Tigrai Development Association
Tigrai Development Association
  • 192
  • 66 151

Відео

ዓብዪ ውራይ ትግራይ
Переглядів 258 годин тому
ተሌቶን ተስፋ ሕውየት
ቓላሚኖ ንምብዛሕ ንሓግዝ
Переглядів 382 години тому
#ተሌቶን ተስፋ ሕውየት 3 ጥሪ 2017 ዓ/ም ቆፀሮኦም ኣብዚ ታሪኻዊ መድረኽ ምስ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ይግበሩ!!
''ተወዳዳራይ ዓቕሚ ንምፍጣር ቓላሚኖ ነባዝሕ''
Переглядів 7316 годин тому
''ተወዳዳራይ ዓቕሚ ንምፍጣር ቓላሚ ነባዝሕ''
''ማሕበር ልምዓት ትግራይ ናይ ኩላትና እያ''
Переглядів 3616 годин тому
''ማሕበር ልምዓት ትግራይ ናይ ኩላትና እያ''
''ናታን ናይማታን ክትስከም ኣይትኽእልን…’’ ሙሉእ ትሕዝቶ ኣብ ቀረባ እዋን
Переглядів 94День тому
''ናታን ናይማታን ክትስከም ኣይትኽእልን…’’ ሙሉእ ትሕዝቶ ኣብ ቀረባ እዋን
''ቓላሚኖ ንእሽተይ ትግራይ እያ'' ነበር ተምሃራይ ቓላሚኖ ምሕረተኣብ ኣርኣያ
Переглядів 68День тому
''ቓላሚ ንእሽተይ ትግራይ እያ'' ነበር ተምሃራይ ቓላሚ ምሕረተኣብ ኣርኣያ
ሰርቢ ልምዓት ፤ ቀዳማይ ክፋል
Переглядів 18214 днів тому
ሰርቢ ልምዓት ፤ ቀዳማይ ክፋል
"ኣብ ህንፀት መፃኢ ወለዶ ክንሰርሕ ይግባእ" መራሕቲ ሃይማኖትን ተምሃሮ ነበር ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ
Переглядів 16014 днів тому
"ኣብ ህንፀት መፃኢ ወለዶ ክንሰርሕ ይግባእ" መራሕቲ ሃይማኖትን ተምሃሮ ነበር ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ
ምብዛሕ ቓላሚኖ ንተስፋ ሕውየት ትግራይ
Переглядів 4721 день тому
ማሕበር ልምዓት ትግራይ እዚ ኣብ 1 ቃላሚ ቤ/ት/ቲ ዝተርኣየ ተስፋ ብሉፅነት ናብ 13 ቃላሚ ብምዕባይ ኣብ መላእ ትግራይ ብሉፃት ወለዶ ንምብዛሕ ብምሕሳብ ቅድሚ ኲናት 12 ፍሉያት 2ይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ምህናፅ ከምዝነበረት ዝፍለጥ ኮይኑ እዚአን ብምዝዛም ስርዓት ትምህርቲ ትግራይ ንምሕዋይ ዘኽእል ኩሉ ክፋል ማሕበረሰብ ዝሳተፈሉ ዓብዪ መድረኽ ተስፋ ሕውየት ቴሌቶን ጥሪ 3 2017 ዓ.ም ክተካይድ’ያ። ስለዙይ ኣብዚ ውራይ ኩሉ ትግራዋይ ዝኾነ ቅዱስ ተግባር ዝከኣለኩም/ክን ደገፍ ክትገብሩ ንላቦ።
ማልት ጨንፈር ኔዘርላንድ ብልዕሊ 2 ነጥቢ 8 ሚልየን ብርዝገበሩዎ ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ
Переглядів 7921 день тому
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ጨንፈር ኔዘርላንድ ልዕሊ 2 ነጥቢ 8 ሚልየን ብር ዝግመት ናውቲ ትምህርቲ ብሓገዝ ኣበርኪታ።
ተስፋ ሕውየት ትግራይ እንታይ እዩ ?
Переглядів 12221 день тому
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ቃላሚ ዝተተኸለ ፈልሲ ብሉፃት ተምሃሮን መፃኢና ዘብርሁ ሳይንቲስት፣ ተመራመርቲ፣ መሃዝቲ፣ መራሕቲ፣ መሃንዲሳት፣ ሓካይም፣ ኪኢላ ሕርሻን ካልኦትን ናብ መላእ ትግራይ ንብዛሕን ንምብፃሕን ዓሊማ ኣብ 12 ከተማታት ትግራይ ህንፀተን ዝጀመረተን ቃላሚ ዘመሰላ ፍሉያት 2ይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ኣለዋ። እዘን ኣብያተ ትምህርቲ ህንፀተን ብምውዳእ ስራሕ ዝጅምራሉ ዕድል ንምፍጣር ሓገዝ ፋይናንስ ምርካብ ግድን ብምዃኑ ማልት "ተስፋ ሕውየት" ብዝብል ቴማ ዓለምለኸ ቴሌቶን ንጥሪ 3 2017 ዓ.ም ክካይድ'ያ። ሕውየት ትምህርቲ ሕውየት ህዝቢ ስለዝኾነ ንክንሓዊ፣ ንክንለምዕን ንክንምሃርን ምዝዛም ህንፀት እዘን ...
ሕውየት ዓዲ ብደቂ ዓዲ
Переглядів 162Місяць тому
እዋናዊ ፃውዒት ማሕበር ልምዓት ትግራይ
Transforming Lives with Safe Water!
Переглядів 71Місяць тому
Thanks to the unwavering support of the Tigrai Development Association (TDA), and LifeStraw Giveback project 9 schools now have access to LifeStraw devices, providing safe, drinkable water for students and the surrounding community. This life-changing initiative is not just about quenching thirst; it’s about preventing waterborne diseases like Cholera and ensuring healthier, brighter futures fo...
KSHS Students Shine Again
Переглядів 393Місяць тому
At the 9th National Science Fair, organized in celebration of World Science Day from November 11th to 15th at Addis Ababa Science and Technology University, the KSHS STEM Centre ranked FIRST in the nation! Cut to clips of the students presenting their projects and receiving their award.
መሃዛይ ወለዶ ንፍጠር
Переглядів 25Місяць тому
መሃዛይ ወለዶ ንፍጠር
ማልት ካብ ላይፍ ስትረው ዝተብሃለ ትካል ብ2 ነጥቢ 5 ሚልዮን ብር ወፃኢ ዝተዓደገ መፃረይ ማይ ተረኪባ
Переглядів 66Місяць тому
ማልት ካብ ላይፍ ስትረው ዝተብሃለ ትካል ብ2 ነጥቢ 5 ሚልዮን ብር ወፃኢ ዝተዓደገ መፃረይ ማይ ተረኪባ
TDA Launched Safe Drinking Water Project
Переглядів 49Місяць тому
TDA Launched Safe Drinking Water Project
እዋናዊ ፃውዒት ማልት
Переглядів 721Місяць тому
እዋናዊ ፃውዒት ማልት
ቓላሚኖ ማእኸል ብሉፃት ተምሃሮ
Переглядів 658Місяць тому
ቓላሚ ማእኸል ብሉፃት ተምሃሮ
"ፅባሕ እንብህጋ ትግራይ ኣብ ድልዱል ሰረት ንምንባር ሐዚ ፈልሲ ንትከል" ማኔጂንግ ዳይሬክተር ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ዶ/ር መርሃዊ ኣብርሃ
Переглядів 282Місяць тому
"ፅባሕ እንብህጋ ትግራይ ኣብ ድልዱል ሰረት ንምንባር ሐዚ ፈልሲ ንትከል" ማኔጂንግ ዳይሬክተር ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚ ዶ/ር መርሃዊ ኣብርሃ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ " ተስፋ ሕውየት" ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተሰየመ ዓለምለኻዊ ቴሌቶን ክተሳልጥ እያ
Переглядів 316Місяць тому
ማሕበር ልምዓት ትግራይ " ተስፋ ሕውየት" ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተሰየመ ዓለምለኻዊ ቴሌቶን ክተሳልጥ እያ
መድረኽ ኣብ ምምሕያሽ ስርዓት ጥዕናን ምርግጋፅ ፅሬት ግልጋሎትን
Переглядів 198Місяць тому
መድረኽ ኣብ ምምሕያሽ ስርዓት ጥዕናን ምርግጋፅ ፅሬት ግልጋሎትን
ምስሊ ከይዲ ምስፋሕ ፕሮጀክት ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲቓላሚኖ
Переглядів 732 місяці тому
ምስሊ ከይዲ ምስፋሕ ፕሮጀክት ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲቓላሚኖ
''ብስራሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዕጉብ እየ።'' ቃል ምስክርነት ኣብ ትካል ገባሪ ሰናይ ዩኒሴፍ በዓል ሞያ ጥዕና ኣይተ ያይንሸት ገ/ዮሃንስ
Переглядів 1322 місяці тому
''ብስራሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዕጉብ እየ።'' ቃል ምስክርነት ኣብ ትካል ገባሪ ሰናይ ዩኒሴፍ በዓል ሞያ ጥዕና ኣይተ ያይንሸት ገ/ዮሃንስ
እዋናዊ ፃውዒት ማልትዕለት፤ 08 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም
Переглядів 2382 місяці тому
እዋናዊ ፃውዒት ማልትዕለት፤ 08 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም
ፕሮጀክት 2ይ ዕድል ትምህርቲ ኣብ ወረዳ እንደርታ
Переглядів 1542 місяці тому
ፕሮጀክት 2ይ ዕድል ትምህርቲ ኣብ ወረዳ እንደርታ
Text Ok to 6831 & donate 1 birr now.
Переглядів 3422 місяці тому
Text Ok to 6831 & donate 1 birr now.
ንልዕሊ 800 ሽሕ ህዝቢ ተረባሒ ዝገብር ፕሮጀክት ማሕበረሰብ ተኮር ስርዓት ኣመጋግባ
Переглядів 1342 місяці тому
ንልዕሊ 800 ሽሕ ህዝቢ ተረባሒ ዝገብር ፕሮጀክት ማሕበረሰብ ተኮር ስርዓት ኣመጋግባ
Join us in this life-changing mission-your support today can shape the leaders of tomorrow!
Переглядів 152 місяці тому
Join us in this life-changing mission-your support today can shape the leaders of tomorrow!

КОМЕНТАРІ

  • @demekekahsay2334
    @demekekahsay2334 День тому

    ❤❤❤

  • @AsresuDagnew
    @AsresuDagnew 5 днів тому

  • @kidanfkrr6580
    @kidanfkrr6580 12 днів тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @GirmayKahsay-c6d
    @GirmayKahsay-c6d 16 днів тому

    Good Job!

  • @HruyHagos
    @HruyHagos 16 днів тому

    ቀፅልሉ ያሕዋት

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @leatafere6395
    @leatafere6395 Місяць тому

    ❤❤❤

  • @gebreslassiegereziher7816
    @gebreslassiegereziher7816 Місяць тому

    እወ ሓቂ እዩ ዓዲ ክትለምዕን ክትሓውን እንተኮይና ናይ ኩሉ ተሳትፎ ይጠልብ ሕውየት ናይ ራኢይ ጋህዲ

  • @fevinatigraweyti1543
    @fevinatigraweyti1543 2 місяці тому

    ❤❤❤❤proud of you my strong enough women

  • @Saafsfdvvdfb
    @Saafsfdvvdfb 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @አቤጓልትግራይ-70
    @አቤጓልትግራይ-70 2 місяці тому

    እንደርታ ዓደይ🔴🔴⚪⚪⚪🙏

  • @Berheize
    @Berheize 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤

  • @RegatRegat-t7f
    @RegatRegat-t7f 2 місяці тому

    Keep it up ❤

  • @Cuaregetube
    @Cuaregetube 2 місяці тому

    Tnx TDA and it's members

  • @gebreslassiegereziher7816
    @gebreslassiegereziher7816 2 місяці тому

    ትግራይ ብፍልጠት እያ ትልወጥ ቀፅልሉ ኣቱም ጀጋኑ ተምሃሮና

  • @MikiLegesse-yd2hs
    @MikiLegesse-yd2hs 2 місяці тому

    👏

  • @lifesfate3073
    @lifesfate3073 3 місяці тому

    ❤❤❤

  • @Tigray_Hagerey
    @Tigray_Hagerey 3 місяці тому

    ተስፋ ትግራይ ንስኽን ኢኽን❤

  • @secrethabesha9943
    @secrethabesha9943 3 місяці тому

    my school kellamino

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 3 місяці тому

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉ትኽክል ናይ ባሐቂ ትግራይና እወ ትምንትና ናይ ባሐቂ ሀገር ክትክውን ግን እቶም ጸላእትና ዝበታትንና ዘለው ክፍተት ኣይትፍጠሩ 🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @LijalemTarekeWeldeabezgi
    @LijalemTarekeWeldeabezgi 4 місяці тому

    From all over ethiopia :)

  • @RobelHailemariam-fk6xt
    @RobelHailemariam-fk6xt 5 місяців тому

    ትግራይ 30ዓመት ከም1ዓምት ሀሲባ ልምአታ ክትከናዉን አለዋ

  • @weykefetek3020
    @weykefetek3020 5 місяців тому

    This is an elitist college, majority alumni are egoistic, with super inflated personalities I am yet to see one serving his people , it is an anti Tigray breading ground

  • @arsemayohannes-hl2hh
    @arsemayohannes-hl2hh 5 місяців тому

    Destaway❤

  • @arsemayohannes-hl2hh
    @arsemayohannes-hl2hh 5 місяців тому

    Wey cirsus na😢

  • @Bahgi_
    @Bahgi_ 5 місяців тому

    TDA ❤💛

  • @erilove2053
    @erilove2053 8 місяців тому

    😂😂😂😂😂😂

  • @TirhasYouYube
    @TirhasYouYube 9 місяців тому

    ❤❤❤🎉

  • @TheGeezNationalist2024
    @TheGeezNationalist2024 9 місяців тому

    Thank you! This should be the focus! Farming and clinical institutions are two very fundamental needed.

  • @abrahaleyftwi4354
    @abrahaleyftwi4354 9 місяців тому

    ፅቡቅ ስራሕ እዩ ኣድራሻ ግን ግበርሉ ኣነ ስልጠና ደልየ ነይረ

  • @dawitalemseged2987
    @dawitalemseged2987 9 місяців тому

    The impact of the Tigray Genocide is beyond our imagination and these Tigray intellectuals summarize how deep is the impact of it in less than 10 minutes. Tigray is in total turmoil in all aspects of life (Social,Political, Economical, Cultural and even religious wise ). In such a critical time we need such individuals who can stay calm and see what must be the best way out. Thanks for your voice! And I call for my fellow Tigrians to pay our dues!

  • @teddyabrah4608
    @teddyabrah4608 10 місяців тому

    HARMFUL AND DANGEROUS ACT

  • @wxKGebrehiwet
    @wxKGebrehiwet 10 місяців тому

    ዶ/ ሙዑዝ ትግርኛ ተምሃር

  • @TheGeezNationalist2024
    @TheGeezNationalist2024 10 місяців тому

    Great work! Tell us also about potatoes.

  • @tesfitberhane1520
    @tesfitberhane1520 10 місяців тому

    ab maedeka zelo zeblechilich neger kitrie,kab nebsika tikublil,

  • @alemshaygebremarim4642
    @alemshaygebremarim4642 10 місяців тому

    ሃመድ እንዳሃለውስ ሃመድ ዝይብሉ፡ ሚንራል ይጎድሎ እዩ ግን ካብ ጥምየት ይህሽ፡ ከም ኣመራፅ ምህላው ፁብቅ እዩ፡

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 10 місяців тому

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕም ካብ ጉልበትን ግዜን ቆጣቢ እካ እተኾነ ግን ከሚካል፡ስለ ዝኺነ ጉዳኣት ኣለዎ ኢለ ይሓስብ መኽንያቱ ከምቲ ደርሆ መርፋእ ተወጊኣ ኣብዘይ መዓልታ ትፈሪ ማለት ኢዩ ኣዚ ኣሕምልቲ ከኣ ብ ከሚካል ኢዩ ኣብዘይ መዓልቱ ዝፈሪ ዘሎ ስለዚ ኣብ ጥዕና ጎድናዊ ሳዕብየን ክህልዎ ይኽእል ኢዩ እተተኻኢሉ ብ ቁርብ ተፈጥራዊ ሓመድን ማይን ዝብቆል ኣትክልቲ እተዝስራሕ ጽቡቅ ሞኾነ

  • @ephraimtik920
    @ephraimtik920 10 місяців тому

    ድንቁርና ተማሂርኮ😂😂😂😂😂😂😂 ብርግጽ ምርምር ጹቡቅ እዩ, ቀጽለሉ!! ኮብ ትግርይ መሬት ጠፊኡ ዲዩ ናብ ትቦ ዘከደኮ?? ቅድም ነቲ ዘሎ ተፈጥሮ ዝሃበኮ ፍሪያም ጌርኮ አልምእ!!! ጽብላሊኢ መአኮር ከይከደነት መሬት ከደነት😂😂 አይትኩን!!!

  • @ሰላም-ሠ9ኘ
    @ሰላም-ሠ9ኘ 10 місяців тому

    ዋይይይ መርገም ዶ ካብ ሓደ ዓብዪ ናይ ትምህርቲ ትካል ቋንቋ ትግርኛ ዘይክግደስ ክትርኢ የሕፍር እዩ እሞ ብጹሑፍ ሓመድ ኣልባ ኣይባሃልን ሓመድ ኣልቦ እዩ ዝበሃል

  • @mesalih8063
    @mesalih8063 10 місяців тому

    እንበር 7:20 ታ ወጣቶች ግብርና ላይ መስራት አለብን

  • @EliasToronto
    @EliasToronto 10 місяців тому

    Nice work wondem alem!!! Keep up the good work!!!

  • @emunman
    @emunman Рік тому

    Kila agames agame dea .ezikulu hizbi tigray kebid waga kefilus . Men ab media mexie men sumu tefelete tala beti kubur hizbi 😊😊😊😊

  • @yebioteklehaimanot6249
    @yebioteklehaimanot6249 Рік тому

    the head of tigray is always to the Hill. ... KKKKKKKKKKKKK

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id Рік тому

    ወሬ ጥራይ😢

  • @sg.g2725
    @sg.g2725 Рік тому

    ዝ ባህጊ እዚ ናይ ኩላትና እዩ ኢለ ይኣምን!! ንሕሠበሉን ቅስን ኢልና ቀልጢፍና ንስረሓሉን። Thx

  • @sg.g2725
    @sg.g2725 Рік тому

    ዝ ባህጊ እዚ ናይ ኩላትና እዩ ኢለ ይኣምን!! ንሕሠበሉን ቅስን ኢልና ቀልጢፍና ንስረሓሉን። Thx !!

  • @NugussMuruts
    @NugussMuruts Рік тому

    Many time I tried, but until now no final response. I need help what the reason is.

  • @milajegna8671
    @milajegna8671 Рік тому

    Love what you do for my people.

  • @eyasukflemariam8184
    @eyasukflemariam8184 Рік тому

    😪😪😪😪😪😪😪🙏❤🙏❤

  • @akberetefrem7513
    @akberetefrem7513 Рік тому

    hasawi weyane baela eyu kulu gerwo serekti balkum nkale zhasebkmo nabakum weridu temaharu kab gegakum tesfa ngebr krdaakum