ራያ ራዩማ ፍልይ ዝበለ ምድላው ኣልሞ ሾው እንሆ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 29 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 748

  • @ናኤል
    @ናኤል 6 місяців тому +74

    Wwwwwww❤❤❤❤ ደስ ዘብል መደብ ብጣዕሚ ጽቡቕ ። ኤርትራዊ ካብ ሃገረ ካናዳ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ወዲጥዑም
    @ወዲጥዑም 6 місяців тому +80

    ተስፋ ይገበር ሓደ መዓልቲ ብኣካል ባህልን ህዝብን ራያን ክሪኦ ሓውኩም ብርጌድ ንሓመዱ ካብ ጀርመን 💙

    • @Hiranalemu23
      @Hiranalemu23 6 місяців тому +2

      ብክልተ ኢድና ንቅበለካ ወለላይ ጨርጨር ብኻ ንዓ❤❤❤❤❤

    • @dvhvfhthubfh5722
      @dvhvfhthubfh5722 6 місяців тому +2

      ባዕለይ ክወስደካ እየ ጎታዋ❤

    • @hilufgirmay5315
      @hilufgirmay5315 6 місяців тому +2

      ብኽብር ክንቅበለካ ኢና ክቡር ሓው!

    • @aselin7015
      @aselin7015 5 місяців тому +1

      ❤❤❤👏👏

    • @selam5721
      @selam5721 5 місяців тому +1

      🙏🙏🙏❤

  • @HsvevHsbdv-ey4cb
    @HsvevHsbdv-ey4cb 6 місяців тому +84

    ራያ ዓደይ ተናፈቅት🫶🏾ላይክ

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 6 місяців тому +1

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 6 місяців тому

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ጋል ዓደይ🎉

    • @Makepeacenow
      @Makepeacenow 6 місяців тому

      @@HsvevHsbdv-ey4cb ካብ ራየ ክምርዖ እየ ። ማርያም ኣደይ ወግዖም ሓቅነቶም ባህሎም ደስ ዝብል እዩ ።

  • @medhin8187
    @medhin8187 6 місяців тому +64

    ደስስ ክብል ቁኖኽን ኩሉ ነገርክን ኦፍፍፍ ❤
    ደስ ዝብል ባህልና ራያ ትግራይ ብጠቕላላ ባህልና ባህሊ ትግራይ ኩርዓት መንነትና ❤

  • @zeduGualtgray
    @zeduGualtgray 6 місяців тому +54

    ኣነ ሓደ ማዕልቲ ንራያ ከኸይዳ ተሰፋ ኣለኒ ደቂ ራያዋይ ተቅብላኒ ደኽን❤❤❤

    • @AaA-t1e5d
      @AaA-t1e5d 6 місяців тому +5

      ብኽለተ እድና ብሰላም ምፀእና ጋሻ ምቅባል ባህልና ዩኡ❤

    • @zeduGualtgray
      @zeduGualtgray 6 місяців тому

      @@AaA-t1e5d የቅንየልይ ማዓሪይ መልሲ ካብ ሰደት ከምፃኢ እየ❤❤

    • @AaA-t1e5d
      @AaA-t1e5d 6 місяців тому +1

      @@zeduGualtgray ኹላትና መልስ ሰደት ብሓቂ ናብ ሃገርና ያበቀዐና

    • @zeduGualtgray
      @zeduGualtgray 6 місяців тому

      @@AaA-t1e5d አሜን ማዓሪይ❤🙏

    • @ራየተይት
      @ራየተይት 6 місяців тому +1

      ኣነ እየ ዳገይሸገ ጋል ዓደይ

  • @meri.Tgraweyti
    @meri.Tgraweyti 6 місяців тому +43

    ኣነስ ንሱም ትግራወይቲ😢እንበር ትግራይና ዘይፈልጣ ፁቡቕ መደብ'ዩ ቐፅልሉ ሰላም ንትግራይና💛❤😊

  • @haylayey
    @haylayey 6 місяців тому +17

    ኣነስ ራያ ዝተወሰነ ኣዋርሕ ፀኒሐ ነይረ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ብፍላይ እቲ ገፀ-መሬቱ ማራ እዩ ደስ ዝብለካ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @GesuiekjfDkhsgysvsv
    @GesuiekjfDkhsgysvsv 6 місяців тому +29

    ራያ ዓድ ማዓር ፃባ ምርእት አልሞ ብጣዕሚ የና ናመስግን አደዋ

    • @beliYouTube
      @beliYouTube 6 місяців тому

      ደምሪኒ

    • @dejenweldemichael4289
      @dejenweldemichael4289 6 місяців тому +2

      ​@@beliUA-camሕደጊ ምድማር ንመሽረፈት እውን ኣይጠቀመን( 😂😂😂

    • @beliYouTube
      @beliYouTube 6 місяців тому

      @@dejenweldemichael4289 😂😂

    • @beliYouTube
      @beliYouTube 6 місяців тому

      @@dejenweldemichael4289 ኣነ ክሙኩር ዑዱለይ😂😂

    • @alganeshbahre8598
      @alganeshbahre8598 6 місяців тому

      @@beliUA-camታዩ ደምርኒ

  • @axsumawit2549
    @axsumawit2549 6 місяців тому +17

    ንወዲ ራያ ባ ኣሕጭዩኒ ደቂ ራያዋ 😊
    ሰብለየዋይ ክፈትወኪ ማዓት ቀጽሉሉ
    ናይዛ ጋዘጠኛ መግለጺ የብለይን ሳሓቅ ጨወታኣ ዋውው ቀጽሉሉ ማዓረይ ኣብናይ ሰላማዊት ኣድቅ ናበልኩኺ ኣብዚ ክዓ ዋውውው ብስሩ ቀጽሉሉ ማዓረይ ❤😊

  • @mawchagebreyohannes5987
    @mawchagebreyohannes5987 6 місяців тому +30

    ቅምጥ ሓደ (ኣሕዋት) ኢኽን ትመስላ። ክትፅብቓን ከምሕረልክንን ማዓት እይይ። ክልቴኽን ተጋሩዋይ ቅጭናት💖

  • @FerFerFe
    @FerFerFe 6 місяців тому +35

    አቱም ህዝቢ አን ጋል እንድርታ እየ ግን አምላክ ካብ ራያ ሰብአይ ሃበኒ አለ እየ ዝሊመን እሰኪ ይስመረሊኪ ቦሉኒ😂❤❤❤❤

    • @BihaftaBihafta-s6o
      @BihaftaBihafta-s6o 6 місяців тому +2

      የሰመረለኸ ❤

    • @dgyfhj3487
      @dgyfhj3487 6 місяців тому +1

      እና ኣነ ንሓወይ ዘይወስደኪ ምዓረይ❤

    • @Abc6483-m6x
      @Abc6483-m6x 6 місяців тому +1

      ይመስለልኽ❤ ኣነ ደማ ድሓወይ ክወስደክ

    • @ሊሀምትግራይ
      @ሊሀምትግራይ 6 місяців тому +4

      ዋላ ኣነ እየ ዝምነ ሓቢሩ የስምረልና ኣቱም ደቂ ራያ ሃየንዶ ሓቦ ግበሩ

    • @Geeztube21
      @Geeztube21 6 місяців тому +1

      ይግበረልኪ ፈጣሪ ወለላይ❤

  • @kalu546
    @kalu546 6 місяців тому +17

    ወይ አፈጣጠር ማናቱ ትመስላ so ድርሟሞ ባህሊ እንርታና ራያ ❤

  • @RgetiRgeti
    @RgetiRgeti 6 місяців тому +88

    ድንግል ማርያም ትሓልውኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 6 місяців тому +1

      ሳብክራይ በልለይ ማዓረይ❤

    • @RgetiRgeti
      @RgetiRgeti 6 місяців тому

      @@ኣስኮል ኢለልኪ ዋ በልለይ

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 6 місяців тому +1

      እሺ 🙏💓

    • @beliYouTube
      @beliYouTube 6 місяців тому +1

      ​@user-ንዓይዉን ደምሪኒww2or6er1h

    • @RgetiRgeti
      @RgetiRgeti 6 місяців тому

      @@beliUA-cam እሺ

  • @zfanlave7057
    @zfanlave7057 6 місяців тому +11

    እዋይ ደስ ክብለካ እዚ ራያ ዓዲ ኣምላክ ተፈቂድዎ ካብ ስደት ተመልሰ ክከድ ተስፋ ይገብር ትግራይ ዓደይ ስላምኪ ይመለስ💛❤😍🥰🙏

    • @ራየተይት
      @ራየተይት 6 місяців тому

      ኣነ እየ ዳጋይሸክ ❤😂

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 6 місяців тому +20

    ብጣዓሚ እዩ ዝገርም ብሓቂ ደቂ ዓደይ ፅሩያት ክንደይ ከ ደስ ትብላ🙏❤💛

  • @hhfg48
    @hhfg48 6 місяців тому +14

    ራያ ራዩማ ኩኩፍቶ ዓደይ መረባአይ ቅአአይ ኣርእኺኒ እሊ ኣደዬ ደበሰ ኣደታተይ💚🌾

  • @rozar227
    @rozar227 6 місяців тому +15

    ክልተ ቆናጅ ደቂ ትግራይ 👸👸🤗

  • @heefhedhy7144
    @heefhedhy7144 6 місяців тому +7

    ዋይ ሓደ ማዓልቲ ያ በፁሑካ ዝምለስ ተዝኮን አምላክ አቦይ እምብርሃን አደይ ብሰላም ገፅ ዓድና ኣርኤና ሰላም ን ሃገሩና ❤❤❤❤

  • @Fsahakahase6275
    @Fsahakahase6275 6 місяців тому +4

    ዋውው ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ፕሮጉራም እዩ ባሓቂ ደስ ዝብል ባህሊ ኣህሪፍክናና እምበሪ ቀፅልሉ ጋል ወላይ ቅጭን ❤

  • @seliseli3381
    @seliseli3381 6 місяців тому +4

    ድርማሙ ራያ ወንበርታ እንደርታ ካብ ሓደ ዝወለደት ትድርመም ደስ ክብል ባህልና❤🌿🌾

  • @MedhinHaftu
    @MedhinHaftu 6 місяців тому +12

    ራያ ራዩማ ዓደይ ብጣዕሚ ደሰ ባሃሊ ሰራሕ የኡ የቀንየሊና ሰብለ ካሕሳይ ካብዚ ዲላዕሊ ባህሊኽይ ላዛኽይ ታፋሊጢ አብ ዲሊዓለ ደረጃ ትበፅሕ ባዓሊት ሙሉእ ተሰፋ ይአ ቃፅልሉ❤❤❤👌👌👌

  • @sabai12167
    @sabai12167 6 місяців тому +16

    ባህልና ጥዑም ብጥዕሚ ኢክን ለ ደስ ትብላ እስካትክን ለ አሕዋት❤❤❤

  • @dgyfhj3487
    @dgyfhj3487 6 місяців тому +9

    ሰብለ ሓፍተይ ኣብ መወደእታ ዝደረፍኽያስ ናይ ካቶልክ መዝሙር እዩ እና ተክእልኺ ናብታ ቅንዕቲ ዝኾነት ዘዕበየትኪ ተዋህዶ እምነትኪ ተመለስ ምዓረይ ሓንቲ ሃይማኖት ፡ሓደ ጌታ፡ ሓንቲ ጥምቀት ፡ይብል መፅሓፍ ቅዱስ እምነትኪ ኣቀድሚ❤

  • @HgHc-m9p
    @HgHc-m9p 6 місяців тому +12

    ማዓረኻ ዓድኻ አረ ስደት ዚ መን ጀሞሮ በዛኽ ዳአነ ኣዶዋ ወለላ ጡዑምት ላዛ 😢😢❤❤

  • @NgstKahsu
    @NgstKahsu 6 місяців тому +6

    አተሓቆቁና ሰብለ ኽኢላታ
    ሽኮራት ራያራዩማ ትግራይ ዓደይ

  • @yosiefokbamichael9209
    @yosiefokbamichael9209 6 місяців тому +9

    ባህሊ ራያ ብታዕሚ ደስ ዝብል'ዩ ዓድና በረኻና ኣዘኻኪሩና 💙💙💙💚

    • @Makepeacenow
      @Makepeacenow 6 місяців тому +1

      Sponsor Geyre kezawreka eye Etan/Tush gn nay anshti trah eyu 😅

  • @ማሂ_ሳንዳለ_ራያ21
    @ማሂ_ሳንዳለ_ራያ21 6 місяців тому +4

    ራያ ራዩማ ዓደይ ወለላ ናፍቆት ምይት እሽለ😢💚🌿

  • @Davway-Edutainment
    @Davway-Edutainment 6 місяців тому +5

    ሸገ ስራሕ ይኡ ያቐንየልና ምርኢት ኣልሞ ኣብ ራያና ማዓት ምንም ደይትነኸየ ሸገ ድኾነ ባህሊ ፣ ኣነባብራ ይኡ ድንሆ ኻልእ ግዜ ብሰፍሑ ሃምትመለስሉ ተስፋ ይገብር 🙏

  • @halefomgebreyohanns3442
    @halefomgebreyohanns3442 6 місяців тому +4

    ባህልና እኮ ደስ ክብል ሰብለ ለይተመርዓወት ሙካናለ ፈሊጠለኩ

  • @hjii1398
    @hjii1398 6 місяців тому +9

    ራያ የ ዓደይ ናፍቀክ ስደተኛ ጋልኽ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @askalreda3914
    @askalreda3914 6 місяців тому +1

    ዋውውው በስምአብ ንመጀመርያ ጊዜ ከምዘይተወደአ እናበልኩ ተወዲኡ በጣዕሚ ደስ ዝብል ፕረግራም ሰብለ እውን ብጣዕሚ ዝፈትዋ ቆላዓ ደስ ክትብለካ

  • @aminemekonen6588
    @aminemekonen6588 6 місяців тому +4

    ሰብለ ሽኮር ❤🎉🎉ፅቡቐ ሓዳር ይፍጠርልኪ እበር ንዓኺ ዝወሰደ ተዓዲሉ

  • @NgstiBerhe-rm8ro
    @NgstiBerhe-rm8ro 6 місяців тому +14

    እንኳዕ ደሓን መፃእክን
    ብሃንቀዉታ ትፀበዩ ዝነበርኩም like❤
    ትግራይ ዓደይ ተናፋቂት ራያ ጥዑማት ላዛ ክንደይ ደስ ይብሉካ🥰🥰 እዚ ፀባን ርጉኦን ሃረር ኢሉኒ 🤗😁😊

  • @ESቻናል
    @ESቻናል 6 місяців тому +7

    አየ ራያ ራዩማ ዓደይ ❤❤❤❤❤❤❤

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 6 місяців тому

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤

  • @SsSsየራያዋቀበጥነኝ
    @SsSsየራያዋቀበጥነኝ 3 місяці тому +1

    ራያ ዓደይ ወለላ ባህልና ጥዑም ራያ በለኝ ኣቦ❤

  • @tsehaygalraya
    @tsehaygalraya 6 місяців тому +9

    እሰይይይይ ኸልተ ዕንቁታት ተጋሩ♥ አለምየ ብጣዕሚ የና ናመሰግን አብ መሬት ዓደና መፅኽ ከበሪ ሰለ ዳረእኽና አደዋይ ሰላሰ ሞኮነን ዕደመይ ጥዕኛይ ያሃብኽ🙏🎉❤❤❤❤

  • @Geeztube21
    @Geeztube21 6 місяців тому +8

    ራያ ራዩማ ዓዲ ዓበይቲ ዓዲ ጀጋኑ ♥አረ ደስ ክብላካ ያዕክ ቃፅላሉ ሰብለ ና አለም ሰላም ክልተ ጀጋኑ ኩሉ ባሃልታት ትግራይ ለሎ ሃምተፋልጣና❤

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 6 місяців тому +1

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💓

    • @Geeztube21
      @Geeztube21 6 місяців тому

      @@ኣስኮል ገብረ ወለላይ

  • @rahelestif2112
    @rahelestif2112 6 місяців тому +3

    My favourite tube is Almo tube.Alemey and Sebli keep it up.

  • @BrhanGhiwot
    @BrhanGhiwot 6 місяців тому +3

    ክደይ ደሰሰሰ ትብላ ትምዕርጋ ባህሊ ራያ ክፈትዎ ኣነሰ ራዩማ❤😘

  • @RtGh-e9s
    @RtGh-e9s 6 місяців тому +8

    ብጣዕም ደስ ባሃል ክልተ ቆንጆታት❤❤❤❤❤❤

  • @shewitsolomon-t4t
    @shewitsolomon-t4t 6 місяців тому +16

    ወዲራያ ሽኮር መፂካ ወሰደኒ እባ❤

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 6 місяців тому +1

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤

  • @MashoHaylu-ii2se
    @MashoHaylu-ii2se 6 місяців тому +7

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ዋዉ ደሰ ባሃሊ ራያ ዓደይ❤❤❤❤

  • @mihretdeyo7597
    @mihretdeyo7597 6 місяців тому +2

    እግዛብሄር ምሳኽ ይኹን እዛሓፍተይ ⛪️🙏🙏🙏

  • @znawuhagoss9176
    @znawuhagoss9176 6 місяців тому +5

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሰብለ ሓፍተይ❤❤❤❤

  • @Hagosakeza07Dxb
    @Hagosakeza07Dxb 6 місяців тому +2

    ዓደይ መንነተይ ራያ ትግራይ ተናፋቕት🎉❤

  • @ራየተይት
    @ራየተይት 6 місяців тому +3

    ሸገ ስራሕ ደቅ ዓደይ❤ሰብለ ሓፍተይ ጋል ዓደይ መማህርተይ
    ኣብዚ ደረጃ በፀሕኺ ሰለ ድረአኹኪ በጣዕሚ ደስ ቡሉን ጠንከር ካባኣኸ ቡዙሕ ንፅበየና
    ሰላም ዳዓድና ድህዝብና❤❤🎉🎉🎉

  • @Awet-m6t
    @Awet-m6t 6 місяців тому +4

    ወይ ትሽኩራ 💋
    ለለሲ እቲ መሬት ክፅብቅ
    ክለሞዕ ክልምልም ተፈጥሮዊ ናይ መሬት ፅባቀ💚🫶🏿
    ፈጣሪ ሰላም ንቲ ለዋህ ህዝብ ትግራይ ይመለሰሉ🥹🙏🏿

  • @AbduMohammad-oq4ns
    @AbduMohammad-oq4ns 6 місяців тому +7

    ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤🎉❤🎉betemi des zebel program shikorinatat deki tigray mearey.

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena8513 3 дні тому

    I am Tigraway not not necessarily from Tigray. Such a beautiful culture and region. Even in Eritrea, we can relate to this to a point.Almi show you did an excellent job. my hats off to you.

  • @ግሬስ-ሠ5ለ
    @ግሬስ-ሠ5ለ 6 місяців тому +2

    ሰብለዋይ ናይ ባሃቂ ጀግና የኺ ኩኩፍቶ ኣደይ ናብ ምድያ ኣውፅዕኺ ዳፋለጥኪ ክብሪ ይግባኣኪ ኣብ ኣብዩ ደረጃ ያብፅሕኺ ኣይዘኺ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Mimisyum2813
    @Mimisyum2813 6 місяців тому +5

    እንኳዕ ዳሕና መፃእኽን እሰይ ባህልና ክንደይ ክጥዕም 🙏🥰🥰 ራያ ዓደይ 💝

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 6 місяців тому

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💓

  • @BrahnDesta
    @BrahnDesta 5 місяців тому +2

    ከምዙ ካማይ 57 ደቂቃይ 18 ሰከንዲ ቀልቢ ሂቡ ዝተካታተሎ ጥዑም ናይ ራያ ባህሊ ሳብሰክራይብ ይግበረኒ ራያ ራዩማ ዓይኒ ትግራይን ጥዑም ባህልን አዩ❤❤

  • @Adulisawi
    @Adulisawi 6 місяців тому +7

    ደቂ ራያ ድኣ ሓቅክን እንዲኽን ክትጽብቃ ብመዓር፡ጠስሚ ዓቢኽን❤

  • @ባቹ
    @ባቹ 6 місяців тому +5

    ራያ ራዩማ 🎉🎉🎉❤❤❤

  • @ክቅጽልአየ
    @ክቅጽልአየ 3 місяці тому +1

    waww des kbl behali haftkin eretraewit kab libya🙏💯

  • @WerGgh
    @WerGgh 6 місяців тому +2

    ብጣዕም ደስስስስስስስስስስስስስ ብሃል ባህልና ብህል ራያ ራዩማ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe314 5 місяців тому +1

    ቆናጁ ደቂ ትግራይ ደስ ብሃልቲ ደቂ እዛ ሓላል መርየት ትግራይና።❤❤❤❤❤❤❤

  • @EdFfgg-t1b
    @EdFfgg-t1b 5 місяців тому +1

    ❤❤❤ አስይ ራያ ዓዲ ሓመይ ጥዑማት😊💝

  • @CBb-e2y
    @CBb-e2y 6 місяців тому +3

    ኣሰይ ክንደይ ደስ ክብል እቲ ባህልና ❤❤❤❤❤

  • @Hiat-x8l
    @Hiat-x8l 6 місяців тому +2

    በይዛኽን ዳኣነ እዘን ሰበይት ኣደዋይ ትመስል❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @filifili4863
    @filifili4863 6 місяців тому +2

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ባህሊ ደስ ይብለካ ❤ ኣነ ግን ለካይ ትገብር ሰበይቲ ብጣዕሚኤ ዝጸልእ ኣይፈቱኔ ጨንኡ ይጸልኦ ወረ ከምልሰኒዩ ዝደሊ😮

    • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
      @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 5 місяців тому +1

      ኣበይ ዲካ ዑዓባካ ኣየ ደቂ ሰባት ካብ ዘዓበየና ሞቦቆሊ እናወፂእና ናይ ምዒራብ ዓለም እና ተላበሳና ባህሊና ንፀሊኢ ሰለ ሚንታይ 😢ጋል ኣሜሪካ ሸለፋ ገሊፃ መካኣብ ገይራ ተቲመፀካ ግን ደስ ባሃሊት እያ እካ ታብሊ ነይሪካ ገደፉ ናብ ክበብሪታቲና ንመለሰ።

  • @Sara2-ed9rq
    @Sara2-ed9rq 6 місяців тому +1

    ኣሰይ ጥዕማተ ዓድ❤❤❤❤

  • @BirhanAbraha
    @BirhanAbraha 6 місяців тому +3

    ፅቡቅ ስራሕ እዩ ኣለም ታይ ስቲ ክልቴክንሲ ምስተቆነንክን ማናቱ መሲልክን ደስልብል መደብ ነይሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ቀፅላሉ

  • @user-hb6qg1mm8qmulu
    @user-hb6qg1mm8qmulu 5 місяців тому +1

    ራዩሟ ዓድና ኹራዓትና💚ደስ ትብላ ዓሳዲታት😊

  • @hailemichelasfaw-du3et
    @hailemichelasfaw-du3et 6 місяців тому +3

    ፁቡቅ ወግዒ ተኸታቲለ ሰብለ እዉን አብ ቀፃሊ ተጋሩ አብ ዝርከብሉ መላእ ዓለም እትዘሩሉ አለም እዉን አብ ቀፃሊ ናይ ባዕልኪ ቲቪ ቻናል እትዝርግሕሉ እዋን ንክኸውን ብምምናይ እዩ። እ/ር ትግራይ ይባርኽ

  • @hilufgirmay5315
    @hilufgirmay5315 6 місяців тому +1

    ደስ በሃሊ ምድላው ቀፂልሉ ክብሪ ይግባአኪ ሰሉ!!
    መኽበሪት ህዝቢን ባህሊን የቀንየልና

  • @Hayat-v3h
    @Hayat-v3h 5 місяців тому +1

    ራያ ዛ ዓደይ ወለሎ❤❤❤❤❤❤

  • @hfjhfu8147
    @hfjhfu8147 6 місяців тому +1

    ብጣዕም ደስዝብል ግሪማኣለክ ቀፅሉሉ ሰብለዋ ብጣዕም ኹሪዓት ትሰምዑን

  • @MuluAbriha
    @MuluAbriha 5 місяців тому +1

    እስይ ከጥዕመልኽን ፅብቃት ደቅ ራያ 🌹🌹🌹💔💔🕊🕊🕊🕊🕊❤❤❤

  • @sarassss5088
    @sarassss5088 6 місяців тому +4

    ዋው ቀኒኤ ኣነስ መአዘ እየ ኣነከ ዓደይ መፀየ ዝጥሰሞ❤

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 6 місяців тому

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @ፀባየ
    @ፀባየ 6 місяців тому +2

    ኣሰይ ደስ ክብል ባህልና ❤

  • @EnkuEnku-t2m
    @EnkuEnku-t2m 6 місяців тому +4

    oh መን እዩ ከምዚ ከማይ ዓዱ ዝናፈቖ ❤❤

  • @AaA-t1e5d
    @AaA-t1e5d 6 місяців тому +2

    አሰይይ ደስስ ክብል ኹሉ ነገሩ ራያና ጡዑም ባህሊ ዓድና ኣካዳድና ናወለድና ኹሉ ነገሩ ጡዑም ናለሚ ዳኣም እሽልኻ ሱረ መረ

  • @HaftomKassa
    @HaftomKassa 6 місяців тому +5

    ❤️❤️❤️waw ከጥመልክን... Amuzing culture

  • @yousfYousf-bq1ns
    @yousfYousf-bq1ns 6 місяців тому +4

    በዛኽ ዳአነ ራያ ዓደይ መጋየሽት ኹሉ❤❤❤

  • @አስራተድንግል
    @አስራተድንግል 5 місяців тому

    ግን ኣሕዋት ድኽን ብጣዕሚ እኽን ትመሳሰላ😊❤
    ብዝኾነ ኽልተ ብሉፃት ንፈትየክን እና ቐፅላሉ ፅሩያተይ❤❤❤

  • @ትዕግስቲዩቱብCanal
    @ትዕግስቲዩቱብCanal 6 місяців тому +5

    ድንግል ማርያም ፅላልኹም ትኹን ኣሕዋተይ ሳብስኽራይብ ትሓባበሩኒ ሽኾራተይ❤❤❤❤❤

  • @1lAlem
    @1lAlem 6 місяців тому +3

    ሸገታት ራያ❤❤❤

  • @ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ
    @ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ 6 місяців тому +3

    ራያ ዓደይ❤

  • @ራያራዩማ-ቨ8የ
    @ራያራዩማ-ቨ8የ 6 місяців тому +4

    ሰብለ ልእልት ራያ❤❤❤

  • @Tigraweyiti12.19
    @Tigraweyiti12.19 6 місяців тому +6

    ዓሳዲታት😢❤❤

  • @ክሰምረለይእዩ
    @ክሰምረለይእዩ 6 місяців тому +1

    ዓደይ ብሰላም የእቶ እምበር ዓመት ዓመት እየ ክከድ ልምነ🎉❤

  • @Makii631
    @Makii631 6 місяців тому +5

    ወይኔ ራያ ደስ ስል😊❤

  • @seliseli3381
    @seliseli3381 6 місяців тому

    እሰይ ደስ ድበለ ባህሊ ራያ ራዪማ ትግራይ❤❤❤ ድርማሙ ❤🎉

  • @abebakasa349
    @abebakasa349 5 місяців тому +1

    waww des keble bahali raya❤❤❤❤

  • @filifili4863
    @filifili4863 6 місяців тому +1

    ሰብለ ጡዑም ድምጻ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ኣጆኪ ቀጽልዮ❤

  • @selmmohammad-bi3mt
    @selmmohammad-bi3mt 6 місяців тому +1

    ዋውውው ድስስስስ ክብለካ ወዲ ራያ ኣነስ ክምር ዖ ኣየ ❤❤❤❤

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz 6 місяців тому +4

    እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ዓደይ ❤❤❤❤ሽር በለዎ

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 6 місяців тому

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤

  • @MymyRr-g8w
    @MymyRr-g8w 6 місяців тому +2

    ራያ ዓደይ💚💚💚💚💚💚💚

  • @vvmmvvmm8441
    @vvmmvvmm8441 6 місяців тому

    አሰይ ጋል ራያ ራዩማ ሳብለየ ዓሳ ኹለን ቃፂሊሉ 💚👌❤❤❤❤❤

  • @frutenafrtuna3745
    @frutenafrtuna3745 6 місяців тому +2

    ተጋሩ ጽብቃት ❤❤❤❤

  • @mtlalal
    @mtlalal 6 місяців тому +3

    ደስ ባሃሎ❤

  • @tsigegereziher4056
    @tsigegereziher4056 6 місяців тому +4

    ባህሊራያ ኣነሰ ክፎትዮ ታዓዲልኩም🥰🥰🥰🥰

  • @MhretTades
    @MhretTades 6 місяців тому +1

    ኣቤት ደስ ክብል ባህልና ጡዑም❤❤❤❤❤ ኣሰይይይይ

  • @DaveEntertainment.
    @DaveEntertainment. 6 місяців тому +1

    እንኳን በሰላም መጣሽልኝ ሰብልየዋ ። ድምፅኺ ላዛኺማ መሀነኒ ይኡ አደዋ ❤❤❤🎉🎉🎉 ግን ኣልሞ ግን የባህል ለብሰሽ ኣፍንጫሽ ግን ሽቛር ማድረግ ኣልነበረብሽም😂😂

  • @zenebeberehe7257
    @zenebeberehe7257 5 місяців тому

    ራያ፡ዓደይ።ዓይኒ።ትግራይ።ንበረለይ...........❤❤❤

  • @مناهل-ج1ق
    @مناهل-ج1ق 6 місяців тому +4

    ዋው ክፅበይ ዉዕለ እንኳዕ ሰላም መፃእኽን

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 6 місяців тому +1

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @beyblademasters9650
    @beyblademasters9650 5 місяців тому

    ዋዉ ደስ ክብል ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @fitawkassa2423
    @fitawkassa2423 6 місяців тому

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ባህሊ ምስ ደስ ዝብል አቀራርባ❤

  • @ادمجمعه-غ6ي
    @ادمجمعه-غ6ي 6 місяців тому +4

    Bkxaliy dma kebabiy tenbien nktagbunyna tesfay ngeber bzterfe tigray adey selamkiy ybzah❤❤❤❤