- 21
- 204 438
ብራና ፕረስ / Brana Press
Canada
Приєднався 24 тра 2015
"ብራና ፕረስ" ብኣርባዕተ ኤርትራውያን ስነጥበበኛታትን ጋዜጠኛታትን ዝተመስረተ እዩ። ኣብ ዓውድታት ስፖርት፡ ያታን ስነጥበብን፡ ውልቀ ዕብየት፡ ዛንታ ህይወት፡ ካብ ሰነዳት፡ ሬድዮ ፕሮግራምን ካልእን የጠቓልል። "Brana Press" is founded by four artists and journalists. It focuses on sport, art and culture, Personal Development, Story of Life, From the Documents, Radio Program and others.
New Eritrean Comedy Music 2007 By Samuel Mengsteab ሳሚኤል መንግስትኣብ 'Aytimenyo' ኣይትእመንዮ
Now @ Barieto Media
ua-cam.com/video/YG6tM0E6DWs/v-deo.html
ኣብ ኦድዮ ኮመዲ "ዋዛን ላዛን" ካብ ዘለዋ፡ ኮመድያዊ ደርፍታት ሓንቲ "ኣይትእመንዮ" ዘርእስታ እያ። ኣብዛ ደርፊ ኣበርክቶ ዝፈጸሙ እዞም ዝስዕቡ እዮም። ሳሚኤል መንግስትኣብ (ድምጻዊ)፡ ይስሓቕ ኣብርሃም (ግጥምን ዜማን)፡ ኣኽበረት ገብረመድህንን ኤደን ሃብቶምን (ተቐበልቲ)፡ ገሬ በርሀ (ኪቦርድ)፡ ቴድሮስ ማርቆስ (ክራር)፡ መንግስትኣብ ካሕሳይ (ኣፍራዪ)፡ የማነ ኪዳነ (ስቱድዮ)፡ ለኒን ሙሉጌታ (ግራፊክስ)፡ ሳራ ገብረክርስቶስ (ኤዲተር) እዮም። ትሕዝቶ ናይታ ደርፊ ኣብዚ ታሕቲ ክትረኽብዎ ኢኹም። ነቶም ተሳተፍትን ንኣኻትኩም ተኸታተልትን ኣዝየ አመስግነኩም።
***
ኣይትእመንዮ
ኣይትእመንዮ... ኣይትእመንዮ
ኩነቱ መዚንኪ፡ ቃላቱ መርሚርኪ
ይርዳእካ በልዮ. . . ቫይቢያ በልዮ /2/
1. ግሩም ቁመናኺ፡ ብግቡእ እተረበ
እቲ ፍሽሕው ገጽኪ፡ ቀልበይ ዝሰለበ
ከማኺ'ኮ የላን፡ ሓቀኛ ቅዳሕ
ገሊኤን ጠሚተ፡ ፎቶ ኮፒ ጥራሕ!
ኣዝ፡ ኣይትእመንዮ. . . ኣይትእመንዮ
ሓሳቡ ኣቕሊብኪ፡ ዊንታኡ ፈሊጥኪ
ኪደለይ በልዮ /2/
2. ህዱእ ስጉምትኺ፡ ቅኒት ዝሓለወ
'ቲ ልዙብ ጠባይኪ፡ ክብሪ ዝመጠወ
ኣነስ ፈትየኪ'የ ፍቕረይ ስነቕዮ
ንዓይ ረኺብኪ'ኺ፡ ዕድልኪ መርቕዮ!
ኣዝ፡ ኣይትእመንዮ. . . ኣይትእመንዮ
ንኹለን ኣዋልድ፡ ከምኡ ይብለን ኔሩ
ጠሊምወን ከይዱ /2/
3. ፍሉይ ልብስኺ፡ ፋሽን ዘምጸኦ
ምሩጽ'ዩ መግብኺ፡ መኣዛ ዝመልኦ
ድላይኪ ጥለቢ፡ ፍትውተይ ኩሕሎ
ካበይ ብዘየገድስ፡ ጁባይ መሊኡ ኣሎ!
ኣዝ፡ ኣይትእመንዮ. . . ኣይትእመንዮ
ቃላቱ መዚንኪ፡ ኩነቱ ፈሊጥኪ
'ኪደለይ' በልዮ /2/
ስብራ፡
ንሱ፡ ኣንቲ ሓፍተይ ቅጭን
ንሳተን፡ ግደፍ ኣይትፈትን
ንሱ፡ ንስኺ ኢኺ ዝያዳ
ንሳተን፡ ተሰተር እንዶ ግዳ
ንሱ፡ ንዓኺ እየ ዝደሊ
ንሳተን፡ ተኣለ እንዶ ሓምሊ!
ንሱ፡ ተሐተቲ
ንሳተን፡ መሊሳትልካ!
ንሱ፡ ተለመኒ
ንሳተን፡ ሓሲባትካ!
ንሱ፡ ተዓጢልኪ
ንሳተን፡ መሓለላ!
ንሱ፡ ጠንጥንዮ
ንሳተን፡ ወስኸላ!
***
ua-cam.com/video/YG6tM0E6DWs/v-deo.html
ኣብ ኦድዮ ኮመዲ "ዋዛን ላዛን" ካብ ዘለዋ፡ ኮመድያዊ ደርፍታት ሓንቲ "ኣይትእመንዮ" ዘርእስታ እያ። ኣብዛ ደርፊ ኣበርክቶ ዝፈጸሙ እዞም ዝስዕቡ እዮም። ሳሚኤል መንግስትኣብ (ድምጻዊ)፡ ይስሓቕ ኣብርሃም (ግጥምን ዜማን)፡ ኣኽበረት ገብረመድህንን ኤደን ሃብቶምን (ተቐበልቲ)፡ ገሬ በርሀ (ኪቦርድ)፡ ቴድሮስ ማርቆስ (ክራር)፡ መንግስትኣብ ካሕሳይ (ኣፍራዪ)፡ የማነ ኪዳነ (ስቱድዮ)፡ ለኒን ሙሉጌታ (ግራፊክስ)፡ ሳራ ገብረክርስቶስ (ኤዲተር) እዮም። ትሕዝቶ ናይታ ደርፊ ኣብዚ ታሕቲ ክትረኽብዎ ኢኹም። ነቶም ተሳተፍትን ንኣኻትኩም ተኸታተልትን ኣዝየ አመስግነኩም።
***
ኣይትእመንዮ
ኣይትእመንዮ... ኣይትእመንዮ
ኩነቱ መዚንኪ፡ ቃላቱ መርሚርኪ
ይርዳእካ በልዮ. . . ቫይቢያ በልዮ /2/
1. ግሩም ቁመናኺ፡ ብግቡእ እተረበ
እቲ ፍሽሕው ገጽኪ፡ ቀልበይ ዝሰለበ
ከማኺ'ኮ የላን፡ ሓቀኛ ቅዳሕ
ገሊኤን ጠሚተ፡ ፎቶ ኮፒ ጥራሕ!
ኣዝ፡ ኣይትእመንዮ. . . ኣይትእመንዮ
ሓሳቡ ኣቕሊብኪ፡ ዊንታኡ ፈሊጥኪ
ኪደለይ በልዮ /2/
2. ህዱእ ስጉምትኺ፡ ቅኒት ዝሓለወ
'ቲ ልዙብ ጠባይኪ፡ ክብሪ ዝመጠወ
ኣነስ ፈትየኪ'የ ፍቕረይ ስነቕዮ
ንዓይ ረኺብኪ'ኺ፡ ዕድልኪ መርቕዮ!
ኣዝ፡ ኣይትእመንዮ. . . ኣይትእመንዮ
ንኹለን ኣዋልድ፡ ከምኡ ይብለን ኔሩ
ጠሊምወን ከይዱ /2/
3. ፍሉይ ልብስኺ፡ ፋሽን ዘምጸኦ
ምሩጽ'ዩ መግብኺ፡ መኣዛ ዝመልኦ
ድላይኪ ጥለቢ፡ ፍትውተይ ኩሕሎ
ካበይ ብዘየገድስ፡ ጁባይ መሊኡ ኣሎ!
ኣዝ፡ ኣይትእመንዮ. . . ኣይትእመንዮ
ቃላቱ መዚንኪ፡ ኩነቱ ፈሊጥኪ
'ኪደለይ' በልዮ /2/
ስብራ፡
ንሱ፡ ኣንቲ ሓፍተይ ቅጭን
ንሳተን፡ ግደፍ ኣይትፈትን
ንሱ፡ ንስኺ ኢኺ ዝያዳ
ንሳተን፡ ተሰተር እንዶ ግዳ
ንሱ፡ ንዓኺ እየ ዝደሊ
ንሳተን፡ ተኣለ እንዶ ሓምሊ!
ንሱ፡ ተሐተቲ
ንሳተን፡ መሊሳትልካ!
ንሱ፡ ተለመኒ
ንሳተን፡ ሓሲባትካ!
ንሱ፡ ተዓጢልኪ
ንሳተን፡ መሓለላ!
ንሱ፡ ጠንጥንዮ
ንሳተን፡ ወስኸላ!
***
Переглядів: 336
Відео
New Eritrean Comedy Music 2007 By Samuel Mengsteab ሳሚኤል መንግስትኣብ 'Zishyet Fikiri' ለቱ
Переглядів 1762 роки тому
Now @ Barieto Media ለቱ ኣዝ፥ L...E..T..T..U I love you Tell you, you are wonderፉል Calls you, you are wonderቆሎ To me, you are very fine, To them, maybe cigarette FINE To me you are ፋንታstic To him, can be ቡርጋstic L...E..T..T..U I love you ለ. .ቲ. .ና. .ናሽኮሪና! If I look you very ትሽኩሪ If he sees you, sure ትዕርዕሪ Honey, my dear.. .. ዝያዳ They consider you as no ፋይዳ What? .. ..እንታይ ኢኻ ዝበልካ? If I look you v...
New Eritrean Comedy Music (2007) By Samuel Mengsteab ሳሚኤል መንግስትኣብ Wshma ውሽማ
Переглядів 2252 роки тому
Now @ Barieto Tube ኣርእስቲ - ውሽማ ግጥሚ/ዜማ/ ድምጻዊ - ሳሚኤል መንግስትኣብ ኣፍራዪ - መንግስትኣብ ካሕሳይ ኪቦርድ - ገሬ በርሀ ስቱድዮ - የማነ ኪዳነ "ካብ ግዙእ ወልፊ ካብ ጽሉእ ግጅፊ ካብ ሓደጋ ጸድፊ ካብ ግናይ ጸርፊ ካብ ከንቱ ለፍላፊ ካብ ኢንታ ንድፊ ካብ ሕማም ቀዛፊ ካብ ውሽማ ጠላፊ ይሰውረና. . . ንኣኻትኩም ኣውራ ንኣይ ድማ ብሕልፊ" ኣብ ካሴት "ዋዛን ላዛን" ካብ ዘለዋ ኮመድያዊ ደርፍታት ሓንቲ "ውሽማ" ዘርእስታ እያ። ኣዝ፡ ውሽማ ለሚደ ዓባይ ገዛፍ ሓንሳእ ምስ በሃግኩ ኣብየ ምግዳፍ መልክዓ ጠሚትካ የወናውን ሰበብ ፍሽኽትኣ ሰብ የደውን። ሰብኣያ መጺኡ ሓደ ግዜ ግዝፉ ምስ ርአኹ ተደኒሰ ...
New Eritrean Comedy Music (2007)- By Samuel Mengsteab - 'Fikiri HatewqeTew' - ፍቕሪ ሃጠውቀጠው #3
Переглядів 2313 роки тому
Now @ Barieto Media - ፍቕሪ ሃጠውቀጠው #3 "ፍቕሪ ሃጠውቀጠው" ዘርእስታ ኮመድያዊት ደርፊ፡ ሓንቲ ካብተን 8 ኣብ ኦድዮ ኮመዲ 'ዋዛን ላዛን' ዝርከባ እያ። ኣብዛ ደርፊ'ዚኣ ካብ ዝተሳተፉ እዞም ዝስዕቡ እዮም። ግጥሚ/ድምጻዊ - ሳሚኤል መንግስትኣብ ዜማ - ሳሚኤል መንግስትኣብ ዓወት ኣብርሃ ኣፍራዪ - መንግስትኣብ ካሕሳይ ኣዳለውቲ - ሳሚኤል መንግስትኣብን ይስሓቕ ኣብርሃምን ኪቦርድ - ገሬ በርሀ ስቱድዮ - የማነ ኪዳነ ግራፊክስ - ለኒን ግራፊክስ ኤዲተር - ሳራ ገብረክርስቶስ ትሕዝቶ. . . (ይስዕብ) ፍቕሪ ሃጠውቀጠው ኣዝ፡ ከመይ እዩ ዝገብር ናይ ፍቕሪ ዓጀውጀው ስለምንታይ እየ ኣብ ልበይ ዝቕንጠው? ኣበይ...
New Eritrean Comedy Music (2021) By Samuel Mengsteab ሳሚኤል መንግስትኣብ'Talmay' 'ጣልማይ' #2
Переглядів 3913 роки тому
ኣብ ኦድዮ ኮመዲ 'ዋዛን ላዛን' ካብ መንጎ እተዳለዋ 8 ደርፍታት ሓንቲ እያ - 'ጣልማይ' ዘርእስታ! ድምጻዊ - ሳሚኤል መንግስትኣብ ግጥምን ዜማን - ይስሓቕ ኣብርሃም ኣፍራዪ - መንግስትኣብ ካሕሳይ ኣዳለውቲ - ሳሚኤል መንግስትኣብን ይስሓቕ ኣብርሃምን ኪቦርድ - ገሬ በርሀ ስቱድዮ - የማነ ኪዳነ ግራፊክስ - ለኒን ግራፊክስ ኤዲተር - ሳራ ገብረክርስቶስ ትሕዝቶ. . . (ይስዕብ) * * * #2 ጣልማይ ኣዝ፡ ጉዳም ጌራ ላድሮ ገርሊ ስፐንዲንግ ጉርሸይ ከይዳ ትማሊ ጉዳም ጌራ ላድሮ ቈልዓ ስፐንዲንግ ጉርሸይ ካን ድያ ጠሊዓ? ጉዳም ጌራ ላድሮ ሕርማ ስፐንዲንግ ጉርሸን ካን እኮ ጠሊማ! 1. ብዝረኣኹዋ እታ ስኞሪና ኣይ ነው ...
New Eritrean Animated Comedy Music (2021) - By Samuel Mengsteab - 'Zishyet Fikiri' - ዝሽየጥ ፍቕሪ #1
Переглядів 3063 роки тому
ኦድዮ ኮመዲ (Audio Comedi) "ዋዛን ላዛን" (Wazan Lazan) ካብ መንጎ ዝሓዘተን ደርፍታት ሓንቲ "የፍቅረኪ'የ" ዝብል ኣርእስቲ እዩ ዘለዋ። ነዛ ደርፊ "ዝሽየጥ ፍቕሪ" ብዝብል ኣርእስቲ እንሆ ናብ ቪድዮ ተሰጋጊራ ትርከብ። ኣብታ ደርፊ ካብ ዝተሳተፉ - መንግስትኣብ ካሕሳይ (ኣፍራዪ) ሳሚኤል መንግስትኣብ (ግጥምን ደርፍን)፡ ያፌት ኣብርሃ (ዜማ)፡ ገሬ በርሀ (ኦርጋኒስታ)፡ የማነ ኪዳነ (ስቱድዮ) እዮም። ናብ መልክዕ ኣኒመሽን ቪደዮ ንኽትቅየር እጃማ ዝገበረት ሳራ ገብረክርስቶስ ኰይና ግራፊክስ ኣርት ዘዳለወላ ከኣ ለኒን ሙሉጌታ እዮም። ክብረት ይሃበልና ኩሉኹም ተሳተፍትን ተዓዘብትን! * * * This song...
New Eritrean Music Awet Teklebrhan ዓወት ተኽለብርሃን Nimntay Yimesleka ንምንታይ ይመስለካ September 2021
Переглядів 5173 роки тому
ድምጻዊት ዓወት ተኽለብርሃን ኣብ 2007 ዘፍረየታ ደርፍን ቪድዮን፡ ኣርእስታ "ንምንታይ ይመስለካ?" ዝብል እዩ። ገጣሚ ናይዛ ደርፊ ዘመንፈስ ሃይለ ክኸውን እንከሎ፡ ኪቦርድ ድማ ገሬ በርሀ እዩ ተጻዊቱላ። እዛ ደርፊ ብንጽል ደረጃ ኣብ ሜጋ ሚክስ ስቱድዮ እያ ተሰሪሓ። እዛ ደርፊ ብመገዲ ኣፍራዪኣ መንግስትኣብ ካሕሳይ ተሰንያ፡ ኣባላት ጉጅለ ሳዕስዒት ከም ኣሌክ፡ ሙሴ፡ ገደም፡ ኣድሓነትን ካልኦትን ተሳቲፎሙላ። ኣብ ምስኣልን ኤዲትንግን ከኣ DMV Production ግደኦም ኣበርኪቶም። ብድሕሪ'ዚ ኣካል ናይታ "ዝምድናን ካልኦት ኮመዲታትን ደርፍታትን" ብዝብል እተዳለወት ቪድዮ ካሴት ኰይና ቀሪባ። ኣብ ዝሓለፈ እዋን ምስ ኮመዲ ...
New Eritrean Music Abraham Tewelde Abi ኣብራሃም ተወልደ ኣቢ'Akli Giberi' ዓቕሊ ግበሪ September 2021
Переглядів 1,8 тис.3 роки тому
ኣብራሃም ተወልደ (ኣቢ) ኣልቡንን ንጽል ደርፍታትን ዘፍረየ እዩ። "ዓቕሊ ግበሪ" ዘርእስታ ሓንቲ ካብተን ብፊደዮ ክሊፕ መልክዕ ዝሰርሓ እያ። ኣብቲ "ዝምድናን ካልኦት ኮመዶታትን ደርፍታትን" ብዝብል ዘዳሎናያ ቪድዮ ካሴት እዛ ስርሓት ሙዚቃኡ ኣካል ናይቲ መደብና ክትከውን፡ ኣቢ ተሰማሚዑን ክታሙ ኣንቢርሉን። እንተኾነ ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ከይተዘርግሐት ጸኒሓ። ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ ወርሓት ምስ ድራማ ተሰንያ'ኳ ብዩቱብ ተፈንያ'ኳ እንተነበረት፡ ንዝያዳ ምስትምቓር ብንጽል መጠን ንሰደልኩም ኣሎና።
New Eritrian Music Mandafana ማንዳፋና By Hamado Mahmud ሓማዶ ማሕሙድ Sep 2021
Переглядів 14 тис.3 роки тому
This song By Hamado Mahmud, entitled "Mandafana" was produced in 2007. It is Part of "Zimdna Comedies and Music", that produced by Mengsteab Kahsay - Asmara, Eritrea.
New Eritrean cultural music, 'Kumeley' by Metkel Kidane, Produced by MGM Stationery.
Переглядів 1 тис.4 роки тому
እዚ ባህላዊ ሙዚቃ ኣብ ከባቢ 2006 እተሳእለን ኤዲት እተገብረን እዩ። ኣፍራዪ MGM Stationery፡ ድምጻዊ መትከል ኪዳነ፡ ዳይረክተር ኣዜብ ሓጎስ፡ ተላሃይቲ ዳኒኤል ኣስመሮም፡ ህይወት ጸጋይ፡ ኣንገሰት ተፈሪ፡ ጴጥሮስ ተፈሪን ካልኦትን ብምትሕብባር ዘዳልውዎ እዩ። ከም መሰነይታ ድራማታት ተባሂሉ ዝተቐረበ'ኳ እንተኾነ ከም መጠን ባህላዊ ደርፊ ርእሱ ብምኽኣል እንሆ ይመጸኩም። ከም ወይኒ እናሓደረ ክምቅረኩም ተስፋና እዩ። ነዚ ቪድዮ ቈሪጹ ንዘወሃሃደልና ኣቤል ኣማኑኤል፡ ከምኡ'ውን ንኹሎም'ቶም ሱታፌኦም ኣብዚ ኦድዮን ቪድዮን ዘረጋገጹ ምስጋና ይብጻሓዮም። ንልዑል ፈጣሪ ድማ ዝለዓለ ምስጋና!
Eritrean Heritage Celebration in Abune Ambes Monastery (10 Years ago)
Переглядів 9 тис.4 роки тому
ገዳም ኣቡነ ኣምበስ ኣብ ኤርትራ ኣብ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ ዝርከብ እዩ። ክብረ በዓሉ ኣብ ምጅማር መስከረም ዝቃናዕ ኰይኑ ብ"ንኡስ ፌስቲቫል ስመጃና" ድማ ይፍለጥ። ነዚ በዓል'ዚ ንምድማቕ መብዛሕትኦም ህዝቢ ናይቲ ከባቢ ዝሰተፉሉ ኰይኖም፡ ካብ ካልኦት ቦታታት ኤርትራ ዝመጹ እውን ኣይሰኣኑን። እዚ ቅድሚ 10 ዓመት እተሰርሐአ ቪድዮ እዚ ንኽልተ መዳይ ከም መዘከርታ ክኾነለይ ብምሕላን እየ ንናብዚ ዘውረድኩዎ። እዚ ድማ መንፈሳውን ባህላውን ሸንኽ ዘንጸባርቕ ትሕዝቶ ባህሊ ሓደ ካብ መለለዪ ሃገርና ብምዃኑ ኣብ ልዕሊኡ ልዑል ኣኽብሮት ከም ዘሎኒ ንምርኣይ እየ። እቲ ካልኣይ ድማ ኣብ ኤሪ ቲቪ ዝተፈላለዩ ዶክመታሪ ዝሓዘ መደባት ምስ...
ZENAWI SEUM - ገጣሚ፡ ዘያሚ፡ ሙዚቀኛ ዓይነስውርን ጽሙምን እዩ።
Переглядів 3 тис.4 роки тому
ዜናዊ እቲ ኤርትራዊ ሄለን ከለር ስነ-ጥበበኛ ዜናዊ ስዩም ዓይነ ስውርን ጽሙምን እዩ። ንሱ ብዘፍረዮ ስነ-ጥበባዊ ኣበርክቶ "ኤርትራዊ ሄለን ከለር" እናበልና ንጽው ። ኣብ ከባቢ 2005 ኣብ እንዳ ዜና እናሰራሕኩ ንዕኡን ብጾቱን ቃለ-መሕትት ብምክያድ እዛ ዶክመንታሪ ቪድዮ ሰሪሕናሉ። እዛ ቪድዮ እዚኣ ከም ሰነድ ክትርከብ ዝኸኣለት፡ ዓይነ-ስውር ስነጥበበኛ ጸጋይ ምስግና ካብ ኤሪ-ቲቪ ክትፍ እንከላ ይመልኣ ስለ ዝነበረ እዩ። ብድሕሪ'ዚ ጸጋይ ብሓደጋ መኪና ብሞት ተፈልዩና - ነብሱ ይምሓር! ዜናዊ ኣብ መነባብሮኡ ዝተለወጠ ነገር የልቦን። ወትሩ ኣብ ሽግር እዩ ዝነብር! ስነጥበባዊ ኣበርክቶኡ ግዳ ክብሪ ዓቂቦም ይቕጽሉ። ኣብዛ...
ዋዛን ላዛን Wazan Lazan New Eritrean Audio Comedy #2
Переглядів 2,3 тис.5 років тому
ዋዛን ላዛን - Wazan Lazan #2 መቐጸልታ ናይታ ዝሓለፈት "ዋዛን ላዛን" ኦድዮ ኮመዲ ምዃና እያ። ኣፍራዪ መንግስትኣብ ካሕሳይ፡ ኣዳለውትን ኣቕረብትን ሳሚኤል መንግስትኣብን ይስሓቕ ኣብርሃምን። ስቱድዮ - የማነ ኪዳነ፡ ኪቦርድ - ገሬ በርሀ፡ ክራር - ቴድሮስ ማርቆስ፡ ተዋሳኢት - ይርጋኣለም ኣብርሃም፡ ድምጻውያን - ሳሚኤል መንግስትኣብ፡ ኣኽበረት ገብረመድህን፡ ኤደን ሃብቶም፡ ኣናውንሰር ይስሓቕ ኣብርሃም ብምዃን ዝዓየናያ እያ። በዚ ድማ እተን ኣብ ኢደይ ዝዓለባ ናይ ቪድዮን ኦድዮን ኮመዲታት ይዛዘማ። ስለ እቲ ኩሉ ግብረ-መልስታትኩም ኣዚና ነመስግነኩም።
ዋዛን ላዛን - Wazan Lazan #1 New Eritrean Audio Comedy
Переглядів 1,8 тис.5 років тому
ኦድዮ ኮመዲ - Audio Comedy #1 "ዋዛን ላዛን" ዘርእስታ ኦድዮ ኮመዲና፡ ኣብ ኣብ ታሪኽ ሃገርና ካብተን ቀዳሞት ኦድዮ ኮመዲ ኰይና ትስማዓና። ኣብ 2004 ድሕሪ ምዝዛማ ብንኡስ ዓቕሚ ኣብ ቅሳኔት ኤሌክትሮኒክስ (ኣስመራ) ክንዝርግሓ ፈቲንና። ዝያዳ ተፈላጥነት ዘሕደረት ግዳ ኣብ ራድዮ ዛራን ራድዮ ሳዋን እያ። ኣዳለውታ ሳሚኤል መንግስትኣብን ይስሓቕ ኣብርሃምን ምስ ኣፍራዪ መንግስትኣብ ካሕሳይን ብምትሕብባር ኢና ኣዳሊናያ። ሙዚቀኛታት፡ ኪቦርድ ገሬ በርሀ፡ ክራር ቴድሮስ ማርቆስ፡ ስቱድዮ ማን የማነ ኪዳነ ከምኡ'ውን ቶማስ መድሃኔ ተሳቲፎሙላ። ብመገዲ ኣፍራዪ ክሳብ 50,000.00 ናቕፋ ወጻኢ ተገይሩላ። ክቡራንን ክቡ...
ለቲና Letina #5 New Eritrean Video Comedy
Переглядів 45 тис.5 років тому
ለቲና Letina #5 New Eritrean Video Comedy
ማዕቀን Maeqen #4 New Eritrean Video Comedy
Переглядів 26 тис.5 років тому
ማዕቀን Maeqen #4 New Eritrean Video Comedy
ደብዳቤ - Debdabie #1 New Eritrean video Comedy
Переглядів 26 тис.5 років тому
ደብዳቤ - Debdabie #1 New Eritrean video Comedy
AMEN AMEN AMEN.
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ewayyyy tezkro
😊😊😊😊
Good job 👏!
❤❤❤ ዜናዊ ጅግና
Hamado fino azmarino ....kulu yetimelka ❤❤
Cagab geyte saho
😂😂😂😂😂😂😂😢
ይሳቆ ዝሕጉስ ኣጀማምራ
I searched this song for 3 years
It's time for Danha to die❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Xamado mandafana labha
Semejana selam yewirideliki
😏🤎🤎🤎
❤❤❤❤
I love this song ❤️🤩
🔥🇪🇷❤️❤️🔥🔥❤️🇪🇷
ክኽክክክክክክክ ሙቁራት
😂🤣✌️
ኢሳቖ ዓቢ ተዝክሮ
ኣዘኪርካኒ ኢሳቖ
💗💓💢
ኢሳቆ ጻዕራም ስነ ጥበበኛ!
Well done bro 👏
Eritrea music 2006
Eri-tv 2005
So nice keep it up bro
ሳሚ መንግስተኣብ መሃርን ኣዘናጋዕን ኮሜዲያዊ ሙዚቃ ክትቅጽሎ ዘሎካ ኢዩ እሞ በርትዕ ።ኢሳቆ ናይ ሓባር ዕዮ ኹም ሎሚ ኣብ ፍረ ምብጻሕካ ክብሪ ይግብኣኻ ።
Good job Isako Hawey Azekakirkani 23 ametat ndhrit Meliskani It was great time MGBU
ኢሳቆ ሓወይ ንዓመታት ንድሕሪት መሊስካና ጥዑም ከይበልካዮ ጥዑም ሓሊፉ ። ፍቅሪ ጥበብ ገንዘብ ዘይኮነስ ምክሰብና ህዝቢ ሓልዮት ፍቅሪ ሳሓቅ ኮታ ክንደይ ኢልካ ክጽብጸብ ጥዑም ኔሩ ሽዑ ኢሳቆ እግዚአብሔር ንኩሉ እትገብሮ ይሓግዝካ።
ዘኪረ : ዝኽሪ ክራማት ኣስመራ : ዝኽሪ ባቢሎን ባር ፒኮሎ...!!
ዋውውውው ዝኽሪ ቀደም ዝተጎናደበ ጥበብ ብጥበባውያን ፣ ይምለስ ዶ ይኸውን'ዚ ጊዜ ?
ሳሚን ኢሳቆን ቅድሚ ሰብ ኢኹም ጀሚርኩሞ ይዝክረኒ ናይ ህጻናት ሳሚ ብዙሕ ክሰርሕ ኣይቀጸሎን ብዝኾነ እንቛዕ ደሃይኩም ሰማዕና ።
zishyet Fikri, Welcome Isacco, Good Memory, Great Theme!!!
ሳሚ ቅጭን እዚ ካናሪ ዝጥዕም ድምጺ ድኣ ከመይ ናበይ እዩ? 😄😄😄❤
Eri-tv 2005
Eritrea 2004
Kkkkkk Nice comedy Kem wetru tsbuk srah Issaco
Kkkkkkkk
It was a great work!!!
Kkkkkkk tsbikiti srah issaco
Issaco hawey mehartin aezanagaeitin snetbebawi srahatka aeziom des ybluni.keep it upp!
Oyyyy ezias nay hixanat medeb kitkewn alewa imber n adults si meselchew ya
Kkkkk wwww btami tam hawey natey
Welcome ወግዒ ቀዳሞት
Wawwww
Contas e falas quem es a cantas ¡¡
Bonito movie porfavore rapaz essa cantar quem es as cancao,,
Isakoo tube Pls upload of abi's song