One of the best eritrean actors! Bravo! It just shows how talented, knowledgeable, humble, straightforward and confident your are! I admire you even more how you try to analyze and make sure the work you do fits your value and work ethics... love and respect to you brother 💖💖💖
Teddy, you are not only the best actor!! You are also the most respectful, down to earth, and wise person!! I like how you have respect not only towards people but also to your self too!!!! I am sooo PROUD of you!!! Much respect to you!!!!!!
ትሕትና'ዩ ሓይሊ ዝሰቕለካ ላዕሊ
መን ከማይ ምባል የብሉን ክብሪ
ቴዲ ሓወይ ንስኻ ኢኻ ኣዘንጊዕካዮ
ንነብስኻ ትመስል ብሉጽ ሰብ ብሉጽ ኣርቲስት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓቢቢ
ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ወገናተይ!!!
Bhaki tiedi u azengiuwim
Amen
Nay bhaki
ሓቂ
ቴዲ ሽኮር ካብ ኣዋዳት ተዋሳእቲ ኤርትራ ቀዳማይ ኢካ ብኣይይ
ካላኣይ ኢዩ ቀዳማይ ወዲ ነገደ አዩ
ርቺ ዓቅላም ስደተኛ me ferst one
ርቺ ዓቅላም ስደተኛ ua-cam.com/video/CxqdTOZb0N8/v-deo.html my new channel pls 🙏❤️🙏
@@natomahari6216
ንመን ዩ 1ይ ንዓካ/ኪ ድዩ?
Happy new year deki🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዝፈትዎ በሊሕ ዓቓል ኣርቲስት ሃገርና like ቴዲ
ልቦና"
ትሕትና "
ዓቅሊ"
መልክዕ"
ጠባይ "
ስራሕ"
ፎርማ"
ክብረት
ሙሉእ ተኮይኑ ሰብ መን ይጸልኦ ፈትየካ ክመውት::
Okba Esayas ✔️❤️tediyey❤️👑🇪🇷🔥🔥🔥🤙👨💻
Fetikiyo aleki
ኣድራሻ ገለ ደሞ ክንተሓባበረኪ Okba ነብሲ!
ሓውና ኢዩ።
@@issakteweldecr7845 ማራ እስከ
@@mikeweldu8116 በሓቂ ኣስሚረልካ
ተዲ ተዋሳኣይ ጥራይ ዘይኮነ በሊሕ ሰብ ውን ኢዩ ተዓወት እዋይ ብስለት!!!
One of the best eritrean actors! Bravo! It just shows how talented, knowledgeable, humble, straightforward and confident your are! I admire you even more how you try to analyze and make sure the work you do fits your value and work ethics... love and respect to you brother 💖💖💖
ኣቤት ጥሕትና ቴዲ ዓቢ ሰብ ብሓቂ ኣድኒቀካ ።
Teddy, you are not only the best actor!!
You are also the most respectful, down to earth, and wise person!!
I like how you have respect not only towards people but also to your self too!!!!
I am sooo PROUD of you!!!
Much respect to you!!!!!!
"ካብቲ ዘየለ ግን ኣለና " he is mature and well educated Asmarino
*ኩሉንትንኡ ምሉእ ስነ ጥበባዊ ንስኻን ፉኣደን ፍሉያት'ኹም ንዓይ i hope ሓደ መዓልቲ ብሓደ ትሰርሑ ትኾኑ*
ፋኣድ ናይ ሙደይ
Me too brother
Mee too
One of the best eritrean actors tedi
ብሓቂ ብሱል ስነጥበባዊ፡ ዘይህመል፡ ዘይጀሃር፡ ምሉእ ርእሰ ተኣማማንነት ዝውንን፡ i appreciate you.
መቸም ደቅሰባት ኩልግዜ ንዛረቦም ቃላት ኢዮም መምዘኒታትና ስለዚ ቴዲ ምስቲሕትና ልቦና ናይብሓቂ ጥበብ ዘለካ መንእሰይ ኢኻ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ : :
ቴዲ ዓብይ ሰብ ኣታ ክንደይ ደስ ትብል ሽኮርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣረ
ሰብ ርኽብ ኣቢሉ ከምዚ ግበር ኢሉኒ ክገብር ከለኹ ዝዕሹ ዘሎኹ ኮይኑ እዩ ዝስማዓኒ ክክክክክክክክክክክክ ቴዲ ኣስሊ እሕጊስካኒ ናይ ባሓቂ ኮሪዐልካ ወላ ትሕትናኻ 100%
ኣቤት ልቦና ኣምላክ ምስካ ይኩን።
ወሮ ኣነስ ክፈትዎ
Amen
wela ane teidi shukor
አቤት ትዕግስቲ እንታይሞ ይጎድለካ ቴዲ ሽኮር👌
ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና🙏🙏My people.
እዚኣስ ከራስንዎ ዝሓሰቡ፡ ንሱ እዩ ኣራሲንዎም፡ ተዲ ናይ በሓቂ ዓቢ ሰብ።
እቲ ትሕት ዝብል ልዕል ክብልዩ
ቴዲ ኣንበሳ I appreciate you.
ናይ ብሓቂ ምሉእ ስነጥበባዊ ወትሩ ዘድንቆ'ዩ፡ ከማኻ ይብዝሑ ቴድሮስ ሓወይ
Wow, you deserve the best man of the year, my Eritrean brother!!! ብሉጽ ክነስካ ነብስካ አትሒትካ: God bless you more!!!!
ዘይታለል ሰብ ዩ ንፉዕ his confidence and his response is right artists
tiedi is the best Acter i love u ቴዴየ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀካ ኣብ ኩሉ ትሑትን ሙቁሉሉን ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጣሪ & ሩሑስ ባዓል፡ልደት ይግበረልና ዓመተ ሰላም ራህዋ ፡ዓመተ ፍቅሪ ስኒት ፡ዓመተ ሓጎስ ደስታ ይግበረልና ኣምላክ ። ነቶም ኣብ መከራ ሰቃይ ዘለዉ ይሕዋትና ካኣ ኣምላክ መዋጾኦ ይፍጠረሎም ኣሜን ።
Wawww ቴዲ ካብቲ ኣብ ልዕሌኻ ዝነበረኒ ኣድናቆት መሊሰ ዝያዳ 'የ ኣድኒቀካ። እዚ 'ዩ ክብረተ እዚ 'ዩ ዓቅሊ!!! ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤
ቴዲ ናይ ብሓቂ ትሑቱን ለባምን ስነ ጥበባዊ ንስኻ ኢኻ ኣዘንጊዕኻዮም ብራቮ።
ዋውውውውው ቴዲ ሽኮር ካብ ተዋሳእቲ ናይ ኤርትራ ማራ ዝፍትዎ ኩሉ ኣክሽኑ ዝስሕበኒ ትሕትኑ ኣድንቀዮ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልኩም
The best actor of Eritrea 🇪🇷 👌👌
ናይ በሓቂ በሊሕ ወዲ ፡ ኣዘራርብኡ ወላ ኩኩንትኒኡ best Actor .
GREAT ARTIST TEWELDE SHIKOR TEDDY I ADMIRE YOU AND ALL ERITREAN ARTIST HAVE A BLESSED LIFE ❤️❤️❤️🇪🇷
Nay Teddy seabi zkone eski haye eti zdnko Artist hagerna eyu👍💯👍
*ካብቶም ዓበይቲ ስነ ጥበባዉያን ብስክሪን ጥራይ ትፈልጦ ከምዚ ዓይነት ልቦናን ትሕትናን ዘለዎም ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ኢዩ ተዲ ዓቢሰብ ካብቶም ዘድንቆም ስነ ጥበባዊያን ሃገርና ኢኻ ኣይትጥፈኣና ድማ ቅልቅል በል*
Waw very humble person an absolute artist.Really I admire him.
Eza wedi Kef alewa... "ካብ ንዓይ ሲ ን ዓወት ዘይመርጹ"
ታሕትና ግን ናይ ብሓቂ አየ ዘምስግኖም አዞም ተዋሰአቲ ኤርትራዊያን ናይ ብሓቂ ድስ አዩ ዝብለካ ግን ቁሩብ አንዳተዋወትሎም የሕርቀካ አምበር
ቴዲ ቶሮንታዊ ናይ ብሓቂ ልቦና ዘለካ
W. Adi abeyto diu
@@nebsyalkulki9674 ewe
@@wintem
Thanks
ጅግና ኣርቲስት ቡሩኽ ቅንያት ናጽነት ደቂ ሉል ቀይሕ ባሕሪ
ቴድሮስ ክኣ ረኺበሙኻ ዞም ጃናታት ባኣኣኣኣእ ክጭክኑ ግን ንኹሎም ካ ወዲኦሞም :-D ናይ ፍሒራ እየ ዝጽበያ ዘለኹ ብሃንቀውታ. . . . ክስታይ ክኣ ኣራሲንኩም ጥራይ ኣይትስደድዎም ገለ 100$ ፈይ ኣብልሎም ባኣኣኣእ
ቴዲ ግና ኣይረሰንካን መሐጎስ ዘረባኻ ግና ብጣዕሚ ዘገርም ኣዝዩ ደስ ዘብል ክቡር ሰብ ኢካ
ቴዲ ሽኮር ብጣዕሚ ኣብ ኩሉ ሂወትካ ብከምዚ ጠባይ ክትቅጽሎ እላቦ። ኣብርሃም ግና ደሓንንንንንንንንን
ሓቂ ቦግ ኣቢሉ ኣዉጺዋ
አብ ዓዲ ዕዉራት በዓል ሓደ ዓይኒ ይነግስ።
ካብቲ ዘየለ ሰለ ዘለና ደኣ እምበር ሰብ ተሳኢኑ ኣይኮነን።
My favourite actor tide natey nay lebey halaley I swear enda zekerkuka edmen tinan yhabka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Bravotat ቀጽልዎ ኣጆኹም ስነጥበብ ሃገርና ይዓምብብ።
ክክክክ ሰብ ከምዚ ግበር ኢልኒ ዝዕሹ ዘለኹ ዩ ዝመስለኒ
ሓያል ሰብ ዩ ክክክ ተመሊሱ
ከዘንጋዓካ እንተ ዘይ ኮይኑ
ኣብ ቀጻሊ ናይ መን ትኸውን ብሃንቀውታ ንጽበ
Bhaki hizkayo aleka xnaei tray akkkkkk
Ane kfetwo meat ye . Hji dea n Eseyas zeytezengiewo kkkkkkkkkkk
Wow he is so confident....... I appreciate him.... Keep it up
You are one of the greatest Eritrean Actress👍🏼
ንማይነስ እባ መዘንግዕ ካሜራ ግበርሉ ያጀማዓ ክክክ
ንሽሮ ጠስሚ ምስ ተወሰኾ መቀረ'ዩ ነገሩ:: ንሱ ድማ ቴዲ ብልጹነትካ ኣመስኪርካ ንሱ ድማ ዝያዳ ብተዋስኦ ብኣኽብሮት ዓበይቲ ስነ ጥበባውያን ሃገርና ዝተዘረብካዩ ናይ ክብሪ ቃላት :: ስለዚ Bravo Bravo Bravo 🕊🎄🌧💪
Wollkom ደቂ ኤረይ ኣታ ነዛ ሲልባና መሓሪ ባ ኣሙጽልና and cut ከኣ ፉተዉዋ።
እዋይይ ናይ ብሓቂ ብኡነት ሕስብ እሞ ኣብልዎ እዞም ስነ ጥበብ ናይ ሃገርናስ ምስ ካልኦት ከተዋዳድሮም ከለካስ ኣበየናይ ሰማይን ምድርን በቃ ኣዘራርባ ይኩን ኣቃውማ ይኩን ራኣይዎ እሞ እዚ ወዲ ኣዘራርቡኡን ኣቃውምኡን ፉሉይ ተሓበኑ እስከ እዚኣቶም ናትና ብምኮኖም ደቂ ኤሪ
powwwwwww ዓቕሊ ምሉእ ባቃ መኽንያቱ ብቐሊሉ ሃተፍተፍ ዘይብል ምዃኑ የርእየካ ካልኣይ ከም ስነጠበባዊ ነብሱ ዘየተዓባቢ ብሉጽ ኢዩ ባቃ
እታ ብዓልቲ ጸጋ ጋል 99 ዓባየይ እንታይ ትብለኒ ነይራ
ዝወደይ ሓደ ሓደ ግዜ ከተዘንግዕ ክትብል ምዝንጋዕ እውን ኣሎ ኢዩ ትብለኒ ነይራ
ሕጂ ካአስ ትዝርብ ምስ ወዓሉ ኣብታ ዕላመኦም ዝሃርምላ ምስ በጸሑስ ኣዛንጊዐዎም ሪኢዋ አዘንጊዕዎም ዶ ኣዘንጊዐሞ? ክክክክክክክክ
ወዲ ሙሩቅ kkkkkk nay bhaki
ኣጆካ አይተዘንጋዕካን ቅጭው ምጭዉ ዘረባ እዩ ኔሩ ኤረትራውነት ዘለዎ ዘረባ ካባይ እጌለ ይነፈዕ እናበልካ ትሕትና ዘለዎ ኣዘራርባ እዩ
አድናቂትካ እየ ብዝያዳ ካአ ሕጂ አድኒቀካ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ሰራሕካ ዓወትን ኣሰልጦን ይመነየልካ
ንክብሪ ኤሬን ሕዝባን ብሄራታን ሐድነታን ዘደልድል ክተሰርሑ ባዓልቲ ሙሉእ ተሰፈን ሃርታን እየ
ርሑሰ አወዳአመት ንኩሉ ኤርትራውያን
እዚኣስ ኣዘንጊዕኩሞ ዘይኮንኩም'ሲ ንሱ እዩ ኣዘንጊዕኩም። ትስእልዎ ከምዘለኩም ቅድሚ ንስኩም መዘንግዕ ካሜራ ኢዩ ምባልኩም፡ንሱ ትስእልዎ ከምዘለኩም ርእይኩም።ካልእ ከኣ እቲ ትሓቶ ዝነበርካ ሕቶ፡ንዕኡ ወላ ሓንቲ ኣየሕረቆን።ሳክት ንበይንካ ኢካ ሃተፍተፍ ትብል ኔርካ
Bravo
Abraham moitato endya abzia kkkk
Diyana Abraham xebuk agelalxa
እውይ ከመይ ድየ ዝፍትወካ ቴዲየይ ማዓረይ አባካ ዘሎ ዓቅሊ ደስ ዝብል ጠባይ አለካ ሓቢቢ ንፍቅፍቅ ቴዲየይ
ዋው ካብቲ ኣጀሉስ እቲ ልቦን ኡ ተዲ ቡቁዕ ኢኻ ናይ ብሓቂ ሰብ ከምዚ ግበር ኢሉን እንተ ኢሉኒስ ዝዕሹ ዘለኩ ዩ ዝመስለኒ ብሓቂ ኣድኒቀካ
ብጣዕሚ ዝፈትዎን ዘድንቆን ኣርቲስ ቴድሮስ ብርሃነ
ጻሐፈት ልኡላ ገብረትንሳኤ ማይጨሆት
Oh my favourite actor l love you tesie marrr💋❤❤❤
Asey tedi shikor
Me to he is the best one
Kif zelewo medeb nezi medeb zeftewo like yehabeni eritreana nekulu gezi tenberelena ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ቴዲ ሽኮር በኣል ፍትሒ እንድካ ካብቶም ብጣዕሚ ዘድንቀካ ተዋስኢ ኢካ
ለሚ ዘይ ሰድኩም ስደድልና ወልፊ ሕዝና ንፉዓት ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቀጽልዎ አጆኩም ንሕና ከኣ በቲ ንክእሎ ንሓግዞም
አዋይ አዛ ዋዲ ትሕትና ዘለዋ 🇪🇷💪🤟😍🙏👍
The best actor of Eritera 👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
ቴዲ ኩቡር ሰብ ዓድካ ክብረት አዪ ደቂ ኤረይ ካብ ሃገርኩም ተንከስ ኢልኩም ከይትወጹ ኩቡራት የሕ ዋት ቴዲ እዚ መን ይረክቦ አምላክ ዝሃቦ አብ ዓዱኩም ደላይኩም ትረክቡ ትስሕቁ ደስ ክትብሉ ርሑስ በዓል ሓዲሽ ዓመት 20/20
ርሑስ ሓድሽ ዓመትን በዓል ልደትን ይግበረልካ ምስ ስድራኻ ዕጉባት እና ብኣኻ
ኣድኒቀካ ቴዲ ሽኮር
ናይ ብሓቂ ምሉእ ስነ ጥበባዊ!!!
ከዘንግዓካ ዝሓሰበ ኣዘንጊዕካዮ!!!
ሽኮረይ ጹቡቐይ ጅግና ወዲ ኤረይ ንበረልና ዓይኒ ሃገርና ኢኻ ዚያዳይ😘👍
he is mature and well educated Asmarino♥️Tedi
Ewa eza wedi ktshkor kea lol. I love his confidence. He is really great actor.
ብጣዕሚ ንፍዓት ደስ ቲብሉ ኤርትራውያ ኣሕዋትና ብምካንኩም ሓበንን ይስመዓኒ
ደስ ዝብል ጥበብ ዝተሓወሶ መዘንግዕ ካሜራ ናይ ዶናይት ጥራይ ቁሩብ ኣብ ኣከዳድድናኣ ኣክፊኣ ነራ ፓንቶሎኒ ክትገብር ዋላ ክትሕብርዋ ነርኩም
ካልእ ኣነ ጽቡቕ ይብል100% may God blessd my countray
With a little Tigrinya knowledge I got I can sense this guy is to smart to be pranked. To smart for each other. Lol
ክክክክክ እዋይ ተዋሳእቲ ትረኽብዎ፡ ዓመትኩም ያ ኣጆኹም፡ ፕሊዝ ን ኣወል ስዒድ ባ ኣቅርቡልና ከምኡ ውን ን ባድሻ
Perfect speech from Teddy I didn't expected him he's smart wish you happy new year bro
እዚ ወዲ ትሕትኡ ደስ ክብለካ።
ዋው ህቡብ ስነጥበባዊ ቴዲ ጎይታ ጠባይ ብትዕግስትካ እድኒቀካ ኣብ ብቁዕ ስነጥበባዊ ንፉዕ ኮንፊደንስ ድማ ላዕሊ ንኩሉ ብስነስርዓት መሊስካዮ ሓየት ጅግና እንተኮነ ግን ሕቶታት ናይ ኣብርሃም ኾለል ኮይኑ መዘንግዕ ካሜራ ኣሕጽር ኣብልዎ
wawwww nayebhaki shkor artist betwaseo teray yeftwekan yednekekan nere ....naybehaki belihe, tehtena 100% ,kenena 100%, hakena, neaye teray zeybehalli , more gen nebseka ayetetehtt plz maere etom nefoeat tewasaeti Eriye kenfetweka meat ena bekatkawen maereom eyo kem degafetka metn neta "abe adi ewratt beall 1 ayeni yengess debellkaya" eye we love you wedi Eriye xaeda keep on going nekedmittt teray🇪🇷🇪🇷🇪🇷
you are teddy smart humble kind and honest enough .you are agood model of all our ignorant artists .am realy proud of you and go ahead!!
Tedi Smart! He is smart ACTOR!!!! Keep it up bro!
ናይ ብሓቂ ኣርቲስት ቴድሮስ ሞያ ስነጥበብ ዘክብር ።
ተዲ ስነምግባር 100%
ሰላም ዝዓሰሎ መዓልቲ ይግበረልና:) ፋሕ ኢልና ዘለና ምስድራና ንጣራነፍ ይግበረና መድሃኔዓለም:) ሓዲሽ ሓፈሻዊ መደብ 2020 ኣብዛ ሊንክ ጠዉቅኩም ተከታተሉ⤵️
ua-cam.com/video/RP9WVp-Kbmg/v-deo.html
Great job Guys Continue:)
ከሙዉን ሩሑስ ሓዲሽ ዓመት ይግበረልና:) ዓመተ ራህዋ ዓመተ ሰላም🙏🏾
Amen (3) ente eti hafshawi feltet zeblkayo fesh abilkumna alkum kkkkkkk yeakel
ብመጀመርታ ንመላእ ህዝቢ ንመላ ዓለም ርሑስ ሓዱሽ ዓመት እንዳተመነኩ ቴዲ ከኣ ብጣሚ ዓቢ ሰብ ልዕሊ ኩሉ ትሕትናካ ደስ ይብል ኣጆካ ቐጽሎ 👍🙏🙏🙏
ናይ ብሓቂ ቡቁቅ ኣርቲስት ንብጾቱ ልዕሊኡ ሰሪኡ ዝዛረብ ኣድኒቀካ በቃ ናይብሓኢ አድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ ናተይ ቴዴ ኣስሊሊሊሊ
ብሐቂ ትሑት መስተውዓሊን በሊሕ ሰብ።
Tedi betamie zadenkaka tewasey neay Eritrea 🇪🇷 👏👏👏👏👏
He saw the camera already he new what is going on that is my opinion.......
ቴዲ ሽኮር ዝፈትዎ ኣርቲስት ትሑትን በሊሕን👌👍💖
Humble man
Wawa he is gentle tebarek 🙏
Waw GOBLEL artisti
Tedi tezey aniselka
😂😂😂😂 meskin ata kndey thasmu wedey, But he is smart he caught you quick, 😂😂😂
Tedrose asli zeftwo Artist ❤
ቲዲ ካብ ቡሱል ሰብ 'ሲ ቡሱል
ሓሳባት ይወጽእ።
ኣነስ ኮሪዐ ባካ ናይ ባሓቂ።
ከሙኡ ውን ኩላትኩም ኣባላት እዛ መደብ።
Please don’t test our actresses with money
Be fekeri abezia wedi naya zey nekeyede Abraham hawey ayewe tediyey love 🔥👑🇪🇷belihe seb tediyey bekulu mulu ika 🔐✔️
Thtna eske kabzom thutat sebat nmehar ahwatey. Reayuwo emo azerarba🙏🥰🥰🥰 bflay kea xerfi nyo nbelo. Ayeebyenan eyu💖
Teddy love you more meksbey 🥰🥰🥰
ቴዲ ፍቅር !!
ብጥዓሚ ዓቢ ሰብ ቴዲ ።
ቴድሸይ ሽኾር😍😍😍 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ
Good patience and good job Tedi the best Actor 🤝💝✅💐🇪🇷