May God bless the work you do. This is great and I PRAY THAT YOU KEEP MAKING THIS KIND VIDEOS IN THE FUTURE. Knxebykum ena nay behaki xega ab leli xega yebzhalkum.
wow bajakum kamzey film serhu kab zaytakem halawlaw manfasawe serhat abezehu natey zerie sab ewen mamharey sela zekona Tabarake barteu well done may the Lord blessed you Abundantly in Jesus mighty name 🙏 more wisdom and understanding to his words awesome keep it up please 🙏
Ezi gega eu kehadiga hasebe maletu ferihu dengel kem zekoneti yefelit sale zenbere eu atinswa kebulni eyom elu eu ferihu kehadim hasibu enber sebay sele zenebre aykoneni ,abona yosef kab bet mekedes tewsealna mes tebehale dengelmaryam gal 15 Amet kela abti geze eti kahni zekariyas nab egzabiher selot geru ,egzabiher ka nay kolom anstom zemetiom abatir akibka nab betmekedes yehidro eluwo hade kab atom abona yosef eu neru ,seu ab betiri yosefi ,yosef ne mariyam weseda zebeli tesahifu hadiru bekemzi abona yosef nedengel mariyam wesidewa nekehilwa eu enber nekemrawa aykoneni ,for example benay alem kenre kelena hade peresnt nekemres hesuey keynu eu zekerib ,present ne Alem temeriwa aebaya eu du kebahli .mehsay bebezuhi neger eu zeterigom .
ኣቱም የሕዋት ክንዲ ቀስ ኢልና ነርድእ ሲ ፡እዋይ ሕዝብናስ በጃኹም እንዶ ብዓይኒ ጽቡቅ ንርአ ፡
ብዓቢኡ ከምዚ ኢሎም ምብጋሶም ክንእዶም ዩዝግባእ፡ እቲ ዘጉደልዎ ከኣ ምእራም ይሓይሽ፡please ኣይነሳጉግ ነብስና ንፍለጥ ብዘይ ኣበሳ ንጓዓዝ ኣይንምሰል ሓዳጋት ደኣ ንኹን፡ቃል ህይወት የስማዓልና ርሑስ ኣውደኣመት🎉
ጥዑም ቃል
አሜን ❤
ጽቡቕ ስራሕ፣ ሰናይ ተበግሶ እዩ ፣ ንኸምዚ ዝኣመሰለ ኣገዳሲ ጕዳይ ብትብዓት ክትሰርሕዎ ኸም ዝኸኣልኩም ድማ ክቢሪ ይግበኣኩም። ይኹን እምበር እዚ ምስ እምነትናን ድሕነትና ዝተኣሳሰር ጕዳይ ኢዩ ስለዚ ብጥንቃቐን ብኣኽብሮትን ክንቀርቦ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኢዩ። ሓደ ኻብቲ ዘተሓሳስብ ጕዳያት እቲ ኣብ መንጎ ዮሴፍን ማርያምን ዘሎዝምድና ኣብዚ ፊልም ተገሊጹ ከምዘሎ ዮሴፍ ገና ንእሽቶ ብዕድመ ኸም ዝነበረ ጌርካ ብጌጋ ተገሊጹ ኣሎ። ብመሰረት ትምህርቲ ወንጌልን ቤተ-ክርስትያንን፣ ዮሴፍ ብዕድመ ዓቢ ነበረ ንማርያም ከኣ ከም መዕቈብን ሓልዮትን ገይሩ ደኣ እምበር ከም ናይ ፍቕሪ መጻምድቲ ገይሩ ኣይወሰዳን ኣይተዋህበቶን ከኣ። ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ተኣፋፊ ጕዳያት ምእንቲ ኺመርሑኹም ካብ ቤተ ክርስትያን ዝመጹ ፈለጥቲ መምህራን ወይ ኣቕሽሽቲ ክትውከሱ ነተባብዕ። እዚ ኸኣ ነቲ እትገልጾ ዘለኻ ቕዱስ ርእሰ ነገር ልክዕነትን ኣኽብሮትን ንኺህልዎ ኺሕግዘካ እዩ። ንጻዕርታትኩም ነመስግን ኢና ዕዮኹም ንዕምቈትን ቅድስናን እዚ ዛንታ እዚ ብዜኽብር መገዲ ኺምዕብል ከሎ ኽንርኢ ድማ ብሃንቀውታ ኢና እንጽበ ። ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልና፣ ኢየሱስ ሕጻን ኣብ ልብና ይወለድ።
Matthew 1 ትግ - ማቴዎስ
19: ዮሴፍ ሕጹያ፡ ጻድቕ ሰብኣይ ነበረ እሞ፡ ብሕቡእ ኪሐድጋ ሓሰበ እምበር፡ ኪገልጻ ኣይፈተወን።
20: ንሱ እዚ ኺሐስብ ከሎ፡ እንሆ፡ መልኣኽ እግዚኣብሄር ብሕልሚ ተራእዮ፡ ከምዚ ኢሉ፡ ዮሴፍ ወዲ ዳዊት፡ እቲ ሕጽይትኻ ማርያም ጠኒሳቶ ዘላ ኻብ መንፈስ ቅዱስ እዩ እሞ፡ ንምውሳዳ ኣይትፍራህ።
Matthew 1 ትግ - ማቴዎስ
24: ዮሴፍ ካብ ድቃሱ ተንሲኡ፡ መልኣኽ እግዚኣብሄር ከም ዝኣዘዞ ገበረ፡ ንማርያም ሕጽይቱ ወሰዳ።
ናተይ ሓሳብ ውን ከም ናትካ ኢዩ
ነቶም ኩሎም ኣብዚ ስራሕ ዝተሳተፎ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓሎም።
Wela natey hasab abzi ne yosef kem sebaya gerom gelisomo alewu betami abi gega gerom abzia
ዕለተ ልደት ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ብከምዚ ምግላጽኩም ኣምላኽ ዘመን ሂወትኩም ይባርክ፡ተስፊኣ እዛ ሃገር እግዚኣብሄር ጥራሕ እዩ!❤❤ ደቒ ኤረይ ❤❤❤
Asey asey des zebl eyu . Kexlwo ❤ahwat ❤❤❤. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ነዞም ተዋሳእቲ ናይ ሃገርና ብዙሕ ግዜ ብውሽጠይ ይወቅሶም ኔሩ ሎሚ ግን ግዚኡ ዝኣኸለ ይመስል እግዛብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም ደስ ዘብል
ጽብቕቲ ብጣዕሚ ኣምላኽ ይባርኽኩም ንመጻኢ ግን ከም ዘላታ እታ ጽሑፍ ኣቕርቡ ኢኹም ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ከምዚ ዓይነት ፊልም ኣብ ሃገርና ብምስራሕኩም❤
ብዛዕባ ዮሴፍን ማርያምን ግን እታ ቃል ኢዚኣ ኢያ
Matthew 1 ትግ - ማቴዎስ
19: ዮሴፍ ሕጹያ፡ ጻድቕ ሰብኣይ ነበረ እሞ፡ ብሕቡእ ኪሐድጋ ሓሰበ እምበር፡ ኪገልጻ ኣይፈተወን።
20: ንሱ እዚ ኺሐስብ ከሎ፡ እንሆ፡ መልኣኽ እግዚኣብሄር ብሕልሚ ተራእዮ፡ ከምዚ ኢሉ፡ ዮሴፍ ወዲ ዳዊት፡ እቲ ሕጽይትኻ ማርያም ጠኒሳቶ ዘላ ኻብ መንፈስ ቅዱስ እዩ እሞ፡ ንምውሳዳ ኣይትፍራህ።
ቃለ ሕይወት ቃለ በረከት ቃለ ሠናይ የሥመዐልና ክቡራት አሕዋትን አቦታትን አዴታትን ፅቡቅ እዩ ቀፅልሉ ፣ንኡሽተይ ግን አብቲ ሕፅይቲ ዝብል ንክሕልዋ ዝተመረፀ እምበር ሰበይቱ ንክትከውን አይኮነን እንተደፈረ ይቅሬታ ፈሊጠ ዘይኮንኩስ ዝተረድአኒ እየሞኪረ ቡሩካተይ ኢየሱስ ክርስቶስ አብ ልብና ይወለድ አሜን፫ ቡሩክ አውድአመት ይግበረልና
Matthew 1 ትግ - ማቴዎስ
20: ንሱ እዚ ኺሐስብ ከሎ፡ እንሆ፡ መልኣኽ እግዚኣብሄር ብሕልሚ ተራእዮ፡ ከምዚ ኢሉ፡ ዮሴፍ ወዲ ዳዊት፡ እቲ ሕጽይትኻ ማርያም ጠኒሳቶ ዘላ ኻብ መንፈስ ቅዱስ እዩ እሞ፡ ንምውሳዳ ኣይትፍራህ።
Ezi entay malet diu niska nigerena
Matthew 1 ትግ - ማቴዎስ
24: ዮሴፍ ካብ ድቃሱ ተንሲኡ፡ መልኣኽ እግዚኣብሄር ከም ዝኣዘዞ ገበረ፡ ንማርያም ሕጽይቱ ወሰዳ።
25: በዅሪ ወዳ ኽሳዕ እትወልድ ከኣ ኣይፈለጣን። ስሙ ድማ የሱስ ሰመዮ።
ጽቡቅ ስራሕ ናይ ብሓቂ ንመንፈሳዊ ድራማ ቐዳምነት ሂብካ ምስራሕ ዓቢ በረኸት ዘውህብ ኢዩ እሞ በረኸቱ የብዝሓልኹም።ህዝብና ንመጽሓፍ ቅዱስ ብከምዚ ድራማን ብፊልምን ከምዝርድኦ ገይርካ ምቅራብ ከም ዓቢ ስብኸት ኢዪ ዝውሰድ ህዝብና ድማ ኣፍልጥኡ ይዓብን ይርዳእን ስለዚ ደጊምና ቐጽልሉ ክንብል ንፈቱ ርሑስ ብዓል ልደት ይግበረና❤❤❤❤
Waaaw , ኣዝዩ ዘሐጉስ ኢዩ። ኣምላኽ ይባርኽኩም ስነጥበባውያን ሃገርና፡ ብርግጽ እዛ ሃገር ተስፋ ኣለዋ። ክብሪ ንኣምላኽ። እዚ ካብ ቃል ኣምላኽ ከም ዘለዎ ዝተወስደ ድራማ ኢዩ ። ነዚ ድራማዚ ጌጋ ምባል ማለት ፡ ንቃል ኣምላኽ ውን ጌጋ ምባል ኢዩ፡፡
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ጽቡቕ ስራሕን ተበግሶን እዩ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ቀጽልዎ ንቐጻሊ ካልእ ክንጽበ ኢና እንቋ ናብ ብርሃነ ልደቱ ኣብጽሓና ርሑስ ኣውደኣመት ንኹልና ይግበረልና
ኣዝዩ ዘሕዝን 😢😢😢 ብውሕሉል ቃላት ጌርካ ክሕደት ምዝራእ ደኣ እንታይ ኣምጸኦ ? ቅዱስ ዮሴፍ ንቅድስት ድንግል ማርያም ሰብኣያ ዘይኮነስ ንክሕልዋ ዝተሓጸያ እዩ: ደራሲ ግና ኣብዚ እንታይ ኢልካ ኣምጺእካዮ የፍቅራ ከምዝነበረ ሰበይቱ ከምዝኾነት እንዳበልካ ንመጽሓፍ ቅዱስ ዝጻረር ቃላት ኣመሓላሊፍካ ስለዚ እግዚአብሔር ፍራሕ ከም ግምተይ ደራሲ ናይዛ ፍልም ድማ ኣማኒ ከኒሻ ከይኮነ ኣይተርፍን'ዩ:: ስለዚ ኣታ ህዝቢ ትም ኢልካ ምርኣይን ምስማዕን ዘይኮነስ ምስትውዓል'ውን ከድልየካ'ዩ:: ብፍላይ መእመን ኦርቶዶክስ እምነትካን ባህልኻን ኣጽኒዕካ ሓዝ::
Kenisha eyom
@@basitesfa9323 በሓቂ ኬንሻ ድዮም ኦርቶዶክስ ኣይኮኑን : ማለት መንእዮ ዝምውሎ ነዚ ፊልም ኬንሻ ተኮይኖም 2 ሞት እዮ ክሕደት ጥራይ እዮም ክዘርኡ ዝክእሉ ተዋህዶ ከኣ መሲሎምና ኔሮም 😢
Sekt kab hzbna znebro zelo nabra zumut bkemzi mengedi namlak mflat dhnet beu trah kab kone entay eu eti gega
Mexhaf qudskum,genxlwo kab tetreskmo tdqsu abu alkum
❤❤❤ኣቱም ብሩካት የሕዋትና ዘመንኩም ይባረክ ዘትረፍርፍ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ደጊፍኩም ቀጽሉ ኣጆኩም
Please kemzi film kexluwooo amlak zemenkum ybark azyu des elunii ❤
Wowwwww thank you Jesus hallelujah 🙌 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
የሕዋተይ አብ መንጎ እኖና ድንግል ማርያምን ቅዱስ አቦና ቅዱስ ዮሴፍን ዝገልፅ ግና ብመሰረት መፅሓፍ ቅዱስና ጌጋ እዩ ምስ ትሑት ኣኽብሮት
እግዚአብሔር ደፊርና ብፍላጥ
ከይፈለጥን ብስሕተት ዝገበርዮ አምላኽ ይቕሬ ይበለልና ንኹልና
Haftay entay u eti gega abrhiley ba thank you
@Eliltasweet4928 eti bzaeba yosef blba thasb neberet zbelo abey texahifu alo ab lba thasbo zneberet ezom sebat kemey gerom felitomo
ጐበዝ ጽቡቅ ኣለኪ።
=>እወ! እቲ ከም ንሓዳር ወስኖም ከም ዝነበሩ ኣብስልካ ዘርኢ(ኣብ መንጐ ድንግል ማርያምን ቅዱስ ዮሴፍን) ፊልምኩም እዩ ጸገም ሓቁፉ ዘሎ።። ስለዚ ካበይ ተረክቡ ከምዚ ዝብል ጽሑፍ ከተረድኡና ብትሕትና ንሓትት።
Sorry ezi kulu ab Bible zelo eyu gaga ayerkebukulun abey eyu eti gaga
@@Mihreteabberhane ሓወይ ቅዱስ ዮሰፍ ሕጹያ ኢሉ ዘሎ ሓላዊኣ ማለት ደኣ እንበር ኣፍቃሪኣ ወይ ፍቁራት ኣይኮኑን
ካበይ ኣምጺኢዎ ማርያም ምስካሊእ ዘሚያ ዝብል ካብ 17:53 ክሳብ 17:56 ደቂቅ ዘሎ ኣበይ መጽሓፍ ኣሎ
እዚ ብፍጹም ጌጋ መልእክቲ ኢዩ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማኣልና ኣብዛ ንነብረላ ምድሪ ወድ ሰብ ስጋዊ ኮነ መንፈሳዊ ብዝገበሮ ጽቡቅ ስራሕ 30-60-100 ክሐፍስ እዩ፥ ነዚ ቅዱስ ሐሳብ ክትሰርሑ ዘነቃቅሔ ሉኡል እግዚኣብሔር ለዘለኣለም ይክበር ይመስገን ኣሜን
እንተ ኮነ ቃድቅ ዮስየፍ ሰብኣያ ዘይኮነስ ሕጹያ ሐላዊኣ ደጋፊኣ እዩ ነይሩ እሞ፡ ----
Qal hiwet yesmealna amlak zeterefe edmikom yebarek 🙏🙏🙏
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 amlak yebrkam xagen ybzhlkam
እግዚአብሔር ዝተባረከ ይኩን አብ ቀጻሊ ዕዮኩም ድማ ዓወትን አሳልጦን ይሃብኩም ጹቡቅ ስራሕ
እግዚአብሄር ንኤርትራ ይባርክ🙏🏾🙏🏾🙏🏾🇪🇷
Fantastic christmas drama. Beautiful🍒. Tnx 4 sharing
Aseyyy diki erey kemzi aynet srah amtsulna egziabihier ymesgen ❤❤❤ ruhus bael
አሜነእረ ፅቡቅ ለወጢ እዩ ከመይ ናዓልማዊ መቅባል ዝይ አብይናስ መንፍሳዊ ሰራሕ ከመይ ንካብድ ብፃዕዱን ለስራሕ ታማ ትቃባልንት ነግብር ዝልና ሓብሻ ስል ዝኹን ድዩ ኩሉኹም አብዛ ፊልም ዝለኹም ዕድመን ጥዕናይ ያሃብኹም ፈጣሪ መንፍሳዊ ሰራሕ አብዙሕልና ብጃኹም ናይ ዓልም አብ ዓልም እዩ ዝትርፍ መንፈሳዊ ግን መርክት አለዉ❤❤❤
Ellllllllllllllll Eseyyyyyyyyy Eyesus Goyta Eyu Ab Midrey!!!!!!!!
Amennnn amlake ybarkum ezenkah asmahna
qal hiwet yesmealna qexlwo
ዋውውውው ብ'ጣዕሚ ጽቡቅ ተበጉሶ እዩ❤❤❤
ብጣዕሚ'ዩ ጽቡቅ ስራሕ ❤🎉
Wonderful ❤❤❤❤😮😮😮
"ብመጀመርታ ንኹላትና ኣመንቲ ክርስትና እንቋዕ ናብ በዓል ልደት ጎይታና ብሰላም ኣብጽሓና"
ብምቕጻል ነዚ ተበግሶ ወሲድኩም ኣብ ሃይማኖት ክርስትና ተገዲስኩም ነዚ ፊልም ምስራሕኩም ኣምላኽ ይባርኽኩም ቀጽልዎ።
መኣረምታ
1/ኣብቲ ናይ ቅዱስ ዮሴፍን ድንግል ማርያምን ምቅርራብ ተዋሂቡ ዘሎ ርእይቶታት ክኽበር ኣለዎ።ንዮሴፍ ዝተዋህበቶ ክሕልዋን ክዕቅባን ደኣ እምበር ንሃነይነይታዊ ፍቕሪ ኣይኮነን።ኣብዚ እንታይ እዩ ዘርእየካ ንመምህራን ቤተ ክርስቲያን ብዝግባእ ኣይተወከስኩምን ወይ ኣየርታዕኹማን።ስለዚ ብትረኻ ስለ ዝተነግረ ደጊምኩም ኣሪምኩም ኣእትውዋ ክብለኩም ይፈቱ።
2/መዝሙር ስለ ዘይተሳእነ ጨርባሕባሕ ዝብል ድምጺ መንፈስ ኣምላኽ ዘይነፈሶ ኣይደርፊ ኣይመዝሙር ክትጥቀሙ ኣይነበረኩምን።
3/ናይ መናፍቓን እንተኾይና እዛ ፊልም፡እቶም ተዋሳእትና መንፊቕኩም ዲኹም ንገሩና ሕቶ እያ፧
4/ኣብ ተዋሳእቲ ጽቡቕ ገጸባሕርይ ነይሩ፡ካህን ዘካርያስ ኮይኑ ዝተዋስአ ግን ካብ ቅድስቲ ኤልሳቤጥ ዝንእስ ኮይኑ፡ሽምግል ዝበለ ሰብኣይ ክትገብሩ ነይሩኩም።
5/"ብፅዕቲ"ዝብል ቃል "ብርኽቲ"ኢልኩም ቀይርኩሞ ኣለኹም።በቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ ሓቀኛ ኣበሃህላ ክትብሉ ይግባእ።
6/ደጊምኩም ኣሪምኩም ከተእትዉዋ ፈትኑ።ወደሓንኩም።
ብሩክ ሓውና ትክክል ኢዮም ሰሪሖሞ መጽሓፍ ቅዱስ ብግብእ ኣምብቦ
ኣብታ ብጽእቲ እትብል ብብርክቲ ቀይርክማ ዝበልካያ ድማ ትርጉም ብጽእቲ ማለት ዕውቲ ወይ ብርክቲ ኢዩ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ትርጓሜ ዝብል ኦርቶደክስ ዘሕተመቶ ኣለካ 😍
Protestant eyom serihomo. Ni dngil Maryam, Kab yosef welida, Goytana ahwat alewo sle zblu, mis timhrtom ysemamae eyu ezi film
@ezgabiherymesgen214 ካተሊክ ኢዮም እቲ ካህን ዘካርያስ ኮይኑ ዝዋሳእ ዘሎ ክዳን ተከዲንዎ ዘሎ ራኣዮ
ብዓቢኡ ድማ እሱ ዘማራይ ናይ ካተሊክ ኢዩ ኣብ ዩቲብ ኣለኪ መዝሙሩ ራኣዮ ፕሮቲስታንት ኣይኮኑን
ዳሓር ድማ ወንጌል ማቲዮስ ኣምቡብዮ ጽብቅ ኢዮም ሰሪሖሞ ኣብ ገለ ገለ ግን ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ወጻኢ ዝወሰክሉ ኣሎ ንኣብነት ዮሴፍ ብድሕረይ ምስካሊእ ቀሪባ ዳበለ ዝዛረቦ ዘሎ ባዕሎም ወሲኮሞ ብዙሕ ዝወሰክሉ ኣሎ
Ok thank you
እቶም ንምንታይ ሰሪሖም ኢልኩም ትዛረቡ መንፈሳውያን ኢና በሃልቲ እግዚአብሔር ንኣኹም ቀሪቡ ንእኦም ዶ ርሒቁ ኮይኑ እኳ ደኣ ጸግኡ የብዝሓሎም ይመልኣሎም በሉ❤
Rhus beal ldet nkulatna amenti kristna ❤✝️✝️ kemu kea nezom abza menfesawit film zeleku kbri yhabkum amlak aezizu ybarkkum qetslwa hzbna kemzi eyu zedlyo zelo👏👏👏
ኣቱም ኣሕዋት ትም ኢልና ቃለ ሕይወት የስማዓልና ኣይንበል እንታይ ይሰዱ ኣለዉ ናይ ኦርቶዶክስ ዲዮም እንታይ ንመርምር ኣብ ውሽጢ ዘሎ ትሕዝቶታት ንርኣዮ ።
Hakika hawey, entay tihizitau nismaya yehwatey,
Please hizbe orthodox chirsityan nestewil!!!!!!""
Adena kidiste kidusan Maryam ade goyta nigus negestat
Ni abona kidus Yosief sebeytu aykonetn
Nikhilwa, kikenakena kab bet mekdes tehareye( tehaxiye).
nay katolik yu mnalbat zeyterdakum keykewn
Nay orthodox aykonen ezi srah buzuh gegatat alewo
Mexhaf kudos anbb kaweu terefe nkdus mexahaf aytxarero
ናይ ኦርቶዳክስ ይኩን ናይካልእ ሕማቅ ካብዘይርኣካሉ ቃል ሂወት የስማዓልና ምባል እንታይ ሽግር ኣለዋ
Wowwwwwwwwwww betami des zbll kemzi qexlwo amlak gexa yebzhelkumm
ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ ንፉዓት ኣምላክ ይሓግዝኩሙ❤❤❤
ርሑስ በዓለ ልደተ ክርስቶስ ይግበረልና ንክሉኩም ኣመንቲ ክርስትና❤Amen 🙏
Wow tebareku goyta tsegeu yebzhalkum❤️❤️
ርሑስ በዓል ልደት ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ይግበረልና ❤️👍🏻
ጽቡቅ ስራሕ እግዚኣቢሄር ይባርኽኩም❤😊
ዋእእ ኣቱም ሰባት እቲ ተበግሶ ጽቡቅ እንድዩ ግናሲ የጸብቀለይ ኢዩ ኢልካ ካብ ምዝራብ የኽፈኣለይ ኢዩ ኢልካ ሱቅ ምባል ይበልጽ።ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ ካልእ ኣብዛ ፊልም ዘሎ ካልእ ጠቅላላ በበይኑ ኢዩ ዘሎ።
Merhaba Deqi Erey yehwatey xbuq tebegso btami zehgus Amlak ybarkum ruhus hadsh aemet rhus ldet ygberelkum🙏 ❤❤❤❤💯 🎉🎉🎉🎉🎉
Waw nay bhaqi xbuq srah egziabher nkulkum ybark
Thanks May Lord Jesus bless you all ❤ 🙏 we ❤ you all
❤❤❤❤❤❤❤ ተዋህዶ ንዘልዓለም ትንበር ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 ደቂ ኤረይ ጻዕዳ
amen ezi gn nay tewahdo aykonen astewil ndngl maryam josief halawia deamber sebaya aykonen
Zemenkom yebark deqi eriyyy qexlewu❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ስራሕ ዘመንኩም ይባርኽ ቀጽልዎ❤❤❤❤❤
አሜን ❤❤❤
Waww asyyy mdrna fewsa wengile eu xbuk serha tebarku medhani goyta yesus krstos negs ab mdrna ❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ደቂ ተዋህዶይ ፅቡቅ ስራሕ🥰☦️❤️
ናይ መላእ ክርስትያንእዩ ናይ ተዋህዶ ጥራይ ኣይኮነን
እግዛአቢሄር ይባርኽኹም ጽቡቅ መልእክቲ ዘለዎ ፊልም እዩ ቀጽልዎ❤❤❤
ቃል ህይወት የስምዓልና ዲና ክንብል ኣብዚኸ፡ እቶም ደቂ ኦርቶዶክስ ዝኾንና
አነ ከማን ግር ኢሉኒ 😢
እግዝኣብሔር በረኸትኩም የብዝሓዮ ከምዚ ዓይነት ፊልም ቀጽለዎ ኤርትራ ንዘለኣለም ዝተባረኸት ትኹን ኣሜን
Wowwwwww well done 👏 ❤❤❤❤ Amlak ybarkum. Keep going
Kal hiwet yesmalna
🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌nssu eyu etty. Hakky 🙏🙏🙏🙏🙏
Ketsiliwo kemzi eyu zitekim tebareku🎉🎉
ቃል ህወት የስማዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ጌጋ'ዩ እዚ😢😢😢
amen amen amen kal hiwet yesmalna ezgabiher amlak admen tanan yhabkum
Keep doing this, don’t listen to these negative comments, the Holy Spirit will guide your works, ❤️❤️
Please we need the second part❤❤❤
ጽቡቅ ስራሕ
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉qal hiwet yesmalna
Amlak ybarku des zbli srah qetslwo
May God bless the work you do. This is great and I PRAY THAT YOU KEEP MAKING THIS KIND VIDEOS IN THE FUTURE. Knxebykum ena nay behaki xega ab leli xega yebzhalkum.
Kemzi misrahikum xbuk eqa entekone
Adena kidst kidusan Maryam gin sebeytu ni abona yosief aykonetin, entay dia nikihilwa, nikikanakena abona Yosief tehaxeye( tehaxiye maltu tehareye dia enber hixytu nikimrawa aykonen).
Exactly adu
Beautiful 🇪🇷❤ good job! Merry Christmas 🌲
ሃገረየ ካብዚ ተሓሲቡኪ ደሎ መከራ ብምሕረቱ ይጠምትኪ እስከ ተመስገን 🙏❤️🙏❤️🙏
ቀጽሉ ህዝቢ ኣነቃቅሑ ጸጋኩም የብዘሓዮ 🙏🙏🙏
Amlak yebarkum ❤
Bitaemi xibuk srah thanks deki Erey 🙏🙏❤️🙏🙏🙏🙏
እግዚኣብሄር ይባርኽኩም ቀጽልዎ ብሩኻት
ደስ ዘብል ኢዩ ግናኸ አንዳ ኣረምና አንበር ንጌጋ ኣይንዉቀስ ዝቡቕ ተበግሶ ኢዩ
Please keep going don’t stope ,stay blessed
wow bajakum kamzey film serhu kab zaytakem halawlaw manfasawe serhat abezehu natey zerie sab ewen mamharey sela zekona Tabarake barteu well done may the Lord blessed you Abundantly in Jesus mighty name 🙏 more wisdom and understanding to his words awesome keep it up please 🙏
Xbuq srah qexluwo fetari bxegu yebkum ,enqae nab ldete Kratos bselam abxhana yehwatey❤❤❤❤🎉🎉🎉
Ruhus beale Ldet krstos nkulatna ygberelna ,xubuq srah bereketu ybzahalkum .... qedamnet neti nay menfesawi abertiena entenserhalu xubuq neyru burukatey ❤❤❤
ጽቡቅ ስራሕ ተዋሳእቲ ሃገርና
Amlak ajekum ybelkum❤
Matthew 1 ትግ - ማቴዎስ
19: ዮሴፍ ሕጹያ፡ ጻድቕ ሰብኣይ ነበረ እሞ፡ ብሕቡእ ኪሐድጋ ሓሰበ እምበር፡ ኪገልጻ ኣይፈተወን።
20: ንሱ እዚ ኺሐስብ ከሎ፡ እንሆ፡ መልኣኽ እግዚኣብሄር ብሕልሚ ተራእዮ፡ ከምዚ ኢሉ፡ ዮሴፍ ወዲ ዳዊት፡ እቲ ሕጽይትኻ ማርያም ጠኒሳቶ ዘላ ኻብ መንፈስ ቅዱስ እዩ እሞ፡ ንምውሳዳ ኣይትፍራህ።
21: ወዲ ኽትወልድ እያ፡ ንሱ ኸኣ ንህዝቡ ኻብ ሓጢኣቶም ኬድሕኖም እዩ እሞ፡ ስሙ የሱስ ክትሰምዮ ኢኻ።
ቃለ ህይወት የስሞዓልና 🙏🏽
Ezi gega eu kehadiga hasebe maletu ferihu dengel kem zekoneti yefelit sale zenbere eu atinswa kebulni eyom elu eu ferihu kehadim hasibu enber sebay sele zenebre aykoneni ,abona yosef kab bet mekedes tewsealna mes tebehale dengelmaryam gal 15 Amet kela abti geze eti kahni zekariyas nab egzabiher selot geru ,egzabiher ka nay kolom anstom zemetiom abatir akibka nab betmekedes yehidro eluwo hade kab atom abona yosef eu neru ,seu ab betiri yosefi ,yosef ne mariyam weseda zebeli tesahifu hadiru bekemzi abona yosef nedengel mariyam wesidewa nekehilwa eu enber nekemrawa aykoneni ,for example benay alem kenre kelena hade peresnt nekemres hesuey keynu eu zekerib ,present ne Alem temeriwa aebaya eu du kebahli .mehsay bebezuhi neger eu zeterigom .
Azyu xbuk tebegso eyu egziabher xegu yebzhalkum🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏
Amlk yemsgan EEeeeellll ❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏
Waw bless you all❤❤❤❤❤
ኣምላኽ ይባርኽኩም ጽቡቅ ስራሕ ❤
Xbuk srah....Egziabheir ybarkum ❤❤❤❤❤❤
Btaemi des zebl qale hiwet yesmealna amlak xegakum yebiyo kuburat abotaty ahwatey
Wow thank you rhus ledet ygberelna
Aseyyy EGZIABIHER ybarkum ❤
ሰላም የሃወት ኣን ንዝ ንግ ክትቅስልው
Amen amen amen❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Assey deki erey amlak tsegeu yebzhalkum ajokum berteu
ቃል ሕይወት የስመዓልና❤❤❤ ጸግኡ የብዘሓልኩም
ብጣዕሚ ደስ ደብል❤❤❤❤❤❤
ቃለሂወት የስምዓልና ❤❤❤❤❤
Nisle hasabkumen dikamekumen akbrot aleni👍. Ezi gin shut timhrti u nebotateten liqawenten tewkiskum entetserhwo sbuk Neru?
Hiji wen degimkum sbuk ketemsulna nisbe 😊.
Betami Des Zebel Yehwat. Egzabher Xega ubzhalkum. Ruhus Awdaemet Yegberlna. Kulu gezie gen ab zekone Serah Retyto geden neti Serah zebi sel zekone. Abza Film ka nay Dengel Mariamen Nay Abona Yosife Xadeq gen kemti abzi film zelo rekeb anyonen. Haqi mrkabu kdlyekum eyu Research wen kdelaykim eyu. Ezi ab Merabawyan Nero film eyu Abana gen kemu kydgen Leqawinti entethatu kendey mexbeqe. Egzabher Yemrahkum
Kab belbi tftwekum Haftkun.
qele hiwet yesmaelna ruhus awdamet ❤🎉
Elelellllll elelellllll goita yesus yibarkum yehwatey
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ezi kdmi 10 oamet eyom serihomo amlak ybarkom
ቢጣዕሚ ደስ ዚቢል ቐጹልዎ ❤❤❤❤
Tebareku zemenkum ybarek burukat
ቃለ ሂወት የስምዓልና