Dehay Eritrea ኣቢን ማከሮን ዘይነገሩና ...! ደሃይ ኤርትራ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 12 січ 2025

КОМЕНТАРІ •

  • @berhanemeskeltewelde4301
    @berhanemeskeltewelde4301 20 днів тому +2

    ብጣዕሚ ኣገዳሲ ዝኾነ መግለጺታት ተዋሂቡ፡ ስለቲ ንኡድ ኣገላልጻኹም የመስግነኩም።
    ሓው ሳሙኤል ብኹሉ ትገብሮ ዘለኻ ሃገራዊ ቃልስኻ የመስግነካ።
    Very interesting discussions.

  • @fsahayeberaki9042
    @fsahayeberaki9042 20 днів тому +2

    ሓው ሰንጋል ትክክል ኣለካ፡ 100% ድክነትን ድሕረትን ኣፍሪቃ ብልሽውናን ነብሰ ፍትወትን መራሕቲ ኣፍሪቃ ጥራዩ፡፡

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta6954 20 днів тому +3

    Thank you for your service and information 🙏🏿ℹ️👈🏿
    Political and characters analysis

  • @tsegaia2909
    @tsegaia2909 20 днів тому +1

    Great Analysis

  • @stevenbloom5974
    @stevenbloom5974 20 днів тому +4

    Interesting debate. Keep it up!

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare509 20 днів тому +3

    Thanks Dehay Eritrea. Brothers for the chance about France and Ethiopia. Merry Christmas and happy new year to you all.

  • @tesfa-eyu-snqey
    @tesfa-eyu-snqey 20 днів тому +3

    ናብ ባሕሪ ኣክሰስ እዩ ኢሉ ሎሚ ፥ ቀደም ግን ወነንቲ ባሕሪ ክንከውን ዝብል እዩ ነይሩ።

  • @yohanshabte
    @yohanshabte 20 днів тому +1

    Thank you so much guys

  • @ggmm2340
    @ggmm2340 20 днів тому +1

    Thank you!

  • @andebrhanteame2234
    @andebrhanteame2234 20 днів тому +1

    ❤❤❤❤blutsat tesfa alena kabakhum

  • @FKT-uo2bj
    @FKT-uo2bj 18 днів тому

    💯

  • @swel7586
    @swel7586 20 днів тому

    ኣብ ኣፍርቃን ከማኡውን ስሉስ ዓለምን፡ ዝዓበየ ሽግር ብቐጻሊ ዝርኤ

  • @fsahayeberaki9042
    @fsahayeberaki9042 20 днів тому

    መራሕቲ ኣፍሪቃ ብዛዕባ ህዝቦም ግድሻ ስለዘይብሎም እምበር 60ዓመት ኣብ ነጻነት ነቢርካ ምስዚኩሉ ሃብተን ርእሰን ክክእላ ዘይምክኣለን መራሕተን ንባዕሎምን ንዕሌቶምን ኣገልገልቶምን ሃብቲ እንተከዚኖም ካልእ ዜጋ ኣየገድሶምንዩ፡

  • @danielteame4033
    @danielteame4033 19 днів тому

    ሰንጋልስ እንጢጥዕ እዘርእ አለኩ እዪ

  • @adamismail9137
    @adamismail9137 20 днів тому +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ❤ ❤
    ❤ ❤

  • @danieltewolde4759
    @danieltewolde4759 20 днів тому

    ኣቶ ሳሚኤል ! ብዘይ እዚኦም ሰባትከ ኤርትራዊያን ሙሁራት ተንተንቲ ፖሊቲካ የለውን ድዮም??

  • @abh8287
    @abh8287 20 днів тому

    Yeqenelna Samuel: ms kulom murat tententi deqi Eritrea!!! Hanti mengsti France slmentay hayli bahri ethiopia ktkel ydgf alo wala : Alemawi hgi teketilka: afdege bahri mrkab ybl! Ezi tegarachawi ymesleni emo entay yblu htetelna enber ab thti menber kali "" zereba keyhlu " yeqeneley!

  • @negassidebessay.wardsthela8742
    @negassidebessay.wardsthela8742 20 днів тому

    ከም ዝመስለኒ ህዝብናን ጋዜጣኛታትናን ሜድያታትና ብምሉኦም ዝተሳሕተ ጉዳይ ኣሎ ንሱ ኸኣ (Triangular Afar movement ) ዝብል ምንቅስቓስ ኣብ መጨረሻ ሰብዓታት ዝተጀመረ ምንቅስቓስ ኣሎ ስጋብ ሕጂ ህያው እዩ ግንኣብቲ ግዜ'ቲ ተ. ሓ. ኤ ስጋብ ዶብ ጅቡቲ ኣሳፊሓ ስለ ዝነበረት ምንቅስቓስ ኣይከኣሉንነይሮም ኣብመጨረሻ ግንናይጅብሃ ምስሓብን ናይ ህዝባዊ ግንባር ቦታ ምምላእን ዝነበረ ክፍተት ብዙሓት ደቂ ዓፋር ግዙፍ ወተሃደራዊ ሓይሊ መስሪቶም ስጋብ ኣብ ኩናትጅቡቲ ዝተቐትሉ ኣባላት ጀብሃ ነብር እፈልጥ ስለዚ ዓፋር ጅቡቲ 70 0/0 ምስ ኢትዮጵያክኾኑ ድሌት ኣለዎም እቲ ሽግሮም ዓፋርኤርትራ እዩ እሞ ብፍላይ በዚ ሕጂንዕዘቦ ዘለናፋሕፋሕን ብዝሒ ሰልፍታትን እቶም ዓፋር ኤርትራ ኮይኖም ዝቃወሙ ዘለው ምስዚ ዘሎ ገታር ስርዓትኤርትራ ጥቕምና ኣብ ሓድነት ዓፋር እዩ እንተበሉ እሞ ፈረንሳ መንቀሳቐሲቱ ከም ምኻና መጠን ሀገራት ኤሮጳን ኣመሪካን እንተ ደጊፈንኦስ ዓቢ ጸገም እዩ ኢለ እየ ዝኣምን ኣቢ ውን እዚ ንምትግባር ምስ ደቂ ዓፋር ኣትሪሩ ይሰርሓሉ ኣሎ ንምባል እየ::

  • @fsahayeberaki9042
    @fsahayeberaki9042 20 днів тому

    ስትራተጅ ምዕራባውያን ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን አርትራን ኢትዮጵያን ንመንእሰይ ኪኖ እቲ ኣብ መዲያ ዝበሃል ከተንቅሕዎ ደኣምበር ኣብ መድያ ደኣ ከመይሉ ማክሮን ኒትዮጵያ ባሕሪ ከነውህበኪ ክብላ፡፡

  • @wi4686
    @wi4686 20 днів тому

    ኣይተ ሰንጋል፡ ኢትዮጲያ እኮ ቀጻሊ ብዛዕባ ዓሰብን ቀይሕ ባሕሪ እያ ኣብ መርበባት ሓበሬታኣ ትዛረብ። ናይ ጂቡቲ ባሕሪ ቀይሕ ባሕሪ ኣይኮነን። ስለዚ ኣቢ ዝሓቶ ዘሎ ኣብ ናይ ኤርትራ ባሕሪ ከመላኽት ይኽእል እዩ።

  • @yosiefmehari8896
    @yosiefmehari8896 20 днів тому

    Deep insights.. Keep educating us, and we are learning one at times. That is how you rebuild the fragile nation .Great Christmas gift. Blessings!

  • @katmelamelika3635
    @katmelamelika3635 20 днів тому

    What about Djibouti and France relations who's running the nations

  • @fsahayeberaki9042
    @fsahayeberaki9042 20 днів тому

    ጂቡቲ ውሑድ ህዝቢ ሒዛ ግን ሓያልያ ኢልካ ሓው ሰንጋል ፡ ግን ኤርትራ ከም ጁቡቲ ማእለያ ዘይብሉ ማዓስከራት ሓያላት ዓለም ከተስፍር ፡ከም ጂቡቲ ብፈረንሳ ትዝወር ወይ ትማሓደር ክትከውን ኔርዋ ድዩ ኣባሃህላካ፡፡ እቲ መግለጺታትኩሲ ምስ ክውንነት አርትራ ፡ምስ ኣመጻጽኣ አርትራ፡ ምስ ርእስካ ምካኣል ዝብል ናይ ነጻ ቁጠባዊ መስመር ዝተመርኮሰ ክከውን ኔርዎ፡፡

  • @mohammedburhan-qn8lk
    @mohammedburhan-qn8lk 20 днів тому

    haw Senegal jubiti be diplomas zeyko et hayal koyna be fernsa tihilo selezelo eya

  • @googlecrome4863
    @googlecrome4863 20 днів тому

    Demamu zeytenegre dima tifeltu kkk

  • @SHaile-xu9ub
    @SHaile-xu9ub 20 днів тому

    ሰላም ኣሕዋት
    ንባዕለይ ዘረባኹም ዘንጊዐ እንተዘይሰጊረዮ፡ ዝዘንጋዕኩማ ኣብቲ ስምምዕ ዝተባህለት ኣገዳሲት ቃል ኣላ። ንሳ ኸኣ diversified access ወይ ኣማራጺ ምግፋሕ እትብል እያ። ኣቢ ኢልዋ (ተገዲዱ ይመስለኒ)፡ ማክሮን ክልተ ጊዜ ኣስሚሩላ። እዚ ኸኣ ኢትዮጵያ ዛጊት ናይ ጂቡቲ ወደብ ተጠቃሚት ምዃና ዘስመረ ስለዝኾነ፡ ዘረብኦም ንጎረቤት ዓድታት ዝምልከት እዩ።
    ካብቲ ዝበልኩሞ ብተወሳኺ፡ ኣቢ እቲ ዓሚ ኦክቶበርን ኖቨምበርን ዝበሎ ናይ ሓይሊ ዘመተ ጊዜ ይወስደሉ ስለዘሎ፡ ናብ ኣህጉራዊ ሕጊ ዘኽበረ ኣዘራርባ ንክምለስ ይግደድን ይድፋእን ስለ ዘሎ እይ። ኣብ ኣንካራ ዝተገብረ ስምምዕ ኮነ ሕጂ ማክሮን ንኣቢ ክብል "ዘገደዶ" ምኽንያት ንሱ እዩ።
    ሕጂ ኣቢ ኣብ ዝመጽእ ክህሉ ንዝኽእል ምስ ጎረባብቱ ዝርርብ መንጎኛ እዩ ዝደሊ ዘሎ። ከምቲ ዝበልኩሞ ከኣ ሃገራት ልዑላዊነተን ብዝግህስ ኣብዚ ነገር ብመንጎኛ ክዘራረባ ግድነት የብለንን። ኢትዮጵያ ምስ ሶማልያ ኣብ ኣንካራ ዝገበረቶ ነዚ ዝጥሕስ ድዩ ኣይኮነን ኣከራኻሪ ክኸውን ይኽእል።

  • @kahsayftsum6952
    @kahsayftsum6952 20 днів тому

    ኢትዮጵያውያን ናቶም ዝኾነ ብሸፈጥን ሓይሊን ዝተመንጠልዎ ባህሪ ብድርዴር ኢልካ ንዓሰብ ክጥቀሙ ዓያሹ ኣይኮኑን። እታ ኩናት ኣይትተርፍን። ከምታ ናይ ክሬምያ እያ እታ ጉዳይ።
    ካሊእ እቶም ዓፈር ናትና እዩ እቱ ባሕሪ እንተበልኹም ከ?

  • @keletaberhe7593
    @keletaberhe7593 20 днів тому

    ሐመድ ብልኡ ሰለስተ እኩባት የህባይ ጸላእቲ ሃገሮም ንስኻትኩምሰ ሙሁራት ፈረንሳይ እዛ በዝባዚት ተድንቑ ድሁላት
    ግደየለን ሳላ ኤሪትራ ርእስ ሙርከሳ ተማሂረን ተጸሪጋ ኪትወጺእ ኢያ
    እሰኻትከም ግን ናይ ኤሪትራ ጽቡቕ ስለዘይትደልዩ በአል ቻይና ዚገብርኦ ጽቡቕ አይረአየኩምንዩ

  • @MohammedJabi-j9d
    @MohammedJabi-j9d 20 днів тому

    Gohafat belaeti wudaq qondafat hasawuti eskum tadiekum emlketekum bzaeba dehay Eritrea deqi meknud qondaf agame

  • @samielsium2516
    @samielsium2516 20 днів тому

    Loosers