wow amlak ybarkum yehwatey hanti eya terifatkum ember amlikokum si entay kiwexo, nisa dma dagm mwlad eya dagim teweledu emo nay zelialem hiwet kitrekibu i love you all
We are lucky to have u God bless u God bless our country our neighbour countres peace all over the world Glory to God for every day. O lord plz hear our prayer.and confess our sins
ምሕረትካ'ዩ ተስፋና ዋኣው ብጣዕሚ ጥዕምቲ መዝሙር ጎይታ ይባርኩም ቡሩካት መዛሙራን ፍቕርን ሰላምን ካቶሊካውያን። ምልእቲ መዝሙር ኣብዛ link ኣቲኩም ስምዕዋ&ተባረኩላ። ሸር ብምግባር ይኩን ኮመንት ብምጽሓፍ ከኣ ከነተባብዖም ክርስትያናዊ ሓላፍነትና ኢዩ።🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏🙏
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pU/v-deo.html
Amen amen tebareki fqr
ኣምላኽ የዐዚዙ ይባርኽኪ ብርኽቲ ሓብተይ 🙏🙏🙏
צףצ0צלףצלצצצצצחלצצצצצצצצצצ
ኢድካ'ሲ ጎይታየ ንምድሓን ሓጻር ኣይኮነትን
ጸበባ ህዝብኻ ንምስማዕ ኣይጻንዓካን ...... ምሕረትካ'ዩ ተስፋና !
ብሓቂ ኢድካ'ሲ ጎይታየ ንምድሓን ሓጻር ኣይኮነትን ጸበባ ህዝብኻ ንምስማዕ ኣይጻንዓካን ,,,,,,,,,,ምሕረትካ'ዮ ተስፋና !!!!!!!😭😭😭😭🤲🤲🤲🤲Simon hawey amlak ybarka bteami ልብካ ትትንክፍ
Amen
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pU/v-deo.html
ኢድካሲ አምላከይ ንምድሓን ሓፃር አይኮነትን
ሰይ ቡሩካት ደቂ ቅድስቲ ቤተክርስትያን መመሊስኩም ሰስኑ ዓይኒ ጸላኢኩም ይደፈን ኣምላኽ ዘበን ንእስነትኩም ይባርኽ።
ያእቆ 5፥16
እምብኣርሲ፡ ምእንቲ ኽትፍወሱ፡ ንሓድሕድኩም ሓጢኣትኩም ተአመኑ፡ ምእንቲ ንሓድሕድኩምውን ጸልዩ። ጸሎት ጻድቕ ብግብራ ብዙሕ ተስልጥ እያ።
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pU/v-deo.html
I am From Ethio i Am Catholic but i Love More ኤርትራ
who cares abt ur love to eri or hate to ethio you dammy😏
ኣሰይይይይይ ዕልልልልልልል ተባረኩ ደቂ'ታ ቅድስቲ ቤተክርስትያን ናይ ብሓቂ ልብካ ትትንክፍ መዝሙር ናይ ኣጎልጉሎት ግዜኩም ይባረክ ሰስኑ ይሕዋት ምሕረትካ ዩ ተስፋና......
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pUL/v-deo.html
◇⏯ምሕረትካዩ ♡ ተስፋና
1️⃣ደዉ ከብለና ዝኽእል ኣብ ቅድሜኻ
ንምክሓሉ ጽድቂ ካብ ዘይህልወና
እንታይ ክንብል ንኽእል ብዝወረደና }
እንታይ'ከ ኣሎድዩ ካብ ምእማን ሓሊፍና }2
2️⃣ኢድካሲ ጎይታየ ንምድሓን ሓጻር ኣይኮነትን
ጸበባ ህዝብኻ ንምስማዕ ኣይጻንዓካን
ግን ክኣ ኣእዳውና ብደም ኣጻብዕና ብርኽሰት
ክናፍርና ብሓሶት ልሳንና ብኽፍኣት
እናኾነሀሀ ከመልካ ብህይወት ኣጽኒሕካና }
ሎሚ ግን እዚዩ ጸሎትና }2
3️⃣የብልናን (2) ባህ ዘብል ኣብ ቅድሜኻ
የብልናን (2)ጠሚትካ ክትምሕረና ዘትብዓካ
ስለዚ ጠምቶ(2) ነቲ ዝተሰቅለ ምእንታና
ካልእሲ የለንዩ ንሱዩ ተስፋና
4️⃣መንደቅ ኮይኑ ዘሎኦሆሆኦሆሆ
መንጎናን ኣብ መንጎኻን ከልካሊ
ጥዑይ ከይንሰምዕ ኮነ ጽቡቕ ክይንርኢ
ሓጥያትና እዩ ንገብሮ እናፈለጥና
ቆሲልና ከለና ገጽካ ዘኸወለልና
◇ይቅረበል ሓጥያትና ይቅረበል መጋብርና }
ይቅረበል ሕጅ'ስ ይኣኽለና }2
5️⃣ንሕና ግን ብጣዕሚ'ዛ ዓለም ተታሊልና
ዕድሜኻን ሞት ወድኻን ኣቓሊልና
ሞት ኣብ ርእሲ ህይወት
መርገም ኣብ ርእስ በረኸት
መሪጽና ኢና'ሞ ዓስብና እንሀ ንርእዮ(2)
6️⃣ተስፋ'ሎና ምሕረትካ ክንሓስብ'ከሎና
ስለንፈልጥ ክብርኻ በቦታትና
ጨኪንካ ዘይትጭክን መሓሪ እንዲኻ
ነዚ ኣሚናሲ ንሕና ነመስግነካ (4)
ንሕና ነመስግነካ(2)
BLESS🆙 ✝️❤️🙇🏻 GOD IS MERCY
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pUL/v-deo.html
Aseyyy eza mezmur ms semaeku blke yeti lbonay tekefitu tebareku yehwatey
ነዛ መዝሙር መዓልታዊ ይዝምራ ይሰምዓ ። ብሓቂ ምሕረትካ እዩ ተስፋና ።
Amlak abzihu ybarkum brukatey
ኢሳይያስ 59 (Isaiah)
1፤ እንሆ፡ ኢድ እግዚኣብሄር ንምድሓን ሓጻር ኣይኰነትን፡ ከይሰምዕ ከኣ እዝኑ ኣይጻንዖን እዩ።
አወ ምሕረትካ እዩ ተስፍና ጎይታ
Amen amennn zamr mlaket ysmena
ኢድካሲ ጎይታየ ንምድሓን ሓጻር ኣይኮነትን ኣሜን ተባረኩ ንበረከት ኩኑ።
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pU/v-deo.html
ኢድካስ ንምድሓና ሓጻር ኣይኮነትን
ጸሎትና ንምስማዕ'ውን ኣይጻን ዓካን ጎይተይ
ኣሜን 🙏 እወ ንሱ እዩ ተስፋና
ተባረኹ ጥዑማት ሽኮራት ደቀይ
ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ 💯⭐️ልብኻ ❤️ ዝትንክፍ መሃርን ጥዑም ን መዝሙርን ጸሎትን እዩ 💐💐💐
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pU/v-deo.html
ጽቡቅ ስራሕ!ምሕረትካ'ዩ ተስፋና ብጣዕሚ ጥዕምቲ መዝሙር ጎይታ ይባርኩም ቡሩካት መዛሙራን ፍቕርን ሰላምን ካቶሊካውያን።
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pU/v-deo.html
Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen 🙏 🙌 👏❤☺ 😊 Tabarekeuuu Egzaibher Zamanachu Yetabareke Amen 🙏
Brukat yhwat aziya tbark mezmur.🙏Amlak aezizu ybarkum zemenkum ybarek.❤🙏
"ምሕረትካ'ዩ ተስፋና"❤
ተስፋሎና ምሕረትካ ክንሓስብ ኾሎና ስለ ንፈልጥ ግብርኻ ኣብ ኣቦታትና
ጨኪንካ ዘይትጭክን ምሓሪ እንዲካ
ነዚ ኣሚና'ሲ ንሕና ነመስግነካ🙏❤
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pUL/v-deo.html
ኣሰይ ጥዕምቲ መዝሙር ጎይታ ይባርኩም ቡርካት መዛሙራን ፍቕርን ስላምን ካቶሊካውያን፡፡
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pU/v-deo.html
እግዚአብሔር ኩሉ ይካአሎ እዩ 👏 ይቅረታ ንለምኖ 🤲🤲ስላም 🤝 ክወርደልና 🤲🤲 ኡወንሱ ስለ ተስፉና ✝️💒 ይቅረ በለልና 😂😂 🤲 ጾሎትና ስምዓና ✝️🙏🙏 በሩኻት 😇መዛምራን እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን ✝️💯❣️🌷
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pU/v-deo.html
Amen tebareku yehwat 🙏🙏🙏
ክቡራት ኣሕዋተይ ኣምላኽ ጸሎትኩም ሰሚዕ ሰላሙ የውርደልና!! ንዓኩም ነዞም ሓበን ካቶሊካዊት ቤ/ን ዝኾንኩም ፍቁራተይ እ/ር ይባርኽኩም!!! ኣጆኹም ንፍዑ ቀጽልዎ ጥራሕ ኣብ ዓድኹም ብሰላም እትነብርሉ ግዜ ክመጽእ ኢየ!!! ኣብ ልዕሌኹም ፍሉይ ኣኽብሮትን ኣድናቕትን ኢዩ ዘሎኒ!!!!!!!!!!!!!
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pUL/v-deo.html
Btaemi temti mezmur, Halleluja brukat yehwat amlak n bereketu yebzhalkum
Tebareku amlak balu mhret yewurdelna
I listening this mezmur every single day,I lave it God bless you all
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pUL/v-deo.html
AMEN AMEN AMEN ELLLLLLLLLL ELLLLLLLLLL ELLLLLLLLLL
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይባርኽኩም ፍቁራት ኣሕዋት፡ ኣእዳውና ካብ ደም
ኣጻብዕና ካብ ርኽሰት
ቦርቂቑ ከውጽኣና ዝከኣሎ እቲ ሕያው
ደም ወድኻ እዩ ተስፋና ኦ ኣቦ፡
ስለዚ ጠምቶ ነቲ ዝተሰቅለ ምእንታና፡ኣብ ነፍሲ ወከፍ ቦታ ኣብ ነፍስወከፍ ስንጭሮ የንጠብጥብ ኣሎ።ኣደታት ሕጻናት ኣቦታት መንእሰያት ከተጸናንዕ፡መራሕቲ ሃይማኖት መራሕቲ ሃገራት ድማ ክትባርኽ ናባኻ ኦ ኣባ ብ ወድኻ ኢየሱስ ክርስቶስ ንልምን ኣሎና፡ኣሜን።
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pU/v-deo.html
ኢድካ'ስ ጎይታየ ንምድሓን ሓጻር ኣይኮነትን ንምድሓና ኣሜንንንን!!!
ኣምላኽ ይባርኹም የሕዋትን ኣሓትን ንበረከትኹኑ ዘመን ሰላምን ቅሳነትን ራህዋን ይግበረልና 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pUL/v-deo.html
ምሕረትካ ዩ ተስፋና🙏🙏🙏
ደው ከብለና ዘኽእል ኣብ ቅድሜካ
ንምክሓሉ ጽድቂ ካብዘይህልወና
እንታይ ክንብል ንኽእል በዚወረደና(2)
እንታይ ከ ኣሎ እዩ ካብ ምልማን ሓሊፍና
2) ኢድካ ሲ ጎይታየ ንምድሃን ሓጻር ኣይኮነትን' ጸበባ ህዝብኻ ንምስማዕ ኣይጸናዓካን 'ግን ከ ኣእዳውና ብንብዓት ኣጻብዕና ብርኽሰት ከናፍርና ብሓሶት ልሳና ብኽፍኣት
' ናኾነ ከሜልካ ብሂወት ኣጽኒህካና ሎሚ ግን እዚ ዩ ጸሎትና '(2)
የብልናን የብልናን ባህ ዘብል ኣብ ቅድመካ
የብልናን የብልናን ጠሚትካ ክትምሕረና ዘትብዓካ 'ስለዚ ጠምቶ ጠምቶ ነቲ ዝተሰቕለ ምእንታና ካልእሲ የለን ዩ ንሱ ዩ ተስፋና
መንደቅ ኮይኑ ዘሎ ኣብ መንጎናን ኣብ መንጎኻን ከልካሊ 'ጥዑይ ከይንሰምዕ ኮነ ጽቡቅ ከይንርኢ'
ሓጥያትና እዩ ንገብሮ ናፈለጥና ቆሲልና ከለና ገጽካ ዘኸወለና "
ይቅረ በል ሓጥያትና ይቅረ በል መጋብርና'
ይቅረ በል ሕጂስ ያኣኽለና "
የብልናን የብልናን ባህ ዘብል ኣብ ቅድመካ
የብልናን የብልናን ጠሚትካ ክትምሕረና ዘትብዓካ 'ስለዚ ጠምቶ ጠምቶ ነቲ ዝተሰቅለ ምእንታና ካልእሲ የለን ዩ ንሱ ዩ ተስፋና "
*ንሕና ግን ብጣዕሚ ዛዓለም ተታሊልና ?ሞት ወድኻን ኣቃሊልና
ሞት ኣብ ርእሲ ህይወት መርገም ኣብ ርእሲ በረኸት' መሪጽና ኢና ሞ ዓስብና እንሀ ደሪቁ
መሪጽና ኢና ሞ ዓስብና እንሀ ደሪቁ
* ተስፋ ሎና ምሕረትካ ክንሓስብ ከለና
ስለንፈልጥ ክብርኻ በቦታትና
ጨኪንካ ዘይትጭክን መሓሪ እንዲካ
ነዚ ኣሚናሲ ንሕና ነስግነካ (4)
. . . . .
.. ... ...
.......... ..... ..
..... .... .....
ንበረኸት ኩኑ
God bless all .
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pU/v-deo.html
መዝሙርኩም አብ ቅድሚ አምላኽ ቅቡል ይኩን አምላኽ ይባርኽኩም።
Amennn
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pU/v-deo.html
ኣዚያ ቲዕምቲን ብልጽቲን መዝሙር ፍቁራት ኣሕዋት። ኣምላክ ሕይወትኩም ብጣዕሚ ጸጋ ይምላእኩም።
Azya tbark mezmur zemenkum mlue nay mezmur ykun nskum brukat ekum brhann mekeretn alem kunu God bless you 🙏 ♥
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pU/v-deo.html
Amen thank you Lord Jesus for your amazing grace. We are nothing with out you. 🙏 🙌 ❤️ this song is one of my favorite songs. God bless 🙌 🙏
ኣምላኽ ጸሎትኩም ሰሚዒ ብምሕረቱ ይተዓረቀና፡ ብሰላም ኣብ ቤትና ተመሊስና ብፍቕርን ሓድነትን ብበርቱዕ እምነትን ነታ ቤተ/ክና እንገልግለሊ ሰላማዊ ዘበን ክርስቶስ ንጉሥ ይግሰልና፡ ንእኡ ንምግልጋል ሓይልን ጸጋን ጥበብን ትሕትናን ይሃብኩም ፍቕራት ኣሕዋተይን/ኣሓተይን።
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pU/v-deo.html
እወ ጎይታዬ ምህረትካ እዩ ተስፋና አሜን ንበረኸት ይኩነልኩም
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pU/v-deo.html
“አብ ቤትካ ዚነብሩ ብጹኣን እዮም፣ ኵሉ ጊዜ ይውድሱኻ።"
- መዝሙር ዳዊት 84፥4
ኣምላክ ዘመን ሂወትኩም ይባርኽኩም የሕዋተይ🙏🙏🙏🙏
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pUl/v-deo.html
@@museselam1108 God bless you 👍🙏🙏
Amlak brkkkkk yeblkum brukatey. Abzikedkumo afkum bmezmur ymlae.
Wawwww nay bahaki des tebel mis gizyena tkeyd mesmurr tebareku yehwatt selam selam abzlkumooo ajokumm amlak yebarkumm ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Temto neti zteseqle mentana kalesi yelenyu nsuyu tesfana!!!Amen!!
Amlak ybarkum ftwat yehwatey ajokum qetslwo btaemi temti mezmur kabakum bzuh eyu txbitna GBU
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pU/v-deo.html
*wow ውሽጥኻ ዝትንክፍ መዝሙር ኣዚኹም ተባረኹ ክገልጾ ኣይከኣልኩን*
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pU/v-deo.html
እወ እግዝኣብሄር ኣምላኽና ሕጂ ውን ምሕረትካ ኢዩ ተስፋና ኣሜን። እግዚኣብሄር ይባርኩም።
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pU/v-deo.html
Our Catholic church is extremely rich in many ways Thanks to God for this gift
Amen mihretka iyu tesfana meharena gotta. Tebarekhu ahwat bereketu yebzehalkum.
Amen amen Ellllllllllllllllllllll Ellllllllllllll👏👏👏👏👏👏👏 Tebarekhu yihewatey 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pUT/v-deo.html
Wwwww betem temte muzumer God bless you all
🙏💕🙏 egzabhir agolglotkum ybarek yhwat 💕
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሩኻት ኣሕዋተይ ኣሓተይ ፡ ኣምላኽ ዝማሬኹም ይቀበል። እቲ ዝዝምር ድርብ ይጽሊ ።
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pU/v-deo.html
Wawww elellllllll amen amen seyyyyy tebareku yhwatey azyu des zebel memeliskum ne berket kunu nebreketna ekum
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pU/v-deo.html
God bless you all
Nbereket kunu tebareku tiemti mezmur
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pU/v-deo.html
ጥዕምቲ መዝሙር ንበረኸት ኩኑ
Kibri neamlak yekun 🙏 Amlk yezizu yebarekum yehwatey
ኣገልግሎትኩም ይባረኽ ብሩኻት 🙏🙏🙏🙌🙌🙌😍😍😍
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pUL/v-deo.html
Nbrket kenu hwatey ybelnan bhe zebeli aba deqimka mhret gberelna amlkey
Wow btami timti mezmur, Amlak ybarkkum🙌
ዘመን ሂወትኩም ይባረኽ መዝምርኩም ጸጋን በረኸትን የብዝሓልኩም ንበረኸት ኩኑ thanks .
Amen amen amen 🙏 zesanka yelen amlaky.
Gad blessé all my catholic religieuse 🤲🤲🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇨🇭
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pU/v-deo.html
@@museselam1108 ??
Waaaw Amlak edmemn tenan yhabkum berukat ahewat egzabher Amlak kabzi xebeba yewxeana ❤❤❤❤🌹🌹🌹🕊🕊🕊🕊🕊
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pUT/v-deo.html
wow amlak ybarkum yehwatey hanti eya terifatkum ember amlikokum si entay kiwexo, nisa dma dagm mwlad eya dagim teweledu emo nay zelialem hiwet kitrekibu i love you all
Gbu ahwateyyyy
We are lucky to have u God bless u
God bless our country our neighbour countres peace all over the world
Glory to God for every day.
O lord plz hear our prayer.and confess our sins
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pUY/v-deo.html
Amen amen kulu SEB kibarek share aynihmek mezmurna kinsemo kinbarekelun kiabyelun nab kulu ybxah
God bless all my Eritrean brothers and sisters worldwide 🙏🏼❤
Amen 🙏 ❤
ካልእሲ የለንዩ ንሱ እዩ ተስፋና! ኣሜን
ጎይታ ኣዕዚዙ ይባርኽኩም። ናይ ብሓቂ ትባርኽ መዝሙር🙏🙏
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pUy/v-deo.html
Shalom Shalom Shalom
Mhretka eu tesfana btaemi des tbl mezmur egzabiher ybarkum yhwatey🙏🙏🙏
ካልእሲ የለንዩ ንሱ እዩ ተስፋና ኣሜን. ተባረኩ ክቡራት ይሕዋት, ኣምላክ ጸገኡ ይብዘሓልኩም,
Amen 🙏🙏🙏❤❤❤yehwat bitami des tbil mezmur Amlak ybarkum brukatey God bless you alles 🙏🙏✝️❤❤❤❤
እግዚኣብሄር ይባርኽኩም! እግዚኣብሄር ንህዝብናን ንሃገርናን ይቕረ ይበለልና! ይወድኣልና!
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pU/v-deo.html
ተባረኹልና ጥዕምቲ መዝሙር
Agziabiher ybarkum. Azi ayu zedleyena
Amlak ybarkum yehwat btaimi tiumti mezmur. Amlak ab dlaykum yebxhkum💕
amen ahwateey goyta yebarekekeum . proud of u guys
The mercy is in his way
Blessed u all powerful mezmur
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pUl/v-deo.html
Blessed mezmur🙏🙏. Mhretka'yu tesfana !!!! The almighty God bless you all guys😇❤.
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pU/v-deo.html
Wow lbi zmark brukat yehwat, goyta aozizu ybarkum
Waww wushtka ttnkf mezmur so nice GBU all
ኣሜንንን እግዝኣቢሄር ዑዙዝ ጽገኡ ይብዝሓልኩም
ቅድስቲ ቤት-ክርስትያና የሓሉወና❤✝❤
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pUL/v-deo.html
ኣሜን ምሕረቱ ዩ ተስፋና!!!!! ብሩካት ኣሕዋት ተባረኩ ንበረከት ኩኑ።
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pUT/v-deo.html
Wawwww tiemti mezmur brukat endazemerkum nberu🙏🙏🙏
GBU for all Eritrean Chatolic ,,🥡😍😍😍😍😍😍🤩🤩🤩😘😘😘 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኩቡር ሓው Kieven Kievi ኣብ ክንዲ እቶም ኩቡራት ዘመርቲ ኣሓትናን/ኣሕዋትናን ኢለ ክምልስ ዘይኮንኩስ፡ ሓፈሻዊ ርድኢት እንተረኣና ግን ኣብ ቤት እግዚኣብሔር ገለ ገለ ግዜ ቅቡል ዘይመስል ወይ ዘይልሙድ ግን ክኣ ዘይደጋገም ምስ ንርኢ ብዙሕ ዘተሓሳስብ ኣይኮነን። ምኽንያቱ ኣምላኽ ናይ ልቢ እዩ ዝርኢ ወላ'እኳ እንተ ተምበርከኽና ማለት ኣካላትና እንተ ተምበርከኸ ልብና እንተ ዘይተምበርከኸ ማለት ብኣተሓሳስባና ትሕት እንተዘይበልና፥ ናይ ኣካላትና ምንብርካኽ እንታይ ጥቕሚ ኣለዎ?እዚ ክባሃል ከሎ ግን ይትረፍዶ ኣብ ቤት ኣምልኾ ኣብ ዝኾነ መጋባእያ ናይ ዓለማዊ ዋዕላ ዝግበረሉ ቦታ'ውን ቁመናና ክንሕሉን ነቲ ንገብሮ ብምስትውዓል ክኸውን ዝምረጽ እዩ። ኣምላኽ ይባርኽኩም።
ምሕረቱ ንዘልዓለም ይነብር፥ንሕና ከኣ ብተስፋ ኢና ድሒንና ።ንበረኸት ኩኑ ተባረኹ የሕዋኣተይ።
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pUT/v-deo.html
wawww betami des tebel mezmure enda weskum nebru amlak yebrkum ab klu srhkum berukat yhwatey
O goyta dew zebl ab kdmieka yeblnan emo dkamnan hatyatnan yqre bel🙏🙏tebareku
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pUL/v-deo.html
Amen Bmhretka u Tesfana Tebareku Xega Amlak Ab Leleikum Ybzah Yehwat ..🙏🙏🙏
ብልበይ ምሕረት እ/ር ክሓስብ ከለኩ ተስፋ ይገብር::ደ:ኤር 3:21
ንበረከት ኩኑ::
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pU/v-deo.html
ብጣዕሚ ምሕረት ኣምላኽ እተዘኻኽርን ትባርኽን መዝሙር ኣምላኽ ይባርኽኩም እሙናት መተዓይቲ ዉን ይግበርኩም
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pUL/v-deo.html
Kristos xamakum yhabkumn yemaeblkumn
Zebnkum ybarke tbarku ❤️❤️🙏🙏🙏
ኣምላኽ ዘመንኩም ይባርኽ ብሩኻት የሕዋተይ ብጣዕሚ ትባርኽ መዝሙር መመሊስኩም መንፈስ ቅዱስ ተመልኡ።
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pU/v-deo.html
ብጣዕሚ ጥዕምቲ መዝሙር ጎይታ ኣዕዚዙ ይባርክርኩም ክቡራት ኣሕዋት
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pUL/v-deo.html
Amen ..... ሓጢኣትና ይቅረ በል ።
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pUL/v-deo.html
Amennnnnnn
Ellllll azya des tbll mezmur tebareku yehwat.
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pUL/v-deo.html
What a soul touching song!!!!! Stay blessed guys
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pU/v-deo.html
Tebrku ahwatey nebrkte kunu azeya temti mezmur
God bless you a lot mesemeran. Your mesmur touches deep my heart and i can't stop listening.
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pUL/v-deo.html
Ykre ykre bel hgisi yaklena amlak ysmakum bereketu azizu ybarkum nay bheki nufuat mezamuran.
ኣምላክ ዘመን ሂወትኩም ይባርኽኩም የሕዋተይ🙏🙏🙏🙏
Kibri Niliole Amlak🙏🙏🙏
Wonderful job dearest brothers and sisters.God bless you. We are proud of you wherever you are.
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pUL/v-deo.html
ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባረኽ ጎይታ ኣብ ኩሉ መንገድኹም ምሳኹም ይኹን ምሕረትካ ዪ ትምክሕትና ተባረኹ ❤❤❤❤❤❤
ዋውው ተባረኩ ነዚ ግዜና ትገልጽ ንከተስተንትነላ ናብ ሊብካ ትመልስ መዝሙር እያ ኒበረከት ትኩን
ua-cam.com/video/BSULEHoQ7pU/v-deo.html
Amlak aezizu ybarkum betami temti mezmur nberket kunu
This is my favourite mezmur I’m obsessed with it 🤗thank you so much 🙏 🤲 god bless you my lovely people ❤️🇪🇷🔥