ጀኖሳይድ ከምዝተፈፀመ ኣሜሪካ ኣረጋጊፃ?

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 26 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 50

  • @merafasgedom9208
    @merafasgedom9208 15 днів тому

    Thank you TigraiPress!

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 17 днів тому +2

    ብጣእሚ ነመስግን ተባእ ሓውና ንህዝቢ ብምቅላስካ ክብሪ ይግበአካ በርትእ።

  • @merafasgedom9208
    @merafasgedom9208 15 днів тому

    Thanks!

    • @merafasgedom9208
      @merafasgedom9208 15 днів тому

      Keep up the great work👏🏾👏🏾👏🏾

    • @Tigrai_Press
      @Tigrai_Press  15 днів тому

      ሰላም ምዕራፍ፣
      ኣባል ትግራይ ፕረስ ስለዝኾንኪ፣ ኣዚና ነመስግን እዛ ሓፍተይ። እዚ ሚዲያ ሞደሬት ምግባር (ዝፃረፉ ምእንታን ክተዕግስዮም) ሞደሬተር ጌረኪ ኣለኹ እዛ ሓፍተይ። ኣብ'ቲ ርኢቶ ዝፀሓፈ ሰብ right click ጌርኪ ክትእርምዮም ትልእሊ ኢኺ!!ሕቶ እንተለኪ፣ ብ (480) 729-0588 ቴክስት ግበርለይ!! ክብረት ይሃበለይ!!

  • @asterhailu3757
    @asterhailu3757 17 днів тому +1

    Thanks God❤🎉

  • @kahsaymulu-jg8ns
    @kahsaymulu-jg8ns 17 днів тому

    Ok ❤

  • @አፅበሃገማሪያም
    @አፅበሃገማሪያም 17 днів тому +5

    ብስራት ፀቡቅ ኣለኻ በዚይ ቀፅል ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጎንኻ ኢዩ:!

  • @Zenebe-f7o
    @Zenebe-f7o 17 днів тому +3

    ትግራይ ጀኖሳይድ ከምዝተፈፀመላ ናይ ዓለም ማሕበረሰብ ዝተቐበሎ ሓቂ እዩ እዚ ብፍላይ ዲያስፖራ ከም ቀደሙ ተሪሩ ክቃለስን ውፅኢቱ ክርኢን ንሕና ተጋሩ ንፅበ።ኣይዞኹም ኣሕዋትና።

  • @tadelechhalefom3121
    @tadelechhalefom3121 17 днів тому +1

    Wellcom Bsrat

  • @almazyehdego4802
    @almazyehdego4802 16 днів тому

    👋👋👋👋👋👋👋👋👋

  • @evenezerabrhaley
    @evenezerabrhaley 17 днів тому

    ኣጀቀኻ ብስራት ጅግና ቃልስኻ ቀጽለሉ

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 17 днів тому +1

    ብሓቂ ህወሓት ንብልፅግና ብልፅግና ንህይወት ብእንካን ሀባን ኣፍልጦ ዝተወሀህብሉ ዩ ኔይሩ ኣብ ፕሮተሪያ ። ሓቂ ❤❤❤

  • @zenabazemo7142
    @zenabazemo7142 17 днів тому

    ዝገርም እዩ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልና

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 17 днів тому +1

    The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighter in the world our GENERALS CORINAYALS long live TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤❤❤ ብቅልፅምና ብስሬና

  • @Nunu-i1r
    @Nunu-i1r 17 днів тому +1

    Mr. Host and guest, both of you, you are very much appreciated.

  • @Nunu-i1r
    @Nunu-i1r 17 днів тому +1

    I respectfully disagree taking a certificate as a year old.

  • @Nunu-i1r
    @Nunu-i1r 17 днів тому +3

    Our leaders are allowing him to do this to us Tigray. Getachew has to go.

  • @gebrehiwet3114
    @gebrehiwet3114 17 днів тому +1

    ብሰራት !
    ህወሓት ናብ ፕሪቶራያ ከተመለሰ አለዋ ምኽንያተስ ውልዕ ፕሪቶራያ መንም አይተጠቐሙሉን ሰለዚ ብሳልሳይ አካል ክረአ አለዉ ::

  • @actttig9753
    @actttig9753 17 днів тому +2

    ብስራት ?አብ አብይ እዋን ምስምማዕ ስኢኖም ዝበልካዮ ጌጋ እዩ
    >ኒ ጌታቸው ፃድቃን ጊዜ ንምንታይ ከምዚ ኮይኖም እዩ እቲ ዋና ሕቶ::
    መልሱ ኻዓ ከብዳማትን ስሱዓትን ሽዩጣት ቅንጣብ ትአክል ፍቕሪ ትግራይ ዘይብሎም ስለዝኾኑ እዩ::

  • @aaabbb-xx1tq
    @aaabbb-xx1tq 17 днів тому

    ፕሮፌሰር ትኽክል ኣይኮነን ካብ ዜሮ ምጅማር ማለት ኣብ ውሽጢ ክልተዓመት ፀባዮም ተራእዩ ምሉእ ፍቓድ ክዋሃቦም እዩ እዩ ዝብል። ካልኣይ ኣሸበርቲ ተባሂሎም ናብ እስርቤት ክዳጎኑ እዮም። እቲ ዘዋፅእ ውዕል ፕሪቶርያ ብትኽክል ክትገበር እዩ ዘለዎ።

  • @tesfamichael
    @tesfamichael 17 днів тому

    ብስራት ንዝቢ ትግራይ በዓል ውለታ ኢካ በርትዕ አነ ናይትካ ኘራግራም ዘተካተተልኩ አይሓድርን
    ካብ አድስ አባበ

  • @TeklayGebreyohanes
    @TeklayGebreyohanes 17 днів тому

    ህወሓት ከምሓዱሽ እንተተመዝጊባስ እቱ ጄኖሳይድ ከመይ ይጸልዎ ?

  • @ZaidFitwi-bp3ql
    @ZaidFitwi-bp3ql 17 днів тому

    Debretsion's faction

  • @EeEe-r8x
    @EeEe-r8x 17 днів тому

    ፕ/ር ተጋግዩ ህወሓት ከም ሓዱሽ ምምዝጋብ ማለት ናይ ጦር ወንጀለኛ ነይሩ ከምብሓዱሽ ይመዝገብ ማለት እዩ ዝከውን

  • @semenawi8117
    @semenawi8117 17 днів тому

    ዘየለ ሙሁር እየ ባሃሊ ህውሓት ክተትፋኣ ዲዩ። ናይ ህዝቢ ትግራይ ታሪክ ክተትፍእ

  • @fkreayele3056
    @fkreayele3056 17 днів тому

    አሜሪካ ሕወሕት ካብ ጥፍአት ዲሒና ምስስ ሰምዔት ከይትኮን መግለፂ ዳግም ጀሚራ?

  • @estifanoskidane4650
    @estifanoskidane4650 17 днів тому

    ህውሓት ከምብሓድሽ ተመዝገብ ማለት ውዑል ፒሪቶርያ ምስራዝ ማለትዶ ኣይኮነን

  • @abrahaghebreslassie6517
    @abrahaghebreslassie6517 17 днів тому

    ምስ ዓቢ ኣሕመድ ዝግበር ስምምዕ ማይ ብምሔ ምቕዳሕ ማለት እዩ። እዚ ፕሮፌሰር ግን ብጣዕሚ የዋህ እዩ።
    እቲ ሽርሕ ብዓል ዓቢ ኣሕመድስ ፈ

  • @FarReaching-w8d
    @FarReaching-w8d 17 днів тому

    ዓፋፍ ፕሮፌሰር እሞ ናይ ሕወሓት ሰርትፍክየት ድዩ ካብ ስደት ከድሕኖ ደናቁር ምሁራን

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 17 днів тому

    እዙይ ጽቡቕ ምኽሪ ኣይኮነን ። ሓምሳ ዓመት ዝገበረ ውድብ ሓደ ዓመቱ እዩ ተባሂሉ ክምዝገብ? ንቲ ዓንተዎ እትዛረቦ ዝነበርካ ናይ ፕሪቶርያ ውዕል ትቃረኖ ኣለኻ ።

  • @RuftaTigraymedia
    @RuftaTigraymedia 17 днів тому

    ጌጋ እዩ በፍፁም ሕዊሓት ከም ብሓድሽ ምምዝጋበ ውርደት እዩ

    • @azmeragegziabher-yw1fe
      @azmeragegziabher-yw1fe 17 днів тому

      ሓወይ ውርደት ኣይኮነን ጉባኤ መስር ውድብ እዩ።ንህወሓት ብ1967 የካቲት 11 ኢና እንፈፈልጣን ኣብ ቃልሲ ዝተፀመርና።ኣትቸገር ።

  • @alexalemayohu3737
    @alexalemayohu3737 16 днів тому

    Dear prof. by accepting TPLF is founded over a year ago doesn’t TPLF had to give up everything TPLF owned business enterprises?

  • @FitsumbrehanAbraha
    @FitsumbrehanAbraha 16 днів тому

    No

  • @seifualemayehou8648ABC
    @seifualemayehou8648ABC 17 днів тому

    BILUM BAYLUM GENERAL TEFERA MAMO LESILTAN WIDIDIRU CANNIDATE NACHEW!!! SILEHONEM ASTARAQI KEMEHON QULICH YALEWIN CANDIDATINET YAWJU!!!

  • @actttig9753
    @actttig9753 17 днів тому

    እንታይ ዝብሉዎ ፕሮፌሰር ዳአ እዩ ? ኩሉ ተቐበሉ ዝብል?
    እሞ እቲ ዝተሰረሔ ስራሕቲውን ኩሉ ይደምሰስ ይፍረስ አብይውን ይፍረስ ምኽንያቱ ኢህአደግ ዘምፅኦ ስለዝኾነ ኩሉ ይደምሰስ ወዲሰብ እውን ናብቲ ቅድሚ 50 ዓመት ዝነበሮ ዕድመ ይመለስ ?

  • @kirosabbay6523
    @kirosabbay6523 16 днів тому

    ምክፍፋል ማለት እዙይ እዩ:: ጋዜጠኛ ማለት እቲ ሃደ ደጊፉ እቲ ሃደ ምንቀፍ ኣይግባእን:: ህዝቢ ንንባኣሉ ክናቆር ትቅስቅስ ኣለኻ ፕመስለኒ :: ኣነ ዝመስለኒ ክልቲኡ ጉጅለ ስህተት ገይሮም ኣለውሞ ኸልቲኦም ስህተቶ ኣሚኖም ናብ ሃደ ነጥቢ ክመፁ ክንዛረብ ኣለና ማለት እዩ:: ስለዙይ እትገብሮ ዘለኻ ከፋፈላይ ሃሣባት ስለዝመሰለኒ ቁሩብ መንጎኛ ብምኻን መቀራራቢ ሃሣብ እተሃብካ'ዶ ኣይሽን? :: ኣይመስለካ'ዶ?:: ክልቲኦም ናብ ሃደ ክመፁ ንፅኣር ምእንተ ህዝቢ ትግራይ ኢሎም ድንን ክብሉ ነገድድ::

  • @berhanedebesai62
    @berhanedebesai62 17 днів тому

    እሂን ሚሂን ኽባሀል ምስ ኢሂን ምሂን ክብል ዝደሊ እዩ:: እቲ ዘድሊ ሕወሓት ክሕል ህዛብ ክዉድብ ሰራዊት ክሕይል ከም ዉጽኢቱ እቲ ናይ ዉሽጢ ዕንቅፋት ክመክን እዩ::

  • @seifualemayehou8648ABC
    @seifualemayehou8648ABC 17 днів тому

    FANOWOCH BE AND HONEW INDAYTAGELU QIRQAR YEHONEW BALEDEBELOW ISKINDIR AMHARA BISHENEF MIN YITEQEMAL. IWNET LEMENAGER DEBELON MAN YILBES BIBAL MELSU Iskindir NEW!! DEBELO INDIH YAMIR NORWAL!?

  • @berhanedebesai62
    @berhanedebesai62 17 днів тому

    እዛ ኪድ ተዋጋእ ትብል: ሓንቲ መሰልካ ከይትሓትት ዝግበር ምፍርራሕ ምግብዕባ : ስቅ በል ዝብል መድሃሊ ሜላ: ጃጅካ ተዘነብካ: ዝበሉኻ ግበር: ተገዛእ እዩ እቲ መልእክቲ :: ዜሩ ዜሩ ህርመት ልቢ አቢይን ብጻቱን መሰልቱን ዘንጸባርቅ እዩ::

  • @berhanedebesai62
    @berhanedebesai62 17 днів тому

    እዚ ትብሎ ዘለካ ንባዕሉ ንበዓል አቢይ ፍናን ዝህብ ዘሻድን ንትግራይ አሉታዊ ትረኻ ዝሕይል እዩ ::

  • @Nunu-i1r
    @Nunu-i1r 17 днів тому

    If the Ethiopian Election Commission does not recognize TPLF, he has said they cannot or will not lead Tigray as a party.