FBN Studio
FBN Studio
  • 323
  • 645 341

Відео

Breaking news ኤርትራውያን ካብ ኣብ ኣውቶቡሳት ተጻዒኖም ይስጎጉ ኣለዉ።#eritrian #tigray #ethiopian
Переглядів 15 тис.19 годин тому
Breaking news ኤርትራውያን ካብ ኣብ ኣውቶቡሳት ተጻዒኖም ይስጎጉ ኣለዉ።#eritrian #tigray #ethiopian
ኣብ ጉዳይ ናይ ጽጉም ዝተዋጽአ ገንዘብ ከተማ ድዩ ዋላስ ሰገን መን"ዩ ዝጋገ ዘሎ።#eritrian #tigray #ethiopian
Переглядів 5 тис.19 годин тому
ኣብ ጉዳይ ናይ ጽጉም ዝተዋጽአ ገንዘብ ከተማ ድዩ ዋላስ ሰገን መን"ዩ ዝጋገ ዘሎ።#eritrian #tigray #ethiopian
3 December 2024
Переглядів 88621 годину тому
3 December 2024
ወዲ ሓምቢር፡ ሊያ፡ ሞኒካን ዴቭን።#eritrian #tigray #ethiopian
Переглядів 7 тис.21 годину тому
ወዲ ሓምቢር፡ ሊያ፡ ሞኒካን ዴቭን።#eritrian #tigray #ethiopian
ኣብ ልዕሊ ማህሌት ከቢድ ግፍዓዊ ቅትለት ዝፈጸሙ፡ናይ ሞት ፍርድን ዕድመ ልክዕ ማእሰርትን ተፈሪዱዎም።#eritrian #tigray #ethiopia
Переглядів 418День тому
ኣብ ልዕሊ ማህሌት ከቢድ ግፍዓዊ ቅትለት ዝፈጸሙ፡ናይ ሞት ፍርድን ዕድመ ልክዕ ማእሰርትን ተፈሪዱዎም።#eritrian #tigray #ethiopia
ፋኣድ፡ ኪሮስ፡ ፍረሰላምን ካልኦትን ፡ ኣብ 2016 ብቀያሕ ባንዴራ ኣብ እንዳባ-ጉና ትግራይ።#eritrian #tigray #ethiopian
Переглядів 832День тому
ፋኣድ፡ ኪሮስ፡ ፍረሰላምን ካልኦትን ፡ ኣብ 2016 ብቀያሕ ባንዴራ ኣብ እንዳባ-ጉና ትግራይ።#eritrian #tigray #ethiopian
ናይ ካናዳ ደው ኢሉ // መዘንግዕ ካሜራ ኤረ-ልኡል// ጣጣ ማዓንዱን ኣምሓሩን😀#eritrian #tigray #ethiopia
Переглядів 326День тому
ናይ ካናዳ ደው ኢሉ // መዘንግዕ ካሜራ ኤረ-ልኡል// ጣጣ ማዓንዱን ኣምሓሩን😀#eritrian #tigray #ethiopia
ግብረ-መልሲ ኤርሚ ንሰልጠነ// ክስማዕ ዘለዎ መልእኽቲ ገነት።#eritrian #tigray #ethiopia
Переглядів 63714 днів тому
ግብረ-መልሲ ኤርሚ ንሰልጠነ// ክስማዕ ዘለዎ መልእኽቲ ገነት።#eritrian #tigray #ethiopia
ሰገን ብዛዕባ ድንግልናኣ// ሓደራን ኢሰያስን//#eritrian #tigray #ethiopian
Переглядів 51814 днів тому
ሰገን ብዛዕባ ድንግልናኣ// ሓደራን ኢሰያስን//#eritrian #tigray #ethiopian
ጣጣ ማዓንዱ እንታይ ረኺብዎ// ዕምባባ ንሰገን። #eritrian #tigray #ethiopian
Переглядів 1,2 тис.14 днів тому
ጣጣ ማዓንዱ እንታይ ረኺብዎ// ዕምባባ ንሰገን። #eritrian #tigray #ethiopian
ኣብ ልዕሊ ኣብ ኣዲስ ዝርከቡ ኤርትራውያን ተጠኒሱ ዘሎ ከቢድ ውዲት // ውግእ ሰራዊት ሶማሊያን ኢትዮን።፡#eritrian #tigray #ethiopian
Переглядів 1,1 тис.14 днів тому
ኣብ ልዕሊ ኣብ ኣዲስ ዝርከቡ ኤርትራውያን ተጠኒሱ ዘሎ ከቢድ ውዲት // ውግእ ሰራዊት ሶማሊያን ኢትዮን።፡#eritrian #tigray #ethiopian
ዘስደምም ኩንታላት ዝምታ ወርቂ ትግራይ።#eritrian #tigray #ethiopian
Переглядів 22914 днів тому
ዘስደምም ኩንታላት ዝምታ ወርቂ ትግራይ።#eritrian #tigray #ethiopian
በረራ ኤርትራ ጀሚሩ// ሚስጢራዊ ስምምዕ ኣቢይ ብ/ንሓመዱን/ ኣቢይ 28 ኩንታል ካብ ትግራይ።#eritrian #tigray #ethiopian
Переглядів 82614 днів тому
በረራ ኤርትራ ጀሚሩ// ሚስጢራዊ ስምምዕ ኣቢይ ብ/ንሓመዱን/ ኣቢይ 28 ኩንታል ካብ ትግራይ።#eritrian #tigray #ethiopian
ራፕ ዕንዱን ወዲ ሓምቢርን😀😀#eritrian #ethiopian#tigray
Переглядів 49914 днів тому
ራፕ ዕንዱን ወዲ ሓምቢርን😀😀#eritrian #ethiopian#tigray
ዳዊት፡ ያፉን ጎጆን// #eritrian #ethiopian #tigray
Переглядів 44814 днів тому
ዳዊት፡ ያፉን ጎጆን// #eritrian #ethiopian #tigray
እዋይ ጉድ፡ ወዲ ምስ ወዲ// ኣዘናጋዕትን ጸየቕትን ሰብስት ኣብ ቲክቶክ።#eritrian #tigray #ethiopian
Переглядів 1,8 тис.14 днів тому
እዋይ ጉድ፡ ወዲ ምስ ወዲ// ኣዘናጋዕትን ጸየቕትን ሰብስት ኣብ ቲክቶክ።#eritrian #tigray #ethiopian
ብሰብኣያ ተሓሪዳ ዝሓደረት😭😭// ሕፍረትካ ምቕንጣጥ// ሩስያ ንብሪጣንያ ክድክረኪ ኢየ። #eritrian #tigray #ethio
Переглядів 53014 днів тому
ብሰብኣያ ተሓሪዳ ዝሓደረት😭😭// ሕፍረትካ ምቕንጣጥ// ሩስያ ንብሪጣንያ ክድክረኪ ኢየ። #eritrian #tigray #ethio
ፑቲን ንእንግሊዝን ኣሜሪካን ክወቕዐን ኢየን። ፕረዚደንት ሃንጋሪ ንናታንያሁ ኣለኹልካ ይብሎ።#eritrian #tigray #ethiopia
Переглядів 55414 днів тому
ፑቲን ንእንግሊዝን ኣሜሪካን ክወቕዐን ኢየን። ፕረዚደንት ሃንጋሪ ንናታንያሁ ኣለኹልካ ይብሎ።#eritrian #tigray #ethiopia
ዘስደምም ስቓይ ጸጋ// ናበይ ገጽና ኢና። #eritrian #tigray #ethiopiannewsenglish
Переглядів 68014 днів тому
ዘስደምም ስቓይ ጸጋ// ናበይ ገጽና ኢና። #eritrian #tigray #ethiopiannewsenglish
21 November 2024
Переглядів 18 тис.21 день тому
21 November 2024
20 November 2024
Переглядів 37121 день тому
20 November 2024
19 November 2024
Переглядів 63021 день тому
19 November 2024
ጥራይ ነብስኻ ኣብ ቲክቶክ//ኤርትራውያን ኢና ዝበሉ ኢትዮጵያውያን ተቓሊዖም//ብዛዕባ ኣብ ኣዲስ ዘሎ ምእሳር።#eritrian #tigray #amharic
Переглядів 10 тис.21 день тому
ጥራይ ነብስኻ ኣብ ቲክቶክ//ኤርትራውያን ኢና ዝበሉ ኢትዮጵያውያን ተቓሊዖም//ብዛዕባ ኣብ ኣዲስ ዘሎ ምእሳር።#eritrian #tigray #amharic
ብዛዕባ ከባቢ 200 ሽሕ ዶላር ዝተዋጻኣላ ሞዴሊስት ስኒትን ዘጋጠመ ኩነታትን// ትግራይ ብዛዕባ ፈተነ ቅትለት።#eritrian #tigray #amharic
Переглядів 4,5 тис.21 день тому
ብዛዕባ ከባቢ 200 ሽሕ ዶላር ዝተዋጻኣላ ሞዴሊስት ስኒትን ዘጋጠመ ኩነታትን// ትግራይ ብዛዕባ ፈተነ ቅትለት።#eritrian #tigray #amharic
16 November 2024
Переглядів 35121 день тому
16 November 2024
ተስፋይ መንገሻ፡ ኣነ ትግራዋይ ኣይኮንኩን // ሰይቲ ጣጣ ማዓንዱ ኢቲሪያ// ኣብ ቲክቶክ ዘሎ ጉድ።#eritrian #ethiopian #tigray
Переглядів 97021 день тому
ተስፋይ መንገሻ፡ ኣነ ትግራዋይ ኣይኮንኩን // ሰይቲ ጣጣ ማዓንዱ ኢቲሪያ// ኣብ ቲክቶክ ዘሎ ጉድ።#eritrian #ethiopian #tigray
15 November 2024
Переглядів 1 тис.21 день тому
15 November 2024
ውዕሎ ቲክቶከራት😀😀#eritrian #tigray #ethiopian
Переглядів 1,1 тис.28 днів тому
ውዕሎ ቲክቶከራት😀😀#eritrian #tigray #ethiopian
ካብ ሑቕፎ ኣቦኦም ውሕጅ ዝመንጠሎም ምንኣስን ምዕባይን ኣሕዋት።#eritrian #tigray #ethiopian
Переглядів 91Місяць тому
ካብ ሑቕፎ ኣቦኦም ውሕጅ ዝመንጠሎም ምንኣስን ምዕባይን ኣሕዋት።#eritrian #tigray #ethiopian

КОМЕНТАРІ

  • @TeteH-fo5wj
    @TeteH-fo5wj 2 дні тому

    እወ ኤሬትራውያን እኮ አተሃሳስቦም ካብአፍንቾምእስካብ አፎም እዩ መጋዛ ሀገሮም //አ/አዝነብሩ ዘነበሩ ተጋሩየቐር ዘየባሃል በድልአብትሄምሎም ሰለዘህ ሀራስ ከምእዳ ትበልእ አርጊዳ ከምዝባሀልእንካእ ድስ በለና ዘፈሰሰድምና ተናግሩ😂😂😂

  • @birhanenegash2382
    @birhanenegash2382 2 дні тому

    ኣስተውዕል ናይ በሕቂ ብዛዕባ ህዝቢ ኤርትራ ትዛረብ እንቴድ ኣ ኣለኽ ህዝቢ ኤርትራ ኣብመላዕ ዓለም ዘሎ ኣንጻር ነብሱ ስለ ዝሰርሕ ዘሎ እዩ ኩሉ ውርደት ዝረኽቦ ዘሎ ስለዚ ብሓደ እንቴ ዘይሰሚሩ ሺግሩ ጌና እዩ ኣንታ ደጋፊ እየ ትብል ንሕንሳብ ኣብመንጎ ብርጌድ ንሓመዱ ተሰዊርካ ትዛረብ ዘለኻ እቲጸገም ንዓኻውን ዝገድፈካ ኣይኮነን

  • @okubitalay8243
    @okubitalay8243 6 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ZemuyMeasho
    @ZemuyMeasho 6 днів тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yonwdikahse6125
    @yonwdikahse6125 7 днів тому

    sayyyyyyyyyyy hji grem kone

  • @RomaTermini-e1q
    @RomaTermini-e1q 7 днів тому

    ላም ቀርና ኣይከብዳን እዩ:!! ዓድኹም መዓርኩም ይሕሸኩም ! ይኣክል ጸለልመለል ! ብደሓን ምጹ ! መርሓባብኩም ዓሸራ !!

  • @alganeshsegid6135
    @alganeshsegid6135 7 днів тому

    አሰይ እንኳዕ ተሰጎጉ አይማሐሩን እንተኬዶም አዶም እዮ

  • @medfensimuy6530
    @medfensimuy6530 7 днів тому

    ናይ እግዚኣብሔር ስራሕ ዓብዪ እዩ። ተኣኻኺብካ ህዝቢ ትግራይ ንምጥፋእ ህበይን ውኻርያን ዘኣተዋኦ ቃል ኪዳን ናብ ኮኽሒ ተጋጭዩ ሓጨልጨል ምስ በለ ፍቅር ያሸንፋል ከምዘይተብሃለ ሕጂ ኣውያት ብዘይ ምንም ገበን ኤርትርውያን ይጥረዙ ትብል ኣለኻ ኣዘኻኺርካና 1998 ንመለስ ዜናዊ ኤርትራውያን ብዘይ ምንም ገበን ይጥረዙ ኣለዉ ንምንታይ ኢሎም ምስ ሓተትዎ መለስ ክምልስ ከሎ ኤርትራዊ ኮነ ጃፓናዊ ሕብሪ ዓይኑ ደስ ኣይበለናን ኢልና ክንሰጉግ ንኽእል ኢና ኢሉ መሊሱ ግርም ስለዚ ናብ ዓድኻ ምጥራዝ ንስኹም ኢኹም ረኺብክምዎ ስለዚ ኣመስግኑ ንምንታይ ኣብ ኤርትራ ክንደይ ሰብ እዩ ብኻራ ተሓሪዱ ስለዚ ኤርትራውያን ከምቱ ንስኻትኩም እትገብርዎ ክተመስግኑ እዩ ዝግበኣኩም

  • @efrem7433
    @efrem7433 7 днів тому

    እንታይ ማለትካ ኢዩ ድምጺ ክንኮኖም አብ ኢትዮጵያ ንኽነብሩ ናበይ ድዮም ዝኸዱ ዘለዉ ንዓዶም ምኽያድ ሓጥያት ድዩ ብሰላም ዓድኻ ምእታው ጽቡቅ ኢዩ

  • @AaAa-lm1ui
    @AaAa-lm1ui 7 днів тому

    😢😢😢😂😂😂😮😮😮😮😅😅😅

  • @MerryGbertinsae
    @MerryGbertinsae 7 днів тому

    E/her mewaxti yefterlom ,nekulu hager dema selam yegberlna........

  • @tsigegaber1592
    @tsigegaber1592 7 днів тому

    ጽቡቅ ጉቡርዎም👍👍👍

  • @micki6321
    @micki6321 7 днів тому

    Anti geshlae monica afki zeitey operation gberi afki

  • @MeadnGhide
    @MeadnGhide 7 днів тому

    enka bseam adumi melswom adka kulu geze kurati aleka kb betmaserti zekefu yelen . Kb ab betmaserti abzey cenqetom zbexehi adom yhishom adka kurat alo tana yhabom amlak misom ykun enka zeyqetlwom amlak mesom eu

  • @AaAa-lm1ui
    @AaAa-lm1ui 7 днів тому

    😢😂😂😂😂😢😢😢😢😢

  • @amanielgebrerufael
    @amanielgebrerufael 7 днів тому

    ኤርትራውያን ናይ ኢድና እዩ ንሱ እኳ ክንእሰና ትማሊ ነቲ ጸግዕና ድነበረ ህዝቢ ትግራይ ጨፍጪፍናዮ ሕጂ ድማ መሬት ብጻሓይ ቀትሩ ጸልሚታትና ኣዋጸኦ ይፍጠር

    • @AbdulahiAbdulwasie
      @AbdulahiAbdulwasie 7 днів тому

      ናይ ባሓቂ ጌጋና ንፍለጥ

    • @Meklit-k5z
      @Meklit-k5z 7 днів тому

      ሐቂ ይሀብካ ሐወይ

    • @RomaTermini-e1q
      @RomaTermini-e1q 7 днів тому

      ይጨፍጭፍካ ሓሳዊ!

    • @rishane9576
      @rishane9576 7 днів тому

      ንስካ ጨፍጭፍካዮም ትከውን እምበር ኤርትራዊ ድጨፍጨፎም የለን እሞ እቶም ደጸግዑካ ህዝቢ ትግራይ ሕጅወን የጸጉዕካ ግርም ደንጋጺ

    • @amanielgebrerufael
      @amanielgebrerufael 6 днів тому

      @rishane9576 ደደብ

  • @GerezgiherHabtemariam-k2u
    @GerezgiherHabtemariam-k2u 7 днів тому

    እትስርዓት,ኣብ,ኤርትራአ,ዞሎዖ,ስርዓት,ንህዝቢ,ኤርትራኣ,ከዐትፍእ,ዝመፀ,ስርዐት,እዩሻዕብየ,ክጠፎዕ,ዐሎዏ,ህዝበአይ,ዓታኣሹ,ንቃህ,ተዐወደብ,ኣትፎራህ,ንመአንነትካ,ንረአጋፂ,ዕሎዎ,ነአባሪ,ታጸዓርኽ,እምር,ነባሪ,ሰአብ,ዬሎን,ኤርትራዊ,ታዓጠቅ,ተአወደብ

  • @amanuelkidane168
    @amanuelkidane168 7 днів тому

    ናብ ኤርትራ ምጥራዞም ኡዱለኛታት እዮም አትዮጵያ ንዘይጋታታ ገሃነም ያ አትዮጵያ

  • @Reaper515
    @Reaper515 7 днів тому

    The main problem to eritrean people is essays afwerq so you need to Remove from your country

  • @mengstewldi7378
    @mengstewldi7378 7 днів тому

    ዘርኦም አይ ትረበጽ አታ ዝኑብ ምስ ዝነቀለ ዓዲ ማእለል በል ተጠንቀቅ ገለል በል ዘርኦም ዕደ ከይ ትታለል...?...

  • @almazfitiwi
    @almazfitiwi 7 днів тому

    መርሀባ ደቂ ኤረይ ብሰላም እቶዉ ዉፁ ካብቲ አዲ በጃኩም እዛም አመሎም ዩ

  • @philiposezewda2564
    @philiposezewda2564 7 днів тому

    What kind person are you Sudan is on war Eritrea is free no war they must go back to their country period

  • @philiposezewda2564
    @philiposezewda2564 7 днів тому

    ረምቢ ደላማዊ ሰልፊ for what

  • @philiposezewda2564
    @philiposezewda2564 7 днів тому

    ሰንታ ሕይ ንዐዶም ይመለሱ ሰሪሖም ዐዶም የልምዑ ኢሰያስ ካብሱሩ ክመሖ አለዎ

  • @semaineshtewolde4360
    @semaineshtewolde4360 7 днів тому

    Fake News ዕሱባት ሕጅዶ ይሐይሽ

  • @ruthgebresselassie9328
    @ruthgebresselassie9328 7 днів тому

    ጾቡቅ ገበርዎም አዶም ዘይ ከዱ ዋላ ይረሽኑዎም ከዳአት

  • @Nunu-i1r
    @Nunu-i1r 7 днів тому

    Bad karma got you Eritreans. Tigray was your safe heaven for years. But you turn around and did what you did.

  • @vgjhgtggih116
    @vgjhgtggih116 7 днів тому

    halilo. Zemeseka. Adges Akbitka. tsano Ahas. Mes. haradin. Esetya. Bahamat. Belom. Nay. Lomi. Mensay. Eritrea. Asha. Eu. Nay. Alem. Baham Aye bokli Eritrea. Aye. Alet Eritrea. Bahamat Etom. Nay. Kedem. Temlisom Ente. Zeriwo. Don’t. Feel sorry for them. Kem begie. Adgi Kem kebti eshyeto. Eliweto. Leweti. Ab. Weshti. Hager. tekaliska eya. T eterikeb Kab. Genzebka. hebka. Mot. Ensisa. temewet. Bejegninet ab. hagerka. Momat. Kebret. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @GhNj-g6q
    @GhNj-g6q 7 днів тому

    ይሰደቱ ኢልኩም ድምጽ ክኑና ይብሉ አለው 🤔

  • @danielwoldu8263
    @danielwoldu8263 8 днів тому

    ዓዶም እንተኸዱ እንታይ ጸገም አለዎ ዓዲ ና ጽቡቐ አሎ ኢኹም ምሽ ትብሉ

    • @edumt2039
      @edumt2039 7 днів тому

      Ewe tsibuk8n ferekan. Ab Europe leminka do dea miblie yhaysh

    • @Selam-m2z
      @Selam-m2z 7 днів тому

      Ab Ethiopia keman nnebr alena adina yhshena

    • @MeadnGhide
      @MeadnGhide 7 днів тому

      adna da selam eu ewi zelo amlka ymesgen kb sdeti ab hagerna yhayshe neberi ka alena abzey adna

    • @RomaTermini-e1q
      @RomaTermini-e1q 7 днів тому

      ነቲ ዝመጽእ ዘሎ ክፉእ ግዜ ክትድሕኑ ኢሉ ኣምላኽ ዓድኹም ክትኣትዉ ደልዩኩም እዩ: ሂወትኩምን ሰላምኩም ከተዉሕሱ ንዑ ቀልጢፍኩም ዉጹ! ኣብ ኢትዮጵያ መዓልታዊ ሰብ ከም በጊዕ ዝሕረደላ ! ሃየ !ጠንጢንኩማ ዉጹ!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Please come back home ! HOME SWEET HOME .

  • @DaniAndia-ck5kt
    @DaniAndia-ck5kt 8 днів тому

    Kakkkkkkkkkk anta men u khafrelka nab adom temelisom elkas geb Emo elamaka Hzbi ktefea u elamakum Bel eske nabey u ksedom nerwo

  • @anwarwedihafiz-dq2wl
    @anwarwedihafiz-dq2wl 8 днів тому

    Atom sebat sher zbahaln zeybahaln fleywo nahawi abkndi tetfewo meshkum teshrfuwo yuo tubkam ktebyu ktblus seb tewenjulu tedenguxu gn

  • @BesufekadCenter
    @BesufekadCenter 8 днів тому

    ዝም በል ግንድ እግር ሌላ አገር ተንኮል አልሰራም እናንተ መርዞች እና ገደል ያስገባቸው አመስግን ወደ ገደ😂ል አለመግባታቹህ ለት😢ግሬ ወገናቹህ ያልሆናቹህ መርዞች ለሌላ ልትሆኑ ነው ጥሩ አረገ መንግስት ገና ትለቀማላቹ እስስ😮ቶች አገሪቱን ህዝቧ አባላችሁት

  • @ftsumsbhatu6790
    @ftsumsbhatu6790 8 днів тому

    ረሳሕ ብዓለገ እታ ክሓርደካ ትብል ደላ ናብ ፖሊስ አረክባ ነታ ቃላ

  • @harusemret8272
    @harusemret8272 8 днів тому

    ኣቱም ረስሃት ፉንፉናት ካንሰር አሪትራውያን ሃስዉቲ ምስታ ህዝቢ ትግራይ ኣኪቦም ከማኣን ክርስህንውም ይግባአ ኣቱም ድርባያት

    • @rishane9576
      @rishane9576 7 днів тому

      ብናይ ጸርፊ ዲግሪ ድሰቀልካ ወይ ድሰቀልኪ እዋይ ኣቤት ኣምላክሲ ክንደየናይ እዩ ትዕግስቱ ግን

  • @habtommasgina4065
    @habtommasgina4065 8 днів тому

    ክክክ እንታይ ኢልና ኢና ድምጺ ክንኮኖም ዓድና ጽቡቅ ኣላ ምሽ ትብሉ ኣለኩም ንዓዶም ንኽኸዱ ድኣ እንታይ እንዳበልና ድምጺ ክንኮኖም ናብ መንደላይ ሓዎም ይክዱ እምበር

    • @edumt2039
      @edumt2039 7 днів тому

      Ewe adom yhishom entay kukonu elka tihasib. Ab fekodo bereka endawesedu abus ygebriwom ablubia ychiqeu ykitelu alewu beziewan nabey kikedu elka tihasib eziom kulom naeshitu eyom ab bizuh shigirat kiatu ykiel eu ab adu yehwatu bietesebu alewu shigir yebilun. Mealti mealti ab libiya koynom ybekiu ykitketu alewu silezi adom zisededuom tsibuk enkuwa tiray ayketeluwom.

    • @edumt2039
      @edumt2039 7 днів тому

      Meneseyat tetenkeku genzebkum akibu bizitefelaleye melkie genzebkum nimirkab eu bejakum meneseya ab dege zelekum lifekum giberu nehwatkum genzeb kemzeybetsihom filetu. Nisatom Tika afom eyom zelewu adom yetewu nisikatkum kula shigir nay Europe riekuma ikum gizie himak alo poletica gedifkum nabrakum giberu genzebkum hazu tsibah entay kemzimetsie aytifeltun ikum gizie bitaemi bitaemi himak alo. Ezia wedihankum dekeyn yehwateyn.

    • @philiposezewda2564
      @philiposezewda2564 7 днів тому

      አንታ ሐዉ እንጀራ ዐለም ብላዕ መሊስካሉ

  • @NegaSereke
    @NegaSereke 8 днів тому

    እቶም ኤርትራውያን ዝኮኑ የሕዋትና ብሰላም ናብታ ምጭውት ዓድና ብሰላም የእትዎም። ግን ብደቡብ ዘሎ ጽቡቅ ነገር ናይ ኤርትራ ስለዘይደሊ ገለ ክፉእ ምስዞም ተመለስት ዝበሃል ዘሎ ዝተጠጀአ ነገር ከይህሉ ህዝብን መንግስትን ብዕቱብ ክነቕሓሉ ኣለዎ።

    • @Meklit-k5z
      @Meklit-k5z 7 днів тому

      እንታይ ከይመጸኩም አንታ

  • @AlmazGebrehiwet-kb5vz
    @AlmazGebrehiwet-kb5vz 8 днів тому

    Kab ab Ethiopia zwaredu nadom mmlas yhshom

  • @AlmazGebrehiwet-kb5vz
    @AlmazGebrehiwet-kb5vz 8 днів тому

    Nadom enqae kedu

  • @NxhaKasa
    @NxhaKasa 8 днів тому

    ሰላም ሐውና እዚ ዝግበር ዘሎ ማእሰርቲ ቀጻሊ እዩ ዘሎ ኩሉ ኤርትራዊ ክኹንኖ ይግብኦ

    • @AsterBaraki-c9c
      @AsterBaraki-c9c 7 днів тому

      ግርምባ! አብዘይአድኻ እናነበርካስ ክንኩንኖ አለና?😂😂😂 ኪዱ ንዓድኹም

  • @atitatesfaldetarita2541
    @atitatesfaldetarita2541 8 днів тому

    Selam hawey haknat wu du ezi tezarbo zelka malt ne welde xebuk aykinen xebha nabna u haknet zelow zerba xebuk u

  • @ghirmaihaile502
    @ghirmaihaile502 8 днів тому

    Yante agenda yante felagot yante seolawi tegbar yante tonkol yante sera ghibre shibera junta every thing on file and ken yachedkewen taghenaleh meskin hizbi selam endaynor adereghachi habesha issis ,habesha issis junta

  • @GasimjabitOsman
    @GasimjabitOsman 8 днів тому

    Terwe gal ammnzera

  • @GmikaelGthadik
    @GmikaelGthadik 8 днів тому

    ውሸታም፣አርፍ፣ምትቀመጡ፣ኮሆናቹ፣ኤሬ፣ኤሬ፣ስትሉ፣አል፣ነበራቹም፣ምን፣ችግር፣አለ፣ሃገራቹ፣አድለምዴ፣ሂድ፣ሃገራቹ፣አልም፣

  • @oneloveonelove1087
    @oneloveonelove1087 8 днів тому

    Beselam adom yetwom Amlak

  • @MerhawitBrhane-c1w
    @MerhawitBrhane-c1w 8 днів тому

    Awy yhwatyy kelbetbet ehmmmm!hakeka dmxi nkunom amlack msoeam ykun!

  • @yemdos7222
    @yemdos7222 8 днів тому

    ውፁእ ሓሶት እዩ

  • @mayhanse8932
    @mayhanse8932 8 днів тому

    ሰለዝህ ምን ይጠበስ ፡ ምድረ ምናምቴ

  • @danielabraha3370
    @danielabraha3370 8 днів тому

    Xelaena haden heden eyu esuka hgdefn hgdefn eyu 4::

  • @ConfusedCherryBlossoms-bl5jt
    @ConfusedCherryBlossoms-bl5jt 8 днів тому

    እናንተ ነፃነት ወይም ባአርነተ ብላች ከኢትዮጵያ ተገንጥላችሁ አይደል እናንተ ኢትዮጵያ ተንደላቃች ልትኖሩ ግን ኢትዮጵያ ወደብ ልከራይ ስትል ኖ ኢትዮጵያ ወደብ ማግኘት የለባትም የምትሉ ምቃኛወች ናችሁ ሁልጊዜ እናንተ ለኢትዮጵያ ምቀኛአ ናችሁ።😢