ከያኒ ፀጋልኡል ሃ/ማርያም | Tsegaluel Hailemariam | ወዲ ሮሚጥ ሾው | Wedi Romit Show

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 2 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 101

  • @ብርጌድ
    @ብርጌድ Рік тому +41

    ወዲ ሮሚጥ ሓወይ ስነ ጥበባዊ ዓዚዝ ሓጎስ ኣምፃልና።
    የሕዋት ዓዚዝ ሓጎስ ይምፀልና ትብሉ ኣብዛ ፅሕፍቲ Like ግበሩ

  • @gurjabaelu6106
    @gurjabaelu6106 Рік тому +11

    ሰለሙን ይኹኖኣምላኽ ኣቕርበልና ወዲ ሮሚጥ ሓወይ ❤

  • @bktesfa1
    @bktesfa1 Рік тому +6

    ወዲ ሮሚጥ ጽቡቕ መደብ ናይ ብሓቂ፡፡ ተኺእልካ ድማ ሓደ ምዓልቲ ንተጋዳላይ ኣበበ ኣርኣያ ኣቕርበልና❤

  • @akezaweldehawaryat6833
    @akezaweldehawaryat6833 Рік тому +9

    ጅግናና ፀጋዝአብ እንኳዕ ረአናካ ትሓበን ኹራዕ አብዚ ዝሓለፈ 3 ዓመት ህዝቢ ትግራይ ዓይኑ አባኻ ኔሩ ከያኒና ብጣዕሚ ንፈትወካ ነኽብረካ you are one of the best artists ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @habu207
    @habu207 Рік тому +8

    ወዲ ሮሚጥ በጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ብጣዕሚ ድማ የድንቀካ ንምንታይ ምክንያት እዩ ኣሸንዳ ኣብ ሽዋ ክዋዕል ትገብርለኩም እሳቶም እዮም ኮ ኣሸንዳ ኣብ #ዩኒሶኮ ከይምዝገብ ዝሰሮዝልካ🤔 እሞካ ኩሎኩም ዳርጋ ዓበይቲ አርቲስት ካባኩም ዘይንፅቦዮ ናይ ትግራይ ናብ ትግራይ ክከውን ኣለዎ ኣሸንዳ ኣብ መቀለ❤️💛

  • @ትግራይኩሕሎ-ሠ1ኸ
    @ትግራይኩሕሎ-ሠ1ኸ Рік тому +7

    ፀግሽ አብ እዛ መሬትና ትብል ድራማ ብጣዕሚ ፅብቅቲ ነይራ እና ቀፅልዎ ጅግና ደቂ ትግራይ

  • @sarassss5088
    @sarassss5088 Рік тому +8

    ኣቱም ተጋሩ ኣሕዋተይ ንምንታይ ኢና ሰብሰክራይብ ዘይንገብረሎም ንምንታይ ኢና ንሕሰድ ይክፎሎ ድዩ ኮይኑ ናእማትና ሚድያታት ዳኣ ኣንሕናንዶ ንዕብየሎምለናይ ብሕሰድና ልተጋሩ ዝቅድመና ዋላ ሓደ ኣይግነይ

    • @suge2370
      @suge2370 Рік тому

      Way gerimna ko hjs anes tzkaal 1000 gze megeberkulom gn aykaln koynu ba inda matna daa nriam indina😢😢

  • @HeOa-kb3lb
    @HeOa-kb3lb Рік тому +3

    ፀጉሸይ ብጣዕሚ ዝፈትወካ ሰነ ጥበባዊ ኢኻ♥️በተለይ ኣብታ ፀልማት ግዜ በሎምየ በሎም ትብል ደርፍኻ እናሰማዕኩ ይፅንዕናዕ ነይረ ሓቦ ይገብር ነይረ😘😘ዳርጋ ኩሉ ትግራዋይ እውን ይመስለኒ እታ ናትካ ደርፊ ብጣዕሚ ይሰምዓ ነይሩ ኮይኑ እዩ ዝስማዕኒ♥️♥️
    ከምዚ ከማይ ንፀጉሽ ትፈትው እስኪ ኮሞት ኣነ☝️ በሉ
    ከምኡ ውን በታ በሎም ትብል ደርፊ ተስፋ ሰኒቅኩም ሓቦ እተስንቀኩም ዝነበርኩም ኣነ☝️በሉ ♥️♥️
    እና I Love you tegaruway♥️ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም

    • @edon7537
      @edon7537 Рік тому

      አነ ብ ጠዓሚ አየ ዝፉትዋ ይፁናዑና እዋን ነይረ❤😘❤️💛❤️💛❤️💛

  • @abebaabraha2478
    @abebaabraha2478 Рік тому +6

    ጸግሽይ ጂግና ከም ኣሕዋትካ ❤ ወዲ ሮሚጥ የቐንየልና🙏🙏🙏ቀጽሎ

  • @edon7537
    @edon7537 Рік тому +1

    ዉፅግሹይ ጀግና ብሎም ❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘እናበልካ ን ህዝቢና ዘተባባዑካ አብ ዙ አዋን ፅበባ የቀንየልና ክብሮ አያና ወድ ረሙፁ 😘😘😘😘😘😘😘❤️💛❤️💛❤️💛

  • @hlnamedia1111
    @hlnamedia1111 Рік тому +3

    ጸጋልኡል ብሉጽ ዘያማይ ,ዩ ዜማታቱ ብሉጻት ዘይጽገቡ ,ዮም ❤

    • @hintsakifle6611
      @hintsakifle6611 Рік тому

      ሶሎሞን ሃይለ ኣብ TMH ከምአ ኢሉ

  • @maazakioros-tc8zz
    @maazakioros-tc8zz Рік тому +3

    ዲዘመን አምፀእልና እና ብዛዕባ ናይ ፋቅሪ ህወት አበይ ከምዘሎ😢😔💕💕

  • @ليستيبرهنس
    @ليستيبرهنس 6 місяців тому +1

    ወዲሮሚጥ ፂሪይ ሰብ ❤❤❤❤❤ ፀጋቡ ተሻለ ኣምፀአልና

  • @ወዲነጋሲ-ሠ9ኀ
    @ወዲነጋሲ-ሠ9ኀ Рік тому +2

    ወዲ ሮሚጥ ጀግና እካ ቀፂለሉ ዶሞ ክቢልካ ምጃኪም ድምፅ ጀጋኑ ተጋደልት ኩኑ

  • @UuCc-ez9mu
    @UuCc-ez9mu 5 місяців тому +1

    በሎም ብጣዕሚ ዝገርሚ ደርፍ ጥራሕ ዘይኮነሰ ዝገርማ ዓወት ዝረከብናሉ እዩ

  • @destagg85
    @destagg85 Рік тому +4

    ወዲ ሮሚት please እታ ናይ addis ababa ኣሸንዳ ናብ mekelle ቀዪርዎ please please please

    • @habu207
      @habu207 Рік тому

      ግድን ክቅየር አለዎ

  • @DisciplineGu
    @DisciplineGu Рік тому +2

    ፀግሽ ንፉዕ ድምፃዊ ፈታዊ ዓዱእዩ።

  • @አሰኻል
    @አሰኻል Рік тому +2

    ፀጉሸይ እንኳዕ ዳሓን መፃእኻ❤️❤️❤️

  • @ليستيبرهنس
    @ليستيبرهنس 6 місяців тому +1

    ወዲ ሮሚጥ ሓላል ❤❤❤❤ ንጉሰ ኣባዲ ኣቅርበልና❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @sarassss5088
    @sarassss5088 Рік тому +1

    ፀጉሸይ ዝፎትወካ❤❤❤

  • @HillaMhary-cc8iz
    @HillaMhary-cc8iz Рік тому +2

    እንኳዕ ብድሓን መፃእኩም ብጣዕሚ ንፈትዎኩም ጀጋኑና ደስ ዘብል መደብ እዩ ቀፅልሉ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ليستيبرهنس
    @ليستيبرهنس 6 місяців тому +1

    ግን ዝተዎለዱሉ ዓዲይ ናገለፅካ🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @tsionbaheran468
    @tsionbaheran468 Рік тому +2

    Tsegazeabye wedi jegena kebure Hawena Belume Belume Belume my favorite song and good Memory from our hero TDF troops we love you so soooo much 😘 Big respect 🙏❤️💛 💪 thanks for sharing my dear brother wedi Romiteye keep it up 🙏💕💕💕💕💕😘✌️

  • @efremmulualem-jz3cg
    @efremmulualem-jz3cg Рік тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤ ዋይ ክጥዕም ዕላልን ቁም ነገርን❤❤❤❤

  • @kblovers9284
    @kblovers9284 Рік тому +1

    ፀጋ ልኡል ስብኣየይ ብጣዕሚ እዩ ዝፈትወካ ❤❤❤

  • @ጋልወየንቲየጋልቶምጀጋኑ

    እንዃዕ ዳሓን መጻኻ ወዲ ሮሚጥ ሸው ብሃንቀውታ እየ ዝጽበዮ መደብካ ኣዝየ ድማ ይፈትወካን የክብረካን የድንቀካን እየ ወዲ ሮሚጠይ😍ጸጋልኡለይ ጅግና ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ናዓኻ ዝገልጽ ቃላት ኣይብለይን በቃ ብሉጽ ኢኻ ናዓይ❤😍

  • @GgGg-c3t5k
    @GgGg-c3t5k 11 місяців тому +1

    ዋውውው ፀግሸይ እንዃዕ ዳሓን መፃኹም 🙏ኣፍቲ ፀልማት ግዜ ደርፍኻ ናሰማዕና ተሰፋ ንሰንቅ ኔርና ባሓቂ ካብ ትግምቶ ንላዕሊ ።💖💖💖💖💖ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ነኽብረካ 💖💖💖💖💖💖ወዲ ሮሚጠይ ደሞ ማራ እየ ዝፈትወካ ሓደ ማዓልቲ ክረኽበካ ተሰፋ ይገብር 🙏💖💖💖💖💖ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩሜ ፈጣሪ 🙏

  • @tumzghitesfamichael9236
    @tumzghitesfamichael9236 Рік тому

    The strongiest region ሓያልን ብልጽግትን ትግራይ

  • @angosomkidane6966
    @angosomkidane6966 Рік тому

    ምሓሪ ዮሃንስ ኣምጻልና ብዛዕባ ዝሕለፍክሞ ገድሊ ክዕልእለና

  • @SDRANAMIDYA
    @SDRANAMIDYA 11 місяців тому +1

    ልሰላምን ይኩነ ኣምላክ ኣምፀአልና ኣያና ወዲ ሮሚጥ

  • @Gualzeruu
    @Gualzeruu Рік тому +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @yemanetube3217
    @yemanetube3217 Рік тому +1

    እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ጀጋኑ ከየንትና💌

  • @jdhduidish
    @jdhduidish Рік тому

    ወዲ ሮሚጥ ጅግና ንንጉስ ኣባዲ እውን ኣቅርቦ ተጋዳላይ ፀጋዝኣብ ጅግና

  • @kahsayemaryamlij199
    @kahsayemaryamlij199 Рік тому +1

    ዝፎትዎ ስነጥበባዊ ፀጉሸይ እንካዕ ብድሓን መፀካ ❤😊😊

  • @sembel0948
    @sembel0948 Рік тому +1

    Misgna gebremikeal amtsalna wedi romit.

  • @abrahakahsay-gx4st
    @abrahakahsay-gx4st Рік тому

    ፀግሽ ጅግና ወዲ ህዝቢ🎉🎉❤

  • @መቅደስ-ኀ1ፐ
    @መቅደስ-ኀ1ፐ Рік тому

    ስነ ጥበብዋ ዓዚዝ ንፍቅንዬ አምፃልና❤❤

  • @SDRANAMIDYA
    @SDRANAMIDYA 11 місяців тому +1

    ጀጋኑና

  • @lubyaetio617
    @lubyaetio617 Рік тому +1

    ፀግሽ ሓወይ❤😍am happy to see you

  • @emmaq1588
    @emmaq1588 Рік тому +1

    የቀንየልና ብጣዕሚ ንፈትዎሞ ከየንቲ ሰለ ተቀርብልና ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ እዩ ቀፅልሉ❤

  • @ትግራይእዩደመይTDF

    Yes ብጣዕሚ ዝፈትዎን ዘድንቆን አርቲስት ብድሕሪኡ ንዘመን ኣለም ሰገድ ኣምፀአልና በጃካ እባ ካልኣይ ክፍል ግበረሉ ንፀጋ ልኡል

  • @azeb1757
    @azeb1757 3 місяці тому

    ጀጋኑ ኣሕዋተይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @azebinagirmay7820
    @azebinagirmay7820 Рік тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 አይኒ ፀላኢኩም ይደፈን

  • @tsegatekulu8368
    @tsegatekulu8368 Рік тому +1

    Wooo tsegish enqae bselam metsaka romitey kea nemesgin niberulna

  • @angosomkidane6966
    @angosomkidane6966 Рік тому

    ዘመምን ኣለም ሰገድ ኣምጻልና

  • @merytigraweyti
    @merytigraweyti Рік тому

    Tegadalay tsegsh belomye belomye tbl derfka mara eye zfetwa ❤❤❤

  • @maazakioros-tc8zz
    @maazakioros-tc8zz Рік тому

    ሃብሮሞይ❤

  • @hiwotbrhana7405
    @hiwotbrhana7405 11 місяців тому +1

    ዓዚዝ ሓጎስ ኣምፃዮ

  • @trhashagos216
    @trhashagos216 Рік тому

    እንዃዕ ዳሓን መጻኻ

  • @merytigraweyti
    @merytigraweyti Рік тому

    Eza meret tbl film tetktslwa tsbuk neyru❤❤❤😢

  • @SaraHailu-x5z
    @SaraHailu-x5z Рік тому

    ወዲ ሮሚጥ ብሉፅ መደብካ ፅቡቅ እዩ ንtdf አሕዋትና እስኪ ድምፂ ኩኖም በዛ መደብካ❤

  • @Gualzeruu
    @Gualzeruu Рік тому

    Tgadalay weskale❤❤❤

  • @efremmulualem-jz3cg
    @efremmulualem-jz3cg Рік тому

    ዋእ ወዲ ሮሚጥ ናይት ክለብ ካብ100 ሓደ ሰብ ከማካ ነውሕ እዋን ክሰርሕ ኣይክእልን።ንስካ እኮ ነስካ ስለ ዝኮንካ እዩ። ህድሞና ❤❤❤❤

  • @atsedegidey5991
    @atsedegidey5991 Рік тому

    Waw blom ❤❤❤

  • @ልዋምጋልኣፅቢ
    @ልዋምጋልኣፅቢ Рік тому

    ቀዲሙ ናብ በረኻ ዝወፀ ከያኒ ድሕሪ ኩነታት ናበይ እይዱ ይብል ኔሩ😊❤
    ፀግሽ እዛመሬት ትብል ድራማ ቀፅልዋ እባ❤

  • @TV-ws9rc
    @TV-ws9rc Рік тому

    Temesgen aleka tsegshey nmen ktyek techenke nere❤❤❤❤❤

  • @abshaytv.
    @abshaytv. Рік тому

    Kaftom buluxat keyenti tgraye ❤❤❤

  • @hintsakifle6611
    @hintsakifle6611 Рік тому

    ብጣዕሚ ተሻቂለ ኔረ

  • @ህያብ
    @ህያብ 3 місяці тому +1

    ❤❤❤❤❤

  • @raya8366
    @raya8366 Рік тому

    አታክልቲ ነጋ ብትጋብዝልን በተረፈ ጥሩ ነው ቀጥልበት::

  • @rdgg2469
    @rdgg2469 5 місяців тому +1

    ❤❤

  • @rozar227
    @rozar227 4 місяці тому +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @hyabentertainment4845
    @hyabentertainment4845 Рік тому

    nice job belom jgna

  • @pjsksnphalanx1563
    @pjsksnphalanx1563 Рік тому

    Enke nbezay abekek wedezome jgen❤

  • @ኣሱጋልትግራይ
    @ኣሱጋልትግራይ Рік тому +1

    ❤️❤️❤️❤️💘

  • @selamhailemichael8577
    @selamhailemichael8577 Рік тому

    Belom Belom gegna wadi hizbi

  • @MulugetaGebre-uc5mf
    @MulugetaGebre-uc5mf Рік тому +1

    ወዲ ሮሚጥ ንፀግሽ እንተን 200 ቅርሺ ዝሃበካ ምለሰሉ!🥱🥱

  • @tekkewaldo3447
    @tekkewaldo3447 3 місяці тому +1

    ❤❤❤❤❤💊💊💊💊🌹🌹🌹🌹🌹

  • @nicebeautiful5830
    @nicebeautiful5830 Рік тому

    💛❤️💛❤️💛❤️💛

  • @TeklomBirhane
    @TeklomBirhane Рік тому

    Wedi romit hawna Jegna n tegadalay fiseha zerihun Akirbelna?

  • @AbudiAbudi-u3c
    @AbudiAbudi-u3c 3 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AregawiGebremedhin-jf9nu
    @AregawiGebremedhin-jf9nu Рік тому

    ኣብ 8 ወርሒ ብፍሉይ ፅብቅ ዝገበረልኩም/ዝተቀበለኩም ገባር እንተሃሊዩ ኣብቲ ቦታ ከይድክም ከምዚ ዓይነት መደረ ተተቅርቡ ንብዙሓት ተጋደልቲን ንገባር መልእኽቲ ምሃለዎ ይብል። ወዲ ሮሚጥ

  • @GjKj-cq8kx
    @GjKj-cq8kx Рік тому

    🙏🙏❤🙏❤🙏🙏

  • @avikuwait6180Hiwet
    @avikuwait6180Hiwet Рік тому

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @HiwiHiwi-i3w
    @HiwiHiwi-i3w Рік тому

    ❤❤❤❤💛❤💛❤

  • @lazanatigrigna
    @lazanatigrigna Рік тому

    ወዲ ሮሚጥ ሓወይ ናይ ሚሊንየም ኣደራሽ ኮንሰርት ማዓልቲ ክትቅይርዎ ናሓትት ፣ድሕሪ ናይ መቐለ ዝግጅት ተትገብርዎ ንትግራይ ዝሕሻ ንትግራይ ዘነቓቓሓ ስለዝከውን

  • @AregawiGebremedhin-jf9nu
    @AregawiGebremedhin-jf9nu Рік тому

    እንታይ ኢሉኩም ኣቤል ጉዑሽ ንገሩና እባ

  • @maazakioros-tc8zz
    @maazakioros-tc8zz Рік тому

    ናሸንዳ ነገሪ ሕሰቡሉ

  • @gugttyyrfg8549
    @gugttyyrfg8549 Рік тому

    16 ነሓሰ በዓል ኣሸንዳ ኣብ ኣ.ኣ ሚሊንየም ኣዳራሽ ክተዳልው ትሸባሸቡ ዘለኩም ኣርቲስት ትግራይ ዓገብ ብደምን ንብዓትን ህዝብና ኣይትሸቅጡ ኣብቲ በዓል ሞናሊዛን መሳላታን ኣለዋ ዶ ንምንታይ ህዝብኩም ዘይተድምጹ ንምንታይ ባህሊ ትግራይ ንሽዋ ትወስድዎ ንምንታይ ካብ ህዝብኩም ጅባኩም ተቀድሙ?? ኣሸንዳ ኣብ ሮማናት ኣደባባይ❤💛✔️ ኣሸንዳ ኣብ ሚሊንየም ኣዳራሽ🇪🇹🇪🇹🇪🇹❌❌❌

  • @ليانعواض-ز3ي
    @ليانعواض-ز3ي Рік тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ትግራይኩሕሎ-ሠ1ኸ

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dawittesfay8290
    @dawittesfay8290 Рік тому

    ❤❤❤🎉

  • @fkre-rs7ce
    @fkre-rs7ce 2 місяці тому +1

    ❤❤❤❤

  • @Milnat64
    @Milnat64 7 місяців тому +1

    ❤❤❤

  • @KirosBrhan
    @KirosBrhan 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @albball4724
    @albball4724 Рік тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfu-12
    @tesfu-12 Рік тому

    ❤❤❤

  • @naniteklay7331
    @naniteklay7331 Рік тому

    ❤❤❤

  • @aaamithaylay5718
    @aaamithaylay5718 Рік тому

    ❤❤❤

  • @lemlemwoldegerima3598
    @lemlemwoldegerima3598 Рік тому

    ❤❤❤❤

  • @hayatyasin3873
    @hayatyasin3873 Рік тому

    ❤❤❤❤

  • @lidyateklemichael474
    @lidyateklemichael474 Рік тому +1

    ❤❤❤