EXODUS MEDIA
EXODUS MEDIA
  • 129
  • 18 605
ሊቀ መላእኽቲ ቅዱስ ሚካኤል
ሊቀ መላእኽቲ ቅዱስ ሚካኤል
"ንኣይ ዝሕግዘንን ዝከላኸለለይን ሚካኤል እዩ" (ዳን 10፥21)
ቅዱስ ሚካኤል ሓደ ካብቶም ሊቃነ መላእኽቲ እዩ። (ይሁዳ 1፥9) ኃይላት ናይ ዝበሃሉ ነገድ ሓለቓ እዩ። (ሄኖ 10፥2፡12) ቅዱስ ሚካኤል ናይ ዕብራይስጥ ቃል ኮይኑ ትርጕሙ 'መን ከም እግዚአብሔር' ማለት እዩ፡ ከምኡ ውን ‘ሚካኤል’ ብሂል ዕፁብ ማለት እዩ። ቅዱስ ሚካኤል ዲያብሎስ ብትዕቢት ኣምላኽነት ደልዩ፡ ኣብ ሞንጎ መላእኽቲ ህውከት ምስ ኣለዓዓለ ናይ ቅዱሳን መላእኽቲ መራሒ ኮይኑ ንዲያብሎስ ዝተዋግኦ ጽኑዕ ኃያል መልኣኽ እዩ። ኣብ ሰማይ ከኣ ውግእ ኮነ፡ ሚካኤልን መላእኽቱን ነቲ ገበል ተዋግእዎ። እቲ ገበልን መላእኽቱን ድማ ተዋግእዎም እንተኾነ እቲ ገበልን መላእኽቱን ተሳዕሩ፡ እቲ ኣብ ሰማይ ዝነበረ ቦታኦም ኣጥፍኡ። (ራእ ዮሓ12፥7)
Переглядів: 112

Відео

💒 ስንክሳር 11 ታሕሳስ፣ ኣባ ሳሙኤል ዘዋልድባ 🌿🌻🕯🌿
Переглядів 10428 днів тому
💒🌻🕯🌿💒🌻🕯🌿💒🌻🕯🌿 መዘከርታ ጻድቕ ንበረኸት እዩ'' ምሳሌ 10:7 እንቋዕ ናብ ሊቀ መላእክቲ ቅዱስ ሚካኤል ወርሓዊ ክብረ በዓልን ናብ ናይ ኣቦና ኣባ ሳሙኤል ዘዋልድባን ዓመታዊ ናይ ዕረፍቶም በዓልን ናይ ቅዱስ ላሊበላ ወርሃዊ በዓል ብሰላም ኣብጻሐና። 💒🌻🕯🌿💒🌻🕯🌿💒🌻🕯🌿 ታሪኽ ኣቡነ ሳሙኤል ዘዋልድባ (ካብ መንፈሳዊ ፍርያቶም ኣባ ሳሙኤል ወልደ ሰላማ ዝተወሰደ💒🌻🕯🌿💒🌻🕯🌿💒🌻🕯🌿
ቅዱስ ኣቦ አባ ባኪሞስ፣ ኣባ ሳዊሮስ፣ አባ ኒቆላዎስ
Переглядів 5928 днів тому
ቅዱስ ኣቦ አባ ባኪሞስ፣ ኣባ ሳዊሮስ፣ አባ ኒቆላዎስ
ስንክሳር 9 ታሕሳስ #eritrean #ethiopia #donkeytube#jesusdisciples #ስንክሳር
Переглядів 4628 днів тому
ስንክሳር 9 ታሕሳስ
ቅድስት ባርባራ: ስንክሳር 8 ታሕሳስ
Переглядів 90Місяць тому
ቅድስት ባርባራ: ስንክሳር 8 ታሕሳስ
ስንክሳር ናይ ዕለት 7 ታሕሳስ ኣባ ዳንኤል ዘደብረ ሲሓት
Переглядів 133Місяць тому
#ስንክሳር ናይ ዕለት 7 ታሕሳስ ብትግርኛ #ኣባ ዳንኤል #ኣባ ማቴዎስ #ቅድስት ሥላሴ #ናይ ዕለት ስንክሳር
🌹#ቅድስት_አርሴማ_ሰማእት🌹
Переглядів 55Місяць тому
« ናይ_ጻድቕ_መዘከርታ_ንበረከት_እዩ።»(ምሳ.10:7) ✍️ #አርሴማ ዝብል ትርጉሙ ብወርቂ ክዳን ዝማዕረገትን ዘግየፀትን፣ምልክዕቲ፣ውቅብቲ ማለት እዩ። ቅድስት አርሴማ መን እያ? ሓረግ ትውልዳ ኣቡኣ ካብ ነገስታት ወገን ስሙ #ቴዎድሮስ ይበሃል ኣዲኣ ድማ ካብ ካህናት ወገን #ኣትኖስያና ትበሃል ነበረት።ክልቲኦም #ንእግዚኣብሔር ዝፈርሑ፡ ጻድቃን ነበሩ ብጾምን ብጸሎትን፡ ብልመናን ብስግደትን ዝተግሁ ብምግባረ ጽድቂ ዝተሸለሙ ናይ እግዚኣብሔር ሰባት ነበሩ።ኩሉ ግዜ ብጸሎት፡ ብ ቅዱስ ቁርባን ብዘይ ምቁራፅ ናብ ቤተ #እግዚኣብሔር ዝግስግሱ፡#ንእግዚኣብሔር ብምስጋና ነቒሖም የገልግሉ ነበሩ እንተኾነ ግን ውላድ ኣይነበሮምን ክሳብ ዘ...
ቅዱስ ነብይ ናሆም
Переглядів 82Місяць тому
ቅዱስ ነብይ ናሆም
ንእስነትን ክርስትናን ፬/4 ሃዋርያ ቅዱስ እንድርያስ
Переглядів 89Місяць тому
ታሕሳስ እንቃዕ ናብ ሐዋርያ ቅዱስ እንድርያስ ናይ ዕረፍቲ በዓል ብሰላም አብጽሓና! እዚ ካብ ሃዋርያት ቀዲሙ ዝተጸወዕ ኮይኑ ንሃውርያ ቅዱስ ጴጥሮስ ድማ ሓዉ ኢዩ ንጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝስዕቡ ዝነብሩ ህዝቢ ምስ ጠመዩ ነቲ ዓሳን ሕብስትን ድማ ንጎይታ ክበርኾ ዝሃበ ቅዱስ ሃዋርያ ዩ፡፡ ቅሱስ እንድርያስ ቅድም ናይ ዮሃንስ መጥምቅ ረድኢ ዝነበረ ክኸውን እንከሎ ትርጒም ስሟ ድማ ተባዕ ለመስቀል በኲረ ሃዋርያት ማለት እዩ። ነገዱ ኣብ ሮቤል ሃገረ ስብከቱ ልድያ ቊጽሩ ካብ 12 ሃዋርያት ዕረፍቱ 4 ታሕሣሥ 60 ዓ.ም.።
ባእታ ለማርያም ማለት🌿💖 ✞ 🌿💖
Переглядів 135Місяць тому
እንቋዕ ናብ ባእታ ማርያም ብሰላም ኣብጸሓና ኣምላኽ። ባእታ ማርያም ኣዴን ቅድስት ድንግል ማርያም ጓል 3 ዓመት ከላ ካብ ትፈትዎም ስድርኣ ተፈልያ ናብ ቤት እግዚኣብሔር ዝኣተወትሉ ቅዱስ ዕለት ኢዩ። እሞ ሕጂ ውን ናብ ቤትና ትእቶ ኣሜን።
ስንክሳር 2 ታሕሳስ ሰለስቱ ደቂቅ " ኣናንያ ኣዛርያ ሚሳኤል"
Переглядів 101Місяць тому
ናቡከደነፆር ከዓ ኸምዙይ በለ፦ “ብዘይ ንኣምላኾም ንኻልኦት ኣማልኽቲ ኸየምልኹን ከይሰግዱን ኢሎም፥ ንሰብነቶም ኣሕሊፎም ዝሃቡ፥ ኣብኡ ተኣሚኖም ንቓል ንጉስ ዘይተኣዘዙ፥ ነቶም ባሮቱ መልኣኹ ሰዲዱ ዘድሓኖም፥ እቲ ኣምላኽ ሲድራቅን ሚሳቅን ኣብደናጎን ይባረኽ።” ዳንኤል 3:28
ስንክሳር 1 ታህሳስ ቁዱስ ነቢ ኤልያስ
Переглядів 118Місяць тому
ስንክሳር 1 ታህሳስ ብጸሎቱ ንሰለስተ ዓመትን ፈረቓን ሰማይ ዝናብ ንኸይዘንብ ዝዓጸወ ናይ እግዚአብሔር ነቢይ ቁዱስ ነቢ ኤልያስ
ናይ ዕለቱ ስንክሳር ሕዳር 30 ስንክሳር ዘወርኃ ኅዳር ፴ ·
Переглядів 138Місяць тому
"በዓለ ወልድ" ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ብዕለት 29 ዝሕሰብ መዓልቲ እዩ። ብዓለ ወልድ ወይ በዓለ እግዚኣብሔር ይበሃል ብመሰረቱ እግዚኣብሔር ዘይኮነት መዓልቲ የላን። ዕላማ ናይ በዓል ግን ንእግዚኣብሔር ክብሪ እንህበሉ ሰባት ምስ እግዚኣብሔር ዘራኸቡላ መዓልቲ ። መሰረታዊ ስያሜ ናይዚ በዓል እዚ በዓለ ትስብዕት እዩ ማለት እግዚኣብሔር ሰብ ዝኾነሉ እዩ። እግዚኣብሔር ካብ ቅድስት ድንግል ማርያም ፍጹም ሰብ ዝኾነሉ ዕለት እዩ። በዓለ ትስብዕት ወይ ጥንተ ጽንሰት ይበሃል። ጥንተ ጽንሰት ዕስራን ትሽዓተን መጋቢት እዩ። ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ እዚ ድንቂ ተኣምር ብምዝካር ።
ስንክሳር ዘወርኃ ፳፱/29 ሕዳር "መዓዛ ቅዱሳን" ስንክሳር ዝሰምዕ ዘንብብ ፍቅሪ ጎይታ ኣብ ልቡ ይዕንብብ!!/
Переглядів 163Місяць тому
ስንክሳር ዘወርኃ ፳፱/29 ሕዳር "መዓዛ ቅዱሳን" ስንክሳር ዝሰምዕ ዘንብብ ፍቅሪ ጎይታ ኣብ ልቡ ይዕንብብ!!/
#ስንክሳር ወርሒ ሕዳር 28 አባ ሊቃኖስ አባ ሰራባሞን
Переглядів 165Місяць тому
#ስንክሳር ወርሒ ሕዳር 28 አባ ሊቃኖስ አባ ሰራባሞን
መድሃኔ አለም 27 ሕዳር
Переглядів 156Місяць тому
መድሃኔ አለም 27 ሕዳር
ክብረ ቅዱሳን // ቅዱስ ጎርጎርዮስ ዘእንዚናዙ
Переглядів 138Місяць тому
ክብረ ቅዱሳን // ቅዱስ ጎርጎርዮስ ዘእንዚናዙ
ሰማእት ቅዱስ መርቆርዮስ
Переглядів 182Місяць тому
ሰማእት ቅዱስ መርቆርዮስ
24 ሕዳር ዝክረ ባዓል 24 ካህናተ ሰማይ ኢዩ።
Переглядів 156Місяць тому
24 ሕዳር ዝክረ ባዓል 24 ካህናተ ሰማይ ኢዩ።
November 23
Переглядів 155Місяць тому
November 23
November 22
Переглядів 11Місяць тому
November 22
November 21
Переглядів 98Місяць тому
November 21
፳/20 ሓምሌ ዕረፍቱ ሰማዕት ቅዱስ ቴዎድሮስ
Переглядів 1,5 тис.Місяць тому
፳/20 ሓምሌ ዕረፍቱ ሰማዕት ቅዱስ ቴዎድሮስ
ስንክሳር 19 ሕዳር
Переглядів 35Місяць тому
ስንክሳር 19 ሕዳር
Sinksar 18 November
Переглядів 52Місяць тому
Sinksar 18 November
ቅዱስ ዮሐንስ አፈ-ወርቅ
Переглядів 111Місяць тому
ቅዱስ ዮሐንስ አፈ-ወርቅ
እንቃዕ ናብ ቅድስቲ ኪዳነ-ምሕረት ኣብጽሓና!!!
Переглядів 209Місяць тому
እንቃዕ ናብ ቅድስቲ ኪዳነ-ምሕረት ኣብጽሓና!!!
ስንክሳር 3 ሕዳር
Переглядів 882 місяці тому
ስንክሳር 3 ሕዳር
ስንክሳር 2 ሕዳር
Переглядів 1412 місяці тому
ስንክሳር 2 ሕዳር
ስንክሳር 1 ሕዳር
Переглядів 3222 місяці тому
ስንክሳር 1 ሕዳር

КОМЕНТАРІ

  • @trhaskfle8733
    @trhaskfle8733 Місяць тому

    Kale hiwet ysmealna zmamey❤

  • @MonaAlhb
    @MonaAlhb Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @nigistihaile8323
    @nigistihaile8323 Місяць тому

    ቃለሂወት የስመዓልና ዝማሚና ሃፍተይ

  • @nigistihaile8323
    @nigistihaile8323 Місяць тому

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ዝማመይ ሓፍተይ ዘበን ኣገልግሎትኪ ይባረኽ

  • @AnaAlyam
    @AnaAlyam Місяць тому

    ❤❤❤❤❤አሚንንአሚንአሚንን🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏

  • @megedibrhan8849
    @megedibrhan8849 2 місяці тому

    ኣሜን! እቲ ኵሉ ዝኽእል ጐይታና፥ በታ ትመጽእ መንግስቱ ናይ ሕይወት ቃሉ የስመዐና! ኣምላኽ ጸግ'ኡ የብዝሓልኪ ዝማም ሓፍተይ።

  • @mihretfesseha8721
    @mihretfesseha8721 3 місяці тому

  • @mihretfesseha8721
    @mihretfesseha8721 3 місяці тому

    Amen amen amen

  • @محمد-ب8ص9ب
    @محمد-ب8ص9ب 3 місяці тому

    Amen amen amen 🙏

  • @محمد-ب8ص9ب
    @محمد-ب8ص9ب 3 місяці тому

    Amen amen amen 🙏 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mihretfesseha8721
    @mihretfesseha8721 4 місяці тому

    Amen amen amen

  • @eyobghirmay4622
    @eyobghirmay4622 4 місяці тому

    Amen Amen Amen zimam Haftey egzabher amlak hasab libk yefetmelik

  • @mihretfesseha8721
    @mihretfesseha8721 4 місяці тому

    Yehagezki fetari zemu haftey

  • @mihretfesseha8721
    @mihretfesseha8721 4 місяці тому

    አሜን አሜን አሜን ዝመይ ሓፍተይ

  • @MulugetaArafe
    @MulugetaArafe 7 місяців тому

  • @eyobghirmay4622
    @eyobghirmay4622 7 місяців тому

    Amen Amen Amen zimam Haftey egzabher amlak tega yhabki betaem tubuk.

  • @abelhagos967
    @abelhagos967 7 місяців тому

    Egziabher xegiu yebzehalki bereket zekafelkna

  • @nigistihaile8323
    @nigistihaile8323 7 місяців тому

    Goyta ybarki Zimamina Egzabiher xegiu yebzahalki

  • @eyobghirmay4622
    @eyobghirmay4622 7 місяців тому

    Kalehiwet yesmalna zimam Haftey betaem des zebl egzabiher amlak tega yhabik.

  • @yrgalembahta6161
    @yrgalembahta6161 7 місяців тому

    ዝማመይ ጽብቅቲ።

  • @nigistihaile8323
    @nigistihaile8323 8 місяців тому

    Aseyyyyyyyy Zmamey amlak ybarki

  • @teshememsgane3008
    @teshememsgane3008 8 місяців тому

    ❤❤❤

  • @Dirsanat
    @Dirsanat 8 місяців тому

    Wow ድንቅ አቀራረብ ነዉ በርቺ

  • @mihretfesseha8721
    @mihretfesseha8721 8 місяців тому

    አምላክ ይሓግዝኪ ዘሙ ሓፍተይ

  • @mulugetaghirmai414
    @mulugetaghirmai414 9 місяців тому

    Amen Amen !! Thanks sister.❤❤

  • @freweyniomer4162
    @freweyniomer4162 9 місяців тому

    Zemei haftey egzabehr xigeu yewrdlki agelgeltk ebarek habibiti ana❤❤❤❤

  • @megedibrhan8849
    @megedibrhan8849 9 місяців тому

    ሰላም ዝማም ኃፍተይ! ስለቲ ዝፈለጥክዮ፥ዝራእክዮ ኮም'ኡ ክንፈልጦን ክንሪኦን ዘካፈልክና ብዙሕ አመስግነኪ፥ ፍልጠት ሓይሊ እዩ።

  • @habtsegy2663
    @habtsegy2663 9 місяців тому

    Zemiye haftey

  • @habtsegy2663
    @habtsegy2663 9 місяців тому

    Amlak ybarki wonderfull message

  • @abrheetmehrtab5169
    @abrheetmehrtab5169 9 місяців тому

    Amen Amen Amen❤❤❤Kal hiwet yesmaana zmamey 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @abrheetmehrtab5169
    @abrheetmehrtab5169 9 місяців тому

    Amen Amen Amen❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @WeiniTesfaldet
    @WeiniTesfaldet 9 місяців тому

    ❤❤❤ amen amen amen tabarik ama brihan mesaki tukun

  • @yordanosghebre8165
    @yordanosghebre8165 9 місяців тому

    በረኸን ድብግል ወላዲተ ኣምላኽ ይኽፈለና የቀንየልና ነዚ በረኸት ዘካፈልክና።

  • @yordanosghebre8165
    @yordanosghebre8165 9 місяців тому

    ደስ ክቢል ሓፍትና ኣምላኽ ጸግኣኡ የብዛሓልኪ ነዚ ቦታ ንምብጻሕ የብቃዓና።

  • @eyobghirmay4622
    @eyobghirmay4622 9 місяців тому

    Kalehiwet yesmalna zimami haftna egzabher amlak abonan,nay adena mariam bereketn redetn mskulatna ykun. Kale tewesaki kia medeb ketekirb keleki netela tetikem tubuki neru ab ketali.

  • @mulugetaghirmai414
    @mulugetaghirmai414 9 місяців тому

    Gud välsinge dig zimama!!!

  • @yrgalembahta6161
    @yrgalembahta6161 9 місяців тому

    Fetari memelisu hayli yhabki zmamey 🥰

  • @sabatasfay3395
    @sabatasfay3395 9 місяців тому

    Teguau yebzahaliki eigzabhir aemilaki Zimam hafitey

  • @meleynatey
    @meleynatey 9 місяців тому

    Kale hiwet yesmialan Zimam haftna. Aziyu des zibil aqerarba. Hanti gin xegurki kitshifeni azyu xibuq ayu. Mennetna sile zikone. Mis anay yiqrituu❤❤❤

  • @rahelzeru5229
    @rahelzeru5229 9 місяців тому

    Bra jobbat Zimame.❤

  • @hbtzghigereyesus9364
    @hbtzghigereyesus9364 9 місяців тому

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @hbtzghigereyesus9364
    @hbtzghigereyesus9364 9 місяців тому

    ጸጉኡ የብዛሓልኪ ዝማም ሓፍተይይይይ

  • @abelhagos967
    @abelhagos967 9 місяців тому

    ጸግኡ የብዘሓልኪ በረኸት ዘካፈልክና

  • @freweyniomer4162
    @freweyniomer4162 9 місяців тому

    Zemam haftey berketan rdeitan naydna kidseti mareyam aifelyena Amen Amen Amen ❤️ 🙏 ♥️ ❤❤

  • @tesfalemtewelde1443
    @tesfalemtewelde1443 9 місяців тому

    በረክቲን ጸሎቶም ሃውርያት ስብ ኤፎሶም ምስኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ዪኩን ኣሜን።

  • @Sndaytube
    @Sndaytube 9 місяців тому

    ❤❤❤