Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ገለ ዝያዳነት ዘለዋ ሰሚዕካ ዘይትፅገብ ደርፊ ያ😭😭😭😭😭 ኣየፍቀርኩ ኣይተጠለምኩ ክንሰይ ከብደይ ሕቑንቁን እንዳበለኒ የ ዝሰምዓ ወረ ሓሓንሳብ'ሲ እንዳነባዕኩ የ ዝሰምዓ😭😭😭😭😭 12/11/2015 ዓ/ም ተስፍሽ ከሲርናካ ኢና💔 መልክዓ ጥራይ እንታይ ገባሪ ኣመላ ሒዛትለይ ትኺድ ብኽብሪ.!!
ኣማውትኡ ከመይ እዩ ሓሚሙ ዋላ?😢😢😢
@@sao4876ሓሚሙ እወ😢
@@sao4876ድሮ ኣውዳኣመት ብመኪና ሃደጋ መይቱ😭😭
😊😊😊😊😊😊😊❤😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊❤😊❤😊😊❤😊😊😊😊❤❤❤😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
Wela ane kemzi natki eye ab hasab eye zatu ksema keleku
2024 ንሰምዓ ኣለና ዝወዲ ግን ኩሉ ደርፍታቱ ፅቡቕ መንግሰተ ሰማይ የዋርሶ😢❤
ጥበብ ሕዝካያ ከይድካ ኹቡር ሓወይ ኣብ ገነቱ ይንብርካ ኣምላክ ኣቦይ
ኣቤት ሰነ-ጥበብ ሒዝካያ መይትካ ብቕዓት ናይዛ ደርፊ ከማይ ዘስተማቕራ ጥራሕ like ይበል ክሳብ ሎሚ ,የ ዝሰምዓ ዘልውኹ 9 /3/ 2020
Entay koynu moytu hamimu dyu neyru😢😢😢😢😢😢??
@@samueltekeste2508 ዋላ ኣይፈለጥኩን ብሓቂ ግን ሓዚነ ዓለም ንንፉዕ ዘይትኸውን ምኻና ,ዩ።
@@imissmama3978 nay behaki!!!!!!!!!
😭😭😭😭
😢😢😢
2023 ዝሰማዕካያ በዚ ጌርካ ሕለፍ✌️❤
I am eritrea but i love all songs of Tesfay Mekonen ! ብፍላይ ኣብ መዓስከር ማይ ዓይኒ ከለኹ ስና ጅቦ ትብል ደርፉ ክንሰምዓ ንውዕል ኔርና ዓለም ጎደሎ ሶ ንፋቀርርርርርር
ኩቡር ሓወይ ዓለም ጎደሎ እወ, ፍቅሪ ይሃብካ ከም ትምቢትካ ልዑል እግዛብሄር ኣምላኽ, ንዑኡ ክኣ ብየማናይ ኢዱ ይቀበሎ 🙏🙏🙏.
Wedi maskerey
ለባም ከማካ ዝበለ እዩ ዝፈልጦ ዝያዳይ
ንኩልና ተዘክሮ ሒዝና ተረፍና አነስ ኮይኑኒ ደቂ ገዛይ ብሙዚቃ ናዘከርኩ ክነብር ዋይ ግዜ እስከ ንፍቀር ንተሓላለ ግዜ ተተመለሰልና ተስፍሽ ወዲ ሀገረይ ትግራይ
iam eritran but love it all song of tesfay mekonen selam nkulu tezarabi tigrna eritrean &etiopian people!!!ሰላም ሰላም ዋዛ ኣይንርኣያ!!!!!
ማዓረይ tank you
ሓውኹም ካብ ኤርትራ የ ኣየ ዓለም ጎዶሎ ተስፋይ ንፉዕ ኔርካ አንታይ ሞ ይገበር ሞት ሓያል ረኺባትካ ነብስኻ ኣብ ገነት የንብራ ሓወይ!!!
👍👍👍👍👍
ewe uedey fetari beymanay eidu yembreka egziabiher amlak semiek eka zeymuno derfetatu heji ewen yedrf alo
ሓላል
9k
እወ ከሰተ ሓውና ታይ ሞ ዓለም ጎደሎ ተስፍሸይ ወዲ ገዛይ ወዲ ዓደይ ሓወይ ደም ነቢዕናሉ አይምለሰናን አብ ገነት የንብለርና ጎይታይ
ከምዝ ከማይ ኣሎዶ 2021 ኣብ ማዓልቲ 10 ዝስምዓ ተስፍሸይ መንግስቲ ሰማይ የዋርስካ🤕😥🙏
2024 ክከዉን 2 መዓልቲ ተሪፍወን ይሰምዓ ኣለኩ❤❤
ዓለም ጠላም እፉ ብሞት ተስፋይ &ክፉሎም &ኣሚር ልቡ ዘይተንከፈ መንእሰይ የለን እግዛቢሄር ኣምላክ ኣብ ሕቅፉ የንብርኩም ኮኮቦትና🙏😭😭😭😭😭
ብሓቂ ኣሜን ፈጣሪ ኣብ ገነት የንብሮም
ይገርም እዩ heart breaking
ተስፊተይ💔መንግስተ ሰማይ የዋርስካ🙏😥
Anewn
Amen
ነዚ ደርፊ አዚ unlike ሂብኩሞ ዘለኩም ወይ ብጌጋ ወይ ከኣ ትግርኛ ዘይትሰምዑ ኢኹም ሓዉኹም መሓሪ from Eritrea
ቻይናውያን ክኾኑ ኣለዎም ዞም ገጽ ቫይረስ
Bhki hawy derfi nay mestmekair Akme ybelomin
ብቅንኢ ዝዓወሩ ረሰሓት እየም መሓሪ ሓወይ
Hade kabtom zifetwo eu kisab hiji kea kab eziney aywexen niaka kea like 👍
ዓለም ጎደሎ ባሓቂ ሓወይ እንድዒ ንትግርኛ መይቱና ኣብዛ ሕጂ ዝሰምዓ ይርገጽ 24 ፡20/20
❤❤❤
ተስፍሸይ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣሕሕ ዓለም ጎዶሎ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ 😭🙏
😢😢😢😢
እፉፉ😭😭😭
ከም ዝመተ ኣይፈልጥን እየ ነይረ ብገ ኮመንቲ ምስ ኣተኩ ሪእየዮ ሎም እንታይ እዩ ረኪብዎ ግን
እኔ ወሎዬ ነኝ ነገር ግን ተስፍሺን በጣም ወደዋለሁ። ተስፍሽዬ ነብስ ይማር ወንድሜ😢😢😢😢😢😢
its sad 😭 sista
1/2/2015 ግእዝ እናነባዕኩ ይሰምዓ ኣለኩ rest in peace our legend😭😭alem ከዳዕ ክንደይ ጨካናት ገዲፋዶ ነዓካ ትወስድ tesfshey always remembered you
ኣየ ኣንቲ ዓለም ጉዳም ተስፉሽ መዓረይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ💔💔💔💔💔💔😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ትውስፉሸይ ጥዑም ድምጹ ዓለም ገዛ ክራይ መእመኒ ዘይብላ 😭😭መንግስተ የዋርስካ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና 😢😢29/09/2020💔
ተሰፋሸይ አብ አብ አፀደ ገነት ይንበርካ ዓለም ጎድሎ 😭😭😭😭
ተስፋሸይ አብ አፀደ ገነት የንብርካ ፈጣሪ አሕሕሕሕ ዓለም ጎደሎ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
*_ነብሲ ይመሓር ተስፋይ ኣዱንያ ዓማጺት ኢያ!_*
Kemay ab 2020 ab gize korena vires zsema entelo #like#
Meee
@@embabaaba4970 2022
Ya kemey aynet hiwet eu wedey foooooo eza alem kemey aynet weyal eya wedeyyy ata ezi wedi b defu gele geyrleyyy ah ah ah bel fkad amlak kab kone mengste semay yewarska tefay hawey natey i from eriii 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አዋይይይይይይይይ ተስፊተይ ናኣይ አካ ደሪፍካለይ ኣብ ሂወተይ ኣቲካ ከምዝወጻካ አዩ ዝመስለኒ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ተስፋይ ሰኒ ጅቦ
ዓክ ዓለም ጎዶሎ !!! ተስፋይ ሓወይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ.
ኣለም ጎዶሎ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ተስፋይ ሓወይ
shewit gebreslase እህህህህህህ ቃላትየ ሲኢነ ልተስፍሸይ መንግስተ ሰማይ ጥራሕየዋርስካ
ዓለም ጎደሎ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ተስፉሸይ ዓለም ጠላም
ተሰፉይ ቆንጆ እግዚአብሔር ኣምላክ መንግስተ ሰማይ የዋርካ ኣሜን ኣሜን
እውይ ብሂወት ዘሎ ይመስለኒ እዛ ሙዚቃ ግን ማራ እየ ዝሰምዓ እፍፍ ዓለም ጨናዊት 😢😢😢😢😢
2015 ዓ-ም ግእዝ ይሰምዓለኹ ዘፈትዋ ኣሕ ሞት ሓያል🥺
😭😭😭
ትዕግስተይ ከም ምፍሒ ያኢ ተቆፂሩ ።ብሓቂ ንፍቅሪ ሎሚ ገሉፅካዮ ኣምላክ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ 😢😢
Tesfishey tebaye senay nerka, metaAbitey memakrtey I miss you so much, bro mengste semayat yewarska niUsey 💔 😢
ኣይሞት ንስካ ዶ ሙመትካ እስክይ እንታይ ድኣ ክባሃል ኣብ ገነት የንብርካ ሓወይ 😢😢😭
ኡፍ ዓለም ጎዶሎ መንግስቲ ሰማያት የዋራስካ ተስፉይ ሓወይ ማዓረይ
ናይ ብሓቂ ዝገርም ድምፂ ብጣሚ ጉኡዝ ዝኾነ ግጥሚን ዜማን እዩ::ኣብ ገነት የንብርካ ሓወይ::
ኡፍፍ ድሕሪት መሊስካኒ ተስፊት ሓው ኣምላክ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ love for ever
ነብስ ይማር ተስፋይ ሓወይ ዓለም ብሓኪ ገዛ ክራይ እያ
መቸነውየሞተ እባካችሁንገሩኝ
May,7,2023 ይሰምዓ ኣለኹ ተስፋይ ሓወይ ኣብ ገነት የንብርካ ዓለም ጠላም
I come here from tiktok
To me
Even me bro 😅❤❤❤
ዋላ ኣነ ካብ ቲክቶክ መጼ
Even me 😂
ኣነም ካብ ቲክቶክ እየ መፄ
😢😢😢😢😢😢😢😢አምላከ ቅዱስ ጊዮርጊስ አብ ገነት የንብርኻ ዝሐወዬ
ብሓቂ ክቡር ሐዉና ስነ ጥበባዊ ሕዝካያ መይትካ🥰🥰❤❤❤
ቀፅለሊ ፈጣሪ ይሓግዝካ ዝዓርከይ❤❤
ተሥፍሽ ነብሥህን በገነት ያኑራት!!!!!! ስናጅቦን በጣም ነው ምወደው !!!!!!!
ዋይአነ አንታ ንስኻዶ ምሞትካ አየዓለም ጎደሎ አይይይይይይይ ተስፍሸይ እንድሕርኮነስ እግዝአብሄር አምላኽ መንግተ ሰማይየዋርስኻ 😭😭😭😭😭😭😭አሕሕሕሕሕሕሕሕሕ ተስፋይማለት አየዓለም
ዋይ ዓለም ጎደሎ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ፈጣሪ ሓወይ መዓረይ
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ ንምእማኑ ዘሽግር ብሓቂ ድዩ ሞይቱ ኣሕሕሕ ዓለም ጎደሎ በጃኩም ብከመይ ከም ዝሞተ ንገሩኒ ተስፍሸይ ካኣ መንግስተ ስማይ የዋርስካ
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ ንምእማንኑ ዘሸግር አሕሕሕሕሕ ዓለም ጎደሎ ካብ ኮነስ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ተስፉሸይ እሰኻ ዶ ሞሞትካ አሕሕሕሕ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ልማዓልቲ 3ግዜ ይሰምዓ ብፍላይ ድማ ስኒ አጅቦ ዝትብል ሙዚቃ
እግዚኣቢሄር ኣምላክ ኣብ የማናይ ኢዱ ይቀበልካ ተስፌ ሓወይ ባዓል ካናሪ ድምጺ ሞት ጨካን'ያ ናይ ብሓቂ
ቀለብ ጽዩ ዝኮና ትናተይ ጓሂ መን ከማኻ ተሰፋ ኣቦ ጥበብ መንግሰተ ሰማይ የዋርሰካ
ahhhhhhhh tesfay shikor alem godelo mengstesmayt yewarska hawey natey kab azye zfetwokum eritrea eithopiea music
ዓለም ቆጻይት ትቆጽዪ ደኣ ፣ ተስፋይ ልቢ ሰብ ዝመስጥ ዚማኻ ምስናይ ትርጉም ትሕዝቶ ደርፍኻ፣ ካብ ልብና ኣይፍለን አዩ፣ ትዕግስተይ ከም ፍርሒ ደኾን ተቖጺሩ >>>>ልዕሊ 10 ግዜ ሰሚዔያ ብሕጂ ሓንሳብ ኣብ መዓልቲ ክሰምዓ አየ። ኣነ ሎሚ አየ ካብዛ ወሳዲት ዓለም ምፍላይካ ሰሚዔ፣ መንግተሰማይ የዋርስካ፣
ብትኽክለኛ ተደሪፋያ ጎበዝ ብሓቂ ቀፅለሉ❤❤❤
አሐሐሐሐሐሐዓለም ገዶሎ አምላክ የማናይ ኢዲ የብርካ😭😭😭
Hamimu dyu neyru
Eway ane anta zeyrsae ukri gedofkumlna tesfitey leslus zema
እግዚአብሔር አምላክ ነብስህን ለገነት ያድርገው በጣም እወድሃለሁ
Ahhhhhhhhhhhhhh tesfey hawey mengste semay yewarska amlak ab yemanay edu yeqebelka
God is Love ግንካኣ ተስፍሸይ ጥበባዊ ስርሒትካ ዘልኣለማዊ ህያብኮይኑኒ ክሉሻብ ምሳይ ከምዘለኻየ ዛሓስቦ
Semiekaya zeytmno derfi amlak ymesgen aytetelemku aytelemku ksemea gn btaemi tmsteni so edmen tenan fqrn selamn ymneyelka mezenay❤❤❤
ተስፋይ ሓወይ ኣብ ገነት የንበርካ ሞት ሓያል💔💔 😭😭😭
❤❤❤❤ mengste semay yewarska tesfye 👑 of music 🎶
ከምዝ ከማይ ኣሎዶ 2024 ኣብ ማዓልቲ 10 ዝስምዓ ተስፍሸይ መንግስቲ ሰማይ የዋርስካ🤕😥🙏
94 ጸማማት ነዛ ደርፊ ምስ ረኣይዎ ደርቅ ስእሊ ዩ ኢሎም ዲስላይክ ጌሮምላ
Omg ገለ ኣይነት ደርፊ😍
ተስፋ ሂወት ኔርካ ታሞ ሞት ሓያል ንኩሉ ትወስድ ኣብ ገነት የንብርካ ፈጣሪ 😢😢😢
Zefenu ssema yehon sew new yemastawusew 😍😍😍😍😍😍
Men ika nska entay zbele teum derfi ? Bravo Bravo kabti zehzneni nmejemerta gzie derfka msmeey eyu.
ኣቦ ወደይ ዝጋበዘኒ ዓይኒ ግዲ ኣብዚሐ 😋
Ms nebsey ttasaser derfi 2024 nsaya eske ❤❤❤❤
ኣድኒቐ ዘይጸገብክዋ ሰሚዐ ዘይመነኽዋ ካብ ግጥማ ክሳብ ዜማኣን መረዋሕ ልሱኑን ዝያዳ መቀረት ዝሰኹዓላ እዩ።
ኣብ ገነት የንብሮ💔😢😢💔
መመ😊ቸ😊ተመ😊መ😊መ😊በ❤
😊@@aotali8812
20/5/2022ትሰምዓ ዘለካ like ረጊጽካ ሕለፍ ❤👌🥰እዚ ናይ ቀደም
22\12/2022
Ah alem godelo anes hji eye semieaya 10/12/2023 hji zsemaekaya beziea eske hlefeni
አፍፍፍፍፍፍ ክሳበ ሎሚ ዝሰምዓ like ይበል 22 07 2012
አክክክክ ሓወይ አይ ዓለም ጎዶሎ አብ ገነት የንብርካ አምላክ ሓወይ አይይይይ እንታይ እየ ዝብሎ መዓረ ደርፉታቱ አብ ዝሰመዕኩሉ እዋን እናተረበሽኩ እፍፍፍተስፍሸይ ሓወይ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ አምላክ ዝሓወይ አይ ዓለም ከንቱ
Wayyy😭😭 2009 abe measker Ethiopia ysema nera tesfish wala sini ajibo i like your music heji ka gena abe guezo ney sidet yrkeb aloku 🤔🤔
Tik tok ዘየስምዓና ደርፋ ኣይክሁሉን ኢዩ
I love this song thank you brother, rest in peace ❤😢
ተስፉሸይ 😢እግዚአብሔር ኣብሕቕፉ የንብርካ ዓለም ታይ ኣለዋ ❤😢
ተስፍሸይ ኣቦ ጥበብ ዓለም ገዛ ክራይ ንዓይ ኢኻ ኮ ደርፍኻለይ ከምዚ ከማይ ዶ ኣሎ ይህሉ ደጋግሙ ዝሰማዓ 💔😭😭
I am from eritrea but I love you Ethiopia people
አለም ጎደሎ ተስፋሸይ አብ ገነት የንብርካ
I have a lot of memories with this beautiful song Mengste semayat yewarskum tesfay and dawit wedi memhr 😭😢
ዓለም ጎደሎ ። ኣለና ከኣ ንብል
ዓለም ጎዶሎ
ተስፋይ ባሓቒ ፍሉይ ተስፋ ጌረልካ ኔረ ግን አንታይ ይገበር ኩሉ ናይ ኣምላክ አዩ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ አህህህህ
ተስፋይ መካነን ፅሩየ ዓላመ ነብስይ ይማር😥😥😥
እውይ እዚ ደርፊ ብኣካል ስለዝረኣክዎ ፍሉይ ዝክሪ ኣሎኒ ::ካልኣይ ምስ መሓዙተይ ኣብቁልነትና በዘፃሕና በፃሕና ክንብል ይዝከረኒ በተለይ ወዲ ሓወቦይ ሽሻይ ኣስፍ ይዝክሮ ብጣዕሚ ነይሩ ዝፈትዎ ::ካብ ዝተበታተንናዮ ተኣካኪብና እንጫወተሉ እግዚአብሔር የምፀኣልና ሰበይ ::ጥዑም ሓሊፍ ጥዑም ከይበልናዮ
ተስፋይ ሓወይ መንግስት ሰማይ የወርስካ 😢😢😢💔💔💔
Ahhh Tebebegna sebs Edeme zeybelu 😢😭😭😭💔
መንግሰተ ሰማይ የዋርሰካ ማዓረይ
እውይ ዓለም 💔💔💔😭😭😭ዛ ጎደሎ ፈጣሪ አብ ገነት የንብርካ 😭😭😭😭😭😭
bzey mqurax 2 semun ksemea qenyes gena aymenekuwan kemai ente halyu Eske Like
ዓለም ቦሻዕ እያ ናይ ብሓቂ 😢😢😢😢😢😢 I love you 🤟🏿 ❤tesfye
i love your musoc but some one siad me he is dei but thank you God for you save him !!!!.
ኣብ ገነት የንብርኻ ተስፋይ ሽኮርር
wayyyyy eza alam nezesi enkan mot hemam ey zeygebo nayero gen entay eom hegebar
ተስፍሸይ You will always be in our hearts 💔🥺🙏
Nay fkrey nafukot eyu tz zbleni❤❤
???????????,,አነስ ጨንቁኒ ሕቶ ምልክት ባኮይኑኒ ተስፍይ ሞይቱ ተበሉኒ ዘይእመን ሓቂ ኮይኑን ተስፍ ናይ ሰብ ነይርካ እምላክ ውን ሓርካ እህህህህህ በል መንግስተ ሰማይ ይዋረስካ ኣኣኣ እህ
Afdfh Afhdg R.i.p
R.i.p
Tesfsh rip mengste semay yewariska eza derifa niay eka derifkay melkiaga sebiay neyruna hanti melkiaga kolia ewuna weladina dhira mladina degedege mbala gemru ab zbaney miandar gemru melakia tiray entay kigebreley ele chaw eleyo amlak ymesgen kibiau tefelye kia tsubuk hiwet ynebira aleku ente melaikiaga wedi bidhriau tselia
Lbka ttnkf derfi gele shbet alewo srhatka tesfsh hawuna alam kolifatka bhaki hayal seb deki tgray amlak selam yhabkum kab hawkum wedi eri
ተስፍሽ ማረይ አብ ገነት የንበርካ ደርፍካ ሰሚአዘይፀግቦ
Ach alem gedolo Amlak ab gentu yenbrka
ኣሕሕሕሕሕሕ ዓለም መራር ተስፋይ ሓውና ድምጽካ ሕሙም የተስእ ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ
uffffffffff zebelo tefiuni ayyyy alem godelo ab genat yenbereka
😭😭😭😭😭😭😭😭nebes yamahr hawey marey effff alem gedolo effffff ayefleti kan gen 😭😭😭ahaznekany marey weda aday marey yehezen eyu
ገለ ዝያዳነት ዘለዋ ሰሚዕካ ዘይትፅገብ ደርፊ ያ😭😭😭😭😭 ኣየፍቀርኩ ኣይተጠለምኩ ክንሰይ ከብደይ ሕቑንቁን እንዳበለኒ የ ዝሰምዓ ወረ ሓሓንሳብ'ሲ እንዳነባዕኩ የ ዝሰምዓ😭😭😭😭😭 12/11/2015 ዓ/ም ተስፍሽ ከሲርናካ ኢና💔
መልክዓ ጥራይ እንታይ ገባሪ
ኣመላ ሒዛትለይ ትኺድ ብኽብሪ.!!
ኣማውትኡ ከመይ እዩ ሓሚሙ ዋላ?😢😢😢
@@sao4876ሓሚሙ እወ😢
@@sao4876ድሮ ኣውዳኣመት ብመኪና ሃደጋ መይቱ😭😭
😊😊😊😊😊😊😊❤😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊❤😊❤😊😊❤😊😊😊😊❤❤❤😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
Wela ane kemzi natki eye ab hasab eye zatu ksema keleku
2024 ንሰምዓ ኣለና ዝወዲ ግን ኩሉ ደርፍታቱ ፅቡቕ መንግሰተ ሰማይ የዋርሶ😢❤
ጥበብ ሕዝካያ ከይድካ ኹቡር ሓወይ ኣብ ገነቱ ይንብርካ ኣምላክ ኣቦይ
ኣቤት ሰነ-ጥበብ ሒዝካያ መይትካ ብቕዓት ናይዛ ደርፊ ከማይ ዘስተማቕራ ጥራሕ like ይበል ክሳብ ሎሚ ,የ ዝሰምዓ ዘልውኹ 9 /3/ 2020
Entay koynu moytu hamimu dyu neyru😢😢😢😢😢😢??
@@samueltekeste2508 ዋላ ኣይፈለጥኩን ብሓቂ ግን ሓዚነ ዓለም ንንፉዕ ዘይትኸውን ምኻና ,ዩ።
@@imissmama3978 nay behaki!!!!!!!!!
😭😭😭😭
😢😢😢
2023 ዝሰማዕካያ በዚ ጌርካ ሕለፍ✌️❤
I am eritrea but i love all songs of Tesfay Mekonen ! ብፍላይ ኣብ መዓስከር ማይ ዓይኒ ከለኹ ስና ጅቦ ትብል ደርፉ ክንሰምዓ ንውዕል ኔርና ዓለም ጎደሎ ሶ ንፋቀርርርርርር
ኩቡር ሓወይ ዓለም ጎደሎ እወ, ፍቅሪ ይሃብካ ከም ትምቢትካ ልዑል እግዛብሄር ኣምላኽ, ንዑኡ ክኣ ብየማናይ ኢዱ ይቀበሎ 🙏🙏🙏.
Wedi maskerey
ለባም ከማካ ዝበለ እዩ ዝፈልጦ ዝያዳይ
ንኩልና ተዘክሮ ሒዝና ተረፍና አነስ ኮይኑኒ ደቂ ገዛይ ብሙዚቃ ናዘከርኩ ክነብር ዋይ ግዜ እስከ ንፍቀር ንተሓላለ ግዜ ተተመለሰልና ተስፍሽ ወዲ ሀገረይ ትግራይ
iam eritran but love it all song of tesfay mekonen selam nkulu tezarabi tigrna eritrean &etiopian people!!!ሰላም ሰላም ዋዛ ኣይንርኣያ!!!!!
ማዓረይ tank you
ሓውኹም ካብ ኤርትራ የ ኣየ ዓለም ጎዶሎ ተስፋይ ንፉዕ ኔርካ አንታይ ሞ ይገበር ሞት ሓያል ረኺባትካ ነብስኻ ኣብ ገነት የንብራ ሓወይ!!!
👍👍👍👍👍
ewe uedey fetari beymanay eidu yembreka egziabiher amlak semiek eka zeymuno derfetatu heji ewen yedrf alo
ሓላል
9k
እወ ከሰተ ሓውና ታይ ሞ ዓለም ጎደሎ ተስፍሸይ ወዲ ገዛይ ወዲ ዓደይ ሓወይ ደም ነቢዕናሉ አይምለሰናን አብ ገነት የንብለርና ጎይታይ
ከምዝ ከማይ ኣሎዶ
2021 ኣብ ማዓልቲ 10 ዝስምዓ
ተስፍሸይ መንግስቲ ሰማይ የዋርስካ🤕😥🙏
2024 ክከዉን 2 መዓልቲ ተሪፍወን ይሰምዓ ኣለኩ❤❤
ዓለም ጠላም እፉ ብሞት ተስፋይ &ክፉሎም &ኣሚር ልቡ ዘይተንከፈ መንእሰይ የለን እግዛቢሄር ኣምላክ ኣብ ሕቅፉ የንብርኩም ኮኮቦትና🙏😭😭😭😭😭
ብሓቂ ኣሜን ፈጣሪ ኣብ ገነት የንብሮም
ይገርም እዩ heart breaking
ተስፊተይ💔
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ🙏😥
Anewn
Amen
ነዚ ደርፊ አዚ unlike ሂብኩሞ ዘለኩም ወይ ብጌጋ ወይ ከኣ ትግርኛ ዘይትሰምዑ ኢኹም ሓዉኹም መሓሪ from Eritrea
ቻይናውያን ክኾኑ ኣለዎም ዞም ገጽ ቫይረስ
Bhki hawy derfi nay mestmekair Akme ybelomin
ብቅንኢ ዝዓወሩ ረሰሓት እየም መሓሪ ሓወይ
Hade kabtom zifetwo eu kisab hiji kea kab eziney aywexen niaka kea like 👍
ዓለም ጎደሎ ባሓቂ ሓወይ እንድዒ ንትግርኛ መይቱና ኣብዛ ሕጂ ዝሰምዓ ይርገጽ 24 ፡20/20
❤❤❤
ተስፍሸይ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣሕሕ ዓለም ጎዶሎ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ 😭🙏
😢😢😢😢
እፉፉ😭😭😭
ከም ዝመተ ኣይፈልጥን እየ ነይረ ብገ ኮመንቲ ምስ ኣተኩ ሪእየዮ ሎም እንታይ እዩ ረኪብዎ ግን
እኔ ወሎዬ ነኝ ነገር ግን ተስፍሺን በጣም ወደዋለሁ። ተስፍሽዬ ነብስ ይማር ወንድሜ😢😢😢😢😢😢
its sad 😭 sista
1/2/2015 ግእዝ እናነባዕኩ ይሰምዓ ኣለኩ rest in peace our legend😭😭alem ከዳዕ ክንደይ ጨካናት ገዲፋዶ ነዓካ ትወስድ tesfshey always remembered you
ኣየ ኣንቲ ዓለም ጉዳም ተስፉሽ መዓረይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ💔💔💔💔💔💔😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ትውስፉሸይ ጥዑም ድምጹ ዓለም ገዛ ክራይ መእመኒ ዘይብላ 😭😭መንግስተ የዋርስካ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና 😢😢29/09/2020💔
ተሰፋሸይ አብ አብ አፀደ ገነት ይንበርካ ዓለም ጎድሎ 😭😭😭😭
ተስፋሸይ አብ አፀደ ገነት የንብርካ ፈጣሪ አሕሕሕሕ ዓለም ጎደሎ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
*_ነብሲ ይመሓር ተስፋይ ኣዱንያ ዓማጺት ኢያ!_*
Kemay ab 2020 ab gize korena vires zsema entelo #like#
Meee
@@embabaaba4970 2022
Ya kemey aynet hiwet eu wedey foooooo eza alem kemey aynet weyal eya wedeyyy ata ezi wedi b defu gele geyrleyyy ah ah ah bel fkad amlak kab kone mengste semay yewarska tefay hawey natey i from eriii 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አዋይይይይይይይይ ተስፊተይ ናኣይ አካ ደሪፍካለይ ኣብ ሂወተይ ኣቲካ ከምዝወጻካ አዩ ዝመስለኒ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ተስፋይ ሰኒ ጅቦ
ዓክ ዓለም ጎዶሎ !!! ተስፋይ ሓወይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ.
ኣለም ጎዶሎ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ተስፋይ ሓወይ
shewit gebreslase እህህህህህህ ቃላትየ ሲኢነ ልተስፍሸይ መንግስተ ሰማይ ጥራሕየዋርስካ
ዓለም ጎደሎ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ተስፉሸይ ዓለም ጠላም
ተሰፉይ ቆንጆ እግዚአብሔር ኣምላክ መንግስተ ሰማይ የዋርካ ኣሜን ኣሜን
እውይ ብሂወት ዘሎ ይመስለኒ እዛ ሙዚቃ ግን ማራ እየ ዝሰምዓ እፍፍ ዓለም ጨናዊት 😢😢😢😢😢
2015 ዓ-ም ግእዝ ይሰምዓለኹ
ዘፈትዋ ኣሕ ሞት ሓያል🥺
😭😭😭
ትዕግስተይ ከም ምፍሒ ያኢ ተቆፂሩ ።
ብሓቂ ንፍቅሪ ሎሚ ገሉፅካዮ ኣምላክ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ 😢😢
Tesfishey tebaye senay nerka, metaAbitey memakrtey I miss you so much, bro mengste semayat yewarska niUsey 💔 😢
ኣይሞት ንስካ ዶ ሙመትካ እስክይ እንታይ ድኣ ክባሃል ኣብ ገነት የንብርካ ሓወይ 😢😢😭
ኡፍ ዓለም ጎዶሎ መንግስቲ ሰማያት የዋራስካ ተስፉይ ሓወይ ማዓረይ
ናይ ብሓቂ ዝገርም ድምፂ ብጣሚ ጉኡዝ ዝኾነ ግጥሚን ዜማን እዩ::
ኣብ ገነት የንብርካ ሓወይ::
ኡፍፍ ድሕሪት መሊስካኒ ተስፊት ሓው ኣምላክ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ love for ever
ነብስ ይማር ተስፋይ ሓወይ ዓለም ብሓኪ ገዛ ክራይ እያ
መቸነውየሞተ እባካችሁንገሩኝ
May,7,2023 ይሰምዓ ኣለኹ ተስፋይ ሓወይ ኣብ ገነት የንብርካ ዓለም ጠላም
I come here from tiktok
To me
Even me bro 😅❤❤❤
ዋላ ኣነ ካብ ቲክቶክ መጼ
Even me 😂
ኣነም ካብ ቲክቶክ እየ መፄ
😢😢😢😢😢😢😢😢አምላከ ቅዱስ ጊዮርጊስ አብ ገነት የንብርኻ ዝሐወዬ
ብሓቂ ክቡር ሐዉና ስነ ጥበባዊ ሕዝካያ መይትካ🥰🥰❤❤❤
ቀፅለሊ ፈጣሪ ይሓግዝካ ዝዓርከይ❤❤
ተሥፍሽ ነብሥህን በገነት ያኑራት!!!!!! ስናጅቦን በጣም ነው ምወደው !!!!!!!
ዋይአነ አንታ ንስኻዶ ምሞትካ አየዓለም ጎደሎ አይይይይይይይ ተስፍሸይ እንድሕርኮነስ እግዝአብሄር አምላኽ መንግተ ሰማይየዋርስኻ 😭😭😭😭😭😭😭አሕሕሕሕሕሕሕሕሕ ተስፋይማለት አየዓለም
ዋይ ዓለም ጎደሎ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ፈጣሪ ሓወይ መዓረይ
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ ንምእማኑ ዘሽግር ብሓቂ ድዩ ሞይቱ ኣሕሕሕ ዓለም ጎደሎ በጃኩም ብከመይ ከም ዝሞተ ንገሩኒ ተስፍሸይ ካኣ መንግስተ ስማይ የዋርስካ
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ ንምእማንኑ ዘሸግር አሕሕሕሕሕ ዓለም ጎደሎ ካብ ኮነስ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ተስፉሸይ እሰኻ ዶ ሞሞትካ አሕሕሕሕ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ልማዓልቲ 3ግዜ ይሰምዓ ብፍላይ ድማ ስኒ አጅቦ ዝትብል ሙዚቃ
እግዚኣቢሄር ኣምላክ ኣብ የማናይ ኢዱ ይቀበልካ ተስፌ ሓወይ ባዓል ካናሪ ድምጺ ሞት ጨካን'ያ ናይ ብሓቂ
ቀለብ ጽዩ ዝኮና ትናተይ ጓሂ መን ከማኻ ተሰፋ ኣቦ ጥበብ መንግሰተ ሰማይ የዋርሰካ
ahhhhhhhh tesfay shikor alem godelo mengstesmayt yewarska hawey natey kab azye zfetwokum eritrea eithopiea music
ዓለም ቆጻይት ትቆጽዪ ደኣ ፣ ተስፋይ ልቢ ሰብ ዝመስጥ ዚማኻ ምስናይ ትርጉም ትሕዝቶ ደርፍኻ፣ ካብ ልብና ኣይፍለን አዩ፣ ትዕግስተይ ከም ፍርሒ ደኾን ተቖጺሩ >>>>ልዕሊ 10 ግዜ ሰሚዔያ ብሕጂ ሓንሳብ ኣብ መዓልቲ ክሰምዓ አየ። ኣነ ሎሚ አየ ካብዛ ወሳዲት ዓለም ምፍላይካ ሰሚዔ፣ መንግተሰማይ የዋርስካ፣
ብትኽክለኛ ተደሪፋያ ጎበዝ ብሓቂ ቀፅለሉ❤❤❤
አሐሐሐሐሐሐ
ዓለም ገዶሎ አምላክ የማናይ ኢዲ የብርካ
😭😭😭
Hamimu dyu neyru
Eway ane anta zeyrsae ukri gedofkumlna tesfitey leslus zema
እግዚአብሔር አምላክ ነብስህን ለገነት ያድርገው በጣም እወድሃለሁ
Ahhhhhhhhhhhhhh tesfey hawey mengste semay yewarska amlak ab yemanay edu yeqebelka
God is Love ግንካኣ ተስፍሸይ ጥበባዊ ስርሒትካ ዘልኣለማዊ ህያብኮይኑኒ ክሉሻብ ምሳይ ከምዘለኻየ ዛሓስቦ
Semiekaya zeytmno derfi amlak ymesgen aytetelemku aytelemku ksemea gn btaemi tmsteni so edmen tenan fqrn selamn ymneyelka mezenay❤❤❤
ተስፋይ ሓወይ ኣብ ገነት የንበርካ ሞት ሓያል💔💔 😭😭😭
❤❤❤❤ mengste semay yewarska tesfye 👑 of music 🎶
ከምዝ ከማይ ኣሎዶ
2024 ኣብ ማዓልቲ 10 ዝስምዓ
ተስፍሸይ መንግስቲ ሰማይ የዋርስካ🤕😥🙏
94 ጸማማት ነዛ ደርፊ ምስ ረኣይዎ ደርቅ ስእሊ ዩ ኢሎም ዲስላይክ ጌሮምላ
Omg ገለ ኣይነት ደርፊ😍
ተስፋ ሂወት ኔርካ ታሞ ሞት ሓያል ንኩሉ ትወስድ ኣብ ገነት የንብርካ ፈጣሪ 😢😢😢
Zefenu ssema yehon sew new yemastawusew 😍😍😍😍😍😍
Men ika nska entay zbele teum derfi ? Bravo Bravo kabti zehzneni nmejemerta gzie derfka msmeey eyu.
ኣቦ ወደይ ዝጋበዘኒ ዓይኒ ግዲ ኣብዚሐ 😋
Ms nebsey ttasaser derfi 2024 nsaya eske ❤❤❤❤
ኣድኒቐ ዘይጸገብክዋ ሰሚዐ ዘይመነኽዋ ካብ ግጥማ ክሳብ ዜማኣን መረዋሕ ልሱኑን ዝያዳ መቀረት ዝሰኹዓላ እዩ።
ኣብ ገነት የንብሮ💔😢😢💔
መመ😊ቸ😊ተመ😊መ😊መ😊በ❤
😊@@aotali8812
20/5/2022ትሰምዓ ዘለካ like ረጊጽካ ሕለፍ ❤👌🥰እዚ ናይ ቀደም
22\12/2022
Ah alem godelo anes hji eye semieaya 10/12/2023 hji zsemaekaya beziea eske hlefeni
አፍፍፍፍፍፍ ክሳበ ሎሚ ዝሰምዓ like ይበል 22 07 2012
አክክክክ ሓወይ አይ ዓለም ጎዶሎ አብ ገነት የንብርካ አምላክ ሓወይ አይይይይ
እንታይ እየ ዝብሎ መዓረ ደርፉታቱ አብ ዝሰመዕኩሉ እዋን እናተረበሽኩ እፍፍፍ
ተስፍሸይ ሓወይ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ አምላክ ዝሓወይ አይ ዓለም ከንቱ
Wayyy😭😭 2009 abe measker Ethiopia ysema nera tesfish wala sini ajibo i like your music heji ka gena abe guezo ney sidet yrkeb aloku 🤔🤔
Tik tok ዘየስምዓና ደርፋ ኣይክሁሉን ኢዩ
I love this song thank you brother, rest in peace ❤😢
ተስፉሸይ 😢እግዚአብሔር ኣብሕቕፉ የንብርካ ዓለም ታይ ኣለዋ ❤😢
ተስፍሸይ ኣቦ ጥበብ ዓለም ገዛ ክራይ ንዓይ ኢኻ ኮ ደርፍኻለይ ከምዚ ከማይ ዶ ኣሎ ይህሉ ደጋግሙ ዝሰማዓ 💔😭😭
I am from eritrea but I love you Ethiopia people
አለም ጎደሎ ተስፋሸይ አብ ገነት የንብርካ
I have a lot of memories with this beautiful song Mengste semayat yewarskum tesfay and dawit wedi memhr 😭😢
ዓለም ጎደሎ ። ኣለና ከኣ ንብል
ዓለም ጎዶሎ
ተስፋይ ባሓቒ ፍሉይ ተስፋ ጌረልካ ኔረ ግን አንታይ ይገበር ኩሉ ናይ ኣምላክ አዩ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ አህህህህ
ተስፋይ መካነን ፅሩየ ዓላመ ነብስይ ይማር😥😥😥
እውይ እዚ ደርፊ ብኣካል ስለዝረኣክዎ ፍሉይ ዝክሪ ኣሎኒ ::ካልኣይ ምስ መሓዙተይ ኣብቁልነትና በዘፃሕና በፃሕና ክንብል ይዝከረኒ በተለይ ወዲ ሓወቦይ ሽሻይ ኣስፍ ይዝክሮ ብጣዕሚ ነይሩ ዝፈትዎ ::ካብ ዝተበታተንናዮ ተኣካኪብና እንጫወተሉ እግዚአብሔር የምፀኣልና ሰበይ ::ጥዑም ሓሊፍ ጥዑም ከይበልናዮ
ተስፋይ ሓወይ መንግስት ሰማይ የወርስካ 😢😢😢💔💔💔
Ahhh Tebebegna sebs Edeme zeybelu 😢😭😭😭💔
መንግሰተ ሰማይ የዋርሰካ ማዓረይ
እውይ ዓለም 💔💔💔😭😭😭ዛ ጎደሎ ፈጣሪ አብ ገነት የንብርካ 😭😭😭😭😭😭
bzey mqurax 2 semun ksemea qenyes gena aymenekuwan
kemai ente halyu Eske Like