ERi-TV,

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 9 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 834

  • @fthawithabte8830
    @fthawithabte8830 6 років тому +80

    ኣታ ኣነ ብጅሮም ቆቛሕ ክጽለል ኢየ እስከ ላይክ ሃብዋ ኣድነቕቲ ጅሮም ብሩኽን ቁዱስን ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ካኣ

  • @ግዜእታይግዱ
    @ግዜእታይግዱ 6 років тому +291

    ብሐቂ ብልፅቲ ድራማ ኣብ ስደትን ፈቀዶ መኣስከራት ትካራተቱ ዘለኩም ኤርትራውያን ኣምላክ ፍቅርን ሰነያን ኣውሪዱ ምስ ወለድኩምን ኣሕዋትኩምን መሐዝትኩምን ኣካካኪቢ ንመርዓን ፈስታን ደስታን የብቅዕኩም ካብ ትግራወይቲ ሐፍትኩም ጓል ዓጋመ

    • @snitlove2331
      @snitlove2331 6 років тому +2

      የኔ እናት ማርያም ናት ዋ! እናንተም ንቁ ♥🌸♥🌸♥🌸

    • @halewbelom8580
      @halewbelom8580 6 років тому +2

      Amen /3

    • @ልቢጋልፈቃርወዲዩዝደሊ
      @ልቢጋልፈቃርወዲዩዝደሊ 6 років тому +10

      ክብረት ይሃብኪ ሓፍተይ ናተይ ኩቡር መጠን ነብሱ የክብረካ‘ዩሞ። እቲ ሰናይ ድልየትኪ ዘብራህክልና ብልቢ‘የ ዘመስግነኪ። ሶ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኪ ኣብ ዘለኪዮ ብርክቲ ሓፍተይ።

    • @tsegezabmengstu2237
      @tsegezabmengstu2237 6 років тому +4

      Ame
      Amen
      Amen
      Yekenyelna zhaftey!
      Nhna ka ab zelekyo selamn fkrn ksanietn nmneyelki!

    • @fkrimisamlak6256
      @fkrimisamlak6256 6 років тому +2

      Amen kbrti hafti sileti tsibuk tnbtki naki ewin ab tkedyo Egzabher yhaliki.

  • @joba342
    @joba342 6 років тому +13

    ናይ ብሓቂ ድካምኩም ከይጸብጸብኩም ከምዚ ዓይነት ባህላዊ ፊልም ሰሪሒኩም ዝመሃርኩምናን ዘዛናጋዕኩምናን ብጣዕሚ የመስግን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።

  • @ዓሰብባጽዕኤርትራ
    @ዓሰብባጽዕኤርትራ 6 років тому +350

    ንጅሮም ቆቃሕ ዝፈቱ like
    ኣጀሚሩ ዘፈፀመና ልኡል እግዚኣቢሐር ምስጋና ይኹኖ

  • @ተፈቃሪሙዃንጥዑም
    @ተፈቃሪሙዃንጥዑም 6 років тому +35

    ታንኪ ካናሪ ድምጺ። ንታንኪ ዝፈቱ አስከ ሕፍስ ደለ like ኣጥሙኒ።

  • @נייסגייי
    @נייסגייי 6 років тому +45

    ዝተባረኸ ሕዳር ጽዮን ይግበረልና ፍትዋት የሕዋተይ። ኣቤት ዝባህልና ክጽብቕ ይበል ኣፋጻጽማ፡

  • @Entertainment-ri3be
    @Entertainment-ri3be 6 років тому +385

    ን መብርየ ዝፈቱ እስከ like like ግበሩለይ

  • @solomonyhowhans5120
    @solomonyhowhans5120 6 років тому +4

    ብሓቂ ነዚ ፍልም ባህልና ከይ ሃስስ
    ላዕልን ታሕትን ትቡሉ ስነጠበበናታት
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @wedigashbarkaxaeda6470
    @wedigashbarkaxaeda6470 6 років тому +41

    Jirom ja lomi nay bhaki tehaguise kedamay xihife emo regixkumna aythlefu yehwat abta like tiwk ablu wefirkum bselam etewu

  • @wedigashbarkaxaeda6470
    @wedigashbarkaxaeda6470 6 років тому +27

    ኣብየት ሰባኣይ ሙኻን ኪጥዕም ራኣይዎ እሞ ኣበይ ዓግማይ ምስ ሙሉእ በደሉ ንዓዱን ደቁን ኪብል ብሙሉእ ልቡን ቀልቡን ይቅረ ይቅረ ኣባሂልዎም ሰይቲ ደምሳስ ግን ሪእኹማ ቅልው ቅልው እንዳበለት ደቃ ኣብ ሺግር ቆልያቶም ነይራ ስለዚ የህዋት ነበይ ዕግማኡ ኣድይዎ ላይክ

  • @ሄዋነይሓሊፉላቁንጅተይ
    @ሄዋነይሓሊፉላቁንጅተይ 6 років тому +42

    ዋውውው ከምዙይ ኣይተረኣየን ናይ ብሓቂ ብኹሉ ሙላ ብቕዕቲ ፊልም ብፍላይ ባህልና ዘማልአት ብሙኻና ብልጽቲ ናይዚ ዓመት ዙይ ምበለክዋ ኣነ ብወገነይ ምሳይ ዝሰማማዕ ኣግርጭው ኣብልዎ ግን ብባህልኹም ትሕበኑ ጥራይ ማለተይ እየ

    • @resomkibrom3150
      @resomkibrom3150 6 років тому +1

      Aygermekumn bzaeba eza derafit kihasb kenye men eya ena belku tanki shkorrr dia! !

    • @samsontesfagabr9512
      @samsontesfagabr9512 6 років тому +1

      tigringa dius, wala hadish quanqua temehz aloka, huzi muzi aytebel, esu ab adikum tetekemelu

    • @ሄዋነይሓሊፉላቁንጅተይ
      @ሄዋነይሓሊፉላቁንጅተይ 6 років тому

      Samson Tesfagabr ሰበይ ገዛ ተጛጊኻ ኣለኻ ስግር ኢልካ ካሕኩኽሕ ርእስ ትፋሕ ዋሒድ

    • @wedisenafe7931
      @wedisenafe7931 5 років тому

      @@samsontesfagabr9512 ቶሮጋቢ ዘይንስካ ክትመስል ኣይትፈትን ።

  • @saye9sm470
    @saye9sm470 6 років тому +94

    Ta ዝፈትዎ film .
    Hiji gein Shiukul yeatiu alikiu dehar kereya eye
    😍 ብር ክትብሉ ትሓጎሱ🙏 ደቂ ኤሬይ🇪🇷

    • @fkrimisamlak6256
      @fkrimisamlak6256 6 років тому +4

      Amen tsibuk ftret nska ewn bir ktbil tehagos ab tkedo kulu Egzabher yhalika kubur simon hawey.

    • @Paulos.w7
      @Paulos.w7 5 років тому +2

      Ja Deki Erey sesunuley ashhat kunuley. Shkul mhdarna u.

    • @Paulos.w7
      @Paulos.w7 5 років тому +1

      @@fkrimisamlak6256 😍❤👍, happy new year.

    • @fkrimisamlak6256
      @fkrimisamlak6256 5 років тому

      @@Paulos.w7 Amen nkulna pawlos hawey nab rihus lidet ytsenbrena egzabher. Selamin tinan ksanetin zelwo amet ygberelna egzabher.

    • @Paulos.w7
      @Paulos.w7 5 років тому

      @@fkrimisamlak6256 Amete Hagos sehak ygberelna AMENNN.

  • @Filipos610
    @Filipos610 6 років тому +16

    *ዋውውው ደስ ዘብል ኣወዳድኣ ብሓቂ፣ንኽልኹም ኣብዛ ፊሊም ዝተሳተፍኩም ኣዚና ነመስግን፣ኣብ ዝመጽእ ብኻልእ ዓይነት ብሉጽ ትሕዝቶ ሒዝኩምልና ከምትመጹ ኣይንጣራጠርን ኢና፣ የቀኔልና!*

  • @בתי-י4ל
    @בתי-י4ל 5 років тому

    ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ድራማ ጅሮም ከምዚኣ ገራ ዝሰሓበትኒ የብለይን መኽበርቲ ባህልና ኩቡራት ወለድና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣቢሀር ንኩልኹም ነኣኹም ዝትክእ ሲ ይርከብ ዶ ይኸውን በጃኩም ከምዚ ዓይነት ክትቅጽልዎ ይላቦ ኣየ እዚ ባህልና ክጥዕም ናይ ክብረት ናይ ትሕትና ናይ ፍቅሪ ናይ ይቕረታ ናይ ብሓቂ ቃላት ሓጺርኒ መግለጺ ኣምላክ ንሃገርና አርትራ ባሪኩ ንኹሉ ኣብ ስደትን ኣብ ዝተፋላለየ ቦታን ዘሎ ዝኣኻኽብ ግዘ ይምጻልና ኣመንንን

  • @ስደተኛመከረኛ-ፀ8ሸ
    @ስደተኛመከረኛ-ፀ8ሸ 2 роки тому

    ናይ በሓቂ ጽቡቅ ርኢና!
    ደራሲ ሰለሙን ፋኑኤል ኣቤት ጥበብ ህጠር ነዚ ክቡር ባህሊ ከምዚ ጌርካ ክትብርብሮ ዘፍሰስካዮ ጻዕሪ ካብ ፈጣሪ ርኸቦ!
    you have smart head like Computer.

  • @ermilove685
    @ermilove685 6 років тому +35

    *ቅዱስ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ደቂ ኢረይ ጽዓዱ*

    • @kubromselemuna
      @kubromselemuna 6 років тому +1

      ኣሜን ብሮ

    • @Filipos610
      @Filipos610 6 років тому

      *ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኤርሚ ወደይ!*

  • @tsegaygebrehiwet7413
    @tsegaygebrehiwet7413 5 років тому

    ናይ ብሐቂ ብልጺቲ ፊሊሚ እያ ምክንንያቱ ቅድሚ 30ዓመት ንድሕሪት እንተ ተ መለስና እቲ ዚነበረ አጋባብ መረዓ የዛካክረካ እሞ አጆኩም ቀጽልዎ ብርቲዑ ።

  • @samiboymesfun6543
    @samiboymesfun6543 6 років тому +34

    ጋዕዋ ሲ ቅናታ ፍውቲሓ ቶባእ ደቂ ኢሪይ ቡሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበርልና

    • @selamneritranaselamneritra3954
      @selamneritranaselamneritra3954 6 років тому +1

      Samiboy Mesfun ጋዕዋስ ካ ንበይና እያ ክትክእሎስ ፉሉይ ትዕድልቲ እዩ ሂብዋ

  • @siumsolomon8878
    @siumsolomon8878 6 років тому

    ናይ ብሓቂ ዓባይ ትምህርቲ እያ ባህልታት ዝዓቀበት የቀንየልና ክብራት ኣሕዋት ።

  • @ሓዊሮናልዶውዱእ-ወ6ነ
    @ሓዊሮናልዶውዱእ-ወ6ነ 6 років тому +65

    Waw wedi negede zfetu like ruhus hadish amet ugberelna

  • @kidushailay3025
    @kidushailay3025 5 років тому

    ናይ ብሓቂ ፍልይትን ሓቀኛ ምስሊ ባህልናን እትገልጽ ብልጽቲ ፊልም እያ!!! ክብሪ ይሃብኩም ይብለኩም!!!

  • @redbull6273
    @redbull6273 6 років тому +1

    ሓይደላይ ሹኮር ምስጋና ፈቴኪ ኣጆኺ ቀጽልዮ ጢኑ ጎበዝ ጽብቅቲ ፊልሚ ካብ ባዓል ዳማ ኣዚያ ጽብቅቲ ፊልም

  • @yohannenegassi5766
    @yohannenegassi5766 6 років тому +7

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ምሉእ ሰላምን ፍቅርን ይግበርልኩም ኣዝየ ኣጊበ ደስ ተብል ማሃሪት ዝኮነት film ኮይና ረኪበያ ከምዚ ዓይነት ማሃሪ ዝኮነ ቅርሲ ዝከውን film ንክትሰርሑ ድማ ይምሕጸነኩም፡ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ኣብ ሃገርና ምሉእ ሰላም ክኮነልና ትምኒተይ እዩ።ዓወት ንሓፋሽ !

  • @merhawltekleab8663
    @merhawltekleab8663 6 років тому +1

    ኣታ እዚ ናይ ዓዲ መርዓ ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርመኒ, መርዓ ዝኣክል ልቺ ብጋዝ ይጥቀሙ። ዘየሸግሮም ብምንባሩ ከኣ። ለይኩለይ እስከ

  • @eritreandemjeganu7893
    @eritreandemjeganu7893 6 років тому +1

    ፊልም ዝበሃል ከምዚዩ፡መሃሪ ኣዘናጋዒ መንነትካ ኣፍላጢ ክብሪ ባህልና ነጋሪ።ናይ ብሓቂ ትነኣድ ፊልም

  • @nebiyatmender5005
    @nebiyatmender5005 9 місяців тому

    ዋውዋው ናይ በሓቂ ተመስተ ካብ ትጅብር ክሳብ ትውዳእ በህሊና ብጣሚ ናፍቕናዮ ዝኣካክብ ይፍጠረልና ♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍❤️

  • @ደቂዳሽምዓንሰባ-ለ6ጐ
    @ደቂዳሽምዓንሰባ-ለ6ጐ 6 років тому

    ናይ በሓቂ ኣያታትና ዓመት መጸት
    ከምዚ ዓይነት ማሃርን ንዓና ባህልና ንምምሃር ትገብርዎ ዘለኩም ነመስግነኩምን ነፍቅረኩምን የቀነልና

  • @kelatifrezghi1832
    @kelatifrezghi1832 6 років тому

    ዋውውው ብጣዕሚ ጽብቅቲ ን መሳጢትን ስራሕ ኣወዳድኣ ውን ጽቡቅ ።ተስፋ ይገቢር ኣብ ቀረባ ጊዜ ካልእ ሰራሕ ሒዝካልና ክትመጽእ ወዲ ፈራዳይ ብጣዕሚ አየ ፈትየያ ።

  • @ABc-ex3cn
    @ABc-ex3cn 6 років тому

    በሓቂ ብልፅቲ ድራማ ኣብ ፈቆዶ ማእሰርትን ስደትን ትኸራተቱ ዘለኩም ኤረትራውያን ኣሕዋተይ አምላክ ፍቅርንሰነያን ኣውሪዱ ምስ ወለድኩምን ኣሕዋትጅኩምን መሓዙትኩምን ኣካኽቦ ይፍጠረልኩም m. B ካብ ትግራይ

  • @semgon3571
    @semgon3571 6 років тому +15

    ነዛ ቀመም ዝሃበታ ደርፊ ዘዳለወት ብርኺቲ ( ታንኪ ) ዝፈቱ ላይክ ገፍ የብለለይ።

  • @user6652
    @user6652 6 років тому +1

    Aseyyy Tanki tmti dmxi neza xbkti film meliski beti tum dxki dmket wesikkla tbebkum ybarech snetbebegatat adna agoku 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍🙏🙏🙏

  • @jocitedros8067
    @jocitedros8067 6 років тому

    ጽብቅቲ ፊሊም ንድሕሪት ተመሊሳ ባህሊና ብ ልክዕ ዘጸባረቅት ፊሊም።ብ ፍላይ ከኣ ን ገዲም ስነ ጥበባዊት ሃገርና ታንኪ ከኣ ዓቢ ኣበርኩቶ ነይርዋ ብ ሓፈሽኡ ኩሎም ኣብ ዛ ፊሊሚ ዝተዋስኡ ብሉጽ ስራሕ ኣበርኪቶም ኣብ ቀጻሊ ኪምለሱና ብ ተስፋ ንጽበ።

  • @wedibeyene7964
    @wedibeyene7964 6 років тому +3

    Btaemi xbuk srah eyu kendi kmesgnom zdeli darigteratn derestn msgun zeray ( wedi feraday ) & wedi fano Nkulom tewasaetn abi msgana yemesgno ❤️❤️❤️❤️👌🏾🌹🌹

  • @zebibarefayne4970
    @zebibarefayne4970 6 років тому +1

    Asey shkorinatat deki Eri films neskum serhewo emberrr
    Egziabher edmen tenan yehabkum 💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👍

  • @ሕጊሓሉኣማንመታንክትድሕን

    ባህልና ሰናይ ብትዕግቲ ይስዕር ንግናይ ብባህልና ዝሕበን ላይክ ይለገሰለይ ።

  • @fevenlove1325
    @fevenlove1325 4 роки тому

    ናይ በሓቂ ብልጽቲ ናይ ቡሉጻት ፊልም ብፍላይ ኣፈጻጽማ ኣጸሊላትኒ 100%ሓንደላይ ቡፉሉይ ገጸ ባህሪ

  • @kubromselemuna
    @kubromselemuna 6 років тому +82

    ንጅሮም ዝፈቱ ኣግጭው ኣብሉኒ ላይክ እስከ

    • @tekiabahta8509
      @tekiabahta8509 6 років тому

      kubrom selemun gedn kea enber bro

    • @SS-ck9xp
      @SS-ck9xp 6 років тому

      Nezi Belae Eritreawan Sebay Kan Kemiz Temirka Nabi Hizib Miqrab Eyu

  • @erigirl7088
    @erigirl7088 6 років тому +31

    ሓዱሽ ኢሳያስ ጸጋይ ረኪብና ኣለና መስለኒ ከምዝብል ገራትኒ እዛ ብልጽቲ ስራሕ

  • @ukbaytesfay4584
    @ukbaytesfay4584 6 років тому

    ክብረት ይሃበልና ባህልናን ክብርናን ኩሉ ወግዒ እንዳባ ኣንጸባሪቅኩሞ ብጣዕሚ ደስ ዘብልን መሃርን ፍርያት እዩ ቀጽልዎ ኣምላኽ ንዓድና ሰላምን ፍትሕን ቅሳነትን የውርደልና
    በቢ ዘለናዮ ሰላምን ፍቅርን ይፍጠረልና !

  • @aranshiiseas6820
    @aranshiiseas6820 6 років тому +1

    Aseyyy kemzia synet flm ayrakun des zibl amlak nisrahkum yesaltelkum edme tinan yhabkum ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @nahomandemeskel587
    @nahomandemeskel587 6 років тому

    Think you for share this movie. ኣጀሚሩ ዘፈጸመና እግዚኣብሄር ዝተመስገነ ይኩን ኣሜን።

  • @matthiasaraya8755
    @matthiasaraya8755 6 років тому +15

    ሓንጣል ዝፈቱ like like esuki guberelu

  • @ghirmayhabte8842
    @ghirmayhabte8842 6 років тому

    ናይ ብሓቂ ሓላላት ደቂ ኤሬይ ኣነ ብወገነይ ብልቢ ዓጊበ እየ። ብዘቅረብክሞ ባህላዊ ፍልም ብዘይ ቀልዓለም ካብ ጽሓፍታን ኣለይታን ተዋሳእታን እዛ ፍልም ሃገርና ብሓፋሻ ኩልኹም/ክን ምስጋናን ኣድናቖትን ኣኽብሮትን ይግባእኩምን/ክን እዩ እሞ ብልቢ ነመስግን ።

  • @Setotaye2024
    @Setotaye2024 Рік тому

    ዋዉዋዉዋዉዋዉ👌 👏👏👐ቃላት ያጥረኛል እናንተ ጀግኖች አቤት ችሎታ አቤት🙆ተደነኩኝ
    ባለመግባባት መግባባት ይቻላል ፍቅር ደሞ ሁሌ አሸናፍ ነዉ❤በጣም እናመሰግናለን ክበሩልን የፍቅር ሰዎቾ✊❤

  • @ኦበዓልብዙሕምሕረትጎይታይ

    ዋው መግለጺ አልቦ ኣሰይ ዝባህልና ካብ ስደትና ተኣካኪብና ብባህሊ ወለድና እንነብረሉ ግዜ የምጸአልና

  • @budgreen2166
    @budgreen2166 6 років тому +1

    I love the music and the voice of the singer very much.

  • @Feleg-q2t
    @Feleg-q2t 6 років тому +2

    Bhaki lbi etitnk movie,thank you so much all!

  • @selammajor2991
    @selammajor2991 6 років тому

    ኣሰይ እዚ ባህልና ክጽብቅ ተናፋቂ ዝኮነ ባህሊ ኣለና ፍቅርን ሰላምን ዝመልኦ እዝኣቢሀር ኣምላክ ብሰላም ናብ ኣድና ይምለሰና

  • @nooneunderstandme321
    @nooneunderstandme321 6 років тому +2

    thanks deki Eri nay bhaki blxti movi asmirela aleki 👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽🙏🏽👆🏾👆🏾👆🏾👆🏾

  • @ABIABI-2013
    @ABIABI-2013 6 років тому

    ቡሉጽ ሰብ ቡሉጽ ስራሕ ይሰርሕ ናይ ባሓቂ
    ባህሊ ዓድና ዘንጸባርቅ ስራሕ
    ኣጆሚሩ ዘፈጸመ
    ሉዑል ፈጣሪ ምስጋና ይኹኖ
    ኒ ድልግል ማርያም
    ምስጋኖም ኣይግይዶሎም
    ቡሩኽ ቅንያት ሓዱሽ ዓመት ይግበርልና ፍጣሪ ።

  • @xjhfhdhx807
    @xjhfhdhx807 6 років тому

    ዕድመን ጥዕና ን ይሃቦም ምድሕ አታ ወያል ከትኹሪ

  • @meramehari5261
    @meramehari5261 6 років тому +1

    Btaemi des tbl diram nybehaki nifuat 1000 👍👍👍👍👍👍👍

  • @selamasli8324
    @selamasli8324 6 років тому +1

    wowwww btami blixti film.sele hawna jigna derasi iza film.nay bhaki xbuk srah idmen tinan yihabeley 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @tigriynamusic7700
    @tigriynamusic7700 6 років тому +1

    ናይ ብሓቂ ዓቅሚ እተዝህልወኒ ንሸለምኩኩም ኔረ ኣናብስ ።ባህልናን መንነትና ብሓቂ ገሊጽክሞ

  • @shewitgute1208
    @shewitgute1208 6 років тому +1

    Aseyy eziy bahlna ktem deqiy eirey tsaeda nic Job 😘💐👍🇪🇷

  • @teamo8913
    @teamo8913 6 років тому +13

    ዝፈትዎም ከዋክብቲ
    ኣማን ሓሚድ(ባድሻ)
    ውዳሴ
    መብራህቱ ሰለሙን(መብሬ)
    ዝተረፉ ኩሎም ብማዕረ i love u all ሰስኑ ሰስኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ ዓንብቡ ፍረዩ ንዓና ክትብሉ ዝተረፈ ሂወትኩም ይባርክ ካብ ዳይረክተር ፡ ደራሲ ፡ ክሳብ ማይ ኣቀባሊ ብካልእ ትሕዝቶ ሰላም ተመለሱ,,,ስነ-ጥበብ ሃገርና(ኤርትራ) ይዓንብብ ።

  • @Alexander-311
    @Alexander-311 6 років тому

    ዘረባ የብሉን ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ካብ መድሕን ጀሚርካ ክሳብ ጅሮም። እንተ እዞም ዲስ ላይክ ትገብሩ ዘለኩም ኢድኩም የሰበራ።

  • @heni.h7143
    @heni.h7143 6 років тому

    ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ ፊሊም ጅሮም ቆቃሕ ብፍላይ ኣብ መወዳእታ እዚ ባህልናስ ክጥዕም

  • @ነዚህዝቢነጻግደፍዎ
    @ነዚህዝቢነጻግደፍዎ 6 років тому

    ኣብ ነጻ ግዜይ ደስ እናበለኒ ዝተከታተልክዋ ብልጽቲ ፍርያት ቶም ብሉጻት ስነጥበባውያን። ክቡር ደራሲ ወድ ፋኖ ካብዚ ንላዕሊ ኪትሰርሕ ምካንካ ርግጸኛ ኢየ፡ ከሙ ውን ተሃጋገዚካ ስነጥበባዊ ተክሊት ኣዝዩ ንፉዕ ተሃጋጋዚ።
    ደስ ክትብል ካብ ዝገበራ ነዛ ፊልም፡
    1) ኣዝዩ ሓያል ጻዕሪ ደራስን፡ ብሉጻት ተዋሳእትን ካብ ነንሕድሕድ ዘይበላለጹ ኣዝዮም ንፉዓት፡ ብፍላይ ካብ ገጸ ባህርይ፡ እቶ ዓበይቲ ልክዕ እቲ ናይ ኣቦታት ገጸ ባህሪ ፡እቶም መንእሰያት ውን ከሙ።
    2) ኣልባሳት ፡ ቁናኖ ጸግሪ ናይተን ኣዴታት፡ ብሃፈሻ ናይ ክሎም ጽቡቅ።
    3) ቦታ ቀንዲ ድንግል ቦታ፡ ማይድማን ደንጀነ ወሎን ከባቢኡን፡ ጎላጉል ዝባን ሃገር፡ ጎቦታት ኣዲ ባሪን፡ ዓዲ ቀልቀል ዓደ ጛልዕ፡ገዛቀላቲ፡ጨገብና ጎቦታት ዓረዛ፡ ሩባታት ማይ ኣንበሳን ዳልኽን ቅማረ ዝገበርኩሞን ብታዕሚ ጽቡቅ ።
    ካብ ዝነበሩ ጉድለታት ዕብይ ዝበሉ፡
    1) ኣብዛ ፊልም ዝነበረት ካሴት ነታ ፊልም ትገልጽ ያ ኔራ መስለኒ፡
    ናኣብነት፡ ግድል ጅሮም ቆቃሕ ከመይ ከምዝፍታሕ፡ ኣብ ከብድኪ ዘሎ ወድ ዶ ጋል ንበሎ ፡ እናበለትሲ ጅሮም ከይጠነሰት ወዲእኩማ፡ ንሕና ኪትጠንስ ተጸቢና፡
    2) ወድ ነገደ ማለት መድሕን፡ ን ባባ ዓግማይ ( መብሬ) ግዲን ብፍሉይ ይቅረ በለለይ ኪብሎ ኔርዎ።
    3) ኣብቲ ዝነበረ ጸወታ ናይ መርዓ ፡ዋጣ ወይ እምብልታ ዘየእተክምሉ፡ ቀደም ሲ ዋጣን እምብልታን ዩ ኔሩ ናይ ኣቦታትና።
    ብዝተረፈ Thank u verymuch, be continue, just for ever

  • @ወልደብርሃነመስቀል.ይብር

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ፊልም ዓድና ድሕር ሕጂ ፍልሚብዝብሃል እግር እን እጅ ንዚኣ ትመስል ባህል ዓድና ዝወነነት ክር ክብ ስለዘይክል

  • @ksanetkidane2972
    @ksanetkidane2972 6 років тому

    Wawww nay behaki film malt ezy u buzuhe melikti u zelwa fekri malet kulu u so edmen tenan yhabkum❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @shidenmedhaniye6119
    @shidenmedhaniye6119 6 років тому +1

    Thanks enda jrom good bless you today and always deq Eritreana 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍👍🎤♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷♥️♥️🌷👏👏👏👏👏🎧🌷👏👏🌷🌷👏

  • @hidomtesfabrhan4110
    @hidomtesfabrhan4110 6 років тому +1

    deqi erey muqratey nay bahaqi 😍 😍 👏 💕 💕 💕 💙 💘 💘 💕 💕 blxti Film aman baman jrom qoqah nebri i miss u too

  • @ጓልራያዓዞቦፎታይትኣሕዋታ

    ጀሮመይ ተጨርሻ በቃ ብጣዕሚ ደስ ብሃላይ ልክዕ ከም ሓቂ ባእ እቲ እንጀራ ስዋ ኹሉ ነገሩ ስድራና ናፊቅና ንኹልኹም አብ ዓለም ትርከቡ ደቂ ኤር / ኢትዮጵያ ሰላም ይምነየልኹም ባባይ

  • @ሰብኢዩሰብሰብእወመኽሰብ

    ብጣዕሚ መሳጢትን መሃሪትን ብምንባራ ካብዚ ብዙሕ ከምተመሃርና ኢና ናርኢያትና . ..ባህልናን መንነትናን ብተበርክትዎ ዘልኹም ስነጥበብ ሃገርና ኣዚና ኢና ነምስግነኩም

  • @اريترياالحروي
    @اريترياالحروي 6 років тому

    Nay bhaki xebuk kulu eti bahlawi calture nay adina amxekumo des aluni deki ERi kulom eski like habuly 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍👍👍👍👍

  • @michaelyohannes4902
    @michaelyohannes4902 6 років тому

    Nezi Bzuh Xaerin dkamn zhatt srah Ms Mahberawi Hiwetkum Bedihkum Nezi kubur zkone Bahlin , wegien Adina😍😍 Etenxebark Meharitn Azenagaitn🇪🇷🇪🇷Zkonet Film ketekrblna bmkealkum zsmeana Desta Semay eu deretu '"" Bhaki Blux zkone srah "" ekum serihkum emo Edmen tienann Yhabelna ❤❤❤😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Misss U Gays GBU All. THANK U SO MUCH !!! Bahlina Bahli Fkrin , Halyotn Mthdidagn Ember Niay Yteami zbl Kabti Bahlin Hbretesebn Wugud eu ""

  • @eliastemesghen998
    @eliastemesghen998 6 років тому +1

    Btaemi des tbl filmi yekenyelna edmen tenan yhabkum tewasaetna bweud akimi kemzi anet flmi kserho zkel yelen😘😘😘😘😘😘😍😍😍😍😍😍😍

  • @hamidedrisawate5045
    @hamidedrisawate5045 6 років тому +30

    ዕልልልልል'ዩ ዘበኑ ዘየቋርጽ ዕልልልልል ይበሎ ደቂ ኤረረረረ

    • @5star241
      @5star241 6 років тому +2

      hamid edris Awate
      ዕሽ ወዲ ዕዋተ።

    • @ወዲማይሳግላ
      @ወዲማይሳግላ 6 років тому +2

      ናይ በሓቂ ደስ እትብል ስራሕ ሰሪሕኩም
      ንመጻኢ ከኣ ካብዚ ንለዕሊ ክትሰርሑ ይምነ

  • @nasserabdurhman6696
    @nasserabdurhman6696 4 роки тому

    Waww blxti film deki Erey shkorinatat anes ezi asmatom kea btami des eleni enda demsas enda agmay enda sarbay 🇪🇷❤❤❤

  • @tesfuzersenay1733
    @tesfuzersenay1733 6 років тому

    ናይ መጠረሽታ ብልጽቲ ፊልም፣ ምስ በሉጻት ተወሳእቲ።ዕልል ይግበረልና ኣምላኽ።ብሉጻት ደረስቲ ከም ዘለኹምና ብግብሪ ኣርኢኹምና።ብወገነይ ንሓይደላይ ብጣዕሚ ኣድኒቐያ።

  • @yosiefberhane6991
    @yosiefberhane6991 6 років тому +1

    Klae ktwudae zeynebera film tewedia btaemi tedafanike eske kemzi natey hmak tzesemeo abzia like deki eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ፍቅሪጥዕም
    @ፍቅሪጥዕም 6 років тому +3

    Wawww wellkomme deqi Eri shikorntat Enqa bselam mexkum burki qedema senabet yageberelni ab zelenay adi selam kusanetn ygberelni ❤ ❤ ❤ ❤ 👍👍👍

  • @Liveyrlifetf
    @Liveyrlifetf 5 років тому

    Nay bhaki film keep our culture 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ሎዛቤትያዕቆብ
    @ሎዛቤትያዕቆብ 6 років тому +20

    ኽቡራት ወለድን ኣሕዋትን ስለቲ ኣዝያ ብልጽትን መሃሪትን ዝኾነት ፊሊም ዘቅረብኩምልና ኣዚና ነመስግነኩም ።

    • @resomkibrom3150
      @resomkibrom3150 6 років тому

      Nay bhaki mehartitn mezenageitn film kulu bahlna tenxebark film eya kendi kiblo zdeli gn hadesti nfuat mwsakkum eu so kexlwo! !

  • @ብዝሓለፈየመስግነካብዝመጽ

    ዋውውው ባህሊና
    100% ተዋሳእቲና100% ግዜምኽባር100% ዝተረፈ ኩሉ100%
    ግን እዚዝባህልናዶ ለባማት ዝወለድናዶ ብዘይረብሑ ሓደክልተ ባህልናን ህዝብናን ምጠፍአ ምተበተነ ኣሕ
    ብዝኾነ ኣምላኽ ናብዚ ክቡር ባህልናን ብሩኽ መሬትናን ክንምለስ ቁዱስ ፍቓዱ ይኹነልና

  • @alfatesfa5971
    @alfatesfa5971 6 років тому

    this film is full of legends....... komeu sle zkonet kaa eiya xebika

  • @selammerhawi693
    @selammerhawi693 6 років тому

    Waww bilixti bezey godelo murxat tewaseati nay behaki mulu gezien tebeben zehalfa filimiya thank u sentbebawiyan hagerina bfilay aman shkor

  • @GualEri13
    @GualEri13 6 років тому

    Remarkable , enjoyable , sensitive movie I thought this film is fantastic , and I really love it , enjoy it thanks to the tewasaety .

  • @jesusisgod3408
    @jesusisgod3408 6 років тому

    Ane eza haydelay zblwa gal mara fetey alaku bejakum zkone film ktsarh mara eya biketi emo aytetfewa ekum Danke hdmona❤

  • @senaysanduch1916
    @senaysanduch1916 6 років тому

    Nay behaki amlak edmen tenan neakum deki eray wedi feraday I proud of you edmen tenan neaka wen I give you a lot of love and love to all 🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌠🌠🌠🌠🌠🌠🌠🌠🌠🌠🌠

  • @mam2261
    @mam2261 6 років тому

    Jerom The End,,,, Thankyou very much.

  • @barcaliverpool3281
    @barcaliverpool3281 6 років тому +1

    Willkommen
    Merhaba enqae bselam metsakum deqi eru 💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👉👉🇪🇷🇪🇷👈

  • @helmialenikrstossemra4799
    @helmialenikrstossemra4799 11 місяців тому

    ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም ፈጣሪ ዓለማት፥ ክርስቶስ ሳምራ ብጸሎታ ኣይፈለየኩም! ደቂ _______❤ ኣቤት! ንባህልና እኮ ዘርክብ የሎን ኣብ ዓለም ምሉእ ብፍጹም! ....ኣጀሚሩ ዘፈጸመና ፈጣሪ ዓለማት ክብሪ ይግብኦ። ንደራሲ ድማ፥ እግዚኣብሔር ናይ ንስሓ ዕድመ ይሃቦን፥ ይሃበናንን!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💘💘💘💘💘💘💘💘⛪⛪⛪♦♦♦♦♦♦🌏🥑🥑🥑🥑🥑

  • @roozkiros6065
    @roozkiros6065 6 років тому

    እዉይይይይይይይይ እንድዒ ከመይ ዝበለ ድራማ ክርኢ ድሕሪ ደጊም እንበር ጅሮም ቆቆሕ እያ ነይራ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ኩሉኩም ኣብዝኣ ዝተሳተፍኩም ፍቱውውውውውው

  • @godislove2271
    @godislove2271 6 років тому +1

    Derasi selomon fanial ,darector musgun zeray wedi( feraday) dmxawit brkti, (tanki)nay bhaki zdneq srah

  • @zreyeleyfqri6737
    @zreyeleyfqri6737 6 років тому

    ብሓቂ ብሉጽ ዝኾነ ስራሕ ኢኹም ሰሪሕኩም
    ኣነ ከም ተኸታታሊ እዛ ፊልም ብዙሕ ተማሂረ ባህልና መግለጺ ዘይርከቦ ኢዩ።
    ባህልናን ክብረትናን መወዳድርቲ ዘይርከቦ።

  • @wedimama9455
    @wedimama9455 6 років тому +1

    Deki erey wegeney enkae bselam mexakum msay tketatelu zelekum kea senay mkttal❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @BiniamTeklemariam1
    @BiniamTeklemariam1 6 років тому +1

    I am so proud of you our Artists keep it the tradition

  • @majoryemane5753
    @majoryemane5753 6 років тому

    Thanks deki eirey marey hadelay asli

  • @bin5644
    @bin5644 6 років тому

    Wellcome dewi ERI

  • @yolatd6697
    @yolatd6697 6 років тому

    Azya blxti... Zereba yeblun! Perfect ajemamra perfect finishing... Zedenq drsetn atealalyan. Good job.

  • @megdelawitmhreteab8142
    @megdelawitmhreteab8142 6 років тому +1

    ኣብ ጽቡቅ ተወዲኣ ናይ ብሃቂ ደስ ዘብል ባህሊ ናይ ኣድና

  • @habtitgebremarim3611
    @habtitgebremarim3611 6 років тому

    ናይ በሓቂ ገለዓይነት ልቢካ ትምስጥ

  • @kidushailay3025
    @kidushailay3025 5 років тому

    ብፍላይ ፍታል ከመይ ከም ዝፈተኽዋ ኣይትሕተቱኒ!!! ናይ ብሓቂ ሰብኣያ ዝሞታ ሰበይቲ ኮይና እያ ሰሪሓቶ ኣብ ገጻ ተንብቦ!!!

  • @michaelg8040
    @michaelg8040 6 років тому

    Thank you Deqi Ere

  • @galeryyyyyy527
    @galeryyyyyy527 6 років тому

    I love my people i am proud to be Eritrean very very nice film well done and i love wadi negada 🤔🤔🤔😍😘😍😍😘😘😘😘😘😍😍😍😍😘😘😘😘😘😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘😘😘😍😍😍🤩 i love the song to it was the best song i ever heard before 🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽

  • @terhashadis8710
    @terhashadis8710 6 років тому

    ብጣዕሚ፣ደስት፣ብፅቡቕ፣ተፈፂማ፣ብሕልፊ፣አንበሳ

  • @mebratghebru5179
    @mebratghebru5179 6 років тому

    Aye bahli l'm so proud to be eritrean

  • @figoyorda3979
    @figoyorda3979 6 років тому

    የቀንልና ኩቡራት ዮሕዋት ብጣሚ ደስ ዝብል ኣውዳድኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጎይታ
    Thanks