Eritrean ortodox tewahdo mezmur hmamate meskel nmotey moytkaley መዝሙር ሕማማተ መስቀል ንሞተይ ሞይትካለይ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 27 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 6

  • @ተመስገንኣምላክ-አ5ቐ
    @ተመስገንኣምላክ-አ5ቐ 2 роки тому +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና😭

  • @getachewkahsu9446
    @getachewkahsu9446 3 роки тому

    Amen Amen Amen zemarie melaekt yesmealna 😭😭😭

  • @mercy5963
    @mercy5963 2 роки тому

    Nmotey motkaley sle fxum fqru amen🙏

  • @salamahmm9007
    @salamahmm9007 3 роки тому +2

    ኣቤቱ ኣምላኬ ሆይ እስከ ሞት ስለ ወደዲከኝ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @ROHOBOTTUBE
    @ROHOBOTTUBE  4 роки тому +5

    ንሞተይ ሞይትካለይ
    ንሞተይ ሞይትካለይ
    ክብሪ ስልጣን ሓዲካለይ
    ቀራንዮ ጸዊርካ መስቀለይ
    ማእከል ሸፋቱ ክትስቀል ሕዝቢ ክእከብ ክጅምር
    ኩርማጅ መግረፊ ክዳሎ ገራፋይ ቁጽሪ ክድምር
    ኣቤት ትሕትና ኣቤት ፍቕሪ ስለይ ሰብ ኮይንካ ፈጣሪ
    ዕራቕካ ኮይንካ ኣልቢስካኒ ብፍቕርኻ ሓጺብካኒ
    ናይ ስቕለት ጊዜ በጺሑ ኣብ መስቀል ኮይንካ ክትግዕር
    መስማር ኣይኮነን ሒዙካ ፍቕረይ'ዩ ነይሩ ቲ'ምስጢር
    መለኮት ብተዋህዶ መጺጽ ሓሞት ኣስተዩኻ
    ናይ ነፍሰይ ናፍቖት እምበር ማይ መዓስ ኮይንካ ጸሚእካ
    ተፈጸመ ኢልካ ሰሚዔ ንስደተይ ፈጺምካዮ
    ደኺምካ ኣሐዪልካኒ ንታሪኸይ ቀይርካዮ
    ናይ ሞተይ ምዕራፍ ዓጺኻ ኣተንሲእካኒ ብፍቕሪ
    ዓዲምካኒ ኢኻ ንሕይወት ክወርሳ ‘ታ ቦታ ክብሪ

  • @yekidanemihretlij1645
    @yekidanemihretlij1645 4 роки тому +1

    Abta timexi mengistika zekireni goytay