እንታይ ይበሃል ኣሎ ሕቶታት ህዝቢ?

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 4 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 333

  • @yhrahdesta7577
    @yhrahdesta7577 3 місяці тому +1

    ኣየ ህግደፍ ኩሉ ኤረትራዊ ኣበይ አሞ ኩሉ ደሳሌ አንተ ዝኸውን

  • @afeworkieritrea3137
    @afeworkieritrea3137 3 місяці тому +1

    በጃ ሐማሴን ዕልው በል ; ወድዛ መቦቆል ደይብሉ::

  • @AAGTOSS
    @AAGTOSS 3 місяці тому +8

    እዞም ሓማሴን ሓማሴን እንዳበሉ ጽልኣቶም ዝገልጹ እኮ ጸገሞም ናይ ርእሰ-ምትሓት እዩ።
    ነቲ ኣልዒልካ ትርእዮ ኢኻ ትጸልኦ። ንሓማሴን ከም ልዕሊኦም ጌሮም ስለዝርእዩዋ እዩ እቲ ጸገም።

    • @dsegtjioojgvvfv
      @dsegtjioojgvvfv 3 місяці тому +1

      እሞ ሓማሴንከ ዓጋመ ተጋሩ ዓጋመ ጉዛይ ትብሉ ዘለኹም 33 ዓመትከ እንታይ ንብለኩም😮😂😅

    • @AAGTOSS
      @AAGTOSS 3 місяці тому +1

      @@dsegtjioojgvvfv መን ምስዘከሮም እዩ፧ "ትግራይ ትዕወት"ኣይብሉ፡ ገንዘብ ብምውጻእ ንዓጋመ ኣይክድሙ፡ ተጋሩ ኢና ኣይብሉ። ኣብ ኤርትራዊ ክብርታቶም ዝጸንዑ፡ ሰብ ናብኦም (ናብ ኣስመራ) ተሰዲዱ ይመጾም እንበር፡ ናብ ካልእ ተሰዲዶም ኣይከዱ። ካልኦት ሲ እንበር፡ ዓዲ ምሉእ እዮም ዝኸድዑ። እሞ ኸኣስ ክድዓት ናብ ዓጋመ። kkkkkkkk

    • @seyoumhaile3086
      @seyoumhaile3086 3 місяці тому

      Idiot!
      Long live 🇪🇷 💙

  • @BiniamTeklemariam1
    @BiniamTeklemariam1 4 місяці тому +8

    ሓማሴን ኣይኮንኩን ግን እቶም በዚኦም ትምርሑ ኢዩ ዝገርመኒ ጽደፍ ተበሉኻስ ትጸድፍ

  • @NegasiWelday-hx3fp
    @NegasiWelday-hx3fp 4 місяці тому +1

    ሻዕብያ ሃገር ኣጽንቶም ዘይነበረ ረሳሕ ባርነት ኣምጽዮም

  • @joehatu7130
    @joehatu7130 4 місяці тому +6

    Desu arkyeee you are 10000% correct.. people may not understand you because, they are not equipped with any knowledge ❤❤❤

  • @suleimansafi2547
    @suleimansafi2547 3 місяці тому +1

    ስለምንታይ እዮም ትግራዎት በጃ ሓቂ. ኩሉ ነገራት ካብ ኤርትራ ዝቐድሕዎ . ስለምንታይ እዮም ትግራዎት ኩሉ ግዜ ከባቢኦም ክምዕብሉ ዘይፈትዉ. ስለምንታይ. እዮም ትግራዎት ክፍአቶም ዘይፈልጡ . ስለምንታይ እዮም ትግራዎት ኩሉ ግዜ ከደምቲ ጻዕዱ ክኾኑ ዝመርጹ
    ዘገርም ሕብረተስብ

  • @KinfeWeldegeorgis-mt4uo
    @KinfeWeldegeorgis-mt4uo 4 місяці тому +7

    እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መሬት ትግራይ ህዝቢ ዘህለቐ ውግእ ዳኣ ንምንታይ ዘይተንከፍካዮ ደሳለ በረኸት?

  • @asmarah3174
    @asmarah3174 4 місяці тому +7

    ስደት ብኤርትራዊ ድዩ ተጀሚሩ?
    ኣብ ዕድሜኻ ዘበርከትካዮ ነዚ መንእሰይ ኣብ
    ስደት ዘሎ እንታይ ኣሎ? ተሰዲድካ ዝወሰድካዮ ትምህርቲ እንታይ ኣሎ? ንዞም
    መንእሰይ መሳኪን ንክመሃሩን ክህብትሙን
    ጎስጓስ ጌርካሎምዶ ትፈልጥ? በየነ መራሒ
    ክከዉ እዩ ባህጉ እሞ ንኣኻከ ቦታ ይህበኒዩ ኢልካ ትሓስብዶ ውላስ ኣብዚኣ ኢኻ ትውድኣ
    ዕድሜካ? ኣብ ቃልሲ ክትቕተልን ክትቀትልን
    ባህርያዊዩ፡ ንዞም ኣብ ዲሞክራሲ ኣለዎ ዝበሃል ሸሓኒኹም ቀሪቡ ከብድኹም ዝመልኣልኩም ዘሎ ሃገር ብሓጺንን እምንን
    ንሓለውቲ ሃገሮምን መኽበርቲ ህዝቦም ዝሕልዉ ፖሊስን ኤርትራውያንን ትሃርሙን
    ትቐትሉንሲ እቲ ኣብ ዓዲ ዘሎ ሃገራዊ ኤርትራዊ መንነት ዘለዎ ህዝቢ ይቕበለና
    ኢልካ ትሓስብዶ? ተዘይደለየኩምከ ወያነ
    ንቕድሚት ኣሰሊፍኩም ዲኩም ከተጽንትዎ?
    እንታይ ደኣ ተጋሩ ኢና ክትብሉ ንስኹም፡ ተጋሩ
    ድማ ንሃገርኩም ዘይኮንኩም፡ንስድራኩም ዘይዓንገልኩም ኣይንደሌኩምን ክብሉ
    ኣረባራብ ኮይኑሞ ትሓፍሩዶ ቁሩብ? በዚ ምሃብ ኢድኩም፡ማለት ኢድ ምንሳእኩም ቅጭ መጺዎም ተጋሩ ንዕቕ ፍንፍን ጽልእ
    ኣቢለሙኩም እሞ እንታይ ኮን ትብል ትከዉን? መልስካ ዋላ ጋዜጣ ምሉእ ይኩን ከንብቦ ይጽበ።

  • @Apollo-vq3no
    @Apollo-vq3no 4 місяці тому +1

    ኤንታ ወዲ ኾማሪት ድቃላ ንስኻ አቦኻ አይትፈልጥ አዴኻ አይትፈልጥ ወዲ ሳዓት ሕላፍ አምሰሉ ንስኻ ስልጣን ኢንተሒዝኻ ኻብ ኢሰያስ ትኸፍኢ አንታ ኹሩኹር በላዒ ውዳቅ ለማኒ

  • @maekelestifanos2406
    @maekelestifanos2406 4 місяці тому +3

    ደሳለ ደንቆሮ ምናልባት ገለ ሰሪቁ ኢዮ መጽኡ። ደሳለ እድሪባ ትባሃል ዓዲ ኢዮ ተወልዱ ወዲ እድርባ ወረዳ ዓላበሪዕድ።ሐው ንደሳለ አቦ መንበር ናይ ዞባ ዓንሰባ ሃማማተኤ ኢዮ።

  • @lemlemhaile3120
    @lemlemhaile3120 4 місяці тому +5

    Desale I really admire you.Amazing young man we always appreciate your service. May god bless you.

    • @Rimmdr
      @Rimmdr 4 місяці тому

      🔪🔪🔪🔪🔪🔪🔪

  • @gorginobere921
    @gorginobere921 4 місяці тому +4

    ናይ ክፉእ መመህር ገጽካ ትርሓቅ ፎእ

  • @Roots_11
    @Roots_11 3 місяці тому +1

    ኣየ ደሳለኝ በረኽት ተዛሪብካ ሜትካ ። እሞ ሱቕ በል ኖርዎይካ ሒዝካ ቀሽም

  • @Tekiea
    @Tekiea 3 місяці тому

    ደስበለ ፕሮፖጋንድስቲ ዘይኮንካስ ከዳዕ ጠላሚ ዝበልዓሉ ጻሕሊ ዝሰብር ፈታው ነብሱ ሃገራውነት ዘይብሉ ኣብ ቤ/ትምህርቲ ሰውራ ዝዓበየ ከምዚ ከማኻ ኣይኮነን ኣብ ሻዕብያ ዝዓበየ ልዕሊ ነብሱ ሃገር ኢዩ ዘፍቅር ምእንትኣ ከኣ ሓሊፍ።ክምዚ ከማኻ ከዳዕ ኣይኮነን ኣንታ ልኡኽ ወያነ ።long life for Eplf.እቲ ከልቢ ከምዚ ከማኻ ይነብሕ እቲ ገመልና ከኣ ጉዕዝኡ ይቕጽል።

  • @EmanuelSolomon-k2d
    @EmanuelSolomon-k2d 4 місяці тому +9

    ዛውለታይ ባኮ ከማካ ሙሁርየ ዝብል ዶንቆሮ ሪኤ ኣይፈልጥን የ😢😢😢😢

  • @okubaybeyene6231
    @okubaybeyene6231 4 місяці тому +15

    ሳሚኤል ብዕራይ ሰብ እየ ኢልካስ ደንቆሮ ሓርኢ ንጉሆ ሰብ ተወዲኡ ምስ ሳሚ ተሰሪዕና ጉሓፍ ተሓባእ ዓንዛር

    • @dudeh7871
      @dudeh7871 4 місяці тому +1

      Anta qndaff kelbi Malelit Amnzra hareee da eska Ember MOUSHMMOSH sheani wedi Zom shineti Tplf da ENTY CKQSHHOO Tewagru EMBER wedi zom Amnzra WEGROO Malelit

    • @okubaybeyene6231
      @okubaybeyene6231 4 місяці тому

      @@dudeh7871 kid jelfaf asker talin bhadera kem adgi ab zkedkayo tmewut dea entay ktzareb eka guhaf

    • @teklitgebreweld8821
      @teklitgebreweld8821 4 місяці тому +1

      Smiel aradom jignayu kemiuwn xruy eirtrawi eyu kemaka kondaf aykonen

    • @eriblood803
      @eriblood803 3 місяці тому

      ​@@okubaybeyene6231 😅😅😅 aye midre fara fera cenewuti donkoro haghereseb tewelige...ghena kitsilelu ikum...degalat duhurat duhulat funfunat fitret

    • @okubaybeyene6231
      @okubaybeyene6231 3 місяці тому

      @@eriblood803 kide anjal mhaym

  • @taddessegmichael367
    @taddessegmichael367 4 місяці тому +3

    Denkoro

  • @anthoniemark2494
    @anthoniemark2494 4 місяці тому

    Bitewded Abrha Meakor Nay Haileselasse Amharay ZISEAME. 💋 diyu Tedneko.

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane7301 4 місяці тому +12

    ደሳለ ጉኑፍ ኣቅሚ ስለዝሳነ እዩ ድጻራፍ ኣብ ጋሓፍ ከም ዛኣተወ ረስሓት እዩ ።

    • @BiniYonas
      @BiniYonas 4 місяці тому

      ኣብዚኣ ደሳለ ይጻረፍ ኣሎ ደሳለ ዋላ ምስ ህግደፍ ኖርማል ከዐልል ዝከአል ሃደ ሃሳቢ አሪትራዊ አዩ።

  • @حواءمحمد-ز7ح
    @حواءمحمد-ز7ح 4 місяці тому +1

    ፀልማትመፃኢእዮምተጋሩተዲዾምአምሐሩተስዲዶምአብኤርትራጥራሕእይኮነንደናቁርብአኩምትመፅእፍትሒአይንደልን

  • @ሻሎም123
    @ሻሎም123 4 місяці тому +1

    ከመይ በጃ ሓማሴን ጋሕ በሉ መንካዕ ደቂ መንካዕ

  • @lululove6054
    @lululove6054 4 місяці тому +4

    Desale Bereket Jegna My hero 💯💯💯💯💯💯💯💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙👏💪💯💯💯💯💯💯💯💯

  • @dudeh7871
    @dudeh7871 4 місяці тому +2

    Sami Jegna ambsa❤Eritrea 🇪🇷 forever right or wrong my people of Eritrean and Eritrea Awet Nhafash Ajockom deki halal merit Eritrea forget about Tplf and Tplf supporters are permanently liers shame on you Desale Bereket MOUSHMMOSH SHEYANNI WEDI MALELIT donkroo

  • @tesfomkahsay7743
    @tesfomkahsay7743 4 місяці тому +4

    Desale I like the way you answered the question Mik free you and free man 😊

  • @Samuelmesfun
    @Samuelmesfun 3 місяці тому

    ኡኡኡኡኡኡኡኡኡይይይይይይይይ ኣታ ባኣኩም ድዩ ፍትሒ ክወጽእ ይትረፈና፡

  • @xaka5505
    @xaka5505 4 місяці тому +1

    Kidon lekbat .
    Astewluuu etom natna💙

  • @zemuyhailat2010
    @zemuyhailat2010 4 місяці тому +3

    ከብቲ

  • @dl4055
    @dl4055 3 місяці тому

    Beja hamasye ezr belu,reshat,ab eritrea hamasyen,akoleguzay,seraye zbhal yelen,gn yrdakum ente koynu meret hamasyen nskum ikum kof ilkumo zelekum,reshat methfietkum tmtsae,denaqur

  • @danieltesfa5404
    @danieltesfa5404 4 місяці тому +2

    ክቡር ሐዉ ሃገር መን አምጺእዋ እቶም ዝተጋደሉ መንእሰያት ናበይ ጉሒፍካዬም ምናልባት ከብድካ ዘይኮነ ሐንጎልካ ጠምዩ ከይከዉን ምፍታሽ ከድልየካ ኢዩ።

  • @asfhanasfhan6279
    @asfhanasfhan6279 4 місяці тому

    Desale bereket lekbat hasawi

  • @natnael75
    @natnael75 4 місяці тому +1

    መንእሰይ ተመሃር 💙💙😍

  • @abuahmed9307
    @abuahmed9307 3 місяці тому

    ደሰለ ዓቢይ ጸሊኤ ደለካ እኽ ትመስሊ ብቲ ሳሊሰይ ዓለምጸባ እንደላሐሰ ደዓበየ መሊሐስካ ወዲተ ጐሐፋ እንታይ ትሚዱሩ አይትፈጡን እኸም ለመጨት

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi9808 4 місяці тому +17

    👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎

  • @y.d989
    @y.d989 4 місяці тому +3

    Enataway halayn ashan geltamn eyu ezi ke.kfuen tenkolegna.

  • @TeklesembetTesfagabr-j2w
    @TeklesembetTesfagabr-j2w 4 місяці тому

    ኣታ ጅግና መዳላይ ውረስ

  • @okubaybeyene6231
    @okubaybeyene6231 4 місяці тому +3

    ኣይ ተስፋብርሃን ከኣ ከልቢ ኽሽነ ናይ ተስፋጽን ተማሃራይ ሸንካ ደቅስ ሕልኩስ

  • @ErkoDeriba
    @ErkoDeriba 4 місяці тому

    ትኽክል ሐቂ

  • @TesfitSemere
    @TesfitSemere 3 місяці тому +1

    ካብ ውዱቕ ሰብ ዲኣ እንታይ ክንጽበ ንግ ዜ ኒግደፎ ባዕሉ ሕልንኡ ኪቐትሎ ኢዩ

  • @YemaneTesfazghi
    @YemaneTesfazghi 3 місяці тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @SamsomSami-r4t
    @SamsomSami-r4t 3 місяці тому

    Nza haki resi rexa

  • @alganeshbaire2933
    @alganeshbaire2933 3 місяці тому

    Sdet b'eritrawian aytejemeren, atahasasbakha qeyr

  • @Gl.f
    @Gl.f 4 місяці тому +4

    Desale halay drbay hiwtka zeyqeyrka bzaeba Eritreawnet ktzareb biqat yeblkan

  • @michaelberhane9247
    @michaelberhane9247 4 місяці тому +8

    ኣንታ ብዕራይ አንታይ ኢኻ ትብል ዘለካ ጸጊብካ አንጀራ ኖርወይ በሊዕካ ሸያጥ ዓዱ ጎሓፍ

  • @YergalemYakob
    @YergalemYakob 4 місяці тому +1

    ብነብስካ ኩሉ አዘራርባካ ዕሹው ዝበለ ኢዩ ሃገር ሂወቶም ወፊዮም ኢዮም አምጽኦማ ከማካ ነብሰይ ይዓብየኒ ኢሉ ሃገሩ አይካካሐደን ነብስካ ካብ ሀገር ትብልጸካ ተኮይና ካብዚ ፖለቲካ ክትወጽእ አለካ ምክንያቱ ንዓካ ዝምልከት አይኮነን

  • @JamilaMohamed-w9e
    @JamilaMohamed-w9e 3 місяці тому +1

    Btami tehzn

  • @searegebrekidan
    @searegebrekidan 4 місяці тому +1

    ደሳለ እቲ ምጽናት ትብሎ ዘለካ ወዲ ርግምቲ ንርእስካን ንስድራቤትካን ይግበረልካ ሓስክ ርእሲ

  • @BtctoMoon101
    @BtctoMoon101 4 місяці тому +2

    Ezi Desale Ziblwo seb intay Eyu shigru? Investigated kikewin alewo? Imo ka Bet Timhirty sewra Nieru eyu zibehal? Bitaemy iko eyu zigerim?

  • @merygualkeren
    @merygualkeren 4 місяці тому +6

    Nebsu kimerih zeykiel adghi desale

  • @abdullahimaybetot9851
    @abdullahimaybetot9851 4 місяці тому

    you are saying truth and keep going well done indeed Dessale🎉

  • @asmerethaile3545
    @asmerethaile3545 3 місяці тому

    ሃገር ከተመጽእ ደአ ትስንክሕ ናይ ግድን እዪ ሃላይ ብዕራይ ከማኻን ዝኸማካን ውጹ ኢልኪም ዘታለኩሞም ጓሓፍ።

  • @Gry-rm5dq
    @Gry-rm5dq 3 місяці тому +1

    Please ezi guday nabey eka tewasdo zelaka shibiya hager arakebka eu niska gen hadimka hadimka kea seki elka abi thury arati tidies alka

  • @brktiabraha2643
    @brktiabraha2643 4 місяці тому +1

    You are Anima.

  • @BrightHope-HorizonMedia
    @BrightHope-HorizonMedia 3 місяці тому

    ደሳለ ኣብ መንጎ ሓሳብን ፕሮፓጋንዳን ፍልልይ ከምዘሎ ከብርህ ላሕ ይብል። ፕሮፓጋንዳውን ብሓሳብ ኢዩ ዝስራሕ። ልዕሊ ኩሉ ኣገዳሲ ግን እቲ ሓሳብ ኮነ ፕሮፖጋንዳ ጠቓሚ ዲዩ ኣይኮነን እቲ ኣገዳሲ።

  • @HenokRobiel
    @HenokRobiel 4 місяці тому +5

    Ata donkoro kem.eritera ka 100 amet endena twagena kesab eje enaty emo kegbrlna kunat

  • @senaitabraha972
    @senaitabraha972 3 місяці тому

    Desale hasawi hger da men amtsilka tkmka godilka hki aytkber

  • @desbeleasfaha8995
    @desbeleasfaha8995 4 місяці тому

    Great expression Desu!! These evils they don't understand, The Young generation hear you keep up us usual men.

  • @freweyinimelake5309
    @freweyinimelake5309 4 місяці тому +2

    Duhul

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 3 місяці тому

    ንዝቐረበልካ ፡ ኣብ ሻዕቢያዊ ባህሊ ዝተመርኮሰ ፡ ዝንጠላ ፡ ጸርፊ ፡ ምንሻው ፡ንሓቂ ምጥምዛዝ ፡ ምጽላም ፡ ተጻዊርካ ብስነስርዓት ክትምልስ ምኽ ኣልካ ልዑል ኣድናቖተይ የቕርበልካ ።

  • @tesfaytewelde3614
    @tesfaytewelde3614 4 місяці тому

    Radish talk

  • @timoasmara6267
    @timoasmara6267 4 місяці тому +2

    ኣነ ብዓል እዚ ንተቀውሞ ክቅልስዎ ምስ ጀሚሩ ብጥርጣረ ክርእዮ ጀሚረ ድሓር ጉልባቡ ቀሊዑ ክፋእ ሓሳባት ክፍንዉ ምስ ጀመረ እቲ ጸወታ ኸም ዘብቅዒ ተረድኤ።ምክንያቱ እዚ ቀንዲ መሳርሒ ሻዕቢያ እዩ

  • @aronberhane6179
    @aronberhane6179 4 місяці тому +1

    Thanks dasale great answer

  • @enoghe9474
    @enoghe9474 4 місяці тому +3

    ደሱ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ቀጽሎ: ናይ ሓንጎሎም ናይ ፍልጠት ብቅዓት ደረጅኦም ባይታ ዝሃረሙ ሰባት ክርድእዋ ኣይክልዋን እዩም::

  • @segenm950
    @segenm950 4 місяці тому +1

    እዎይ ክጭኩኑ😢😢😢 እዞም ሻዕብያ

  • @ibrahimsaid-saleh1601
    @ibrahimsaid-saleh1601 3 місяці тому

    BEJA SHAEBIA, BEJA ISAYAS QOOLQOOL AFKA TEDEFAEE QETAFY. SHAEBIA MALET 9 SHAEBIA ERITREA EYU.

  • @BabyGirl-kv9cg
    @BabyGirl-kv9cg 4 місяці тому +3

    Desu King 🤴 🎉🎉🎉💙💙💙💙💚💚💙💙💙💚💚

  • @hewantesfamichael5800
    @hewantesfamichael5800 3 місяці тому

    Desale floosh very floosh

  • @BrightHope-HorizonMedia
    @BrightHope-HorizonMedia 3 місяці тому

    ደሳለ ኣብ መንጎ ሓሳብን ፕሮፓጋንዳን ፍልልይ ከምዘሎ ከብርህ ላሕ ይብል። ፕሮፓጋንዳውን ብሓሳብ ኢዩ ዝስራሕ። ልዕሊ ኩሉ ኣገዳሲ ግን እቲ ሓሳብ ኮነ ፕሮፖጋንዳ ጠቓሚ ዲዩ ኣይኮነን እቲ ኣገዳሲ። ናይ'ዚ ድሑር ደሳለ ዝበሃል ሕሱር ኣድጋዊ ኣተሓሳስባ ንመንእሰይ ብዘይ ኣተሓሳስባ ናይ ሃገር ንምትራፉ ኢዩ።

  • @aronhidray69
    @aronhidray69 4 місяці тому +4

    Desal donkor nay alem
    Awrajawi

  • @Hadera-od7jn
    @Hadera-od7jn 3 місяці тому

    Ayashu ! Midiri hamashien bimilita tsenta iya! Bi eseyas telam seytan agame eseyas afewerki dejezmach abraha kasa wedi tigray!

  • @azmerateweldebrhan1091
    @azmerateweldebrhan1091 4 місяці тому +1

    Anta Hewina oshas zmoslo enter zgebro ayfltn eyu zbhel kalsi Eritra kalsyi zeytamnelu Ente konika Ertirawiy ayknkan kabey kemzmexka ninibska hteta

  • @BeyeneFsahatsion
    @BeyeneFsahatsion 3 місяці тому

    Nebsikum aytgudu

  • @anthoniemark2494
    @anthoniemark2494 4 місяці тому +1

    Sala social media, kulu MEHAYEM YILIFLIF.

  • @y.d989
    @y.d989 4 місяці тому +1

    Kndey halay eyu zelo abzi alem.

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile 3 місяці тому

    ደሱ አቦ ሓቂ

  • @SaraKebedom
    @SaraKebedom 4 місяці тому

    ደስአለ ዐሻ ዐሻ ዐሻ ገጅፍ ሐርዒ ጉሐፍ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🕌⛪️🐪

  • @Eri.detective7524
    @Eri.detective7524 3 місяці тому

    ህዝቢ ሓማሴን ዝባሃል የለን ህዝቢ ኤርትራ እዩ ዝባሃል ንህዝቢ ኤርትራ ዝትንክፍ ካኣ ኣብ ትደዩ።

  • @ሻም
    @ሻም 4 місяці тому

    ዛውለታይ እቲ ዝደንቆረ ሰብ እዩ።እቲ ዝዛርቦ ናይ ድሑራት እዩ።እዚ ኣለም ሰገድ ዝበሃል ኣይጽሕፎን

  • @mebratasfeha3881
    @mebratasfeha3881 4 місяці тому

    ህዝብ ኤረትራ ክጸንት ዝገቦሮን ዘጽንት ዘሎንስ ኤሰያስ ዳኣ ን ደሱ ትዛረቡስ ኣብ ዓድኹም ምተከመትኩም ኣዞም ምስዞም ተቃለስቲ ትዛረቡ ሻቢያ ህገር ኣምጽኡ ኣቶም ዘምጽኡ ኣነኩም ኣነሐውሉ ትስደዱ

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 4 місяці тому

    እቲ ብናይ ርዋንዳ 1 ምል ሞይቶም ህዝቢ ኤርትራ 1 ምል ሞይቱ እቲ ህዝቢ ሞይቱ ዝተርፍ ባዕሉ ይፈልጥ ኣነውን ሰሜ ውዮዳኣ ጉዳይ ኣዋሳ ዝትሕሓዝ እዩ

  • @Serafuael6666
    @Serafuael6666 4 місяці тому +2

    እታ ዝሓወይ ስቁ ይሕሸካ

  • @majorghebretnsea8758
    @majorghebretnsea8758 4 місяці тому +3

    ከማኻ ደንቆሮን ረሳሓ ኤርትራዊ ሰምዔን ርኤን ኣይፈልጥን ኣብ ነርወይ እኮ ኤርትራዊ እየ ስለ ዝበልካ ኢኻ ኣታ ረሳሕ ትነብር ዘለኻ

  • @SilvanaSilvu
    @SilvanaSilvu 4 місяці тому +1

    Atum sebat awrajan haymanotn ayteetwwo ezi polotika abzkone hizbi kitetwwo gubue aykonen

  • @asmerethaile3545
    @asmerethaile3545 3 місяці тому

    ካልእ ከይወሰኸ ንነብሱ ይጽነት ሩጉም ዝተረግመ እዪ

  • @samnatu3828
    @samnatu3828 4 місяці тому +3

    ደሳለ ኣቦ ሓሳብ ብመትከል ደዉ ኢሉ ዝካታዓካ የለን ሓሳብ ዘይብሉ ሰብ ብጸርፊ ወይ ብዱላ እዩ ዝጓዓዝን ዝካታዕን ኣነ ግን ደሳለ ሓደ model 21 ክፋለ ዘመን እዩ ቀጽሎ

  • @Samuelmesfun
    @Samuelmesfun 3 місяці тому

    ልእሊ ኢረትራ ኒኩናት ዝፈልቶ የለን በጃኩም ንምእባለ ንዛረብ ኩናት ኣሸልቺና

  • @mesfunymesgen7329
    @mesfunymesgen7329 4 місяці тому

    ❤❤❤❤❤

  • @azmerateweldebrhan1091
    @azmerateweldebrhan1091 4 місяці тому +1

    Olama zeybulu Seb shayti hegeru eka Ertirawi Aeykonkan yelen shobiya alo nzelalm knebr eyu nikag n ab sdet ktnbr kika

  • @meharikidane3070
    @meharikidane3070 3 місяці тому

    እቶም ንህዝቢ ሓማሴን ከተጽንቶ ትደልዩ ኪዱ እንዶ ኣጽንትዎም፣ ንዓና እሞ እንታይ ትብሉና ኣለኹም።
    ድልየትኩም ኣብ ፈይስቡክ ጽሒፍካ ምልጣፍከ ንመን ከተረክሱ ስለ ዝደለኹምዩ

  • @classical40339
    @classical40339 4 місяці тому +1

    Btaemi tehzn sdraka zelewa hager ttfae ktbl. Amlak kemzseme atshat

  • @Miki-gz3zc
    @Miki-gz3zc 4 місяці тому +2

    Sick media advertasmnt no titel hanasen ignorant

  • @Roots_11
    @Roots_11 3 місяці тому

    ኣቱም ሰባት ሳሕል ኣይስፈልጣንዩ ቆልዓ ኮሎዩ ናጽነት ኮይኑ ኣፍልጦ ገድልን ገደላቱን ክኣ ዋላ ሓንቲ ኣይፍልጥንዩ ።

  • @BrhaneTekeste-y3o
    @BrhaneTekeste-y3o 3 місяці тому

    እዚ ደሳለ ዝብልዎ ሰብ ኣብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ከም ዝነበረ እዩ ዝዛረብ ፥ ስለዚ እዚ ማለት ኩሉ ብዛዕባ ሰውራ ኤርትራ እኹል ኣፍልጦ ኣሎዎ ማለት ኣይኮነን ፥ ከምእዉን ሃገራዊ ስምዕትን ኤርትራውነትን ስሚዒት ዘይምህላዉ ዘገርም ኣይኮነን ፥ ምኽንያቱ እዚ ሰብ እዚ ናይ ፖለቲካ ኣፍልጦ ሃልይዎ ዘይኮነስ ኣብቲ ከይዲ ሂወቱን ኣተዓባብኡን ዘጋጠሞ ናይ ጽልኢን ቅርሕንትን ዝብገስ ነቲ ዝነበሮ ዉድብን ናይ ሎሚ ድማ መንግስቲ ከካፍእን ክጻረፍን ክሳዕ ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራን ሰውርኡን ንዝነበሮም ኣርዑት መግዛእቲ ስዒሮም ሃገር ኮይኖም ሃገር ዘምጽኡ ሲ ፥ ሃገር ኣይኮነትን ኣነ ዘይነብራ ሃገር ኣይኮነትን ዋላ ብትንትን ኢላ ዘይትጠፍእ ክብል ይዛረብ ፥ ብተወሳኺ እዚ ዘይበሃል ሓሶት ነቲ ዉድብን መንግስትን ከካፍእን ከጸልምን ይስማእ ፥ እዚ ካብ ክቱር ጽልኢን ቅርሕንትን ዝብገስ ፥ እንበር ንህዝቢ ወይ ንሃገር ኤርትራ ሓልዮት ሃልይዎ ኣይኮነን ፥ ብተወሳኺ ካብዚ ሓሊፉ ዉን ነቶም ደመኛታት ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾኑ ጉጂለ ዓድዋ ሸፋቱ ወያነ ናታቶም ፕሮፖጋብዳ ከሳሲን ክድግፍን ካብ ንህዝቢ ኤርትራ ዝወረዶ ግፍዕን በደልን ብወያነ ንህዝቢ ክልል ትግራይ ክሕለቕን ክጣበቕን ተዓዚብና ኢና ፥ እዚ ሰብ እዚ ሓደ ሸያጢ ርእሱ ዕሱብ ብጽልኢን ቅርሕንትን ዝዓወረ ናይ ፖለቲካ ኣምር ዘይብሉ ንህዝቢን ሃገርን ኤርትራ ክዝልፍን ከካፍእን ክጻረፍን ጥራይ ዝስማዕ ዕቡድ ከልቢ ወያነ እዩ ። ከምኡ ዝኣመሰሉ ብኸብዶም ዝተሸጡ ከም በዓል ኣማኒኤክ ሓሰና ፥ ቦትስዋና ሊስትሮ ነበር በየነ ፥ ሰልጠነ ሓኻሪ ኣድጊ ወዘተ ኩሎም ብቐጥታ ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ እዮም ። ገሊኦም ናይ መንነት ቁሉውላው ዘሎዎም ካብትን ካብትን ዝዉለዱ ኣንጭዋ ክልተ ገዛ ዝኾኑ ደቛሉ ትግራይ ትዕወት ዝብሉ ንሕልሚ ጃንዳ ወያነ ዝቕጽሉ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ንምስሳት ንኸንቱ ሰማያዉ ጨርቂ ተኸዲኖም ንሕና ጻዕዳ ክዳን ዝተኸደንና TDF ኢና ብምባል ነቲ ብስም ኤርትራ ካብ ክልል ትግራይ መዓስከራት ንኤሮጳ ዝኣተዉ ትግራዋይ ኣኻኺቦም ብዳርባ እምኒ ናብ ግብረሽባራ ዝተዋፈሩ እዮም ። ስለዚ እዚኦም እኩባት ተጋሩን ደቋሉን ከዳዓትን ደቀርባዓ ተጋሩን ብቐጥታ ጸላእቲ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ እዮም 4 ።

  • @ZERIZGHI
    @ZERIZGHI 3 місяці тому

    Desele memhr eka afltoka azerarbaka tedenike.

  • @BiniBini-yx1yh
    @BiniBini-yx1yh 3 місяці тому

    ሃላይ ብዕራይ እንስሳ ከብቲ ኪድ ደንቆሮ

  • @-se9hk
    @-se9hk 4 місяці тому +5

    😭😭😭ግናያት ሓማሴን ለዋህ ልቢ ባኩብም ድና ንጸንት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

    • @A.S-ge5hz
      @A.S-ge5hz 4 місяці тому

      ኣንቲ ሓሳዊት ናይቲ 10/100 ዝግመት ሓማሴናዊ ልቢ እዩ'ምበር ቅኑዕ ናይቲ 90/100 ዝግመት ሓማሴናዊ ልብስ ተካል እዩ። እቲ 90/100 ሓማሴናዊ ዓብዩ በልዮ መንእሰዩ በልዮ ኩሉ ሓደ እዩ ኩሉ ባዓል ተካል ልቢ እወ ፍተውዋ ፅልእዋ እታ ንሕና እንፈልጣ ሓቂ እዚኣ እያ ንሕና ንህዝቢ ኣይተልዕል ገለ ዝበሃል ትግርኛ ኣንቕበሎን ንቲ ቅኑዕ ቅኑዕ ንብሎ ንቲ ተካል ከዓ ተካል ንብሎ ኣርባዕተ ነጥቢ። ካብቶም ብኤርትራውያን ብግፍዒ ዝተቐተሉ ስቪልያን ህዝብና እቶም 97/100 ዝግመቱ ስቪልያን ብሰንኪ ሓማሴናውያንን ብሰንኪ ደቂሓውቦኦም በንዓሚራውያንን እዮም ሞይቶም እዚ ኸዓ ስኑድ እዩ እቶም ዝተረፉ 3/100 ዝግመቱ ብኻልኦት ኤርትራውን ዝተቐተሉ ስቪልያን ህዝብና'ውን እንተኾነ እቶም ቀተልቶም መብዛሕቲኦም ተኣዚዞም ንባዕሎም ከይቕተሉ ክብሉ ብግዳድ'ዮም ቀቲለምዎም እምበር ልክዕ ከምቶም ካልኦት ብፍታው ዝገበርዎ ነገር ከም ዘይኮነ ንሕና'ውን ንፈልጥ ኢና ፀብፃብና ኸዓ ፍሉጥ እዩ እንታይ ከም እንገብር ባዕልና ኢና ንፈልጥ ደም ህዝብና'ውን ብኸንቱ ፈሲሱ ኣይክተርፍን ንኹሉ መመዓልቱ ስለ ዘለዎ'ምበር።

    • @-se9hk
      @-se9hk 4 місяці тому +2

      ሓማሰናይ ፕርሞ ክትኩስ do ርኣኩሞ ክባሃል colo ጊዜ ኣይሰማኣካን ድኻ ወይስ ትግራዋይ አካ
      ጋህሕ ዳኣ በል ኣምበር Hamasenaysi ክፋት የብሉ ገለ የብሉ ሕጂ ከማን ንማሃር ኣለና ኣብስደት ኣምበር ከማኹም do መሲልካ
      ብወዲ ሃገርና ንከንኣ 😭😭😭😭
      ሓማሴን ዳኣ ኣበይ ke ክትረኽቦ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️✅✅✅✅

    • @asgedombaraki9965
      @asgedombaraki9965 4 місяці тому +2

      ሓማሴን ሌይባ ሕብረተሰብ እዮ። ባርያ እዮ።

    • @BtctoMoon101
      @BtctoMoon101 4 місяці тому +1

      @@asgedombaraki9965kemzi kemaka ka nay agame zeriey mergem Kelbi malet eyu

    • @Erilebna
      @Erilebna 3 місяці тому +1

      🎉 Don't you know all Eritreans are proud people hamassien is the most respected people beja hamassen tedefaha🙈🙉🙊💀💀💀👎🏻💀👎🏻

  • @LsanAde
    @LsanAde 4 місяці тому

    እዞም ዝሓቱስ መዋሪድኦም ይሓቱ ባርያስ ባርያ ደኣ ።

  • @TarikuWeldemariam
    @TarikuWeldemariam 3 місяці тому

    ንህግደፍ ክንስዕሮ ማለት ንሕልናካ ምሻጥ ማለት እዩ

  • @SolomonMenges
    @SolomonMenges 4 місяці тому

    Mexu ajokum hamsein ketxnetu deki terki merki

  • @Eribes
    @Eribes 3 місяці тому

    ዋይ ወዲ ዓባይ ድስቲ : ን ምምካኑ ካበዬኖት እንዳ ህዝቢ ዪ ነይሩ ማለት ገሌኦም ኣቦታቶም ማልሻ ዝነበሩ: ገለ ካብ ሱዳንዝወረዱ: ገለ ትሕተ ዕድመ : ገለ ከኣ ኣጣል / ላም ኣጥፊኦም ዝወረዱ ነይሮም እዚ ከዳዕ ካበየኖት ይከውን ? ግን ሓንቲ ክትእርምዋ ዝግባኣኩም ብዙሓት ቤት ትምህርቲ ስውራ ኣየር ወለድ : ፖይሎት : ተጋዳላይ ከይኖም ስለ ዛ ክብርቲ ሃገር ዝሓለፊ ከምዘለዉ ምግንዛብ የድሊ :: ነዚ ናይ ጸጋም ጫማ ግን ከምቶም በዓል ማሓረና ካብ ህዝባዊ ግምባር ዝኸደዑ ክሕተት ምካኑ ኣይትረስዕ:: እዚ ነረይ : ገረይ : ነሩ ኣብቲ ዝለመድካዬ : ወዲ ከዳዕ