Well mewsekta teqebali abi teziwseka wawwwww telay ane endabe then abrihomo ke kawa mqetsela an intero pic ke n abi ms abrihmo sheff kemtti hade you know i mean to get more vi,,,.
ግጥሚ💯❤️ ዜማ💯❤️ ድምጺ 💯❤️ ጽቡቅ ስራሕ ኣብረሃም ተወልደ ❤️🇪🇷 Eri one touch just wow 🤩❤️💯🇪🇷 ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና 🙏 Let’s go 1 million views in one week 🎵❤️🎵🇪🇷💯❤️🎵🇪🇷🇪🇷❤️🎵❤️❤️💯🇪🇷🎵❤️🇪🇷💯
ምሉአ ግጥሚ
ብ 'ተስፋ
ዋላ ኣነ ተላይ ኣነ
ይናፍቕ እንዴ
ዝንብዓተይ ከይስዕረኒ
ዝጋደሎ
ፈጣሪ ክበኒ ኣኻእሎ
ገደል እንዴ ዝብል
ዛ ተስፋ መተርኣሰይ ገይረ
ዛ ተስፋ ክዳነያ ክዳነይ
ኣብ ግጥም ኣለኹ ምስ ጎልያት ገጢመ
ናፍቖት ክስዕር ተስፋ ኣገዲመ
ኢደይ ኣይሃብኩን
ኣይክሕለልኔሞ ኣይትሰዓሪ
ክንፍተን ኢሉምበር ኣሎ ፈጣሪ
ካብ ጭንቀትን ወጥርን
ስዕረት እምበር እንታይ ጽቡቕ ኣሎ
ውድቀት አምበር አንታይ ዓወት ኣሎ
ብተስፋ ንኽኣሎ
ድርብ
ካብቲ እልቢ ሽግር ኣብ ዙርያይ
ራህዋ ከናዲ እንዴ ዝደሊ
ኣብቲ ብርሃን ኣልቦ መዓልቲ
ጸሓይ ውሽጠይ እንዴ ዝደሊ
ብዘይ ተስፋ ብዘይ ዓቕሊ
ርኤዮ እንዴ ርኤዮ
ክሓይሽዩ ክሓልፍዩ
እናበልኩየ ዝሓልፎ
ተስፋ ዝመንገዳ ክገብራ ዛነብሰይ
ኣጆዃዩ ዕጥቀይ ስንቂ ናይ መንፈሰይ
እምበር
ሻቕሎት ድኣሞ ናፍቖት ድኣሞ
ምቐተለንንዶ -2 ሰብ ዘይብሉ ረኺቡ
ብድሕሬኺ ድኣ ብዘይ ባእኺ ድኣ
ምጸልመተንንዶ -2 ዛ ብርሃነይ ስኢነ
ግጥሚ=መሓሪ ዑ/ሚካኤል(ጠዊል)
ዜማ ኣብርሃም ተወልደ
ዝገበረልካ ወይ ግበረሉ ወይ ንገረሉ ትብል ነበረት ዓባየይይ ግምጃ፡
ጡም ሙዚቃ ንስዓካ ዉን ወይ ኣምስግኖ ወይ ዉን ደግፎ ዝብል እምነት ኣለኒ።
ምክንያቱ ፈልፋሊ ክከዉን መዝሙሩ ሙዚቃዉ ቃንቃ።
Well ብጣዕሚ ጹቡቅ ትሕስታዊ ዘልዋ ሙዚቃዊት ደርፊ ደስ ትብል ፡
ዘይ ከም ካልእ ካብ ምጅማር ኣትሒዝካ ክሳብ ስምራ መፈጸምታ ናብ ሓደ ቃንቃዊ ትሕስቶ ዘሎዋ ።እንዳ ደነስካ ተስፋ ትገብር ።
Thanks Abrihimo hawey ሰብ ብተስፋ ኢዩ ንዝኮነ ነገር ዝጽበዮ ክብረት ይሃበልና ፡
ትስፈ ከተንብባ ቀልል ትመስል ግን እብ ሂወት ምስታ ሕላን አልና ንጽውዓ ግን ከይተረዲእካ ኣብ ህሞታ ወይ ዉን ምስታ ቃል ትሰማማዕ፡
ተስፋ ዉን ኩሙ ኢዩ ከይተረዲኣካ ኢካ ትላበሳ ምክናያቱ ኣሂወትና ተሰሪታ ዘላ መሰረት ምነ ኩርናዕ ኢያ፡
Thanks Eri one th,,,
Credit FT
ኣቤት ግጥሚ ጠዊለይ
❤❤❤
Good work ❤
Well mewsekta teqebali abi teziwseka wawwwww telay ane endabe then abrihomo ke kawa mqetsela an intero pic ke n abi ms abrihmo sheff kemtti hade you know i mean to get more vi,,,.
_እዚኣ ደርፊ ማራ ደስ ኢላትኒ ስቅ ኢለ ይደጋግማ ኣለኹ ኣብ ምዓልቲ 8 ግዜ ከይ ደገምኩዋ ኣይወዕልን እየ።😢❤_
ኣቱም ሰባት ምምናው ኣኮ ሲኢነያ ኣዛደርፊ ኣቢተይ ኬፍ ዘለዋ ደርፊ ነታባባዓዮ የሕዋት ነዚ ብሉጽ❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ትብል ደርፊ ጽቡቕ ስራሕ ኣብርሃም&eri one touch 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ግጥሚ💯❤️
ዜማ💯❤️
ድምጺ 💯❤️
ጽቡቅ ስራሕ ኣብረሃም ተወልደ ❤️🇪🇷
Eri one touch just wow 🤩❤️💯🇪🇷
ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና 🙏
Let’s go 1 million views in one week 🎵❤️🎵🇪🇷💯❤️🎵🇪🇷🇪🇷❤️🎵❤️❤️💯🇪🇷🎵❤️🇪🇷💯
Yes please ❤❤❤❤❤❤❤
አብርሃም ተወልደ ብጣዓሚ መሳጢት ስራሕቲ ሒዝካልናመፂኻ ብጣዓሚእየዝፈትወካ ንበረለይ ክበረለይ ዕድመንጥዕናን ይሃብካፈጣሪ ቀፅለሉ ❤
I don’t understand why this song is not hitting millions, it’s a 💯💯💯 music ❤❤❤❤
Me too
@@lulyadesale6567 me too
Ane 100 times semieya
Cause it sacks
I think also the same
ኣብሪህሞ ልዕሊ ኩሉ ጠባይካ ሽኮር ደርፍካ ሞ ሙዱአ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መርሓባ ተሃንጥየ ክጽበያ ዝጸንሓኹ ❤❤❤❤
ክትስማዕ ዝግባኣ ዘይተሰምዐት ደርፊ
ጸገማ ካኣ ንስኩም ኢኩም አታ ቀንዲ ክፋል ኣድበርታይዝ ጌርኩም ቀቲልኩማ አንበር ብልጽቲ ስራሕ ኣብሪሂሞ ጎይታ ጠባይ ❤❤❤❤❤❤
ኣብርሃም ሓወይ ናይ ባሓቂ ደስ ደብል ደርፊ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ኣጀካ ቀጽሎ
ኡፍ ኣይካልኩን 😢😢 ታሪኸይ ኣዘኪርካኒ። ብጣዕም ደስትብል ደርፊ ❤❤ግጥምን ዜማን💯💯💯
Ja wela nay 😢💔💔
ብጣዓሚ ጽቡቅ ስራሕ ብፍላይ ካኣ ካብቲ ደስስ ዝበለትኒ ዳሬግቲን ሓደ ፊልሚ ሙሉእ ገዛጺ ካኣ❤
ፅቡቅ ስራሕ🥰🥰 ምስ ዘለናዮ ግዜ
ተስፋ ዝመንገዳ ክገብራ ዛነብሰይ💥🖤
ጹብቅ ስራሕ (((((ብ ተስፋ ))))) ቀጺሎ ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️
ዝጠፍአ ድምጻዊ ኣብርሂሞ እንቃዕ ብ ሰላም መጻካና ጽቡቅ ስራሕ
ዝገበረልካ ወይ ግበረሉ ወይ ንገረሉ ትብል ነበረት ዓባየይይ ግምጃ፡
ጡዑም ሙዚቃ ንስዓካ ዉን ወይ ኣምስግኖ ወይ ዉን ደግፎ ዝብል እምነት ኣለኒ።
ምክንያቱ ፈልፋሊ ክከዉን መዝሙሩ ሙዚቃዉ ቃንቃ።
Well ብጣዕሚ ጹቡቅ ትሕስታዊ ዘልዋ ሙዚቃዊት ደርፊ ደስ ትብል ፡
ዘይ ከም ካልእ ካብ ምጅማር ኣትሒዝካ ክሳብ ስምራ መፈጸምታ ናብ ሓደ ቃንቃዊ ትሕስቶ ዘሎዋ ።እንዳ ደነስካ ተስፋ ትገብር ።
Thanks Abrihimo hawey ሰብ ብተስፋ ኢዩ ንዝኮነ ነገር ዝጽበዮ ክብረት ይሃበልና ፡
ትስፈ ከተንብባ ቀልል ትመስል ግን እብ ሂወት ምስታ ሕላን አልና ንጽውዓ ግን ከይተረዲእካ ኣብ ህሞታ ወይ ዉን ምስታ ቃል ትሰማማዕ፡
ተስፋ ዉን ኩሙ ኢዩ ከይተረዲኣካ ኢካ ትላበሳ ምክናያቱ ኣሂወትና ተሰሪታ ዘላ መሰረት ምነ ኩርናዕ ኢያ፡
Thanks Eri one th,,,
Credit FT
Wowwww እስከ ሰጉምልና ደቂ-ኤረይ ሓላላት🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹
ብጥዓሚ ሂወት ዝለዋ ደርፊ ኣብርሂሞ ኣጆኻ ቀጽሎ ጽቡቅ ስራሕ erionetouch ኢንድዒ ሂወት ትዘርኡሉ ኣለኹም ንጥበብ ሃገርና ንክምዚኦም ብሉጻት ሕቡኣት ስነጥበባውያን ና ካኣ ክትብራብሩ ይላቦ ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Nay bihaki gerimuni gin view zeymirkaba
1 million tbxah ab semun tbl like rgex deki erey seb tesfa
ዓመት ጌራ ከማን 1 ኣይ በጸሐትን ክርክርክር
I just love his music. Aqalbo zseane derafi!!!
Eri one touch keep doing well. We appreciate your work FR. As always keep being Eritrean music industry game changers❤❤❤❤
Aymenekwan kemy zbele srah eyu zeymenewa entelo eske like yrgexe❤❤
"ኣብ ግጥም ኣለኩ ምስ ጎልያድ ገጢመ
ናፍቖት ክስዕር ተስፋ ኣገዲመ"💔✌️🥺
AMAZING WORK BRO! KEEP IT UP❤✌️💙
Very underrated music 😢, ካብ ከምዚ ዝመስል ደርፊ እየ ክንድዚ ርሒቀ ነይረ, ኣብቲ መንፈሰይ ሞይቱሉ ዝነበረ ግዜ ብዙሕ ምጠቀመትኒ እንቋዕ ረኸብኩዋ 🎉❤
Woww amazing Keep up we are proud of you wedi Eri❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
ኣብርሂሞ ሓወይ ብጣዕሚ ብልጽቲ ስራሕ ዘይትምኖ በርትዕ ኣጆኻ ኣነ ከኣ የእዛነይ ስሒለ ክጽበየካ የ
Where have you been with this amazing talent Hawey natey ?❤❤❤❤❤ what an amazing work and beautiful creativity ❤️❤️❤️
ብተስፋ ብሓቂ ካብ ተሰፋ ዝዓቢ የለን ኩሉ ድምጺ ግጥሚ ጣዕሚ ዜማ ቀጽሎ
ናይ ብሓቂ ደስ ትብል ደርፊ ቀጺለ ኤሪ ዋን ታች ግን መግለጺ ስኢነልኩም ሳንሱር ገርኩም ዲኩም ኣብ ቻነልኩም ትዝርግሕዎ ክክክክክ ኩሉ ጥዑም ቀጺለ ዳይረክተር ቲሞ ቀጽሎ 🎉🎉🎉
ንዝተባባዕ ዘይነታባብዕ ንሕና ሓበሻ what amaizing ❤❤❤❤
So heart touching song. ❤❤
ብጥዓሚ እያ ማራ እያ ጥዕምቲ ደጋጊምካ ሰምዕካያ ዘይትሙኖ ደርፊ ❤❤❤❤❤❤
መርሓባ እቃዕ ብድሓን መጻኩም ደቂ ኤረይ ሓላላት😍😍😍❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🙏
😢😢😢Ya jema eza darfe mes hewatey metesesar alewa Tank's zarkey 🎉🎉
ናይ ብሓቂ ብተስፋ ተስፋ ትህብ ደርፊ nic jub bro❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣብሪህሞ❤❤❤❤
Nay Behaqi Tesfa Eu Senqiu Eritreawi
Kehalfe Eu Deki Erey Anbesa Belxity Serah Teamty💯💯👍👍👋👋 💞💞🙏🦁🦁💟
ናይ ብሓቂ ኣብ ትዝታ ያ ትእትወኒ ዛ ደርፊ
ኣብርሃም መታዓቢቲ ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ገለዓይነት ደርፊ
❤ ኣብርሃም ሓውይ ጥዕምቲ ደርፊ ❤❤❤
ዝሕዝነኒ ንገር ኣሎ ንምንታይ ኢዩ ሓደ ጥዑም ደርፊ ዝይስማዕ ኣብዚ ዮትዩብ ሓደ ዝይረብሕ ሒዙ ዝመጸ ካኣ በቃ ሚልዮናት ቬው
❤❤❤❤ ብጣዕሚ ቃንጫ ዝኮነት ዘማ
ብርትዕ ኣብ ኣስመራ ብጣዕሚ ጽቡቅ ዝኮነ ደርፊ ይወጽእ ኣሎ ንበሩለይ ደቂ ሪመይ ታንክስ
ጹቡቅ ስራሕ ወዲ ኤረይ መዓረይ ❤❤❤❤❤
መርሓባ ዓርከይ ማዓረይ ብሃንቀውታ ክጽበያ ዝጸናሕኩ'ያ
ኣዚያ ብልጽቲ ስራሕ ተዊለይ ከኣ ጽብቕቲ ግጥሚ ንበረልና
Welcome 🙏 wedi Erey ❤❤❤❤❤Eri one touch forward ❤❤❤❤❤❤
My favorite eritreanmusic🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏
Btami xubuk srah wedi eri jigna 🇪🇷 ♥️ ❤️ ✨️ 💖 😍 🇪🇷 ♥️ ❤️ ✨️ 💖 😍 🇪🇷 ♥️ ❤️ ✨️ 💖 😍 🇪🇷 ♥️
Atum sebat Kemey eza Defri Millions view zeytrekib! Eway Eritrin Tebelashika ...Ksmae zgbioo nay Tesfa Derfi eyu!! Ajoka Abrihimo, only legends will understand this song!
Ohh keep it up bro. Am eritrean refugee in libya. This music make to be never give up for me. Thanks bro.
Bhaqi xbuq srah eri one touch...... Directing
Lyrics
Melody kulu wdue... Lul kidane
Cinematography keep up your work z arkey
Abrihmo tsbuk srah 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ኣብራሃም ሽኮር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ተስፋ ዝመገዳ ክገብራ ዛነብሰይ 🎉🎉🎉🎉
Btaemi mesatatit derfi abraham hawey good job 👏👏👏
#ኣይክሕልለን #የ #ሞ #ከይትስዓሪ
#ክንፍተን #ኢሉ #እንበር #ኣሎ #ፈጣሪ
Comment ምጽሓፍ ነዊሕ ኣቋሪጸዮ ኔረ እዛ ደርፊ ካብ ትወጽእ ልዕሊ 100 ግዜ ሰሚዔያ ክሳብ ሕጂ ውን እንሻዕ ትሕድሰንን ይፈትዋን ኣለኩ abi ሓወይ ኣጆካ በርትዕ ካባካ ብዙሕ ኢና ክንጽበ👍😍
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ👌
Marhaba dakey Erayyyyyyy,💅💅💅💅💅💅💅💅💅💅💅💅💅💅💅💅💅💅💅💅💙💚❤💛
Wawww abrhimo arkey gele aynet srah ajoka qexilo habibi
ብ ተስፋ ፥ ካብ ኣርእስታ ጀሚራ ስርሓታ ብጣዕሚ ብልጽቲ ስራሕ ንድሕር ሕጂ ውን ካባኻ ቡሉጽ ስራሕ ኢና ክንጽበ ኣጆኻ ቡሉጸይ ❤
You welcome me Bro so good job Tnx you ❤️🇪🇷💖👑❤️💖🇪🇷💖❤️❤️
Keep it up wedi Erey 🇪🇷 ,,amazing song 🎵 👌
Directing nay kelab zeymalsey nay maynas temesasali koyna. Ente music emo……… just wowww
ጹቡቅ ስራሕ ዘሓወይ ብራቮ
ጽቡቅ ስራሕ eri one touch ቀጽልዎ
Aqeye behanay mexeka hawey xbuq srha qxilaye❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Abraham hawey aziya blxti srah astemaqire lomi
Hiwet Ertreawi ymelseluna😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏
ድንቅ የሆነ ስራ ❤❤❤❤❤ትችላለህ
Wow❤ amazing🙏🏽
Nice music arrengemnt and good performances keep it up bro
ኩሉ ነገራ ውድእቲ እንድያ ብዝያዳ ግን ዜማ waw💯 በቢዓመቱ ብዙሕ ፅቡቕ ደርፊ ይወፅእ ዩ እዚኣ ካዓ ከም ገለ ፍልይቲ ኮይና ተስመዓኒ ናዓይ 2023❤
ኣብርሃም 💯💯🇪🇷🇪🇷🎶🎵🎤🎺👍
ብጣዕሚ ጽብቅቲ ስራሕ ግጥሚ 100 ዜማ 100 ናይታ ክሊብ ዛንታ ግን ቁሩብ ውሒዳትኒ
Bteami xbuq srah qexlwo Abrhimo nice 🥰💯
Welkom ወዲ ኤረይ❤🇪🇷🇪🇷💯❤❤🌹🌹🌹❤❤💯
Nay baheki hewey natey kulu be tesefa heyu amelak mesaka yekun ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wow nice job Abrhimo jigna❤❤❤
ጽብቅ ሰራሕ
ግጥሚ 100
ዜማ 100
ድምጺ 100🎉🎉
Well come wedi erey nice voice
ኣዝያ ጥዕምቲ ደርፊ ኣብርሂሞ ሽኮር &eri onetouch ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ
እዚ ናይ ሎሚ ወለዶስ ኣብ ክንዲ ብእዝኑ ሰሚዑ ዘስተማቕር 👂ብዓይኒ እንታይ ድራራ 😱 ሰለፈን ፡ ኣጡባተን ፡ ማዓኮረን ምስ ዘይከድና ደቂ ኣንስትዮ፡ ትሕዝቶ ደርፈን ብዘየገድስ ሚልዮናት የብጽሑለን 😕 እዚ ፈውሲ ልቢ💘 ንእዝኒ ካኣ ጥዑም ማኣዛ 👂🎶ዘለዎ ደርፍታትና ካኣ ይቕበር ኣሎ 😊
ኣይትተሓለል ኣብርሂሞ ብጣዕሚ ጽብቕቲ ስራሕ♥🎶👌👍 ቐጽሎ 💪
ጽቡቅ ስራሕ ኣብሪሂሞ ❤❤❤
Abirihumo jigna etaymo kiwoxo gele aynet sirah❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Good job bady keep it up !!
Wedi Tewelde jgna tsubuq srah
Ketslo ❤❤❤🎉🎉
Abrihimo hawey btami des zebl dmxi qexlo ❤❤❤
❤❤❤❤love it so much I listened to it back to back all day.
EOTE is doing great job we thank u for ur hard work please keep bringing new talented singers and ideas
Wawww ❤❤❤ gTmi 100% zema 100 ybel derfi wedhawoboy❤❤❤
thanks for Sharing adi hawesha
nice music and video clip
Nice job 👏and you are the best eritrean ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Abrhemo arkey mexele
Wawww tesfa zelewo derafay
Dmxi 100%
Gtmi 100%
🥰🥰🥰🥰👍👍👍
ደቂ ኤረይ ጹቡቅ ስራሕ ❤❤❤❤❤❤
Betami belux srha abi hawey forsa teray 💯💯💯👌👌👌👑👑👑
Btami desi zbil music ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
Eza channel quality derftat ya temxie nice work keep it 👍
ክቆርስ ፡ ክምሳሕን ክድቅስን ዝሰምዓ ምቅርቲ ጣዕመ ዜማ❤
ኣብርሸይ ብጣዓሚ ጽቡቕ ስራሕ 👑👑👑👑
Wooo wwwww zey temno music best music b tesfa nay bhaqi music abi abi