hey brother i just want to say that we as a part of this blessed religion, we all know that who is doing good and who is doing wrong, we all have eyes ears as a human and image of God. so don't worry keep the hard work up and remember this is Christianity. may the prayers of Abuna Entniyos bereket ayfleyena.
ኩቡር ሓወይ መደባትካ ጽቡቁን ማሀርን ዩ ግን ኩላትና ደቂ ሓንቲ ቤተክርስትያን ክንስና ግን ኣብ ትምህርትካ ከምዚ ሪኢና ኣይንፈልጥን ሰሚዕና ኣይንፈልጥን እንዳበልካ ትምህር ኣለካ ከም ሓሳበይ ግን ንሰብ ምክሳስ ኮይኑ ይስማዓኒ ንኣብነት ሓደ ካህን ይኩን መምህር ኣብ ዝምህረሉ ግዜ ክጋገ ይክእል ዩ ከምዚ ኣቦና ብዛዕባ ንስሓ መምሃሪ ኢሎም ሰሪሖም ኔሮም ትክክል ድዩ ጌጋ ብውሽጢ ተዛራሪብኩም ክዕረ ከዘሎዎ ትዛራረቡ ተዘይ ኮይኑ ግን ሓደ ዝመሃሮ ሓደ ከፍርሶ ንተዓዛባይ ን ተማሃራይን ጽቡቅ ኮይኑ ኣይ መስለንን
@robielabrha2638 ኣይተረዳኣካን ድዩ፡ዝራዳድኡ እንተዝኮኑ ደኣ ንምንተይ ክልተ በተክርስትያን ኮይነን ፡ ወረ ንስኻስ ጽቡቕ ትዛረብ ኣለኻ ፡ ብድፍረት መናፍቓን ኢኹም ከም ዝብሉ ኣይትፈልጥን ።
ካብ ነዚ ሓዉና ነቶም ሓቅኻ ተጋግዮም ትብሎም ዘለኻ ዓገብ ምባል ይሓይሽ ።
ሓዉና ንዕርቂ ክዛረብ መልሓሱ ደም ክወጽእ እንከሎ ፡ ካብቶም ካሊእ ወገን ጽሩያት ክርስትያን ኢና ዝብሉ ግን ሓደ እኳ ሓቅኻ ዘበሎ የለን ።
ስቕ ይሓይሽ ፡ ተዛሪብካ ኣይዉዳእን ።
ግደፎም ዳሓን ሕማም ነብሶም ዩ
ሸለል ኢልካ ምሕላፍ ጥራይ ኢዩ ዝሓይሽ።
Aye nisika Tigray tiawet
Nay bhaki eza comment mesitatni blbi des zeblyu kuku gzie zferdn zneqfn egziabheryu mnqaf xbukka tekone gn bwushti teredadika mimxaeyu zabeye beabiuke sle seb ztezarebo kulu gzie gudlet namxaeka mzrab entayu trgmu ezi abo qeshi sbketu ysemoye malet nezi zneqfo zelo btaemi mehariyu kabti gudletu eti xbukudo mireay aymhashen yehwat
ኣጆኻ ሱልጣን ሓወይ ሓቂ ክሰምዓ ዝኹርኩሐን ኣእዛን ብዙሓት ኢየን ሞ በዚ ወዲ ክምዚ ከይትዕንቀፍ ሓደራ ክብለካ ይደሊ ካብ ኩሉ ተምጽኦ መደባትካ ተኻታታሊት ዝኾንኩ ሓፍትካ❤❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓዉና መምህርና ናይ ብሓቂ የሕዝን እዩ ኣምላኸ ቅዱሳን ናይ ፍቅርን ሓድነትን ፍቅርን መንፈስ ቅዱስ ይልኣኸልና ንኹላትና ምድረ ሓበሻ ካብ ምፍልላይ ዝመጽእ ጉድኣትን ኪሳራን እንበር ጥቅሚ ነብልን ህፃናት ኢሉ ኣምላኽ ይተዓረቀና😢😢😢🙏🙏🙏
ዋይ ናይ ባሓቂ ቀሺ ደዩም ኔሮም መምህር ሰለጣን ሓወይ አምላክ ፀጉኡን በረከቱን ይብዘሕልካ 🙏🙏🙏✝️🤲
ኣረ❤ስለ ድንግል ማርያም ኣይትበኣሱ ንፈትወኩም ኢና ንኩሎኩም ፀላኢኩም ይፈለ😢ኣይትፈላለዩ❤
ስልጣነይ ኣጆኻ ዝሓወይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣሎ ኩሉ ዝፈለጥ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መልሲ ፀጉኡ የብዘሐልካ እመ ኣምላክ ትሓግዝካ
ኣሜን ኣሜንኣሜን❤ብሓቅ
እቲ ልብን ኮላልትን ዝምርም እግዛኣብሔር ኣምላክ ምሳካ ይኩን ስልጣን ሓውና ❤❤
ኣቅሽሽቲ ህግደፍ'ኮ ሸይጣውንቲ በር ኣቅሽሽቲ ኣይኮኑን ድሓር ክኣ ውጉዛት ከም ኣርዮስ እዮም። ዝኾነ ኦርቶዶክሳዊ ውን ክሳለሞም የብሉን። 44 ነጥቢ።
ስልጣን አንበር ስልጣን ኣቤት ልቦና ኣቤት ትብዓት 🙏🙏🙏🙏
ሰላምካ ይብዛሕ መምህረይ ነዚኦም ኣይትመለሰሎም ንስኻ ጥራይ ናዓና ብእምነትና ክንዓቢ መሃረና ዝኾነ ኮሩስ ጀምረልና ኣብዝጠዓመካ ግዜ እንበር ንሶም ክዕንቅፉኻ ንስኻ ክትምልሰሎምሲ ኣራባራብ እዩ ኣምላኽ ሰላሙ የውርደልና ንስኻ ጥራይ ጉዕዘኻ ቐጽል ።
ስልጣን ሓወይ ብዙሕ ኣይትገደሰሎም፡ሓቂ ተዛሪብካ ኣብ መንገዲ ባቡር ደቅስ ጥራይ ንስኻ፡እንተ እቲ ሓሳውን ዓማጽን፡ምስ ገፋዒ ዝተሓባበርን ኣገልጋሊ ኣምላክ'የ በሃሊ ሰብ ግን ወይልኡ ነታ ሓቂ ስለ ዝጓዕጸጻ ብሰማይ ኣይጥዕሞ ብምድሪ ኣይጥዕሞ ብጎይትኡ ድማ ካብ ተሓታትነት ኣየምልጥን'ዩ።እግዚኣብሔር ኣምላክ ንጹህን ሓቀኛን ኣምላክ እዮ ንጽህናን ሓቅን ከኣ ይፈቱ፡ንሓሰውትን ዓመጸኛታትን ከኣ ይጽየፎም።
#ሎሚ እኮ ልደታ ልኣዶ ኩላተና እያ እንካዕ ኣብፅሕኩም ደቂ #እመ ኣምላክ ብሩክ ባሕቲ #ደምሩኒ እስቲ ምስ ይቅርታ❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤
❤🙏
ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰምዓልና ስልጣን ሓወይ 🤲🤲🤲👏👏👏💒💒🌹🌹💒🌹🇪🇷🇸🇦🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹😭😭😭❤❤❤
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ💐💜_
_ጸግኡ የብዘሐልኻ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኻ ይኹን ስልጣነይ❤️_
14:20 ትኽክል። ተሃድሶ፡ መናፍቓን፡ ተጋሩ.... ዝብል ጸለመ ጥራሕ እምበር፡ ንሰላም ንፍቕሪ ዝሰብኩ መምሃራን ተሳኢኖም።
ቃለ ሂወት የመዓልና ፍቁር ሓዉና መምህር ስልጣን ከሰተ,ዕድመ ይሃብካ ኣምላኽ ጽቡቅ ኣለኻ ኣጆኻ ኣምላኽ ብጻይ ሓቀኛታት እዩ ሓቂ ሒዝካ ምስ ሓቂ ዝጉዕጹጹ ሰባት ክትዛረብ ከለኻ ሓያል ተጋድሎ እዩ ምኽንያቱ ንሶም ዉን ይፈልጡ እዮም ሓቂ ትዛረብ ከም ዘለኻ ስለዚ ኣጆኻ ስለ ሓቂ ተዛሪብካ ኢኻ'ሞ ጻማ ቅዱሳን ዝኸፈለ ኣምላኽ ጻማኻ ይኽፈልካ🙏
ስልጣን ሓወይ ንስኻ ወገን ናይ ዝኾነ ከይኮንካን ገጽ ናይ ሰባት ከይረኣኻን እትሰብኽ ሓቄኛ ወተሃደር ክርስቶስ ኢኻ: ስለዚ ኣብ ሓቂ ብዙሕ ውርደትን መከራን ከምዘሎ ኣምንካ ከምዘለኻዮ ናብቲ ዓስቢ ናይ ክርስቶስ ኣምላኽና ተመጣጠር❤❤❤❤❤ ኣጆኻ ንሕና ድማ ካብ ስሚዒት ወጺእና ኣብ ዝተጋገኻዮ ጌጋ ምባል ኣብ ሓቅነትካ ድማ ኣብ ጎድንኻ ኣለና ብዝኾነ ግና እዚ ኩሉ ኣብ ልዕሌኻ ዝወርድ ዘሎ ነገራት ከም ትዓቢ ዘለኻ ምልክት'ዩ ንድሕሪት ኣይትጠምት
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ሓውና ሓርበኛ ናይ ሓቂ ♥️♥️♥️ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና በርተዕልና እዚ ናይ ንሳሃ ዝብሉዎ ገይጋ እዩ መጀመርያ ዳአ ብልብና ናብ ፈጣርና ክንነብዕ ኣሎና እንበር 😢😢😢🎉♥️♥️
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር መምህርና ሓቂ ዝሓዘ ዝሓፈረ የለን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አጀኮ ጠንክር መምህር ሓቀኛን ሓሳዊን ዝፈለየሉ ግዜ እዩ ❤😢
ብሓቂ ጌጋ ነስሓ። ስልጣን ጥራሕ ዘይኮነስ ኩልና መእመናን ኢና ንኩንኖ ስርዓት ቤተክትያና ዘይኮነ ኣይተማሓላልፉ😢😢😢
ሰልጣነይ እግዚአብሔር ሙሉእ ጥዕና ይሃብኻ ሓቀይ ሓዝ እሞ ኣብ መንገድ ሃረስ ይባሃል ዘለዙ ኣቦ ሓቂ ኢኺ እመ እመቤታችንይ ምሳኻ ቱኩን
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ:አጆካ በርትዕ ሐቂ ዝሐዘ ውዒሉ ሐዲሩ አይሐፍርን እዩ አሜን ጾሎትን በረኸትን ናይ አቦና ሰማእት እንበለ ደም ብጹእ ዎ ቁዱስ አቦና አንቶንዮስ ምስ ኩልና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን አሜን 🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️✅✅✅
ኣጆኻ ሱልጣን ሓወይ ንኣኻ ከዉድቁ ዘይገብርዎ የብሎምን ጥራሕ እስኻ ንቅድሚት🥰
ስልጣነይ እግዚኣብሔር ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ መምህረይ❤❤❤
ስልጣነይ እግዚአብሔር ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ 🙏♥️
Amen
ኣምላኽ ይባርኽካ መጽሓፍ ቅዱስ ልዕሊ ኩሉ ምዃኑ ዝነገርካዮም❤
ናይ ብሓቂ ክቡር ስልጣን ሓውና ኣቦ ሓቂ❤
እንካዕ ብሰላም መፃእኻ መምህረይ❤❤❤
አጆካ ሰልጣነይ አቦ ሓቂ
ቅሺ እዚኦም ክፀለእኑ ማዓት
Abet nay hgdef aqshishty nab arawit teqeyrom eziom hasewty nbalom entay kenasuhu maznom ztefom rugumat nezy hzby melagesi geremu hawna sltan nska kemkulugzye haqka eyu zmskrelka amen 🙏🙏🙏
❤🎉ስልጠነ ሓወይ አነስ ዛም አቦ ቅድሚ እርባዕተ ዓመት ይፈልጦን ግን ኩሉ ግዘ እንፅር እዮም ዝስርሑ ፣ ንሳም ና እፍሪዮም ማሕበር መድህኒ አለም ኢሉ ህዝቢ ዝጥፍእ ዘለዉ እንድዕ አነ ግርም እዬ ዝብለኒ
ቃል ሂወት የስምዓልና መምህረይ🙏🥰🥰🥰🥰🥰
ቃሾም እማ ዘይተባሃለ እዮም ዝብሉ ሓደጊዘ ለውን ብፁእ ኣቡነ ሰላማ ባዓላት ንስዓር ዘይበሉ ባዓላት ንስዓር ይብሉና ለው ኢሎም ሰቢኮም ነይሮም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብዝ ዘመንዝ ሓዝነ ኣጀኻ መምሃረይ
መምህር ስልጣን ካብቶም ንንውሕ ዝበለ ግዜ ዝተኸታተሉኻ ሰብ እየ ኣዝየ እየ ድማ ዘድንቀካ እንተ ሕጂ ግን ኣብ ሓንቲ እምነትን ኣገልገልቲ ናይ እግዚኣቢሄርን ክንስኹም ኣብ ዓቢ ህልኽን ግብረ መልሲ ምሃብን ትኣትዉ ኣለኹም ንምንታይ ኣድለየ ብኻ ከምታ ኣብ ዓደይ ከለኹ እምነት እምበር ኣፍልጦ ዘይነበረኒ ክሳብ ዝብል ኮይነ እምነተይ ከፋፊልኩሞ እታ ነውሪ ትብል ናይ ወለድና መግናሕቲ ናፊቀያ ንኣብነት ኣነ ነቲ መጽሓፍቲ ይፈልጦ እየ ግን ኣይሕዞን እየ ኢሎም ኣቦይ ቀሺ ንስኻ ድማ ከንብቦ ዝኽልክለኒ የለን ግን ካብ ድያቆን ክሳብ ጳጳስ ነናቶም ስራሕ ከም ዘለዎም ትነግረና ኣለኻ ኣበይ ዩ እቲ ፍልልዩ ምኽንያቱ ይፈልጦ እየ እንተ ኢሎም ኣቦይ ቀሺ ኣንቢቦም እዮም ዝፈልጥዎ ይርእዮ እየ እንተ ትኸውን ግን ጳጳሳት ከም ዝጥቀምሉ ምፍላጥ ምሓሰብናያ ስለዚ ነቶም ተማሃረኹም ውን ኣብ ግምት የእቲኹም ናብ ሰላም እንተ ትምለሱ ምሓሸ ይብል ክንፈልጥ ምስ ጀመርና እምነትና ክጎድል ጀሚሩ እዚኦም ክኣ ከም ንብል ትገብሩና ኣለኹም መምህር ስልጣን ድማ እዛ ከምዚ እዩ ይብሉኒ ትብል እንተ ዘይ ተጠቀምካላ ይመርጽ ምኽንያቱ ንስኻ ናይ እግዚኣቢሄር እምበር ናይ ማንም ኣይኮንካ ንኹሉ ኣማኒ ድማ ትውክል ኢኻ ክሳብ ብዛዕባ እግዚኣቢሄር ትምህር ዝሃለኻ እንታይ ይብሉኒ ዘይ ኮነስ እንታይ ክገብር ኣለኒ ክትብል ይደልየካ እዚ ግን ናተይ ርኢቶ እምበር ቅኑዕ ኣለኹ ማለተይ ኣይኮንኩን ብዙሕ ህዝቢ ብዘይ ምስምማዕኩም ይጠፍእ ኣሎ ጠመተ ግበርሉ ናይ ደጋፋይን ናይ ተቃዋማይን ዝብሃል እምነት የለን ኣብ ኤርትራ ኮይኖም ከይተቀበልዎ ትም ዝብሉ ብዙሓት እዮም እዚ ንዓኻ ይጠፍኣካ ዩ ኣይብልን እየ ሰብ ምኻኖም ድማ ንረድኣሎም እዚ ክጽሕፍ ከለኹ ስምዒተይ ብድፍረት ምግላጸይ ግን ኣይትጽልኣዮ እንተ ኣጥፊኤ ድማ ይቅሬታ
ገዳማትና ይትሓገዝ ንገዳም ተባሂሉ ዝተላእከ ኣብ ካልእ እንተዊዒሉ ግን እግዚኣቢሄር ይሕተቶም ንሕና ዝግብኣና ንግበርሞ እግዚኣቢሄር ድማ ዘድልየና ክህበና እዩ
ጽሓፋይ ኣይኮንኩን ንጉድለታተይ ድማ ብኣወንታ ክትርድኡለይ ይደሊ ንኽፈልጥ እምበር ክንቃወም ኣይኮንኩን ድማ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ ክቡር መምህር
ናይ ብሓቂ ክቡር ሓው እዚኦም ሰብ ከይጠፍእ ኣይሓስቡን እዮም ነብሶም ከድሕኑ ከይብሉኒ ጥራይ ኮይኖም
ኣጆኻ ስልጠን ሓውና ኣምላኽ ኣሎ ኣቦ ሓቂ❤❤❤❤❤❤❤
ከሉ መሰቀል ዝሓዘ ቀሺ ማለት ኣይኾነን መምህር ስልጣ ብዝኾነ በርትዕ ኣምላክ ሓይሊ ይሃብካ
ብሓቂ ጌጋ ነስሓ ። ብዓለገ ዘረባ ካብ ካህን ። ነስሓ ብሕቡእ እዩ። ምስጢር ኢዩ። መምሃሪ ኢልካ ብባዓለገ ቃላት ምጥቃም ነውሪ ኢዩ። ህዝብና እኮ ሰዋሱዋዊ ኣዛራርባ ኣሎዎ። እዚ ድማ ንለባም ኣምተሉ ክንብሎ ንኽእል ኢና ። እዚ ናይ ኣቦይ ቅሺ ግን ፥እታ ንዓሻ ድርጉሓሉ ኢዮም ተጠቒሞም ። ህዝብና ግን ዓሻ ኣይኮነን ምድርጓሕ ኣይኮንን ከይተዛረብካዮ ካብ ገጽካ ዘንብብ ኢዩ። ዓገብ !!
*_እንኳዕ ደሓን መጻእካ መምህረይ ጸግኡ የብዘሐልካ ወታደር ናይ ተዋህዶና ዕንቁ😇💜🌿_*
ሓቃ ዲፀለኤ ህዝቡ ኣይኻ ድተረኤየካ ተዛረብ ክብር መምህርና ❤❤❤❤
ግደፈና ከም በዓልዚ ኣቕሽቲ ምስኮኑ እንዲዩ ምሕላፍ ዝኣብያ ዘሎ እዛ ሃገር
ስልጣን ሓውና ሎምስ ቅዱስ ወንጌል ምስባክ ገድፍካዮ፡ኣብ የለን ተባህለን ኣይተድህብ ግደፎ እንዶ ቅዱስ ወንጌል ዝጸምኣ ነፍሳት ኣለዋ፡ደሓር ከኣ እዚ ናይ ሎሚ ዝግበር ዘሎ መራከቢ ብዙሃን ካብ ስብከት ከየውጽኣካ።❤❤❤❤❤❤
ሰላም ስልጣን ሓዉና
ንቶም ሓሽትን ምግናንን ዝዛረቡ አይቲ ገደሰሎም እብቱ
ብሓቅነትካ ኣፅንዕካ እቲኣሙኖ ኣምላክካ ኮንካ ቀፅለሉ❤❤
አነስ ከማኻ ዝበለ ተብዕ አብ እምነቱ ዝፀነዕ ትሑት ኩሉ ብጥበብን እውቀትን ዝጋዕዝ ምንም ዘይፍረሖ ክርስትያናዋ❤
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣሜን ።
መምህር ስልጣን ነዞም ሰብ ሽጉጥ ኣቕሽሽቲ ኣይትመልሰሎም ። ጉዳይ ሃይማኖት ኣይግድሶምን እዩ ጉዳይ ፖለቲካ እምበር ።
ትኽክል
ስልጣን ሓወይ ከምቲ ዝበልካዮ ልብን ኮላሊትን ዝምርምር ኣምላክ ኣሎ እስኻ ጥራይ ሕልናኻ ዘይወቅሰካን ሓቂ ካብ ምዝራብን ደው ኣይትበል ኣምላክ ይባርካ።
ሰላም ስልጣን ሓወይ ሰላም እግዚኣቢሄር ምስ ኩላትና ይኹን ከምቲ ኣቦታት ክምስሉ ሓራምዝ ክበኣሱስ ሳዕሪ ይህሰ ድበልዎ ሕጂውን ንሕና እቶም መእመናን ኢና ንህሰ ደለና ምኽንያቱ ንኹሉ ድመጻና መምህር ይኹም ቐሺ ቤክርስትያና ከምዚ እያ ስለ ድበለና ኣብ ፈቀዶ ዩቱብ ኣሜን ቃለ ሂወይ የስመዓልና እንዳ በልና ወገነኛታት ኴና ተሪፍና ምኽንያቱ ብእዝንና እንበር ብልብና ስለ ደይንሰምዕ እዩ ደሓር ከኣ እዞም መምሃራና ንብሎም ደለና ኣብ ክንዲ ንሂወት ድኾነና ትምህርቲ ድምህሩና ኩስቶ ከምዚ በለ ኩስቶ ከምዚ በለ ክብሉ ይውዕሉ ንሕና ከኣ ኣብ ክንዲ ምስትውዓል ኣሜን ክንብል ንውዕል ኣለና ከምቲ ሓደ መናፍቃን እንዳ መሃሮም ከሎ ሸይጣን ስንኩል ይገብረካ እዩ ምስ ብሎም ኣሜን ኢሎሞ ሕጂ ከኣ ንሕና ከምኡ ኢና ንኸውን ደለና ብልብና ንስማዕ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ምህረቱ ይልኣኸልና ምስትውዓልና ይኽፈልና
ዒድመይ ጥዒናይ ያሃብኻ ስልጣን ሓውና አቦ ሓቅ የኻኮ ክፎትየካ ማዓት ፣እመብርሃን ታሓልውኻ ❤
እዚኦም ጥፋት ህዝቢ ዘይግድሶም ናይ ሓሶት ኣቕሽሽቲ ዮም ኣምላኽ ናይ ልቢ ዩ ዝርኢ ህብዚውን ይፈርድ ዩ ንዓኻ ድማ ቃለ ህይወት የስምዓልና
ሓቂ እያ እዚኣ ዋሓጥዋ ተኣብያትኩ ማይ ገይርኩም ኣውርድዋ ብፍላይ ከም እለ ኣቦይ ቃሺ ዝበልኩም ኣቦይ😢😢
ንሰሐ ቁኑዕ ዝኸውን በይንኻን አምላኽን ምስ ዝኸውን ጥራይ ኡዩ
ኦ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ክትዕ ህልኽ ካብ ቅድስቲ ቤት ክርስትያን ኣርሒቅካ ዕርቅን ሰላም ሓድነት ቅድስቲ ቤት ክርስትያን ኣምጽኣልና ምስትውዓልካ ሃበና
ክብረት ይሃብካ ኣብ ኣቦና ዘእምበለ ደም ቅዱስ እንጦንዯስ ዘለካ እምነት 🙏🙏🙏.
ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ❤❤❤
ስልጣን ሓወይ በጃካ ምምልላስ ግደፍዎ ሓደራኩም ይርዳና አዩ አቲ ትብሎ ዘለኻ ሓቂ ስለ ዝተዛረብካ አዩ አዚ ኩሉ ሎሚ ከኣ ሓቂ መራር አያ። አቲ ሓደ ክምልስ አቲ ሓደ ክምልስ ጽቡቅ ኣይኮነንን ግደፎም ድላዮም ይግበሩ። ቃል ኣምላክ ስበክ ከም ቀደምካ። በጃካ በጃካ ስልጣን ሓወይይይ።🙏🙏🙏 አዝጊኣብሄር ሰላሙ የውርደልና ኣብ ቤተክርስትያና።
🙏🙏🙏😍😍
Bihaki bajakom entay ena nikwen zalna Bihajakom gedfwo nana ztakmna marena kemey kirna abemnta kinbrte xolat segdan kemey gerna hiweta kem nkeyer 😢😢😢
ሰላም ስልጣን እቲ ሕዝካዮ ዘለኻ መንገዲ መንገዲ ጽድቂ እዩ🎉። ስለዝበሉኻ እኻ ማለት ኣይኮነን ነቲ ሓቂ ስለተሓሰሙ መንግዲ ሓሶት ከትሕዙኻ ክጽዕሩ እዮም። ጽናዕ ገጥበል ስለሓቂን እምነትካን። ኣስማት ስለዝሃቡኻ እኻ ማለት ኣይኮነን
ቅፅል ዳኣ ላሕቂ ተዛሪብካ ተተፀረፍካ ናዓካ ብረኽትዩ🙏
ብዝዓባ እቱ ንሳሄ ጌጋ እዩ ሓደ ሓጥእ ዝኾነ ባዕሉ ዘጥፍኦ ባዕሉ ክዛረብ ከም ዘለዎ እዩ ዝፈልጥ ብዛዓባ ኦርቶደክስ እምነት ንኹሉ አማኒ እዩ ዘገድስ በዘይ ብሄርን ዓሌትን መምህረይ ካባኻ ብዙሕ ተምሂርና ኢና ዕድሠ ይሃብካ ፀግኡ የብዝሓልካ
Amen 🙏(3)egziabiher amlakna xegu yebzhalka kbur memhrey🙏🙏🙏
ሎምስ ንብሎ ጠፊኡና ብልቢ ህዝብና ይጻወቱሉ ኣለዉ ዘሕዝን እዩ ልብና ሴሮሙና 💔💔💔💔💔💔💔
ብርሃን ብርሃን ዩ ክሕባእ ኣይክእልን ኩሉ ሕቡእ ግበረ ጸልማት ኢዩ
Selam kubur hawey bqedamnet selamn tienan ymineyelka .kulu endhr zeztexahafelka tmls endhr konka aninet wey ktgage keleka xibuq kem zeleka koynu sle zsmaka slezi nska sbek xubuq negerat ember n melsi aytqadadem bejaka !!! Ezi xerfi aykonen comment eyu selam ymneyelka🥰
ጹብቁ ፉልጠትን ሕላናን ሰንኻ ኣለካ መላክ የሓግዝካ
ኣብዚ ክትጻረፉ ትውዕሉ ዘለኩም ሳኣን ምፍላጥኩም ዩ እሞ ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም ቲ መርማሪ ኮላሊትን ልብን
Amen n kulena
💗ብሓቂ ቃል ሰናይ የስመአልና ስልጣነይ✝️💗❤❤❤ንኩለና ደሞ መስተውዓሊ ዓይኒ ልበና ይሃበና ኣምላክ😊❤
ኦይ ኣብ ኤርትራ ዝሓመመ ኢሰያስ ይመስለኒ ነይሩ ለካ ከምዚ ኣሎ ኣነስ ክልተ ማዓልቲ ብፅሞና ሰሚዐዮ ስብከቶም ተደኒቀሉ ወይ ኣይንሰሙን ኢዲት ኢዩ ወይ ይቅሬታ ክሓቱ ተፀብየ መስደመም
ድፍረት ደኣ ከይኮነኒ እምበር ሽሕ ሓጥያትየተኛ ሽሕ ድኽምቲ ይኹን" ብእምነተይ ብቤተክርስትያነይ ዝመጸኒ ኣይፎትን "ጌጋ እንተሎ ድርቕ ኢለየ ዝናገር" ይትረፍ ንስኻ ስርዓትን አግባብን ጽኑዕ ኃይማኖተኛ ስልጣንስ" ንባዕለይ ከምዚ ዓይነት ኣብቤተክርስትያነይ ክህሉ ፍጹም ኣይደልን😊 በርትዕ❤"
❤❤❤❤🎉ኣነ ተስፋ ቆሪጸ ኢየ ከም ኤርትራውን፠ክርስታን እተ ሕጂ ሕጂ ግና ተስፋ ኣለና ባ
@@bahtagrmay1615 ኣጆኻ ኣምላኽ ኣቦታትና ምስ በዓል ሓቂ እምበር ፡ ምስ ሓሰውቲ ኣይኮነን ።
ኣብ ደገ ክለዝወፁ እምበር ኣለው ኢዮም ሓያላት ክዋክብት ናይ ቅድስቲ ቤተክርስትያን ሊቃውንት ድያቆናት መማህራን ቆፂርካ ዘይውደኡ ግን ንሓቂ ዝፈትዋ ስለዘየለ ሰማዒኦም ውሑድ ኢዩ ክርስቶስ እውን ንሱ በይኑ ኢዩ ንዓለም ስዒርዋ ንሕና ካኣ ኣካል ክርስቶስ ኢና ብቻ ተስፋ ንግበር መንገዲ ሓቂ ፀባብን ብዙሕ ተጋድሎ ዘለዋ ኢያ መጨረሻላይ ግን ሂወት ኢያ ስለዚ ኣጆኩም ኣሕዋትና🙏❤
ኣጆኻ በርትዕ ስልጣን ሓውና እዞም ኣቦታት ናይ ሃገርና ሓቅን ሓሶትን ካብዝትሓዋወሶም ነዊሕ ኮይኑዩ እቲ ጸገም ክኣ ባዕሎም ስለዘይ ምሩሑ ዩ❤❤❤❤❤❤❤
Memhr Sltan hawey buzuh gize Haqi ktzareb semiea,ka reayeka enkolay:: Ajoka tchera nebri aythaz ente hizka aytfenu iu negeru nrtiea❤✝️❤️🙏
Memhrey hawey meharey Sultan Abo Haki Ajoka 🙏🙏🙏
ክቡር ምህርና ኩሉ ይፈልጥዎ እዮም ብዚ ክትጉሂ ኣይግባእይ❤❤
መሪር ሓቂ 👌👌👌ነዚ ዘይፈልጥ የለን እናፈለጠ ዝደቀሰ ዳኣምበር
መገዲ ጸጋም ዝከይድ ሰብ ኩሉ ግዝየ ጸጋም፡ዩ ዝሓስብ ንስካ ጥራይ ንሓቂ መስክር ኣምላክ ንፍቅሪን ሓቅን ሒዙ ዩ ሓልፍዋ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ኩቡር ሓውና
ነጺርካ ኢኻ ክቡር ሓው ሰልጠነ ቀጽሎ ጽቡቅ ኢኻ ዘለኻ ።
ሓቂ ዝሓዘ ኣይሓፍርን ኢዩ፡
እዋእ ሕጂም ሰብ አምጺእካ ትዛረብ ,ስልጣን ብጀካ ብሰብ ዝዛረብ የለን ስልጣን ድሕሪ እዝከ ንመን ከተምጽእ ኢካ ንስካ ናይ ኽትዕ መንፈስ አለካ ተናገፈሉ
ክብር ሓው ወይ ሓፍቲ ይቕሬታ መጀመርያ ክርድኣና ዝግባእ ስልጣን ንጌጋ ዝኾነ ሃይማነታዊ ትምህርቲ ምክትዑ ንስለ ሃይማኖቱ ኢዩ ዝካታዕ ዘሎ ክርድኣና ዘለዎ ጌጋ ትምህርቲ ኣይተማሓላልፉ ኮምኡ ኣይኮነን ኢሉ ሰባት ከየጥፍኡ ኢዩ ዝእርም ኩሉ ግዜ ንሱ ኢዩ ክኣ እቲ ቃልሲ ሓደ ክርስትያን ብጽቡቕ ክንርድኦ ኣለና
hey brother i just want to say that we as a part of this blessed religion, we all know that who is doing good and who is doing wrong, we all have eyes ears as a human and image of God. so don't worry keep the hard work up and remember this is Christianity. may the prayers of Abuna Entniyos bereket ayfleyena.
ቃለ ህይወት የሰመዐልና ስልጣነ ዋ❤❤ አይ አቦታታ ትባሃሉ ጎድሙና 😢😢
ናይ ብሓቂ ስልጣን ሓውና ሓቀኛ ምካንካ ብጣዕሚ ዩ ዝገርመኒ ገጽ ሰብ ሪኢካ ዘይተዳሉ ንፉዕ ዋላ ተጋገ ዘይጋገ ሰብ ስለ ዘየሉ ጽቡቅካ እዩ ዝበዝሕ ክሳብ ሕጂ ኣስተውዒሉ ዝዛረብ ሰብ ምካንካ ይፈልጥ ሓንቲ ቁሩብ ሕርኽርኽ ትብለና ኣብ ጉዳይ ኣቦና ብጹእ ኣዉነ እንጦኔኦስ ዞም ሕጂ ዘለዉ ቡጹእ ኣቦ ብዙሕ ትዛረብ ኢካ ሞ ሓደራካ እቲ ሓቂ ሓደ እግዝኣቢሄር ጥራይ ዩ ዝፈልጦ ኣብዞም ቁቡኣት ኣቦታት ኢድካ ኣይትእቱ ነቲ ዝተጋገየ እግዝኣቢሔር ባዕሉ ክፈርዶ እዩ ንስኻ ብዓይንካ ዝርኣካዮን ዝሰማዕካዮን ጥራይ ኣማሓላልፍ ካብ ነፍቅርካ ይሕዋትካ ኦርቶዶክስ ቀጽሎ የቀኔልና
መምህረይ ናይስደት ተስፈይ❤
ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህር ❤🙏ኣጀኻ ህዝቢ ትግራይ እንታ ጠፊኢ ክጠፊኢ የብሊን እሎም ዚደንገፀሉና እቶሙ ልባማት ኣሕዊታና እኩም ግዜየ ለኩሉ መፁወይ ማዕሊቲ ያሃበና ኣብ ሱዑዲ ዓረብ ዘለናኳ ክንደይ ግዜየ እካ ዘፂናንዐካና ግን ፈጣሪ እዩ ዝህበካ ዓስቢኻ😢❤🙏መምህሬይ ወዲ ሸረ መቀለ ዓዲ ግራት ጥራሕ ኣይኮነን ወዲ ራያወን እሎሚካ ኪኾኑ እዩም መቸሰ ሰልጠን ዉፉይ ጅሲ ብህግደፊዉያን ተጋሩ እዮም 😂 ክታመፂኢ እኺ ናብ ራያ ብሓፈሻ ናብ ትግራይ ዓዲና እዚ ደበና ክቃነጠጣ እዩሞ እዚ ዉፁዒ ህዝብ ሩፉታ ክረክብ እዩ ንመን እሉዎ ፈጣሪ🙏
❤❤❤❤ jigna kexlo xbuk aleka .haki mzrab waga tekfil eya gn bzuh asbi kab goyta alewa emo n amlak n goyta kitehegus xear kulu gize kab amlak eyu mogos.seb ke entay keygebreni Nbel…
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ ዝሓወይ🙏
ምስትውዓል የድሊ ክቡራት መእመናን !!!
ቐሲ ተወልደ ንዝሃቦ ስርዓተ ንስሓ ንምስትምሃር ኢዩ ኣምጺኢዎ ዝብል ሓሳብ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ኣተሓሳስባ እዩ። ኣብ ቅዱሳን መጻሕፍትና ከምዚ ዓይነት ስርዓተ ንስሓ የስተምህር ዲዩ ?ትማሊ ዝተወልደ ቆልዓ፡ ብዛዕባ ምብላዕ ምስታይ ከመይ ኣቢሉ የስተምህረኻ !!! ጌጋ ኣወሃህባ ስርዓተ ንስሓ እዩ ። ልዑል ጥንቃቐ !!!
ሓቂ ምዝራብ ካብ ድመጸ ይምጻእ ሓቂ መስክሩ ንሓቂ ደው በሉ መስክሩ እምነት ኣምላኽ ዘለዎ ንሕግን ፍትሕን ግበሩ ይብለና ኣምላኽና
#ስልጣነይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ💜🙏 ደቂ #እመብርሃነይ ብስም ወላዲተ ኣምላክ #ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ🙏♥️😍💜🕊
ሰልጠነ ትምበል ዩሁዋ ሓውስዊ መታለሊ ትግረዋይ ።
🙏 amen amen kale Hiwet yesmalna
መምህረይ አቦ ሓቂ ኢካ ❤
ናይ ቤትክርስትያን ኣወል ስዒድ ዮም ዞም ቀሺ ባዕሎም ዶ ኣይኮኑን ኣብ ገዳማት ግብረስዶም ስልዝጸንሑ መንግስቲ ኣስርዎም ዝብሉ ዝነበሩ ሕጂ ተታብቃይ ገደማውያን ኮይኖም ኡክይ ዝኾነ ሰብኣይ ድያቆን ሓውና ግን ኣጆኻ በዞምኦም ትግልጽ ኣይኮንካን
ቀጽል ደኣ ሓዉና ስልጣን በዓል ሓቂ ሓደ መዓልቲ ናይሓጎስ መዓልቲ ኽትመጽእ ኢያ ኣጆኻ
ክሳብ ሕጂ ቤተ ክርስተያን ብፍላይ አብ ገጠር ዘሎ ተዓጽዩ እዩ ዘሎ ምክንያቱ ክሎም ዓጢቆም
በዓል" መራሒ ሓይሊ"ቀ. ተወልደ ዕቡድ ፡ ካብዛ ቅድስቲ ስፍራ ከይተወገዱ ሰላም የለን ። ኢየሱስ መጽኡ ንንስሓ ዕድመ ተዘቕርቦሎም ውን ንንስሓ ዝኸውን ሞራይ የብሎምን ።
God bless you Sultan.
በርትዕ ካህናት ክባሃሉ ኣይካሉን' ዮም ከምቲ ዝበልካዮ ተዋሳእቲ ዮም እንታይ ኮይኖም ኣብ ኢ/ያ ኮይኖም ዝልምኑ ዘለው ኣብ ዓዶም ዘይነብሩ ምስሉይነት ፉት ንፊት ንሓቂ ደው ኢልካ ኣለካ ኣጽናዓያ እቲ ግዜ ሓጺር ዩ
እንካዕ ዳሕን መፃእካልና መምህረይ❤❤❤
መምህረይ ሓቂ ዝይፈቱ ስቡ እዩ እዚይ
ከምዞም ናትና ኣመንቲ ክርስትና ርስሓት ሪኤ ኣይፈልጥን ።
ዓገብ❤ኩሉ❤ሓደ ኣይኮነን
Ageb ageb ageb anta hawey natey 🙏🙏🙏❤️✝️
Ageb hawey kemu aybhaln iyu❤
ኣብቲ ናይ ንስሃ ዝተዛረብዎ መቀለዲ መናፍቅ ገይሮልና ብስንኮም ቤትክርትያን ትፅረፍ ትስሓቅ ብቻ ኣምላክ ምስትውዓል ይሃቦም 😢😢😢