- 106
- 286 101
ኦርያ ሚድያ / Orya Media
United States
Приєднався 3 сер 2023
ኦርያ ሚድያ ኣብ ዙርያ ብሔረ ትግራይ ባእታታቱን ህዝቡን ማእኸል ገይራ ናይ ሚድያ ስራሕቲ ንምዕማም ዝተጣየሰት መረባ ደቂ መረብ እያ ።
ብሔረ ትግራይ ኣብ ክልተ ደምበ ጥፍኣት ተገማሚዑ ናይ ውሑዳት ሰብ ረብሓ ጊላ ኮይኑ እንተቐጺሉ ዘይተርፍ ዕጭኡ ከም ብሔር ጠቕሊልካ ምጥፋእ ስለዝኾነ ምስ ሓቃዊ መንነቱ፣ክብርታቱ፣ቋንቁኡ፣ ባህሉ፣ታሪኹ፣ቕርስታቱን ግዝኣቱን ተዓሪቑ ከም ሓደ ብሔር ብሔራዊ ናይ ሰላም፣ምሕዝነት፣ሕውየት፣ልምዓትን ዴሞክራስን ዕማማት ክውግን እቲ እንኮ መማረጺ ይኸውን ። እቲ ስሑት መንገዲ ጥፍኣት ኣሪምካ ቅኑዕ መንገዲ ትንሳኤን ብራኸን ምዕታር ዋኒን ህዝቢ እቲ ብሔር ንምግባር ቐዲምካ ኣብ መላእ እቲ ብሔር ንቕሓትን ኣብርሆትን ምፍጣር ግድን ስለዝኾነ ነዚ ዓሊመን ብሙሉእ ዓቕሚ ዝነጥፋ መራኽብቲ ሓፋሻት ክፍጠራን ክስስናን ኣለወን ።ኦርያ ሚድያ ድማ እዚ ህቃነ ትሓንጊጣ ንኻልኦት እዚ ፈለግ ዝኽተላ ሚድያታት ችቦ ዳግማይ ትንሳኤን ብራኸን ብሄረ ትግራይ ኾሊዓ ክተስዕብን ኣውራ ልሳን ብሔረ ትግራይ ኮይና ክትቃለስን ተጣይሳ ኣላ ።
ኣድላይነት
ብሔረ ትግራይ ኣብ ሓደጋ ምጥፋእ ስለዝርከብ
እዚ ብሔር ውሑስን ዘላቕን ሰላም ክዓትር ግድን ስለዝኾነ
እዚ ብሔር ካብ ጥፍኣት ድሒኑ ዳግማይ በሪኽ ስልጣነ ክውንን ስለዝግባእ
መንነቱ፣ታሪኽ፣ኽብሪታት፣ቋንቋ፣ባህሊ፣ቕርስን ግዝኣትን እዚ ብሔር ክዕቀብን ክምዕብልን ስለዝግባእ
ንዳግማይ ብራኸን ስልጡንነትን እዚ ብሔር መትከላዊ ሕብረት ህዝቢ እቲ ብሔር ግድን ስለዝኾነ
ዕላማ
ብሔረ ትግራይ ከም ብሄር ካብ ምጥፋእ ድሒኑ ሓቢሩ መንነቱ፣ኽብርታቱ፣ቋንቁኡ፣ታሪኹ፣ባህሉ፣ጸጋታቱ፣ቕርስታቱን ግዝኣቱን ዓቂቡ ዳግም ንክብርኽ ኣብ ዝግበር ጉዕዞ ናይ ቀላሳይነት ግደ ንምጽዋት ።
ኦርያ ሚድያ
ፍርቂ ብሔር የለን !

Відео
"ቅድሚ ኩሉ ሃገረ ትግራይ ዝበለ ሙስሊም እዩ፣ብብሔራዊ ስምዒት ኣይንሕመን !" ~ ሓጂ ቡሽራ ያሕያ
Переглядів 7 тис.7 годин тому
"ቅድሚ ኩሉ ሃገረ ትግራይ ዝበለ ሙስሊም እዩ፣ብብሔራዊ ስምዒት ኣይንሕመን !" ~ ሓጂ ቡሽራ ያሕያ
ጀነራል ታደሰ ወረደ መልሲ ሂቡ ~ እዋናዊ መልእኽቲ ኣብ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ይኣክል
Переглядів 70614 годин тому
ጀነራል ታደሰ ወረደ መልሲ ሂቡ ~ እዋናዊ መልእኽቲ ኣብ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ይኣክል
ህዝባዊ ምንቅስቓስ ተጀሚሩ ~ ይኣክል ! ናብ መረበትና ንመለስ !
Переглядів 22114 годин тому
ህዝባዊ ምንቅስቓስ ተጀሚሩ ~ ይኣክል ! ናብ መረበትና ንመለስ !
ኣብ የመን ብካራ ወጊኦም ደርብዮምኒ ...ዛንታ ተጋዳላይ ተክኤ በሪሁ ካብ በራኻታት ትግራይ ክሳብ የመን ...
Переглядів 43821 годину тому
ኣብ የመን ብካራ ወጊኦም ደርብዮምኒ ...ዛንታ ተጋዳላይ ተክኤ በሪሁ ካብ በራኻታት ትግራይ ክሳብ የመን ...
ክልተ ደቅ'ኖ ዘባእስ መንግስቲ መጺእና ~ ጻንሒት ምስ ቐሺ ደስታ ካሕሳይ
Переглядів 231День тому
ክልተ ደቅ' ዘባእስ መንግስቲ መጺእና ~ ጻንሒት ምስ ቐሺ ደስታ ካሕሳይ
ፍትሒ ከይረኸብኹ ኣይድቅስይ ~ ጻንሒት ምስ ማማ ተኪኤን ኢታይ
Переглядів 5 тис.День тому
ፍትሒ ከይረኸብኹ ኣይድቅስይ ~ ጻንሒት ምስ ማማ ተኪኤን ኢታይ
ሕጃብ ዝኽልኽል ሕጊ የለን ~ እዋናዊ መግለጺ ሓፈሻዊ ቤት-ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ትግራይ
Переглядів 246День тому
ሕጃብ ዝኽልኽል ሕጊ የለን ~ እዋናዊ መግለጺ ሓፈሻዊ ቤት-ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ትግራይ
ብጺተይ ደፊሮም ብፋስ ቐቲሎምዋ፣ኣነ ካብ ኢድ ጸላኢ ኣምሊጠ _ መስደመሚ ዛንታ ተጋዳሊት መርከብ ንጉስ
Переглядів 57514 днів тому
ብጺተይ ደፊሮም ብፋስ ቐቲሎምዋ፣ኣነ ካብ ኢድ ጸላኢ ኣምሊጠ _ መስደመሚ ዛንታ ተጋዳሊት መርከብ ንጉስ
ኣብ ልዕሊ ተምሃሮ ዩኒቨርስቲ መቐለ እንታይ ዓይነት ጥቅዓት በጺሑ ? ንምንታይ ? ቃል ግዳያት እቲ መጥቃዕቲ
Переглядів 2,4 тис.14 днів тому
ኣብ ልዕሊ ተምሃሮ ዩኒቨርስቲ መቐለ እንታይ ዓይነት ጥቅዓት በጺሑ ? ንምንታይ ? ቃል ግዳያት እቲ መጥቃዕቲ
ዕረ ዝጠዓመ እዩ ዝፈልጦ፣ርብዒ ክፍለ ዘመን ኣብ ቤት-ማእሰርቲ ~ ምስ ተጋዳላይ ሓዱሽ ግርማይ ዝተገበረ ጻንሒት
Переглядів 39 тис.14 днів тому
ዕረ ዝጠዓመ እዩ ዝፈልጦ፣ርብዒ ክፍለ ዘመን ኣብ ቤት-ማእሰርቲ ~ ምስ ተጋዳላይ ሓዱሽ ግርማይ ዝተገበረ ጻንሒት
ህዝቢ ትግራይ ምጥፋእ ካብ ፕሮግራሞም እዩ ልጅምር፣ህዝቢ ትግራይ ኣብ ምጥፋእ ኣይተሰሓሓቱን፣ ፕሮግራሞም እዮም ዝፍጽሙ ዘለዉ _ ንጉስ ኣረፈ
Переглядів 92021 день тому
ህዝቢ ትግራይ ምጥፋእ ካብ ፕሮግራሞም እዩ ልጅምር፣ህዝቢ ትግራይ ኣብ ምጥፋእ ኣይተሰሓሓቱን፣ ፕሮግራሞም እዮም ዝፍጽሙ ዘለዉ _ ንጉስ ኣረፈ
ቃል መዋእል ~ ዶክመንታሪ ፊልሚ መ/ር ገብረኪዳን ደስታ ~ ኣብ ቀረባ እዋን
Переглядів 14321 день тому
ቃል መዋእል ~ ዶክመንታሪ ፊልሚ መ/ር ገብረኪዳን ደስታ ~ ኣብ ቀረባ እዋን
ህወሓት ተኻሲሶም ~ ክልቲኡ ክንፊ ህወሓት ብመንግስቲ ምፍራስን ውድብ ምፍራስን ተወናጂሉ / TPLF Factions accusatory
Переглядів 14821 день тому
ህወሓት ተኻሲሶም ~ ክልቲኡ ክንፊ ህወሓት ብመንግስቲ ምፍራስን ውድብ ምፍራስን ተወናጂሉ / TPLF Factions accusatory
"ብዘይፍርዲ ልዕሊ 3 ዓመት ተኣሲሩ፣ፍትሒ ሓቲተ ንዓይ እውን 1 ወርሒ ኣሲሮምኒ" በዓልቲ ቤት ተጋዳላይ ሃለስላሰ በላይ(ዛንታ)
Переглядів 4,7 тис.Місяць тому
"ብዘይፍርዲ ልዕሊ 3 ዓመት ተኣሲሩ፣ፍትሒ ሓቲተ ንዓይ እውን 1 ወርሒ ኣሲሮምኒ" በዓልቲ ቤት ተጋዳላይ ሃለስላሰ በላይ(ዛንታ)
ወለዲ ተጋዳላይ ኣሸናፊ ንቢሮ ፀጥታን ሰላምን ትግራይ ምላሽ ሂቦም _ "ኣብ ልዕሊ ውላድና ዝተመስረተ ክሲ የለን፣እዚ ምድንጋር ጠጠው ይበል !"
Переглядів 300Місяць тому
ወለዲ ተጋዳላይ ኣሸናፊ ንቢሮ ፀጥታን ሰላምን ትግራይ ምላሽ ሂቦም _ "ኣብ ልዕሊ ውላድና ዝተመስረተ ክሲ የለን፣እዚ ምድንጋር ጠጠው ይበል !"
"ኣካል ጉዱእ ውላድና መራሕቲ ስለዝገምገመ ብዘይፍርዲ ኣብ ኮንቲነር ተኣሲሩ ~ ፍርዲ ስኢና "ወለዲ ተጋዳላይ ኣሸናፊ ሃይለስላሰ
Переглядів 11 тис.Місяць тому
"ኣካል ጉዱእ ውላድና መራሕቲ ስለዝገምገመ ብዘይፍርዲ ኣብ ኮንቲነር ተኣሲሩ ~ ፍርዲ ስኢና "ወለዲ ተጋዳላይ ኣሸናፊ ሃይለስላሰ
'መቅረጽ ምልክን ሸገና ምልክን ይሰበር !' ዶ/ር ሙዑዝ ጊደይ ኣብ ዋዕላ-ናጽነት ዝተዛረቦ
Переглядів 254Місяць тому
'መቅረጽ ምልክን ሸገና ምልክን ይሰበር !' ዶ/ር ሙዑዝ ጊደይ ኣብ ዋዕላ-ናጽነት ዝተዛረቦ
"ፀገምና ብፍትሓዊ ህዝባዊ እምቢታ ይፍታሕ" _ ርኢቶ ተሳተፍቲ ህዝባዊ ዋዕላ ውድብ ናፅነት ትግራይ
Переглядів 144Місяць тому
"ፀገምና ብፍትሓዊ ህዝባዊ እምቢታ ይፍታሕ" _ ርኢቶ ተሳተፍቲ ህዝባዊ ዋዕላ ውድብ ናፅነት ትግራይ
መለኽቲ ሕጋዊ ኢሎም ዝፈቕድዎ ቃልሲ የለን ! _ እንታይ ንግበር ? ~ ህዝባዊ ዋዕላ ውድብ ናጽነት ትግራይ _ ሕዳር 28/2017 ዓ.ም
Переглядів 155Місяць тому
መለኽቲ ሕጋዊ ኢሎም ዝፈቕድዎ ቃልሲ የለን ! _ እንታይ ንግበር ? ~ ህዝባዊ ዋዕላ ውድብ ናጽነት ትግራይ _ ሕዳር 28/2017 ዓ.ም
"ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተለገሰ ገንዘብ ኣበይ ኣቲዉ ኢልና ስለዝሓተትና ምፍርራሕ ይበጽሐና ኣሎ" ድምጺ ተመዛበልቲ ዞባ ምዕራብ
Переглядів 70Місяць тому
"ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተለገሰ ገንዘብ ኣበይ ኣቲዉ ኢልና ስለዝሓተትና ምፍርራሕ ይበጽሐና ኣሎ" ድምጺ ተመዛበልቲ ዞባ ምዕራብ
"ነቲ ናትና መንነት ክንጸልእ ተገይርና ኢና ዓቢና፣ኤርትራውያን ዘይናትና ክንውክል ተገይርና" ጻንሒት ምስ መንእሰይ ሻምበል ኣረፋይነ(ፍሥሓ ዘ-ኣግኣዚ)
Переглядів 185Місяць тому
"ነቲ ናትና መንነት ክንጸልእ ተገይርና ኢና ዓቢና፣ኤርትራውያን ዘይናትና ክንውክል ተገይርና" ጻንሒት ምስ መንእሰይ ሻምበል ኣረፋይነ(ፍሥሓ ዘ-ኣግኣዚ)
ብሔራዊ ህላወ ትግራይ ኣብ ሕቶ ምልክት ኣቲዉ ኣሎ፣ትግራዋይነት ዳግማይ ኣጽንዒኻ ዳግማይ ክህነጽ ኣለዎ_ ጻንሒት ምስ መልኣኩ ሃይሉ
Переглядів 2472 місяці тому
ብሔራዊ ህላወ ትግራይ ኣብ ሕቶ ምልክት ኣቲዉ ኣሎ፣ትግራዋይነት ዳግማይ ኣጽንዒኻ ዳግማይ ክህነጽ ኣለዎ_ ጻንሒት ምስ መልኣኩ ሃይሉ
ኣብ ኲናት ሓደ እግራ ስኢና፣ወለዳ ኣብቲ እዋን ኲናት ብሕማም ምክንያት ሞይቶም፣ድሕሪኡ ድማ ኣነኣሽቱ ኣሕዋታ ት/ቲ ኣቋሪጾም _ ዛንታ ተጋዳሊት ጸጋ ለገሰ
Переглядів 1142 місяці тому
ኣብ ኲናት ሓደ እግራ ስኢና፣ወለዳ ኣብቲ እዋን ኲናት ብሕማም ምክንያት ሞይቶም፣ድሕሪኡ ድማ ኣነኣሽቱ ኣሕዋታ ት/ቲ ኣቋሪጾም _ ዛንታ ተጋዳሊት ጸጋ ለገሰ
ጌታቸው ረዳ ንሻዕብያ ክረክብ ተላኢኹ፣ምስ ሻዕብያ ምልዛብ ኣይከኣልን፣ኣማኑኤል ሳህለ ጸረ ኢሳያስ እምበር ጸረ ህግደፍ ኣይኮነን _ጻንሒት ምስ ኣማኑኤል ኣለማዮ
Переглядів 3022 місяці тому
ጌታቸው ረዳ ንሻዕብያ ክረክብ ተላኢኹ፣ምስ ሻዕብያ ምልዛብ ኣይከኣልን፣ኣማኑኤል ሳህለ ጸረ ኢሳያስ እምበር ጸረ ህግደፍ ኣይኮነን _ጻንሒት ምስ ኣማኑኤል ኣለማዮ
ኣብ ከተማ መቐለ ብግፍዒ ዝተቐተለት ጎርዞ፣ካብ ቑጽጽርና ወጻኢ ኲናት ክፍጠር ይኽእል እዩ_ ጀነራል ጻድቃን፣ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስጢር ኣውጺኡ _ ወቕታዊ ጉዳያት
Переглядів 1052 місяці тому
ኣብ ከተማ መቐለ ብግፍዒ ዝተቐተለት ጎርዞ፣ካብ ቑጽጽርና ወጻኢ ኲናት ክፍጠር ይኽእል እዩ_ ጀነራል ጻድቃን፣ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስጢር ኣውጺኡ _ ወቕታዊ ጉዳያት
TDF ምእሳር ብ ዶ/ር ደብረጽዮን ክጅምር ኣለዎ፣ኣነ ሌባ ኣይኮንኩን _ ጀነራል ሸሪፎ፣ህወሓትን ህግደፍን ምድጋፍ ክሕደት እዩ፣ወቕታዊ ጉዳያት _ ኦርያ ሚድያ
Переглядів 8622 місяці тому
TDF ምእሳር ብ ዶ/ር ደብረጽዮን ክጅምር ኣለዎ፣ኣነ ሌባ ኣይኮንኩን _ ጀነራል ሸሪፎ፣ህወሓትን ህግደፍን ምድጋፍ ክሕደት እዩ፣ወቕታዊ ጉዳያት _ ኦርያ ሚድያ
ንምልኪ ብኽውንነታዊ መንገዲ ምግጣም _ ትረኻን ክለሳን መጽሓፍ 'ካብ ምልኪ ናብ ዲሞክራሲ' 1ይ ክፍል
Переглядів 1052 місяці тому
ንምልኪ ብኽውንነታዊ መንገዲ ምግጣም _ ትረኻን ክለሳን መጽሓፍ 'ካብ ምልኪ ናብ ዲሞክራሲ' 1ይ ክፍል
ሰብኣይ ኢካ
Tcher ነጌ ሳሚ እየ
ጀዛከላህ ኸይረን
Atum sebat ezom aslam kab axum tekililom kiwexu alewom xbah nigho mesigid tezey serahna kiblu eyom silezi kab axum aslam aytiemenu xbah nigiho xiyon mesigid entezey gebernaya kiblu eyom mitkak yedili eyu axum nay kiristiyan desiyet eya
እዞም ውሑዳት ጥሩፍት ጽዮናዊ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ንሙስልሚን ዘይኮኑ ሓደጋ ንክርስትያን'ዮም ቀንዲ ሓደጋ። ብስም ክርስትያን ጸረ ካልኦት እምነታትን ኣህዛብን ክፍኣት ይዘርኡ ስለዘለዉ ብዝያዳ እቶም ክርስትያን'ዮም ክቃለስዎም ዝግበኦም። ኣክሱም ካብ ምዓስ'ያ ናይ ክርስትና ቅድስቲ ከተማ ኮይና? ንግስነት ኣክሱም እኮ ንክርስትያንን ሙስልሚንን ሓደ'ያ ትበጻሖም። ንግስነት ኣክሱም ቅድሚ ክርስትናን እስልምናን ዝጀመረ ታሪኽ'ዩ። እዞም ሕጂ ጸረ እስልምና ዝመስሉ ውሑዳት ጥሩፋት ተጋሩ ጸረ ኦርቶዶክስ ክርስትና ውን'ዮም። እቲ ሕቡእ ኣጀንደኦም ጸናዊ / እስራአላዊ ኣገንዳ'ዩ። እቶም ሙስልሚን ተጋሩ ውን ጸላእትኹም ኦርቶዶክስ ክርስትያን ዘይኮኑስ እዞም ውሑዳት ወላ ንኦርቶዶክስክል ክርስትያን ውን ኣሓደጋ ዝኾኑ ውልቀሰባት'ዮም። እቶም ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተጋሩ ውን ለብሙ። እዞም ውልቀሰባት'ዚኦም ንዓኹም'ዮም ቀንዲ ኣሓደጋ ብስምኩም ክፍኣቶም ይነዝሑ ስለዘለዉ። ተኸባቢርኩም ጥራሕ'ዩ ንኩልኹም ከርበሓኩም ዝኽእል። ሙስልሚን ተጋሩ ደቀባት ስለዝኾኑ መስጊድ ይኹን ቀብሪ ኣብ ኣክሱም ክኽልከሉ ገበን'ዩ።
ኣባሰረቐ ኣይኮኑን ኣባ ሰላማ ኢልኩም ፀውዕዎም ኣታ ዩቱበር ስርዓት ግበር ሕጃብ ኣብ ሙሉእ ሃገር ትግራይ ዘሎ ቤት ትምህርቲ ዘሎ ጉዳይ ናይ ኣክሱም ጥራሕ ገርካ ምውሳድ ትኽክል ኣይኮነን
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
አባ ሠረቀ ክማሀራ መሠል የብለንን ኢካ ትብል ዘለካ ምስ ተፈጥራዊ መሠል ምቅራን ውድቀት አታሐሳስባ እዩ ግፍዒ፣ ትዕቢት፣ ውድቀት አብ 21 ክፈለዘመን ከምዚ ዝበለ ምቅንጫር አይምሮ እዪ አንታ አክቲፒስቲ ባሀላይ ግን መልእክቲ ጥፍአት ዝኮንካ ሰብ ፅላአት እስልምና አበይ ከምዘበጸሐካ ንርኢ ሰብ ብሰላም ከይነብር እዩ ጻዕርካ ስራሕ ዱሑራት ውዱቃት ሐድነትን አካታትነትን ብፍጹም ክወሐጠልካ ዘበት እዩ ።።
አታ መስርት ስራውት ትግራይ ኮይንና ልዛዉም ካብ ኣ አ ንትግራይ ንብል ንዋጋአ ምጸና ትዋገናስ መስልም አይተቃልስን ይብሉ
ጀዛኩሙላህ ኸይረን
ጀግና
እዞም ሕጃብክን ኣውጽኣ ዝብሉ ዘለዉስ እንታዎት'ዮም። እተን ተመሃሮ ተጋሩ ዶ ኣይኮናን? ከመይ ገሮም'ዮም ገለ ተጋሩ ኣብ ልዕሊ ካልኦት ተጋሩ ጸቕጢ ክገብሩ ዝሓስቡ🤔? እዚኣቶም ናይ ኣቦኦም ኣጽየ ዮሃንስ ዝኽተሉ ኣብ ልዕሊ ሙስልሚን ብርቱዕ ጽልኢ ዘለዎም ጥሩፋት'ዮም። መብዛሕቱ ትግራዋይ ዝቕበሎም ኣይመስለንን። ክብረት ዝህበካ የሎን ክብርኻ ባዕልኻ ኢኻ ክዉን ትገብሮ። እቶም ሙስልሚን ተጋሩ ምስቶም ክርድ ኡ ዝኽእሉ ኣሕዋትኩም ክርስትያን ተጋሩ ኰንኩም ተቓለስዎም ነዞም ውሑዳት ጥሩፋት/መስቀላውያን።
❤❤
ከማኹም ብኹሉ ዝሕመ ከማን የለን ከም ትሕመዩ ስለትፈልጡ ዲኹም ኣንሕመን ትብሉ ኣንቱም ቲግሪ ግናይ
መካ ካሊእ ኢት/ያ ካሊእ እዩ፡፡ኣንታ መሕፈሪ፡፡
👏👏👏👏
" ካብ ርጉም ጎረቤት፣ ካብ ዕሾኽ ምድሪ-ቤት የድሕነና ጎይታ" ኢሎም ይፅልዩ ኣመንቲ ሃይማኖት ክርሥትና። ይቅረታ ብኣመንቲ ሃይማኖት እሥልምና እንታይ ከምዝበሃል ስለዘይፈልጦ እየ ንኣመንቲ ክርሥትና ጥራይ ዝጠቀሥኩ። ህግደፍ ዝብሃል ነዊሕ ኢዱ ርጉም ጎረቤት ናብ ትግራይ ዓድና ሠጊሩ' ጥራይ ኢዱ ንዝረኸቦ ንሠላማዊ ህዝብና(ንዝኣረጋ ኣዴታት፣ ንሽማግለ ኣቦታት፣ ህፃናት ንእእንሥሣት ዘቤት፣ ንኣግራባትኮታሥ ንኩሎም ንህዝቢ ይጠቅሙ እዮም ዝበሎም ጨፍጪፍዎም ወዲኡዎም። " መዓልቲ ይነውሕ'ሎ ግዜ ከይዱ . . . " ድዩ ዝበለ ደራፊ? 'ጀነሣይደራት' ናብ ሕጊ ዝቀርቡሉ ዕለት ይነውሕ ኣሎ ማለተይ እየ።
እዚ ሠብኣይ ይጋገ'ሎ። 1) መረጻ ዘይምግባርን ነጳ-መረፃ ዘይምግባርን ነንበይኖም እዮም። ህግደፍ መረጻ ገበረ ኣይገበረን ድማ ልዕሊ ኩሉ ንደቂ ኤርትራ እዩ ዝምልከት። 2) ሸምግለና ኢልካ ናብ ኣ.ኣ ምኻድ ማለት ደምረኒ ማለት ኣይመሥለኒን። እዚ ሠብኣይ ግን "ትማሊ ኣይንድመርን ኢሎም ሎሚ ዕረቁና ክብሉ ይኸዱ ኣለዉ" ኢሉ። 3)ተዛሪኻ ንሠላማዊ ህዝቢ ምቅታል ወንጀል'ዩ። ኣየኹርዕን መሕፈሪ'ዩ።ነዚ ኽዓ ህግደፍ'ዩ ግይሩዎ። 4) "ኩይናት መን ጀመሮ ብዘየግድሥ" ኢልካ። ንህዝቢ ትግራይ ግን የግድሶ'ባ። 5) ሎሚ ንሕና ተጋሩ ምሥ ኤርትራ ብዘይካ ጉርብትና ካልእ ዘራኽብ የብልናን። እቲ ዘራኽበና ዝነበረ ገመድ ሣላ ወያነን ህግደፍን ዳርጋ ተበቲኹ እዩ ። 6) ዓያሹ ደቂ ትግራይ ኩሉ-ጊዜ ከክንዲ ኤርትራ ይሕለቁ። ለባማት ደቂ ኤርትራ ግን ንደቂ ትግራይ ካብ ምድረ ገፅ ንከጥፍኡዎም ለይቲን ቀትሪን ይሠርሑ። ከም ኣነ ደቂ ኤርትራ "ልቢ ትግራዋይ ጥውይዋይ" ዝብልዎ ብግልባጡ እዩ። ንዓይ ልቢ ደቂ ትግራይ ለዋህ'ያ። ትግራዋይ እንተ ቀተልዎ፣ እንተ ሠጎግዎ፣ እንተ መንጠልዎ ንኹሉ ረሲዑ ቂም ገዲፉ "ህዝቢ ኤርትራ ሓውና'ዩ።' ይብል። ደቂ ኤርትራ ድማ ብግልባጡ "ምሥ ትግራይ ይትረፍ ሕውነት ክህልወና ዋላውን ኣይንፈልጦምን ይብሉ። ሕሉፍ ሓሊፎም ዋላ ብቋንቋ ይኹን ብባህሊ፣ ሃይማኖት ወዘተረፈ ዘራኽብ የብልናን" ኢሎም ይኽሕዱ ደቂ ኤረይዘይግዶም። ነቶም ኣብ ውሽጢ ቋንቋ ትግርኛ ዘለዉ ልሃጃታት ድማ ከም ዝተፈላለየየዩ ቋንቋታት ገይሮም ንመርትዖ የቅርብዎም። "ዓሻዶ ደሓን ኣሎ?" ንዝብል ሕቶ "ዓሻስ ደሓን ኣሎ ሓው-ዓሻ ግን ከፊእዎ'ሎ" ዶ ኣይኮነን መልሡ።
ናይ ብሓቂ ብሱል ትግራዋይ። ብመን ዲኻ ተመልሚልካ ናይ ብሓቂ ንፉዕ እዚ እንተ ዝመርሓ ትግራይ ህዝቢ ትግራይ ምሓለፈሉ ነይሩ።
"ኢሣ ቃሉ ዝገብር ሰብ'ዩ።' ሓሶት'ዩ።ንኣብነት ክኾነካ ኢሣያሥ ተማሊ "ካብ ባድመ ወፃእና ማለት ፀሓይ ሞይታ ማለት'ዩ" ኢሉ ነይሩ ግን ገይሩዋዶ? ኣይገበራን።
ጀዛከሙለህኬርጀግና❤❤❤❤
ነይ አክሱም ከተማ ህዝብ ክርስቲያን ነይ ዕድኩም እዩ ሻእቢያ ዘርገፍኩም : ውዒዱ ልዕሊ 15000 ክኸውን ነይርዌ ፡ ሓወት ንሻዕቢያ (ንብና ዓመር ) ካምሁን ፎኖታ ፡ ነይ ትግራይ፡ መስለም ዕጥቅና ዱሓ ምስ ረቢ ቀጥታ ምርኻብ እዩ :
አክሱማ ዊን ለያ ቡ
ዋ❤ው ሓጂ ቡሽራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም!
ብሉይ በል ቡቱይ ተን ቖልዑ ሙስሊም ተምሃሮ ትምህርትን ክተኣጋጎላ የብለይንን!
ስምዑ ተጋሩ ትግራይ ኣስላማይ ተትመርሓ ነይሩ ፅሩይ ማይ ምሰተና ነይርና ።ብቅዓት ከርያን ብቅዓት ደብረፅዮንን ኣወዳድሩ ተደሊኩም ። ኣነክስታነይቲ እየ ክስታናይ ተሞይቱ ናብወርቂ ድዩ ልቅየር? ኩሉና ናብሓመድ እናንቅየር ስለዚ ሓመድ ዓዶም ይዋሃቦም መስጊድ ይወሃቦም ዳመስተናሃለወስ መስጊድ ምክልካል ግቡእ ኣይኮነን
@@MaekeAa kkkk ኣስላማይ ታይ ኣፍሊጥዎ መሪሒነት ቆፍቋፍን ዕጣንን ክሸጥ ኣብ ዕዳጋ ጥራይ እንድዩ ዝዉዕል ኬርያ መሳርቅቲ ደብረፅዮን እንድያ
@@MaekeAa ኩቡር ሓው, እዞም ውሑዳት ጥሩፍት ጽዮናዊ ኣተሓሳስባ ዘለዎም'ዮም ንሙስልሚን ዘይኮኑ ሓደጋ ንዓኹም ክርስትያን'ዮም። ብስምኩም ጸረ ካልኦት እምነታትን ኣህዛብን ክፍኣት ይዘርኡ ስለዘለዉ ብዝያዳ እቶም ክርስትያን ኢኹም ክትቃለስዎም ዝግበኣኩም። ኣክሱም ካብ ምዓስ'ያ ናይ ክርስትና ቅድስቲ ከተማ ኮይና? ንግስነት ኣክሱም እኮ ንክርስትያንን ሙስልሚንን ሓደ'ያ ትበጻሓኩም። ቅድሚ ክርስትናን እስልምናን ዝጀመረ ታሪኽ'ዩ ናይ ኣክሱም ታሪኽ። እዞም ሕጂ ጸረ እስልምና ዝመስሉ ውሑዳት ጥሩፋት ተጋሩ ጸረ ኦርቶዶክስ ክርስትና ውን'ዮም። እቲ ሕቡእ ኣጀንደኦም ጸናዊ / እስራአላዊ ኣጀንዳ'ዩ።
❤❤❤❤❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ን ሐውና ሐድሽ
ዛወዲ ክትበልሕ ክትልብም 🙏ማሕላ ትኹነኒ ኣልመማ ተጋረ ከይ ጸርፍ 👍🙏🇪🇷❤️❤️
💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Religious freedom, religious freedom, religious freedom
ክርስትያን እየ እዞም ዓቢይ ሓውና ኣቦና ዝብልዎ ህልው ሓቅን ተቐባልነት ዘሎዎ ሓሳብ እዩ ንስማዓዬ
ኦርያ ሚድያ ሰብስክራይብ ምግባረይ ትኽክለኛ ውሳነ ምኻኑ ኣረጋጊፀ ምኽንያቱ ድምፀፂ ህዝቢ ሚድያ እዩ ፡፡
መራሕቲ ትግራይ ካብ መቐለ ንበረኻ ምስ ወጹ፣ (መራሕቲ ትግራይ = ሕውሓት + ኣብ ውድብ ሕውሓት ዘየለዉ፡ ግን ትግራይ ኣብ ኣሃዳዊት ኢትዮጵያ ክትሓቅቅ ኣለዋ ዝብሉ።) እቲ ንስልጣኖምን ዓላምኦምን ሓደጋ ዝኾኖም ሓይሊ፡ ካብቲ ካብ መቐለ ንበረኻ ዘውጽኦም ናይ ኢትዮጵያ ይኹን ናይ ሻዕብያ ሓይሊ ንላዕሊ፡ ዝሓየለ፡ ብኣጋ ከጥፍእዎ ዘለዎም ኣብ በረኻ ትግራይ ዝረኸብዎ፡ ውሬዛ ሰራዊት ትግራይ ምስ ባህግታቱ እይዩ እብል። በዚ እይዮም ኸኣ፡ ንሕሞራ ወይውን ንኣስመራ ክኣትዉ ዝግብኦም ንመቐለ ኣትይዮም ናብ ዕጽዋ ዘእተውዎ እብል። እቲ ንቃልሲ ብሔር ትግራይ ንምብርዓን ዝግበር ዘሎ ዕጽዋ፡ ብናይ ተመዛበልቲ ናብ ቤትና ምሎስና ጥራሕ ዝፍታሕ ኣይኮነን እብል። ተመዛበልቲ ክምለሱ ዘይድለ ዘሎ ፓለቲካ/ዕላማ፡ ሰለስቲኦም መራሕቲ ግምት ድልየቶምን ድልየት ምዕራባውያን ንምፍጻም፡ ንሱ ኸኣ ኣሃዳዊት ኢትዮጵያ ንምህናጽን ውድብ ሕውሓት ካብ ፖለቲካ ምውጻእን እብል። ጉባኤ ዝገበረ ሕውሓት እውን፡ ናብ ገዛኢ ስልጣን ተመሊሱ፡ ራእይ ጠ/ሚ መለስ ኣሃዳዊት ኢትዮጵያ ንምህናጽ እይዩ እብል። ኦርያ ሜድያ፡- ከም ጋዜጠንያ፡ ተመዛበልቲ መን ይመርሖም ኣሎ ? ምዕራብ ትግራይ ከም ንቃልሲ ብሔር ትግራይ ንምብርዓን እይዩ ግዝኣት ትግራይ ክምለስ ዘይድለ ዘሎ ዝብል ድይዩ፣ ንሱ እንተኾይኑ ምስ ብሔራውያን ውድባት ትግራይ ዶ ኣይኮነን ክስዕበኦ ናይ ነዊሕ ግዜ ኢሂን ምሂን ክብል ነይርዎ እብል። ራህዋ ንሕዝቢ ትግራይ ! ሰላም ንኹሉ !
ኦርያ ሚድያ ብጣዕሚ ኢና ነመስግካ ሓጅ ቡሽራ ዕድመኩም ያንሖዮ❤
Abeynay century ekum tinebru tegaru
ኦርያ ሚዲያ ነመስግን ኣቦና ሓጂ ቡሽራ ጀዛኩም'ሏሁ ኸይር ይበል ይበል ብጣዕሚ ፅቡቅ ትንተና ኢዩ ግን ኣሕመዳን ነጋሽ (ኑጉስ ኣስሓማ) ኣብ ኣኽሱም ኢዩ ነይሩ ንግስነቱ ዝሞቱሉ ካኣ ኣብ ውቅሮ ክልተ ኣውላዕሎ ኢዩ። እዙይ ክፍለጥ ኣለዎ።
Nay sbhatawiyan gujle mknyat sianom n gizawi mengsti nmfraj alom zmahazwo nhzbi tigray zeytekm nay comminist hasab ashatr ayu dahar kaaniab axsum zgber shrmutna tnkola ke daani dew zeyteblwo
Atum Muslim tegaru abey alekum why are you silent dumsiku asmue
Hijaba kitkiden eya mesela yitehale
አብ ትግራይ ደቂ አንስትዮ ተሸፊነን አይፈልጣን ሸክ እንታይ እዩዝበልዘሎ
ቱአክሱም ናይ ክስትያን ሃገር እያ ዝበለ መን እዩ አክሱም ናይ ሙስሊም ናይ ክርስትያን ሃገር እዩ ናይ ርቢ ኧዲ እዩ
ኣረ ታይ ከ ነይርዋ እዩ ሱቅ ኢሎም እዮም እምበር፡፡ሰይጣን ብ ቀትሪ መዓልቲ ዝኸደላ ከተማ እያ፡፡ወረ ብቻ እዩ፡፡kkkkk
ኣቦ ሓጂ ንስኹም ዝመስለኩም ትዛረቡ ኣለኹም ኣባ ሰላማ እውን ዝተሰመኦም ተዛሪቦም ጌጋ ኣይብሎምን ካብ ናይ ኢትዮጵያ ምፍላይ መዐቀኒ ትግራዋይነት ኢዩ
መጅልስ ናይ ትግራይ ethiopiawi እዩ አወ ንስኻስ ዘይፎተካ ethiopawi ኢኻ ሰብዝሳነ ሰብ
ናይ ኢትዮጵያ ጉዳያት ምስልምና ፈፂሙ ናይ ትግራይ ሰላም ኣይደልዩን ብተግባር ዝተርኣየ ስለዝኾነ ካብ ኢትዮጵያ ጉዳያት ምስልምና ምብታኽ ናይ ግድን ክኸውን ኣለዎ መዐቀኒ ትግራዋይነት ኮይኑ ክረኣይ ይግባእ ኣቦ ሓጂ ኣብልዕሊ ትግራይ ዝበፅሐ ነገር ኢትዮጵያውያን ኢና ምባል ኣይከኣልን
ሓሰዊት አብ ትግራይ ዘይነበረ ፈተና ስለዘሎ እሊኩም ትሪቢሹ አለኩም
አክሱም ሙስሊም መብቶም ክኽበር እዩ
ጀዛከለህ ኬር ጀግና
አክሱም እንዳመስተን ሽርሙጥናን ኣይገበርኹሞንዶ ባዕልኹም ተኸተልቲ ክርስትና??? ብሱርኸ ምስ መካ ክተመሳስልዎ ኣይትፈትኑ። ጓል ኣነስተይቲ ኣስላመይቲ ኣብነት እኖና መርየም እያ ። እኖና መርየም ኣከዳድናኣ ዝተኸበረ እዩ። ብዙሕ ዓዘፍዘፍ ንኹልና ኣይጠቅምን።
የስተኻኽሉ ኣባሰረቐ ብርሃን ተይኮኑ ኣባ ሰላማ ይበሉ
ኣቦ ሓጂ ብዛዕባ ካብ ኢትዮጵያ ዘይምንፃሎም ዶ ምሓተትካዮም ምኽንያቱ ትጋሩ ኢና ንኽንብል ወሳኒ ኢዩ ምስ ጨፍጭፍትና ሓቢርካ ምቕፃል ተጋሩ ኢና ምባል ይኸብድ ኢዩ ውሳኔኦም ተመሊሶም ከስትኻኽሉ ይሓስቡዶ ?