#ሓጺር_ታሪኽ_ሂወት

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 9 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 11

  • @letinaabay6991
    @letinaabay6991 5 місяців тому

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ😢😢😢

  • @biniamtesfay4856
    @biniamtesfay4856 5 місяців тому +1

    ኣውራጃ ኣከለ ጉዛይ ሃየ ዓሌት ከኣ ረሲዕካላ፡ እባ ቀቢላ ውን ወስኸላ ። ንሓውና ናይ ብሓቂ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንቐታሊ ውን ናይ ብሓቂ ዘሕዝን ሂወት ኣሕሊፉ ዩ ሞ ናይ ንስሓ ዕድመ ይሃቦ። እንተ ኣንባቢ ግን ዓለትን እንዳን ክሳብ ትነግረና ክንጽበየካ ኢና

  • @YowhanesKahsay
    @YowhanesKahsay 5 місяців тому +2

    Awraja Akelguzey tegoze

  • @tsegaihayelom3621
    @tsegaihayelom3621 5 місяців тому +2

    እንታይ ዘክይድ ኣለኩም ኣብ ዳሶም ዘክይድ ?

  • @tekleabbrhane9529
    @tekleabbrhane9529 5 місяців тому +1

    belux hasabi menseye .

  • @YowhanesKahsay
    @YowhanesKahsay 5 місяців тому +1

    Ata Dekoro Nayme Adi delta Ab Sidet ktarg eka chenawi

  • @dl4055
    @dl4055 5 місяців тому

    Aye awrajawyan antum denaqur,alem abey betsiha ala nskum kea badi kthasbu,reshat hrrr belu ab sdet bleyu reshat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ezi eyu banderana

  • @tsegaihayelom3621
    @tsegaihayelom3621 5 місяців тому +1

    ኣታ እመ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኤርትራ እንበር ኣብ ኤሮጳ ኣይኮንን ዘሎ መስኪን።

  • @hadgu2562
    @hadgu2562 5 місяців тому +2

    ኣንቱም ቢዕሉጋት ቢሂወቱ ተጻውትኩምዶ ቢታሪኹ ቲጻወቱ ኣለኹም። ጂግና ወዲ ሓጎስ ኣብ ኪንዳይ ኪፍለሰራዊት ነሩ ? ኣብኪንደይ በርገድ ነሩ፧ ኣብኪንደይ ቦጦ ለኒ ነሩ? ኣብኪንደይ ኩናት ተሳቲፉ? ኪንደይ ጊዜ ተወጊኡ? ሓላፊነት ኣበደረጃ በጺሑ። ኢዚኹሉ የለን ኢዘን ሕቶታት ዘይተመለሰደኣ ኣየናይ ታርኹ ሕዝኩም ቀሪብኩም ሲቅ ዘይቲብሉ ታሪኽ ጀጋኑ ተባላሽዉ።

  • @YowhanesKahsay
    @YowhanesKahsay 5 місяців тому

    Nezi qomal Asnqwo kkkk

  • @senayeri433
    @senayeri433 5 місяців тому +2

    ጉጂለ ደናቑር፡
    ክንጸል ዝደሊ ጽቡቕ ጌሩ ዶብ ይስገር። እንተ ንሕና ብሃገርና እምበር ብኣረጊት ፖሎቲካ ኣውራጃ ዶ ወርዳ ዶ ምሳኹም ዘኺድ የብልናን። ከባቢና ኣይትውክሉዎን ኢኹም። ካብ ናብ ዞባ ደቡብ ናብ ትግራይ ትቐርቡ ኣይንፈልጠኩምን ኢና።
    ብወዲ ሓጎስ ኣይትሸቅጡ ቀተልቱ ንስኹም፡ ኣእወይቲ ንስኹም።