- 8
- 335 890
Saron Arefaine
Приєднався 16 кві 2016
Declaring God’s truth through singing
Saron Arefaine - New Gospel Song 2024-ሰብ ከምቲ ዝሓስቦ( Seb kemti zihasbo)
ሰብ ከምቲ ዝሓስቦ ብልቡ ዘሰላስሎ
እሱ 'ዪ መወዳእታኡ ነኻይድኡ ዝቀርጾ
ኣብቲ ዘይርአ ይዘርኦ ፍሪኡ ግን ብግህዶ
ኣይክእልን ሰብ ክሕባእ ካብ ሓሳብ ገዛእ ርእሱ
ዋላ ተፈተነ ንግዚኡ ክሸፋፍኖ
ኣማዕድዩ ንዝሪኦ ጎላዕላዕ ዝብል ህይወት
ቀሪቡ ንዝፈልጦ ዘይብሉ'ኳ ዝቅንጠብ ፍረ
ንርእሱ እንዳጠበረ ዘተዓሻሽዎ
ንሰብ-ርኤ ደጊኡ ዘጸባብቆ
ነዚ ህይወት'ዚ ክነብሮ ኣነ ኣይደልን
ዘድሓንካንስ ንወድኻ እዩ ክመስል
ካብቲ ዝጸዋዕካኒ ወሪደ ከይርከብ
ብሓሳብካ ንኣእምሮይ ወትሩ አዕጥቅ
ተደ) ናብቲ ናይ ላዕሊ ሓሳብ ኣቢለ እመጣጠር
ናብቲ ሰማያዊ ሓሳብ ኣቢለ እመጣጠር
ኣእምሮይ ኣይጸምዶን ኣ...ኣብ ከንቱነት
ኣብ ስጋውነት
ኣእምሮይ ኣየውዕሎን ኣ..ኣብ ከንቱነት
ኣብ ስጋውነት
እንታይ ክዓብሰለይ ስቅ ኢልካ ጉያ ጉያ
ልበይን እግረይን ወፊሮም ከለው 'በበይኑ ቦታ
ዓስበይ መኣስ ኮይኑ ከም ብዝሒ ኣገልግሎተይ
ክርአ እንድዩ ክምዘን ኣብ ቅድሜኻ ሃቀናይ
ንጥፈታተይ ሓሊፉ ክፍተሽ መንቀሊ ሓሳበይ
ንኣኻ ዘሐጉሰካ እንተመርመርኩ
ናይ ውሽጢ ጽባቀ 'ምበር
ናይ ደገ ኣይስሕበካን'ዩ
ብኣኻ መታን ክንኣዱ
ልቦም ዝጸጽዪ ሰባት ብጹኣን እዮም
ነዚ ሓቅ'ዚ ኣነ'ውን ሸለል ኣይብሎን
ግደይ ደኣ ምሳታቶም እገብሮ
ኣብ ቅድሜኻ ምስ ቆምኩ ክቅበል ሽልማተይ
ተሓጉስካ ክትብለኒ ኣገናይ ጏለይ
#tigrinyamezmur
#tigrinyamusic
#gospelmusic
እሱ 'ዪ መወዳእታኡ ነኻይድኡ ዝቀርጾ
ኣብቲ ዘይርአ ይዘርኦ ፍሪኡ ግን ብግህዶ
ኣይክእልን ሰብ ክሕባእ ካብ ሓሳብ ገዛእ ርእሱ
ዋላ ተፈተነ ንግዚኡ ክሸፋፍኖ
ኣማዕድዩ ንዝሪኦ ጎላዕላዕ ዝብል ህይወት
ቀሪቡ ንዝፈልጦ ዘይብሉ'ኳ ዝቅንጠብ ፍረ
ንርእሱ እንዳጠበረ ዘተዓሻሽዎ
ንሰብ-ርኤ ደጊኡ ዘጸባብቆ
ነዚ ህይወት'ዚ ክነብሮ ኣነ ኣይደልን
ዘድሓንካንስ ንወድኻ እዩ ክመስል
ካብቲ ዝጸዋዕካኒ ወሪደ ከይርከብ
ብሓሳብካ ንኣእምሮይ ወትሩ አዕጥቅ
ተደ) ናብቲ ናይ ላዕሊ ሓሳብ ኣቢለ እመጣጠር
ናብቲ ሰማያዊ ሓሳብ ኣቢለ እመጣጠር
ኣእምሮይ ኣይጸምዶን ኣ...ኣብ ከንቱነት
ኣብ ስጋውነት
ኣእምሮይ ኣየውዕሎን ኣ..ኣብ ከንቱነት
ኣብ ስጋውነት
እንታይ ክዓብሰለይ ስቅ ኢልካ ጉያ ጉያ
ልበይን እግረይን ወፊሮም ከለው 'በበይኑ ቦታ
ዓስበይ መኣስ ኮይኑ ከም ብዝሒ ኣገልግሎተይ
ክርአ እንድዩ ክምዘን ኣብ ቅድሜኻ ሃቀናይ
ንጥፈታተይ ሓሊፉ ክፍተሽ መንቀሊ ሓሳበይ
ንኣኻ ዘሐጉሰካ እንተመርመርኩ
ናይ ውሽጢ ጽባቀ 'ምበር
ናይ ደገ ኣይስሕበካን'ዩ
ብኣኻ መታን ክንኣዱ
ልቦም ዝጸጽዪ ሰባት ብጹኣን እዮም
ነዚ ሓቅ'ዚ ኣነ'ውን ሸለል ኣይብሎን
ግደይ ደኣ ምሳታቶም እገብሮ
ኣብ ቅድሜኻ ምስ ቆምኩ ክቅበል ሽልማተይ
ተሓጉስካ ክትብለኒ ኣገናይ ጏለይ
#tigrinyamezmur
#tigrinyamusic
#gospelmusic
Переглядів: 10 218
Відео
Saron Arefaine "እግዚኣብሄር ዓብዪ" // Egziabher Abi'Yi // ሳሮን ኣረፋይነ 2024
Переглядів 21 тис.6 місяців тому
እግዚኣብሄር ኢኻ ዓብዪ/2/ የብልካን ተመሳሳሊ የብልካን ተውዳዳሪ ብጊሓት ኮነ ብምሸት ብመዓልቲ ብለይቲ ይስገደልካ ኣሎ ነቲ ናትካ ክብሪ እግዚኣብሄር ዓብዪ/3/ የብልካን መሳሊ ገና ኸሎ ገና ... ገና ብርሑቁ ብዛዕባ እቲ ዝመጽእ ዝዛረብ ኣቀዲሙ ዝበሎ ዝፍጽም ኣብ መሬት ኣይወድቅን ቃሉ ንሱ'ዩ ንታሪኽ ዝጽሕፎ ዝቅልሶ ባዕሉ እግዚኣብሄር ዓብዪ/3/ የብልካን መሳሊ ኣነ'የ ንዝብል ...... ርእሱ ዘልዕል ብትዕቢት ተነፊሑ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ሰብ ከምትገዝእ ዘንጊዑ ኣእምሮኡ ትወስዶ እቲ ሰብ ዘብሎ ከም እንስሳ ሳዕሪ ይበልዕ ኣምላኽነትካ ክሳዕ ዝፍለጦ ስልጣንካ ክሳዕ ዘቋጽሮ እግዚኣብሄር ዓብዪ/3/ የብልካን መሳሊ ኣብ ዓለም...
Saron Arefaine “መቀጸልታ ናይ ምሕረትካ” Sonia Hailemariam 2023 ሳሮን/ ሶንያ
Переглядів 90 тис.Рік тому
እቲ ምሕረትካ ምሕረትካ ኢለ ዝዝምሮ ክንዮ ሕድገት ሓጢኣት ይቅሬታን ዝሓለፈ እዩ ኣብ ምድቃሰይ ምትስአይ ምእታወይ ምውጽአይ ኮፍ ምባለይ ደው ምባለይ ብዘይ ልክዕ ዝዓዘዘ ምሕረትካ'ሎኣብ ልዕለይ ብዘይ መስፈር ዝዓዘዘ ለውሃትካ'ሎ ኣብ ቤተይ 1 እንታይ ኣሎድ'ዩ ክትገብረለይ ትግደዶ ገለ ከም ዘለቃሕኩኻ ትፈድዮ ካብቲ ዝደቀቀ ክሳዕ እቲ ዝፈረየ ኣብ ህይወተይ ጽቡቅ ዘሎ ሰናይ ካብ ምኻንካ ዝተላዕለ’ዩ ፍታው ልብኻ ዘንቀዶ ካባኻ ሓሊፈ ናብ መን'የ ከመላኽቶ መቀጸልታ ናይ ምሕረትካ ምኻኑ'የ ዘስተውዕሎ ካባኻ ሓሊፈ ካባኻ ወጻኢ ናብ መን'የ ከመላኽቶ መቀጸልታ ናይቲ ሰፊሕ ምሕረትካ ህይወተይ ኣዕለቅሊቁ ኣሎ 2 መን ኣሎ ድዩ ንጽባሕ ...
Saron Arefaine “ጎይታ ህይወተይ ኢኻ” //Goyta Hiwetey Eka// ሳሮን ኣረፋይነ 2023
Переглядів 199 тис.Рік тому
ኣባኻ ኣብ’ቲ ኹሉ ዝኽእል ነገረይ ውዱእ'ዩ (x2) ኣባኻ ኣብ'ቲ ኹሉ ዝፈልጥ ጉዳየይ ቅሉዕ (x2) ነገረይ ውዱእ'ዩ(x4) ጉዳየይ ቅሉዕ'ዩ (x4) ንስኻ ዘይትርእዮ እንታይ ኣሎ ድዩ ኣነ ዝኸዶ ንስኻ ዘይትፈልጦ እንታይ ኣሎ ድዩ ኣነ ዝሓልፎ ካብ ኣፈይ ቃል ከይወጸ ከይጸለኹ'ኳ ተስተዉዕሎ ንኣይ ክትሰርሓኒ ግን ንመልሰይ ተጽን ኣምላኸይ ኩሉ ኢኻ ትፈልጥ ኣምላኸይ ስራሕካ ትመዝን ኩሉ ኢኻ ትፈልጥ ስራሕካ ትመዝን ሙዃንካ ፈሊጠ፡ ንስቕታኻ ኣሜን'ዩ ምላሸይ (x4) ናይ ነገራት ንየውነጀው ምባል ምስጋናይ ክሰርቆ ትዕግስተይ ክጽንቅቕ ትጽቢተይ ከንቱ ክገብሮ ኣባኻ ግን ከምኡ ኣይኮነን ልዕሊ ዓቕምኻ ዝብሃል እንታይ ኣሎ ይትረፍ ና...
Mamen blessb u xbtkiy she listen her heart mans the voice of holy sprit yrzhlka xgeu
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳሪ ሓፍተይ እዛ መዝሙር ንኣይ ሓዳስ ዘይኮነት ክነሳስ ኩሉ እዋን ክመሃረላን ዘመነይ ክዕዘበላን እርኢሞ መን ምሃበ መዝሙር ብዝተፈላለየ መግለጺ ( ምስጋና : መልእኽትን: ዕብየትን…) ክዝመርን ክስማዕን ዝግብኦ ግናኸ ንመጨፈሪ ዝምችእ ዜማን ሙዚቃን ብዝተጎብአ ጉባኤታት: ትሕዝቶ ፋሕቶ ንየሱስ ዘየካትቶ ኣየራትና ብዶሮና ዘጸልመቶ ኣብዝተዓብለልናሉ ከምዚ ዓይነት መዝሙር ኮፍ ኢልካ ሂወትካ ክትርኢ ዝድርኽ መስለጢ ንሱጉሚ ሓቀኛ ተጎዓዚ ብትብዓትን ብምሕረትን ንክመላለስ : ካብ ጠባርን ዉዳሴ ከንቱን ኣገልግሎተይ ክፍትሽ ተረዲአየሞ መመሊሳ ሓዳስያ በብዕለቱ❤ከመይሲ ኮፍ ኢለ ክሃድእ ስለትድግፈኒ ንኣይ ንነዊሕ እዋናት ካብተን ዘሳግራኒ መዛሙርያሞ ይብዛሓልኪ መዛሙራቱ🙌
Wonderful Mezmur ❤❤God Bless you, Saron
❤❤❤❤❤❤❤
Goita aezizuuu yebarekinnnnn❤❤
ተባረኪኪኪኪ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ blessing Saroney
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዝገርም መዝሙር! ተባረኺ ሓፍትና።
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
Saron God bless you ❤❤
አሜን አሜን አሜን አሜንንንንንንንንንንን
ኣምላክ ይባርኽኪ ሳሮና!በቲ ኣባኪ ዘሎ ጸጋ ኣምላክ መመሊስኪ በርትዒ ❤!
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
*ንነዊሕ ዓመታት ዝጽበያ ዝነበርኩ መዝሙር...ብከምዚ ዝበለ መልኽዕ ብምዝርጋሕኪ ሓፍትና ሳሮን ብርክቲ ኢኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ። ሰላም ዕረፍትን ምስ ስድራቤትኪ ይኲነልኪ!*
ንስኺ ብርኽቲ ኢኺ 🎉❤❤❤❤❤
Saron haftey birkity memelski weski goyta zemen hiwetki ybarik❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 Amen Amen Amen
Saroney blessed always your song is amazing blessed🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
God bless you saroney❤❤❤❤ we love you!❤❤❤❤❤
Amazing song...can't stop listening to this song. God bless you Saron haftey ❤
❤❤❤ wow Amazing ሳሮን ሓፍተይ ኣዝያ ኣዝያ ብትዝቶ ዝሃብተመት ንሂወተይ ድማ ዝፈተሸት መዝሙር ኢያ።ጣዕሚ ዜማ ድማ ኣዝዩ ፍሉይ አዩ ተባረኺ ዝሓፍተይ ከማኺ ይብዝሑልና።
ኣሜን ሳሮነይ ብርክቲ ተባረኪ
ጎይታ የሱስ ይባርኪ ሳሮን ሓፍተይ!!!!!!
Amennn amlakawi hasab behaki zegerm melikti zelewo mezmur tebareki saroney memliski zemri
Amen amen 🙏🏻 goyta yebrki saron haftey ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌷🌷🌷🌷
🎉🎉❤❤❤❤❤
መዝ፡ዳዊት 51:17 መስዋእቲ ኣምላኽ ስቡር መንፈስ እዩ። ዎ ኣምላኽ፣ ንስቡርን ቅጥቁጥን ልቢ ኣይትንዕቆን ኢኻ። Blessings Saroney beloved
Amen Hope u will release all yr songs in an album
Thank you Saroney God bless you and uses you richly 🙏❤️🙏
Amen 🙏🏻🙌🏻💚
God bless you birkty👏
Bless you saron haftey
Thank you Saron haftey ❤❤ GBU❤❤
❤❤❤GBU saroney!!!
God bless you saron haftey you are blessed ❤❤❤❤
Amennn ❤❤❤
God bless you my dear sister ❤️❤️❤️❤️
U
E'nqoe nsiki's natna konki ❤❤❤ we love u so much ❤❤❤❤❤
Wow !!!!! What's an amazing song Saron haftey, kibri namlak
❤❤❤, 🙏🙏🙏
Wow! Azyu beautiful mezmur memeliski weseki!!
Blux sirah ,zigerm meliekti, may the Lord use you for his glory more and more.Blessings
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🏽
Amennn bhaki Saron haftey Amlak Ybarki ❤❤🙏
Saron haftey blessed ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
Tebareki mkri zelewo hekegna mezmur
God bless you Mochsi ! I’m always blessed by your songs…miss you sis ❤