- 21
- 80 526
MATI INFO
Canada
Приєднався 19 кві 2016
"Alone we can do so little; together we can do so much."
I create various information to inspire, educate and spread positivity among our community.
Motivation is the energizer of behavior and the mother of all action. (Amlesom/Mudir)
"ዉልቃዊ ጽዕሪ ዉጺኢቱ ዱሩት ኢዩ። ብሓባር ዝስራሕ ስራሕ ግና ብዙሕ ረብሓን ዕብየትን ንረኽበሉ።"
ዕላማ እዚ ቻነል ኣብ ማሕበረሰብና ኣወንታዊ ሓሳባት ምዝርጋሕን፡ ምምሃርን ዝተፈላለዩ እዋናዊ ሓበሬታታት ምዝርጋሕን ኢዩ ።
"ድርኺት ንባህርያት ሓይሊ ዝህብን መሰረት ኩሉ ተግባርን እዩ።"
ኣምለሶም መብራህቱ(ሞዲር)
I create various information to inspire, educate and spread positivity among our community.
Motivation is the energizer of behavior and the mother of all action. (Amlesom/Mudir)
"ዉልቃዊ ጽዕሪ ዉጺኢቱ ዱሩት ኢዩ። ብሓባር ዝስራሕ ስራሕ ግና ብዙሕ ረብሓን ዕብየትን ንረኽበሉ።"
ዕላማ እዚ ቻነል ኣብ ማሕበረሰብና ኣወንታዊ ሓሳባት ምዝርጋሕን፡ ምምሃርን ዝተፈላለዩ እዋናዊ ሓበሬታታት ምዝርጋሕን ኢዩ ።
"ድርኺት ንባህርያት ሓይሊ ዝህብን መሰረት ኩሉ ተግባርን እዩ።"
ኣምለሶም መብራህቱ(ሞዲር)
ክንፈልጦም ዝግባኣና ኣገደስቲ ለዉጥታት 2025 ብዛዕባ ግብሪ / Tax Changes ኣብ ካናዳ።
ሰላምኩም ይብዛሕ ስድራቤት ናይዛ ቻናል። ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ይግበረለኩም። ዓመት ሰላምን ዓወትን ክትኮነንልና ሰናይ ምንዮትና ንገልጽ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ክንፈልጦም ዝግባኣና ኣገደስቲ ለዉጥታት 2025 ብዛዕባ ግብሪ ክንርኢ ኢና። ሳብስክራይብ ብምግባር ምትብባዕ ኣይንረስዕ።
Here are the most important Canadian tax changes for 2025 (marginal tax brackets, basic personal amount, CPP, OAS, FHSA, TFSA, and more)
The new 2025 federal brackets are: zero to $57,375 of income (15 per cent); above $57,375 to $114,750 (20.5 per cent); above $114,750 to $177,882 (26 per cent); above $177,882 to $253,414 (29 per cent), with anything above that taxed at 33 per cent.
➡️Canadian tax credits: www.canada.ca/en/services/tax...
TFSA ROOMS
Year TFSA limit
2009 $5,000
2010 $5,000
2011 $5,000
2012 $5,000
2013 $5500
2014 $5500
2015 $10,000
2016 $5,500
2017 $5,500
2018 $5,500
2019 $6,000
2020 $6,000
2021 $6,000
2022 $6,000
2023 $6,500
2024 $7,000
2025 $7,000
Here are the most important Canadian tax changes for 2025 (marginal tax brackets, basic personal amount, CPP, OAS, FHSA, TFSA, and more)
The new 2025 federal brackets are: zero to $57,375 of income (15 per cent); above $57,375 to $114,750 (20.5 per cent); above $114,750 to $177,882 (26 per cent); above $177,882 to $253,414 (29 per cent), with anything above that taxed at 33 per cent.
➡️Canadian tax credits: www.canada.ca/en/services/tax...
TFSA ROOMS
Year TFSA limit
2009 $5,000
2010 $5,000
2011 $5,000
2012 $5,000
2013 $5500
2014 $5500
2015 $10,000
2016 $5,500
2017 $5,500
2018 $5,500
2019 $6,000
2020 $6,000
2021 $6,000
2022 $6,000
2023 $6,500
2024 $7,000
2025 $7,000
Переглядів: 2 683
Відео
ቅልዉላው መንግስቲ ካናዳ ፡ ቀዳማይ ሚንስተር Justin Trudeau ካብ ስልጣኑ ክወርድ ይጽዋዕ!!
Переглядів 4,7 тис.21 день тому
ሰላምኩም ይብዛሕ ተኻታተልቲ ናይዚ ቻነል ኣብ ዘለኩሞ ሰላም ክትህልዉ ተስፋ ንገብር። ንሎሚ መንግስቲ ቀዳማይ ሚንስተር Justin Trudeau ኣጋጢምዎ ዘ ፖሎቲካዊ ክሳራ ጥራይ ከይኣክል። ካብነ ሚኒስተራቱ'ዉን ተወዲእዎም በብሓደ ካብ መዝነቶም ይወርዱ ኣለዉ። ናይ ሎሚ መድብና ነዚ ዝድህስስ ክከውን ኢዩ። መንግስቲ ካናዳ ነገራት ኩሉ ካብ ቁጽጽር ወጺኢ ኮይኑዎ። ምስንባት ፋይናንስ ሚንስተር ኣብቲ ጽንኩር ቀጠባዊ ቁሉዉላው እዋን ኢዩ ኣጋጢሙ። 20 ካብ ዉሽጡ ፓርቱ ኣባላት ፓርላማ ፡ እምነት ከም ዘይብሎም ኣብ ልዕሊ ቀዳማይ ሚንስተር Justin Trudeau ሓቢሮም። Justin Trudeau መንግስቲ ካብ ቁጽጽሩ ወጻኢ ኮይኑዎ ...
ኣቃዉማ መንግስቲ ካናዳ ከመይ ይመስል፧
Переглядів 44121 день тому
ሰላም ተካታተልቲ እዚ ቻነል፡ ንእትህቡና ምትብባዕ ብልቢ ነመስግን። ንሎሚ ነቶም ኣብ ካናዳ ንቅመጥ ዜጋታት ካናዳ ብዛዕባ ኣቃዉማ መንግስቲ ካናዳ ከመይ ይመስል ዝብል ሓጽር ትሕዝቶ ኣዳሊና ኣለና። ኣብ ዝግበር ሃገራዉን (Federal Elections) ክፍሊ ሃገራዉን ( Provncial Elections) ምርጫታት ዘርቡሑና መርሓቲ ክንመርጽ ይግባእ።
ካናዳ G 5 ስፓንሰርሽፕ ጠጠዉ ኣቢላቶ ስለምታይ ክሳብ መዓስን
Переглядів 3 тис.Місяць тому
ካናዳ Ggroup of 5 ን ኮሚኒቲ ስፓንሰርሽፕን ጠጠዉ ኣቢላቶ። ስለምታይ ሕጂ? ክሳብ መዓስን ? ካብ ዕለት 29/11/2024 ክሳብ 31/12/2025 IRCC ሕዲሽ ኣፕልኬሽን ናይ G-5 & Community sponsorship applications ኣይክትቅበልን ኢዮም።
Gst Holiday - ኣስቤዛ ንዕድጎ 2 ወርሒ ካብ ግብሪ ናጻ ፡ ክሳብ ክንደይ ክንዕቅብ ንክእል?
Переглядів 1,2 тис.Місяць тому
The federal government will implement a two-month GST break on a list of goods, from restaurant meals to diapers. I explains how much you're likely to save, depending on where you live, and why there could be some unintended consequences.
RESP - ናይ ደቀና ናይ ዩንቨርሲቲ መምሃሪ -Tax Free Investing for Your Child's Education
Переглядів 382Місяць тому
ሰላይ ተካታተልቲ ናይዚ ቻናል። ንተሳትፈኩምን ምትብብዓኩምን ነመስግን። ንሎሚ ብዛዕባ RESP - Registered Education Saving Plan - ናይ ደቅና ን ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ (ዩንቨርሲቲ፡ ኮሌጅ፡ ሞያዊ ትምህርትታትን ) ዝጠቅሞም ኮይኑ፡ ብሰፊሑ ተገሊጹ ኣሎ። Excel link ኣብ ታሕቲ ኣለኩም ካብ 1 ዓመት ክሳብ 18 ዓመት ንሓደ ቆልዓ $2500 ን ዓመት እንተ ኣዉፊርናሉ ኣብ ዉሽጢ 18 ዓመት ክሳብ $85,883.67 ክእከበሎም ከም ዝካኣል። እዚ ካኣ ደቅና ጽባሕ ንግሆ ተማሂሮም ብሉጻት ክኮኑልና ክሕግዞም ኢዩ። What is an RESP? How can I afford University for my Child?...
ናብ ካናዳ ቅድምን ድሕርን ምምጻእ ክፍለጡዎ ብዛዕባ ዘለኩም Part 4
Переглядів 480Місяць тому
ነዚ መድብ ንምድላው ዝተሳተፉ ዑድማት ኣጋይሸይ ( ኢሳቅ ኣብራሃም፡ ሳምራዊት ተከስተ፡ ሄኖክ ምስግና ን ሰለማዊት ስዩም) ብስም ተኻታተልቲ MATI INFO You Tube Channel ልዑል ምስጋና ይብጻሓየም። ናብ ካናዳ ቅድምን ድሕርን ምምጻእ ክፍለጡዎ ብዛዕባ ዘለኩም። ራብዓይ ክፋል፡ PART 4 ኣገዳስነት ቋንቋ እግሊዝ፡ ሞያ ስራሕን ተመኩሮን፡ ባህልን ኣናባብራን ካናዳ፡ ወለዲ ስድራቤታት ቅድሚ ድሕርን ካናዳ ምምጻእኩም ከተተግብሩዎ ዘለኩም፡ ተመሃሮ ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርትኹም ንኽቕጽሉ ክገትብርዎ ዘለኩምን ኣቐዲምኩም ሓበሬታ ክትረኽቡ የድልየኩም። ብዛዕባዚ ዘካፈሉና ኣምለሶም ሳይመን - ካብ ቫንኮቨር፡ ሄኖክ ምስግና ...
ናብ ካናዳ ቅድምን ድሕርን ምምጻእ ክፍለጡዎ ብዛዕባ ዘለኩም Part 3
Переглядів 878Місяць тому
ነዚ መድብ ንምድላው ዝተሳተፉ ዑድማት ኣጋይሸይ ( ኢሳቅ ኣብራሃም፡ ሳምራዊት ተከስተ፡ ሄኖክ ምስግና ን ሰለማዊት ስዩም) ብስም ተኻታተልቲ MATI INFO You Tube Channel ልዑል ምስጋና ይብጻሓየም። ናብ ካናዳ ቅድምን ድሕርን ምምጻእ ክፍለጡዎ ብዛዕባ ዘለኩም። ሳልሳይ ክፋል፡ PART 3 ኣገዳስነት ቋንቋ እግሊዝ፡ ሞያ ስራሕን ተመኩሮን፡ ባህልን ኣናባብራን ካናዳ፡ ወለዲ ስድራቤታት ቅድሚ ድሕርን ካናዳ ምምጻእኩም ከተተግብሩዎ ዘለኩም፡ ተመሃሮ ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርትኹም ንኽቕጽሉ ክገትብርዎ ዘለኩምን ኣቐዲምኩም ሓበሬታ ክትረኽቡ የድልየኩም። ብዛዕባዚ ዘካፈሉና ኣምለሶም ሳይመን - ካብ ቫንኮቨር፡ ሄኖክ ምስግና ...
ናብ ካናዳ ቅድምን ድሕርን ምምጻእ ክፍለጡዎ ብዛዕባ ዘለኩም። PART 2
Переглядів 2,1 тис.Місяць тому
ነዚ መድብ ንምድላው ዝተሳተፉ ዑድማት ኣጋይሸይ ( ኢሳቅ ኣብራሃም፡ ሳምራዊት ተከስተ፡ ሄኖክ ምስግና ን ሰለማዊት ስዩም) ብስም ተኻታተልቲ MATI INFO You Tube Channel ልዑል ምስጋና ይብጻሓየም። ናብ ካናዳ ቅድምን ድሕርን ምምጻእ ክፍለጡዎ ብዛዕባ ዘለኩም። ካልኣይ ክፋል፡ PART 2: ኣገዳስነት ቋንቋ እግሊዝ፡ ሞያ ስራሕን ተመኩሮን፡ ባህልን ኣናባብራን ካናዳ፡ ወለዲ ስድራቤታት ቅድሚ ድሕርን ካናዳ ምምጻእኩም ከተተግብሩዎ ዘለኩም፡ ተመሃሮ ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርትኹም ንኽቕጽሉ ክገትብርዎ ዘለኩምን ኣቐዲምኩም ሓበሬታ ክትረኽቡ የድልየኩም። ብዛዕባዚ ዘካፈሉና ኣምለሶም ሳይመን - ካብ ቫንኮቨር፡ ሄኖክ ምስግና...
ብዛዕባ ናብ ካናዳ ቅድምን ድሕርን ምምጻእኩም ክትፈልጡዎ ዘለኩም። PART 1
Переглядів 3,6 тис.Місяць тому
ነዚ መድብ ንምድላው ዝተሳተፉ ዑድማት ኣጋይሸይ ( ኢሳቅ ኣብራሃም፡ ሳምራዊት ተከስተ፡ ሄኖክ ምስግና ን ሰለማዊት ስዩም) ብስም ተኻታተልቲ MATI INFO You Tube Channel ልዑል ምስጋና ይብጻሓየም። ናብ ካናዳ ቅድምን ድሕርን ምምጻእ ክፍለጡዎ ብዛዕባ ዘለኩም። PART 1: ኣገዳስነት ቋንቋ እግሊዝ፡ ሞያ ስራሕን ተመኩሮን፡ ባህልን ኣናባብራን ካናዳ፡ ወለዲ ስድራቤታት ቅድሚ ድሕርን ካናዳ ምምጻእኩም ከተተግብሩዎ ዘለኩም፡ ተመሃሮ ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርትኹም ንኽቕጽሉ ክገትብርዎ ዘለኩምን ኣቐዲምኩም ሓበሬታ ክትረኽቡ የድልየኩም። ብዛዕባዚ ዘካፈሉና ኣምለሶም ሳይመን - ካብ ቫንኮቨር፡ ሄኖክ ምስግና ካብ ካልጋሪ፡ ...
ኣብ ካናዳ ካብ ፈደራል መንግስቲ ንረክቦም ገንዘባዊ ሓገዛት
Переглядів 2,1 тис.2 місяці тому
Types of tax credits and benefits in Canada፡ • Canada Child Benefit (CCB) • GST/HST credit • Canada Dental Benefit • EI, Maternity and Parental leave benefits. • Provincial and territorial benefits. • Disability tax credit (DTC) • Climate action incentive payment. • Canada workers benefit. • Canada Carbon Rebate www.canada.ca/en/services/taxes/child-and-family-benefits.html
5 ኣሉታዉያን ኣታሓሳስባታት ፡ ካብ ዕብየትን ዓወትን ዝዓጉቱኻ
Переглядів 3862 місяці тому
5 ኣሉታዉያን ኣታሓሳስባታት ፡ ካብ ዕብየትን ዓወትን ዝዓጉቱኻ
Canada to cut immigration by 20% in 2025
Переглядів 24 тис.2 місяці тому
ዝኸበርኩም ተኻታተልቲ MATI INFO ሎሚ ነቲ ብ ዕለት 24/10/2024 ዝወጸ ኣዋጅ ምቅናስ ኢመግሬሽን ካናዳ ኣቅሪብናልኩም ኣለና። መኣረምታ፡ # ኣብ ፈለማ ቅድሚ ጃስቲን ትርዶ ናብ ስልጣን ምምጽኡ እብ 2025 ተባሂሉ ጠተቒሱ ዘሎ ብ 2015 ተባሂሉ ክእረም ንሓትት። # ዕለት 26/10/2024 ተባሂሉ ዘሉ ዉን ብ 24/10/2024 ተባሂሉ ክእርም ንሓትት። # ኣብ ኣጻሓሕፋ ቃላት ንዘሎ ጉድለት ቃላት'ዉን ይቅሬታ ንሓትት። ንእትህቡና ደገፍን ሞራልን ሃናጺ ነቀፋታን ነመስግን። ዝወጸ ኣዋጅ በዚ ታሓቲ ዘሎ link ኣቲኹም ረእይዎ። ua-cam.com/users/liveEuFIwUQ6SgY?si=IhO3k0b1-T4MtHSb ua-cam...
ኣብ ካናዳ ካብ ፈደራል መንግስቲ እንረክቦም ሓገዛት # PART 1
Переглядів 10 тис.2 місяці тому
Types of tax credits and benefits in Canada፡ • Canada Child Benefit (CCB) • GST/HST credit • Canada Dental Benefit • EI, Maternity and Parental leave benefits. • Provincial and territorial benefits. • Disability tax credit (DTC) • Climate action incentive payment. • Canada workers benefit. Canada Carbon Rebate
ኣገዳሲ ሓበሬታ ንሓደስቲ ብዛዕባ ህልዉ ኩነታት ሃገረ ካናዳ!!!!
Переглядів 3,9 тис.3 місяці тому
ኣገዳሲ ሓበሬታ ንሓደስቲ ብዛዕባ ህልዉ ኩነታት ሃገረ ካናዳ!!!!
What happens between Federal Gov't of Canada and its workers
Переглядів 987Рік тому
What happens between Federal Gov't of Canada and its workers
ካብ ስራሕና እንኽፈሎ ደሞዝና ስለምንታይ ይቁረጸና? Where Does Your Money Go?
Переглядів 3132 роки тому
ካብ ስራሕና እንኽፈሎ ደሞዝና ስለምንታይ ይቁረጸና? Where Does Your Money Go?
Thanks brother 🙏 for informative support. But I have one idea for all of you guys, especially for Eritrean youths To clarify, do ideas centered around your creative work, without necessarily relying on government programs directly. You have to focus on expanding your creative job or career, possibly considering the benefits of programs like RRSP, FHSA, Carbon Rebate, and GST only in passing, rather than as a central part of your concept.
@TLYL-e5r Great idea. Thank you for the valuable suggestions.
Thank you
ወላ ንT4 ድዮም እንተ ደንጊና 4% ዝቀጽዑ ሓወይ
Thank you so much bro for information.so H.N.Y with your family ❤
Helpful ❤
Happy New Year. Hope you start a vrey good year and achieve your goals this year.❤
Ny tax tesreh deka amlesom
@mehariredi4074 Yes Mehari - telephone 778-814-7401
Tenx more brother
Good job my brother 👏
Selam kbur haw btaimi des sbil information ika thbena kulu gize Bmntay krekbeka ykil
@@meronmichael2668 Selam Meron - telephone 778-814-7401
Xbuk medeb endu gn too much but advertise
Rhus hadsh amet ygberlka, xuruy haberta, thank you.
You are blessed,Thank you
Tanks bro good job 🥰🥰
Thank you so much Amilish keep going, bro ❤❤❤❤🎉🎉
Good job amlsh 🎉happy new year
Thanks alot for sharing. Stay blessed
Thank you, you too.
ጽሩይ ሓበሬታ ! ክብረት ይሃብካ ፡ቐጽሎ !!
Thank you, Estaz Weldino.
Thank you.
December 31 is today 🎉❤🎉
Thank u kubur hawna ገዛ ንዝገዛእና ኣብ TAX ቅድሚ ምግባርና እንታይ ንገብሮ ኣሎ ኣብ ምምላስ ከ ይሕግዝ ድዩ
@bereketaraya2726 Yes, if you're the first home buyer. You have First-time Home Buyer tax credit. $1500 yimleseka. Dewulelna tax kinserhalka kelena claim kingebrelka.
@@MATIINFO yes first home buyer eye kab calgary
@@bereketaraya2726 What App 778-814-7401 Dewulena kinhgzeka ena.
Thanks bro
Thank you bro I have a question what is the best way to contact you.
@@Helena-g2m 778-814-7401
God job
ለስ ዘይ እዳበልኩም ናብታ እንቹራስ ሰብ እዳሽከልኩማ ሽግር ኮይኑ ንሕና ስርሕ ስርሕ ኣብልና ዶኾን ናዓዲና ንምለስ ንብል እንተዳኣ ዓቕሚ ኣልኩም ንስ ሃገርና ምስ ዝምልከቶም ኣካል ትርድድእ ኣብልኩም ምለስወ ዝ መንእሰይ ኣብ ሃገሩ ገለ እንፈስትመንትቭከዋፍ ኣለወ ናይ ካናዳ ናይ ኢመሪካ ምንም ሓንቲ ኣይገብረልናን ደቅና ይጠፉኡ ኣለው ካብ ባህሎም ካብ ሃይማኖቶም ስለዚ ሃገርና ህዝብና ደቅና ባህልና ሃይማኖትና ርስትና ክዕቀብ እንተኾይኑ ከማኹም ዝመሰሉ መሪሕ ኣበይን ምዓስ ከዋፍር ኣዋፊሩ ሃገሩን ህዝቡን ዝዕንገለሉ ምስራሕ ዶ ኣይማሓሸን ቁሩብ ዓይኑ ዘንቖሖ ኢውርትራዊ ኣብ ደገ በቃ ነታ ስስተም ናይዚኣ ፈሊጡ ታ እንግልሽ ቁሩብ ናይ ምሽምዳድ እንተፈሊጥዋ ነታ ኣብ ጋጉል ዘላ ሕጊ ነዓዓ እዳደገመ ትንፋስካ የውጺኻ
Thanks
Hi bro i have Question I m working full time& I hav Part Time work instacart Uber .door dash is that must make tax?
@AbelWeldemicael Selam Abel. It is okay to be employed & at same time to be self-employed. Call me, and I will be happy to help you through.
Very interested information & thanks a lot
Glad you liked it
tanx more my bro❤❤❤❤
Tekal hindi anes ayfetekywon ember Trudeau kiwerid e u zelewo
Good Job bro፡
Good job bro Trudeau must go
ከርፍድ እኳ የብሉን ገጹ ትርሓቕ
Welcome 🎉🎉🎉
Welcomè
Eway hndi Entay kgebr metsu way mesuba
Xbuq and xfuf habereta mignan zeyblu thank you so much bro
Yeqnelna Mati sale kulu hberetaka .I guess ,he doesn’t continu !
ኣነስ ከኔ አ ምኣስ ከምዚ ገርና ንማማ africa ነማሕደራ ኮይናና ኣብ ኩናት ኣብ ህልኽ ከንብር 😢
ነመስን
የቀየልና ማቲ ስለ አቲ ኩሉ ግዜ አትህበና ሃበሬታ
Thank you so much
ኣብ ታሪኽ canada ኣብ ዘበን መሪሕነት ትሩዶ ተራእዩ ዘይፈልጥ ዉድቀት እዩ ኣጋጢሙ ዘሎ :ከም ግምተይ እዚ መራሒ ብዛዕባ canada ሃገራዊ ሓላፍነት ይስምዖ እዩ ክትብሎ ዝኽእል ኣይኮነን ::ክሳብ ጥቅምት 2025 ክጸንሕ እዩ ዝብል ትጽቢት የብለይን ::ቅድሚኡ ግድን ክወርድ ኣለዎ በሃሊ እየ
@@peacefullife7520 PP ሎሚ ንግሆ ናብ General Governor ህጹጽ ኣኪባ House of Commons ክትጽዉዕ ብደብዳቤ ሓቲትዋ ኣሎ። ካብ ስልጣኑ ክወርድ JT ዝጠልብ "use your authority to inform the prime minister that he must" recall the House of Commons so a non-confidence vote can be held". ጥሪ 25, 2025 ካብ ዕረፍቲ ክምለስ ኢዩ House of Commons. ብዙሕ ድራማ ክህሉ ኢዪ ክሳብ ጥቅምቲ 2025 ኣይጽንሕዎን ኢዮም ዝብል ግምት ኣለኒ።
40B ክሳራ ዲዩ ዋላስ defecit?
@@MATIINFO melsi bel ngerena nxbey alena mesitkani eko bravo qexilo aytdongyena
Thank you very much for this video. It would be great if you had information about schools and courses .... available in the country for newcomers, and information about Adlet School........?
Thanks for full Information ,just we are waiting again .❤
Kem wetru blux srah yeqenyena amlesom hawna 👏
🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤
Thanks so much Nay serah ke kemu diyu bro
Bless you
ሰላም ሓወይ ብሕጂ ካብ ዩጋንዳ መጽየን ዝምርዓዋካ ምትእስሳር ኣለዎ ዲዩ