ተሪኽና ንፈልጠሉ እዩ ብሃንቀውታ እየ ዝፅበየኩም እኮ
ዋውውውው ሕጅ ግርም ግርማ እንኳዕ ብሰላም መፀእኹም ደቂ ዓደይ ሙቅራት ካብዚ ወርዱ ዘሎ ማርያም አክሱም ታሓልወና ታሓልዉኹን ኩላትና ተጋሩን ኤርትራውያን ❤❤❤❤❤❤
Ajokum Yehwatna Tegaru Segen shukor kea Btami ye zfetweki.
በይዛልኹም ዲስላይክ ኣይትግበሩ ንምኻኑ እዙይ ፊልሚ እንታይ እዩ ጎዲልዎ ተተብሃልኩ መልሲ ኣለኩም ዶ ወይ ዘይምፍላጥ ችግር
ትግርኛ ኣይሰምዑን ማለት እዩ
ሓሰድ!!
*ብትግራዊነትኩም እትኮርዑን እትሕበንን ኣብዚኣ like ሃቡኒ*
ብደምቢ እምበር
💪💪💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️አነለ ይሕበን
Ane aleku
An alku deki Tigray marey
Aleku 👐
ተጋሩ ኣበይ ኣሎና
ብትግራዊነትና ንተሓበን
ኣሎና ዘሓፍተይ ሓቦኛ
ኣብዚኣ
ኣብታ ናይ ቐደመና ኣለና
🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
😘😘😘😘😘
እዛ ናይ ትግራይ ፊልም ብጣዕሚ ፈትየያ ኣለኩ፡ ሓውኩም ኤርትራዊ።
ዝያዳይ ናትና ናይ ትግራይ ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ ኤርትራ እውን እዩ እዚ ናይ ኩለና ታሪክ እዩ
@@አቤጓልትግራይአድናቂትቶማ እወ ጽብቅቲ ሓፍተይ ናይ ኩልና ታሪክ ኢዩ።
ብሓቂ ግን ናይ ኩላትና ተርክ እዩ ዝፍላሊ የብልናን
መዓረይ ናይ ኩለና ታሪክ ዩ
@@አቤጓልትግራይአድናቂትቶማ tim bel hasawit nehna tigaru nay balena tarek alena eritreaeyan nay balom tarek alewom
like እስከ ሃብዎም ደስ ክትብለካ እዛ ፊልም
Wow
ኣብ ክንዲ ኣግኣዝያን ❗ሓበሻ ❗ ብርዕኻ ትሰበር ንሕነ ከመ ኣበዊነ ተጋሩ ኩሉ ቅርስና ካብ ጀርመን ክንመልሶ ኢና።ሓውኹምየ ሰሜን ትግራይ
ፍልይቲ ፊልም ኢያ ብሓቂ
ተዛረብቲ ትግርኛ ኣበይ ኣልኩም ሃየ ንዑ ካባና ዘድሊ ሓገዝ ንሃቦም
አለና ሰበይ
Woww
እዛ ቅዱሳን ትብሃል ተዋሳኢት ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቃ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ናይ ኣምሓርኛ ፊልም ክሪኣ እንከለኩ ኣምሓረይቲ ትመስለኒ ኔራ ሕጂ ግን ብትግርኛ ቋንቋኣ ክትሰርሕ ብምክኣላ ብጣዕሚ ኢዩ ዘኹርዕ እቶም ካልኦት ተጋሩ እውን ኣሰራ ክስዕቡ ኣለዎም።
እወ ፅብቅ ኣለካ ሰገን ትብሃል ትግራወይቲ እያ ኣምሓርኛ ብዙሕ ፊልሚ ኣለዋ ልልሳ ልሊ ሰላም ተስፈይ ፍርያት የማነ ኣብ ኣምሓረኛ ፊልሚ እየን ዝነጥፋ ሀዚ ድማ ኣብ ዓደን ትግራይ ክሰርሓ ተስፋ ንገብር ዝሮ ዝሮ ብዝሃብካና ሪኢቶ ብልቢ ኢና ነመስግን ትግርኛ ይንገሰልና ኣምላክ ድማ ሕማም ኮረና የርሕቀልና ወዲ ኢረ ሓዉና❤❤❤❤
ያ ፅቡቕ ኣለኻ።ክገርመካ ቡዙሕ ትግራዎት ኣብ ኣዲስኣበባ ኮይኖም ኣምሓርኛ እዮም ዝዋስኡ
@@ማዓዛኣዲኣፈታዊት እወ ፆብቅ ኣለክን ኣሕዋተይ አነ እየ ስም ኣጋግየ ብሽም እግዛቤሄር የቅሬታ ተጋጌየ ፂሒፈ ሰገን ኢለ ደጊመ የቅርታ
@@ሂወትደስታጓልትግራይ ፀገም የብሉን ምቅርተይ ዘይምርድዳእ እዩ
❤❤❤❤❤❤🇪🇹🇪🇷❤❤❤❤❤❤
ኣነ ኤርትራዊ እየ ብዙሕ ፍሊሚታት የካታትል እየ ።ናይ ትግራይ እዛ ሜሬት ን፡ምጻዌድያ ን፡ዝባሃላ ፊሊም ብጣዓሚ እየን፡ዝምስጣኒ ስለዚ ጽልዎ ጽቡቅ፡ጽጉምቲ እዩ።
tanxs bro
Tanx bro mexawedya tefia enber mara eye zfetwa neyre ❤
ጽልዎ፣ጽጉምቲ👈 እንታይ ማለት እዩ ክቡረይ
እዛ መሬት ኣክስም ደስ ዝብል ሃገር ኣምላክ ስደትና የሕፅረልና ብሰላም ዓድና ይምለሰና ብዓይንና ክንሪኦ ይግበረልና
Amen Amen Amen
አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ዝሓፍተይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝብል ታዓደሉ ኣሕዋተይ
amen amen amen
ደቂ ቶም ባዕሎም ፊደል ቐረፅቲ
ደቂ ቶም ሒሳብ ቀመርቲ
ደቂ ቶም ሓወልቲ ካበ ከውሒ ሰራሕቲ
ተጋሩ እወ ናይ ዓለም ተጣበብቲ
ናይ መጀመርታ ጀመርቲ ጥበብ ባሕቲ
እንኳን ደህና መጣችሁ ትግርኛ አልችልም ግን ባህሉ ሁሉ ነገር ይመቼኛል❤❤❤❤❤👈
በአማርኛ ጽሑፍ አለው ማር
😘😘
@@mahderbrhane9117 አውቃለሁ ግን አመሰግናለሁ
ትግራወይ ኣበይ ኣለኻ ናዓ መንነትካ ፍለጥ።ኩልኻ ትግራዋይ ክትሪኦን ክትፈልጦን ዝግባእ ታሪኽ ዝሓዘለ ፊልም'ዩ።ኣጆኻ ህዝበይ ኮራዕኹልካ ለለ 😘😍❣️❣️
ተጋሩ ኣምላክ ዘመንኩም ይባርኮ ካብቲ ቫይረስ ኮሮና ይሓልወና እቲ ልዕል ፈጣሪ ትግራይ ክብርተና መተካእታ ዘይብልኪ ንስኪ እኪ♥
ዛ ድራማ ካብ ትጅመር ደስታይ ሓጎሰይ መግለፂ ስኢነሉ
ብሓቂ ዋላ ኣነ መንነተይ ኣሰይይይይ ሰሱኑለይ
ትግርኛ መማር እፈልጋለሁ ይሄ ድራማ ጠቅሞኛል Thank you for Amharic subtitles.
እዛ መሬት እንኳዕ ደሓን መፃኹም ክብለኩም እሞ ኮሜንት ሪኤ ክፅሕፍ
እንኳዕ ብደሓን መፃእኹም ደቂ ማርያም ፅዮን
ከም ቀደምና ክንስሕቕን ቀሲና ክንነብርን ማርያም ፅዮን ኣደይ ባዕልኺ እዚ ሕማም ብዝመፆ ኣጥፍእልና 🙏
ሩሑስ ባሕቲ ቀዳዊናትና ባሕቲ ይግበረልና ደቂ ዓደይ መዓረይ
ፈተውቲ እዛ መሬት 👍
ኣታ ታይ ዓይነት ወርቂ ዝኮነ ሃገር እያ እዛ ትግራይ ክንድዙይ መንነት ኣለዋ ኣሰይይይ
ታሪኽ ኣክሱም ተጨሊፉ እምበር ኣይተቀድሐን
ጎበዛት ተወሳእቲ በርትዑልና ደረስቲ
ሰላም ሰላም እንካዓ ዳሓን መፃአኩም ደቅ ሓላላት ሰለም ንህዝቢ ትግራይ
Amen Amen Amen
እንኮዕ ብሰላም መፃኩም ባሃንቆውታ ክንፅበየኩም ፀኒሒና ፈጣረሐ ካብዚ ሕማቅ ሕማም የድሕነና ረሕዋተይ
በሉ ደቂ ተጋሩ እትው እትው እንበል እዛ መሬት መፅኣትልና ሰናይ ግዜ ይነልና ይኹነልኹም እቲ ሕማም ኮረና ውን ፈጣርና የጥፈአልና
አመን
አሜን
ዓድናን ታሪኽናን ንክንፈልጥ አዚያ ትጠቅም ብልፅቲ ተዋስኦ!👌👏📝🙌
እውይ ደቅይ ዓበይትይ እንካዓ ብዳሕና መፃኽም እናተፀብኽክም ነይረ ብልፃት ደቅይ ትግራይ
ትግራይ ዓደይ ሬመይ ካብ በራርን ናጣርን ካብ ኮሮና ባዕላ መርያም ፆን ፅላላ ተሕደረልኪ ዓደይ ክብረተይ ናፉቆተይ
ዒፈየ ተላኣክንንዶ ናበየ ናብ ትግራይ ዓደይ❤💛❤
እዋይ ናይ ሕማመይ መፅኩምዶ ፀሓይ ገፆም
ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ አሜን አሜን አሜን♥♥♥ መሳጭ የሆነ ድራማ Thank you!♥♥♥
ዌል ሓባይብ አንኮዕ ብሰላም መፃአኩም💝💜👍👍👍👈ደቂ ታ ሓላል መሬት 💋💞👍👈💪💪👈
ሓበን ህዝቢ ትግራይ ።ናይ ህዝቢ ትግራይ መንነት ዝገልፅ ፊልም ዝተሰርሐ ይመስለኒ
ካብዚ ሕማቅ ኮሮና ቫይርስ ኣምላክ ባዕሉ ምሕረት ይላእክልና ። ይገርም እዩ ከኣ ዋላ ሓደ ስብ ከይቀደምኒ ዘይሎሚ ሂብ ኣይፈልጠን ብጃኩም ስለ ባሕቲ ላይክ ሃብኒ
አሜንን
የድንግል ማርያም ልጅ ነኝ አሜን
Des behali eyu gn tigrigna knetsri enabelkum tgrigna mzrab zeytkel aetikuma nsegen peante
Amennnnn3
Amen amen amen
ነዛ ፊልሚ ትካታተሉ ድንግል ማርያም ምሰ ወዲ ተሓልኩም ኣሕዋተይ🙏🙏🙏
ኣሜን
Amen mearey
ኣሜንንኩላትናይሓልዉናመዓረይ
አሜን
ኣሜን (፫)
ኦ አምላኽ ፈውሰ ምሕረቱ አውርደልና !🙏♥️🌏
ቅድሳን ብጣዕሚ ንፍዕትን ተባዕን እኺ ብጣዕሚ ክዓ የድንቐኪ እዚ ዝመስል ድርሰት ጽሒፍካ ንክስራሕ ምምናይ ንባዕሉ ትብዓት ዘድልዮ ይመስለኒ ብዝኾነ ብጣዕሚ ጽብቑን ሕልሚ ብዙሓት ዝኾነ ስነ ጥበብ ትግራይ ናይ ምዕባይን ታሪካ ከምዚ ብስነ ጥበብ ንዓለም ምልላይን ዘግህድ ጅማሮ ስለ ዝኾነ ንኹሉ አብዚ ኩሩ ዘተሳተፉን ከምኡውን ዘሓገዙን ምስጋና ይግብኦም።
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ካብዚ ሕማቅ ሕማም መፂእና ዘሎ እ/ር ምሕረት ይልአኸልና አሜን አሜን አሜን
አሜን
ትግራይ ዓደይ ዓድዞም ሊቃዉንቲ
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ካብዚ ወሪዱ ዘሎ ሕማም ኣምላክ የጥፈኣልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
ፍትዉትው እየ ዘብለኩም
ክፅበ እንዱየ ፀኒሔ እንኳዕ ዳሐን መፃኩም ፅቡቃተይ ዕድመን ጥዕናን ካአ ንኩላትና ቡሩካተይ
ፍልይቲ ፊልም ኢያ ብሓቂ
መንነታዊ ፊልሚ
እንካዕ ብስላም መፀኩም ደቂ ትግራይ ማዓራት
ደቂ ዓደይ መዓረይ እንኮዕ ደሓን መጾኩም ኣምላክ ካብዚ ሕማቅ ሕማም ይምሓርኩም 🙏🙏🙏
ከብዚ ሕማም አምላክ ባዕሉ ምሕረት ይለእክና ደቂ ትግራይ ብጣዕሚ ፅብቅ ስራሕ ታርክና ንምፍለጣ
እንኻዕ ደሃን መፃኩም ደቂታ ሃላል መሬት ፈጣሪ ይሃሊኩም
እዛ ፈሊሚ ክርኢ ከለኩስ ቤተክርስትያን ዘለኩ ኮይኑ ይስመዕን ዕደመን ጥዕናይ ልደቅዓደይ
ዋላ ኣነ ዝያዳይ❤❤❤
እንዃዕ ድሓን መጻኩም ክቡራት ደቂ ክብርቲ ቅድስቲ መሬት ፈጣሪ ኣቦይ ንዓድናን ህዝብናን ካብ ሕማቅ ነገር ሓልወና ማሪያም ኣክሱም ምሳኹም ትኩን ብሩኻት🙏🙏🙏💕💕 ቅድሳን ታደስ ደራሲት 1000 ዓመት ንበሪ ዋዕሮ 💋💗
ደቂ ትግራይ ሓላላት ብጣዕሚ ደስ ትብል ቀፅልወ
ዕፈየ ተላኣክለይዶ ናበየይ ይ ናብ ትግራይ ዓደየይ ዒፈየ ብረሪ ብረሪ ንኣየያ ማዓረይ ንገሪ ወድካ መፂኡ ኣሎ በሊ ጥዑም ብስራት ንገሪ😭😰♥
ኣያዋይ ኣንቢዕኒ ኮ😭♥
ኣጆካ ሓዎይ ናተይ ኣምላክ ከራክበና እዩ😥❤❤❤❤
ሰላም ሰላም እንካዕ ብደሓን መጻኹም ደቂ ሓላል መሬት ሰላም ጥዕና ኣብ ዘለኽምዎ ይምንየልኩም ወገናተይይ
እሰይ ምቅራት ደቂ ዓባይ ሃገር እኩፅዮን ካብዝ ኩፍእ ሕማም ትስውረልና ብሰላም ከምዝውዕለ ብሰላም ይሕደራና ፈጣሪ ሰላም ፍቅሪ ንኩሉ ዓለም ይግበረልና ኣሜን
እንኳዕ ብሰላም መፃአኩም ደቂ ሓላል መሬት
ዋውው ገለ ዓይነት ስራሕ ደቅ ዓደይ ሽኮሪ ቀፅሉሉ
ሰላም ከመይ ቀኒኩም እኳዕ ብድሐን መፀኩም ብሀቀውታ ይፅበየኩም አሕዋት አሰይ
ዓባይ ትግራይ ዳግም #ብደቃ ክገሃድ እዩ
አነ ዝከአለኒ ንዓደይ ክደክም እየ ንስኩም ከ #like ጠውቁለይ ከዓ👌
ደስባሃሊ
ኣነለ ።
ዋላ አነ 👍👍👍👍👍💔💔💔💔💒💒💒💒
Kulatina
እንኻዕ ደሓን መፃእኩም ደቂ ትግራይ ሽኮራት ኣምላክ ከዓ ከብዚ መፂኡ ዘሎ ሕማም ይምሓረና
ዋው ኣዝያ ቀልብካ ትስሕብ ፊልሚ ኣጀኩም ቀጽልዎ ትግራይ ጎሮቤተይ ካብ ሕማም ኮሮና ማርያም ትሓልኩም ።
ኣሜን ንኩላትና❤❤❤
እንቃዕ ብሰላም መፃኩም💖💖💖💖💖💔💔💔💔💔💓💓💓💓💓💘💘💘💘👈
ናብ መበቆልናን መንነትናን ንመለስ ክቡራት ተጋሩ ኣሕዋተይ እዚ ኩሉ ዓመት ኣብ ኢትዮጵያዊነት ኮለል ኢልና ታይ ረኪብና ኢና
እንካዕ ብድሓን መፃኩም ካብዚ ወርድና ዘሎ ሕማም ኮሮና እምላክ ምሕረቱ ይዉርደና እሜን
Amen amen amen
እዛክራር ከብደይ እምበር በሊዓትኒ ፈጣሪ ኮረና ካብ ምድረ ገፅ የጥፈአልና እስከ ኣሜን በሉ
አሜን አሜን አሜን ማር
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏👏👏
አሜንተጋሩ ንዓይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እሰይ ኣንታ ክንደይ ደስስስ ይብለካ እቲ #ታሪኽና ብጣዓሚ ዝገርም ፣ኩሉ ግዜ ሃገርና ሰላምን ፍቅርን ይዓድለና እግዚአብሔር ንዓለም ኩሉ ምሕረቱ ቸርነቱ የብዘሐና አሜን
እንኻዕ ዳሓን መፃኩም ትግራይና
እንኳዕ ብዳሕና መፅእኩም ደቂ ዓደይ ሽኮረናታት ካብ ሕማም ኮሮና እግዛአብሔር ይሓሊዋና
እኳዕ ብሰላም መፃኹም ደቂ ፅዮን ፈጣሪ ካብዚ ድምፂ ዘይብሉ ኲናት ሕማም ኮሮና ልኡለ ባህሪ ሃያለ ስልጣ ብቸርነቱ ምሕረት ይልኣኸልና ኣሕዋት
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
ቸርነቱ ትግርኛ ድዩ
*ኣብ ሰሙን ክልተ ጊዜ ትለቐቐልና ትብሉ እስኪ ኢድኩም ንላዕሊ ወይ ካኣ ብ ላይክ ኣርእዩኒ።ሰሙን ሙሉእ መን እዩ ክፅበዮ እስኪ ናይ ሰሙን ሰብ ይበለና*
ያ
ሰሙን ሓሊፉ
ናፊቕናያ
@@ወልደሩፋኤልወልደኪዳን *fetinaya gdi felitomsi aderieomna eko 🤔*
እንካዕ ብዳሓን መፃኩም ደቂ ዓደይ ካብዚ ሕማቅ ሕማም ኣምላክ ይምሓረና።
ኣስይ ደቂ ሓለል መሬት እሲ ብትግራዋይነቱ ዝኮርዕ ላክ ይበለኒ
😘😘😘😘😘
ስላም ተካታተልት ናይዝ ፈልም ላይክ ሼየር ሳብስካራይብ ንሓግዞም ካብእ ክዓ ማርይም ኣኽስም ምስ ወዲ ትሓልወና ምሕረታ ትላኣከልና ኣሜን ንብለ ካብዝ ኮሮና ዝብሃል ፈጣር ዬሓልወና
ኣይዞኩምቀፅሉ
Aseyyy enka beshlam metskum berktuy ❤❤❤
ብሰላም ብጥዕና ሓልዩ ናይ ሶሙን ሰብ ይበለና ጎይታ!!🙏♥️
ብምሒር ታሕጓ ናይዛ ድራማ እንከይ ረኣክዋ ኮመንት ይጽሕፍ ኣለኩ፡
ተቀዲሑ ዘይውዳእ ታርኽ እዩ ዘለና ኣጆኹም ደቀ ትግራይ ማዓረይ ቆፅለዎ ብጣዕሚ ፅቡቅ ፅፉፍን ስረሕ ሶ ሰሰናዩ ናዓኹም ።
ብሓቂ ኣይተጋገካን/ክን
@@3gadwa915 ጋልየ ጋል ዓደይ ማዓረይ
@@ወይኖይዓለመይ ሰበይ
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ክሕሎ ኮሪዐልኩም ቀፅልሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ኣብ ሓቂ ልተመርኮሰ
እንኳዕ ሰላም መፃእኹም
በዛክም ብትግርኛና ትኮርዑ ላይክ ጥውቅ ኣብልኒ
❤❤❤
ኣክሱም ፅዮን ባዕላ ትሓልወና እዚ ኮረና ዝበሃል የጥፈአልና
እሰይ ደቂ ዓደይ ተባረኩ መሳጢት ድራማ ታሪክና ከምኡ ገይርኩም አፍልጥዎ
ኣክሱመይ ሪመይ መቦቆለይ😘
*ትግራዎትሲ ኢድኩም ዳኣ ትሰበር ኣብ እንዳማትኩም ተሰኽቲትኩም እንዳዋዓልኩም ኣብ ናትኩም ዓይንኹም ዝሽፍነኩም እንታይ እዩ።እስኪ ላይክ ግበሩ ኢድኩም ዳኣ ይሰበር እምበር ከምኡ ድማ ናብ የዕርኹቱኹም ሼር ግበርዋ*
ኣትፃሪፊ እሞ ምቅርተይ ንእሕዋትና ባዕልና ተዘይ እክቢሪናም ካልእ ኣይክብሮምን ግን ኣነ ተጋሩዋይ ማራ እየ ዝፍትወኩም ።
እዋይማዓረይ እንታይዘፃርፍ ኣለኪ ዳሓንብዘይፍላጥእዩ
Ati smi nski eki tgraweyti zeykonki entay da hateftef elki afka krmzehsreka aytresi nski llimanm aytfetwyan tgray .gele zneakums kthrfu elkum thrffu efffff
ማኣዚየ ፀርፊ ሕማቅ
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍ሺሕ ላይክ ገይረ አለኹ ምቅርቲ ፍጥረት ግን እታ ፀርፊ ግን አይፋሉን 💒💒💒💒💒
እዛ መሬት የቀንየልና ዘይንፈልጦ ታሪክና ክትፍልጡና ትፅዕሩ ኣለኩም ኣምላክ ይሓግዝኩም
አንቃዕ ዳሓን መፃአኩም ደቂ ትግራይ ብሌን ዓይነይ
እንኮዕ ደሓን መፅእኩም ደቃ ትግራይ ሽኮራንታት
ዎው ድቄ ዓድይ ምዓርይ ቅፅልሎ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
እስቲ ከማይ ብሃንቀዉታ ዝፅበይ መን አሎ
መአዝ መዓልት ይልቀቅ
ደንጉያ
ምስ መዳም ክጓየ እባ ቀዲምኩምኒ ፉትዋት በሉ ሰከ ኣኣብ ዘለኩምዎ ፈጣሪ ይሓልኩም ይሓልወና ኮረና ፈጣሪ ይሰውረልና እንዳበልኩ ላይክ ተሓባበሩኒ እስከ
ክክክክክክክክክክ ኣሜን ምስ ሳሓቁ
@@Mm-hy3fk መሓዛይ ህቅቅቅ
Amen
ማዓረይ ተሌፎንኪ ስደድለይ
*ብቐዳምነት ንመበገሲ ሓሳብን ደራሲትን ኣመስጉኑለይ።ብምቕፃል እዚ ፈረንጂ(ማዓሾ) ጉድ ክገብሮም እዩ ዝመስል እዚ ሌባ።ንተዋስኡኡ ግን ከየድነቕኩ ክሓልፍ ኣይደልን።እዚ ወዲ ካኣ ኣብኡ ከይረኸቦም ገለ ከይኾኑ ፈሪሐ ኣለኹ።እዞም ቀሺ ከምነገርዎም ዝዘከርዎ ይመስሉ።ብዝኾነ ናይ ሕጂ ክፋል ሪአ እውን ክምለስ እየ። ላይክ ኣይተውሕዱ*
እስቲ ብትግራይናን በታሪክናን ዝኮርዕን ዝሕበንን👍 l love you ❤️ ትግራይና🇻🇳🇻🇳🇻🇳
መርሃባ ደቂ ትግራይ ጀጋኑ ደቂ ዛ ሓላል መሬት ዋውውውው አነ ካብዛ ረሳሕ ስደት ናብዛ ሕላል አደይ ተመሊሰ ምዞም ሙቁራት ተዋሳእቲ ክሳተፍ ተስፋ ይገብር ሰገነይ ጅግና ቀፅልሉ እንብዓል ሰላም ተስፋይ ንዕነ ታሪክ ዓድክን አምህራ አሰር ወልድክን ተከተላ ለማነኛውም ብትግራዋይነቱ ዝሕበን like ወቂጥኩም ሕለፉ አይክፎሎን ካብዚ ሕማቅ ሕማም ደማ ማርያም ፅዮን ትሓልወና ።
ጽቡቅቲ ፊልም ያ ሞ ኣብ ሰሙን 2 ግበርልና በጃኩምምም
እዛ መሬት ደስ ክትብል አሰይ ትግራዋይነት ክቡር መንነት ❤🇻🇳
ኢትዬጲያዊ ነኝ የ አዲስ አባ ልጅ ትግራይ መጥቼ አክሱምን ፂሆንን ባለማዬቴ ቆጨኝ ke London ስመለስ አያታለው ብዬ ተስፋ አለኝ ደሞም አያታለሁ ፂሆንዬን
Enkae dhan metskum shikorat be hanqiwta yetsbeya nere neza film ❤💛❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳
Esiky beby zelenyew entsely ahwtey
እንካዕ ብሰላም መጻኩም ደቂ ቅድስ ያሬድ
እስኪ ኣጽቢቅኩም ተርኩልና ታሪክናን መንነትናን ደቂ ቅድስቲ መሬየት 🙏🙏
እንታይ ድኣ ሎሚ 158 ሰባት ቀዲምኩምኒ
ኣብዛ ቻናል ዲኹም ሓዲርኩም
እዛ መሬት ድማ መምጽኢኹም ንገሩና
🤗❤️❤️❤️💛💛 Tigray Adeyy ✊
Bitami xibiqiti Film deqi tiegray hawikum Eritreawi
like eski gchewni bsm tigray kuhulo ❤we love this movie continue our heroes!
ንሓድሽ ወለዶ ተሪኽና ንፈልጠሉ እዩ ብሃንቀውታ እየ ዝፅበየኩም እኮ
ዋውውውው ሕጅ ግርም ግርማ እንኳዕ ብሰላም መፀእኹም ደቂ ዓደይ ሙቅራት ካብዚ ወርዱ ዘሎ ማርያም አክሱም ታሓልወና ታሓልዉኹን ኩላትና ተጋሩን ኤርትራውያን ❤❤❤❤❤❤
Ajokum Yehwatna Tegaru
Segen shukor kea Btami ye zfetweki.