ልቢ ንልቢ ሚድያ (Lbi nlbi media) !
ልቢ ንልቢ ሚድያ (Lbi nlbi media) !
  • 38
  • 71 774

Відео

መራሕቲ ህወሓት መሕሰቢኦም ጠፊኣ እያ !! ዶክተር ኣሰፋ ልኣከ (ካልኣይ ክፋል )መራሕቲ ህወሓት መሕሰቢኦም ጠፊኣ እያ !! ዶክተር ኣሰፋ ልኣከ (ካልኣይ ክፋል )
መራሕቲ ህወሓት መሕሰቢኦም ጠፊኣ እያ !! ዶክተር ኣሰፋ ልኣከ (ካልኣይ ክፋል )
Переглядів 3,6 тис.2 дні тому
#eritreanmusic #habesha #business #duet #film #tiktok #ebs #music #part #habesh #
ሞት ኣፍደገ ገዛይ የንኳሕኩሕ ኣሎ !!ሞት ኣፍደገ ገዛይ የንኳሕኩሕ ኣሎ !!
ሞት ኣፍደገ ገዛይ የንኳሕኩሕ ኣሎ !!
Переглядів 3125 днів тому
#eritreanmusic #habesha #business #duet #film #tiktok #part #ebs #music #habesh #
# ኣነ መራሒ ህወሓት ተዝኸውን ሃፅ ኢለ ካብ ትግራይ ምጠፋእኹ ! (ቀደማይ ክፋል መፅናዕታዊ ፅሑፍ ዶክተር ኣሰፋ ለኣከ )# ኣነ መራሒ ህወሓት ተዝኸውን ሃፅ ኢለ ካብ ትግራይ ምጠፋእኹ ! (ቀደማይ ክፋል መፅናዕታዊ ፅሑፍ ዶክተር ኣሰፋ ለኣከ )
# ኣነ መራሒ ህወሓት ተዝኸውን ሃፅ ኢለ ካብ ትግራይ ምጠፋእኹ ! (ቀደማይ ክፋል መፅናዕታዊ ፅሑፍ ዶክተር ኣሰፋ ለኣከ )
Переглядів 4,4 тис.6 днів тому
#eritreanmusic #habesha #business #duet #duet #tiktok #film #part #ebs #music #habesh
ሻዕቢያ ዶ ምቐረቦም ጀነራል ፃድቃን ?...ጉዳይ ውዙፍ መሃያ ሰራሕተኛታት መንግስቲ .....ሻዕቢያ ዶ ምቐረቦም ጀነራል ፃድቃን ?...ጉዳይ ውዙፍ መሃያ ሰራሕተኛታት መንግስቲ .....
ሻዕቢያ ዶ ምቐረቦም ጀነራል ፃድቃን ?...ጉዳይ ውዙፍ መሃያ ሰራሕተኛታት መንግስቲ .....
Переглядів 3,3 тис.7 днів тому
#eritreanmusic #habesha #business #duet #duet #tiktok #film #part #ebs #music #habesh
# ቆርበቱ ከም ጨርቂ እዩ ተለጋጊቡ !!# ቆርበቱ ከም ጨርቂ እዩ ተለጋጊቡ !!
# ቆርበቱ ከም ጨርቂ እዩ ተለጋጊቡ !!
Переглядів 3357 днів тому
#eritreanmusic #habesha #habesha #business #duet #tiktok #film #part #habesh #ebs #music #music
ፖለቲካ ትግራይ ዱሑር እዩ...ደራስን ጋዜጠኛን ካሳሁን ወልደጊዮርግስ ይዛረብ ኣሎ ....ነድምፆ !!ፖለቲካ ትግራይ ዱሑር እዩ...ደራስን ጋዜጠኛን ካሳሁን ወልደጊዮርግስ ይዛረብ ኣሎ ....ነድምፆ !!
ፖለቲካ ትግራይ ዱሑር እዩ...ደራስን ጋዜጠኛን ካሳሁን ወልደጊዮርግስ ይዛረብ ኣሎ ....ነድምፆ !!
Переглядів 1189 днів тому
#eritreanmusic #habesha #business #duet #tiktok #music #ebs #habesh #part #film
መምህር ብርሃነ ቢረጋ ......ሰኣን መሐከሚ ዓዲ ውዒለ ...ነበር ኣሰናዳኢ ትምህርቲ ብሬድዮ!!መምህር ብርሃነ ቢረጋ ......ሰኣን መሐከሚ ዓዲ ውዒለ ...ነበር ኣሰናዳኢ ትምህርቲ ብሬድዮ!!
መምህር ብርሃነ ቢረጋ ......ሰኣን መሐከሚ ዓዲ ውዒለ ...ነበር ኣሰናዳኢ ትምህርቲ ብሬድዮ!!
Переглядів 51410 днів тому
#eritreanmusic #habesha #tiktok #duet #business #business #music #ebs #habesh #part #film
# ዘይተርአዩ ምስሊታት ሁራ ሰለስተ ወረዳ ፅራእ ወንበርታ !!# ዘይተርአዩ ምስሊታት ሁራ ሰለስተ ወረዳ ፅራእ ወንበርታ !!
# ዘይተርአዩ ምስሊታት ሁራ ሰለስተ ወረዳ ፅራእ ወንበርታ !!
Переглядів 35011 днів тому
#eritreanmusic #habesha #tiktok #duet #business #music #ebs #habesh #part #film
# 24 ዓመታት ሓዚለዮ እየ ዝነብር !!# 24 ዓመታት ሓዚለዮ እየ ዝነብር !!
# 24 ዓመታት ሓዚለዮ እየ ዝነብር !!
Переглядів 83013 днів тому
#eritreanmusic #habesha #tiktok #duet #business #music #ebs #business #music #habesh #part #voiceeffects #
ኤሪትራ ኣተሓሕዛ ዘይከኣልናላ ዓዲ እያ !!(ናይ መወዳእታ ክፋል )ኤሪትራ ኣተሓሕዛ ዘይከኣልናላ ዓዲ እያ !!(ናይ መወዳእታ ክፋል )
ኤሪትራ ኣተሓሕዛ ዘይከኣልናላ ዓዲ እያ !!(ናይ መወዳእታ ክፋል )
Переглядів 38 тис.14 днів тому
#eritreanmusic #habesha #tiktok #duet music #part #habesh #ebs #voiceeffects #
"ሙናየ ሙና ንዛላምበሳ ምሳይ ንዕና " ኣብ የመን እየ ደሪፈያ !!"ሙናየ ሙና ንዛላምበሳ ምሳይ ንዕና " ኣብ የመን እየ ደሪፈያ !!
"ሙናየ ሙና ንዛላምበሳ ምሳይ ንዕና " ኣብ የመን እየ ደሪፈያ !!
Переглядів 33015 днів тому
#eritreanmusic #habesha #tiktok #duet #business #music #part #habesh #ebs #voiceeffects #
"መንግስቲ ምስ መንግስቲ እዮም ተዓሪቆም እምበር ንሕና ምስ ፀገም ኣይተዓረቕናን "....ተመዛባሊት ብሄረሰብ ኢሮብ ዝበለቶ !"መንግስቲ ምስ መንግስቲ እዮም ተዓሪቆም እምበር ንሕና ምስ ፀገም ኣይተዓረቕናን "....ተመዛባሊት ብሄረሰብ ኢሮብ ዝበለቶ !
"መንግስቲ ምስ መንግስቲ እዮም ተዓሪቆም እምበር ንሕና ምስ ፀገም ኣይተዓረቕናን "....ተመዛባሊት ብሄረሰብ ኢሮብ ዝበለቶ !
Переглядів 56216 днів тому
#eritreanmusic #habesha #tiktok #duet #music #business #habesh #funny #news #motivation
መሬት ልግሲ ....መሬት ሓቂ ....ዴስኣ !!መሬት ልግሲ ....መሬት ሓቂ ....ዴስኣ !!
መሬት ልግሲ ....መሬት ሓቂ ....ዴስኣ !!
Переглядів 24018 днів тому
#eritreanmusic #habesha #tiktok #duet #music #dance #habesh #dancer #business #motivation
# ን DDR ይትረፍ ኣፃብዕቲ ኢድና ኣፃብዕቲ እግርና ክንህብ ኢና .....ኵናት ይኣክል !!# ን DDR ይትረፍ ኣፃብዕቲ ኢድና ኣፃብዕቲ እግርና ክንህብ ኢና .....ኵናት ይኣክል !!
# ን DDR ይትረፍ ኣፃብዕቲ ኢድና ኣፃብዕቲ እግርና ክንህብ ኢና .....ኵናት ይኣክል !!
Переглядів 1,5 тис.19 днів тому
#eritreanmusic #habesha #tiktok #motivation #business #dancer #habesh #eritreanmusic #

КОМЕНТАРІ

  • @KuwaitKuwaitKuwait-z5c
    @KuwaitKuwaitKuwait-z5c 14 годин тому

    Egzabher yhalkan yhagzkan elamaka yesakilka

  • @TsehayeTewolde
    @TsehayeTewolde 22 години тому

    ንፈንቅል ቀቲልኩም ደፋር መምህር ሜህርኩም እንቤ እይንሰምዕን እልኩም ልቤ ወያነ ጥራይ ዘይከነ ኮላይ ልብኹም ዩ ጠፌኡ ዩ ነይሩ ሕቂ ያ መድሃኔትኩም ክም ህዝቤ

  • @TsehayeTewolde
    @TsehayeTewolde 22 години тому

    ርእሴ ወያነ ን ቤልከን ምልሰለና ምባል ፍውሳ

  • @TsehayeTewolde
    @TsehayeTewolde 22 години тому

    ምሕሰቤኦም እንተረኼበያ ክንደይ ትኸፍሉ

  • @legesealem8642
    @legesealem8642 День тому

    ህዝቢ ትግራይ ዝተሰወአ ንምስረታ ንሃገረ ትግራይ እዩ ተሰዊኡ፡፡ ኮይኑ ግን ህዝቢ ይቃለስ መራሕቲ ቃልሲ ህዝቢ ይሕንሽሹ፡፡ ኩሉ ኣብ ኣዳራሽ ህዝቢ ኣኪቡ ዝህውትት ብስሚዒት እምበር ትግራይ ካብዚ ኣልዒልና ናብ ካሊእ ጫፍ ናብ ዝለዓለ ብራከ ዝወስድ ሮድ ማፕ ወይ ካዓ ናብ ምዕባለ ዝወስድ ኣጀንዳ ዘለዎ ኣይረኣኩን

  • @legesealem8642
    @legesealem8642 День тому

    እሞ ኢትዮጵያ ነድሕን ዲካ ትብል ዘለካ?

  • @FishZewde
    @FishZewde День тому

    ❤❤

  • @redaes4384
    @redaes4384 День тому

    ሓቂኻ ዶ/ር ኢ/ያ ኢ/ያ እናበልናን እናዘመርና ዓብና ሐዝ ድማ ትግራይ እናበል ተቃልስና ። ሐዝ ግና ኣነ ተዘይመርሐያ፣ኣነ ተዘይሽመካ፣ኣነ ተዘይሓርጉተልኻ እናበለ ክበታትነና ሓሽከር ፀላእቲና ዝኾነ ናይ ደም ፖሎትካ ነጋዴ መንእሰይ ትግራይ ንኽበታትን ቀትርን ለይትን ላዕልን ታሕቲን ከም ዝብሎ ግልፅን ሩዱኡን እዩ።

  • @Solomon-w6c5g
    @Solomon-w6c5g День тому

    ዝጉራሪዕ

  • @KiduTekele
    @KiduTekele День тому

    ዶክተር ክትከውን ዝገበረትካ እኮ ህወሓት እያ ኣታ ዓንጃል

  • @AboSeare
    @AboSeare День тому

    ኣቤት ቅጥፈት ብዕለታዊ ርብሓ ክትንተን ኮሎ እሞ ንስኻ ድኻ ተስማዕምዕኻ ኣብ ፕሪቶርያ ንቲ ተስማዕመዐ ክትብትን ትዓፍር ዘለኻ ሓምሓም ገጽ መጀመርያ ትግርና ኣጽሪ ውዕሊ ከይተፈጸመ ለውጢ ትብል ሉጢ

  • @fitsumfesehaye5108
    @fitsumfesehaye5108 День тому

    ጅግና ዶ/ር ኣሰፋ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @selamntgrayadey2059
    @selamntgrayadey2059 День тому

    ንስኻስ ንፃሕልኻ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ መሕበኢኻ ትእልሽ ዘለኻ ሓቀኛ እና ሲኢና እምበር ንጥቅሙ ዝሳበር ስ በዚሑና ኳ

  • @Haylemaryam-br4yp
    @Haylemaryam-br4yp День тому

    ፦እዚይ ደንቆሮ እዚኸ አበይዝተረኸበ እዩ ትግራይ ዘይበትኸላ ገፈጥቲ። አየናይ መሕሰቢ ሃልይዎ እዩ። ንኻልኦት ዝነቅፍ ዘሎ? ታይ ይሰርሐላ ፀኒሑ ንትግራይ? ሐዚኸ እንታይ ይሰርሕላ አሎ?ዶ ሃጠውቀጠው ከም እኒ ፃድቃን እዩ።

  • @sinke4259
    @sinke4259 День тому

    ትግራይ ነፃ ሓሳብ ብነፃ ዝገልፀሉ ዓውዲ ማለት ሓሳብ ዝሽየጠሉን ዝዕደገሉን ኩነታት ምፍጣሩ የዒስ የብል። ኩሉ ትግራዋይ ስለ ትግራይ ሓሳብ ኣለዎ እዩ። ምንም ዓይነት ድምፂ ዝስመዐሉ ኣብዝሓ ዝተስማዕመዐሉ ዲሞክራሲያዋ ምህዳር ኣብ ትግራይ ክዕንብብ ይግባእ። ዝተምሃረ ተወላወላይ እዩ ዝብል ድሑር መፈክር ዝተምሃረ መንእሰይ ኣብ ልምዓታውን ፖለቲካውን ምንቅስቃስ ንቁሕ ኮይኑ ከይሳተፍ ዝተምሃዘ ናይ ድሕረትን ጭቆናን መግለፂ እዩ። ዝተምሃረ መንእሰይ ኣብ ጦርነት ዘይኮነ ክዕደም ዘለዎስ፤ ዝተምሃረ መንእሰይ ትግራይ ብሳይነሳዊ መንገዲ ተሓጊዙ ምስ ኩነታት ዓለም እናተዓፃፀፈ ትግራይ ክመርሕ ዕድል ክወሃቦ ኣለዎ። ወለድና ብዘይምምሃሮም ክንደይናይ ተጨቁኖም ይነብሩ ከም ዘለው ብደንቢ ስለ ዝተረደኡ ውላዶም ኣምሂሮም እዮም። ትግራይ ናይ ኩላትና ገዛ እያ!!!!

  • @RoquyTsegay
    @RoquyTsegay День тому

    ትግራይ ዝብሃል ብትውልዲ ዘይኮነስ ከማኻ ብተግባር ዘርኢ ጅግና እዩ

  • @HaileT-1714
    @HaileT-1714 День тому

    you are really doctor.

  • @asmelashfishayesenbetay719
    @asmelashfishayesenbetay719 День тому

    ኣብ ትግራይ ዚተማህረ 1ይ ጸላኢኢ ትግራይን ጺልእን ዘራብሒን ኢዩ። ወያነ ንምፍራስ ብዶ/ር ዓቢ ዙተሸሙ ደቂ ዝተወሰነ ኣካባቢ ንትግራይ ከፋፍሎም ብሁወታ ናብ ዘውዳእ ዉግእ ይደፋፊእዋ ኣለዉ Pp ዝለኣኾም ኣኽላባት ህዝቢ ብጺሊኢ ኣታፋኒኖሞ ኣለዉ

  • @HaileslassieHB
    @HaileslassieHB День тому

    ኣበይ ከም ትሐብኡ ንርኢ ኢና

  • @asmaraeritrea29
    @asmaraeritrea29 День тому

    ኣታ ቆንዳፍ ጋዕጋዕ ረሳሕ ዓሌት ትግራዋይ 🤮😡 ፎእ ፎእ ሕዚ ላውዚ መስጣ ኤርትራ ወሪድኩም ጋና

  • @gideymekonin8204
    @gideymekonin8204 День тому

    TPLF is always looser unless war. In Algers, TPLF was lost, pritoria lost... With pp looser.....

  • @hailemaryamgebru165
    @hailemaryamgebru165 День тому

    ዶክተር ገለመለ ዝባሃ ፖለቲካ ኣብ ተጋሩ ኣይሰርሕን ኬድካ መርፊእ ውጋኣ ታ ገባር ኣደ ትግራወይቲ ትፖለቲካ ኣፅቢቐ እይ ትትንትኖ እንተደሊኻ ሕተታ

  • @medhaniekelati7790
    @medhaniekelati7790 День тому

    እዞም ላይ ጽብልግና ፒፒ እማ አብ አደባባይ ብሱሩ ክትሕነቁ አለኩም ካድረታት ፒፒ ባንዳታት

  • @teshomebisrat-r5y
    @teshomebisrat-r5y День тому

    waw really dr thank you big respect !

  • @abebekesete
    @abebekesete День тому

    ኣሰፋ ዓፋሪ

  • @HilishGebreananiya
    @HilishGebreananiya День тому

    Anite bilo DeGuteri mehayimi yedikala liGi

  • @HilishGebreananiya
    @HilishGebreananiya День тому

    DeGuteri banida dikala nehi bushuti

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 День тому

    አትባናት መኽሰቢኹም ዝጠፍአ ንስኹም ኢኹም ተአሲብኩም ህዝብኹም ኪኺድኩም ምስ ፀላእቲ ገጢምኩም ንህዝቢ ክተሕስሩ ትፍትኑ ህዝቢ ትግራይ ግን ወክከ ፈትኽ ውድብ ህውሃትዳአሞ ምስ ህዝቦም ንህዝቦም ይመስሉ ንህዝቦም ይጣበቁ ይውደቡ ግዚያዊ ምምኽዳር ምስ ብልፅግና ይሞዳሞድ ንትግራይ ክሰርኽ አይኽእልን ንስኻትኩም ዝጠአምክምዎ ጢእሙኩም እዩ ቀደምኩም እውን አፍቲ መኸተ አፕነበርኩምን እሱባት ባንዳታት ኢኹም ባንዳ ንኸብዱ ጀግና ነአዱ ኢለን አዶታትና።

  • @WediAmare-ly1ej
    @WediAmare-ly1ej День тому

    ❤❤❤❤❤😊😊😊😊

  • @fisehaberhane670
    @fisehaberhane670 День тому

    ናይ ብሓቂ ሙሁር ። ጹቡቅ ሓሳብ ቀጽለሉ ንድሕሪት ከይትምለስ ።ከማኻ ዝበሉ ኢዮም ንትግራይ ዘድልይዋ።

  • @TsegalauelGebreamlak
    @TsegalauelGebreamlak День тому

    ዶክተር ድንቁርና

  • @TedeyTbrhan
    @TedeyTbrhan День тому

    emo nskadika megafiya malet duyu?

  • @AhmedMseid-cr2tx
    @AhmedMseid-cr2tx День тому

    ዶ/ር ጀግና አሰፋ

  • @atakltikassa7296
    @atakltikassa7296 День тому

    He looking the future more than any one.

  • @meselekahsay9138
    @meselekahsay9138 День тому

    ከምዚኦ ዚመሰሉ ጀጋኑ ትግራይ ወሊዳ አለ ቀፅሉ እሰካብ እስካብ መወዳእታ ተቃለሱ

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u День тому

    Kefu pp

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u День тому

    Pp no abyi kefu

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u День тому

    Pp set defri zebl

  • @negasiaregay8650
    @negasiaregay8650 День тому

    በጃኹም ከዚኦም ዝበሉ በተንቲ ሰባት ካበይ እዮም መፅዮም!

  • @ghirmayghezahagn5880
    @ghirmayghezahagn5880 День тому

    የዒስ ሽደን! እታ ሓቂ ንሳ እያ። እዙ ጨካን ጉጅለ ከም ህዝቢ ለኪሙና ክኸድ እዩ ወሲኑ! ዓድና ማሃይማት እናመረፅ ብምንጋስ ለባም ርእሱ ከድንን ብምግባር ሰብ ኣልቦ ገይሩና! ንፁሓት ኣደታትና ዘይምምሃረን ከም ውድቀት ክንዲ ምቑጻር ከም ዕድል ብምቑጻር ፀረ ረብሓአን ክቃለሳ ይገብረን ኣሎ!

  • @BethaneGebretsadik
    @BethaneGebretsadik 2 дні тому

    ዶክተር አሰፋ ለአከ ጎበዝ በርትዕ ቆሪፅካ ኣለኻ ቀፅል ።

  • @YemaneAbrha-k9b
    @YemaneAbrha-k9b 2 дні тому

    አረ ዝዱሑር ጉጅለ ዓይነ መርፊኡ ጠፊእዎ ወድ ላኣከ በሎም ነዞም ቀጠፍቲ

  • @semeregebridan
    @semeregebridan 2 дні тому

    ዋውውው

  • @teweldegebru-bi3rs
    @teweldegebru-bi3rs 2 дні тому

    ታይ ክሳድካ ምዛር አቢካ ዘኒሆ እኮ ዘሪፍካ እኮ እዩ መናጢ

  • @teweldegebru-bi3rs
    @teweldegebru-bi3rs 2 дні тому

    ዓጅዓጅ ጨናዊ እንዳ ሕወሓት ትብል ቀደም እኮ መዓኮሮም ት ሓፅብ ትነብር ነኒ መለስ በስባስ

  • @Adam-lw8lx
    @Adam-lw8lx 2 дні тому

    ኣየ ወድልኣከ ጀግና እኮ ኢኻ፣ ቦሎ ልዚ ለይባ ጉጅለ። መንእሰይ ንድሕሪት የለይ፣ እዚ ጨካን ጉጅለ ከምገለ ገይሩ ናብታ ስልጣን ተመፂኡ ኣኺሉካ፣ ከጥፍኤካ እዩ። ኣምሓራይ ታይ ይብልስ "የነብር ጭራ አይዙም ከያዙም አይለቁም" እዚ ጉጅለ'ኳ ነብሪ ከይኾነስ ናይ ቐትሪ ዝብኢ እንድዩ፣ ግን ጭካንኡ ንምግላፅ እዩ።

  • @Lemishe
    @Lemishe 2 дні тому

    የሚደንቀው ለማሰብ የሚከብደው ለሙህራንም ለጀግኖችም ለተመራማሪዎችም ግራ የሚያጋባው? ለመሆኑ ማጆሪቲ ህዝብ ይዞ 95% ድንጋይ ደርቅ መሬት ተይዞ ጭብጥ የምታክል መንደር ይዞ ከጥንት ከታሪካዊ ርሃብ ጠኔአችሁን ዞር ብላችሁ የማትመለከቱ በዚህ በሰለጠ ዘመን በድንቁርና እና በመንደር ብሄርተኛ የምትተማመኑ መጨረሻችሁ ይህ ሆኖ ቀረ ስፊውን የአማራ ህዝብን በብረት ልታንበረክኩት ይህ ከድፍረትም ድፍረት ነው እኮ ይህ ሁሉ መአት የወረደባችሁ ያለምክንያት አይደለም የማይነካ ነካችሁ ወጥ ታሪክ ህዝብ ረገጣችሁ ዛሬ ማን ሊያለቅስላችሁ ፈለጋችሁ ?? ማን ሃብቱን ርስቱን ሊለቅላችሁ ፈለጋችሁ ማን እንዲያላቅሳችሁ ፈለጋችሁ ? እንዴው ግን ኢትዮጵያን እናፈርሳለን አማራ ጋራ ሂሳብ እናወራርዳለን እቺ ቃል እቺ ትቢት ሺ አመትታ ስለቅሳችሃለች !!!

    • @Adam-lw8lx
      @Adam-lw8lx 2 дні тому

      ቆምጬ ውጣ፣ ሰው ተገኝተህ ነው!😐

  • @SolomonGirmay-lt7yx
    @SolomonGirmay-lt7yx 3 дні тому

    በሐቂ ደ/ር

  • @lemlem1974
    @lemlem1974 3 дні тому

    ብሐቄ እንካን ክሐፊሩ ኦቦይ ስብሐት ግን ገና ፖሎታካ ይፊትፊት አብአሜሪካ ዘይሐፊር ስብሐት መልኪኡ ናብ መስዋት ክርኢ አይግቦዐን ነይሩ ይገርም ገና ትግራዋ ናብ ጦርነት ክድጎሞ ይደልይ እዝ ሽይጦን ብሐቄ አጋ እርጋን ዝርጋን ድድብና ዝሞተ ህሊና

  • @lemlem1974
    @lemlem1974 3 дні тому

    ጀግና ብሐቄ ንገሮ ንትመንእስይ እቲ ግዜ ናዩ ግዜ ምኻኑ ናይ ቴክኖሎጂ ግዜ ናይ ፊልጠት ግዜ እዩ ናይ ስላሳ አመት ሂዙ ዝጏአዝ አዲ የለን ዘንብብ ዝመራመር መንእስይ ሙሁር የድልያ ትግራይ አለመ እንታይ ትገብር አላ እንታይ ትመራመር አላ ዘየንብብ ንትግራይ ቀታሊ ንመንእስይ ዘጥፊ እዩ ዘራምድ ስለዝህ ናይ ስላሳ ኦመት ፖሎታካ ክቀር አለዎ ናይ ስላሳ ኦመት መሬትና ቆርሶሞ ምስ ኤርትራውያን አፃሊዐሞ ብሔር ብሔረስብ ኢሎሞ አብርሲና ቸቸ ክብሉ አስልጢኖሞ ትግራዋ ኢዱን እግሩን አጣሚርኻ ሱቁ በል ኢሎሞ አጨፊጪፈሙና እዞሞ አረሜኔታት ብቃ ክባሀሉ አለዎሞ