Senait Amine - Mear Afu (Official Video) | Eritrean Music

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 12 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 662

  • @Kuki_Bela
    @Kuki_Bela 5 років тому +65

    ሰኑ ጠባይ 100
    ድምፂ 100
    ኩሉሙሉኪ100
    ይፈትወኪ 100
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏽❤️❤️❤️

  • @workyh2045
    @workyh2045 5 років тому +38

    I'm oromo but I love Eritrean people

  • @ANYE.MiCHELE
    @ANYE.MiCHELE 5 років тому +238

    ❤ድሕሪ ክንደይ መጺኪ ሰናይት ሽኾር ።፡ እስከ ኣድነቅቲ ሰኑ 2019 k ላይክ ግበሩለይ ፡ ። ጥዕምቲ ሙዚቃ👍🤙⭐❤

  • @eritrealove5888
    @eritrealove5888 5 років тому +18

    ሰበይተይ ጠኒሳ የሕዋተይ መርቁኒ እስከ ነቶም ዘየጥነስኩም ከኣ ከማይ የማስልኩም ብሩኽ ናይ ሰናይ ዘመን ይግበረልና ኣምላኽ ይሓልወና

  • @sacadcabdi9808
    @sacadcabdi9808 5 років тому +20

    Eritrean song 😍💓 Eritrean people 😍💓 .
    From Somalia 💙 .

  • @eritrealove5888
    @eritrealove5888 5 років тому +132

    ኣዲኡ ዝፈቱ ዝናፍቅ ጥራሕ ኣብዚኣ like ጌሩ ይሕለፍ Love u mam & miss u

  • @selamhagose2892
    @selamhagose2892 5 років тому +104

    ዝተባረኸ ዝተቐደሰን ቀዳመ ሰንበት ንኹልና ።

  • @Wedimamaa
    @Wedimamaa 5 років тому +17

    እውይይይ ኣታ ዓይነይ ድዩ ወላስ ሰናይት እየ ዝርኢ ዘለኹ? ዕድመን ጥዕናን ነዓኺ ክብርቲ ሓፍትና ሰኑየ..6❤❤🇪🇷❤🇪🇷
    Like eske habuley

  • @fnanmicheal3156
    @fnanmicheal3156 5 років тому +16

    ካብ ኩሉ ኣከዳድናኺ ክብርኺ ትሕልዊ ። ጽብቅ ደርፊ ! ካልኣይ ከኣ ጽቡቅ ኣርእቲ ። ተሰሚዑና ዩ ቀንዩ እዘን ኣዋልድ መንጠለ፡ ኣሕደገ፡ ወሰደ ፡ገበተ ፡ገባቲ፡ ክንሰምዕ ድቃስ ከሊኡና ቀንዩ በቃ።

    • @-erobitmedia7058
      @-erobitmedia7058 5 років тому

      Kkkk... fnan habibi... mear afu ileka aleku ane.. deki erena weridkum gebete aymlketekumn yu mkurat

    • @fnanmicheal3156
      @fnanmicheal3156 5 років тому +1

      @@-erobitmedia7058 thanks ሕጂ እኳ ይሓይሽ ደስ ኢሉኒ መዓር ኣፉ ምስ ተባሃልኩ።

    • @fyorikesete215
      @fyorikesete215 5 років тому

      Kkkk 😁😁😁

    • @merhawitgebregziabher3705
      @merhawitgebregziabher3705 5 років тому

      kemhu endikum haki zeytfetwwa b hasawi melhas tfelali

    • @fnanmicheal3156
      @fnanmicheal3156 5 років тому

      @@merhawitgebregziabher3705 ኣቲ sister እሞ ንሰብ ምንቃፍ እንተኾይኑ ወላ ንስኽን ትንቀፋ ኢኺን። ግን ክብሪ ኣደን ኣቦን ስለዝርደኣኒ ብጾታ ምዝራብ ኣየድለንን ዩ።ምኽንያቱ ኣቦን ኣደን ወድን ጓልን ከይኮኑ ኣይሓለፉን።እቲ ሓቂ ኸኣ ነቶም ዝበደሉና ወዲ ይኹን ጓል ብውልቃዊ ምዝራብ ይሓይሽ።ስለዚ ክትእረምላ ይጽበ።

  • @ጉዕዞናይዓዲጋናመንኣሚንካ

    መርሓባ ጥዕምቲ ድምጺ እንካዕ ብሰላም፡መጻኺ ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ደቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @starthegunners7089
    @starthegunners7089 5 років тому +9

    Welcome back Senu
    ሰኑ መዓር ድምጺ መጸት
    ህዱእ ንሓንጎል መድሃኒት
    ንጭንቀት ፈውሲ
    መግቢ ነዛ ነብሲ 👌🇪🇷❤️👍

  • @tesfumuqur479
    @tesfumuqur479 5 років тому +4

    እዋይ ለካ ሃቂ እዩ ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ዝተባሃለ ፣
    ውቅያኖስ ጉዑሽ ዉሑሉል ገጣሚ ጎበዝ ፥
    በረከት ወልዱ ከዓ ኣዚዩ ወንካ ዚቅስቂስ ገይሩ አዩ ዚሰርሖ ጎበዛት ቀጽልሉ
    Sensiat (ajibeni) was best and this as well 🔥🎵🔝

  • @merawediandat6238
    @merawediandat6238 5 років тому +5

    እታ ጠፊኣ ዝነበረት ኮኾብ እንቋዕ ብሰላም መጻኽና....ኣይትጥፍእና እስከ ምስቲ መዓር፡መረዋሕ ድምጽኺ።

  • @mohamedibrahim3314
    @mohamedibrahim3314 2 роки тому +2

    From Sudan 🇸🇩
    We love you saniet amine

  • @ሰላምጋልዓጋመ
    @ሰላምጋልዓጋመ 5 років тому +6

    ሰኑ መክስብ እንኳዕ ዳሓን መፃኣኪ ከመይ ድየ። ዝፈትወኪ ገለ ዓይነት ድምፂ ኣይትጥፍና ምጭውቲ ፍጥረት ኣድናቅትኪ። ካብ ጋል ትግራይ። ብሽም ሰኑ ላክ ኣግርጭወ ኣብሉኒ ደቂ ኤሬ ሓላላት

  • @zemenfes2023
    @zemenfes2023 5 років тому +5

    Eritrean + Ethiopian/Tigrian= Senait Amine+Asmelu Teklu+Bereket weldu.....Best Music

  • @sayfewedigeriye2190
    @sayfewedigeriye2190 5 років тому +11

    From 🇪🇹 and I love you so much ertrian music 🎶 ተዛረብቲ ትግርኛ እኮ ክነቅሑን ደስ ኽብሉካን እስኪ ፈጣሪ ዓድናን ጥሪትናን ሂወትናን ሙሉእ ጥዕና ሂቡ ይሓልወና ኣሜን🙏🙏🙏

  • @anedo8352
    @anedo8352 5 років тому +5

    Kulatom mear afom eyom ezom dekri erey nay mn eye kesmie nay mn kegdif kulatkum star eway zelnayo ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @selam2571
    @selam2571 5 років тому +3

    Welcome back Senait great voice.. long time really missed you where you have been. በሊ ሀየ ቅልጥፍ ቅልጥፍ እልኪ ወስኽልና, ያላ ሐቢብቲ በርትዒ።

  • @officialtadesetesfay7393
    @officialtadesetesfay7393 5 років тому +41

    💥🌟💫💫🌟💥መዓር ኣፉ 💥🌟💫💫🌟💥
    ኣታ መዓር ኣፉ ፍትወይ ዘቢብ ከናፍር
    እታ ልሳንካ ብያሒት መቀረት ፍቕሪ'ያ ትስፈር
    መቐረት ፍቕሪ ሓወይ መዓር ኣፉ
    ብዘይ ብኣኻስ ምንባር እንታይ ትርፉ
    ዕላልካን ስዕመትካን ሕልፊ'ዩ ሕልፊ
    ዉነኻ ዝሰልብ ወልፊ'ዩ ወልፊ ።
    ኣብ ዘበነ ነብሰ-ፍትወት ንበለጽ ኣብ ምቅድዳም
    ሎሚ'ዶ 'ታ ምተረኽበ ከም ነብሱ ዘፍቅር ኣዳም
    ንፍቕሪ ዝተፈጥረ ኣይረአኹን ፈጺመ ፍጹም ከማኻ
    መቐረቱ ዘይጽንቅቕ መዓር መዓር እንዲኻ ።
    ሂወተይ ኣብ ትሕቴኻ በቃ ተመለኸት
    ዝፋን ንግስነተይ ኢኻ ክቡር በረኸት
    ኣታ ኽንደይ'ከ ትፍቶ መዓር ወለላ
    ልሳንካ ሕማቕ ኣይወጻን ንፈዉሲ ማሕላ ።
    ኣታ ንገር ንገር እንታይ'ዩ ብጽሒትካ
    ምልኣት ፈሰስ ኮይኑ ከቢዱ ዉልለትካ
    ኩሉ መምቁሩ በል በል ሃበኒ
    ናትካ ኩሉ ነገር ኣካ ቐደወኒ ።
    መዓር ኣፉ ንጉሰይ
    ዕላልካ ምንጪ ሓጎሰይ
    መዓር ኣፉ ንጉሰይ
    ስዕመትካ ምንጪ ሓጎሰይ
    ሰይ ሰይ . . .
    ታደሰ ተስፋይ

    • @habtaitesfagaber6905
      @habtaitesfagaber6905 5 років тому

      Tadese Tesfay ሰላም፡ንዓኻ ዝኸበርካ ኩቡር ሓው ገጣሚ ታደሰ ተስፋይ ብጣዕሚ ኢኻ ንፉዕ ኣጆኻ ቀጽሎ ኢና ንብለካ
      ይቅሬታ ግን ደፊረ ከይ ከውን
      ሕቶ ክሓተካ ኣቅሪበ አየ
      ኣነ ሲ ግጥሚ ይጽሕፍ አየ ክሳብ ሕጂ ግን ናብ ተረፍቲ ኣይሃብኩን መኽንያቱ አቲ ግጥሚ ዝጽሕፎ ቅሩብ ዳይርክተር የድልዪ አዪ ሕጂ ግን ኩሉኹም ዲኹም ኮምኡ ዶ ስቅ ኢለ ነቶም ደረፍቲ ክህቦም ሽዑ ባዕሎም ኽዕሪዎ ኣብዚ ዘለኸዎ ቦታ ኽኣ ሓደ ከምዚ ኸማኻ ዝአርመኒ ስኢነ ሕጂሲ አንታይ ትታሓባበረኒ

    • @russomandemichael9379
      @russomandemichael9379 5 років тому

      ኖጎዳ ድምጻዊት ሰኑ እንቆዕ ድምጽኪ አስማዕና

    • @habtaitesfagaber6905
      @habtaitesfagaber6905 5 років тому

      @@officialtadesetesfay7393 ሐራይ ታደሰ ሓወይ

  • @ghebremeskelkesete1019
    @ghebremeskelkesete1019 5 років тому +2

    Senait Amine my favourite singer.very nice music.ሰላም ቅሳነትን ዝዓሰሎ ቀዳመ ሰንበት deki erey.

  • @munirnasray7467
    @munirnasray7467 5 років тому +36

    ሰኑ ሽኮር welacome አንቛዕ ብ ሰላም መጻኪና ንስኪ አምበር ማዓር ኣፋ ሰኑ ወለላ ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘለካ ዘይርኣካዮ ይፍጠረልካ ሰሰናዩ ንዓካ

  • @mekalhafwerki2416
    @mekalhafwerki2416 5 років тому +14

    ወይ እንዳ ማዓር ኣፋም በሉ እስከ መዓር ቀዳመሰበት ይግበረልና

  • @berhanegoitom1397
    @berhanegoitom1397 5 років тому +2

    ሰኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፡ ናይ ብሓቂ ጥዕምቲ ደርፊ፡፡

  • @zeart7670trhzs
    @zeart7670trhzs 5 років тому +3

    ዓጅበኒ እንዳተባሃለ ከሎ ግዜ ሰናይት ሽኮር እንቋዕ ብሰላም መጻክና።

  • @senayyohannes3162
    @senayyohannes3162 5 років тому +1

    Senu mear Afaaaa how I love you, ezen nay netro geba shimelba mimelba saesaeti tirah guhaflna
    Esiki ekilti eki.
    Aytitfina ba Senu natna wisikk da Abilina kidmi hadish Amet 💕💕💕

  • @merhawiethu6113
    @merhawiethu6113 4 роки тому

    ተጋሩ ግጥምን ዜማን ሙዚቃ ቅንብርን አይተኻአልኩምን ዋውውው በረኸት ወልዱ ዋውውውውው ውቅያኖስ ጉዑሽ ዳርጋ 90% ትግርኛ ብአኹም ዕቤት ተርኢ አላሞ የቐኔልና

  • @ባባየምስበልኩኢንዲየ
    @ባባየምስበልኩኢንዲየ 5 років тому +441

    መርቁኒ እስኪ አብ 6 ዓመተይ ስድራይ ረኪበዮም ዝተረፍኩም አብ ስደት ዘለኩም ንዓይ የማስልኩም

    • @merigalhagereseb21
      @merigalhagereseb21 5 років тому +2

      እንካ ብሰላም ኣራክብካ ኪ

    • @yonasteklu3310
      @yonasteklu3310 5 років тому +2

      Amen!!! edmen tenan yhabka

    • @nayzginayzgi2052
      @nayzginayzgi2052 5 років тому

      ባባየ ምስ በልኩ እንዲየ ሰላም በሎም ገዛ ዝሓወይ ከምከ የምስለና ሰናይ ዓረፍቲ ከ ይግበረልከ

    • @yordonoshaileslassie4343
      @yordonoshaileslassie4343 5 років тому

      @@merigalhagereseb21 ኣሜንንንንን

    • @temesgenamlakey3470
      @temesgenamlakey3470 5 років тому +1

      Egzabiher amlak entay yesano enka hagoseka!! Nana ka kemaqa yemselena 💖🙏

  • @eritreaneritrean5376
    @eritreaneritrean5376 5 років тому

    Wawww kigermekum kea nekine dehaya hatitela malet tiena dehan diya .,dehan eya kilib kem tserh negiromini,, agoki kexiliyo xibiktey nice job. 💐💐💐🙏😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷 neza komet zebebikum kea edmen tienan yhabikum,.mis dekikum mis sdrakum, 🙏🙏🙏

  • @Erinatop
    @Erinatop 5 років тому +45

    ሰኑ ሽኮር እንታይ እሞ ክብል ኩሉ ሙሉኡ
    ግጥሚ 100
    ዚማ100
    ኢዲት 100
    ኩሉ 10000
    ዝሳማማዕ like ሃቡኒ 🥰.

  • @senayyohannes3162
    @senayyohannes3162 5 років тому +5

    Aseyyyyy Senu Ayneyyyyy Ati birhan gesa. Abey tefieki nerki? Aytitfi ba Senu gual Shukey.
    Hanti Rieyto gin Senu Ayney Esiki ekilti eki zisiesa zeyedlyaki neren cheraru ni cheraru offaa.
    Overall gin 💯💯💯💯

    • @roberaish
      @roberaish 5 років тому +1

      They don't even know how to dance!! That's why I don't like ab Europe zsrah derfi

  • @nazrawitecle1568
    @nazrawitecle1568 4 роки тому

    nay hji derftat trgum albo koynu zehzin eyu bahaki bzkone yeqenyelna nbleki senait haftna thank you.

  • @zementekyruni7170
    @zementekyruni7170 5 років тому +3

    ❤️ Sentey btami ye adnqi mexeleitey 🏞 so berti ajoki ye kbleki zdeli kommt like 1000000 habuley

  • @filimonberhane6808
    @filimonberhane6808 5 років тому +5

    sanayteyyyy nateyt zefatwa darafittt liki eska hbunii beshem eza konjo

  • @birhanezemichael2678
    @birhanezemichael2678 5 років тому

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ድምፃዊት ሰናይት:: ተዛርብቲ ትግርኛ ብሓባር እንተሰሪሖም ብዙሓት ፅቡቃት ስራሕቲ ክንርኢ ኢና::ብዙሓት ናይ ዛ ደርፊ ተሳተፍቲ ኣብ መቀለ ዝርከቡ ስነጥበባውያን እዮም:: ንኣብነት በረከት ወልዱ ተኣምራት ኣማረ ምጥቃስ ይከኣል::

  • @sasbde9334
    @sasbde9334 5 років тому +4

    እንቃዕ ደሓን መጻኪ ሰኑ ሽኮር፡
    ጽቡቅ ስራሕ ተፋእ ሰው

  • @jovannisimon1558
    @jovannisimon1558 5 років тому +2

    ብሉጽ ስራሕ ጥዕምቲ ድምጺ ሰኑ ሽኮር እንቃዕ ብሰላም መጻኽና።

  • @ከምቲዝድልዮኮይኑመልስኪ

    ኣበይ ኢያ ዘላ ሰኑ ጽብቅቲ
    ኣብ ኢሮፓ ወላስ ኤሜርካ

  • @lunalove6470
    @lunalove6470 5 років тому +4

    Zfetwa girl senuye welcome my Queen LOVE YOU 💚💚💚💚👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @michaeltedros5784
    @michaeltedros5784 5 років тому +1

    ኤርትራዊት ኮኮብ፡ Congratulations on your new song...it is fabulous. You are doing a great job ሰኑ ሽኮር።

  • @weyniabede3675
    @weyniabede3675 5 років тому

    Senu shkorr enqa bdhan bxki koxleyo mara eyu zftki ka habibit an gal eruna xubki music kulki desi tbelu 😍😍😍❤💋

  • @erina6917
    @erina6917 5 років тому +8

    አንካይ ብሰላም መሳኪ ሰኖ ሹከር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖💖💖💖🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @filimonberihu4570
    @filimonberihu4570 5 років тому

    good job senu Shikor ahwat Senait amine abey diya tnebr zela

  • @ከማካሞመንኪሮሰይኢሰያስስ

    ሰኑ ማዓር ኣፋ ኣበይ ዳኣ ነይርኪ
    ተናፋቂት ሄዋን ዝኮንኪ
    ኣብ ዕለታ መጺኪ
    ምስ ተናፈቂኪ
    በሊ ኣይትጥፍእና ሓደራኪ
    ኩሉ 100% እዩ።

  • @ጓለቡኣኤረይዝዓዳ
    @ጓለቡኣኤረይዝዓዳ 5 років тому +5

    ሰኑ ጥዕምቲ ደሃይ 😘😘😘
    ንስኺ'ባ መዓር ኣፋ ጋል ኤረይ ቅጭን😘💎🇪🇷🇪🇷
    ደቂ ኤረይ ምቁራት ኣኣብ ዘለኹሞ ፍስሃ ዝዓሰሎ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልኩም😘😘😘😇😇😇🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rahwazeray5470
    @rahwazeray5470 5 років тому +1

    Senu shikor enqae dehan mexaki zfetwa derafit❤🇪🇷

  • @gunnersarsenal38
    @gunnersarsenal38 5 років тому +2

    Ztebareken zteqedesen kedame senbet ygbrelna deqi eri mear afom

  • @Eritrea.91
    @Eritrea.91 5 років тому +2

    ሰኑ መዓር ኣፋ ጠፊኢኽና ንብለኪ ንሕና ከኣ

  • @aronmehari1999
    @aronmehari1999 5 років тому +14

    ን ሰኑ ሹኮር
    👇💓

  • @adhanetkahsu5317
    @adhanetkahsu5317 5 років тому +1

    Senu mkirty mear afa eba nsiki Egzeabher yhabki nsiki lbom temeleskyom ember ezom ahwatna ezy nai lomi derfi tserifom wedieniom ezen ahwatna hade hade gzie kia adlai u kemzi natki love you more😘😘😘😘

  • @godisgood5851
    @godisgood5851 5 років тому +2

    ዋውውውውው ሰኑ ሽኮር እንኳዕ ብደሓን መጻእኪ ጠፊእክና ኔርኪ ብጣዕሚ ጥዕምቲ ደርፊ100%።thank u

  • @vic-nq3bb
    @vic-nq3bb 5 років тому +2

    Welcome back ma favorite singer Senu 👇

  • @ቀጭቀጭ
    @ቀጭቀጭ 5 років тому +1

    i am ethiopian but i love eritreans you guys are my blood

    • @eriboy7395
      @eriboy7395 4 роки тому

      @Brook Yimer We love you too bro 🇪🇷🇪🇹🥰

  • @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
    @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 5 років тому +47

    ንሰናይት ኣሚኔ ዝፈቱ ላይክ ስኪ ይሃበኒ

  • @adeyeyaalemey3225
    @adeyeyaalemey3225 5 років тому +2

    Senu mkrti welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    And good job 100% 😘

  • @t-manmeman7736
    @t-manmeman7736 5 років тому

    Am from ethiopia, i allways listen eritrean song include seni songs and i love so much thier voice here also very good song

  • @hanitsegay2281
    @hanitsegay2281 5 років тому +3

    Senuye shikor welcome..
    I LOVE U SO MUCH..
    Kulen derfki mara'ye zeftewen..💖💖💖💖💖💖💖💖💕💕💕

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 5 років тому +4

    Senu shikor enka beslam mexki habibit ana ❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @masimarkato7447
    @masimarkato7447 5 років тому +2

    ዘመነ ሰኑ ተዘኩሮ ዝገብረልኩም 👌👌🤞🤞☝️☝️

  • @mehretgebrezgiabher9425
    @mehretgebrezgiabher9425 5 років тому +2

    Welcome back Senait!!!!😍

  • @elsagebremicheal5649
    @elsagebremicheal5649 5 років тому +3

    Niski ember Mear afki miss u so much senait my favorite great girl love u 💋💋💋

  • @michaelmeles466
    @michaelmeles466 5 років тому +1

    Senu niberlna tekahisna hiji, tefikina neyrki sweet haftna.

  • @saimonmedhane9584
    @saimonmedhane9584 5 років тому +14

    ሰኑ ዓይነይ ናይ ፋየር ኤጀይ መጺኪ፡ ኣደ ጋለይ ማራ ያ ትፈትወኪ ዓጅበኒ ትብል ደርፍኪ ምስ ጋበዘትኒ የ ፡ ሰይ ሰይ ኣቢለያ

  • @ኒምሮድ1
    @ኒምሮድ1 5 років тому +3

    ሰናይት -ኤርትዊት
    ኣስላዊት- ተፈታዊት
    ፍትውትው " ሙማ ሓሰይ 😚" 🇪🇷 🌷

  • @r.e.nmylove4314
    @r.e.nmylove4314 5 років тому +6

    Halvtom hyab swatna sensitive iske mxna degagimki nic mic senu 🇪🇷🇪🇷❤️

  • @michaeltewelde9341
    @michaeltewelde9341 5 років тому +4

    Fana abrhan senait aminen si dmxen hade u hakey

  • @erimalet8815
    @erimalet8815 5 років тому

    Senaytey ay kemtexebekuwa gn eqaa bselam mexaekna admen tianan

  • @eriterabarentu1119
    @eriterabarentu1119 5 років тому +2

    N sele fekri like sey sey senu

  • @birtukanali8777
    @birtukanali8777 5 років тому

    ትርጉሙንም ባላውቀው ትግረኛ ሙዚቃ ውስጤ ነው እኔም የሚል 👍👍

  • @itsmefani364
    @itsmefani364 3 роки тому

    senuye neseki ember mear afa good job keep going yene marr

  • @መስሉኒከምሕልመይዝረከብኩ

    Wi senitey enqae beselam mexaki btami nafikeki nare❤ mear affu yerakbke beluni eba 🙏 like eba👍

  • @natplayz5759
    @natplayz5759 5 років тому +1

    Senu natey mara gele aynet music love u 😍🥰

  • @majortekle2815
    @majortekle2815 5 років тому +8

    good job my lovely sister 🇪🇷🎼💪

  • @yorbeal2024
    @yorbeal2024 5 років тому +3

    Senuye Natna welcome back mear afa

  • @ዕንዱ28
    @ዕንዱ28 5 років тому +20

    ኣቲ ማዓር ኣፋ እንበር ንስኪ
    ሰሚዕካ ዘይጽጋብ መርዋሕ ድምጽኪ
    ኣበይ ድአ ክንድዚ ጠፊእኪ ጸኒሕኪ
    Like Like Like Like

  • @iamshabiyabutnothgdef5949
    @iamshabiyabutnothgdef5949 5 років тому

    Here is the real singer
    Thanks senu mkrti much love a lot respect sis

  • @gottseidank3767
    @gottseidank3767 5 років тому

    Wawwwww Senu Shikorrrrr Dhri newih Gzie Enkae dhan Mexaki Xbuk Srah 🇪🇷

  • @Lealti_2
    @Lealti_2 5 років тому +5

    Nice clip senu shikor intay kiwexo ❤❤😘😘😘

  • @kirillpoltevsky3813
    @kirillpoltevsky3813 5 років тому +7

    Now I know how hard it is to make such videos. I made some of my own with lots of effects and script and everything. And it took 100-s of hours of work. But you video is full of effects and it is just EXCELLENT! It must have taken thousands of hours of work!

  • @milimili6431
    @milimili6431 5 років тому

    ኡማሰይ ሰኑ ካብተን ቡሉጻት ስነጥበባውያን ሃገርና ኢኪ ሞ ኣጆኪ በርትዒ ናዓይ ካኣ ብስም ሰኑ ላይክ 100 ኣቡጹሑለይ ፡፡

  • @iseyasmsgna1406
    @iseyasmsgna1406 5 років тому +1

    Welcome senu tefiki xbuq derfi key semakuwa 👌🏻😍❤

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 5 років тому +20

    ሰኑ ከምዚ ከማይ ትፈትዋ ኣለኹም ዶ pleas ኣለና በሉ like ሰኑ I.m Really ውድእቲ ደርፊ ፈቴያ ክመውት በቃ።

  • @-erobitmedia7058
    @-erobitmedia7058 4 роки тому

    Senu, best and most beautifully Eritrean Artist. Love you sweetheart.💕❤💕❤

  • @b.p6161
    @b.p6161 5 років тому +1

    Best editing ever i have seen sofar . Very professional. Well done blenda

  • @Selulidu10
    @Selulidu10 5 років тому +2

    ሰኑ ንስኺ ባ መዓር ኣፋ 🙏🙏🙏❤️🙏🙏

  • @gualeri1132
    @gualeri1132 4 роки тому

    Senuye mar dhri newih gize mexkina attfiae ❤❤

  • @mathanjr8311
    @mathanjr8311 5 років тому +4

    Rhus qedam senbet yegbrelkum medhine alem Ms adu dngel yhalkum ❤️👍👍👍 ka gebru ikum

  • @emakifle6779
    @emakifle6779 5 років тому +229

    Niza comment Tnibe Zeleka zelekni Ab hiwetkum Senay Timnit Yimneyelkum 🙏
    👇

  • @segaihaile5871
    @segaihaile5871 3 роки тому

    ሰናየተ ዝፈቱ like የገበረ ሰኑየ በተአሚየ ዘፈተዉኪ ደረፈኪ ጢሁም እዪ ቀሰለኦም አጆኪ ኣምላክ ምሳኪ የኩን

  • @teametesfagabr6786
    @teametesfagabr6786 5 років тому

    ዋውውውውውውውውውውውውውው ስናይት እንቋብ ድሓን መጻኪና ጽቡቅ ደምጽን ደርፍን🎤 ሰሚዕና

  • @ፊልሞንጸጋይ
    @ፊልሞንጸጋይ 5 років тому +2

    ሰኑ የነ ልበ wellcome ❤️👈 ኣበይ ዳ ዘላ ያ ጀምዓ

  • @msgnageberihiwet8474
    @msgnageberihiwet8474 5 років тому

    ሰኑ ሽኮር በጣዕሚ ደስ ዝብል ድምጺ ብራቮ ኩሉ ግዜ

  • @semirafetawitmomona1844
    @semirafetawitmomona1844 5 років тому +2

    ኣሰይይይይይይ ሰኑ ጅብዕቲ እንቋዕ ብዳሓን መጻኺ ዳሃይኪ ጠፊኢና ኢዩ ኔሩ ተሻቂልና ዋእ ኣታ like እስከ ኣይተውሕዱላ ደቂ ኤረይ ሓላለት

  • @hananhanan9016
    @hananhanan9016 5 років тому

    Senu mechuweti enkae beslam mexki temnti dess behalit derfn clip shekorey😍😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤❤👌👍

  • @habennigus4909
    @habennigus4909 5 років тому

    ሰኒ ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ስራሕ እዩ ወድድድድድድ ሰኒየ ቆንጆ

  • @ድሃይጎጆና
    @ድሃይጎጆና 5 років тому +2

    እታ እንኮ ከብደይ ትበልዓኒ ጋል ሂዋን ጽርይቲ ሓሪም ኢያ ሰኑ

  • @dejenmuller2711
    @dejenmuller2711 4 роки тому +1

    Senu yahho

  • @kahsaytekiegebremedhin7230
    @kahsaytekiegebremedhin7230 5 років тому +2

    ሰናይት አሚነ ንስክም'ኮ መዓር ኢኪ⚘❤

  • @ሳምሶንእስቲፍ
    @ሳምሶንእስቲፍ 5 років тому +2

    ሰኑ ኣይነይ ከመይ ዲኪ መክሰን ንስኪ ትሕሺ እንበር በዓል ሰሉ ኒህሚያ ኣይገደፋልናን

  • @ኢትዮጵያናትሀገሬ-ነ1ቈ
    @ኢትዮጵያናትሀገሬ-ነ1ቈ 5 років тому +8

    Welcom seni
    Shkor
    Awey. ድምፂ
    ሰኒ. ፍትትው
    እየ ድገብረኪ