መግለፂ ወዲ ወረደን ዝተሓሰበን፣ ናይ ክልቲኦም ጉጅለ ኣመራርሓ ክለዓሉ?፣ ወታደራዊ መንግስቲ ኣብ ትግራይ?፣ ፖለቲካ ትግራይ ዝሕምሱ ኣመራርሓ ንምላዕል፣

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 9 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 7

  • @Alemgodolo123
    @Alemgodolo123 3 години тому +1

    ፅቡቅ ከምኣ ተገይሮም ዳኣ

  • @tesfuleakemariam2023
    @tesfuleakemariam2023 27 секунд тому

    General Tadesse. Kolel

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 3 години тому

    Beshta

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 3 години тому

    No abyi gedyi

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 3 години тому

    No more giosder midya abyi Beria zeble

  • @tekiaegebremichaelhantal3158
    @tekiaegebremichaelhantal3158 3 години тому

    ሰንካል ሓንጎል ኢኻ ዘይትረብሕ ትንተናኻ ጸማም ሓሳብ ሒዝካ ትኸድ

  • @bairagabirabay2030
    @bairagabirabay2030 3 години тому

    ወዲ ሃይለዝጊ አብ ኢትዮጵያ ውን እናነበርኩም እንደገና ትግራይ ልምንታይ አብ ትሕቲ አብይ ኣሕመድ ትኮን ትብሉ ?ከመይ ዝበለ መርገም እዩ እዙይ ከመይ ዝበለ ዕንክሊል እዩ ?አካል ኢትዮጵያ ክሳዕ ዝኮነት ኣብይ ኣሕመድ ፍተውዎ ፅልእዎ ግዴታ ብናኢትዮጽያ ጠቅላይ ሚኒስቴር እና ብሕጊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ትግዝኡ ኢኩም።እንድያውም አብይ ኣሕመድ (ዶክተር) ነፃ ዕድል ንናይ ተጋሩ ፖለቲካኛታት ይኩን ፓርቲ እቱ ዕድል ሂብኩም እዩ አብ ዘመነ መለስ ተዝኮን ከመይ ከም ዝኮን ትፈልጥ ኢካ።እቱ ዕድል ዝተበላሸየ ዘበላሽዮ ዘሎ እቱ ተሸኪምክምዎ ዘለኩም 32 ዓመት ሓንቲ ጥብ ትብል ረብሐ ንህዝቢ ዘይሰርሐ ካብ ጌግኡ ዘይመሃር ታሪ ዒዋላ ጉጅለ እዩ እቱ ፀገም ናብ ኻልእ ምሽካም አይደክመኩምይ ?ውሽጥኩም ረአዩ ብሮ።