Selihom spritual Catholic channel
Selihom spritual Catholic channel
  • 84
  • 953 663
14|| Tewelidu Eyesus Tewelidu|| Christmass mezmur 2020 Adiss Ababa ||ተወሊዱ ኢየሱስ ተወሊዱ|| ናይ ልደት መዝሙር
[ ትንቢት ኢሳይያስ 9 ]
6 ሕፃን ተወሊዱልና፥ ወዲ ተዋሂቡና እዩ፥ ንሱ ኸኣ ገዛኢና ኪኸውን እዩ። ንሱ “ግሩም መኻሪ” “ብርቱዕ ኣምላኽ” “ዘለዓለማዊ ኣቦ” “መስፍን ሰላም” ተባሂሉ ኺጽዋዕ እዩ።
ተወሊዱ ኢየሱስ ተወሊዱ
1. በዛ ሎሚ ለይቲ ብሓቂ ቅድስቲ
ኢየሱስ ተወልደላ ኣብ መብልዒ ማል በዓቲ
ኣሕዋት ንተሓጎስ ሰዓብቱ ዝኾና
ሓጥያትና ዝድምስስ ስለ ዝተወልደልና
ኣዝ። ተወሊዱ ኢየሱስ ተወሊዱ
ተወሊዱ መድሕን ተወሊዱ
ንሕና ውን ልባትና ንክፈት
ኣባና ክውለድ[2]
2. ጽድቒ ኣልቢሱና ኢየሱስ መድሓኒና
ካብ ጸልማት ናይ ሰይጣን መንዚዑ ኣውጸኣና
በዚ ሎሚ ዕለት ልደት ናይ ጎይታና
ካብ ሓጢኣት ዘውጻና ነመስግኖ ኢና
3. ስለዝደለየ ትሕትና ክምህረና
ኢየሱስ ተወሊዱ ሓደረ ኣብ መንጎና
በዚ ሎሚ ዕለት ንግለጾ ፍቅርና
ብምሉእ ልባትና ነመስግኖ ሓቢርና
4. ኣዕዋፍ ሰማይ ሎሚ ብሓንሳብ ዘምራ
ብመዝምር መልኣኽቲ ድምጽክን ጸንብራ
ጎይታ ኢየሱስ ጥራይ ናይ ሓጢኣት ኣባራሪ
ብዘይካኡ የልቦን ንሓጢኣት ዝሰሪ
ua-cam.com/video/TR9_tUPRWIw/v-deo.htmlsi=hbWVTbem7et_q_AB
Subscribe ፡Share ፡ Comment ፡Like
#New #Catholic mezmur # #Tigrinya #mezmur #song #catholic #pentecoste #orthodox #everyone #followers #highlights *orthodoxworship #christmass #church #easter #bereket #tikue #dawittquabo Official channel #lord #church #gospel #muzittsehaye #yonisosi Offical#bereket tkue official#
Переглядів: 523

Відео

13|| Lomi Ldet Eyu || Christmass mezmur 2020 Adiss Ababa ||ሎሚ ልደት እዩ|| ናይ ልደት መዝሙር
Переглядів 1,1 тис.14 годин тому
[ ወንጌል ሉቃስ 2 ] 10 እቲ መልኣኽ ድማ “እንሆ ንዅሉ ሕዝቢ ዚኸውን ዓቢይ ሓጐስ አበሥረኩም ኣሎኹ እሞ ኣይትፍርሁ። 11 ምኽንያቱ ሎሚ፥ መድኃኒ ክርስቶስ ጐይታ፥ ኣብ ዓዲ ዳዊት ተወሊዱልኩም ኣሎ። ሎሚ ልደት ኢዩ 1. ሎሚ ልደት ኢዩ በዓል ዓቢ ደስታ ናይ ቀዳሞት ኣበው ዝኾነ ሃረርታ ቃል ነብያት ረኺቡ ምሉእ መፈጸምታ ኣብ ኩላቶም ኣሕዛብ ይገበር ዕልልታ ተደ ፡ ኦ ፍቁር ኢየሱስ ሕጻን ኣየ ጣዕሚ ምሳኻ ሙኻን(2) 2. ሕዮ ኦ ኢየሱስ ኦ ንጉስ ዓለማት ሕዮ ኦ ኢየሱስ ኦ መድሓኒ ነፍሳት ሕተሞ ኣብ ልበይ ናይ ልደት ብስራት ወትሩ ይቕርበልካ ናይ ምስጋና ስርዓት 3. ኣንቲ ቤተ-ልሔም ኦ ሃገረ ዳዊት ፈሪኽለይ ሎሚ እዛ ብር...
12 || Krstian Teateq||Christmass Concert 2020 Adiss Ababa || ክርስትያን ተዓጠቅ|| ናይ ልደት መዝሙር
Переглядів 23414 годин тому
[ ወንጌል ማቴዎስ 1 ] 22-23 እዚ ዅሉ ድማ እቲ እግዚኣብሔር ብነቢይ” እንሆ ድንግል ክትጠንስ ወዲ’ውን ክትወልድ እያ፥ ስሙ ኸኣ ኣማኑኤል ኪብልዎ ኢዮም፥ ትርጕሙ ኸኣ 'ኣምላኽ ምሳና' ማለት እዩ“ እናበለ ዝተዛረቦ ምእንቲ ኪፍጸም ኮነ።” ክርስትያን ተዓጠቕ 1. ክርስትያን ተዓጠቕ ንጎይታ ኣመስግን ልብኻ ምስ ኢድካ ናብ ኣምላኽካ ኣልዕል መድሕን ተወሊዱ ቃል ብስራት ንገር ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ኣመስግን ብመዝሙር ተደ፡ ጥዑም ቃል ብስራት ኣብ ምድሪ ተሰምዐ ኣብ ቤተ-ልሔም ይሁዳ ኣብ መብልዕ ማል ተወልደ ጌና ይመስል ነይሩ ጊዜኡ ዘይበጽሐ ብምዱብ ጊዜ ግን መድሕና ተገልጸ 2. ኣስምዕ ድምጺ ኣዋጅ እተነግረ ብነብያት ኢየ...
11 || Hxan Tewelidu ||Christmass concert 2020 Adiss Ababa ||ሕጻን ተወሊዱ ኣብ ቤትልሔም|| ናይ ልደት መዝሙር
Переглядів 47416 годин тому
[ ወንጌል ሉቃስ 2 ] 9 መልኣኽ እግዚኣብሔር ድማ ተራእዮም፥ ክብሪ እግዚኣብሔርውን ኣብ ዙርያኦም ኣብርሀ፤ ኣዝዮም ከኣ ፈርሁ። 10 እቲ መልኣኽ ድማ “እንሆ ንዅሉ ሕዝቢ ዚኸውን ዓቢይ ሓጐስ አበሥረኩም ኣሎኹ እሞ ኣይትፍርሁ። 11 ምኽንያቱ ሎሚ፥ መድኃኒ ክርስቶስ ጐይታ፥ ኣብ ዓዲ ዳዊት ተወሊዱልኩም ኣሎ። 12 ምልክት ከኣ እዚ ይኹነልኩም፦ በጭርቕቲ ዝተጠቕለለ ሕፃን ኣብ መብልዕ ማል ደቂሱ ኽትረኽቡ ኢኹም” በሎም። 1. ሕጻን ተወሊዱ 1.ማርያም ድንግል እያ ኣዲኡ ፡ ኣዲኡ ግን ወዲ ናይ ሰማይ ንጉስ ሃሌ ሃሌ ሃሌ ሉያ ተደ ፡ ሕጻን ተወሊዱ ኣብ ቤትልሔም ቤት ልሔም ተሓጎሲ ኢየሩሳሌም ሃሌ ሃሌ ሃሌ ሉያ 2.መድሓኒ ሎሚ ረኺ...
10 || Kokob Berikulna|| Christmass concert 2020 Adiss Ababa || ኮኾብ በሪቑልና|| ናይ ልደት መዝሙር
Переглядів 286День тому
[ ወንጌል ማቴዎስ 2 ] 10 ነቲ ኮኸብ ምስ ረኣይዎ፥ ዕዙዝን ብዙኅን ሓጐስ ተሓጐሱ። ኮኾብ በሪቑልና ተደ ፡ ተወሊዱ ኢየሱስና ተወሊዱ ተወሊዱ ኣብ ቤት ልሔም ተወሊዱ ተወሊዱ ንጉስና ተወሊዱ ተወሊዱ ኣብ መብልዕማል’ዩ ሓዲሩ (2) 1.ክርስትያን ንተሓጎስ ፍሰሃ ኮይኑልና በዛ ሎሚ ለይቲ ሕጻን ተወሊዱልና ኣሕዋት ንተሓጎስ ፍሰሃ ኮይኑልና ሓጥያትና ዝድምስስ መድሕን መጺኡልና ግሩም መካር መድሕን ዓለም ተወሊዱ ኣብ ቤት ልሔም(2) ተደ ፡ ተወሊዱ ……………… 2.ናይ ድሕነትና ምልክት ኮኾብ በሪቑልና ብጥዑም መለኸት ነስምዕ ድምጽና ክብሪ ኣብ ኣርያም ሰላም ከኣ ኣብ ምድሪ እናበልና ንዘምር ምስ ጭፍራ መላእኽቲ መስፍን ሰላም ብርሃን...
9 ||Nkid Nab Goyta & Bdesta Btahgas|| Christmass Concert 2020 Adiss Ababa ||ንኺድ ናብ ጎይታ & ብደስታ ብታሕጓስ|
Переглядів 19214 днів тому
[ ወንጌል ማቴዎስ 2 ] 10 ነቲ ኮኸብ ምስ ረኣይዎ፥ ዕዙዝን ብዙኅን ሓጐስ ተሓጐሱ። ንኺድ ናብ ጎይታ 1. ንኺድ ናብ ጎይታ ንዑናይ እወ (2) ንዑናይ ናብ ኢዮርሳሌም ንኺድ ናብ ጎይታ የሱስ 2. ቅንዕና ሒዝና. . . ንዑናይ 3. እምነትና ሒዝና ...ንዑናይ 4. ትሕትና ሒዝና... ንዑናይ 5. ተስፋና ሒዝና...ንዑናይ 6. ሓጎስና ሒዝና. . . ንዑናይ 7. ምስጋና ሒዝና . . . ንዑናይ 8. ህያብና ሒዝና. . . ንዑናይ 9. ዕልልት ሒዝና...ንዑናይ ብደስታ ብታሕጋስ 1.ብደስታ ብታሕጋስ ፡ ምእመናን ንዑናይ ብደስታ ብታሕጋስ ፡ንቤተ-ልሔም ንዑናይ ንዑናይ (4) ንዑናይ (4) ንዑናይ ንሕጻን ክንርኢ ልዑል ንጉስ ሰማይ ...
8 ||O Betelhem|| Christmass concert 2020 Adiss Ababa ||ኦ ቤተልሔም|| ናይ ልደት መዝሙር
Переглядів 30314 днів тому
[ ወንጌል ማቴዎስ 2 ] 5-6 ንሳቶም ከኣ “‘ኣቲ ቤተ ልሔም ምድሪ ይሁዳ፥ ንሕዝበይ እስራኤል ዚጓስዮም ሹም ካባኺ ኪወፅእ እዩ እሞ፥ ካብ ሽማምንቲ ይሁዳ ከቶ ኣይትንእስን ኢኺ’ ዚብል ብነቢይ ጽሑፍ ስለ ዘሎ፥ ኣብ ቤተ ልሔም ናይ ይሁዳ እዩ” በልዎ። ኦ ቤተ ልሔም 1. መድሕን ተወሊዱ ምስጋና ዘምሩ ምእንታና ክብል ቆሪሩ ሓዲሩ ኣሕዋት ተሓጎሱ ብደስታ ዓልሉ ንጉስና ክድቅስ እሩሩ እሩሩ ተደ ፡ ኦ ቤተ ልሔም ብሓቂ ዓባይ ኢኺ ሹማምንቲ ይሁዳ ዘይ ዓብዩኺ ንውሉድ ወለዶ ትዝከሪ ኣሎኺ ዕድለኛ ኢኺ ንንጉስ ዘፍረኺ(2) 2. ናይ ሰማይ ዙፋኑ ኣብኡ ሓዲግዎ ናብ ዓለም ክመጽእ ፍቅሪ ገዲድዎ ጋሶት ምስ መላእኽቲ እውን ከበብዎ ኣሕዛ...
7 || ነመስግኖ || Christmass Concert Adiss Abeba 2020||Nemesgno|| ናይ ልደት መዝሙር
Переглядів 32514 днів тому
[ ወንጌል ማቴዎስ 2 ] 11 ናብ ቤት ኣትዮም ነቲ ሕፃን ምስ ማርያም እኖኡ ረኣይዎ። ተደፊኦም ሰገዱሉ። ሣጹኖም ከፊቶም ከኣ ወርቅን ዕጣንን ከርበን ገጸ በረኸት ሃብዎ። ልደት ናይ ጎይታና 1. ልደት ናይ ጎይታና ክርስቶስ ኣምላኽና ቁሪ ተሃሪሙ ሓራ ከውጽኣና ጨርቂ ተጠቅሊሉ ምልክት ሕስራና ሎሚ ነስተውዕሎ ዋጋ ናይ ነፍሳትና ተደ ፡ ነመስግ ነመስግ ፡ ንኣምላኽና ካብ ሰማይ ወሪዱ ፡ ሞተ'ውን ስሌና 2. በሉ ንቐበሎ ሎሚ ኣብ ልባትና ድምጹ ንስምዓዮ ሰላም ከውርደልና ፍቅሪ ናይ ክርስቶስ ምስ ማርያም ኣዴና ምሳና ክነብር ክሳብ ግዜ ሞትና 3. ሕጂ ንሕሰበሉ ወጋሕታ ብርሃና ኢየሱስ መጺኡ ፈውሲ ናይ ሕይወትና ዓመታት ሓሊፉ ልደት...
ህጹጽ ሓገዝ ንሓውና መድሃኔ ኣባዲ ፡ብሕማም ኣልሰር ናይ ዓይኒ ናብ ካንሰር ክቅየር ዝኽእል ፡ንዑረት ዘቃልዕ ሕማም ዝሳቀ ዘሎ ሓው
Переглядів 31314 днів тому
ህጹጽ ሓገዝ ንሓውና መድሃኔ ኣባዲ ፡ብሕማም ኣልሰር ናይ ዓይኒ ናብ ካንሰር ክቅየር ዝኽእል ፡ንዑረት ዘቃልዕ ሕማም ዝሳቀ ዘሎ ሓው
6 || ግሩም ምስጢር || Christmass Concert Adiss Abeba 2020|| Grum mstir || ናይ ልደት መዝሙር
Переглядів 37714 днів тому
[ ወንጌል ሉቃስ 2 ] 10 እቲ መልኣኽ ድማ “እንሆ ንዅሉ ሕዝቢ ዚኸውን ዓቢይ ሓጐስ አበሥረኩም ኣሎኹ እሞ ኣይትፍርሁ። ግሩም ምስጢር 1. ተሓጎሲ ነፍሰይ ተደሰቲ ሎሚ ተፈቲሕኪ ካብ ማእሰርቲ ኢየሱስ ተወሊዱ ኣብ በዓቲ ተደ፡ ግሩም ምስጢር ግሩም ምስጢር ኣብ ይሁዳ ኣብ ቤትልሄም ሕጻ ተወሊዱ ንብስራት ዓለም 2. ተሓጎሲ ነፍሰይ ደስ ይበልኪ ግብረ ድያብሎስ ስምኪ ከየጥፍኣልኪ ኢየሱስ ተወሊዱ ኣብ በዓቲ 3. ተሓጎሲ ነፍሰይ ተደሰቲ ፍጻሜ በጺሑ ናይ ሰይጣን መግዛእቲ ኢየሱስ ተወሊዱ ኣብ በዓቲ 4. ተሓጎሲ ነፍሰይ ደስ ይበልኪ ክብሪ ንእግዚኣብሔር ኣብ ካብ ልብኪ ነቲ ሓደ ወዱ ዝሃበኪ ua-cam.com/video/r1bn5ojDjN...
5 || ክብሪ || Christmass Concert ||Glory|| ናይ ልደት መዝሙር concert Adiss Abeba 2020
Переглядів 23414 днів тому
[ ወንጌል ሉቃስ 2 ] 14 “ክብሪ ንኣምላኽ ኣብ ኣርያም፥ ሰላም ከኣ ኣብ ምድሪ ኣብ መንጎ እቶም እግዚኣብሔር ዚሕጐሰሎም ሰብ።” ክብሪ 1.ካብ ላዕሊ ናብ’ዛ ምድሪ መዝሙር መላእኽቲ ይሰማዕ መቓልሕ ብጥዑም ድሃይ እቶም ኣኽራን ይምልሱ(2) ተደ . ክ . . . .ብሪ ንኣምላኽ ኣብ ላዕሊ ክ . . . .ብሪ ንኣምላኽ ኣብ ላዕሊ 2.ዎ ጓሶት ስለምንታይ ክንድዚ ትሕጎሱ ዘሕጉስ ብስራት ካብ ሰማይ መን ሃበኩም(2) 3.ንዑናይ ናብ ቤትልሄም ክንሰግድ ንንጉስና ምስቶም መላእኽቲ ኮይንና ነቕርብ ምስጋናና(2) ua-cam.com/video/Jq7U_ljaE4E/v-deo.htmlsi=IQytWTbWW8hDWkh3 Subscribe ፡Share ፡ C...
4 || ንዓይ ክትስልም || Catholic ldet Mezmur ||Neay Ktslm|| ናይ ልደት መዝሙር concert Adiss Abeba 2020
Переглядів 55114 днів тому
[ ወንጌል ማቴዎስ 1 ] 21 ወዲ ኽትወልድ እያ ንሱ ኸኣ ንሕዝቡ ኻብ ኃጢኣቶም ኬድኅኖም እዩ እሞ ስሙ ኢየሱስ ክትብሎ ኢኻ። ንዓይ ክትስልም 1. ንዓይ ክትስልም ብጸጋ ፍቅርካ ሕሱም ንብረተይ ሓጥያተይ ርኢኻ ኣነ እንክኹብልል ኣብ ዓለም በረኻ ኣርኣያ ግዙእ ኣዳም ሓረኻ (3) 2. እያቄም ሓና ጻድቃናት ወለዲ ብርሃን ፈረየ ንሰማይ መንገዲ ዕንባባ ገነት ናይ ሰማያት ዘውዲ ፈረየት ሕይወት ናይ ወይኒ ጉንዲ (3) 3. ሕይወት ናዝሬት ዝመልኦ ትሕትና ምስ ማርያም ዮሴፍ ሰብ ኪዳን ንጽሕና ግሩም ኣብነት ዝከዉን ንዓና ክንክተለካ ሓይሊ ሓበና (3) 4. ንዓይ ክትደሊ ዝጠፍአት በጊዕካ ኣእላፍ መላእኽቲ ኣብ ሰማይ ሓደግካ ንጉሰ ሰማ...
3 || ኢየሱስና መጺኡ ||Catholic ldet Mezmur ||Yesusna Mexieu|| ናይ ልደት መዝሙር concert Adiss Abeba 2020
Переглядів 38414 днів тому
[ ወንጌል ዮሓንስ 1 ] 9 እቲ ንዅሉ ሰብ ዜብርህ ብርሃን ሓቂ ናብ ዓለም መጸ። ኢየሱስና መጺኡ 1. ንኹሉ ሰብ ዘብርህ ብርሃን ኣብ ኢዱ ሒዙ ሕይወትን ሓቅን መንገ..ዱ ምሕረቱ ንዓና ከርኢ ብፍቅሪ ተደሪኹ ተደ: ብርቱዕ ኣምላኽ ኢየሱስና መጺኡ ግሩም መካር ጎይታና መጺኡ ኣቦ ዘልዓለም መድሕን ሕዝቡ መስፍን ሰላም ተወሊዱ (መስፍን ሰላም ኣማኑኤል ተወሊዱ) 2.ዓውዱ ዘጽርየሉ መስኤ ኣብ ኢዱ ሒዙ ክቡር ካብ ሕሱር ክፈ..ሊ ሰላሙ ንዓና ክህብ ሓዲጉ ዙፋን ክብሩ 3. ንምድሓና ከበስር ስቡር ልቢ ክዝንን ሓርነትና ክእውጅ ሎሚ ተወሊዱ (6) Subscribe ፡Share ፡ Comment ፡Like ua-cam.com/video/l-fdS9...
2 || ድምጺ ሕጻን || Catholic ldet Mezmur ||Dmxi Hxan|| ናይ ልደት መዝሙር concert Adiss Abeba 2020
Переглядів 56021 день тому
[ ወንጌል ሉቃስ 2 ] 10 እቲ መልኣኽ ድማ “እንሆ ንዅሉ ሕዝቢ ዚኸውን ዓቢይ ሓጐስ አበሥረኩም ኣሎኹ እሞ ኣይትፍርሁ። 11 ምኽንያቱ ሎሚ፥ መድኃኒ ክርስቶስ ጐይታ፥ ኣብ ዓዲ ዳዊት ተወሊዱልኩም ኣሎ። 12 ምልክት ከኣ እዚ ይኹነልኩም፦ በጭርቕቲ ዝተጠቕለለ ሕፃን ኣብ መብልዕ ማል ደቂሱ ኽትረኽቡ ኢኹም” በሎም። ድምጺ ሕጻን 1. ብዕልልታን ሓጎስን ንኢየሱስ ንዑ ንቀበሎ ልዑል ንጉስ ሰማይ ናባና ይመጽእ ኣሎ ኣቱም ኣሕዛብ ንዑ ዓልልሉ ናባኹም'ዩ ልብኹም ኣርሕዉ ተደ ፡ ድምጺ ሕጻን(2) ይስማዕ ኣሎ ብኽያት ሕጻን (2) የዳምጽ ኣሎ ኣብ ቤትልሔም (3) 2. ክ...ርስቶስ ብ...ዓል ኢየሩሳሌም ይ..መጽእ ኣሎ ናብ...ዛ ዓለም...
1 || ኣብ ቤት ልሔም || Catholic ldet Mezmur ||Ab Betelhem|| ናይ ልደት መዝሙር concert Adiss Abeba
Переглядів 90921 день тому
[ ወንጌል ሉቃስ 2 ] 4-5 ዮሴፍ ድማ ካብ ቤት ዳዊትን ካብ ዓሌቱን ስለ ዝነበረ፥ ካብ ገሊላ ኻብ ከተማ ናዝሬት ምስታ ጠኒሳ ዝነበረት ማርያም ሕጽይቱ ናብ ይሁዳ፥ ቤተ ልሔም ናብ እትብሃል ከተማ ዳዊት፥ ኪጸሓፍ ደየበ። 6 ኣብኡ ኸለዉ ድማ ጊዜ ሕርሳ በጽሐ። 7 በዅሪ ወዳ ወለደት በጭርቕቲውን ጠቕለለቶ፥ ኣብቲ መኅደር ኣጋይሽ ሥፍራ ስለ ዘይነበሮም ድማ ኣብ መብልዕ ማል ኣደቀሰቶ። ሰላም ወሰናይ ፍቁራት ኣሕዋት ፡ርሑስ ቅንያት በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ክኾነልና እንዳ ተመነኹ ፡ " ኣብ ቤት ልሔም " ትብል መዝሙር ፡ ኣብ 2020 ኣባላት መዘምራን ፍቅርን ሰላምን ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ፡ ዝነበረ ናይ ልደት concert ሒ...
Abel Tekle || ትንቢት ተፈጺሙ || New Tigringa Mezmur 2024 " Tnbit tefeximu " ብዘማሪ ኣቤል ተኽለ
Переглядів 81221 день тому
Abel Tekle || ትንቢት ተፈጺሙ || New Tigringa Mezmur 2024 " Tnbit tefeximu " ብዘማሪ ኣቤል ተኽለ
| ንኣምላኽና መን ኣሎ | Merhawi Michael ዝተሓደሰ ትግርኛ መዝሙር " nAmlakna men alo " Tigrinya Mezmur 2024
Переглядів 2,2 тис.Місяць тому
| ንኣምላኽና መን ኣሎ | Merhawi Michael ዝተሓደሰ ትግርኛ መዝሙር " nAmlakna men alo " Tigrinya Mezmur 2024
New Catholic Mezmur 2024 By Frtuna Msgna "እንተ ላእሌ ኩሉ" ብዘማሪት ፍርቱና ምስግና ኣባል መዘምራን ሕያዋይ ጓሳ ረጂና
Переглядів 1,3 тис.Місяць тому
New Catholic Mezmur 2024 By Frtuna Msgna "እንተ ላእሌ ኩሉ" ብዘማሪት ፍርቱና ምስግና ኣባል መዘምራን ሕያዋይ ጓሳ ረጂና
New Catholic Mezmur 2024 By Frtuna Msgna "እንተ ላእሌ ኩሉ" ብዘማሪት ፍርቱና ምስግና ኣባል መዘምራን ሕያዋይ ጓሳ ረጂና
Переглядів 434Місяць тому
New Catholic Mezmur 2024 By Frtuna Msgna "እንተ ላእሌ ኩሉ" ብዘማሪት ፍርቱና ምስግና ኣባል መዘምራን ሕያዋይ ጓሳ ረጂና
New Catholic Mezmur 2024 By Shewit Berhe፡ምሕረት ኣዊጁለይ ብዘማሪት ሸዊት በርሀ ካብ ሰበካ መድሓኒ ዓለም ዓድግራት
Переглядів 1,5 тис.2 місяці тому
New Catholic Mezmur 2024 By Shewit Berhe፡ምሕረት ኣዊጁለይ ብዘማሪት ሸዊት በርሀ ካብ ሰበካ መድሓኒ ዓለም ዓድግራት
Coming Soon New Catholic Mezmur By Shewit Berhe፡ምሕረት ኣዊጁለይ ብዘማሪት ሸዊት በርሀ ካብ ሰበካ መድሓኒ ዓለም ዓድግራት
Переглядів 4092 місяці тому
Coming Soon New Catholic Mezmur By Shewit Berhe፡ምሕረት ኣዊጁለይ ብዘማሪት ሸዊት በርሀ ካብ ሰበካ መድሓኒ ዓለም ዓድግራት
"Fluy Fkri Eyu" Catholic Mezmur By Esayas weldemichael 2024፡"ፍሉይ ፍቅሪ እዩ "ዘማሪ ኢሰያስ Album 1 (Track 8)
Переглядів 8 тис.3 місяці тому
"Fluy Fkri Eyu" Catholic Mezmur By Esayas weldemichael 2024፡"ፍሉይ ፍቅሪ እዩ "ዘማሪ ኢሰያስ Album 1 (Track 8)
"Msgana"By Esayas weldemichael New Catholic mezmur 2024፡"ምስጋና"ብዘማሪ ኢሰያስ ወልደሚካኤል Album 1 (Track 6)
Переглядів 20 тис.4 місяці тому
"Msgana"By Esayas weldemichael New Catholic mezmur 2024፡"ምስጋና"ብዘማሪ ኢሰያስ ወልደሚካኤል Album 1 (Track 6)
New catholic mezmur 2024 "Msgana" By Esayas w/michael Coming Soon ፡ "ምስጋና" ብዘማሪ ኢሰያስ ወ/ሚካኤል
Переглядів 2,3 тис.4 місяці тому
New catholic mezmur 2024 "Msgana" By Esayas w/michael Coming Soon ፡ "ምስጋና" ብዘማሪ ኢሰያስ ወ/ሚካኤል
New Catholic mezmur 2024 "Tehagise Byesus"By Meseret Shishay"ተሓጊሰ ብኢየሱስ"ብመሰረት ሽሻይ ኣባል ሕያዋይ ጓሳ Regina
Переглядів 2,6 тис.7 місяців тому
New Catholic mezmur 2024 "Tehagise Byesus"By Meseret Shishay"ተሓጊሰ ብኢየሱስ"ብመሰረት ሽሻይ ኣባል ሕያዋይ ጓሳ Regina
Cooming soon New Catholic mezmur 2024 "ተሓጊሰ ብኢየሱስ" By Meseret Shishay፡ብመሰረት ሽሻይ ኣባል ሕያዋይ ጓሳ Regina
Переглядів 9757 місяців тому
Cooming soon New Catholic mezmur 2024 "ተሓጊሰ ብኢየሱስ" By Meseret Shishay፡ብመሰረት ሽሻይ ኣባል ሕያዋይ ጓሳ Regina
Catholic Mezmur 2024 " Tensieu Eti Seari " By Isayas weldemichael ፡ " ተንሲኡ እቲ ሰዓሪ " ብዘማሪ ኢሰያስ ወ/ሚካኤል
Переглядів 23 тис.8 місяців тому
Catholic Mezmur 2024 " Tensieu Eti Seari " By Isayas weldemichael ፡ " ተንሲኡ እቲ ሰዓሪ " ብዘማሪ ኢሰያስ ወ/ሚካኤል
Cooming Soon mezmur " Tensieu Eti Seari " By Isayas weldemichael ፡ " ተንሲኡ እቲ ሰዓሪ " ብ ዘማሪ ኢሰያስ ወ/ሚካኤል
Переглядів 8798 місяців тому
Cooming Soon mezmur " Tensieu Eti Seari " By Isayas weldemichael ፡ " ተንሲኡ እቲ ሰዓሪ " ብ ዘማሪ ኢሰያስ ወ/ሚካኤል
ደሙ ከም ማይ ፈሰሰ ብ ዘማሪ ኢሰያስ ወ/ሚካኤል ናይ ቀደም መዝሙር ፡Demu kem Mai Fesese By Esayas W/michael Old Mezmur
Переглядів 4,1 тис.8 місяців тому
ደሙ ከም ማይ ፈሰሰ ብ ዘማሪ ኢሰያስ ወ/ሚካኤል ናይ ቀደም መዝሙር ፡Demu kem Mai Fesese By Esayas W/michael Old Mezmur
New Catholic Mezmur 2024 "Bruk Eyu" By Dawit weldemichael ፡"ብሩኽ እዩ "ብዳዊት ወ/ሚካኤል ኣባል መ/ፍ/ሰላምን ኣዲስ ኣበባ
Переглядів 10 тис.8 місяців тому
New Catholic Mezmur 2024 "Bruk Eyu" By Dawit weldemichael ፡"ብሩኽ እዩ "ብዳዊት ወ/ሚካኤል ኣባል መ/ፍ/ሰላምን ኣዲስ ኣበባ

КОМЕНТАРІ