ተዋሰእቲ መልሲ ድራማ ክልቴና ፉቑራት🤔🤔 ዓይኒ ምሽት ምስ መንጢላ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 2 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 397

  • @TDF316
    @TDF316 2 місяці тому +65

    ርሑስ ምጅማር ፆመ ፍልሰታ ይኹነልና ደቂ ተዋህዶ🤲🤲🤲🎉🎉🎉🎉🎉

    • @medhin8187
      @medhin8187 2 місяці тому +1

      አሜን ❤

    • @beliYouTube
      @beliYouTube 2 місяці тому +2

      ደምርኒ🎉

    • @TDF316
      @TDF316 2 місяці тому

      @@beliUA-cam ደሚረኪ🥰🥰🥰

  • @TsigeQaleab
    @TsigeQaleab 2 місяці тому +35

    በጃኻ እባ ንሽሻይ ገብረሂወት (መጅሙዕ) ኣምፀአልና 🥺♥️

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 місяці тому +1

      ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ😊

  • @Samri16
    @Samri16 2 місяці тому +71

    ሎማዓንቲ ሳልሰይቲ ኮይነ ዘይሎሚ ቀዲመ የፈልጥን ላይክ እሰኪ ደቂ ሪመይ💙

  • @ተስፋ-ኀ2ቐ
    @ተስፋ-ኀ2ቐ 2 місяці тому +31

    ደስ በሃሊ መድብ እዩ ብሉፃት ኣሕዋትና።
    ዓይኒ ምሸትን መንጢላን ፍቃድ አምላክ ተኮይኑ ፍቁራት ተትኾኑ ክንደይ ደስ ይብል ነይሩ።

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 місяці тому

      ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ🎉❤😊

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 місяці тому

      ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ🎉❤😊

  • @ርሻንዕባይገጠር
    @ርሻንዕባይገጠር 2 місяці тому +29

    ከምዚ ከመይ ዶ ኣሎ ብኣዛራርቦኦምን ብመልሶም ዕግብ ዘበለሎም የኔ ቡሉፃት🙏♥️😘

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 місяці тому

      ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ😊❤

  • @HayhMa
    @HayhMa 2 місяці тому +27

    መጅምዕ ኣብ ቀፃሊ ኣምፀአልና

    • @medhin8187
      @medhin8187 2 місяці тому +1

      ትኽክል ❤👍

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 місяці тому

      ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726 2 місяці тому +4

    ብጣዕሚ ፅቡቕ ኣገላልፃ ተስፋና ኣብ እግዚአብሔር ዝገበረ ኣይሓፍርን ኩሉ ተመስገን ዞም ኣሕዋተይይ

  • @Haregte
    @Haregte 2 місяці тому +16

    ኣነስ ኤርሚ ሓፋር ኮይኑ ይስመዐኒ😂😂ብዝኾነ ጎበዛት❤ ተዘይትውዳእ ደስ ምበለና መልሲ😢

    • @medhin8187
      @medhin8187 2 місяці тому +2

      እወ ግን ታይ ንገብር ።

  • @AllBaad-v3h
    @AllBaad-v3h 2 місяці тому +10

    ብጣዓሚ እየ ዝፈትዋኺ መንጢላ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726 2 місяці тому +3

    ብሓቂ ለባም ሓውና ኤርምያስ ፡ፈሪሓ እግዚአብሔር ዘለዋ ብሓቂ❤

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 2 місяці тому +1

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም❤❤❤❤
    ግን ዛ ምስ. ኤርተራ ቀሓደ ምስራሕ. እትበሃል ግደፍዋ. ፀላእትና እዪም😢
    ልመጀሙዕ. እና. ኣያ. ዘብር ኣብርክ ኣምፀአዮም❤❤❤

  • @akiaksumawit4937
    @akiaksumawit4937 2 місяці тому +2

    ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ኤርሚ ፀዳል❤❤ኩሎም ኣባላት መልሲ✌️🥰🥰🥰

  • @BRETUBE1ብሬ
    @BRETUBE1ብሬ 2 місяці тому +6

    ኣዛራርቦኦም ዘለዎም ኣደበት🥰

  • @YonasElias-uu3om
    @YonasElias-uu3om 2 місяці тому +16

    ቃለ መሕተት ናይ ኤርሚን ጸዳልን (መልሲ) ክከታተሎ ጸንሔ። ብጣዓሚ ውን ሞሳ ይኹኖም ጽቡቕ ስራሕዮም ኣርእዮሙና። ኤርምያስ ግን ሕጂ ውን ኣብዚ ቃለ መሕተት ከይተረፈ ዘረባ እናጎተተ ክድስክል ክዕዘቦ ጸኒሔ ግን ድማ ምስ ዚ ኲሉ መንፍዓትካ ኣንደበት ዘረባኻን መልእኽትኻን ከይደረትካ ከተማሓይሽ ይግበኣካ ይብል። ጸዳል ካሳ ብሓቂ ንኣርት ማለት ንስነ ኪነት ዝተፈጥረት ህብብትን እትድነቕን ወሃ ዘበለት ተዋሳኢትያ ኣብ ዝለዓለ ደረጃን ጽፍሒ ስነ ጥበን ተወጢሓ ዝና ከም ተትርፍ ኣይማትእን 100% ድማያ። ካብዚ ሓሊፉ ውን ኣብዚ ቃለ መሕተት ኣብ ነፍስ ወከፍ ቃላታ ስም እግዛብሄር እናልዓለት ከተመስግንን ክብሪ ንፈጣሪ ክትህብን ንዂሉ ህሉውን መጻኢታታን ንፈጣሪ ክትምርኮስን እናኽሰምዓ ባህ ኢሉኒ።ከመይሲ ኣብ እግዛብሄር ዝተመርኮስ ይኸብርን ይዓብን ምበር ክንእስን ክሓስርን ስለ ዘይረኣዂ በዚ ኣጋጣሚ ጸዳል ፈጣሪ መጻኢኽን ዕዮታትክን ይባርኽ ኣሜን።

    • @beliYouTube
      @beliYouTube 2 місяці тому

      ደምርኒ🎉

    • @DegiYouTube
      @DegiYouTube 2 місяці тому

      እንታይ ደኣ ናይ ደሓን ዲኻ ውዳሰ ኣብዚሕካላ😆እምበር ብማዕረ ሽም ፈጣሪና ይፅውዑ ኣለው ኤርሚ ፈጣሪ ይቅለሎ ንሳ እግዝኣብሄር ትብለላ ስለዚ ኣይተዳሉ😁😁😁

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 2 місяці тому +3

    መንጢላ ብፍሉይ ዝኽብረክይ ዝፈትወክይ ለካ ዕባይ ማርያም ኩሓይ ናብራ ማይ ባንደራይ እዩ

  • @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
    @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ 2 місяці тому +2

    ተጋሩዋይ ፃሓይ ጎፆም አንኮዕ ብሰላም መፂኣኩም መንጥላዋይ ዓይኒምሸተይ ማዓረይ ብጣዓሚ ዠፈትወኩም 💋🥰🥰🌹❤💋

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ

    ዋውው ምቁራት ኣሕዋትና መንጠላ @ ዓይኑ ምሸተይ ዝፈትዎም ተዋሳእት ዓይን ትግራይ 🙏💊❤❤😍😍😍❤❤💊😍😍

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 місяці тому

      ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ

  • @zewdugalwembrttgray9281
    @zewdugalwembrttgray9281 2 місяці тому +3

    ዋው ንፍዕቲ አዶ አለትካ

  • @ነብያትሃይሉ
    @ነብያትሃይሉ 2 місяці тому +3

    ንፈትዎኩም ተዋሳእቲ እንኮዕ ዳሓን መፃኩም❤❤❤ጀጋኑና

  • @የንጉስክርስቶስልጅነኝ
    @የንጉስክርስቶስልጅነኝ 2 місяці тому +3

    ግደ ሓቂ ኣነም ኣብ ሂወትኩም ፅዕንቶ ከየሕድረልኩም እየ ፈሪሐ ምስ ወዳእኩም እዚ ምሽጥር ወፂኡስ እንካዕ ገለ ዘይገብርዎም ይብል ነይረ ሐዚ ኣዴካ ከምኡ ኢለን ምስ በልካ ሓሳበይ ሓሳበን ተጋጣጢሙ
    ብዝተረፈ ጐቦዛት ኩሉ ነገርኩም ፅቡቃት ኢኩም መንጢላ ወይ ፀዳል ጐቦዝ ኣከዳድና ደስ በሃሊ ሜክኣብ ነፃ ኢኪ ትመስሊ ይቃፅለልኪ ኣብ እቲ ሓደ ሓደ ዝገለፅክዮ ናይ እግዚአብሔር ከዓ ደስ ዝብል እዩ ቃፅልሉ ❤
    መርሃዊም ጐቦዝ ከምዚ ናምፃእካ ስለ ተቅርቦም ግን ንኡሽተይ ርግዕ በል ኢካ ከም ጋዜጠኛ መጠን
    ብዝተረፈ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም ንኩሌኩም ❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 місяці тому

      ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ😊

  • @HcjcjcjJjcjc
    @HcjcjcjJjcjc 2 місяці тому +3

    ዋይ በስማኣም ጎይታይ ማዓረይ ለካስ ተጋሩ ረሰዕቲ ኢና ንባሃልስ ሓቂ እዩ ተራእይኩም ምስ ኤርትራ ክትሰርሑ ዓለም በሻዕ ዝኩሉ ደም ተፈሲስናስ ደቅናይ መስዋእትኩም እዙይ ኮይኑ ተረፈ ትግርኛ ንምዕባይናማ ኣብ ትግራይ ኮንኩም ትሰርሑ ሓባቢርኩም ዋይ😢😢 ብዝተረፈ ፅብቅ ስራሕ መልሲ ብፅብቅ ሰለ ዝተዋፀአኩም

  • @TghTtt-fh4xt
    @TghTtt-fh4xt 2 місяці тому +1

    ኣረ መጅምዕ እቦ

  • @tigrawyti
    @tigrawyti 2 місяці тому +4

    ኢርሚ ደስ ክትብል ርግዕ ዝበልካ ወዲ❤ክልተ ዝፈትወኩም😊

  • @ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ
    @ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ 2 місяці тому +6

    እንካዕ ብሰላም መፃእኹሙሉና ኑፉዓት ተዋሳእት❤❤❤

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 2 місяці тому +7

    ጎቦዛት ተዋሳእቲ ኢኹም ብዙሕ ካብዚ ብዝበለፀ ከም ትሰርሑ ተስፋ ንገብር የቅንየልና መምህር ዓወት🙏❤💛❤💛

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 2 місяці тому +6

    ኤርሚዬ ጎይታ ዓቅሊ ርግዓትኻ ክማርክ❤🙏 ጸዳለይ ኣብ ጎይታ ዘለኪ እምነት ቀጽልሉ ደቂ ዓደይ ንፈትወኹም ኢና ብሩኻተይ ክልተ ሓደ ደስ ክትብሉ❤

  • @ezgahariateklom9896
    @ezgahariateklom9896 2 місяці тому +2

    Betaemi gobez eka seare hawey betaemi eye zedenkeka ❤❤❤ 💙💙💙💙💙💙🇪🇷

  • @ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ
    @ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ 2 місяці тому +2

    ብጣዕሚ እየ ዝፈትየኩምን ዘደንቀኩምን ቡሩካተይ ብካልእ ክትመጾና ድማ ብሃንቀውታ ንጸበየኩም ኢና ❤❤❤❤❤❤

  • @YordanosDanielAtaklti-n8d
    @YordanosDanielAtaklti-n8d 2 місяці тому +1

    ራሄል እውን ትምፃእ በይዛኻ

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726 2 місяці тому +1

    ደርፊ ታይ ክገብረልኪ ዘምሪ ዛሓፍተይ❤

  • @Tdf-fg9qc
    @Tdf-fg9qc 2 місяці тому +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ እየም ❤

  • @titinotitino2910
    @titinotitino2910 2 місяці тому +3

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰እወ እግዚአብሔር አምላክ ምሉእ ሰላም የውርደልና 🤲🏼

  • @ጓልትግራይሓላል-ነ7ወ
    @ጓልትግራይሓላል-ነ7ወ 2 місяці тому +1

    ብጣዕሚ እና ንፈትወኩም 🙏🙏♥️♥️♥️🌹🌹🌹

  • @DegiYouTube
    @DegiYouTube 2 місяці тому +2

    ዓይኒ ምሸት&መንጢላ ብጣዕሚ ዝፈትወኩምን ዘኽብረኩም ብሕጂ ካብዚ ዝበለፀ ስራሕ ሒዝኩም ክትመፁና ብተስፋ ክንፅበየኩም ኢና ከም ፍቃድ ኣምላክ🙏❤

  • @trhasberhe1818
    @trhasberhe1818 2 місяці тому +2

    Mentila anmishet 🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @saral600
    @saral600 2 місяці тому +9

    ሙቁራተይ ናተይ ክፈትወኩም ❤ መንጢና ዓይነይ ማዓረይ ይፈትወኪ ካብ ብልበይ አበባየ❤❤❤❤

  • @Tdf-fg9qc
    @Tdf-fg9qc 2 місяці тому +3

    ብፍቃድ እግዛብሂር ክልትኢም ስንግላት ካብ ክኑ ክልትኢም ሓደ አካል ከም ከኑ ክንደይ ደሰሰሰ ምበሉ❤ 🙏🙏🙏

  • @Haregte
    @Haregte 2 місяці тому +7

    ሰዓረ ሓወይ ንሽሻይ ኣቅርበልና ኣጥቢቅካ ክትሓቶ ዝደሊ ንምታይ ብቲቪ ዘይማሓላለፍ እትሰርሖ በለለይ ኩሉ ብዩቱብ ኮይኑ ብፍላይ መለሲ ብቲቪ ተትመሓላለፍ ኢለ ይሓስብ?

    • @brhaneye
      @brhaneye 2 місяці тому

      መልሲ ተኣጊዳያ 😐

  • @CcVv-b3p
    @CcVv-b3p 2 місяці тому +1

    Wawwww enkae bdahan metsakum mukurat des kbluka❤❤❤❤❤

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 2 місяці тому +5

    ዝፈትወኩም ክልተ ብልፃት ጀጋኑ ንፈትወኩም ኢና ቀፅልሉ❤

  • @zewdugalwembrttgray9281
    @zewdugalwembrttgray9281 2 місяці тому +1

    ብትክክል መልሲ ብፅፉፍ ኢኩም ሰሪሕክምዋ

  • @Brihentsify-zc8wc
    @Brihentsify-zc8wc 2 місяці тому +3

    ደስስስስ ትብሉ ብፊልይ ድ እግዚአብሔር ዘለዎም ፊርሕ❤❤❤❤❤❤ሰላም ይግበርልና እግዚአብሔር ❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 місяці тому

      ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ😊

  • @alemamisghina3284
    @alemamisghina3284 2 місяці тому

    ፅቡቅ ስራሕ ኢኹም ሰሪሕኹም፣ ንኩሉኹም ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም

  • @fswrcswr8638
    @fswrcswr8638 2 місяці тому +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ኣቤት ትሕትናኹም ደስ ክብል 👌💗🎉ዓይኒ ምሸት ግን ምስ ብዓል ገዛይ ይመስል 🙈😅

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv 2 місяці тому +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃኡኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @yyuu5035
    @yyuu5035 2 місяці тому +1

    ኤርትያዊን 🤑🤑🤑

  • @ميموريميموري-ظ7ج
    @ميموريميموري-ظ7ج 2 місяці тому +1

    መጅሙዕ ///❤❤❤
    ሽላ ክመፁ ኣለዎም❤❤

  • @axsumawit1562
    @axsumawit1562 2 місяці тому +2

    እንኳዕ ደሓን መፃኩም ፉቱዋተይ ❤❤❤❤❤❤

  • @MerhawitAlemu
    @MerhawitAlemu 2 місяці тому +2

    ብጣዕሚ እየ ልፈትወኩም ዞም ኣሕዋተይ❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @amanema-z5p
    @amanema-z5p 2 місяці тому +4

    ዋውው welcome deki rimey xbuq xanihet ygberlna ms gobezat tewasaeti jemari comment baeley 🎉🎉🎉❤

  • @ፊሊማኛ
    @ፊሊማኛ 2 місяці тому

    ኣብ ቀፃሊ መጅምዕ❤ኣምፅአልና

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 2 місяці тому +2

    እንኳዕ ብስላም መፃኩም ተጋሩዋይ ምሩፃት ዘርኢ ክፈትኩም እኮ❤❤❤❤

  • @shalom5798
    @shalom5798 2 місяці тому +5

    ኣዝዩም ንፉዓት ተዋሳእቲ❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 місяці тому

      ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ😊

  • @ميموريميموري-ظ7ج
    @ميموريميموري-ظ7ج 2 місяці тому +1

    እሰይይይ እንኳዕ ናትና ኮንኩም ❤❤❤ፍቁራት ክትኮኑ ደስ ይበለኒ አምላክ መፃምድቲ ይግበርኩም አሜን ፫❤

  • @nebyatNebyatcv
    @nebyatNebyatcv 2 місяці тому +1

    ተዋሳእቲ መስሓግ ጌሹን ዛይድን አቅሩቡልና

  • @HayhMa
    @HayhMa 2 місяці тому +4

    ብጣዓሚ ንፋዓት ተዋሳእቲ እኩም ኩለኩም መልሲ ❤❤

  • @ሜሪትግራዊቲ
    @ሜሪትግራዊቲ 2 місяці тому

    ጀጋኑናይና❤

  • @AbsSba-h4d
    @AbsSba-h4d 2 місяці тому +2

    ተጋሩዋይ መዓረይ🎉🎉

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 2 місяці тому +1

    ንፉዓት ተዋሳእቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አምላኽ ቅዱሳን ፍቁራተይ ኤርሚ &ፀዲ ብሓቂ አብ እግዚአብሔር እምበር ካብ ሰብስ ርእናዮ ንርኦ ከዓ አለና ብጣዕሚ እየ ኣደነቀኩም አብ እግዚአብሔር ዘለኩም እምነት ሓደ ሓደ ሳባት ግን ዝተመስገንዎ ተልዩ እንተ ተባህሎም እቲ አብ ፅቡቅ ደረጃ ዘብፆሖም እግዚአብሔር ከየመስገኑ ንሰብ የመስገኑ ንስኩም ግና አብ ሕድሕድ ዘረባኩም እግዚአብሔር ናሓወስኩም ትዛረቡ አምላኽ ቅዱሳን አብ ዝልዓ ደረጃ የብፅሕኩም ፍቁራተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም❤❤❤

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 2 місяці тому

    ተጋሩዋይ ጀጋኑ❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰

  • @አስራተድንግል
    @አስራተድንግል 2 місяці тому +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ኤርሚየ ዓብይ ሰብ ተዕግስተኛ❤❤
    መንጥላየ ሽኮር ❤❤ ኣድናቕትኹም እየ ንፈትየኩምን ነኽብረኩምን እና እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ጀጋኑና❤❤❤❤

  • @genet3442
    @genet3442 2 місяці тому +1

    ሙቁራት ናተይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Seniseniii
    @Seniseniii 2 місяці тому +1

    ኣነውን ቀይሕ ወዲ እየ ዝፎቱ ግን ፈጣሪ ንናትና ሒዙልና ኣሎ

  • @mlientesfahney
    @mlientesfahney 2 місяці тому +2

    ብሉፃተይ ክፈትወኩም ♥️♥️♥️

  • @Aነኝየደንግልማርያምልጅነ

    ብጣዕሚ ዝፍተዉም ተዋሳእቲ ኩለኩም ሰራሕት መልስ ♥️💚

  • @mulubrhantsige3837
    @mulubrhantsige3837 2 місяці тому

    ብጣዕሚ እየ ፍ..................................ት........................................ው ዘብለኩም ፊልሚ ትግርኛ እውን ፍትው ኣቢለያ

  • @Ksuhabeshawit-q7k
    @Ksuhabeshawit-q7k 2 місяці тому +2

    Welcome deki tgray mearey❤❤❤

  • @Brhanarega
    @Brhanarega 2 місяці тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ 2 місяці тому +2

    ብሉፃት ተዋሳእቲ ክፈትዎም❤❤🎉🎉

  • @selamgualtigrayhagertigray2296
    @selamgualtigrayhagertigray2296 2 місяці тому

    ደስ ክብልካ ❤❤❤😊😊

  • @kerysss-tt1ue
    @kerysss-tt1ue 2 місяці тому +2

    እዛ ንቅዱስ ከይትኣምንዮ ሲ ከለ ኣነ ምበልኽዎ ነይረ😂😂 ሶ ጀጋኑ ወኹም❤❤

    • @marbayname
      @marbayname 2 місяці тому +1

      አነለ ብሓቂ እዩ ዝመስለኒ😁

  • @ለትሽጓልቅድስትኣርሴማ
    @ለትሽጓልቅድስትኣርሴማ 2 місяці тому +1

    ሲስኮ ይቅረበልና❤❤

  • @akezaweldehawaryat6833
    @akezaweldehawaryat6833 2 місяці тому

    Hi my beautiful you are the lovely artist melsi and continue keep up great work 👍👍👍and nice to see you 🌹🌹🌹🌹

  • @alemamisghina3284
    @alemamisghina3284 2 місяці тому

    ኩሉኹም ኣብዛ ድራማ ዝተሳተፍኩም ብኣካል ሓደ ቦታ እንተዝረኽበኩም ደስምበለኒ

  • @zedzed8903
    @zedzed8903 2 місяці тому

    ዋው ደስ በሃሊ❤❤❤❤

  • @slam4790
    @slam4790 2 місяці тому +1

    ዋይ ኣታ ቡኩፉሉ ኣብ ቂድማኣ ኣይፎሉጦን ያ በስማኣም ኩሉ ድራማ ክትሪኦ ኮ ናይ ትግሪይ ግዲታ ዘይኮነ ደስ ዝበላ ፊልሚ ትርእ ተድንቅ መሰላ እዩ ግን ንክብረት ሰብ ኢልካ ንታዓዘብቲ ኢልካ ግርህ ኢላ ይቅረ ዋላ ትብሎ ነይራ ታይ ይስሞዖ ኣይቡሉን ድዮም ክልቲኦም ሱቁ ያ ኣነስ ኣይፎሉጦን ትብላስ ሓፊረ ብዙኮነ ይሞቹኩም ተጋሩዋይ♥♥♥

    • @ميموريميموري-ظ7ج
      @ميموريميموري-ظ7ج 2 місяці тому

      ንእሽተይ ናይ ምስትዋስ ድንግር ስለ ዝብለካ ፀገም ዘለዎ ኣይመስለንን ብዝኾነ ንኩልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤

    • @CcVv-b3p
      @CcVv-b3p 2 місяці тому

      ትድያሎግ እዮም እኮ ዘይዘከርዎ ንቶም ስባት ኣይኮኑን ❤

    • @slam4790
      @slam4790 2 місяці тому

      ኣይኮን ዝያዳይ ርእይ ምስ ኣቦለቶ እያ ኣይፎልጦን ኢላ ድያሎክ እንተትሕዝዋ ዋላ ሽሙ ስለዘይትፈልጦ ኣይትምልሶን ሽሙ እንዳበበቶ ከመይ ገይሪ ብድያሎክ ክርዳኣ ንሱ ዝሓታ ተዝከውን ነይሩ እዩ ከዝግን ንሳ እያ ሓታቲት ዘላ መራሃውዋይ አሕዚንኒ🤔😂😂❤❤ ​@@CcVv-b3p

    • @slam4790
      @slam4790 2 місяці тому

      ​@@ميموريميموري-ظ7جሓቅኪ ኢኪ ግን ናይምስትዋስ ፀገም እንተጋጠማ ዋላ ሰለስተ ኣለዋ 1ሓታቲት እምበር ታሓታቲት ኣይኮነትን ዘላ 2ሽሙ ተንብብ ኣላ 3ናይ ምስትዋስ ፀገም እንተጋጢምዋ ኣብ ቂድሚ ዓይና ኮፍ ኢሉ ኑኡ ዘኪሪ ውን ክብላ ነይሩ እዩ ኣነ ከምዝተዓዘብክዋ ግን ጠቅሊላ እያ ዘይትፈልጦ ሞሲልኒ 🙄😂😂♥♥

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj 2 місяці тому +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት 💊💜💛💚💚

  • @abebechmulaw8995
    @abebechmulaw8995 2 місяці тому

    ሽላ ኣምፅኡልና😢❤

  • @tgmedia4075
    @tgmedia4075 2 місяці тому +7

    ደስ ዝብል መደብ እዩ ቀጽልሉ ፡ ደስ ትብሉ ኣርቲስት ኢኩም

  • @salamsalam6988
    @salamsalam6988 2 місяці тому +2

    ናይ ዓይኒ ምሸት ፌስብኩ እንታይ ይብል? ❤

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh 2 місяці тому

    ተጋሩ ሹኾሪናታት ንበሩሉና ንፈትወኹም ኢና ❤ መንጢላ@ ዓይኒ ሞሸት@ ሳዓረይ ብጣዕሚ ንፈትወኹም

  • @FihbHhjj
    @FihbHhjj 2 місяці тому +8

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @Oneforall-ux3iw
    @Oneforall-ux3iw 2 місяці тому

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @merigalhagereseb21
    @merigalhagereseb21 2 місяці тому

    ጀጋኑ ኣሕዋተይ❤

  • @ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ
    @ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ 2 місяці тому

    ዝፈትወኩም😍😍😍😍😍😍😍

  • @ReadAli-cj8kw
    @ReadAli-cj8kw 2 місяці тому

    መጅሙዑ እባ ኣቅርበልና🙏❤

  • @TeweldeAtsbaha-fi6br
    @TeweldeAtsbaha-fi6br 2 місяці тому

    ዝፈትወኩም❤❤❤❤❤❤

  • @mahderbrhane9117
    @mahderbrhane9117 2 місяці тому

    ንምንታይ ኢኩም ኣምሓርኛ ትሓውሱ

  • @medhin8187
    @medhin8187 2 місяці тому

    እንኳዕ ድሓን መፃእኹም❤ ንፈትወኩም ነኽብረኩም❤

  • @ተመሰገንኣምላኽ-ነ3ጠ
    @ተመሰገንኣምላኽ-ነ3ጠ 2 місяці тому

    ቀፅለሉ ክቡር ሓዉና ብጣዕሚ ዝፈትዎም ናይ መልሲ ኣርቲ ❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 місяці тому

      ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ🎉❤

  • @HggHbg-u7l
    @HggHbg-u7l 2 місяці тому

    ኤርምየ ጎይታ ዓቅሊ ብልፃት ኢኩም❤❤❤

  • @DdSsx-o6y
    @DdSsx-o6y 2 місяці тому +1

    ❤❤❤❤❤🎉

  • @ሊሊትግራወይቲ-በ6አ
    @ሊሊትግራወይቲ-በ6አ 2 місяці тому

    ክፈትወኩም ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ahmad-h3x3i
    @ahmad-h3x3i 2 місяці тому

    ኣብ ቀፃሊ ጓል ትግራይ ኣቅርበልና ❤❤❤

  • @amlesetmuruts470
    @amlesetmuruts470 2 місяці тому

    ደስ ክብሉ እዞም ናትና ሽኾራት አቤት ትሕትናኹም ደስ ክብል በሉ በርትዑ❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 місяці тому

      ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ😊

  • @Madina-q1p
    @Madina-q1p 2 місяці тому

    ይመችኩም የሕዋት🎉❤

  • @drtt2855
    @drtt2855 2 місяці тому

    ብሉፃት ዝፈትወኩም❤❤

  • @GgGg-gr4
    @GgGg-gr4 2 місяці тому

    ጎበዛት ብጣዕሚ ደስ በሃልቲ ❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 місяці тому

      ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ🎉❤

  • @MustWith-w1u
    @MustWith-w1u 2 місяці тому

    ብጣዕሚ ዝፍተዉም ተዋሳእቲ ኩለኩም ሰራሕት መልሰ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Meri-rg7hp
    @Meri-rg7hp 2 місяці тому

    ፅቡቃት😍😍💚💚💚