Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት
Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት
  • 572
  • 673 716

Відео

በደሙ ክቡር ክቡር በይዘወነ(2)ኣኮ ወወርቂ ሓላፊ ዝተሳየተነ (2)።
Переглядів 98Місяць тому
በደሙ ክቡር ክቡር በይዘወነ(2)ኣኮ ወወርቂ ሓላፊ ዝተሳየተነ (2)።
ርሑስ በዓል ቅዱስ መስቀል ይግበረልና።ናይ ጸልማት ዘመን ተወዲኡ ብርሃን ኣብ ዓለም ተወሊዑ"
Переглядів 105Місяць тому
" ናይ ጸልማት ዘመን " ! ናይ ጸልማት ዘመን ተወዲኡ ብርሃን ኣብ ዓለም ተወሊዑ ከም ሓፍቲ ሙሴ ብከበሮ "ንዘምር ንበል ንሴብሆ" (2) ነጸብራእ ብርሃን ፍሉይ ፋና ጸዳል ኣለዎ ድምቀት ባና ቀዲዱ ጸልማት መስቀል ጎይታ ብርሃን ወሊዑ ጎልጎልታ የኢዳውካ ዘርግሕ ኣመሳቕል ባርኽ እስራኤል ባርያ ልዑል ሙሴ በይርኻ ላዕሊ ግበር ኣማልቃዊ ሞት ክስዓር የሎን ባርነት ተሳዒሩ ዜና ናይ ሰላም ተበሲሩ ዘምሩ ህዝቢ ዕልል በሉ ሓራ ወጺና ብመስቀሉ ሓይልና ኢዩ ትምክሕትና መድሃኒት ሕይወት ናይ ነብስና ጽንዓትና እንድዩ ትውክልትና መስቀል ናይ ጎይታ በጃ ናትና
ወረብ ኣብ ክብረ ባዓል ብዙሓን ማርያም"ተላዓሉ በክብር (ዋዜማ ደብረ ጽዮን ቅድስት ማርያም ኣትላንታ"
Переглядів 202Місяць тому
ወረብ ኣብ ክብረ ባዓል ብዙሓን ማርያም"ተላዓሉ በክብር (ዋዜማ ደብረ ጽዮን ቅድስት ማርያም ኣትላንታ"
ሩሑስ ጋማ"ሰበይቲ ሰብኣያ ብሕይወቱ ክሳዕ ዘሎ ብቃል ኪዳና እስርቲ እያ።1ይ ቆሮ 7፣39።
Переглядів 1703 місяці тому
ሩሑስ ጋማ"ሰበይቲ ሰብኣያ ብሕይወቱ ክሳዕ ዘሎ ብቃል ኪዳና እስርቲ እያ።ሰብኣያ እንተ ሞተ ግና፡ብእግዚአብሔር ጥራይ ዳኣ ይኹን እንበር።ኣብዝደለየቶ ክትምር ሓራ ኢያ 1ይ ቆሮ 7፣39።
ዓርቢ ስቕለት ጥንተ ኣቡሶ ዝተደምሰሰሉ ዕለት"ተሰቅለ ዲበ ዕፅ ከመ ይስዓራ ለኃጢአት፣ ንኃጢኣት ክስዕራ ኣብ ዕፅ ተሰቕለ፣ቅዳሴ ዮሐንስ ወልደ ነጎድጓድ 39
Переглядів 3696 місяців тому
ተሰቅለ ዲበ ዕፅ ከመ ይስዓራ ለኃጢአት፣ ንኃጢኣት ክስዕራ ኣብ ዕፅ ተሰቕለ፣ ቅዳሴ ዮሐንስ ወልደ ነጐድጓድ ቍጽሪ 39 ነዚ ቃል እዚ ዝተናገሮ ሓደ ካብ 12 ሐዋርያትን 4ተ ወንጌላውያንን ዝኾነ ቅዱስ ዮሐንስ ወልደ ነጐድጓድ እዩ። እዚ ኃይለ ቃል እዚ ኣብ መጽሐፈ ቅዳሴ ዮሐንስ ወልደ ነጐድጓድ ዘሎ ኮይኑ፣ ጐይታናን አምላክናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ “ነቶም ትእዛዝ እግዚአብሔር ኣፍሪስና ካብ ማኅበር ቅዱሳን መላእክት ወጺእና ምስ ሸፋቱ ዝተባህሉ መፍረስቲ ሕጊ እኩያን ኣጋንንት ሓቢርና ንዝነበርና ደቂ አዳም ንኸድኅን ዝወዓለልና ውዕለት” ንምርዳእ ዝገልጽ ጽሑፍ እዩ። ተሰቒሉ ድኅነት ሃበና፡ ብሞቱ ንምውታን ኵሎም ኣድኃነ። ...
ዓርቢ ስቕለት"ዘበእንቲአነ ለሰብእ ወበእንተ መድኅኒትነ ወረደ እምሰማያት፡ትርጉሙ ምእንታና ምእንቲ ሰብ ምእንቲ ምድሓንና፡ካብ ሰማያት ዝወረደ (ጸሎተ ሃይማኖት)
Переглядів 3976 місяців тому
ዓርቢ ስቕለት"ዘበእንቲአነ ለሰብእ ወበእንተ መድኅኒትነ ወረደ እምሰማያት፡ትርጉሙ ምእንታና ምእንቲ ሰብ ምእንቲ ምድሓንና፡ካብ ሰማያት ዝወረደ (ጸሎተ ሃይማኖት) ጐይታ፡ ልዕሊ ኵሉ ጥበቡ ሰብ ኮይኑ፡ ሞይቱ ንዓለም ዘድኃነሉ ጥበብ ኣዝዩ ይበልጽ ይብሉ ኣቦታት፡ግን ስለምንታይ እቲ ዘይመውት ሞተ፧ ንሞት ብዓወት ንኽስዕር ሞተ።ተሰቒሉ ድኅነት ሃበና፡ ብሞቱ ንምውታን ኵሎም ኣድኃነ። ንሕይወት ዘድኅን ክነሱ ንሱ መከራ ተቐበለ። ንመከራ ሥጋን ነፍስን ከም ናቱ ጌሩ ተቐበለ። ሞት ገንዘቡ ገበረ። ሓደ ንሱ ምእንቲ ብዙኃት ሞተ፡ ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንዘለዉ ብደሙ ምእንቲ ከድኅኖምን ወገናቱ ንኽገብሮምን ሞተ።ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢ...
ናብ ኢየሱስ ከይዱ'መምህር፣ንስኻ መምህር ኮይንካ ካብ እግዚአብሔር ኣብ ከም ዝመጻእካ ንኣምነካ ኢና።ውላድ ኣንበሳ ተገምሰስካ ደቀስካውን ብትንሣኤካ ኣተንሥኣኒ"
Переглядів 5267 місяців тому
ኒቆዲሞስ" እዛ ሰንበት እዚኣ ሓንቲ ካብተን ኣብ ጾም ኣርብዓ ዘለዋ ሸሞንተ ሰናብቲ ኣብ መበል 7ይ ሰንበት ትርከብ ኮይና፡ቅዱስ ያሬድ ማህሌታይ ኒቆዲሞስ ዝብል ስያመ ስምዩዋ ኣሎ።ኣብዚ ዕለት እዚ እንመሃሮ እንበኣር ኒቆዲሞስ መን እዩ ዝብል ሕቶ ክለዓል ናይ ግድን ይኸውን።እዚ ዘነጽረልና ኣብ ዮሓ 3፥1-21 ዘሎ ቃል ክንምልከት ንኽእል። ካብ ፍረሳውያን ወገን መምህር ሕጊ ኒቆዲሞስ ስሙ ናብ ጎይታ ብለይቲ እና መጸ ይመሃር ከም ዝነበረ፡ ካብ ጎይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ምስጢራተ ቤተክርስትያን ከም ዝተማህረ ይገለጽ። ቅዱስ ያሬድ ውን ኣብ መዝሙር ዘኒቆዲሞስ "ሖረ ኀቤሁ ዘስሙ ኒቆዲሞስ ወይቤሎ ለኢየሱስ ረ...
መዝሙር ዘመድኃኔኣለም
Переглядів 3517 місяців тому
ጐይታናን ኣምላኽ መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ናባና ምምጻኡ እቲ ቀንዲ ምኽንያት ነቲ ብሰንኪ ኣብ ሓጢኣት ምውዳቕና ዘጥፋእናዮ ሰላም ክህበና (ክመልስ) ኢዩ።” ከምቲ ብህያው ቃሉ “ሰላም እሓድገልኩም ኣሎኹ፡ ሰላመይ’ውን እህበኩም ኣሎኹ። እቲ ኣነ ዝህበኩም ዘለኹስ ከምቲ ዓለም እትህቦ ኣይኮነን፥ ኣይትሸበሩ፥ ኣይትፍርሑ።” (ዮሓ14፡27) ዚበሎ ኢዩ። እዚ ሰላም እዚ ግና ብቐሊል ዋጋ ዚመጸ ወይ ድማ ብዘረባ(ቃል) ጥራይ ዝወሃብ ሰላም ኣይነበረን። ነቲ ከቢድ በደልና ክድምስስን ሰላምና ክመልስን (“ ብሓቂ ንሱ ንሕማምና ጾሮ፥ ንስቓይና ውን ኣብ ነፍሱ ጸዓኖ፥ ንሱ ብሰሪ ገበንና ቆሰለ፥ ብሰሪ ኣበሳና ድማ ተኸትከተ…… “ንሕና ሰ...
wereb mezumur kidane mihret ወረብ መዝሙር ናይ ኪዳነ ምሕረት"አንቲ ውእቱ ተስፋሁ ለአዳም ኣንቲ ውእቱ (2)አመ ይሰደድ እምገነት(2)
Переглядів 3267 місяців тому
ናይ ኪዳነ ምሕረት ኣዴና ጸሎታን በረኸታን ምስ ኩላትና ይኹን።ወረብ መዝሙር ናይ ኪዳነ ምሕረት"አንቲ ውእቱ ተስፋሁ ለአዳም ኣንቲ ውእቱ (2)አመ ይሰደድ እምገነት(2)
5 መጋቢትዕረፍቲ ጻድቕ ርእሰ ባሕታውያን ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ተጋድሎኡ ፈጺሙ ዓረፍሉ ዕለት ኢዩ።ንጻድቃን ሞቶም ሕይወቶ እዩ።
Переглядів 4,8 тис.8 місяців тому
ርእሰ ባሕታውያን - ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ስምዖን ወአቅሌስያ እለ ነበሩ በንሂሳ፡ በኀጢአ ውሉድ በከየ መጠነ ዓመታት ሠለሳ፡ ሥሉስ ቅዱስ ሶበ ነፍሑ በውስተ ከርሣ፡ ተወልደ እምኔሆሙ ቀናዬ አናብስት ስሳ፡ በኀይለ ኣምላኩ ዘይሠሪ አበሳ። ርእሰ ባሕታውያን ብምባል ዝፍለጥ ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ን30 ዓመታት ዝኣክል መኻናት ካብ ዝነበሩ ኣቡኡ ስምዖንን ኣዲኡ ኣቅሌስያን ኣብ ላዕላይ ግብጺ ንሂሳ ኣብ ዚብሃል ቦታ ተወልደ። ወለዱ ንእግዚኣብሔር ውላድ ንኺህቦም ለይትን መዓልትን ተስፋ ብዘይ ምቝራጽ ምስ ለመንዎ እቲ ንዝለመንዎ ኣዝዩ ቐረባ ዝኾነ እግዚኣብሔር ዓቢይ ውላድ ሃቦም። ምስ ተወልደ ድማ “ስብሐት ለአብ ወወልድ ወመ...
mezumur othodoxs tewahdo eritrea tsilat zemusie መዝሙር ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትራ ጽላት ዘሙሴ ነዋሕ
Переглядів 5018 місяців тому
mezumur othodoxs tewahdo eritrea tsilat zemusie መዝሙር ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትራ ጽላት ዘሙሴ ነዋሕ
ወደየ!ንትእዛዝ እግዚአብሔር ኣጽንዓዮ፡ንሕግታቱ እውን ኵሉ ጊዜ ኣሰላስሎ።ነኣእምሮ ርድኢት ዝህቦ ንሱ እዩ፣እቲ ዘሎካ ሃረርታ ጥበብ ከኣ ምልኣት ኢዩ።ሲራ6፡37
Переглядів 5508 місяців тому
* ወደየ * ወደየ! ንትምህርተይ ኣይትረስዓዮ፡ንትእዛዛተይ እውን ዘኽሮ፡ እዚ ነዊሕ ዕድመ ክህበካ እዩ። ሕያውነትን ሓቅን ካባኻ ኣይፈለያ፡ኣብ ኽሳድካ እሰረን፡ ኣብ ጽላት ልብካ ውን ጸሓፈን፡ ሽዑ ኣብ ቅድሚ አምላክን ሰብን ሞጐስን ጽቡቕ ስምን ክትረክብ ኢኻ። ብምሉእ ልብኻ ኣብ እግዚአብሔር ተኣመን፡ ኣብ ልቦናኻ ኣይትጸጋዕ። ኣብ ኵሉ ተግባርኻ ውን ንእግዚአብሔር ሕሰብ፡ንሱ ኸኣ ነታ ቕንዕቲ መንገዲ ኸርእየካ እዩ። ” እፈልጥ እየ ”ኢልካ ኣይትጀሃር፡ ንእግዚአብሔር ፍራሕ፡ካብ ኽፉእ ከኣ ረሓቕ። እዚ ንሥጋካ ፈውሲ፡ ነዕጽምትኻ ኸኣ ኣንጕዕ ኪኾነካ እዩ።ካብ ጥሪትካን ካብ ኵሉ በዅሪ ፍርያትካን ንእግዚአብሔር ሞባእ ኣቕሪብካ ኣኽ...
mezmur orthodoxs tewahdo dingl maryam biezawite መዝሙር ድንግል ማርያም ቤዛዊተ
Переглядів 4248 місяців тому
mezmur orthodoxs tewahdo dingl maryam biezawite መዝሙር ድንግል ማርያም ቤዛዊተ
"እግዚአብሔር ኣምላኽ ይቕረ ክብለና፡ነንሕድሕድና ይቕረ ንበሃሃል።እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ሰማያዊ ቤቱ ክቕበለና፡ጋሻን ጽጉምን ኣብ ቤትና ብሓጐስ ንቀበል።
Переглядів 6588 місяців тому
እግዚአብሔር ኣምላኽ ይቕረ ክብለና፡ ነንሕድሕድና ይቕረ ንበሃሃል። እግዚአብሔር ኣምላኽ በደልና ኣምላኽ ኣብ ጊዜ ሽግርና ከጸናንዓን፡ነቶም ሽጉራትን ኣብ ቀቢጸ ተስፋ ዘለዉን ነጸናንዓዮም። እግዚአብሔር ኣምላኽ ረድኤቱ ከብዝኃልከይጽብጽበልና፡ ነቶም ዝበደሉና ንግደፈሎም።እግዚአብሔር ኣምላኽ ጐደሎና ኺምልእ፡ ነቶም ዝጐደሎምን ዘይብሎምን ንመልኣሎም።እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ጊዜ ጸገምና ኪበጽሓልና፡ ነቶም ኪብጽሑ ዝግብኦም ንብጽሓዮም። እግዚአብሔርና፡ ነቶም ረዳኢ ዘይብሎም ኣይንግፍዓዮምን ንርድኣዮምን። እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣባታዊ ርኅራኄኡ ኺልግሰልና፡ ነቶም ዘኽታማትን መበለታትን ጸግኢ ንዅኖም።እግዚአብሔር ኣምላኽ ብጸግጋኡ ክኸድነ...
መዝሙር ወረብ ናይ ኪዳነ ምሕረት ሮተርዳም!አመ ይነግስ ወልድ በደብረ ጽዮን {2}ክፍልኒ ድንግል እቁም በየማን {2} {ድንግል ድንግል } 2.)እቁም በየማነ)
Переглядів 3278 місяців тому
መዝሙር ወረብ ናይ ኪዳነ ምሕረት ሮተርዳም!አመ ይነግስ ወልድ በደብረ ጽዮን {2}ክፍልኒ ድንግል እቁም በየማን {2} {ድንግል ድንግል } 2.)እቁም በየማነ)
14 ለካቲት ዕረፍቲ ቅዱስ ሳዊሮ!ንኣምላኽ ዝወለደት ቅድስት ድንግል ማርያም ንዘልአለም ድንግል ምዃና ምውላዳ ውን ዘይምርመር ድንቂ ከም ዝኾነ ኣረደአ"
Переглядів 3149 місяців тому
14 ለካቲት ዕረፍቲ ቅዱስ ሳዊሮ!ንኣምላኽ ዝወለደት ቅድስት ድንግል ማርያም ንዘልአለም ድንግል ምዃና ምውላዳ ውን ዘይምርመር ድንቂ ከም ዝኾነ ኣረደአ"
5 ለካቲት ዕረፍት ቅዱስ ኣባ ዕቡሎይ!ብዘይ ሓጢኣት ዝነብር ባርያ የለን፥ብዘይ ምሕረት ዝነብር ጎይታ'ውን የለን።ጸሎትን በረኸትን ኣባ ዕብሎይ ኣይፈለየና!
Переглядів 2569 місяців тому
5 ለካቲት ዕረፍት ቅዱስ ኣባ ዕቡሎይ!ብዘይ ሓጢኣት ዝነብር ባርያ የለን፥ብዘይ ምሕረት ዝነብር ጎይታ'ውን የለን።ጸሎትን በረኸትን ኣባ ዕብሎይ ኣይፈለየና!
1ለካቲት ዕረፍቲ ኣቡነ እንድርያስ(ሰፍኣ) ሰአል ለነ እንድርያስ አቡነ በአርዑተ ወንጌል ዘተፀምደ፣ለደቂቀ ቤቱ ገሀደ፡ሥርናየ አርያም ዘአውረደ”መጽሓፈ ሰዓታት
Переглядів 3329 місяців тому
1ለካቲት ዕረፍቲ ኣቡነ እንድርያስ(ሰፍኣ) ሰአል ለነ እንድርያስ አቡነ በአርዑተ ወንጌል ዘተፀምደ፣ለደቂቀ ቤቱ ገሀደ፡ሥርናየ አርያም ዘአውረደ”መጽሓፈ ሰዓታት
29 ጥሪ ዕረፍቱ ቅዱስ ኣቡነ ታዴዎስ" ትውልዲ ዓዶም ጽላልሽ(ዞረሬ)ኣቡኦም ሮማንዮስ ኣዲኦም ማርታ ይበሃሉ። ሮማንዮስ ንኣቡነ ተክለሃይማኖት ሓወቦኡ እዮም።
Переглядів 2429 місяців тому
29 ጥሪ ዕረፍቱ ቅዱስ ኣቡነ ታዴዎስ" ትውልዲ ዓዶም ጽላልሽ(ዞረሬ)ኣቡኦም ሮማንዮስ ኣዲኦም ማርታ ይበሃሉ። ሮማንዮስ ንኣቡነ ተክለሃይማኖት ሓወቦኡ እዮም።
ኣብ ነንሕድሕድካ ብሰላም ምንባር (1ተሰ.5፥13)”ካብ እከይ ርሓቕ ሰናይ ከኣ ግበር ንሰላም ድለያ ስዓባ ውን”(መዝ 34፡14)
Переглядів 3579 місяців тому
ኣብ ነንሕድሕድካ ብሰላም ምንባር (1ተሰ.5፥13)”ካብ እከይ ርሓቕ ሰናይ ከኣ ግበር ንሰላም ድለያ ስዓባ ውን”(መዝ 34፡14)
25ጥሪ ተአምራት ዝገበረሉ ቅዱስ መርቆሬዎስ ሰማእት ኢዩ።ቅዱስ ባስልዮስ“ኦ ሰማዕተ ክርስቶስ ቅዱስ መርቆሬዎስ ነቲ ጸላኢ ጽድቂ ዝኾነ ዑልያኖስ ዶ ቀቲልካዮ፧
Переглядів 3709 місяців тому
25ጥሪ ተአምራት ዝገበረሉ ቅዱስ መርቆሬዎስ ሰማእት ኢዩ።ቅዱስ ባስልዮስ“ኦ ሰማዕተ ክርስቶስ ቅዱስ መርቆሬዎስ ነቲ ጸላኢ ጽድቂ ዝኾነ ዑልያኖስ ዶ ቀቲልካዮ፧
24 ጥሪ ስብረተ አጽሙ ለኣቡነ ተክለሃይማኖት"ብድሕሪ እዚ ብሓንቲ እግሮም ደው ኢሎም ን7 ንሸውዓተ ዓመት ዝኣክል ጸለዩ።
Переглядів 1759 місяців тому
24 ጥሪ ስብረተ አጽሙ ለኣቡነ ተክለሃይማኖት"ብድሕሪ እዚ ብሓንቲ እግሮም ደው ኢሎም ን7 ንሸውዓተ ዓመት ዝኣክል ጸለዩ።
22 ጥሪ ዕረፍቱ ለኣባ እንጦንስ ኣበ መነኮሳት በረኸቶምን ኣማላድነቶምን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ይኹን ኣሜን!
Переглядів 8259 місяців тому
22 ጥሪ ዕረፍቱ ለኣባ እንጦንስ ኣበ መነኮሳት በረኸቶምን ኣማላድነቶምን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ይኹን ኣሜን!
21ጥሪ ዕረፍት ቅድስት ድንግል ማርያም “ሞትሰ ለመዋቲ ይደሉ ሞታ ለማርያም የሐጽብ ለኲሉ፡ሞት ንኹሉ ሰብ ዝግብኦ እዩ፡ናይ ማርያም ሞት ግን ኣዝዩ ዘደንቕ ኢዩ
Переглядів 2389 місяців тому
21ጥሪ ዕረፍት ቅድስት ድንግል ማርያም “ሞትሰ ለመዋቲ ይደሉ ሞታ ለማርያም የሐጽብ ለኲሉ፡ሞት ንኹሉ ሰብ ዝግብኦ እዩ፡ናይ ማርያም ሞት ግን ኣዝዩ ዘደንቕ ኢዩ
17 ጥሪ ባዓለ ዕረፍቶም ንቅዱሳን መክሶሞስን ዱማቴዎስን ኢዩ ጸሎቶምን በረኸቶምን ረዲኤቶምን ኣይፈለየና!
Переглядів 2319 місяців тому
17 ጥሪ ባዓለ ዕረፍቶም ንቅዱሳን መክሶሞስን ዱማቴዎስን ኢዩ ጸሎቶምን በረኸቶምን ረዲኤቶምን ኣይፈለየና!
orthodoxs tewahdo mezmur tigrina ብመዛሙራን ቅድስት ስላሴ
Переглядів 1619 місяців тому
orthodoxs tewahdo mezmur tigrina ብመዛሙራን ቅድስት ስላሴ
15 ጥሪ ዓመታዊ በዓል ህጻን ቅዱስ ቂርቆስ ምስ ኣዲኡ ቅድስት ኢየሉጣ በረከቶምን ጸሎቶምን የሳትፈና ኣሜን።
Переглядів 2219 місяців тому
15 ጥሪ ዓመታዊ በዓል ህጻን ቅዱስ ቂርቆስ ምስ ኣዲኡ ቅድስት ኢየሉጣ በረከቶምን ጸሎቶምን የሳትፈና ኣሜን።
13 ጥሪ ባዓለ ዕረፍቲ ቅድስት ቅድስት ድምያና ጸሎታን በረኸታን ናይ ሰማዕት ቅድስት ድምያናን ኣርባዓ ሰማዕታት ደናግል ምስ ኵልና ሕዝበ ክርስቲያን ይኹን!
Переглядів 29110 місяців тому
13 ጥሪ ባዓለ ዕረፍቲ ቅድስት ቅድስት ድምያና ጸሎታን በረኸታን ናይ ሰማዕት ቅድስት ድምያናን ኣርባዓ ሰማዕታት ደናግል ምስ ኵልና ሕዝበ ክርስቲያን ይኹን!
12 ጥሪ ቃና ዘገሊላ!ንክርስቶስ ናብ መርዓ ቃና ዝዓደምዎስ ከም ሰብ ዱ ከም አምላኽ?ነቲ ማይ ወይኒ ዝገበሮ አምላኽ ዱ ሰብ?
Переглядів 24510 місяців тому
12 ጥሪ ቃና ዘገሊላ!ንክርስቶስ ናብ መርዓ ቃና ዝዓደምዎስ ከም ሰብ ዱ ከም አምላኽ?ነቲ ማይ ወይኒ ዝገበሮ አምላኽ ዱ ሰብ?

КОМЕНТАРІ

  • @rutamehari7991
    @rutamehari7991 18 годин тому

    🙏🙏🙏🤲🤲🤲👏👏👏💒💒💒❤️❤️❤️❤️❤️

  • @SamerahSamerahka
    @SamerahSamerahka 6 днів тому

    አሜን//3//በረከትን ፆሎትን ናይ ኣቦና ቢሻይ እይፍልይና👏👏👏

  • @ErmiasAndebrhan-l6r
    @ErmiasAndebrhan-l6r 7 днів тому

    Amen Amen Amen

  • @እግዚአብሔርይመስገን-ጐ9ጐ

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @KibromG.maryam
    @KibromG.maryam 10 днів тому

    ኣመን

  • @Meronteklia-rm9mg
    @Meronteklia-rm9mg 12 днів тому

    Amen Amen Amen

  • @Godsyoy
    @Godsyoy 13 днів тому

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወትን ያስማልን መምህራችን 🙏🙏🙏❤️🍀🍀🌿

  • @ngstiberhe7133
    @ngstiberhe7133 16 днів тому

    ❤❤❤❤❤

  • @natsnetgebrehiwet6995
    @natsnetgebrehiwet6995 19 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Heri-fw7of
    @Heri-fw7of 24 дні тому

    ኣደ ጎይቲይ ከቡሪ ዙመላኣ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @natsnetgebrehiwet6995
    @natsnetgebrehiwet6995 24 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 26 днів тому

    ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዝሕ

  • @selamkiflemariam3706
    @selamkiflemariam3706 26 днів тому

    Amen Amen Amen

  • @Mama-y5y
    @Mama-y5y 29 днів тому

    Amen amen amen ቃል hiwet ysmeana🙏🙏🙏🙏🙏

  • @wuludbereketeab3814
    @wuludbereketeab3814 Місяць тому

    Amien Kubur memhrna qale hiwet yesmalna

  • @AsTame-b2z
    @AsTame-b2z Місяць тому

    💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗ሠናይ ውእቱ

  • @KbrabAsmelash
    @KbrabAsmelash Місяць тому

    ኣሜ ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኢክቲ የስመኣና ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @NahomBeraki-c3v
    @NahomBeraki-c3v Місяць тому

    Amen Amen Amen

  • @GgGg-c3t5k
    @GgGg-c3t5k Місяць тому

    amen amen amen 🙏

  • @FebenTsegay-e5r
    @FebenTsegay-e5r Місяць тому

    Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏

  • @Meron.Gezaei
    @Meron.Gezaei Місяць тому

    ክቡር ሓወይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ክምለሱ ከለዉ ናይ ስገም ሕብስቲ ከም ዝሃበቶም ኣብ ብመጽሓፍ ቅዱስ ኣበይ ንረኸቦ

  • @tadkan-6576
    @tadkan-6576 Місяць тому

    ብሓቂ ፅቡቅ ትምህርቲ እግዚአብሔር ኣማላክ ይሓግዘና😢🙏🙏🙏ቃል ሂይወት የሰመዐና

  • @davsFddg
    @davsFddg Місяць тому

    ❤❤❤❤❤

  • @HjghhFhgjh
    @HjghhFhgjh Місяць тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን✝️✝️✝️

  • @solomonTesfazgi
    @solomonTesfazgi Місяць тому

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @Zerit123
    @Zerit123 Місяць тому

    ❤amen

  • @clickcell1496
    @clickcell1496 Місяць тому

    *_⛪በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አኃዱ አምላኽ አሜን_* ሓሊካኒ ብምሕረትካ ብዘደንቕ ርህራሄኻ ከማኻ ,ሞ አበይ አሎ ኩሉ ነገር ክዝክሮ (2) እታ ለዋህ መድሕን ኢድኻ ወትሩ አብ ዕለይ ተዘርጊሓ ርኽሰት ዓለም ከይወስደኒ መሪሕካኒ ናብ ማሕደርካ ወላ ህይወት ምርጫ ይኩን ካባኻ 'ሞ' ናበይ ከብል ጎይታየ ፍቅሪ ኢካ አምላኸይ ፍቅሪ ኢካ ንዓለም ዘዐግብ አዝ፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨♦ ሞይተ ነይረ ተኾኒነ ጎይታይ ናባይ ተዘይመጽእ 'ታይ ምኮነ ናተይ ዕጫ ንሕማመይ 'ተዘይጸውር ኮንቱ ነይሩ መንነተይ ትርጉም አልቦ አብዛ ዓለም ለካስ እተፍቅሮ ንስካ ተጽልሎ ይነብር ዘልአለም አዝ ፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨♦ አብ መቕደስኻ ተጸጊዐ ሪኤ 'ሎኹ ብዙሕ ነገር ውሽጢ ልበይ ዓቑረዮ ንምንጋሩ ውዒሉ የሕድር ትዝኸውን ኹሉ ኮይኑ የለን ሎሚ ዝተረፈ ናይ መኸራ እሳት ናይ ፈተና እሳት ብአካ ሓሊፉ አዝ፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨♦ አይጠፍአን 'ትፍሽኽታ ኽምስ ኢልካ ዘርአኻኒ ዓመጸኛ እንከለኹ አብ ማሕደርካ አንቢርኻኒ ፍሉይ እዩ ናትኻ ፍቅሪ ዝጸልአኻ እተፍቅር ኢየሱስ ክብለካ ፍውሲ መድሓኒየይ ናይ ምድሓነይ ምስጢር አዝ፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨♦ ጎይታይ ኢለ ለሚነካ አነ ፍጹም አይሓፈርኩን ዘይኮነሉ ነገር የለን ለካ ብአካ ዝእመን ተጨኒቐ ተሃዊኸ የለን አነ ዝቕይሮ ጎይታይ ዝበልካዮ አብ መደብካ ዘሎ ምካኑ ዘይተርፍ አዝ፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨♦ ወስብሓት ለእግዚአብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀለ ክብር

  • @NawaNawa-d2c
    @NawaNawa-d2c Місяць тому

    ኣሜን፫ኣቦና❤

  • @rahelguesh7680
    @rahelguesh7680 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @XageOkubit
    @XageOkubit Місяць тому

    ❤❤❤❤

  • @freweynifsahaamien
    @freweynifsahaamien Місяць тому

    ❤ ኣሜን እልልልልልል

  • @Segen-k2h
    @Segen-k2h 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤

  • @TrttyasTrttyas
    @TrttyasTrttyas 2 місяці тому

    🙏🙏🙏

  • @ደብረ-ገነት
    @ደብረ-ገነት 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @AselAsola-c9w
    @AselAsola-c9w 2 місяці тому

    AmenAmenAmen❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GizachewBelay-d4r
    @GizachewBelay-d4r 2 місяці тому

    Tibarkish

  • @YorsalemBrhane-b7c
    @YorsalemBrhane-b7c 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @elsabetabebe3488
    @elsabetabebe3488 2 місяці тому

    ZiemreAmlkiete yasemlien❤❤❤❤

  • @SimretWeldegergish-xf9kz
    @SimretWeldegergish-xf9kz 2 місяці тому

    የቀንየልና ቃለ ሂወት የስመዓና

  • @yoditaalborg7611
    @yoditaalborg7611 2 місяці тому

    Amen 🙏 zimare melakit yesmialna 🙏

  • @ተመስገንኣምላክ-ዠ8ረ
    @ተመስገንኣምላክ-ዠ8ረ 2 місяці тому

    ዝማሬ መላእክቲ የስማዕልና❤❤

  • @MerhawitMerhawit-q9w
    @MerhawitMerhawit-q9w 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MEBAOZA
    @MEBAOZA 2 місяці тому

    ኣሜን ዝማረ መላኣክቲ የስምዕልና ❤❤❤

  • @kibromaraya1224
    @kibromaraya1224 3 місяці тому

    Amen Amen Amen kalhwet yesmalna yehwatna

  • @ganathganath6798
    @ganathganath6798 3 місяці тому

    aneeb and aneen ameen ❤

  • @danielgilazgi4956
    @danielgilazgi4956 3 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @nigistihaile8323
    @nigistihaile8323 3 місяці тому

    ❤❤❤Amennnnnnn Zmaremelaekt yesmealna❤❤ ❤❤❤ብሓቂ ኣብቤቱ ምንባር ይሕሸና❤❤

  • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ

    ርሑስ❤ጋማ❤ይግበረልኩም❤ኣሓተይ❤

  • @Gosa-li1ei
    @Gosa-li1ei 3 місяці тому

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ሓፍተይ። መአረምታ ግን =>ብመልኣክ ስለታ ሰበይቲ ደም እግዚኣብሔር ይቅረ ኢሉልካ እዩ በሎ። መታይ ተስፋ ከይቆርፅ።

  • @YonasTadese-p5m
    @YonasTadese-p5m 3 місяці тому

    ❤❤❤🎉