ቢኒ መትሓዚ ተሳኢንዎ ውዒሉ። ቢኒ ካራቲስታ፣ ሙዚቀኛ እንታይ`ከ ዘይከውን። ሓያል ውድድር ከኣ ጽባሕ ይጽበዮ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 23 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 61

  • @Xruramedia
    @Xruramedia  23 дні тому +3

    ❤❤❤❤❤ክቡራት ተኸታተልተይ ሳብስክራይብን ላይክን ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ❤❤❤❤❤

  • @AlikwediqeshiAlikwediqeshi
    @AlikwediqeshiAlikwediqeshi 23 дні тому +3

    Bini jgna ❤❤❤❤❤ anes welanski bnyam koynki eki tsmani gal eri jgna❤❤❤❤❤

  • @SimonMhretab-c9q
    @SimonMhretab-c9q 22 дні тому +2

    Bini jgna love you boy bini gombel❤❤❤❤

  • @HintsaTewlelde
    @HintsaTewlelde 22 дні тому +1

    ብሳይክል ምስ ረብረቡ ብካረተ ዶ ይፍትኑዎ ኣለዉ ንብኒ ጎብለል❤❤❤

  • @abielkiflay3382
    @abielkiflay3382 22 дні тому +1

    Thank you sister. you are the only one covering bini news....Bini the great...our hero...proud oh him❤❤

    • @Xruramedia
      @Xruramedia  22 дні тому +1

      ብጠዓሚ የቐንየለይ ኣቤል ሓወይ።

  • @RobelWeldetnsae-n6m
    @RobelWeldetnsae-n6m 22 дні тому +1

    Xbah bini yewet tblu like gberu

  • @solomontesfay8089
    @solomontesfay8089 22 дні тому +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽💪🏽

  • @Asres-mo2ur
    @Asres-mo2ur 23 дні тому +1

    ቢኒ ካራቲስታ እወ ዋላ ኣነ ኣብ ቪድዮ ርኤዮ ጃፓናውያን ምስኡ ክስኣሉ ይልምንዎ እዮም ዘለዉ

  • @simonsami-v8n
    @simonsami-v8n 22 дні тому +1

    anes kfetweki❤🎉

  • @NahomTesfamariam-e5m
    @NahomTesfamariam-e5m 22 дні тому +1

    ❤❤❤

  • @danielfitwi2575
    @danielfitwi2575 23 дні тому +1

    Bravo gaul EREY, keep it up the good work dear 👏 ❤🇪🇷

    • @Xruramedia
      @Xruramedia  22 дні тому

      Thanks a million Dani hawey

  • @AlekBirhane
    @AlekBirhane 23 дні тому +1

    Woow Bini sebay❤

  • @MuliewediTesfat
    @MuliewediTesfat 23 дні тому

    እንዳ ሰማዓኽዋ

  • @modosha7819
    @modosha7819 22 дні тому +1

    ንፍዕቲ ኣቀራርባኺ ጽቡቕ እዩ

    • @Xruramedia
      @Xruramedia  22 дні тому

      ብጠዓሚ የቐንየለይ

  • @AlekBirhane
    @AlekBirhane 23 дні тому +1

    🎉🎉🎉

  • @BelulMedia
    @BelulMedia 23 дні тому +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @gurummesgun4080
    @gurummesgun4080 22 дні тому +1

    thanx xrura media

    • @Xruramedia
      @Xruramedia  22 дні тому

      ክብረት ይሃበለይ ግሩም ሓወይ

  • @BelulMedia
    @BelulMedia 23 дні тому +1

    እሞ ሎሚ ደኣ ብላክ በልት ሒዙ እዩ ክመጽእ፡ ክንፉ ታይ ኳንዶ ኣጆኻ ሃምበለይ

  • @IbrahimOsman-i5x
    @IbrahimOsman-i5x 22 дні тому +1

    ❤❤❤❤❤🏝🏝🏝🏝🏝👍

  • @fessehayemeharibahlibi260
    @fessehayemeharibahlibi260 22 дні тому

    Nice Explanation

  • @Erdom-zm1by
    @Erdom-zm1by 23 дні тому +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @MehariHabte-d5s
    @MehariHabte-d5s 22 дні тому +1

    Kexlyo❤❤❤

  • @robichannel7718
    @robichannel7718 22 дні тому +2

    በሊ ሓላለይ እታ link ናይ ብኒ ኣይትረስዕና ኢኪ

    • @Xruramedia
      @Xruramedia  22 дні тому +1

      ሮቢ ሓወይ፡ ክሰደልካ ኢየ፡፡ ይጽበየ ዘለኹ።

    • @Xruramedia
      @Xruramedia  22 дні тому +1

      ጀሚራ ኣላ፡ ኣብ tour de france facebook page

    • @robichannel7718
      @robichannel7718 22 дні тому +1

      @@Xruramedia ሓፍቲ በይነይ thank you ጹቡቅ ሬኤ ቢኒ ዉን ኣይሕፈረናን ከምቲ ሉሙድ እዩ 1ይ

    • @Xruramedia
      @Xruramedia  22 дні тому

      @@robichannel7718 yeah he did great today.

  • @AlikwediqeshiAlikwediqeshi
    @AlikwediqeshiAlikwediqeshi 23 дні тому +1

    Sat kndey eyu gal eri shkor❤❤❤

    • @Xruramedia
      @Xruramedia  23 дні тому

      ንግሆ ከባቢ 6-10 ዘሎ ብናይ ኤርትራ ሰዓት ኢዩ፡፡

    • @AlikwediqeshiAlikwediqeshi
      @AlikwediqeshiAlikwediqeshi 23 дні тому

      @@Xruramedia ok gal eri shkor

    • @AlikwediqeshiAlikwediqeshi
      @AlikwediqeshiAlikwediqeshi 23 дні тому

      Eway sat arbaate wegahta malet ekayu bnatna

    • @Xruramedia
      @Xruramedia  22 дні тому

      ኣሌኮ ሓወይ ደንጉዮም ጀሚሮም፡ ኣብ ፌስ ቡክ tour de france, ኣብ tuum show ኣሎ

  • @SadiyaDressan
    @SadiyaDressan 22 дні тому +2

    ❤❤😂😂❤😂❤😂❤😂❤😂😂😂❤😂🎉❤😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AbelHabtom-on2ms
    @AbelHabtom-on2ms 23 дні тому +1

    ውውዲ ደኣ ይቀዛዘ እንዲዩ ዘሎ፡ እሞ እዘን ጃፓናውያን ኣብ ጠንቀምቀም ንፉዓት እየን፡ኢሎመን ከየስሕትኦ ሓደራ ንቢኒ ኣቀዲምኩም ኣጠንቅቅዎ

  • @yemanehaile5138
    @yemanehaile5138 23 дні тому +1

    Nifeti eki

  • @MuliewediTesfat
    @MuliewediTesfat 23 дні тому +1

    ብእካቻ እንቃዕ ኣይመጸአ ኣነስ ከፍረሐኒ ማዓት እዪ ስሙ ክጽዋዕ ኮል 😃😃😃

  • @adikeyh7770
    @adikeyh7770 22 дні тому +1

    ሓሶት ኣይተመሓላልፊ ጃፓናውያን ከደምቲ ኣሜሪካ ኢዮም ::

    • @Xruramedia
      @Xruramedia  22 дні тому +2

      ኣንታ ክቡር ሓወይ፡ ክክክክክ ከመይ ደኣልካ ጌርካያ፡፡ ጃፓናውያን ብሰዓት ምኽባር፡ ፍቕሪ ስራሕን ምህዞን ካብ ዓለም ቀዳሞት ኢዮም፡፡ ብተወሳኺ ንሰብ ሰላም ክብሉ ከማን ኣመና ከም ዝትሕቱ ኩሉዩ ዝፈልጦ። ኣብዚ ዜና ከኣ እታ ዝነበረት ናይ ቢኒ ኢየ ኣምጼ እምበር፡፡ ጉዳይ ክድምንኦም ደኣ ዘይተዛረብኩ፡፡ ብዝኾነ ስለ ተገዲስካ ዝጸሓፍካለይ ግን የመስግነካ

    • @adikeyh7770
      @adikeyh7770 22 дні тому +1

      @Xruramedia ሰላምታን ትሕትናስ ንኤርትራውያን ዝቅድም የለን:: ጃፓናውያን ስራሕ ከምዝፈትው ይፈልጥ ኢየ: ግን ደመኛ ጸላኢትና ኣሜሪካ ዝበለቶም ኢዮም ዝሰርሑ:: ሓሶት ኣይትዛረብ :: ብዛዕባ ስፖርት ጥራይ ይኣኽለካ :: እንተ'ቲ ካልእ ግን ደመኛ ጸላእቴና ኢዮም::

    • @Robelgere-q5r
      @Robelgere-q5r 22 дні тому

      💯💯💯💯✌️

  • @MuliewediTesfat
    @MuliewediTesfat 23 дні тому

    ከመይ ዉዕልኪ ቀዳማይ 😅

    • @SeanHray
      @SeanHray 23 дні тому

      ንዓይ እምበር ናይ ሰንበተይ

    • @SeanHray
      @SeanHray 23 дні тому

      እዚ ወዲ ግን እዘን የእማን ናይ ዳህላክ ጃፓን እዩ መበቆለን እሞ፡ ተማልኣልና ኢለን ከየሸግርኦ እዘን ፎኮስቲ

    • @Xruramedia
      @Xruramedia  22 дні тому

      @@MuliewediTesfat ሙሌ ሓወይ ጀሚሩ ኣሎ፡ ንግሆ ናይ ክሮኖሜተር ሓሊፉ፡፡ ኣብ ጥዑም ሾው፡ ወይ ኣብ tour de france ፌስቡክ ፔጅ ኣሎ።

  • @BilalBilu-d6w
    @BilalBilu-d6w 22 дні тому +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Abrsh-bl9jx
    @Abrsh-bl9jx 23 дні тому +1

    ❤❤❤❤❤

  • @AbielHabteab-x2z
    @AbielHabteab-x2z 22 дні тому +1

    ❤❤❤❤❤