I like the saying that said if you you share your problem it reduced by half but if you share what you have it multiplies by many hope we learn from this book thank you
Thanks so much bro and the true story and teachings all life style and knowledge is the main power for the person so I learned a lot thanks again continue good job
ብኣግርሞት ወዲኤያ😢
ኣይጸልኦምን ይቅረ ኣይብሎምን የ,
ሕያዋይ ኩን
ትርጉም ዕርክነት
ተስፋ ኣይትቁረጽ
ብዙሕ ድማ ሓዚነ እቲ 3ዓመት ዝነበረ ኩናት ትግራይ ቅጅል ኢሉኒ ብዙሓት ንጹሃን ምሁራት ብዙሕ ተስፋ ዝተገበረሎም ብሞት ምሕላፎም እታ ክብርቲ ወላዲተይ ድማ ክሳብ ሐዚ ኣብ ሓዘን ጓህን ምህላዋ ብቻ ተስፋ ንዝቆረጸ ተስፋ ክህልወካ እትገብር መጽሓፍ እያ የቀንየልና🙏
Thank you Brother. 👏 please continue with other books. 📚
I like the saying that said if you you share your problem it reduced by half but if you share what you have it multiplies by many hope we learn from this book thank you
ተርጋማይ፡ኣንባባይ ብታዕሚ ነመስግነኩም ቀጽልዎ❤❤❤❤
Kisab tiwudae temesite semieya, thank you ❤kab tslien merir hazenin mekseb yelen bhaki mesati tarik.
ደስ ዝበሉኒ ዓበይቲ ርእሲ ⚡️👇
ሓጎስ ኣብ ሰማይ ኣይኮነትን ዘላ ኣብ ውሽጥካ እንበር
1 ,ኣይፀልኦምን ይቅረ ኣይብሎሎምንየ
2,ሕያዋይ ኩን
3,ተስፋ ኣይትቁረፅ
4, ትርጉም ዕርክነት
5 ሞት /ዘርኢ ምጥፋእ/ 6ሚልዮን እስራኤላውያን
'ካብ ልበይ ኣዳሚፀያ ንገዛእ ርእሰይ ሓሲበ ኣታ ዳግማይ ክሪኣ ዘይክእል ክብርቲ ወላዲተይ ናይዘን 3 ዓመት በሰላ ሞት መሓዙትካ መማህርትኻ ደቂ ዓድኻ ዓበይቲ ዓዲ ንኡሳት ህፃዉንቲ ሓፈሻዊትግራይ ብምልእታ አዝያ መሃሪት ን ሙሉእ ተስፋ ክህልወኣ እትገብርን እያ ነመስግን 🙏
ክበረት የሃበላና ኩቡር ኣንባቢ ኣዝዩ ደስ ዝብል ኣናብባ ድምጽካ ከይ ቀየርካ ንስካ ኮንካ እቲ ተፈጥረኣዊ ጎሮሮካ ንካሊእ ከይ መሰልካ ስለ ዘንበብካያ ኣዝዩ ሰሓብነት ኣለዋ ፡ድምጹ ቀይሩ ዘንብብ ካብቲ ውሽጠይ ዘቅበሎ ስለ ዝኮንኩ እየ፡
ነዚ መጽሓፍ ናብ ትግርኛ ተርጉሞም ኣብ ኢድና ኪትበጽሕ ስለ ዝገብረ ደራሲ ድማ ብርዕካ ይሰሲን ብሉጻት እኩም የቐንየልና።
Betam xubuk anebaba.
Btaemi moralen Habon tqesmela xhuf Anbabi ybell qexlo
Waw, btaemi xbukn meharn mexhaf eya, nska kea melisa kem txbq geyrkaya, btaemi mesati anabba qexlo,
Thanks bro, bteami xubuk anabiba qexilo bertie
@@habtekagebre6579 ክብረት ይሃበልና።
እዛ መጽሓፍ ውላ እካ ብዘሕዝን ትረኻ ዝተዓብለለት ትኹን እምበር ኣብ ውሽጣ ዘለዉ ኣዝዮም ወሰንቲ ናይ ሂወት ኣዕኑድ ዝኾኑ ከም ል፡ ትስፉነት፡ሕያውነት፡ልግሲ፡ትዕግስቲ፡ተባላሓትነትን፡ ይቕረ ባህላይነትን፡ ትብዓትን ወዘተ ዝኣመሰሉ ቡሉጻት ክብርታት ኢያ ተስተምህረካ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ መጻሓፍቲ ባ እንተኽኢልካ ኣቕርበልና ኢኻ ኩቡር ሓው ንዝቐደመ ካኣ ካብ ልቢ ኢየ ዘመስግን የቐንየልና።
@@fitwidrar5524 ክብረት ይሃበልና፡ ኣጆኻ ክነቕርብ ኢና።
Betame❤neuf ajka bro
What an amazing book to hear ❤❤ thank you so much keep up the good work
Thanks so much bro and the true story and teachings all life style and knowledge is the main power for the person so I learned a lot thanks again continue good job
My pleasure❤
Thanks bro ybel nxur nbab qexlo ajoka ❤🎉🎉🎉
Thank you btami lbka ttnkf mexhaf❤❤❤❤❤
በስመአብ እስካብ መጨረሻ አዳሚፀያ😢 የቀንየልና ቡሩክ ሓወይ ብሓቂ ተስፋ ረኺበ ፀልሚቱኒኔሩ
ክብረት ይሃበክና❤
Ajoki kulu halafay iyu… akli tirah and tzelot nab amlak kulu ghizie aytequartz. Liili kulu kea maaltawi beti zeleka namlak mimsgan
Grazie
tsebuk serah thanks
❤❤❤nfue bhaki thanks
Trgamn Angaben btami xubuq.
ወዲ-ሰብ ርጉም ወድ-ሰብ ሕሱም ወድ-ሰብ ጥዑም እንታይ እሞ ክንገብር።
ንተርጓምን ተራኽን ኣምባብን ብጣዕሚ ነመስግን❤
@@meharimusika ክብረት ይሃበልና።
waw amazing story thanks broye keep going 🥰🥰🥰
ናይ ቡዙሃት ኣቀራርባ ኣናብባ ሰሚዐየሞ ናትካ ግን ብጣዕሚ ጥዑም ኣቅርጾ ኣይመጸካንዩ። ቀጽሎ!!!!!!
Ewayyyy dahn eto mulu qene measu kewreda ile kexebe qene eti des zebel ka bemela mewrdka thanks kubur hawi qexelo tuem tereka ❤❤❤❤
ክብረት ይሃበልና ዓርኩ❤
ብጣዕሚ ገላዓይነት ኣናብባ ኣድኒቀካ ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ።ብምሒር እቲ ጽቡቅ ኣደማምጽካ ናይ ብሓቂ ናትካ ታሪክ እቲ ታሪክ ናትካ ኮይኑ ይስምዓኒ ።ኣብ ቀጻሊ ብ ካልእ መጽሓፍ ክትመጸና ብሃንቀውታ ንጽበየካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you!
You're welcome!❤
Wowwww how amazing is this mine
ክብረት ይሃበልና❤
ቡሉጽ ኣቀራርባ 👏🏾👏🏾
ክብረት ይሃበልና❤
Thank you dear bro !
@@FishZenfuFish ክብረት ይሃበልና።
n nebabi dmxi 100% teum dmxi tkbtk ab reska zatu abzi lomi mexhaf mulue keythalelka gzyeka kesirka zenbebkalna msgana ybxahka, hji wn kale mehari hizka ktmexena tesfa ngebr.
የቀንየልና ንዓና ኤርትራውያን ኣገዳሲት መጽሓፍያ ንደቅና ፍቅርን ሰላምን ኢና ክንገድፈሎም ዘለና❤❤💙💙
❤❤👍👍
ብጣዕሚ ዘደንቅ ነገርዪ..ተሰፍ ሓቦ ለዋህነት ፍቅረ ብፃይ ኩሉ ዘመለአት ዛታ ብርግፅ ሓደ ማዓልቲ ንሕናለ ክርህወና እዪ...በርትዕ ሓወይ 🕊💛💙
I like your voice bra well dane keep it up
Thanks for listening❤
Thanks bro keep going
@@filmonmehari776 ክብረት ይሃበልና።
Waww nleli 4 seat bzey mkurax semieya , xbuk sra Asey Media azyu des zbl akerarba. Bejaka eba Eta nay English mexhaf abey kemzrek habteni
@@filmonmebrahtu5156 ክብረት ይሃበልና።
Btaemi nfue Qetslo tsbuq Medeb ❤❤❤❤❤ ayhudn tselemtn abza Alem tegefiom yom 😢😢
ክብረት ይሃበልና❤
Betame nefu kexlo
Nice keep going
@@YohannesWelday-iz2ir ክብረት ይሃበልና።
ትንሳኤ እዚ ወለዶ እናበርቀ'ዩ። Thank you Asey Media 🎉🎉🎉🎉🎉🎉 Please Share kulatkum🎉🎉
ክብረት ይሃበልና❤
እዛ መጽሓፍ ኣንቢበያ ኔረ እየ።
ትሕዝቶ ናይዛ መጽሓፍ ኣዚዩ ረዚንን ከቢድን እዩ።
ኣንባባይ ውን ንፉዕ ።
ተርጋማይ ግን ብዙሕ ናይ ኣበሃህላ ሽግር ስለዘሎ ኣብዛ መጽሓፍ ኣብ መጻኢ ክትእርሞ ይምሕጸን።
Thank you.
Tay zbele gfe eyu neruwom bejaka😢
ብሉጽ ኣናብባ ምስ ታሪኽ, ካብ ልቢ የመስግን የቀንየልና, ተስፋ ይገብር ብካኣልአ መጽሓፍ ክትመጸና.
ክብረት ይሃበልና❤።
welcome back😊❤
ክብረት ይሃበልና❤
😢😢😢😢እዚ ክሉ አሕልፈ ብእነት ካብድካ ይብልዕ ግን ሓይሊ አምላክ እዩ ብህወት ክነብር ክእሉ 😢😢 እምበር ዝክሉ ስቃይ
Wala eti dimxka likie baelu zzarebo zelo koynu tesemiuni yekeniyelina zhaweyyy❤
@@LemlemaregayHaylu ክብረት ይሃበልና።
amazing
@@ghenethabtemariam8614 ክብረት ይሃበልና።
እስራኤላውያን ነዚ ሽግር ሓሊፎም ንዓለም የዛርቡዋ ምህላዎም ብጣዕሚ እየ ዝሕበነሎም I Love juwsh people 🙏🏽🙏🏽🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱2:46:28
የቀንየልና ብሮይ ከምዚ ነዊሕ ትረኻ ኣብ ኢትዮጳውያን ካልኦት ሃገራትን ጥራይ እዩ ዝርአ ቀጽሎ፡ብዙሕ መጽሓፍቲ ኣሎ፡ከም ብዓል ባቢሎን፡ዳግማይ ፈተነ... ብከምዚ ኣገባብ ኣቅርበልና ሸር እናገበርና ኣብ ኩሉ ከነብጽሓልካ ኢና።
መርሓባ ኣጆኻ ከምኡ ክንገብር ኢና። ክብረት ይሃበልና❤
❤❤❤
Hasot muluei hagose zelwo seb zelwo aymeselnene
👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽😍
Thank u❤
Atum tergomti edmen tienan yhabkum kemiu wn atum terekti Btaemi nemesgnekum
@@tesfalemyohannes2449 ክብረት ይሃበለይ።
❤❤❤❤❤😢😢😢😢
Nice bro
❤Thanks
Fani the alchemist aba sdedna bejaka
ሕራይ❤
❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢
❤❤❤❤❤
😢
Bzuh yemesgna yekenyelna teum kale ybel aterarka haderak ktktslo bdgame yekenyelna .
ክብረት ይሃበልና❤
Thank you❤
You're welcome 😊
What is called this book in english?
እዛ ሽዱሽተ ሚሎን እዞም ረስሓት ይሁድ መሸቀጢ እዮም ዝጠቀምላ ውጹእ ሓሶት እዩ
ኤርትራውያን ልክዕ ዕጫ እስራኤላውያን በጺሕና እዩ እቲ ዝፈልዮ ኣብ ገዛእ ዓድና ብባራዩ ደቂ ሃገር ይሳቐ ምህላው እዩ፡
ዛንታና ይዘንቶ ይጽሓፍ ይተንተን ካብ ግዝኣተ ቱርኪ ክሳብ ግዝኣተ ህግደፍ።
ምልኪ ይፍረስ ሕጊ ይንገስ
እንታይ ሕጊ ትፈልጥ እቲ ባርያ ትብሎ ዘለኻ ሃገር እዩ ዝከላኸል ሃገር የውሕስ ። ካብ ሓወቦታትካ ወያነ ኣበይ ሃላ ወያነ ዕሱብ 😂
ሓደ ነገር ግን ክነግረካ ካባኻ ንላዕሊ ባርያ በፍጹም የለን ። ባርያ ሃገርካን ህዝብኻን መንግስትኻን ሙኻን ኽብረት እዩ ። ኣንታ መሃይም ኣውንታ ሕሰብ ንዓኻ ክሕሸካ ዓይንኻ ኣንቅሓዮ ።
እንታይ ሕጊ ትፈልጥ እቲ ባርያ ትብሎ ዘለኻ ሃገር እዩ ዝከላኸል ሃገር የውሕስ ። ካብ ሓወቦታትካ ወያነ ኣበይ ሃላ ወያነ ዕሱብ 😂
ሓደ ነገር ግን ክነግረካ ካባኻ ንላዕሊ ባርያ በፍጹም የለን ። ባርያ ሃገርካን ህዝብኻን መንግስትኻን ሙኻን ኽብረት እዩ ። ኣንታ መሃይም ኣውንታ ሕሰብ ንዓኻ ክሕሸካ ዓይነ ልቦናኻ ኣንቅሓዮ ።
መኣረምታ
እታ ለይፕሲግ ኢልካ ተድምጻ ዘለኻ
*ላይፕሲግ* Leipzig ብ ጀርመን Lei ላይ ይንበበብ Lie ሊይ( Exa . Liebe ሊበ , (Love), Leitung ላይቱንግ (Line)
የቐንየልና ስለቲ መኣረምታኻ❤
Thank you 🥰
❤❤❤