ጌታቸው ረዳ ንመን ተኣማሚኑ እዩ ዝፍክር ዘሎ ከመይ ጌርካኸ ይገልስ? 11/24/2024

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 27 лис 2024

КОМЕНТАРІ •

  • @tewoldegebremariam8574
    @tewoldegebremariam8574 3 дні тому +2

    Thank you , TOL, for bringing us very timely and basic question of all Tigrins. Above all , I like your final and decisive remarks.The People and the army of Tigray shall say enough is enough !!!!!!!!!!!!

  • @abebekesete
    @abebekesete 3 дні тому +4

    ጌታቸው ኣብ ከቢድ ተስፋ ምቑራጽ ጥሒሉ ሂብዎ ዘሎ መግለጺ ጥቓ ጥቓ ኣፍደገ ሞት ምብጽሑ የመላኽት ከምኒ ጌታቸው ዝበሉ ንባዕሎም ተዋሪዶም ህዝቢ ትግራይ ዘዋረዱ ሰካራማት ብዝኾነ መንገዲ ክውገዱ ይግባእ ምኽንያቱ ስልጣን ናይ ህዝቢ ትግራይ ምበር ከምኒ ጌታቸው ናይ ዝበሉ ዒዋሉን ሰካራማትን ኣይኮነን

  • @samsonkassa1259
    @samsonkassa1259 3 дні тому +5

    Getachew Reda (Kim Jo ng Un) has to go by force.

  • @byyh6988
    @byyh6988 2 дні тому +1

    ምስመን ካምዝሰርሕ ዘሎ ለማንም ኣይጠፎኦን

  • @ForoIngal
    @ForoIngal 3 дні тому +3

    ጌታቸው ሙሉእ ብሙልእ ካብ ትግራይ ወፃኢ ዘሎ ሐይሊ እየ ዘአምን ይብለናሎ

  • @zeggawrangel3762
    @zeggawrangel3762 3 дні тому +1

    Thank you for your service Mr TOL 💛🙋🏽‍♀️♥️🙏🏽🫶🏾👍🏽

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 3 дні тому +16

    ጌታቸዉ ረደ ካብ ዝብልፅግ ክልተ ዓመት ሓሊፍዎ ኣሎ መሬት ትግራይ ካብ ዝሸይጥ ክልተ ዓመት ገይሩ እዩ. ኣብ ርእሲ እዙይ ኣብታ ተሸምረረት ንምርባሽ ተልእኮ ተዋሂብዎ ይሰርሕ ኣሎ..እዙ ከሃዲ እዙይ ካብዙይ ዝባኣሰ ከምዘምፅእ ክንዝግዕ የብልናን.ጌታቸዉን ፃድቃንን ትግራይ ጨሪሶም ንምጥፉእ ንድሕሪት ኣይብሉን.ጠንክር ህዝቢ ትግራይ ረብሓኻ ሓሉ .❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @okay5271
      @okay5271 3 дні тому

      All of them the same act destroying the state. Nobody trust them

  • @ትጋሩሰብስረ
    @ትጋሩሰብስረ 3 дні тому +9

    ህዝቢ ትግራይ ነዛም ጋሓፋት ብስላማዊ ሰልፊ ክወፅእ አለዋ ።

    • @okay5271
      @okay5271 3 дні тому

      You go. I am not. I am not silly just to fight for nothing or nobody.

  • @semhalwerede-r5e
    @semhalwerede-r5e 3 дні тому +4

    ንጌታቸው ክንሰምዕ ስለዘይንደሊ ዩ።

    • @alganeshteklu6765
      @alganeshteklu6765 3 дні тому

      መፍቲሒ አይኾነን :: ክትቃለሶ ጥራይ እዩ ዘሎ

  • @debasifisahayesmedhanye8394
    @debasifisahayesmedhanye8394 3 дні тому

    ሰላመ ከንረኦ ኢና አንደሊ ቀፅለሉ

  • @ArayaTareke-m9n
    @ArayaTareke-m9n 3 дні тому +2

    ኣነ መግለፂ ጌታቸው እንታይ ቁምነገር ሒዙ ከምዝመፀአ ኣየተረደአንን ምኽንያቱ ኩለን ዘንዝበለን ባዕሉ ዝገብረንን ናብዝኹሉ ዘእተወና ንሱ እዩ ብጣዕሚ ዝገርም ንሱ ፈላጥ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ዘረጋግፅ ኮይኑ ምቅራቡ ዘሕዝን እዩ ናይ ሚድያ ነፃነት ኢሉ ክዛረብ ቁሩብ ዶካ ኣይሓፍርን መሕዘኒ ፍጥረት

  • @joshihd9148
    @joshihd9148 3 дні тому

    TOL አነ ብወገይ ኩሉ ክሪኦ አይካአልኩን ልበይ ❤️ ሐሚመ !!!

  • @ninaabay2140
    @ninaabay2140 2 дні тому

    Thank you TOL

  • @frewoinigore1782
    @frewoinigore1782 3 дні тому +4

    Getachaw need to go now !

  • @tesfamariamhailu9161
    @tesfamariamhailu9161 3 дні тому +9

    Peace and development for thepeople of tigray

    • @AriamAdhanom
      @AriamAdhanom 3 дні тому

      ሰላም ዘይደሊ መን አሎ ደንቆሮ ወዲ ብልጽግና

    • @samsonkassa1259
      @samsonkassa1259 2 дні тому

      @@tesfamariamhailu9161 Yes, but how?

  • @ritaaraia7123
    @ritaaraia7123 3 дні тому +1

    ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ሰልፍ ክወጽእ አለዎ ጌታቸዉ ካብ አብይ ዝፈልዮ ነገር የለን ትግራይና የጥፍእ አሎ እዚ ጎሐፍ

  • @meshnet9106
    @meshnet9106 3 дні тому +3

    Tigrai doesn’t want Getachew. Tigrai should voice and pronounce this now now.

  • @ZabibaHassan-h2u
    @ZabibaHassan-h2u 3 дні тому +4

    ጌታቸዉ ህዙብ ትግራይ ኪህዱዎ እዮ😂😂😂😂😂😂

  • @ትጋሩሰብስረ
    @ትጋሩሰብስረ 3 дні тому +2

    ናብ ትግራይ ብልፅግና እንድህር አትዩ ኢትዮጵያ Game Over ማለት እዩ።

  • @BrhanAbebe-b1f
    @BrhanAbebe-b1f 3 дні тому

    ኩቡር ሓው ቀፅለሉ

  • @frewoinigore1782
    @frewoinigore1782 3 дні тому +2

    Sham on Getachaw ,Banda 🙏

  • @semirberhe7592
    @semirberhe7592 3 дні тому +3

    TIGRAY TSIER ❤️💛

  • @meshnet9106
    @meshnet9106 3 дні тому +1

    Second to abbey Ahmed!

  • @yohannesiv4300
    @yohannesiv4300 3 дні тому +4

    Getachew has betrayed Tigray!!

  • @hadgumesfen3485
    @hadgumesfen3485 3 дні тому +4

    I really don’t know why is everyone talking about Getachew and what he does every day. He is already a member of PP. the question is what are the TPLF leaders or TDF wanting for. They should focus on what to do and not killing time as our people are suffering and being forgotten

    • @okay5271
      @okay5271 3 дні тому

      They are working each other. They are playing up your blood and your time. They are all rubbish. Shame on them. They don’t just care to you all

  • @tadesetafere9213
    @tadesetafere9213 3 дні тому +1

    አቶ ገታቸው መካሪ ዘብሉ እዩ እተን ባዕሉ ዝገብሮዘሎ ተመሊሱ ንመን ኦዩ ኽህቦ ደልዩ ትግራይ ቡዙሐት ብኸብዶም ዘይኮኑ ብርአሶም ዘሐሰቡ አለዋ ንበዕካ አይታልል ገታቸው።

  • @SeyoumGenre
    @SeyoumGenre 3 дні тому

    ኹሉ ትብሎ ዘለካ ትትክክል.ዩ አብ መፍትሒ.ዩ ፀጊሙና ዘሎ።

  • @haftugyohanns1114
    @haftugyohanns1114 3 дні тому

    Zeregna adwa aymerihen Getachew reda eyu tigrai zimerehena

  • @tesfayegebre7706
    @tesfayegebre7706 3 дні тому +2

    ጌታቸው ረዳ ቁሩብ ሓፍረት ዝበሃል ኣይብሉን ድዩ?

  • @MebeeWelday
    @MebeeWelday 3 дні тому +1

    000000አይረአናዮም ኦኬ።

  • @yohannesiv4300
    @yohannesiv4300 3 дні тому +5

    እዛ ከዳዕ ብስብስ ፅግዕተኛ ጉጅለ ፀሓይ ዓሪባታ ኣላ! ኣብ ቀቢፀ ተስፋ እያ ዝኒሃ! ነዛ ከዳዕ ብስብስ ፅግዕተኛ ጉጅለ ትንፋስ ከይንህባ ከም ተመን ርእሲ ርእሳ ምእንቲ ትንሳኤ ህዝብና ክቀላጠፍ!

  • @ForoIngal
    @ForoIngal 3 дні тому +1

    ዓብይ ሕማም ናይ ትግራይ ፃድቃን እዩ ቃፃሊ ዕድል እተረኺቡ ብጭካነ ክብትነና እዩ

  • @awetahegngebreyesus899
    @awetahegngebreyesus899 2 дні тому

    ኣብይ ኣሕመድ እምበር ህዝቢ ትግራይ ዝደልዮ ጌታቸው ረዳ ክፍፅም ኣይደልን::

  • @skylimit1423
    @skylimit1423 3 дні тому +1

    Getachew and Tsadkan used pretoria to stage could against TPLF and betray tigrai people
    1- Tsadkan is the mastermind of the betrayal in coordination with OPDO
    2-Tadese werede is part of the plot (Should not lead TDF )
    3- Debresion is wasting his time going back and forth to OPDO .However , OPDO is playing games
    Ultimately , who controls BANK and TANK matters !

  • @GhgGhgg-z8o
    @GhgGhgg-z8o 3 дні тому

    ሰላም ሰላም ክቡር ሓውና ክብለ ካ ዝሃለወኒ ሓሳቤ ውሳኔ ምእንቲ ምሽክን ፃዕራም ካቤ ሜሪየቱ ሰሪሑ ክበልዕ ኮራኹር ናይ ኣቢይ እንጌታቸውን ፃድቃንን ዝገብርዎ ዘለው ጠላማት ካሕዶ ውድው ህውሓትና ሓደ ውሳኔ ውስኑ ቤዛኹም ቤዛኹም ሓደራ ክብለኩም ይደሊ ሓደራ ዋእ

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 3 дні тому +1

    VICTORY OF TIGERAY TDF ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @alganeshteklu6765
      @alganeshteklu6765 3 дні тому

      ተግባር እያ ትደልይ ጃህራ ጥራይ አይጠቀማን ትግራይስ

  • @alganeshteklu6765
    @alganeshteklu6765 3 дні тому

    ትግራይ ኦንላይን እቲ ትዛረቦ ሐቂ ኾይኑ መፍቲሒ ካብ ህዝቢ ትግራይ አይተረኽበን አብ ውሽጢ ዘሎን አብ ደገን ማዓስ ጠፊእዎ አብ ደገ ዘሎ ስቅታ መሪጹ ንሱ ድማ አየዋጽኦን እዩ ህዝቡ እናጠመየ እና ተቀትለን ንኽንደይ ግዜ እያ ካብ መግዛእቲ ብርሰት ድኽነት ናይ ህዝቢ ተበላጽነት እዩ ካብዝኹሉ ክትወጽእ ዘይካአለት:: ህዝቢ ሐደ ምኾን ሲኢኑ ማዓስ ጠፊእዎም ሱሱዓት ኾይኖም እንበር ኹሎም ጉዶም ክዋጽኡ ሰሚዕናዮ እዚ ድማ ካብቲ ሐደእቲ ሐደ ዘይሕሹ ኾይኖም ሪኢናዮም ኩሉም ወሪዶም
    ብሙሁራት መናእሰይ ክትኩኡ ይግባእ እዞም ዝነበሩ ንስልጣን ንጠቅሞም እንበር ንህዝቢ አሪዮምና እዮም::

  • @abedelkadirabedlkadir
    @abedelkadirabedlkadir 3 дні тому

    ሰላም ሰላም

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 3 дні тому +1

    Thank you 🙏🏾 TOL for all amazing services I appreciate keep up your great work ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @kahsaykebede6284
    @kahsaykebede6284 3 дні тому

    ብጣዕሚ ስለፀለአኒ እንታይ ክሪኤሉ

  • @mekebebatsede668
    @mekebebatsede668 3 дні тому +2

    He is a Garbag person we knew your Bgrawend oradey

  • @tesfamariamgerzgher5277
    @tesfamariamgerzgher5277 3 дні тому +2

    Yes we know abiy ahmed is supported

  • @meshnet9106
    @meshnet9106 3 дні тому

    Tdf has stood up!!

  • @birizafmateos7449
    @birizafmateos7449 3 дні тому

    ጌታቸው ረዳን ፃድቃናንን ካህዳማት ባንዳታት ካብ ህጂ አብ ትግራዋይ ቦታ የቡሎም።

  • @skylimit1423
    @skylimit1423 3 дні тому

    The two important things ;
    Bank and tank matters !
    Bank - Tigrai diaspora and people must cover tigrai budget to avoid dependency
    Tank -TPLF must take over the military

  • @HT-hg8fl
    @HT-hg8fl 3 дні тому

    መንዩ ነዚ ዝገብር : ስልጣን ዘለዎ ኣብ ትግራይ : ባዕልካን : ግምትን እዩ : ቀዳምነት ሂብካ በቲ ውዕል ፕሪቶርያ ክትሰርሕ ስልጣን ተዋሂቡካ ግን 00 ኣብ ተግባር : ኣብ ክንዲ ነዚ ምፍጻም መሬትን ሽዝብን ምምላስ : ኣብ ምፍራስ ህወሓት ተጸሚድኩም : ተልእኮ ኣብይ ኣሕመድ ንምፍጻም ግዜኩም ኣጥፊእኩም ::
    ንመን ኢካ ትውንጅል ዘለካ ንስካ ውን ተሓታቲ ኢካ ::

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 3 дні тому

    አነ ዝግረመኒ ህዝብ ትግራይ ንዕቀት እዩ ግን ጌታችው ዕብዱ እዩ ግን

    • @alganeshteklu6765
      @alganeshteklu6765 3 дні тому

      ንግዚኡ ክጥቀመሎም እንበር ክድርቢዮም እዩ ክንደይ ዘይተደርበዩ ሕጂ ግን ብሐንሳብ ዝድርብዮም ዝመጽእ አሎ:: አነስ ዓሻ ትግራዋይ ዘሎ አይመስለንን ነይሩ ሕጂ ግን ቀቢጸ ::

  • @hadushafera
    @hadushafera 3 дні тому

    ይስማዕ አሎ

  • @mulugetaageme2629
    @mulugetaageme2629 3 дні тому

    ንለውጢ ደላይ ህዝቡ ተአማሚኑ

  • @Tsehaykidane
    @Tsehaykidane 3 дні тому +2

    Thank you for sharing TOL

  • @AhailuH
    @AhailuH 3 дні тому

    ቕድሚ ሒዚ ምስ ወፃኢ ሐይሊ ደጀን አለዎም ኢሉ ሕዚ ለለገንዘብ አብ ወፂኢ አለዎም ይብል አሎ ኻመይ ልበለ ሽግር ኢዩ ሽግር ለለዎ ሰብ

  • @HayleKiros-v8x
    @HayleKiros-v8x 3 дні тому

    ዕልዋ መንግሥቲ ኸመይ ካምዝኾነ ህውሀት ዘይታርእዮ ሰቅላ ብአጀንዳ ጌታቸው ጊዜአ ታቃጽል ዘላ

  • @ksatenikedimos
    @ksatenikedimos 3 дні тому

    Well Come

  • @awetahegngebreyesus899
    @awetahegngebreyesus899 3 дні тому

    እዞም ቲዲኤፍ ህዝቢ ትግራይ እንታይ ክሳዕ ዝኸውን ኢዮም ዝሪኡ ዘለዉ? ጌታቸው መሬትና ሸይጡ ናይ ብልፅግና ተልእኾ ኢዩ ዝሰርሕ ዘሎ:: ጌታቸው ብቐሊሉ ከረክበና ኢዩ ኢሎም እንዳ ሕወሐት ደቂሶም ይፅበዩዎ ኣለዉ:: የለን መዋፂኢኹም ድለዩ::ንሱ መፀግዒ ረኺቡ ይቃለሰኩም ኢዩ ዘሎ::

  • @thishabraha4976
    @thishabraha4976 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @meshnet9106
    @meshnet9106 3 дні тому

    Tplf should not have allowed such treasons to stand in public.

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 3 дні тому

    እቶም ስብ በዜ ሐሳዌ ስብእያ ክንስምዕ እይንክእልን ያእክል ህዝብ ትግራይ ህዝባ እይኻነን እዝ ረሳሕ ናብዐልስ ንሐማታ ዱሁል

  • @P4all-b
    @P4all-b 3 дні тому

    ኣብ ፖለቲካ ትግራይ ድሕሪ ሐዚ ክመጽእ ዘለዎ ህዝቢ ዝመርጾ እምበር ገልቢጥካን ዓሚጽካን ክኸውን አይግበኦን። ደብረጽዮን ክነግስ ጌታቸው ምግልባጥ ኣየድልን። መረጻ እዩ ክግበር ዝግበኦ። ተቓወምቲ ውድባት እውን ክምረጹ ይኽእሉ እዮም። ከም ናይ ውልቀሰብ ንብረት ፖለቲካ ትግራይ ብእኒ ደብረጽዮንን አለም ገብረዋህድን ክበሓት የብሉን። ምህዳር ይስፋሕ ህዝቢ ዝመረጾ ድማ ስልጣን ይሓዝ። እታ ትግራይና ናይ ደብረጽዮን ንብረት ኣይተምስልዋ።

    • @almazadamu9175
      @almazadamu9175 3 дні тому

      እዋይ እታ መደናገሪ ንዝ ኽዳዕ ሽይጥ ህዝቤ እዩ ንስኻ ጉዙኡ ዕሱብ ሌባ መጭበርበርቴ የለን ህዝብ ትግራይ ነቄሑ እዩ እቶም ሐሽክር ናይ ሽዋዌያንናይ እርባዕተ ኪሎ እደብ ግዝኡ

  • @rosahaile445
    @rosahaile445 3 дні тому

    💔💔😭

  • @gebreyesuszeru1243
    @gebreyesuszeru1243 3 дні тому

    I have seen full

  • @CshggsgsGhshhshw
    @CshggsgsGhshhshw 3 дні тому

    ❤መልካም ቀን ይሁንልህ

  • @abrhatesfay9880
    @abrhatesfay9880 3 дні тому

    ካልአይ ሽምግልናአብ ሑመራ ካብ ውዕሊፑሪቶርያ ወፃኢ ንምንታይ ይክየድ

  • @ትጋሩሰብስረ
    @ትጋሩሰብስረ 3 дні тому

    TDF ኢትዮጵያ የለን ማይታ እግራ ተሓምሺሻ እያ ኢትዮጵያ ክትፈርስ እያ ብተለይ ምዕራብ ትግራይ እንድሓር ዘይመለሰት ምፍራሳ ክተቀላጠፍ እያ።

  • @semhalwerede-r5e
    @semhalwerede-r5e 3 дні тому

    ጌታቸው 10 ጊዜ ሰለማዊ ዝርርብ ዘይደሊ ጉጅለ ኣሎ እናበለ ዝዛረብ ዘሎሰ ጉባኤ ምክያድ ብሓሳብ ምዝርራብ ዶ ኣይኮነን እዩ? ሰለማዊ ዝርርብን በመምርሒ ዉድብን ጥሒስካ ምስከድካ ንኻልእ ኣካል ምልጣፍ ናይ ነውሪ ነውሪ ዮ። ሰብ ክዕዘበኒ ዩ ዝባሃል ነገር የለን።

  • @HayleKiros-v8x
    @HayleKiros-v8x 3 дні тому

    ናይህውሀት መንግሥቲ አሻንጉሊት ሙኻን ናይትግራይ ህዝቢ ዋጋያኽፍሎሎ እርምጃ ክወሰድ እናተገቦኦ ብዘይምውሳዱ

  • @rom5503
    @rom5503 3 дні тому +1

    kab seltan deq kemey geyru yewered behegi eyu deybu behgi kea yewered etom 40 amet nehizbitgray zemerhwo dea nementay seltan yedelyu

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 3 дні тому

    Thanku. Kiberete. Hafetena, ❤❤❤

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 3 дні тому

    እንታይ ዕንዘርዝር ፍርሕእዩ ንምንታይ እታወንጀል ዝገበራ ብደንቢ ይፍልታ እዩ ግን ህዝብ ትግራይ ስለማዊ ስልፍ ገይሩ የውርዶ

  • @skylimit1423
    @skylimit1423 3 дні тому

    TPLF must stop communicating with fascist regime in addis ababa . TPLF must focus on working with people and strengthen its power

    • @alganeshteklu6765
      @alganeshteklu6765 3 дні тому

      ደቂሳ እያ ዘላ TpLF አባራብሩዎ መንእሰይ ባዕልኹም ግዜ ናትኩም እያ

    • @okay5271
      @okay5271 3 дні тому

      That is a business unfortunately. They are paid by western countries to destroy Tigray. You don’t know this . Wake up.

  • @mutonichance3723
    @mutonichance3723 3 дні тому +1

    ኣብይ ኣሕመድ ይፃወተሎም ኣሎ ::
    ኣብይ ኣሕመድ ንክልትኦም በብይ ገጾም እና ገላበጠ ይፃወተሎም ኣሎ መሕዘኒ!!

    • @alganeshteklu6765
      @alganeshteklu6765 3 дні тому

      ናቶም ጉድለት እዩ ሰብ ድአ ክጻወተልካ ጉድለትካ ምስ ራአየ እዩ

  • @MuluHailu-zd4tm
    @MuluHailu-zd4tm 3 дні тому

    ብዓቖፃፅራ ትግራይ ወይ ግእዝ እንተትጥቀሙ ዶ ኣይምሐሸን?

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 3 дні тому

    DEHANE. KUBURE. HAWENA. NESEKATEKUME. NE. HIZEBE. TIGERAY. TEHASEBU. AYEKONENE. EMO. NE. HIZEBE. TIGERAY. ZEKEWENE. TIGERAWAYE. ENA. NEDELE JUSTICE. FOR. TIGERAY.

  • @ትጋሩሰብስረ
    @ትጋሩሰብስረ 3 дні тому +2

    አአታ TOL እኒ ወዲ ወረዳ ሓዝኳ ናበይ??????

  • @ninaabay2140
    @ninaabay2140 2 дні тому

    Tigray should revolt

  • @tesfamariamhailu9161
    @tesfamariamhailu9161 3 дні тому

    Aye tigray chenekuna eko hezese

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 3 дні тому

    እው ጎጀለ ጌዜዌ ምምሕዳር እዛም ኽዳዕታ እብዜሐማ እላው እግዚአብሔር ምስቅ እት ዛስቅይው ዘለው ህዝብና ያውርደላም እት ፕላን ዝወፃእ ዘላ በእብይ እሕመደ ክይኻነንስ ብ ፃዳቃን እዩ ንእብይ እሕመደ ዛማክሩ ዘላ እርክበ ዕቆባይ እበበ ተክለሃማኖት ስይ ምስዳራኡ ክልእት እውን እዩም ምስ እብይ እሕመደ ኻይኖም ንትግራይ ካ ጥፍኡ ተልዕለም ዘለውተጋሩ ፍተዌ ዐዱ ናስተውዕል

  • @josephjoseph9440
    @josephjoseph9440 3 дні тому

    It is not Getachew Reda, it is his mentor Genera Tsadkan who is on the driver seat rushing him way towards the cliff.

  • @ትጋሩሰብስረ
    @ትጋሩሰብስረ 3 дні тому

    TOL አነ ዝገርመኒ ህወሓት ዝባሀል እልፊ ረማሳት ተአኪባም እዛም ረማሳት አብይ አህመድ አብ ፕሪቶሪያ ምስ ህወሓት እኩል ስልጣን እዩ ዘለዋም እዛም ህወሓት ዝባሀሉ ረማሳት እልፊ ውዳቃት ትግራይ አብ ኢትዮጵያ ስልጣን የብሉን ትግራይ አብ ኢትዮጵያ ዘላ በናይ ፕሪቶሪያ ውዑል ጥራሓ እዩ እዝ ኩሉ ቺግር ህወሓት ተረሚሳ ናብ አብይ አህመድ ምስጋድ እዩ ህወሓት ከም ኢትዮጵያ አብይ ስልጣን አለዋ እዛ ረማስ ዉድብ።

  • @Mehamed-lw8jc
    @Mehamed-lw8jc 3 дні тому

    Tigrai,on line media is free media! Go,a head! Tigrai on line what is the role of TDF?The role of TDF is to remove and secure the peace of Tigrai! and to remove the corrupted Geche Administration!

  • @okay5271
    @okay5271 3 дні тому

    Tigray has been gone. They have sold it to others. You are just dreaming. Why must we fight the rest of our lives. Why were we born to fight against enemies all the time ? Why haven’t we had a peace our own state? The hope of peace and prosperity is died. What about the next generation will be expected what? This is the end of Tigray prospects of peace never achieved. That is devastating heartbreaking 💔.

  • @TigrayChannel-j2k
    @TigrayChannel-j2k 3 дні тому

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️💊💊💊💊💊💊💊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪✊️👌

  • @tesfamariamgerzgher5277
    @tesfamariamgerzgher5277 3 дні тому

    Do it 100%

  • @CshggsgsGhshhshw
    @CshggsgsGhshhshw 3 дні тому

    አይሰማም

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 2 дні тому

    ጌታቸው ንህዝቢ ዘታለልካዩ ከመስለካ ህዝቢ አይታለልን ተትልል ዘለኻ ንባዕልኻ ኢኻ, ናይ ህወሓት መስመር እንድሕር ዘይሳማማዓካ ናይ ባዕልኽ ፓርቲ መስሪትካ ብህዝቢ ተቐባልነት እንተረኺብካ ብህዝብ ተምረጽ. ካብዚ ዛሓለፍ ተበላጻይ ኢኻ. ለኽበጥበጥ ንዕድመኻን ነቲ ተማሂረዮ ኢየ ትብሎ ፍልጠት እውን አይምጥነካን, ክሕደት ጥልመት ሓሶት ናይ መጨረሻ ወርደት ኢዩ.

  • @Jtar2002-xj7ni
    @Jtar2002-xj7ni 3 дні тому +1

    You are so confused and you are trying to convince the confusion of Tigray People
    Summarize it
    The whole situation laying down into two different forces
    1. Working for their existence and independence
    2. The Getachawi team working on aganda against Tigray People free will period.
    Prepare yourself for military confrontation.
    Right now the political confrontation is in the final stages.
    Educate your audience to prepare for the worst

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 3 дні тому +1

    SHAME. SHAME SHAME SHAME SHAME SHAME SHAME SHAME SHAME SHAME SHAME SHAME 😂

  • @AberashGessese
    @AberashGessese 3 дні тому +1

    I don’t watch it at all.

  • @MehariWeldu-vv2sx
    @MehariWeldu-vv2sx 3 дні тому

    እዚ ሕዚ ሽግር ፈጣሪ ዩ ዝብሎ ዘሎውድብ ናቱ ዶ ኣይኮነን ላዕለዋይ ገባርን ሓዳግን ኮይኑ መፅዩስ ሎሚ ነቲ ህዝቢ ወኪሉ ዘገልገሎስ ትርጉም የብሉን ኢልካ ምዝራብ ናዓይ ንዕቀት ህዝቢ ኮይኑ ይስመዓኒ

  • @tigray447
    @tigray447 2 дні тому

    That is very sad. Shem on him 👎

  • @selam5239
    @selam5239 3 дні тому

    ሰላም ደቂ ዓደይ
    ጊዚያዊ ምሕዳር ዝብሀል ሲ ናይጌታቸው ናይ ምሁር ዓሻ ብልፅግና መሳርሒ ብልፅግና ብዝሐዝን መንገዲ ተለአአኺ ምኻን ምስ ፃድቃን ዝብሀል ሰብ ብጣዕሚ ውርደትን ውድቀትን ይሰርሑ አለው
    ፀገም እንተመፅኡ ግና ከምልአረጋዊ በርሄ አ. አበባ እተዘይ ሀዲሞም ንዓዓቶም እውን ካፍቱ ፀገም አይወፁን ልቢ ንግበር ምስ ህዝብና ንኹን ትግራይና አብ ብልፅግና ቁፅፅር ገይሮም ኮፍ በል ተልዓል እንዳተብሀለ ክርገፅ እዩ አጥቢቖም ይሰርሁ አለው ብፍላይ ፃድቃን

  • @semeregebre2835
    @semeregebre2835 3 дні тому +1

    እንታይ እሞ ንግበር ....?!! ሐዚ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ናይ ፃዕረ ሞት interview እዩ ገይሩ ምኽንያቱ ድማ ጌታቸው ረዳ ሓለቅኡ ኣብይ ኣሕመድ ንበዓል ደብረፅዮን ኣሕፊሩ እዩ መሊስዎም። ተምፅእዎ ነገር የለን ኢሉ ኣፉ መሊኡ ተዛሪቡ።

  • @Belayneshgebretsadik
    @Belayneshgebretsadik 3 дні тому

    Kulu Renayo

  • @gideyberhane2123
    @gideyberhane2123 3 дні тому

    ብሉአኡ ረአኤዩ ዘሕዝን ኮይኑ።

  • @AbabeHiule
    @AbabeHiule 2 дні тому

    ሪእናዮ እና

  • @fissehateferi
    @fissehateferi 3 дні тому

    Serrh sene deye dye eye NY hsawi gebar ze semi

  • @ninaabay2140
    @ninaabay2140 2 дні тому

    I think he has PTSD. He has been working for PP all along

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 3 дні тому

    AWETE. NE. HIZEBE. TIGERAY.

  • @MuluGeta-x4z
    @MuluGeta-x4z 3 дні тому

    ሀውና ከመይ አለኻ ።ብዛዕባ ጌታቸው መን ከምዝተአመመነ መሽጥር ክነግረካ ቴለፎንካ ለጥፈለይ በዝተመቸወካ።

  • @mikitigray8139
    @mikitigray8139 3 дні тому +2

    ዘይተገረዘ ምልሓስ ሒስካ ንጌታቸው ምፅራፍ አይትክእልን

    • @almazadamu9175
      @almazadamu9175 3 дні тому

      ኽዳዕት ሽይጥት ዐዴ መንዩ ዘይትገረዝ መልሐስ ዘለው እታ ደብራይ ውዳቅ ጎሐፍ ህዝብ ይስዕር

  • @godefamezghebe9826
    @godefamezghebe9826 3 дні тому

    Ndebretsion jka tdgf getachew kea aywerdn eyu!