‼ናይ ኣደይ ምስክርነት‼ቁ3 ድንግል ማርያምን ቅዱስ ጊዮርጊስን ዝገበርዎ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 13 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 305

  • @hiwanhailay6683
    @hiwanhailay6683 Рік тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤️❤️❤️

  • @abrahamkflu4714
    @abrahamkflu4714 2 роки тому +1

    እግዝኣብሄር ይመስገን ናይ ሓጉስ ንብዓት ነቢዐ

  • @filimontesfay7519
    @filimontesfay7519 Рік тому +1

    Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 Ezigabhir ymesgen

  • @rozinaabraha7720
    @rozinaabraha7720 2 роки тому +2

    እግዚአብሄር ይመስገን ካለሂወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና አሜን አሜን አሜን ምስ ኩላትና ይኹን

  • @tesfuteklezgi72
    @tesfuteklezgi72 2 роки тому +5

    ኣሜን ቃለ ሄወት የስመዓልና።
    ሓንቲ ሰበይቲ ነይራ ኣብ ዓድና ደቃ ብሓደጋን ፡ብመስዋእትን ካብ ዓለም ተፈሊሞን ።እታ ሰበይቲ ትጠዓቀበለይ
    ኣጣል ነረንኦም ከምዚ እላ ድማ ደቀይ ካብ ወሰድካዮም ቅዱስ ገርግሸን ጋብርን ኣፊርካ የእትወን ኣጣለይ ንመን ክልእክ እላ ተፍረን ብዘይ ጋሳ ገዝኢን የኣትዋ ከይ ገደላ ። ኣምላክ ዘኣመነ ዝሓፈረ የለን ።
    ሕጂ ክዝክሮ ከለኩስ ለከ እግዘኣብሄር እዩ ዝጋሲላ ነይሩ።

  • @selamteweldemedhin582
    @selamteweldemedhin582 2 роки тому +1

    Amen Amen Amen
    Qale hiwet yesmalna

  • @genethaile6050
    @genethaile6050 2 роки тому +1

    Temesgen amlak bhaki nzameno zeyrse kbrn msganan naka ykun Amen 🙏

  • @ምድርባሕሪአድሉስ
    @ምድርባሕሪአድሉስ 3 роки тому +1

    Amen Amen Amen 🙏 Barket nay kudus gergish ayfleyna haftna ka kale hiwet yesmalna

  • @meashotaweke9146
    @meashotaweke9146 2 роки тому +1

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ታኣምር ቅዱስ ጊርግስ

  • @asterkeschy8467
    @asterkeschy8467 3 роки тому +2

    Amen amen amen ደስ ይብል ናይ ሰማእቱ ጊወርግስ ፃሎቱን ረዲኤቱን አይፈለየና ዝአመነ ኩሉ ይረከብ

  • @llo8633
    @llo8633 2 роки тому +2

    ብ ምጀመርያ ክብርቲ ሓፍተይ ኣምላከ ስድራኺ ኣምላከ ያሓልወልኺ ብጣዕሚ እና ነመስግን ኣምላከ ፀጉኡ የብዘሓልኺ ክብረተይ ናተይ ኣነስ ብዙሕ ሕቶ ናይርኒ ግን ከየሸግረካ እበ ሓፍተይ ማዓረይ ኣነ ካብ ኣምላከ ዝራሓቅኹ እየ ስመይ ኣብርሃት ከሕሳይ ይባሃል በጃኺ ተግዲኺ ስርሕና ኣንሕና ኣሕዋትኺ ኣብ ስዕዲ ዓረብ ዘለና ታይ ከም ነገብር ነግርና 😭😭😭😭😪😥

  • @eriwekekmedia1050
    @eriwekekmedia1050 3 роки тому +2

    ብርኽቲ ሓፍተይ በረኸት ቁዱሳት ኣይፈለየና።

  • @እግዚአብሔርይመስገን-ኀ1ረ

    ብሓቂ እግዚአብሔር ይመስገን ከምቲ ንወላዲትና ዝሰመዐ ንዓና ሓጥየተኛታት የስመዐና

  • @briktiandebrhan4258
    @briktiandebrhan4258 3 роки тому +2

    Amen kale hiwet yesmalena habtina neay wen bemeladentu temahixene ab hiweteyn ab sedrayn reyeyo kibrin mesganan neamlak kudus jewerjes amaladenet weladet amlak emebrhan mes kulena yikun amen

  • @letaykeshy7666
    @letaykeshy7666 3 роки тому +29

    ሓብተይ ናተይ ቕዱሳን ኩሉ ሳዕ ይሓልዉኪ ፡በጃኪ ወስክና በረከት ክኮነና፡ ኣማላድነት ቕድስቲ ድንግል ማሪያምን ኩሎም ቑዱሳንን ምስ ኩልና ይኩን፡ኣብታ ዝተወለድናላ ሃገርና ብሰላም ይምለሰና የሕዋተይ❤❤❤ ኣሜን!!!

  • @rimaalem3139
    @rimaalem3139 2 роки тому +1

    Kale hiwet yesmelna xegeu yebzehalki haftna bereket kdusan ayfeleyena

  • @ዉዕለቱዘክርነብሰይ
    @ዉዕለቱዘክርነብሰይ 3 роки тому +13

    ተመሰገን ቅድሰት ቅዱሳን ድንግል ማርያም እሰክ ከም ፍቃድክ ይኩን ንሃገራን ንህዝብናን ካብ ጭንቀት ገላግልና ተመሰገን ክብሩት ሓፍትና ፀጋኡ ያብዘሐልክ ማማየ ተመሰገን ሃፍታማት እና ተመሰገን እመብርሃን ሆይ ካብ ሰደት መልሰን 😢😢🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @mashomasho3777
    @mashomasho3777 2 роки тому +2

    ናይ ወላዲት ኣምላክ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ፀሎታን በረከታን ኣይፍርለየና ኣሕዋተይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን👏👏👏👏👏👏👏

  • @samimehari4560
    @samimehari4560 Рік тому +1

    Kale hiwet yesmalna kbrti habtna egziabihier amlak xegau yebzhalki

  • @tesfalemghebreslasie8022
    @tesfalemghebreslasie8022 2 роки тому +1

    Qale hiwet yesmaelna zhaftey.

  • @meskelahaile1462
    @meskelahaile1462 2 роки тому +1

    Amen Amen Amen tslit bereketom ayfeleyena ,kale hiwet yesmalna brkt haftey

  • @tekliasmellash3289
    @tekliasmellash3289 2 роки тому +1

    Amen 🙏kal hiwet yesmialna iwe beale anbelay feres gebare tiamr haki bihaki 🤲🙏🙏🙏

  • @shawasa4441
    @shawasa4441 2 роки тому +1

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmelna kbrn msgnan negzaabher Amlakna ykun bhaki Amaladnetn redietn nay Adena kdste kudusan ntshte ntsuhan weladit Amlak dngl Maryam Ayfeleyena Nay like semaetat kudus giwergs redietn bereketn Ayfeleyena Des zbl eu bhaki

  • @ጋሻየንኹሉ
    @ጋሻየንኹሉ 3 роки тому +1

    ብረኸድ ቅዱሳን የኸፍለና ፈጣሪ ነኺ ከኣ ጸጉኡ የብዛሓልኪ

  • @ድንግለይሩፍታልበይ-ፀ5የ

    ብሓቂ ደስ ዝብል ትኣምር እግዚአብሄር አምላክ ፀግኡ የብዝሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና

  • @solifitwi2302
    @solifitwi2302 3 роки тому +1

    Bereket like semait kidus giorgis Ms kulna hzbe kristian ykun haftna dma kale hiwet yesmialna

  • @kokobghebrehiwetmehari5590
    @kokobghebrehiwetmehari5590 2 роки тому +1

    Btaemi dnki zkone teamr u amlak fetari kulu alem blbi ente leminkayo.intay emo zey hbeka.Ztemesgene ykun bereketu ab kuluna ybzah amen 🙏🏿

  • @yoseftesfay3267
    @yoseftesfay3267 3 роки тому +42

    እግዚአብሔር ይመስገን ደስ ይብል ናይ ሰማእቱ ቁዱስ ጊዎርግስ ፆሎቱ ረዲኤቱ ኣይፈለየና ዝኣመነ ኩሉ ይረክብ

  • @niyatyohannes5572
    @niyatyohannes5572 2 роки тому +2

    Nay bihaki kal hiwet yesmialna bereketu nay kudus guyergis bereken nay adena kidsti dingel maryam ayfeleyena amen amen amen 🙏 ♥ ❤ 💖

  • @sofysofy515
    @sofysofy515 3 роки тому +34

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዓና ፀሎቱን በረከቱን ናይ ቅድሰ ጊዮርጊሰ ምሰ ኩለና ህዝበ ክርሰትያን ይኩን
    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን

  • @saronyeaneyeane5828
    @saronyeaneyeane5828 3 роки тому +1

    Bitaemi haftina amlak xegeu yebzahalki klu zeysano klu senay eyu nay fetarina mieman tiray eyu nay abotatina adetatina xelotom tekimina nioom koynu niana wein may yestena alo berketom yebzahalom amen

  • @dingileyadey7236
    @dingileyadey7236 3 роки тому +2

    Egizabeher yimesigen misigana nisemat Kidus Gorgies yikun Amen Amen Amen

  • @FliposWeldeyohanesEDF
    @FliposWeldeyohanesEDF Рік тому +2

    ቃለሂወት የስምዓልና ሓፍተይ እግዚአብሔር ይመስገን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትኣምራት

  • @elk5824
    @elk5824 2 роки тому +4

    ብጥዕሚ ደስ ዝብል ምስክርነት ክብሪ ንእግዚአቢሔር ይኹን። ናይ ኣዴና ክብርትን ቅድስትን ቅድስተ ቅድሳን ኣደ ኣምላኽ ኣደ ብርሃን ኣደ መድሓኔ ኣለም ጸሎታን ኣማላድነታን ምስ ኩሉና ህዝቢ ክርስታን ይኹን። ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!! ናይሊቐ ሰማእት ቅዱስ ገርግስ ሮማኒ ብዙሕ ታምር ዩ ዝገብር ቅልጡፍ ዩ ኣብ ቅጽበት ዩ ናቱ ዝፍጸም ከምቲ ንሸውዓተ ዓመት ኣብ እምነቱ ጸኒዑ ሰለስተ ግዜ ካብ ሞት ተንሲኡ ንጽግማትንት ሓጋዝ ዘይብለንን መበለታት ማለት ዘኽታማት ቆልዑ ንዘዕብያ ኣደታት ኣብ ግዜ ጸገመን ብቅጽበት ዩ ዝረድኤን።ጸሎትን ኣማላድነትን ምስ ኩሉና ህዝቢ ክርስታን ይኹን።ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ክብርቲ ሓብትና እግዚአቢሔር ጸግኡ የብዝሓልኪ።ኣጆኺ ቀጽልዮ።

  • @ዉዕለቱዘክርነብሰይ
    @ዉዕለቱዘክርነብሰይ 3 роки тому +7

    እግዚአብሔር ይክበር ይመሰገን ሰማዕቱ ቅዱሳ ጊዮርጊሰ እንተይ ይሳአኖ ዛአመነ ክሉ ይረክቡ ተመሰገን ናይ ሰማዕቱ ቅዱሳ ጊዮርጊሰ ረደአቱን በረከቱን ምሰ ክሉና ህዝበ ክርሰትያን ይኩን ተመሰገን ብታ ቅኑዑት መንገድካ ምርሐን 🙏🙏🙏

  • @tesfaykidanebirhane2000
    @tesfaykidanebirhane2000 3 роки тому +3

    Egziabiher amlak ymesgen nezi ksemie zfeqedeley

  • @zeresenaighrmation6190
    @zeresenaighrmation6190 2 роки тому +1

    Btaemi des zebl qal nhiwet zkyr eki azentiklna amo egziabiher asbki aykelakn eyu,kal hiwet yesmealna zhftey

  • @lovetigray7773
    @lovetigray7773 3 роки тому +31

    ብሓቂ ደስ ዝብል ቃለሂወት የስመዐልና ፀሎት ቁዱሳን ኣይፈለየና ኣሜን🙏🙏🙏🙏

    • @raheltesema7333
      @raheltesema7333 3 роки тому +3

      kale hiwet yesemealna haftey weyo dea zeynestewelo konna ember egziabiher kulu gize eyu teamrat zgebrelna.

  • @filadosfilados2151
    @filadosfilados2151 2 роки тому +1

    Nay bhaki des zebl kbrti haftna amlak xegu yebzhalki xelotom Ayfeleyena Amen ❤❤❤

  • @mebratweldekidan9651
    @mebratweldekidan9651 3 роки тому +1

    Amnet sdrana yrdana tsolot kudusan ay ygdefena kbri msna ykunom nweladite amlak nkulom kudusan

  • @ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቖሓይ

    ክብርን ምስጋናን ንኣምላኽናን መድሓንናን ፈጣርናን ይየሱስ ኩርስተስ ይኹን ናየባ ቅዱስ ጅወርግስ ሰማእት በረኸትን ጸለቱን ካባና ኣይፈለየና ጸሎት ኢተን ለዋሃት ኣደታትናን ኣቦታትንን ምስ ክላትና ይኹን የሕዋተይ ሓፍትና ድማ ቃል ህወት የስማዓልና

  • @fevenfitwi4262
    @fevenfitwi4262 Рік тому +2

    ኣቤት ንጽህና! ከምዚ ዓይነት እምነት ኣበይ ይርከብ! ኣእምሮናን ልብናን ይንጽሃልና ጎይታ!

  • @muluzeneb8846
    @muluzeneb8846 2 роки тому +2

    አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስመዐልና
    ናይ አቦና ቁዱስ ጊዮርጊስ ተራዳኢነት ምስ ኹላትና ይኹን🙏💒🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻❤🙏💒🌼

  • @skeriland9305
    @skeriland9305 2 роки тому +1

    Amen amen amen 🙏 🙏🙏❤️❤️❤️💒💒💒

  • @gnatatheobi2734
    @gnatatheobi2734 3 роки тому +13

    እግዛብህር ይመስገን ናይ ሰማእቱ ቅዱስ ጊዎርጊስ በረከቱን ረዲእቱን ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን👏👏👏

  • @amalesoubhieh2250
    @amalesoubhieh2250 3 роки тому +11

    ቡሓቂ እግዚአብሔር ይመሰገን
    ከበረት ሓፈቲን ፀጋኣ ያብዘሕኪ ናይ ሰማዕቱ ቅዱስ ጊዩርጊሰ ረድኤቱ በረከቱ ናይ አዳነ ኪዳን ምሕረት
    አይፈልን አሜን

  • @zizuabraha3287
    @zizuabraha3287 3 роки тому +9

    ተመስገን እንካዕ ተዋህዶ ኮንኩ ቁዱሳን፡መላእክቲና ለይትን፡ቀትርን እዮም፡ዝዋሓሱና እመ፡ኣምላክ፡ኣደይ ካባና ኣይትፈለዪ ኣሜን
    ሓፍተይ ተባረኪ ጽግኡ የብዝሃልኪ።

  • @selamteka2751
    @selamteka2751 3 роки тому +2

    Elelelelelelelele Amen Amen Amen🙏🙏🙏🙏🙏👏

  • @zewdibeyene4712
    @zewdibeyene4712 3 роки тому +1

    ቃል ሂወት የስምአልና
    በረኸት ረድኤት ናይ ድንግል ማርያም ናይ ቁድስ ገርጊሽ ምስ ኩልና ይኹን አሜን🙏🙏🙏

  • @yordatsegay104
    @yordatsegay104 3 роки тому +17

    ብጣዕሚ ዝገርም እዩ ክብርቲ ሓፍትና እግዚኣብሄር ሰናይ እዩ። መንገዲ የማን ይምርሓና፥ ጸሎት ቁዱሳን ጸሎት ወለድናን ኣይጋደፈና ። ናብ ንናፍቆምን ንፈትዎምን ስድራናን ዓድናን የኣክበና፥

  • @tesfaytsegay3194
    @tesfaytsegay3194 3 роки тому +7

    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን🙏🏻❤💒ቃለ ህይወት የስማዓልና

  • @azukiflemariam8927
    @azukiflemariam8927 3 роки тому +1

    Egziyabhre yemsgen kebru yesfahe nedye weladiteye adye mareyame amen 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 3 роки тому +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ዘስተውዕል ዓይነ ልቦና ይዓድለና ፡ ኣዴና ንጽህተ ንጹሃን ቅድስተ ቅዱሳን ቅድስት ድንግል ማርያም ትሓልወና ፡ ረዲአት ናይ ሊቀ ሰማእታት ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ኩሉና ይሕደር ኣሜን

  • @gnatatheobi2734
    @gnatatheobi2734 3 роки тому +2

    ናይ ኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም ፀሎታን በረከታን ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን👏👏👏

  • @ተመስገንአምልክ
    @ተመስገንአምልክ 3 роки тому +9

    ባሓቅ ቃል ህይውት ያሰመዐልና አሰሰሰሰሰሰ ቅድሰ ጊወርያስ ጾሎቶ አምልድነት ረድአት አያፈለይና❤❤❤❤

  • @hawetkalesiayeeritrewi3625
    @hawetkalesiayeeritrewi3625 3 роки тому

    Baheki azegbheri yamesgano kabreni magoseni nae aboyna azegbheri yekani amen amen amen

  • @ተመስገንመድሃኒኣለም

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ፀጉኡ የብዘሐልኩም በረከት ናይ ኹሎም ፃድቃናትን በረከት ናይ ኣቦና ቁዱስ ጊዮርግስን በረከት ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያምን ምስ ኩሊና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን🙏🙏🙏

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 3 роки тому

    በረከትን ተረዳእነትን ናይ ኣቦና ቁዱስ ጅወርግስን ኣዴና ኪዳና ምህረትን ኣይፈለየና❤❤💛💛💛💒💒💒🙏🙏🙏

  • @samibrhane4950
    @samibrhane4950 3 роки тому +1

    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን
    በረከቱን ጸጉን የብዛሓልኪ ሓፍተይ ከምዚ ኢልኪ ንሰባት ምክፋል ኣምላክ ዝፈትዎ ኢዩ ኢሞ ቀጽልዮ ሓፍተይ.. ኣብዚ ሎሚ ግዜ ንጠፍእ ኢና ዘለና ኢሞ ናብልብና ክንምለስ ውላድተ ኣምላክ ድማ ብምሕረታ ብጸሎታ ጌራ ንኩሉ ኦርቶዶክስ ትሓልወና ኣሜን

  • @hanatekle8601
    @hanatekle8601 3 роки тому +19

    አግዚኣብሀር ይመስገን ደስ ዘብል አግዚኣብሀር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና እቲ ልዑል ፈጣሪ ጸሎቱን በረከቱን ምስ ኩልና ይኩን

    • @غلبعلو
      @غلبعلو Рік тому

      🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💗💗💗

  • @tthgh4257
    @tthgh4257 2 роки тому +3

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና በረከት ቅዱስን አይፈለይና
    ሰለ ኩሊ ነገር እግዚኣብሄር ይመስገን

  • @ermiastecle5210
    @ermiastecle5210 3 роки тому +1

    ናይ ብሓቃ ቓል ሂወት የስምዓና ጥዑም ቋላቶም ኣይጋደፈና ብዙሕ እዩ ዝጎድለና እሞ ኣይጋደፈና የሕዋት ቃል ቁዱሳን ቀጽልዎ ፈጣሪ ሉኡል ዓለም ሓሳብ የብዛሓልኩም ምህሮኩም የሰስና ሰማዕቲ ከኣ ይግበረና ደስ ዘብል ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @mikibro3056
    @mikibro3056 3 роки тому +3

    ሰላም ሰላም ክብርቲ ሐፍተይ ብመጀመሪያ አብ ሂወትኪ ሙሉእ ጥዕና ክኾነልኪ ዘለኒ ትምኒተይ ኽገልጸልኪ እፈቱ አብ ስርሐኺ ድማ ዓወትን ቅሳነትን አሳልጦን ክኾነልኪ ልባዊ ትምኒተይ ኽገልጸልኪ እፈቱ ብምቕጻል ናይ በሐቂ ዝገርም ምስክርነት'ዮ ከምዝበልክዮ ክብርቲ ሐፍተይ ንሕና ሐጣተኛታት ህዝቢ ዓለም አእምሮና ተደፊኑ ብነብሰ ፍቶት ተታሊልና ካብ ፈጣሪ ሪሒቕና ብጽልእን ቅርሕንትን ብቅንእን ብሕሜታን ኮታ ብኽፋእን ተንኮልን ተመሊእና እግዚአብሄር አምላኽ ክሰምዓና ይኽእል በዓል አዴኽን አደይን ኮታ ዓበይቲ ወለድና ግን ከምቲ ዝገለጽኪዮ ወለድና ቁኑዓት ብምዃኖም ፈጣሪ አብ ቀረበኦም እዩ ስለዚ ክብርቲ ሐፍተይ እዚ አብ ወላዲት አዴኺ ግልጹነት ዝኾነ አቀራርባ ስለ ዘለወን አምላኽ አብ ቀረበእን'ዮ'ሞ እግዚአብሄር አምላኽ ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና አሜን አሜን አሜን ❤️🙏❤️🙏❤️🙏

  • @arsemadawit7319
    @arsemadawit7319 3 роки тому +9

    አሜን አሜን አሜን አምላከ ቅዱስ ጊዮርጊስ ይክበር ይመስገን

  • @temesgnamelakeaa826
    @temesgnamelakeaa826 3 роки тому +3

    ኣሜን ብርክቲ ሓፍተይ ፅሎት ቅድስቲ አኖና ድንግል ማርያም ኣይፈለየና

  • @abesabereka9502
    @abesabereka9502 3 роки тому +9

    ሓፍተይ ናተይ ቃለሂወት የስመዓልና 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
    ካብ ልቢ ብዙሕ ምስጋና
    ዕድመን ጥዕናን ከኣ ንወለድና።

  • @hanilove5389
    @hanilove5389 2 роки тому +1

    ናይ ብሓቂ ጸሎቱን በረከቱን ምስ ኩልና ይሕደር ጂወርግስ ኣቤቴ ይቅር በለን

  • @yodithailehagos1326
    @yodithailehagos1326 2 роки тому +1

    AMEN AMEN AMEN 🙏. 🙏.

  • @letebrhanhaile1306
    @letebrhanhaile1306 3 роки тому +2

    Amlak zitemesigene ykun . Qalehiwet yesimealna, nay bhaqi des zibil, tihitina zimeleao agelalixaki, nay bhaqi qidisti ni adieki xegan tieinan yhaben amlak. Naki dima naten bereket ayfeleki eiza haftey!!!!! Nay abona qudus gieorgisn nay adina qidist dingil maryam bereket ayfeleyena!!!!!!!!

  • @tsegaanday2089
    @tsegaanday2089 3 роки тому +11

    ኣሰይ ደስ ዝብል ታእምራት ኣብ ልብካ ዝኣቱ በረከት ቁዱሳን ምስ ኩላትና🤲🏽🤲🏽🤲🏽

  • @ትግራይዓደይመዓረይ-ደ5ሰ

    እግዚአብሔር ይመሰገን ደሰ ይብል ናይ ሰማእቱ ቅዱሰ ጊዎርግሰ ፆሎት ረዲኤቱን አይፈለን

  • @menkem676
    @menkem676 3 роки тому

    ናይ ሊቀ መላኤክቲ ቁድስ ጌየርግስ ናይ ኣዶና ወላዲት ኪዳናምህረት ረዲኤቶም ይሕደረና አሜን አሜን አሜን

    • @FkriAemlakeysAelewoHelefa
      @FkriAemlakeysAelewoHelefa 2 роки тому

      ኣሜን ግን ምስ ይቅርታ ሊቀ መላኣክቲ ኣይኮነን ቅዱስ ጊወርጊስ ቅዱስ ስማእቲ እዩ

  • @nebaynegasie6251
    @nebaynegasie6251 3 роки тому +14

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ቃል ህይወት የስመዓልና ክብሪ ንእግዝኣብሔር ይኹን

  • @tsegasultan3537
    @tsegasultan3537 3 роки тому +4

    Aseyyyyy Aseyyyyy Ellllllllllllllllllllll ata kndey des zbl kal amlak u
    Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna egzabiher amlak mahari amlak u mo abesanan hatyatnan keyxebxebe mhretu ylakelna xelot adena kdsti kdusan dngl maryam ayfeleyena yekenyelna haftna ab kexali wn knxebeyeki ena egzabiher xegau yebzhalki zhaftey 🤲🤲🤲💒

  • @filmonmedhanie549
    @filmonmedhanie549 3 роки тому +2

    Amen Amen Amen kbri namlak ykun bereket nay abona gdus geworges nay adena kidanemhret ayfeleyena 🙏🙏🙏🙏

  • @mashomasho3777
    @mashomasho3777 2 роки тому +2

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ቅዱስ ጊወርጊስ ፀሎትን በረከቱን ኣይፈለየና ፍቁራተይይ👏👏👏👏

  • @kesetegeresus3121
    @kesetegeresus3121 Рік тому +1

    Yegerem eu waww amlak yemsgen ❤❤❤

  • @yosangrmay9950
    @yosangrmay9950 2 роки тому

    ናይ ብሓቂ ዘደንቅ ትኣምር ቃል ህውት ዬስማዓና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @Love21231
    @Love21231 3 роки тому +9

    Even though most our mothers do not know how to read and write but they are the most pure honest and very near to God..may God bless all our mothers and please remember me and your prayer Tsgereda

  • @flflgaltigray1746
    @flflgaltigray1746 3 роки тому +3

    ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና ፅጋበይ ፆሎትን በረከቱን ናይ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣይፈለየና ኣሜን🤲🕊✝️🕯

  • @nebyattesfay3788
    @nebyattesfay3788 2 роки тому

    Eway fetirlen fetari emnetina yexnialina libona yikfetlina yikre yiblelina🙏🙏🙏

  • @tiegstyghilay9929
    @tiegstyghilay9929 3 роки тому

    Amen amen amen temsgen amlek 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏

  • @ማርያምናትአናቴ
    @ማርያምናትአናቴ 3 роки тому +2

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ወለድና አምነት ኣዝዩ ድንቅን መንክርን አዩ ኣየ ናትና መንአሰያት ግን ገድፍካ ኣምላክ ካፍቲ ናይ ወለድና ንአሽተይ አምነት ክህበና ሰናይ ፍቃዱ ይኩን ክብርን ኣምልኮን ዉዳሴን ንጎይታና ይኩን

  • @swswits3249
    @swswits3249 3 роки тому +1

    ባሓቂ ደሰ ዝብል ምሰክርነት እዩ ክብርቲ ሓፍተይ ቅድሰ ጊዎርግሰ ኣብ ኩሉ ህዝቢ ክርሰትያን ይኩን አሜን አሜን አሜን

  • @temesgengerekidan290
    @temesgengerekidan290 2 роки тому

    Amen amen amen amlak emesgen ezi shabana enkae deku kona🙏🕊🙏💒🕊🙏💒💒💒💒💒🕊🕊🕊🕊🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲

  • @mulubelay2145
    @mulubelay2145 7 місяців тому

    kalehieate yasemaelna thehafetena amem

  • @HiwetTesfa-e1x
    @HiwetTesfa-e1x 7 днів тому

    Amen (3) redeat nay jerges ay felena

  • @lulatesfamichael5899
    @lulatesfamichael5899 3 роки тому

    Amen Amen Amen kale Hiwet yasemaln Kidus Georgis yhalwena amen 🙏

  • @tesfamhretzeragabr4546
    @tesfamhretzeragabr4546 Рік тому

    Bereket nay kudus Georges ayfeleyena

  • @gerienegash7154
    @gerienegash7154 3 роки тому +2

    አሜንንን አሜንንን አሜንንን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክብርቲ ሓፍትና❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @weynikiros6084
    @weynikiros6084 2 роки тому

    Amen Amen Amen 🙏 kal hiwet yesmana fetari

  • @samera7043
    @samera7043 3 роки тому +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ዛሓፍተይ ፆሎቱን በረከቱን ናይ ቁዱሰ ጀወርግሰ ኣይፈለየና ምሰ ኩለና ህዝበ ክርሰትያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @amiatek5089
    @amiatek5089 2 роки тому

    Amen Amen Amen kal hiwet yesalina hafitna egziabheri Amlak Teguue yebzhliki

  • @amlakeybehaqisenayeka
    @amlakeybehaqisenayeka 2 роки тому

    Btaemi des zebl kale hiwet yesmana amen 🙏🙏🙏🙏

  • @timnitzemariam4493
    @timnitzemariam4493 3 роки тому

    Amen amennn amennn kal hiwet yesmeana Bereket nay kudus jwergis mis kuluna ykun neana kea ayne libonana yebrhalina neaki kea Egzeabher edemen teanan yhabki fetari 🙏

  • @luladawit9431
    @luladawit9431 2 роки тому +2

    Amen Amen Amen 👏💞

  • @Elimtub
    @Elimtub 4 місяці тому

    Amen Amen Amen kali hiwet yesmealina amaladinet semati kudus geworgis amaladinet adena kidane mihretey ayfeleyen kibrin misganan nimedhanina ykun xega naykulom qudusana ayfeleyena Amen Amen Amen

  • @leterufaelkiflu8230
    @leterufaelkiflu8230 2 роки тому

    ቃል ሂወት የስማዓና ደስዝብል አሜን አሜን አሜን

  • @basitesfa9323
    @basitesfa9323 3 місяці тому

    Amen amen des kbleka qal hiwet yesmealna

  • @afomiaafomias4950
    @afomiaafomias4950 3 роки тому +3

    Amen ❤️ amen ♥️ Amen ❤️🙏🙏🙏