Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
My favorite singer ♥️ momona shikor 🇪🇷♥️🌹
Tnx a lot broMomona my favourite artist I love him too much.🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሞሞና ንጉስ ጥበብ🤴ዛራዋን ታንክስ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ታሪክ ሞሞና ።ኣልግብ ኣቢልካ ከኣ ናይ ዮሃንስ ወዲ ትካቦ ኣቅርበልና።
haqu alo bejakum
እንታይ ታሪኽ ኣለዎ ወዲ ትካቦ ድኣ ክድዓት ተዘይኮይኑ ከከከከከከከ
44ነጥቢ
@@bingobin5121 beqa hasabatkum tezey tesemamaekums tariku hakika atfiekayo wey seb
@@bingobin5121 aytgage menesey
ሐደ ካብቶም ብዘሓት ❤️መማና🇪🇷❤️💯
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ አዩ ዛራውያን ሞሜ ሮማንቲክ እዩ
ብጣዕሚ ሞሞና ንዓይ ዓላሚየይ እዮ ኔሩ ማለት 7 ዙር ጠባዪ ስነስራዓቱ ዝናአድ እዮ ኔሩ ...ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሞሞና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሞሞና ሓያል ስነጥበባዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ።
Thanks asmie Shikor good job
ስነጥበባዊ ኣማን ሞሞና ረዘነ ባርያ ዳኒኤል ሓጎስ ተዝክሮ ዘይሃስስ ቀጽሎ ጅግና
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ኣብ ቀጻሊ ናይ ውድ ትካቦ እንተኽኢልካ።
Nay Eritrawi artis Yehedego gebremedhin akirebelna ba pl bro 🙏♥️🇪🇷💪
ሞሞና ስሑል ጎሮሮ ፡፡ናይ ጣኒቆ ካኣ ተተምጻኣልና ክንደይ ጽቡቅ ኔሩ
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ኣብዛ ሓዳስ ዓመት ገጽ ስድራካ የርእየካ ኣምላክ ብሩካት ኣሕዋት ሳብስክራይብ ባ ግበሩለይ በጃኩም
Amen(3)
King of Eritrean slow music Momona🥰⭐
Merci beaucoup
♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷
Amazing speech ❤️❤️❤️❤️❤️
ጽቡቕ ስራሕ"!
ንብሉጽን እነፍቅሮን ስነ ጥበባዊ ኣምናኑአል ክፋል ዛንታ ዘምጻእካልና ብሓቂ ከድንቐካ እፈቱ።
Edmen tenan momona hawna 🥰🥰🥰
Momona shikor I love u ❤️🇪🇷🙏🏽
የቀንየልና ብጻይ ጥዑም ታሪክ ናይ ጥዑም ሰብ ብምቅራብካ
my foverte artist momona
Xbuki.medeb.kexlweo.
woeoo des zeble Histry..🇪🇷🤣✍️🇪🇷🌳🇪🇷🌳🇪🇷🌳 momona the legnde sounde of eritrai🇪🇷💪
ema belux seb
Zara fltet b,hanqewita knxbeuekum ina ksab hizkumlna tmrxu selam neakum
Eza mexhet menesey mara kef alwa ab Eritrea kelku kexali eye zegeza nere
💯💯🙏🙏🙏💯💯
Momona ms belku endye kulu gze 😍😍😍
Joni wedi tkabo maraf🤴🤴🤴✍✍✍
Momona nay lebey
ጹቡቅ ኤላ፡ኣልግብ ኣቢልክ ሓንቲ ደርፊ ናይ ሞሞና ክትጋብዘና ኔርካ
Momona King 🤴❤️❤️❤️❤️👍👌
ዛራ ፍልጠት ብጣዕሚ ካብ ልቢ የመስግነኩም ምክንያቱ ናይ ዝፈትወን ዘክብሮን ድምጻዊ ኣማኒኤል ሞሞና ታሪክ ዘቅረብኩምልና የቀንየልና ዛራ ፍልጠት
ንነዊሕ ግዜ ካብ ስነ ጥበብ ጠፊኡ ዘሎ ሙሴ ሓድሽ እንተተቕርበልና ክንደይ ደስ ምበለኒ
እታ ምእተዊ(intro) music ረባሺት እያ ካልእ ቀይሩዋ ተኪእልኩም
Momona King 👑 tgrina ❤️🇪🇷🙏
ሕጂ አየ ፈትየኩም ዛራ በካ ከምዚ ናይ ሎሚ መደባት ደስ አሉና የከንየልና
Gele dokon momona wedi adka koynu u lol ember ezi Medea da kulu gize xubuk endu
ይቐንየልና ዛራ ፍልጠት፡፡ ምስ ኣማኑኤል ሞሞና ዓቢ ሰብ መማህርቲ ኔርና ኣብ ቤ/ት ሰማእታት፡ ኤማ ህዱእ ጎይታ ጠባይ ክልተ ዓመት ሞኒተረይ ኔሩ፡ ብፍላይ ኣብ 12 ክፍሊ ኣብ ሓንቲ ግሩፕ ኔርና፡ ከም ተማሃሮ ብዙሕ ተዘክሮታት ዝመልኦ ጽቡቕ ግዜ ኣሕሊፍና፡ ያረድ ዓንደብርሃን እውን ምሳና ኔሩ፡፡ ኤማ ወላ ኣብ ክላስ ግጥምታቱ ክጽሕፍ ከሎ ይዝከረኒ፡ መቸም እቶም ኣብ 90ታት ሃይስኩል ዝነበርኩም መቐረት ናይ ሃይስኩል ኣይትስሕትዎን ኢኹም፡፡ከምቲ ናይ ክላስ ኣይኹን ድኣ እምበር ኣብ ክፍሊ ታዕሊም ሳዋ እውን ተራኺብና ምስ ኤማ፡፡ ምስ ግዜን ቦታን ዘይልወጥ ኤማ ኣብ ዘለዎ ሰላምን ጥዕናን ምዕባለን ይምነየሉ፡፡ ብስሙ ድማ እዛ ናይ ቤት ትምህርትና ስእልታት ዝሓቖፈት ደርፊ ነብስሄር ኣብራሃም ኣፈወርቂ ይጋብዘኩም፡፡ ua-cam.com/video/uotrM3BR6-g/v-deo.html
Eta album menet tebl entay koyna talya kab UA-cam tegdiskum hetetulna
eritrean old music Yohannes Tikabo(Wedi Tikabo)Rigbit Meror
ካብ ብንእሽተይ ኣትሒዙ ዘዕበየኒ ዜማ ሞሞና ብጣዕሚ የ ዘድንቆ ሓደ መዓልቲ ኣጎደናታት ኣስመራ ተራኺብና ሻሂ ንሰቴሉ ኣገጣሚ ይህሉ ይኸውን።
Akbar wedi tukabo ke
Monona 100%
Momba bitam azyu zederwo eyu behaki milelay zegbo seb 🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🦊🦊
Zara nay yemane teklay please bro
Momna asli derfeka ab heaq gize axnaniuni eyu peace bruh
መርሓባ ዛራዋን ንሞሞና ሓውና ምምጻእኩም ብጣዕሚ የመስግነኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Momona btaimi eyu ab kulu negeru des zbeleni edmen tienan yhabka
ny wedi tikabo wey ny kiros amxla
እንታይ በዲላ ርግቢት መሮር እወ ያኽ ኣታ ን ወዲ ትኳቦ እስከ ኣቅርበልና ሞሞና ብሉጽ ኣርቲስት
ዋላ ኣብ ሳዋ እዩ ነቢዕልና ወዲ ቱካቦ በዓል ሕሎና እንታይ በዲላ ርግቢት መሮር ደበልካ እዚ ህዝቢ ዳኣ እንታይ ከይኑ እዩ ብህዝቡ ምሕሳብ ገዲፍዎ😅
Etekrbwo tsubuk uWerar weyane neti abokum Ane jemireyo elu kahsa zkefelelu! ksab hji werar weyane til aleka chanel nat sheabya ya tmesl buzuh kesemala jemira aleku
Mszom hasadat gorobiet.ab lieli hagerna Eritrea zneberen zelon sherhi nmbrian. Guzo jemirnayo newih gearna alena.may do tseba politica Eri_Ethio May ksab zbl knkeyd ena.meswati klte weledo tekefilwa zmexet hager.ztnkf weyliu
Momona ngus nay zhul musica . ab kexali kea nay wedi tkabo eba akrebulna
Werar weyane zeykones werar eseyas eyu zibahal qurub do nqhu
ወራር ወያነ❌
Ewe werar weyane 🩸🩸🩸
@@godisgood7456 ባዕሎም ሻዕብያ ከምዝወረሩ ኣሚኖምሉ'ስ ካሕሳ ክኽሕሱ ተበይንሎም ኣሎ ክቡር ሓው
ካብቲ ንሱ ቃለመሕተት ዝገበሮ እርይ እርይ ኣቢልኩም , ምስ ወዲትካቦ ዘጋጠሞም ዶ ገለ ዶ እንዳበልኩም ብሰብ ትጻወቱ ኣለኹም
እቲ ጽፈትዎ ስንጥበባዊ ፈቃር ቡዙሕ ዘይዛረብ ኩቡር ኣብ ስርሑ ዉን ጽፉፍ ከምኡ ዉን ዓርኩ ወዲ ትካቦ። ኣብ ቀጻሊ ከኣ ናይ ወዲ ትካቦ ቢጃኻ?
ዛራ ፍልጠት ኣብ ምስናድ ታሪክ ህዝቢ ኤርትራ ትገብርዎ ዘሎኩም ዝምስገን ኢዩ ቀጽልዎ ጽባሕ ውን ጽሕፍኩም መወከሲ ክከውን ኢዩ
ብዛዕባይ ካኣ ባ መደብ ኣቅርብ
ኣቅሪቡ ኣሎ ብዛዕባ ኣዱሊስ ሕልፍ ኢልካ ድለዮ።
Ente eti nay momona mqrabka xbuq eti werar weyane tblo zeleka gin melselu eika
Weriruna temzabilna ztewerere meret gn ayneberen nay ethiopia
do qofqafa agema yeqyro negra yelen temi elka sema hiji rekbtkom zela nay edkom eye
@@yonimini3363 ata wedi sharmuta wedi chenawit afa nmen eika eika tsafeyo zeleka megal af kelbi
ህጂ ግም እንክእ ናብ ናይ ኣድኩም ክትዛረቡ ኣብፅሀኩም እንበር ደይምልከተና ናይ ካልእ ኣለም እንታይ ኢና ክንብሎ ቀፅሉዋ ናይ ሀገርኩም ፈትሹ
ሰላም ነዛ ኮመንቲ ተንብብ ተንብቢ ዘለኪ ብር ክትብሉ ተሓጎሱ"! ኣብዛ ፕሮፋይለይ ብምጥዋቅ ከኣ የዕሩኽ ክንከውንን ሳብስክራይብ ብምግባር ከኣ መደባትና ክትከታተሉ ንዕድመኩም"!
ሰላም ንዓኩም ኣሕዋት በጃኩም ባ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ጀማሪት የ፡,,
ሰላማት ኩቡራት ኣሕዋተይ: ኣብ ዩቱበይ ሳብስራይብ ንኽትገብሩለይ ብፍቕሪ ይዕድመኩም። የቐንየለይ🙏
ኣሕዋት መደበይ ሪኢኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ሓላላተይ ..,.,.,
Nay freselam Mussie kea amixelna
Nay ኤርትርዋዉያን tray iyu zekrib eza geza ka geza ኤርትራዉያን iya slezi n tigrisawi kekrbo medeb yeblun kemu ewun kixyuno iyu
@@Ane_kem_ane ክክክክክክ
@@Ane_kem_ane still tigraway weyane tiblu alekum 🤦🏾♂️tf
@@Peacean Natka zeygebrkas enda matka zibhal kemzi mis terkbe iyu nskum ke akilkum zeynatna kithubna eritrawi eritrawi kitbl xihay tiarbekum ala🤯🤪
@@Ane_kem_aneOy hade tigraway n,tigraway eritrawi ayblon u nski gn n fre tigraway tiblyo aleki eritrawi enknsu haqi zeztezarebe seb tigraway tibli tekienki ti eritrawi kulu hasawi u malet u? Kabzi snehasab wexiki kab afnchaki arhiq abilki hsebi 🙌🏿
My favorite singer ♥️ momona shikor 🇪🇷♥️🌹
Tnx a lot bro
Momona my favourite artist
I love him too much.🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሞሞና ንጉስ ጥበብ🤴
ዛራዋን ታንክስ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ታሪክ ሞሞና ።ኣልግብ ኣቢልካ ከኣ ናይ ዮሃንስ ወዲ ትካቦ ኣቅርበልና።
haqu alo bejakum
እንታይ ታሪኽ ኣለዎ ወዲ ትካቦ ድኣ ክድዓት ተዘይኮይኑ ከከከከከከከ
44ነጥቢ
@@bingobin5121 beqa hasabatkum tezey tesemamaekums tariku hakika atfiekayo wey seb
@@bingobin5121 aytgage menesey
ሐደ ካብቶም ብዘሓት ❤️መማና🇪🇷❤️💯
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ አዩ ዛራውያን ሞሜ ሮማንቲክ እዩ
ብጣዕሚ ሞሞና ንዓይ ዓላሚየይ እዮ ኔሩ ማለት 7 ዙር ጠባዪ ስነስራዓቱ ዝናአድ እዮ ኔሩ ...ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሞሞና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሞሞና ሓያል ስነጥበባዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ።
Thanks asmie Shikor good job
ስነጥበባዊ ኣማን ሞሞና ረዘነ ባርያ ዳኒኤል ሓጎስ ተዝክሮ ዘይሃስስ ቀጽሎ ጅግና
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ኣብ ቀጻሊ ናይ ውድ ትካቦ እንተኽኢልካ።
Nay Eritrawi artis Yehedego gebremedhin
akirebelna ba pl bro 🙏♥️🇪🇷💪
ሞሞና ስሑል ጎሮሮ ፡፡
ናይ ጣኒቆ ካኣ ተተምጻኣልና ክንደይ ጽቡቅ ኔሩ
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ኣብዛ ሓዳስ ዓመት ገጽ ስድራካ የርእየካ ኣምላክ ብሩካት ኣሕዋት ሳብስክራይብ ባ ግበሩለይ በጃኩም
Amen(3)
King of Eritrean slow music Momona🥰⭐
Merci beaucoup
♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷
Amazing speech ❤️❤️❤️❤️❤️
ጽቡቕ ስራሕ"!
ንብሉጽን እነፍቅሮን ስነ ጥበባዊ ኣምናኑአል ክፋል ዛንታ ዘምጻእካልና ብሓቂ ከድንቐካ እፈቱ።
Edmen tenan momona hawna 🥰🥰🥰
Momona shikor I love u ❤️🇪🇷🙏🏽
የቀንየልና ብጻይ ጥዑም ታሪክ ናይ ጥዑም ሰብ ብምቅራብካ
my foverte artist momona
Xbuki.medeb.kexlweo.
woeoo des zeble Histry..🇪🇷🤣✍️🇪🇷🌳🇪🇷🌳🇪🇷🌳 momona the legnde sounde of eritrai🇪🇷💪
ema belux seb
Zara fltet b,hanqewita knxbeuekum ina ksab hizkumlna tmrxu selam neakum
Eza mexhet menesey mara kef alwa ab Eritrea kelku kexali eye zegeza nere
💯💯🙏🙏🙏💯💯
Momona ms belku endye kulu gze 😍😍😍
Joni wedi tkabo maraf🤴🤴🤴✍✍✍
Momona nay lebey
ጹቡቅ ኤላ፡ኣልግብ ኣቢልክ ሓንቲ ደርፊ ናይ ሞሞና ክትጋብዘና ኔርካ
Momona King 🤴❤️❤️❤️❤️👍👌
ዛራ ፍልጠት ብጣዕሚ ካብ ልቢ የመስግነኩም ምክንያቱ ናይ ዝፈትወን ዘክብሮን ድምጻዊ ኣማኒኤል ሞሞና ታሪክ ዘቅረብኩምልና የቀንየልና ዛራ ፍልጠት
ንነዊሕ ግዜ ካብ ስነ ጥበብ ጠፊኡ ዘሎ ሙሴ ሓድሽ እንተተቕርበልና ክንደይ ደስ ምበለኒ
እታ ምእተዊ(intro) music ረባሺት እያ ካልእ ቀይሩዋ ተኪእልኩም
Momona King 👑 tgrina ❤️🇪🇷🙏
ሕጂ አየ ፈትየኩም ዛራ በካ ከምዚ ናይ ሎሚ መደባት ደስ አሉና የከንየልና
Gele dokon momona wedi adka koynu u lol ember ezi Medea da kulu gize xubuk endu
ይቐንየልና ዛራ ፍልጠት፡፡ ምስ ኣማኑኤል ሞሞና ዓቢ ሰብ መማህርቲ ኔርና ኣብ ቤ/ት ሰማእታት፡ ኤማ ህዱእ ጎይታ ጠባይ ክልተ ዓመት ሞኒተረይ ኔሩ፡ ብፍላይ ኣብ 12 ክፍሊ ኣብ ሓንቲ ግሩፕ ኔርና፡ ከም ተማሃሮ ብዙሕ ተዘክሮታት ዝመልኦ ጽቡቕ ግዜ ኣሕሊፍና፡ ያረድ ዓንደብርሃን እውን ምሳና ኔሩ፡፡ ኤማ ወላ ኣብ ክላስ ግጥምታቱ ክጽሕፍ ከሎ ይዝከረኒ፡ መቸም እቶም ኣብ 90ታት ሃይስኩል ዝነበርኩም መቐረት ናይ ሃይስኩል ኣይትስሕትዎን ኢኹም፡፡
ከምቲ ናይ ክላስ ኣይኹን ድኣ እምበር ኣብ ክፍሊ ታዕሊም ሳዋ እውን ተራኺብና ምስ ኤማ፡፡ ምስ ግዜን ቦታን ዘይልወጥ ኤማ ኣብ ዘለዎ ሰላምን ጥዕናን ምዕባለን ይምነየሉ፡፡
ብስሙ ድማ እዛ ናይ ቤት ትምህርትና ስእልታት ዝሓቖፈት ደርፊ ነብስሄር ኣብራሃም ኣፈወርቂ ይጋብዘኩም፡፡
ua-cam.com/video/uotrM3BR6-g/v-deo.html
Eta album menet tebl entay koyna talya kab UA-cam tegdiskum hetetulna
eritrean old music Yohannes Tikabo(Wedi Tikabo)Rigbit Meror
ካብ ብንእሽተይ ኣትሒዙ ዘዕበየኒ ዜማ ሞሞና ብጣዕሚ የ ዘድንቆ ሓደ መዓልቲ ኣጎደናታት ኣስመራ ተራኺብና ሻሂ ንሰቴሉ ኣገጣሚ ይህሉ ይኸውን።
Akbar wedi tukabo ke
Monona 100%
Momba bitam azyu zederwo eyu behaki milelay zegbo seb 🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🦊🦊
Zara nay yemane teklay please bro
Momna asli derfeka ab heaq gize axnaniuni eyu peace bruh
መርሓባ ዛራዋን ንሞሞና ሓውና ምምጻእኩም ብጣዕሚ የመስግነኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Momona btaimi eyu ab kulu negeru des zbeleni edmen tienan yhabka
ny wedi tikabo wey ny kiros amxla
እንታይ በዲላ ርግቢት መሮር እወ ያኽ
ኣታ ን ወዲ ትኳቦ እስከ ኣቅርበልና
ሞሞና ብሉጽ ኣርቲስት
ዋላ ኣብ ሳዋ እዩ ነቢዕልና ወዲ ቱካቦ በዓል ሕሎና እንታይ በዲላ ርግቢት መሮር ደበልካ እዚ ህዝቢ ዳኣ እንታይ ከይኑ እዩ ብህዝቡ ምሕሳብ ገዲፍዎ😅
Etekrbwo tsubuk u
Werar weyane neti abokum Ane jemireyo elu kahsa zkefelelu! ksab hji werar weyane til aleka chanel nat sheabya ya tmesl buzuh kesemala jemira aleku
Mszom hasadat gorobiet.ab lieli hagerna Eritrea zneberen zelon sherhi nmbrian. Guzo jemirnayo newih gearna alena.may do tseba politica Eri_Ethio May ksab zbl knkeyd ena.meswati klte weledo tekefilwa zmexet hager.ztnkf weyliu
Momona ngus nay zhul musica . ab kexali kea nay wedi tkabo eba akrebulna
Werar weyane zeykones werar eseyas eyu zibahal qurub do nqhu
ወራር ወያነ❌
Ewe werar weyane 🩸🩸🩸
@@godisgood7456
ባዕሎም ሻዕብያ ከምዝወረሩ ኣሚኖምሉ'ስ ካሕሳ ክኽሕሱ ተበይንሎም ኣሎ ክቡር ሓው
ካብቲ ንሱ ቃለመሕተት ዝገበሮ እርይ እርይ ኣቢልኩም , ምስ ወዲትካቦ ዘጋጠሞም ዶ ገለ ዶ እንዳበልኩም ብሰብ ትጻወቱ ኣለኹም
እቲ ጽፈትዎ ስንጥበባዊ ፈቃር ቡዙሕ ዘይዛረብ ኩቡር ኣብ ስርሑ ዉን ጽፉፍ ከምኡ ዉን ዓርኩ ወዲ ትካቦ።
ኣብ ቀጻሊ ከኣ ናይ ወዲ ትካቦ ቢጃኻ?
ዛራ ፍልጠት ኣብ ምስናድ ታሪክ ህዝቢ ኤርትራ ትገብርዎ ዘሎኩም ዝምስገን ኢዩ ቀጽልዎ ጽባሕ ውን ጽሕፍኩም መወከሲ ክከውን ኢዩ
ብዛዕባይ ካኣ ባ መደብ ኣቅርብ
ኣቅሪቡ ኣሎ ብዛዕባ ኣዱሊስ ሕልፍ ኢልካ ድለዮ።
Ente eti nay momona mqrabka xbuq eti werar weyane tblo zeleka gin melselu eika
Weriruna temzabilna ztewerere meret gn ayneberen nay ethiopia
do qofqafa agema yeqyro negra yelen temi elka sema hiji rekbtkom zela nay edkom eye
@@yonimini3363 ata wedi sharmuta wedi chenawit afa nmen eika eika tsafeyo zeleka megal af kelbi
ህጂ ግም እንክእ ናብ ናይ ኣድኩም ክትዛረቡ ኣብፅሀኩም እንበር ደይምልከተና ናይ ካልእ ኣለም እንታይ ኢና ክንብሎ ቀፅሉዋ ናይ ሀገርኩም ፈትሹ
ሰላም ነዛ ኮመንቲ ተንብብ ተንብቢ ዘለኪ ብር ክትብሉ ተሓጎሱ"! ኣብዛ ፕሮፋይለይ ብምጥዋቅ ከኣ የዕሩኽ ክንከውንን ሳብስክራይብ ብምግባር ከኣ መደባትና ክትከታተሉ ንዕድመኩም"!
ሰላም ንዓኩም ኣሕዋት በጃኩም ባ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ጀማሪት የ፡,,
ሰላማት ኩቡራት ኣሕዋተይ: ኣብ ዩቱበይ ሳብስራይብ ንኽትገብሩለይ ብፍቕሪ ይዕድመኩም። የቐንየለይ🙏
ኣሕዋት መደበይ ሪኢኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ሓላላተይ ..,.,.,
Nay freselam Mussie kea amixelna
Nay ኤርትርዋዉያን tray iyu zekrib eza geza ka geza ኤርትራዉያን iya slezi n tigrisawi kekrbo medeb yeblun kemu ewun kixyuno iyu
@@Ane_kem_ane ክክክክክክ
@@Ane_kem_ane still tigraway weyane tiblu alekum 🤦🏾♂️tf
@@Peacean Natka zeygebrkas enda matka zibhal kemzi mis terkbe iyu nskum ke akilkum zeynatna kithubna eritrawi eritrawi kitbl xihay tiarbekum ala🤯🤪
@@Ane_kem_ane
Oy hade tigraway n,tigraway eritrawi ayblon u nski gn n fre tigraway tiblyo aleki eritrawi enknsu haqi zeztezarebe seb tigraway tibli tekienki ti eritrawi kulu hasawi u malet u? Kabzi snehasab wexiki kab afnchaki arhiq abilki hsebi 🙌🏿