Lul Podcast - Episode -1 (ቅንኢ፣ ፍርሒ & ነብሰ ፍትወት)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 6 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 1,2 тис.

  • @GhhSd-p4t
    @GhhSd-p4t 3 місяці тому +163

    ሉለይ ሽኮር ኣነስ ክፈትዋ ከማይዶ ትፈትዉዋ እስኪ ላይክ ንሉል ትፈትዉዋ❤❤❤🎉

    • @bonetaibrahim4307
      @bonetaibrahim4307 3 місяці тому

      Tefeto endeya betami enber kea lek ende semester lule nat love you mearey

    • @kudusgezaei3299
      @kudusgezaei3299 3 місяці тому

      ኣነስ ኣይፈትዋን የፍቅራ ኢየ ❤

  • @elsatawolde1249
    @elsatawolde1249 3 місяці тому +22

    ብሓቂ ብልፅቲ እኪ ንሕና ተጋሩ ብጣዕሚ ንፈትወኪ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤🙏

  • @mesi4621
    @mesi4621 3 місяці тому +210

    ሉሊ ኣሸዳ ኣብ መቀለ ዋዓሊ ትብሉ ላይክ ግበሩ ክዕወት ተስፋ ይገብር

    • @desnetkbrom
      @desnetkbrom 3 місяці тому +4

      ብኽብሪ መተቀበልናያ ሉለይ ለባም❤

    • @مازنحامضي
      @مازنحامضي 3 місяці тому +3

      እንታይ ክትገብር ዋ ተጋሩ ረሰዕቲ ኢና ንባሃል እባ ሓቂ እዪ😢😢❤

    • @sasenegahi5973
      @sasenegahi5973 3 місяці тому +1

      Ask video sededley

    • @ሕጂኸናበይ
      @ሕጂኸናበይ 3 місяці тому +16

      ​@@مازنحامضيእንታይ ኮይና እያ አረ በጃኹምዝሓለፈ ይኣኽለና ህዝቢ ከም ህዝቢ ኣብ ቂምን ፅልእን ዝነብር የለን ኣብ ፅልኢ ንነብር እንተ ኮይንና ህዝብና እዩ ዝፀንት ሉሊ ደሞ ካብቶም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈፀመ ጆኖሳይድ ዝኮነኑዎን ዓገብ ዝበሉ ሰብ ሕልና ኤርትራዉያን ኣሕዋትና ሓንቲ እያ ስለዚ ንሳ ኤርትራዊት ስለ ዝኾነት ናብ ዓድና ክትመፅእ ኣይግበኣን ዩ ምባል ዐገብ

    • @ilove_you_ereyyyyy1997
      @ilove_you_ereyyyyy1997 3 місяці тому

      ​@@ሕጂኸናበይgeliom tegaru eko kab neti tekawamay neti degafay eyom zfetuwu meknyatu kab zhalyelom zktktom eyom zfetuwu

  • @kulbrfess631
    @kulbrfess631 3 місяці тому +13

    "ናትካ ሓጎስ ውሱን ኢዩ ኣብ ዓመት ፡ እንተድኣ ናይካልኦት ሓጎስ ዘሐጉሰካ ኮይኑ ግን ዓመት ምሉእ ክትሕጎስ ትክእል ኢካ" ዋው፡_፡____❤

  • @solomon2666
    @solomon2666 3 місяці тому +59

    ሉል አነ አድናቕኺ እየ በጃኺ ቐጽልዩ ብጣዕሚ ጽቡቕ አለኺ። ጸላዊት ስለ ዝኾንኺ ከምዚ ዓይነት ልቦና ንህዝብና የድልዮ አሎ 🙏🏿👍🏿👏🏿

  • @fhjjhyyu9639
    @fhjjhyyu9639 3 місяці тому +26

    ብጣዕሚ እና ንፈትወክን ነፍቅረክን የኔ ቆንጆ ሓፍትኪ ካብ ትግራይ❤❤❤❤❤

  • @merihaster
    @merihaster 3 місяці тому +80

    ኣፍ ክኽፈት ርአሲ ይኽፈት። ሉል ከም ስምኪ ኢኪ ሉል ብልጽቲ ተዋሲት ኢኪ ከምቶም ቀዳሞት ካብ ደጋዊ ጽባቀኺ ውሽጥኺ ይጽብቅ ደጋዊ ጽባቀ በላያይ አዩ ውሽጣዊ ጽባቀ ግን ምሳካ አዩ ንዘንት አለት ካብ ኩሉ ደስ ዘብል ምስ አግብሔር ዘለኪ ቅርበት አዩ መምህር ኢኪ 👸👸👸👌❤

    • @HeranKbrom-wf3ss
      @HeranKbrom-wf3ss 3 місяці тому +1

      ኣፍ እንት ክፍት ርእሲ ይምዘን እያ😂❤

  • @fevenfeven-dv7xc
    @fevenfeven-dv7xc 3 місяці тому +12

    ሉልዋይ ፅብቅቲ ዝተፈለየ ስነ ልቦና እዩ ዘለኪ ❤ኣሸንዳ ድማ መቐለ ከይድኪ ክተኽብሪዮ ተስፋ ገበር 😊ሶ ሰሰናዩ ናዓኺ Forom tigiray ❤

  • @gotisha
    @gotisha 3 місяці тому +17

    ናይ ሉል ኣንደበት ክሰምዕ ከለኹስ መፅሓፍ ዘንብብ ዘለኹ ኮይኑ ተሰሚዒኒ። ፅብቅቲ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ። እግዝአብሔር ኣብዚሑ ይባርኽኪ። 🎉🎉❤❤❤

  • @ናኤል
    @ናኤል 3 місяці тому +5

    ኣጆኺ ሉሊ እዞም ጽልኢ ድራሮም ህግደፋውያን ግዜ ኣይትሃብዮም ፍቕሪ ንዐኦም ቁስሊ እያ ንዓና ን በርጌድ ንሓመዱ ፍቕሪ ግን ስንቅና እዩ ፡ ቃልስና ምስ ኩሉ ጎረባብትና ብፍቕሪ ምክብባርን ኢና ክንሃንጻ ሃገርና ኤርትራ ሞ ንድሕሪት ዘይምባል ቀጽሊ ❤❤❤❤❤❤

  • @ጓልትግራይ-ወ4ጀ
    @ጓልትግራይ-ወ4ጀ 3 місяці тому +34

    ልሉይ አሸንዶባ መቐለ ዋዓሊ ፍትው እየ ዘብለኪ❤❤❤

  • @dahlakawel3380
    @dahlakawel3380 3 місяці тому +1

    Love you so much luli shkor btami ye zfetweki zednkeki❤❤❤

  • @kerkebedeley
    @kerkebedeley 3 місяці тому +51

    ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ From Mekelle ኣሸንዳ ክትመፅና ክንፅበ ኢና ❤

  • @weldehiwettsegu
    @weldehiwettsegu 3 місяці тому +6

    ርእሰ ምትእምማን ካብ ምልኣተ-ቅንዕናን ፍልጠትን💙💙💙⭐️⭐️⭐️
    ኩሉ ግዜ ዘድንቓን ብልቢ ዝፈትዋን ስነ-ጥበባዊት ሉል ⭐️💪
    ኣርኣያ ሕልናን ሓቅን ኣርኣያ ዕውትን ጻዕራምን ሰባት⭐️⭐️💙

  • @danielmekonen4426
    @danielmekonen4426 3 місяці тому +24

    ሉል ለባም ፍቅሪ ይንገስ ጽልኢ ይፍረስ💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @SirakISAAK
    @SirakISAAK 3 місяці тому +1

    Absolutely right thanks for sharing honestly ❤❤❤keep up

  • @rehoboth3127
    @rehoboth3127 3 місяці тому +4

    ሉል ብርኽቲ ልዕሊ ኩሉ በላሕ ንፍዕቲ ጋል ኢኺ ፡ ጸጋ ኣምላኽ በዚሒልኪ ኣእምሮኺ ዝተባረኸት ምዃንኪ ብጣዕሚ እየ ዘፍቅረኪ ❤❤❤❤

  • @selam_goitom_16
    @selam_goitom_16 2 місяці тому

    ሉል ጽብቅቲ ፍጥረት ከም ስማ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዮ፡ ኣዚኺ ብስልቲ ለባም ሰብ ኢኺ፡ እንቛዕ ኣርቲስት ኮንኪ ምክንያቱ ብዙሕ ሰብ ክትጸልዊ ትክእልሉ ሞያ ኢዩ። ኣብ ኩሉ ጉዕዞኺ እግዚኣብሔር ይሓግዝኪ ኣዒንቲ ልቦናኪ የብርሃልኪ፡ እታ መንበረ ጥበብ ዝኾነት ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ከኣ ትሓልወኪ።

  • @galweyenti8890
    @galweyenti8890 3 місяці тому +15

    አነ ትግራወይቲ እየ ምስቱ አብ ልዕሌና ዘጋጠመ ኩናት አብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዘለኒ ፅልኢት ንበይኑ እዩ ሐዚ ግን ከምን ሉል ብዓልቲ ሕልና ክትርኢ ከለካ ድማ ፅልእካ ይቅንስ ናይ ብሓቂ ሉል ሓፍተይ ስዕርክኒ ለካ ከምን ሉል ዝበላ ኤርትራውያን ጥዑያት ንፍቅሪ ዝዝምራ እውን አለዋ እየን ኢልካ ትሓስብ ብዝኮነ ሉለይ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ናይ ብሓቂ ዋዕሮ ብዓልቲ ሕልና ኢኪ ከም ስምኪ ሉል ኢኪ 🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️

  • @yadel-karneshim
    @yadel-karneshim 3 місяці тому +2

    ሉል መክሰብ❤🇪🇷

  • @DanayAbraham-z3r
    @DanayAbraham-z3r 3 місяці тому +17

    ጽቡቅ መደብ ኣርቲስት ሉል ንፍዕቲ ቀጽልዮ ኣብታ ፍርሒ ትብል ጽብቅቲ ኣርእስቲ ግና ሰብ ከይብለኒ ምባል ጽቡቅ ኮይኑ ይስምዓኒ እዚኣ ኣንብብያ እሞ መብርሂ ክጽበ እየ፥ ምሉእ ሰብ ዝበሃል ወይ ሰብ እዩ ዝበሃል መን እዩ? ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ዝራእናዮ ሰብ ማለት ንስግኡን መንፈሱን ኣሰማሚዑ ዝኸይድ ሰብ ካብ ኮነ መለክዒ ምሉእ ሰብ እንታይ እዩ? ሰብ ናይ ሓባር መጸውዒ ኮይኑ ኣብ ሰብ ቦታ ሰብኣይ፡ ሰበይቲ፡ ጓል፡ ወዲ፡ ህጻናት፡ ኣለው። እዞም ኩሎም ክጽውዑ ከለው ሰብ ወይ ሰባት ይበሃሉ። ከምኡ ድማ ኤርትራውያን ሰባት፡ ሱዳናውያን ሰባት፡ ኣሜሪካውያን ሰባት፡ እንጊሊዛውያን ሰባት፡-- ወዘተ ቀያሕቲ ሰባት፡ ጸለምቲ ሰባት፡ ቀጠንቲ ሰባት፡ ገዘፍቲ ሰባት፡ ምሁራት ሰባት፡ ዘይተማህሩ ሰባት፡ ሃብታማት ሰባት፡ ድካታት ሰባት፡ ኣለው። እዞም ኩሎም ክንጽውዖም ከለና ሰባት ኢና ንብሎም። ምሉእ ሰባት ንብሎም ከመይ እዮም ከም መለክዒ ኣነ ምሉእ ሰብ ዝብሎ እዞም ዝስዕቡ ሰለስተ ነገራት ምስ ዘማልኡ እዮም ምሉኣት ሰባት ዝበሃሉ። 1- ንሰብ ሰብ ዘብሎ ዓለም ለኻዊ ኣተሓሳስባ ዘለዎ ምስ ዝኸውን እዩ፥ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሰብ ኣብ ካናዳ ዘሎ ሰብ ኣብ ቻይና ዘሎ ሰብ ኣብ ዓለም ዘሎ ሰብ ኩሉ ንዓና ይመስል እንታይ ስለዝኾንና ምስ ንብል? ሰባት ስለዝኾንና እዩ እቲ መልሲ። ስለዚ ኣፍሪቃዊ ይኩን ኣውሮጳዊ ሰብ ምዃኑ ክንኣምን ኣለና። ነዚ እንተዘይፈሊጥና ኣብዚ ዓለም ክንነብር ኣይንኽእልን ኢና። ሓደ ናይ ግሪኽ ፈላስፋ ኣብ ዝኸዶ ቦታ ንዝረኸቦ ሰብ ሰላም ይብል ነይሩ። ንዑ ዝረኣዩ ሰባት ኣበይ ትፈልጦም ነዞም ኩሎም ሰባት ሰላም ትብሎም እንተበልዎ እዋእ ሰባት እንድዮም ከመይ ዘይፈልጦም ኢልዎም ይበሃል። እቲ ቀዳማይ መለኽዒ ናይ ምሉእ ሰብ ንሰብ ዝፈቱ እዩ። ናይ ኣምላክ ካብቲ ብዙሕ መጸውዒ ስሙ ሓደ መፍቀሬ ሰብእ ንሰባት ዝፈቱ (ዘፍቅር) ይበሃል። ፈተወ ወይ ኣፍቀረ ዝብል ግሲ ንሰብን ንእግዚኣብሔር ጥራሕ እዩ ዝምልከት ንከልቢ ይፈቱ ፡ ድሙ ይፈቱ ኣይበሃልን እዩ። ገለ ገለ ሰባት ኣብ ገዝኡ ዘላ ጸሓይ ዝኮነት ሰበይቱ ኣጸልሚቱ ምሸት ምሸት ንከዋኽብትን ንወርሕን ከድንቅ ዝወጽእ ኣሎ፡ ንሰበይቱ ኣጉህዩ ንወርሒ ብነገራት ክድነቕ ንደገ ይወጽእ ሰብኣይ ከድንቅ ከፍቅር ዝግብኦ ንሰበይቱ እዩ። ሰበይቲ ንሰብኣያ ኣብ ክንዲ ተድንቅን ተፍቅርን ንፍዮሪ ንነገራት ተድንቅ እዋ ንሰብኣይኪ ከተድንቒ እዃ ግድን ደራፋይ፡ ወይ ተዋስኣይ፡ ወይ ድማ ፍሉጥ ሰብ ክኸውን ኣይግደድን እዩ። ሰብኣይኪ ጥራሕ ብምዃኑ ክተድንቅዮ ክተፍቅርዮ ይግብኣኪ እዩ። ወይ ሰብኡት ንገዛኩም ክትኣትው ከለኩም ኣቲ ዲኩም ትብሉ ዋላስ ሓቂፍኩም ኢኩም ትስዕምዋ ወይ ሰበይቲ ንሰብኣይኪ ካብ ስራሕ ክኣቱ ከሎ ስዒምኪ ዲኪ ትቅበልዮ ዋላስ መጺካ ዲካ ኢኪ ትብልዮ በጃኩም በጃኩም ክንፋቀር ኣለና ኣብ እንዳሻሂ ንዝረከብናዮ ወይ ንዝረከብናያ ኣድናቂኪ/ካ ኢልና'ዶ ክንስዕሞም ንውዕል የለናን ዲና ንምንታይ ኢና ኣብ ኣንስትና ሰብኡትና ከምኡ ዘይንኸውን፡ ብዙሕ ሓዳር ዝፈርስ ብዘይ ምፍቃር ብዘይ ምኽብባር ብዘይ ምድንናቅ እዩ። እቲ ቀዳማይ ናይ ምሉእ ሰብ መለክዒ ንደቂ ሰባት ምስ ትፈትው እዩ። ስለዚ ይፈትወካ እየ ዝበሃል ንኣምላክን ንሰብን እዩ ንድሙ ይፈትዋ ኣይበሃልን እዩ። ፍዮሪ ይፈቱ እንተኢልኻ መልሓስካ ምለሶ ፍዮሪ ትበሃል ጓል ይፈቱ እዩ ዝበሃል። ስለዚ እቲ ቀዳማይ ናይ ምሉእ ሰብ መለክዒ ዓለም ለኻዊ ኮንካ ንደቂ ሰባት ምፍቃር እዩ። 2- ንሰብ ሰብ ዘብሎ ከም ዜግነት ኤርትራዊ ምዃኑ እዩ፥ ንኤርትራ ምፍታው ሃገርካ ምፍታው ኣብ ላዕሊ ሰብ ማለት ኢልና ክንዝርዝር ከለና ቀይሕ፡ ጸሊም፡ሃብታም፡ ድኻ ኢልና ኔርና ኤርትራ ክንብል ከለና ብጥቅሉል መጸውዒ እዩ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብዙሕ ነገራት ኣሎ። ክርስትና፡ ምስልምና፡ ካቶሊክ፡ ---- ከምኡ ድማ ብሌን፡ ናራ፡ ትግርኛ፡ ትግረ፡ ኩናማ---ከምኡ'ውን ሰራየ፡ ኣኮሎጉዛይ፡ ሓማሴን፡ ሰንሒት፡ --- ዝኣመሰሉ ኩሎም ክጽውዑ ከለው ግና ኤርትራውያን ይበሃሉ። ስለዚ ከም ዜግነት ኤርትራውነቱ ዝፈቱ ኽኸውን ኣለዎ። ሃገርካ ገዛውትኻ ክትፈቱ ኣለኻ ንምንታይ ንንፈትዎ ነገር ኣይንብድሎን ኢና (ኣይነበላሽዎን) ኢና። ሃገሩ፡ ዞብኡ፡ ገዛውቱ፡ ኤርትራውነቱ ዝፈቱ ሰብ ምስ ኩሉ ተፋቂሩ ተሰማሚዑ ክነብር ይኽእል እዩ። ስለዚ እቲ ካልኣይ ከም ዜጋ ኤርትራውነቱ ዝፈቱ ሰብ ምሉእ ሰብ ይበሃል። 3- ንሰብ ሰብ ዘብሎ ከም ኣማኒ ሰማያዊ ኣተሓሳስባ ምስ ዝህልዎ እዩ፥ ሰብ ክርስትያን ይኹን ኣስላማይ ይኹን ኣብ ዝኣመነ ይእመን ኣተሓሳስብኡ ግና ሰማያዊ ኽከውን ኣለዎ። ንምንታይ ሃገርና ኣብ ሰማያት እዩ ገለ ገለ ሰባት ኣንታ ሓማሴን፡ ሰራየ፡ ኣኮሎጉዛይ፡ ሰንሒት፡ ተበሃሂሎም ይበኣሱ እዮም። በጃኻትኩም እዚ መጻንሒኹም እዩ ገዛኩም መንበሪኩም ሰማያዊ ቤት እዩ በልዎም። ኣብ ገዛ ክራይ ከምዘለው ክፈልጡ ኣለዎም። ሃገርና ሰማያዊት ምስ ኣተካ ምውጻእ ዘይብላ ምስ ረከብካ ምስኣን ዘይብላ ሃገር እያ ዘላትና። ስለዚ ንሰብ ምሉእ ሰብ ዘብሎ ከም ኣማኒ ሰማያዊ ምስ ዝኸውን እዩ። ኣብ ዝሓለፈ ምስ ሓተትኩ ኩሉ ሰብ ፍርሃት ኣምላክ ዘለዎ ይቅረ ዝብልን ዝቅበልን ትሕትና ዘለዎ ኢልኩም ኔርኩም እሞ እዚ ሓሳብ ኣብ ሰማያዊ ኣተሓሳስባ ከም ዘሎ ክሕብረኩም ይፈቱ። ንምንታይ ሰማያዊ ኣተሓሳስባ ዘለዎ ሰብ ኩሉ እቲ ብዝርዝር ዝገለጽኩሞ ኣብኡ እትው እዩ። ንሰብ ምሉእ ሰብ ዘብሎ ቀዳማይ ከም ሰብ ዓለምለኻዊ ኣፍቃሪ ኽከውን ኣለዎ፡ ካልኣይ ከም ዜግነት ኤርትራዊ ኽኸውን ኣለዎ፡ ሳልሳይ ከም ኣማኒ ሰማያዊ ኽከውን ኣለዎ። ኩላትና ምሉእ ሰብ ዲና ኣይኮናን ንነብስና ንሕተት ምሉእ ሰብ እንተዂና ሰናይ ቀጽልዎ እንተዘይዂንና ድማ ካብ ሎሚ ምሉኣት ሰባት ኽንከውን ንተንስእ ንንቃሕ ትብለኩም ወለዶይ ኣብ ፍጻሜ። ወድሓንኩም እዚ ሓሳብ ጽቡቅ እዩ ኢልኩም እንተሓሲብኩም ሰብ ይቅይር እዩ እንተኢልኩም፡ ንትፈትውዎም ሰባት share share share ሼር ግበርዎ እዚ'ውን ናብቲ መለክዒ ምሉእ ሰባት ሰባት ክቅየሩ ንስደደሎም ብሩክ ምሸት። like ሓሳብኩም ኣብ ሳንዱቅ ርእይቶ(comment)ቦታ ክተቐምጡ ብትሕትና ይሓትት። share ኣይተውሕዱ።
    By Danay (Figo)

    • @RobelOkubay-x5e
      @RobelOkubay-x5e 3 місяці тому

      መሃሪ ከምዙይ ዝጽሕፍ ሰብ ክተባባ ጥራይ እዩ ዘለዎ፡ ኣብ 5 ደቂቕ ክንድዚ እንተ ጺሕፍካ ኣብ ወርሕ ድማ ሓደ መጽሓፍ ማለት እዩ፡ ስለዚ ቀጽሎ እየ ዝብለካ ጽቡቅ ጽሕፈት።

  • @vhbh3532
    @vhbh3532 3 місяці тому +2

    ተባዕ ኣሸንዳ ትግራይ ክወስደኪ እየ ባዕለይ❤

  • @tuemzghimezgebo6566
    @tuemzghimezgebo6566 3 місяці тому +21

    ከምዚ ዓይነት ጥዕና ዘለዎ ኣታሓሳስባ ዩ ንህዝብና ዘድልዮ። ካብ ትምክሕቲ ፈከራ ብድዐ ወጺኡ ገስጋሲ ዝኮነ ኣታሓሳስባ ክህልዎ ዩ ትምኒተይ። ከማኺ ዝበላ የብዝሓልና።

  • @GhZv-zq5ds
    @GhZv-zq5ds 3 місяці тому +9

    ልባም መስተውዐልት ዛ ሓፍተይ ብጣዕሚ ዘድንቐክ ካብ ሕሉፍ ኹሉ ሓደ ሓደ ነገራት ይሪእ ፀንሐ ናቲክ ነገራት ብጣዕሚ እኽ ብልፅቲ ብሓቂ በዚ ዘለኽዮ ኻኣ ቐፅሊ ቅንዕና ዘለኪ ሰብ እኽ ዛሓፍተይ አድናቕቲክ የ ወለላይ ካብ ራያ ትግራይ❤

  • @በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs
    @በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs 3 місяці тому +8

    Wowow 💎 ከም ሸማ ሉል ዶንጊኺ ኸማን ብዓልትሒ ሕልና ክንደይ ምድረ ፈራ ኸማን ከፊቶም በርትዒ ቀጽሊ ኣብ TikTok share ክብላ እየ ሰበይ i’m proud of you, sis. Good luck. you anytime. God bless you.🙏✨👍

  • @DanielBrhane-li4tf
    @DanielBrhane-li4tf 3 місяці тому +2

    ምናልባት ንዘይተምህረ ከተናግሪ ትክእሊ ሉል ዘርባኪ ናበይ ገፁ እዩ ተረዲእናኪ አለና

    • @lultedros
      @lultedros  3 місяці тому

      Do something about it then , And get out of my page , it's only n tiuuy riesi zelewo seb

  • @የንጉስክርስቶስልጅነኝ
    @የንጉስክርስቶስልጅነኝ 3 місяці тому +4

    የኔ ቆንጆ ዩቶብ ዘለኪ ዘይመስለኒ ነይሩ ሎመዓንቲ በዛ ቪድዮ እየ ጀሚረዮ ዘለኩ ሶ ቃፅልሉ ክብለኪ ይደሊ በዚ ዝረበና ፃኒሕት እና ከምዚ ሓሳባት በይንኪ ተኮንኪለ ፅቡቅ ዘሎ እግዚአብሔር ይሓግዝኪ
    እና ሪኢቶ ደሞ ከቀምጠልኪ ያዉ ፅቡቅ ሰራሕካ ሕማቅ ሪኢቶ ኣሎ እዩ እና ኣብቲ ናይ ሰብ ሓጐስ ብሓቂ እግዚኣብሔር ይሓግዘና ንቅፅለሉ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለካ ኣነም ከምኡ ሓሳብኪ ትትገልፅለኪ ከምዚ ናተይ ሓሳብ ዝገለፅኪ መሲሉ ተሰሚዑኒ ❤
    ካብኡ ግን ሉለይ ሓንቲ ነገር ከቸግረኪ ግን ምስ እዙ ኩሉ ዉሽጣዉን ደጋዉን ፅባቄኪ ኣካዳድና ንኡሽተይ ክፍተት ኣላሞ ትክደንዮም ክዳዉንቲ ኣጥዋትኪ ይኩን ሸለፍኪ ዝሽፍኑ ክኮኑ ኣለዎም ልክዕ ከምታ ነፃነትኪ ክትግፈፊ እትፈርሕያ ነታ ነብስኪም ከምኣ ሸፍንያ ከምኡ ድማ ንወለደይ ከየፅርፍ ዝበልክያ ከምኣ ንነብስክም ሓልዉያ መዓረይ❤
    ካብ ሓልዮት እዩ ከምቲ ዝበልክዮ ዓሚ ኣብ እንተርቪዉ ሪአያ ታቪድዮ ሓሳብኪ ወርቂ ነይሩ ኣጥዋትኪ ግን ማራ ተካፊቱ ስለዚ ኣካዳድና ሓደራ ብሰማይ ሓደራ ብምድሪ ክብለኪ ይደሊ
    ካብኡ ኣብ ኩሉ ጐበዝ ኢኪ ቃፅልሉ በተለይ ኣብ ዉግእ ዝገለፅክዮለ ❤
    ንኩሉ ዓለም ምሕረትን ሰላም የዉርደልና ከም ትምኒትኪ ጋለይ
    ሓሳበይ እየ ሂበ ሰላም መዓልቲ❤

  • @hiwetkidane9833
    @hiwetkidane9833 3 місяці тому +1

    Wawwwww Luley egziabiher ybarki btaemi jigna eki ❤❤❤❤❤❤❤

  • @selamkibrom7272
    @selamkibrom7272 3 місяці тому +12

    I just love what she said, specially when she said celebrating other people’s successes till it is your turn ❤❤❤❤❤

  • @ltsokay-t5t
    @ltsokay-t5t 3 місяці тому +4

    ናይ በሓቂ ናይ ቡሉጻት ብልጽቲ ሉለይ ❤ ከማክስ ይብዙሑ 💙👌 ናይ ስነጥበባዊ ባህርያት ብሙሉእ ኣንጸባሪቅክዮ

  • @mitslalokubay8296
    @mitslalokubay8296 3 місяці тому +9

    Bzuh aytmexien ab media,kitmexi keleki gin it’s worth it ,blxti eki …keep going,I’m so proud of you girl❤

  • @AmhaGebru
    @AmhaGebru 17 днів тому

    ብጣዕሚ ንፍዕቲ ሉል

  • @tigrignapost
    @tigrignapost 3 місяці тому +33

    ዉሕድ ዝበሉ እኳ ከይኮኑስ ብዙሓት ገለገለ ደቂ ዓድና ስነጥበባዉያን ልቦና ዝገዶሎም ፈጺሞም ካብ ሓቂ ዝርሓቁ፣ ኣብ ምስሉዪነት ዝነብሩ፣ ሉል ወናኒት ልቦና፣ ናይ ሓቂ ስነ-ጥበባዊት ምህላዉኪ ተስፋ ገሬ ። እምበር ኣጉህዮምና ኔሮም እዞም ስነቅንጥብጣብ ጥበብ ዘይብሎም።

    • @Erilove-1962
      @Erilove-1962 3 місяці тому

      Suk bel mehayem kulom nenatom xbaqe alewom lekbat

    • @tigrignapost
      @tigrignapost 3 місяці тому +2

      ​@@Erilove-1962መቸም ዓለም ምልእቲ ኤርትራ ኮይና ኢያ ትስምዓኩም ምሽ 😂 ትም በል ትብለኒ ኣለኻ ኣንታ ዑኑድ! ትም ኣይክብልን'የ ።

    • @Erilove-1962
      @Erilove-1962 3 місяці тому

      @@tigrignapostentay eyu nkaliot enda aneaska nkalie haf mbal donqoro entay slezgberet eka sine tibebawian eritra down thebrom temhar mehayem kulom bluxat eyom nana nayzia mexexe lbika aytnkfen eyu ,zeynska memsal eti zkefie eyu

    • @ሕጂኸናበይ
      @ሕጂኸናበይ 3 місяці тому +1

      ኣስሒቅኻኒ መልስኻ ደመይ😂😂​@@tigrignapost

    • @rehasetkibreab-o6z
      @rehasetkibreab-o6z 3 місяці тому +1

      So smart luley kxlyo xbuk medeb

  • @Danait-45
    @Danait-45 3 місяці тому

    Continue lul shkor Nezen nashtu generation ahwatki kemezi gerki hasabat kthbna keleki yebena nmharelu ena kexlyu bzbelexen zabeyen ktmexna tesfa ygebr.

  • @tsegayweldeghebriel7461
    @tsegayweldeghebriel7461 3 місяці тому +4

    ሉሊ ለባም ምኻንኪ ኣብቲ ኢንተርቪዉ ዝገበርክላ ኣትሒዘ ኢየ ደስ ኢልኒ ኢየ ዝካታተለኪ .ዕድመን ጥዕናን ኣብ ኣሳልጦ ሙሉእ ዓወት ይምነየልኪ.

  • @BurhanBurhan-v8x
    @BurhanBurhan-v8x 3 місяці тому +2

    ሉሊዋይ ኣሸንዳ ባ መቐለ ወዓል ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤ ታይ ደስ ምበለና ነዩሩ ከምታ ኣብታ ፅብብ ግዜ ብፀላእት ትወሪና ኣብ ጎኒ እሕዋትኽ ዝኾኒኽና ሕጅዉ ምስ እሕዋትኽ መቐለ ሸነን ተትብል ደስ ምበለና ❤❤❤❤ዝያዳይ

  • @tesfaygush4362
    @tesfaygush4362 3 місяці тому +3

    ብጣዕሚ ብልጽቲ ጎልና ቀጺልዮ ደስ ዝብል ትምህርቲ ❤❤❤

  • @afewerkitekle7274
    @afewerkitekle7274 Місяць тому

    I love and agree with every single word that’s come from your mouth and I recommended to read the daily stoic book.and thank you for your service

  • @tuemzgitekie
    @tuemzgitekie 3 місяці тому +17

    ሓሳብ ቁዱስ ንስኪ ውቅያኖስ ጌና ምስልኪ ዝንበብ ብሉጽ ራኢ ዎሎደታት ሰላምን ፍቅርን ኢኺ ሞ ከማኪ የብዛሓልና ቀጽልዮ ኣጆኪ አብ ጎልድንኪ ኣለና

  • @hulufalem5572
    @hulufalem5572 3 місяці тому +2

    Thanks luli haftey I’m proud of you 🥰🙏🙏🥰 continue 💐

  • @mesi4621
    @mesi4621 3 місяці тому +6

    ሉልየይ ተጋሩን ኤርትራዊያንን ኮንኩም ሙፁና እቲ እዝቢ ለ ክማሃር ሓደ ህዝቢ ምካኑ ክኣምን ፍቅሪ ክሰፍር

    • @Erey647-l9p
      @Erey647-l9p 3 місяці тому +1

      Tay amxeo metehewuwas tegarun eritrawuyan entay zrakeb alena diyu wuginey

  • @EyerusTsegay-yz7wt
    @EyerusTsegay-yz7wt 3 місяці тому +2

    ካብ ልበይ ዝመንጨየ ልዑል ደረጃ ክትበፅሒ ተመንየልኪ ተዓዲልኪ ሂወትኪ ብኣወንታዊ ጥራሕ ሰለ ትጋዓዚ ናይ ሕልና ሰብ እግዚኣብሄር ኣብ ዝላዓለ ደረጃ የብፅሕኪ ሉል ሓፍተይ❤❤❤

  • @ርቺፈቃርጋልጉሎምካዳ
    @ርቺፈቃርጋልጉሎምካዳ 3 місяці тому +19

    ሉለይ ስነጥበብ ንዓኪ እያ ትመስል 💙👸

  • @YoduSweet
    @YoduSweet 3 місяці тому

    ሉለይ ጸብቅቲ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኪ❤❤❤

  • @raenapharma8506
    @raenapharma8506 3 місяці тому +8

    Am not a fun of such shows and I don't have much time even sincerely speaking but you are so UNIQUE from the habesha artists have seen so far.

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 3 місяці тому +2

    ሉለይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ብቃደምነት ሃገርኪ ክትፈቲ ግድን እዩ ናትኪ አኽቢርኪ ኢይኺ ካልእ ክተኽበሪ ዘለኪ መንገድኺ ቅኑዕ እዩ አሸንዳ አብ ትግራይ ክተሕልፊ ንላቦ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @teamemedia
    @teamemedia 3 місяці тому +20

    ሉሊ ስነጥበበኛ ብዘለዎ ዓቢ ዝናን ስምን ተጠቂሙ ኣብ ቅርጺ ናይ ሓደ ሕብረት ሰብ ንምትሓዝ ዝላዓለ ታራ ስለ ዘለዎ: እቲ ስነ ጥበብ ክሓቶ ዝኽእል መስዋእቲ ንኽትከፍሉ ድልዋት ክትኮኑ ኣለኩም።ንስኺ ኣብዘን ዝሓለፈ ዓመታት ዘርኣኽዮ ትብዓት ድማ ሓደ ካብኡ ኢዩሞ ብልቢ ኢና ነድንቀኪ።Just we love you luli

  • @ክብሪ-ኣብእንድርያስጉብሳ

    ፍትውውውውውው ኢና ነብለኪ ሉለይ ሕልናዊት♥️♥️♥️ ኣይትደንጉይና ኢኺ ግን ምልስ ምልስ በልና ሉለይ፡ ምስ ጻዕቂ ግዜኺ ኣጻቢብኪ ዝኣኽለኺ እንተዳኣ ኾይኑ ብዉሑዱ ኣብ ሰሙን ሓንቲ ቀዋሚት ማዓልቲ ግበርልና። We love u Luley♥️♥️♥️♥️

  • @ove6164
    @ove6164 3 місяці тому +8

    እንካዕ ብሰላም መጻኪ ሉለይ
    ሰናይ ምጅማር ክገብረልኪ እንዳተመነኩ እዛ መደብኪ በይንኪ ትትቅጽልያ ይብል፡ ተወሳኪ ሓሳብ እንተደልኪ ካብ መጽሓፍትን ካልእን ሓበሬታ ብምእካብ ብዝግባእ ክትዋጽእዮ ኢኪ ኢለ እየ ዝኣምን። ካብ መሰረቱ'ውን ንስኪ ክትምልስዮ ዘይትክእሊ ካልኦት መሳርሕትኪ ክምልስዎ'ዮም ዝብል እምነት ስለ ዘይብለይ 'የ። እንተመለስዎ 'ውን ንስለ ዘረባ እንበር ብተግባር 0 ሙካኖም ንፈልጦም ኢና። ካብ ተዋሳእቲ ወጻኢ ካልኦት ቡሉጻት ትብልዮም ኣጋይሽ ተዓዲምክልና ግን ደስ ይብለኒ። ደጊመ ሰናይ ዕድል😍

  • @helhel8960
    @helhel8960 3 місяці тому

    Luli shikor betami eye zeftweki kemzitat podcast kulu geze tetmtselna tsebuk neru befaly ab womans zetkore tezkwen yebel Ane bejaki keytetfi kemaki zeamsla dekianstyo yedlyana eyen abzi natna community so i love you so much luli keep shinning❤

  • @bereketkahsay3787
    @bereketkahsay3787 3 місяці тому +15

    Openmind eiki shekorina. ብጣዕሚ ኢኺ ጎበዝ።be positiv 💋

  • @akberetgebremariam7919
    @akberetgebremariam7919 3 місяці тому +1

    Well done luli, you have no idea how much it helps everything you said.
    We are looking forward to see the next amazing work of yours with much love and respect ❤

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 3 місяці тому +6

    ኣብ እምነትኪ ኣብ ስድራኪ ምስ ሰብ ዘለኪ ፍቅሪ ትሕትና ትፍለዪ ኢኪ ቀፅልሉ ሉለይ ንፍዕቲ❤
    ብሓቂ ኢልኪ ፅልኢ ኩናት ንፖለቲከኛታት እምበር ንህዝቢ ምንም ዝተጠቀሞ የለን እኳ ድኣስ ህፃውንቲ ደቆም ኣሰዊኦም ብክልቲኡ ህዝቢ ኣብ ሓዘን ይነብር ኣሎ😢
    ከምዚ ከማኪ የብዘሐልና
    ኣነ ብወገነይ ከምዛ ንዓደይ ሰላም ዝምነ ንማንም ሃገር እውን ሰላም እየ ዝምነ እግዚአብሔር ኣምላኽ ሰላም የውርደልና ንኩሉ ህዝቢ ዓለም

  • @meraftesfahannes1978
    @meraftesfahannes1978 3 місяці тому

    Bravo Luli ኣጆኪ ብሉጽ ሓሳብ ኣለኪ ትሓሰብዮ ነገር ንጹባሕ ኢልኪ ኣይተቀምጢ
    ምክንያቱ ንጹባሕ ዝተቀመጠ ንድሕሪ ጽባሕ እያ ትቅመጥ
    started today continuen tomorrow ❤❤❤

  • @DahlakAndemariam-u5p
    @DahlakAndemariam-u5p 3 місяці тому +20

    You are a role model for alot of women’s keep it up luliye ❤

  • @kishinemama7387
    @kishinemama7387 3 місяці тому

    ለባም ከማኪ ለባም የብዛሕልና ህዝብን ህዝብን ባእስይ. የቡሉን ኣምላኽ ዘመንኪ ይባርኽ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾✅✅✅

  • @hiritymehari9071
    @hiritymehari9071 3 місяці тому +4

    ሉለይ ብጣዕሚ ካብ መጠን ንላዕሊ ጽቡቅ ሓሳብ ጽቡቅ ኣገላልጻ የቀንየልና ቀጺለ ኣብዚ ጋሻ ዓዲመ ክመጽእ ዝበልክዮ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ኣብ ገለ ግን ንበይንኺ ከምዚ ዘቅረብክዮ ክትመጺ ይላበወኪ።😘😘

  • @JesusisLave
    @JesusisLave 3 місяці тому

    ሉለይ ናተይ ድምቅቲ ሓፍቲ ሞዴለይ ብጣዕሚ እየ ፍትው ኣድንቅ ኣክብር ዘብለኪ ሓፍትኪ ጓል ትግራይ🎉❤ ❤❤❤

  • @gezanatv9121
    @gezanatv9121 3 місяці тому +13

    You are so smart and amazing ma best young Eritrean Artist❤. Keep shining🎉

  • @zebibest7362
    @zebibest7362 3 місяці тому

    ኣብዛ podcast, ብኸፊል ነብሰይ ረኺበያ ሉለይ ሽኮር please don’t quit ❤❤❤❤ love you so so much

  • @Acnt12
    @Acnt12 3 місяці тому +11

    Let’s support this beautiful lady ❤

  • @AbedomWeldab-fi1jv
    @AbedomWeldab-fi1jv 3 місяці тому

    ናይብሓቂ ቡሉጽ ሓሳብ ሉል ❤❤❤

  • @EmbabaBeloved-si3lo
    @EmbabaBeloved-si3lo 3 місяці тому +9

    My all time fov girl
    Talented ,Smart ,humble ,
    Lul Tedros Eyob lv u ♾️My 👸

  • @tekieanday2113
    @tekieanday2113 3 місяці тому +1

    Beautiful soul ❤️, so inspiring and amazing content in the topics you raised. You're speaking just like my heart speaking to my inner self. I wish I had a sister like you, but I am also happy you are a sister to all of us, Eritreans. It's even better to have you as my Eritrean sister because you can be a sister to many other Eritreans as well. Lul you are really a Pearl like your name. A jewel in did😍

  • @Samry859
    @Samry859 3 місяці тому +6

    Am proud of you Luleyyy ❤ keep shining gorgeous 🌅❤️❤️❤️. You are hero and independent girl our country needs more like you. With much love ❤❤❤❤❤

  • @danielghebre4511
    @danielghebre4511 3 місяці тому

    ርእሰ ተኣማነንት ብኮንፊደንስ ዝሕሱው ዝሰርቁ ዘታልሉ ዘይንሶም ዝመስሉ ሰባት ኣለው ። ንገዛእ ርእሶም ልዕል ግምት ሰለ ዘለዋም እዮም ኣብ ልቦና ዝጓደሎ ርእሰ ተኣማነነት ዕንውት እዩ እቲ ዕንወት ንነብሶም ንኣብ ከባቢኦም ዘለው ኣኺሉ ይተረፍ
    ንርእስ ምእማን ምስ ኣተሓሳስባ ማለት ምስ ልብኻን ርእስኻ ምስ ተሰማማዕካ ባዕሉ ዝብርቅርቅ ውሽጣዊ ጽባቀ እዩ ሕልናዊ ዕግበት መጀመርታ ጥዕይ ሰለ ልቦና ንህነጽ ❤❤❤ ቀጽልዮ ጅግና

  • @eriafro-jn5gz
    @eriafro-jn5gz 3 місяці тому +13

    ኣርቲስት ማለት ከምዚ ከማኪ ሓላፍነታዊ ራኢ ዎሎዶታት ዝሓስብ ኣብ ክንዲ ብነብሱ ዛሓስብ ብኦደኒስ ናቱ ዝሓስብን እዩ ሞ ውድእቲ ኢኪ ልዱ ሽኮር ሶ ፍትትትትትውውውው❤❤❤

  • @berhanemedhanie9583
    @berhanemedhanie9583 3 місяці тому

    ተባረኺ ዓባይ ሰብ ጽቡቕ ትሕዝቲ 🎉

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 3 місяці тому +31

    Plz ayttfei bzuh fetawi aleki❤️❤️❤️

  • @josig2315
    @josig2315 3 місяці тому

    Part1, Dear Lul, I've been following you on Facebook for a few months now, and I recently came across your UA-cam channel where you were remaking my favorite songs. What really impressed me was your 35-minute video where you shared your insightful thoughts. I truly believe that you have the potential to become a true influencer in this space. Josi

  • @AbelShmendi-pn9sk
    @AbelShmendi-pn9sk 3 місяці тому +5

    Nay alem mulue kef kithibni maet eki atahasasbaki sayyy lulley xubukuti blessed

  • @hanibalsolomon1053
    @hanibalsolomon1053 3 місяці тому

    ዋው ማራ ዓጊበልኪ ሉሊ ሓፍተይ ንሰብ ከይብድል ብምባልኪ።ንስኺ ብልጽቲ ኢኺ ከማኺ የብዘሓልና ፈጣሪ።❤

  • @user-sj2wn8pn7m
    @user-sj2wn8pn7m 3 місяці тому +4

    ሰብ ኣብዝተሳኣነሉ እዋን ሰብ ኮይንካ ምርካብ ብሓቂ ትዕድልቲ እዩ ንሰብ ብሰብነቱ ጥራሕ ትመዝንዮ ዓባይ ሰብ ኢኺ ❤ ባሓቂ ሰብ ❤ ሰብ ረኺብና ሰብ ------ "ሰብ ረኺበ" እትብል ደርፊ ጋቢዘኪ ኣለኹ ።

  • @ሐሩ
    @ሐሩ 3 місяці тому +1

    Lul kem libey 💙 athasasibaki mesti eyu bfilay abti nay mewdata zbelkiyo selam hizbi tgrayn Eritrean yedlyena eyu 🙏

  • @feruzsolomon3814
    @feruzsolomon3814 3 місяці тому +3

    ኣዛራርባክን ኣገላልጻክን ብጣዕሚ ብስለት ዝመሎኦ እዚ ካኣ ካብተንብብዮ መጽሓፍቲ ከምዝኮነ ካብዘረባኪ ኣስተብሂለ ናይ ዶክተር ማይልስ መጽሓፍቲ ኩሉ እዩ ዝምህር ፍቅሪ ኣምላክ ፡ጥበብ ፡ ከመይ በጽሒ ትከውን ,,,,,,,,,, ወዘት ኩሉ ንሂወት ናብ ዓወት ዝመርሑን ምስኣምላክ ዘቅሩቡን መንፈስ ኣምላክ ዝነፈሶም ጽሑፋት እዩም ተባረኪ ጽቡቅ ኣገላልጻ ።
    ውሽጥና ተዘይነቀፈናን ኣብቅዲሚ ኣምላክ ትብዓት ኣለና ዝብል ናይመጽሓፍ ቅዱስ ቃል ኣሎ ሉል ካኣ ውሽጥኪ ዝብለክን ንውሽጥክን ንበሪ ሰብ ዝመሰሎ ክብል ይክእል እዩ በቲ ዘሎ እታ ዝደልያ ሰሚዑ ነታ ካልእ ጎስዩ ክጸርፈኪ እዩ በቲ ዘሎ ካኣ ነታ ዝደልያ ሰሚዑ ነትካልእ ጎስዩ ክንእደኪ እዩ ። ስለዚ ሰብ ብዝደለዮን ብዝመሰሎን እዩ ዝምልከት (( ካብ ሃመማ ሓከለ )) ከውጽእ ዝጽዕር ሰብ ስለዘሎ ካብቲ ኩሉ ጽቡቅ ዘረባ ኣበር ዝደልዩ ኣይሳኣኑን እዩም ግን ውሽጥኪ ተዘይነቀፈኪ ትብዓት ኣልኪ ኣጆኪ በርቲዒ ። ልዕሊ ኩሉ ፍርሃት ኣምላክ ካብልቢኪ ኣይተጥፊኢ ከምቲ ዝበልክዮ ሃገርክ ህዝብክን ኩሉሰብን ኣፍቅሪ እዚ ምስትገብሪ እንዳ በረክን እንዳታዓወትክን ክትከዲ ኢኪ ካብ ብፍላጥ ኮነ ብዘይፍላጥ ትገብርዩ ጌጋ ክትእረምን ክትምለስን ኢኪ በርቲዒ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉

    • @deshi6644
      @deshi6644 3 місяці тому

      ናይ ዶክተር ማይልስ መጽሕፍቲ እስከ ኣስማት ገለ በልኒ ክብርቲ ሓፍቲ ❤❤

    • @feruzsolomon3814
      @feruzsolomon3814 3 місяці тому

      ይቅሬታ መጽሓፍቲ ስለዝበልኩ ምድንጋር ዝፈጠረላ ይመስል ናይዶክተር ማይልስ ኩሉ ጹሑፋቱ ቱሑዝቱ ብሉጽ እዩ ንምባል እየ ከተንብቦ እንተደሊካ ግን ናዓይ ምሕታት ወይ ምውካስ ኣይመድለየካን ብቀሊሉ ስም ደራሲ ፈሊጥካዪ ስለዘለካ ኢንተርነት ተጠቂምካ search ጌርካ ክትዕድግን ወይ pdf downlod ጌርካ ከተንብብን ትክእል ኢካ ንንጹር መብሪሂ ግን (Benefits of change) ወይ ድማ ኣምሓርኛ ተንብብ ተኮይንካ ( ራእስ ምለወጥ)(Rediscoverin the kingdom)(Understanding the purpose & power of women)(power of vision)ዝብል ክትረክቦ ትክእል ኢካ ግን ሎሚ ግዜ ማዕቢሉ እንድዩ ክቡር ሓው ኢንተርነት ተጠቂምካ ክትረክቦ ትክእል ኢካ ክቡር ሓው ወይ ሓፍቲ

    • @deshi6644
      @deshi6644 3 місяці тому

      @@feruzsolomon3814
      ሰለቲ ሓሳብኪ የመስግን ብትግርኛ ዝተተርገመ እንተሎ ምሕታት እንታይ ጸገም የብሉን ክብርቲ ሓፍቲ

    • @feruzsolomon3814
      @feruzsolomon3814 3 місяці тому

      @@deshi6644 ብትግርኛ ዝተቶርጎመ እንዲዒ ኣሎን የሎን ርግጸኛ ኣይኮንኩን ብወግዒዝተቶርጎመ ኣይራኣኩን ገለገለ ካብ ጽሑፋቱ ቆንጭሎም ብዘይ ወግዒ ዝጻሓፍዎ ግን ኣለው ብወግዒ ዝተቶርጎመ ግን ስጋብ ሕጂ ኣይረከብኩን
      ኖ ጸገም የቡሉን ክቡር ሓው ግን ሎሚ ብዙሕ ትሽገረሉ ግዜ ኣይኮነን ንምባል እየ

    • @deshi6644
      @deshi6644 3 місяці тому

      @@feruzsolomon3814 ሕራይየቀነለይ ክብርቲ ሓፍቲ

  • @mahraitikue4852
    @mahraitikue4852 3 місяці тому +2

    ኣነስ ክፈትወኪ ❤ ከምዚ ከማኺ እንዝከዊን ኩሉ እዚ ትግሪኛ ክንደይ ሰላም ገርና ምደቀስና😢

  • @robir0ket489
    @robir0ket489 3 місяці тому +5

    ሉሊ ሺኮር❤

  • @AsdfgAsdfgh-w3p
    @AsdfgAsdfgh-w3p 3 місяці тому

    ተባረኪ ዛሓፍተይ ቀፅልሉ❤❤

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ 3 місяці тому +4

    ሉል ጎበዝ♥️💛

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 3 місяці тому +1

    Lul plz keytdehali beal resi bado denaqur kemeu eyu Fkri zibele klu eyu seabieu dekeadatna dea ab xlei mbar enafetewu edil aygebernan gin ajoki srhi you tube❤️❤️❤️💪💪💪💪

  • @ሕጂከናበይ
    @ሕጂከናበይ 3 місяці тому +7

    ሉል ሽኮር❤❤❤❤

  • @BahlbiYohannes
    @BahlbiYohannes 3 місяці тому

    ሉሊ ብልጽቲ ኢኺ ብልክዕ 👏👏 ካብዚ ብዝበለጸ ክትምጽን ሓሳባትኪ ከተቀብልናን ባዓል ሙሉእ ተስፋ እየ!"

  • @merhawitteame7666
    @merhawitteame7666 3 місяці тому +6

    ❤👍👍👍👌👌

  • @ftretadam2192
    @ftretadam2192 3 місяці тому

    ብሉጽ ኣገላልጻ ኢዩ ❤❤❤ሉሊ ንስኪ መስትያት ናይ ብዙሓት ኢኻ ስለዚ ንትገብርዮም ነገራትን ትጥቀምሎም ኣገባባትን ንሰባት ማዕረ ክንደይ ጸላዊ ማካኑ ኣብትስሕትዮን።ቀለቤት ኣብ ዓባይይ ኣጻብዕትኺ ኣሲርኪ ምናልባት ትርጉም ቀለቤት ነፍሲወከፍ ናቱ መግለጺ ኣለዎ ኢለ የ ዝሓስብ ስለዚ ምስ ትርጉም ናይዛ ተጠቂምክላ ዘለኺ ንዓኺ ትገልጽ ኣይኮነትን ሞ እለያ ምስናይ ይቅረታ
    ወይ ትርጉምን ዕላማን መግለጺ ክትነግርና

  • @ghirmawim5863
    @ghirmawim5863 3 місяці тому

    ድምቕቲ ኮኾብና፥ሓብቲ ብዙሓት ! ዕበይልና❤

  • @Lemlem1305
    @Lemlem1305 3 місяці тому

    ዋዉዉ ናይ ብሓቂ ብልፅቲ ጓል እኺ❤

  • @Amanuelkfley
    @Amanuelkfley 3 місяці тому

    ሉል ባሕሪ ብጣዕሚ ለባምን በላሕን ኢኺ ኣጆኺ በርትዒ ❤❤❤

  • @tidrosekalo-wx9sq
    @tidrosekalo-wx9sq 3 місяці тому +2

    ሉለይ በላሕ ሰብ ናይ ብሓቂ ናይ ኣቦታትኪ ባህልን ምክብባርን ፍቕርን ሕዝኪ ንኽወራረስ ትገብርዮ ዘለኺ ተበግሶ ኣዝዩ ዝንኣድ አዪ ኩልና ኮሞቦታትና ተንኸውን ናይ ብሓቂ ሽግርና ምስ ተፈትሐ ኔሩ ግን ዘይፍታሕ የለን የቕንየልና ሉለይ ቀጽልዮ

  • @realtube6031
    @realtube6031 3 місяці тому

    ሉሊ ኩሉ ዝፈትወኪ እንኮላይ ንሕና ትግራይ እግዚአብሄር ምሳኺ ይኹን ፀጋ በረኸት ርኸቢ ፈታዊት ኩሉ ስለዝኾንኪ

  • @josig2315
    @josig2315 3 місяці тому

    Part 3, Dear Lul. I wholeheartedly agree with your statement, "You believe no one understands politics." It is essential for the public to voice their opinions on what is best for their country without seeking power or governmental positions. It is an exercise of their freedom of expression. Unfortunately, our Eritrean compatriots have a tendency to attack anyone advocating for personal liberty, mistaking it for politics. However, they should understand that this is not a political motive, given their inclination to interpret personal comments as political due to their upbringing steeped in ideology. So I hope you continue to voice what you think is right without getting involved on either side. But know that some of them will not allow you to stay neutral and those are the ones you should not give a damn about your time. Keep flourishing, my dear! Josi

  • @zxzx6334
    @zxzx6334 3 місяці тому

    ሉሉየ ንምንታይ ኢኪ ባ ማዓተብ ዘይትገብር ክትገብሪ ተስፋ ይገብር ዛ ማዓረይ 😢❤❤😊

  • @Wedihburወዲሕቡር
    @Wedihburወዲሕቡር 3 місяці тому

    ሉሊ ሓብተይ ኣዚየ ዝደንቀኪ ብዝኮነ ነዚ ሉሚ ዝሃብኪና ሓይል ምርዳእ ዓቅሚኪ ቀጽልዮ❤❤❤። ከም ስነ-ጥባባዊት ኣብ ሰነ-ጥበብ እንታይ ኣበርክቶ ክህልወኪ ኣልዎ፧ገና ንፈለምቲ ሰነ-ጥበብ እንታይ ትምዕድና፧

  • @ftanegeshagos799
    @ftanegeshagos799 3 місяці тому

    ካብ ርድኢተይ ይመስለኒ..... ኣብዚ ዓለም ብሰላም ክትነብር ፍልጠት ጥራሕ ኣይኮነ፣ ሃፍቲኣይኮነ፣ ሰብ ስለዝኾንካ እውን ኣይኮነን: ምስ ፍልጠት ልቦና ዘለዎ ሰብ ሓዳግ፣ ለዋህ፣ ሕያዋይ ምስእትኸውን ኢዩ ሙሉእ ሰላም ዝህልወካ። ሉሊየ ንስኺ ኸኣ ከምዚ ዝወንንኪ ትመስሊ። በርትዒ! ፈታዊኺ

  • @ምዕራፍዩቱብሚሊ
    @ምዕራፍዩቱብሚሊ 3 місяці тому

    ሉሎይ ፅብቅቲ ጋል ሂዋን ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ❤❤

  • @kulbrfess631
    @kulbrfess631 3 місяці тому

    ጎበዝ ኢኪ🎉 ኣይትፍርሒ ድፍርርርር በሊ❤

  • @ZaidAtewebrhan
    @ZaidAtewebrhan 2 місяці тому

    Wow mara eye zfetweki ..I proud of u ...qalatki nay tmhriti eyom qexlyo ❤ nay bhaqi alem etete faqrna aktxebenan eya nay lebamat zereba eyu ..luv u luley 💋

  • @Dejenmengesha
    @Dejenmengesha 3 місяці тому

    ሉለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤

  • @almazandemichael6325
    @almazandemichael6325 3 місяці тому +1

    I really admire you. We need more people like you in this world thank you. 🙏 ❤

  • @COLMYTR
    @COLMYTR 3 місяці тому

    Luel haftey btami des zbl agelalxa kexlio seb mukan eu eti zabeye btami eye zednkeki abzi gzea ka kemaki aynet kbezhulna ndeli thankoyou ❤

    • @COLMYTR
      @COLMYTR 3 місяці тому

      Tesfa ygebr bakal krekbeki

  • @Ninotes17
    @Ninotes17 3 місяці тому

    ሉሊ. ኣነ ዝፈርሆ ናጽነተይ የሕልፈ ከይህብ እየ ዝበልክያ ናይበሓቂ ትክክል እያ ምንባር ማለት ወላ ቅሩብ ዓመታት ይኹና ብናጽነት ክኾና ኣለወን ስለዚ እዩ ካ ኣምላኽ ናጽነት ሂብና ክልተ መንገዲ ገርልና. ናጽነት ትፈቱ ከም ረቦት ደድሕሪኦም ኣብዘይትከደሉ ግዘ ካ ብዙሕ ጸርፍን ተነጽሎን እዩ ዘመጸካ በቶም ክቃጻጸሩካ ዝደልዩ. ስለዚ ብኸምዚ ዘለኽዮ ቀጽሊ በላሕ ኢኺ ኣብ መንገዲ ፍቕሪ እንበር ኣብ ዕብዳን ጽልእን ኣይተረከብክን ዘለኪ. በሃቀነትክን ትክክል ዉሳነክን ህዝቢ ምስ ለበመ ኢኺ ትኸብሪ. ንወፈትወኪ ከምዞም artis ኢና በሃልቲ ኣብ ዕብዳን ስለ ኽሳብ ሕጂ ዘይተረከብኪ ኢኺ ሶ ቀጽሊ