መኣዲ ሂወት
መኣዲ ሂወት
  • 60
  • 11 237

Відео

25ሕዳር ቅዱስ መርቆሬዎስ ሰማእትr 4, 2024
Переглядів 68Місяць тому
25ሕዳር ቅዱስ መርቆሬዎስ ሰማእትr 4, 2024
ዓመታዊ ክበረ በዓል ቅዱስ ሚካኤል
Переглядів 107Місяць тому
ዓመታዊ ክበረ በዓል ቅዱስ ሚካኤል
ገብረክርስቶስ ዘ መርዓዊ
Переглядів 1942 місяці тому
ገብረክርስቶስ ዘ መርዓዊ
ዓመታዊ ክበረ በዓል ኣቡነ ኣረጋዊ
Переглядів 2442 місяці тому
ዓመታዊ ክበረ በዓል ኣቡነ ኣረጋዊ
ዕረፍታ ለ ቅድስት ኣርሴማ
Переглядів 2123 місяці тому
ዕረፍታ ለ ቅድስት ኣርሴማ
ስደታ ለ ቅድስት ድንግል ማርያም
Переглядів 1943 місяці тому
ስደታ ለ ቅድስት ድንግል ማርያም
በዓለ መስቀሉ
Переглядів 3213 місяці тому
በዓለ መስቀሉ
ዜና ዕረፍቱ ለ ነብዩ ሙሴ
Переглядів 2173 місяці тому
ዜና ዕረፍቱ ለ ነብዩ ሙሴ
ዕረፍቱ ለ ነብዩ ኢሳያስ
Переглядів 1354 місяці тому
ዕረፍቱ ለ ነብዩ ኢሳያስ
ዓመታዊ ክብረ በዓል ቅዱስ ሩፋኤል
Переглядів 2414 місяці тому
ዓመታዊ ክብረ በዓል ቅዱስ ሩፋኤል
ቅዱስ ቶማስ ዘመርዓስ
Переглядів 1624 місяці тому
ታሪኽ ቅዱስ ቶማስ ዘመርዓስ በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ፣ ኣሜን ቶማስ ዘመርዓስ ሓደ ካብቶም ብ 305 ዓ፣ም ዝነብሩ ዓበይቲ ቅዱሳን ሊቃውንት እዩ። እዞም ሊቃውንት እዚኣቶም ብዝሖም 318 ኮይኑ ነዚ ንሕና ኦርቶዶክሳውያን እንኣም ሓቀኛን ቅንዑን ዝኾነ መጽሓፍና ሰመንያ ወ ኣሓዱ /81/ ዝጸሓፉን ዝተርጎሙን ኢዮም ። ይኹን ደኣ እምበር እዚ መጽሓፍ ቅድሚ ምጽሓፉ ብዘመነ ነገስታት ዲያቅላጢያኖስን መክሲሚያኖስን ዝበሃሉ ንክርስትያን ይቀትልዎምን የሳድድዎምን ቅዱሳን መጻሕፍት የቃጽልዎ ነበሩ። ኣብ ዓለም እውን ስም ክርስትያን ዝብሃል ንኽጠፍእ ተለዓሉ ነዛ መራሒኣ ጐይታና መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ዝኾኑት ቅን...
24/፳፬ ነሓሰ ዕረፍቱ ለኣቡነ ተክለሃይማኖት ጻድቕ
Переглядів 1524 місяці тому
24/፳፬ ነሓሰ ዕረፍቱ ለኣቡነ ተክለሃይማኖት ጻድቕ በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! 24/፳፬ ነሓሰ ዕረፍቱ ለኣቡነ ተክለሃይማኖት ጻድቕ ኣቡነ ተክለሃይማኖት ካብ ኣብኦም ካህን ጸጋዘኣብ ካብ ኣዲኦም ቅድስት እግዚእሃረያ ብ 24 መጋቢት ተጸኒሶም ብ24 ታሕሳስ ፲፩፻፺፯/1197 ዓ.ም ኣብ ሰሜን ሽዋ ቡልጋ ጽላልሽ/ዞረሬ ኣብ ዝተባህለ ቦታ ተወልዱ። ምስ ተወልዱ ስድርኦም ፍሰሓ ጽዮን ኢሎም ሰመይዎም ትርጉሙ ድማ ናይ ጽዮን ሓጎስ ደስታ ተድላ ማለት እዩ። ምስ ተወልዱ ኣብ ሳልሳይ መዓልቶም ካብ ሕቑፊ ኣዲኦም ወሪዶም “ኣሃዱ ኣብ ቅዱስ፡ ኣሃዱ ወልድ ቅዱስ፡ ኣሃዱ ውእቱ መንፈስ ቅዱስ” ኢሎም ንስላሴ ኣመስገ...
ዕርገታ ለ ማርያም
Переглядів 1174 місяці тому
፲፮/16 ንሓሰ ዕርገታ ለቅድስት ድንግል ማርያም በዓል ዕርገታ ለ ቅድስት ማርያም በስመአብ ወወልድ ውመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን!!! እንኳዕ ናብ አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም በዓለ ዕርገታ አብፀሐና! በዓለ ዕርገታ ለማርያም ኣብ ቅድስት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያና ከም ታሪኽ ዝንገር ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ዕረፍቲ ኣብ ዝኾነሉ ዕለት ሓዋርያት ንናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣስከሬን ንኸዕርፉ ናብ ጌቴ ሰማኒ መካነ ዕረፍቲ ሒዞማ ክኸዱ ከለዉ ኣይሁድ ብኽፍኣት መንፈስ ተላዒሎም “ኣቐዲሙ ንወዳ ብሳልሳይ መዓልቲ ካብ ምዉታን ተንሲኡ በርብዓ መዓልቱ ናብ ሰማይ ዓረገ ዳሕራይ’ውን ነዛ ዓለም ንምሕላፍ ክመጽ...
ደብረ ታቦር
Переглядів 2044 місяці тому
ደብረ ታቦር @ንኣና ኣብዚ ምንባር ጽቡቕ እዩ@ ኣብ ምድረ እስራኤል፡ ካብ ባሕሪ ገሊላ ብ ምዕራብ ዝርከብ እምባ እዩ። ቅዱስ ወንጌል (ማቴ. 17፡1-13) ከም ዝነግረና፡ ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ነቶም ኣዕኑድ ቤተ ክርስቲያን ዝበሃሉ ሠለስተ ካብ ደቀ መዛሙርቱ ዝኾኑ ቅዱስ ጴጥሮስን ደቂ ዘብዴዎስ ቅዱስ ያዕቆብን ቅዱስ ዮሓንስን ኣኸቲሉ ናብዚ እምባ እዚ ምስ ደየበ፡ ኣምላኽነቱ ንምግላጽ ኣብ ቅድሚኦም ክዳኑ ከም በረድ ፃዕደወ፡ ገጹ’ውን ከም ፀሓይ በርሀ። ክልተ ካብ ቅዱሳን ነቢያት ሙሴን ኤልያስን ተገሊጾም ምስኡ ተዘራረቡ። ነቢይ ሙሴ፡ ‘ንኣኻ ኣምላከ ሙሴ ይብሉኻ እምበር ከመይ ኢሎም ሙሴ ኢኻ ይብ...
6 ነሐሰ ዕረፍቲ ቅድስት ማርያም መግደላዊት
Переглядів 1355 місяців тому
6 ነሐሰ ዕረፍቲ ቅድስት ማርያም መግደላዊት
ህዝቅያስ ንጉሰ ይሁዳ
Переглядів 1215 місяців тому
ህዝቅያስ ንጉሰ ይሁዳ
2/፪ ነሓሰ ዕረፍቲ ቅድስት ኣትናስያ
Переглядів 1745 місяців тому
2/፪ ነሓሰ ዕረፍቲ ቅድስት ኣትናስያ
ዮሴፍ ወ ኒቆዲሞስ
Переглядів 1365 місяців тому
ዮሴፍ ወ ኒቆዲሞስ
ኣቦና ኣቡነ ሰላም (ኣባ ፍሪምናጦስ)
Переглядів 1285 місяців тому
ኣቦና ኣቡነ ሰላም (ኣባ ፍሪምናጦስ)
ሰማዕት ቅዱስ ሌንጊኖስ
Переглядів 865 місяців тому
ሰማዕት ቅዱስ ሌንጊኖስ
ሓምለ 19 ናይ ሰማዕት ህፃን ቅዱስ ቂርቆስን ኣዴኡ ቅድስት እየሉጣን ዓመታዊ ክብረ በዓል
Переглядів 1565 місяців тому
ሓምለ 19 ናይ ሰማዕት ህፃን ቅዱስ ቂርቆስን ኣዴኡ ቅድስት እየሉጣን ዓመታዊ ክብረ በዓል
18 ሓምለ በዓለ ዕረፍቱ ንሃዋርያ ያዕቆብ
Переглядів 805 місяців тому
18 ሓምለ በዓለ ዕረፍቱ ንሃዋርያ ያዕቆብ
ቅዱስ ሃዋርያዊ ናትናኤል
Переглядів 1445 місяців тому
ቅዱስ ሃዋርያዊ ናትናኤል
ስላሴሓምለብመምህርዘርኣወንጌልፍስሃቤተኣብርሃም15, 2024
Переглядів 1396 місяців тому
ስላሴሓምለብመምህርዘርኣወንጌልፍስሃቤተኣብርሃም15, 2024
ቅዱስጳውሎስብመምህርዘርኣወንጌልፍስሃJuly 11, 2024
Переглядів 946 місяців тому
ቅዱስጳውሎስብመምህርዘርኣወንጌልፍስሃJuly 11, 2024
ቅዱስጴጥሮስበመምህርዘርኣወንጌልፍስሃJuly 11, 2024
Переглядів 786 місяців тому
ቅዱስጴጥሮስበመምህርዘርኣወንጌልፍስሃJuly 11, 2024
ህንፀተ ቤታ 4, 2024
Переглядів 816 місяців тому
ህንፀተ ቤታ 4, 2024
አባ ግሪማ ብመምህር ዘርአወንጌል ፍስሃ 26, 2024
Переглядів 1386 місяців тому
አባ ግሪማ ብመምህር ዘርአወንጌል ፍስሃ 26, 2024
በኣለ ምንፍስ ቅዱስ ብመምህር ዘርኣ ወንጌል ፍስሃ22, 2024
Переглядів 1326 місяців тому
በኣለ ምንፍስ ቅዱስ ብመምህር ዘርኣ ወንጌል ፍስሃ22, 2024