DAWIT TQUABO
DAWIT TQUABO
  • 24
  • 1 245 117
New Tigrgna Gospel Song Pastor Dawit Tquabo ብእልልታ'ዩ ዝዉዳእ 'ትዛንታ BELILITAYU ZWUDAE TZANTA 2025
ብእልልታ'ዩ ዝዉዳእ'ቲ ዛንታ
ምሸት እኳ ተሓደረ ብኽያት
እልልታ ክኹሕኩሕ'ዩ ቤተይ ኣንጊሁ ብጊሓት
እልልታ'ዩ እቲ ዘሎ'ብ ቅድመይ
ብእልልታ ብእልልታ'ዩ ዝዉዳእ 'ቲ ዛንታ/2/
ብእኡ ዋላ ኣይወሰድ ፍጻሜታት ኣይክሕድን
ንሱ ዋላ ይሃሉ ካብ የሱስ ኣይዓብን
ክንዮ'ቲ ዝርኣ ኣርሒቀ ካብ ዙርያይ
እርኢ'ለኹ ብርሃን ድሙቅ ብርሃን ሰማይ
እሰምዕ ኣለኹ ድምጺ ደሃይ ናይ ኤልሻዳይ
ወዳኢ/2/ ወዳኢ ነገረይ
እሰምዕ ኣለኹ ድምጺ ደሃይ ናይ ኤልሻዳይ
ፈጻሚ/2/ ፈጻሚ ጉዳየይ
ተደጋ ምሸት እኳ ተሓደረ ብኽያት
እልልታ ክኹሕኩሕ'ዩ ቤተይ ኣንጊሁ ብጊሓት
እልልታ'ዩ እቲ ዘሎ'ብ ቅድመይ
ብእልልታ ብእልልታ'ዩ ዝዉዳእ 'ቲ ዛንታ/2
ኣብ ዝርምሰስ ጸልማት ከም መዓልቲ ዝበርህ
ንዕዑየ ዝግዛእ ንዕዑየ ዘምልኽ
ሓሳብ ደሓን ጽቡቅ መፈጸምታ ዘለዎ
ዝዓቆረለይ ኣሎ ሓደየ ካብቶም ዘፍቅርዎ
በድራሻይ ዝተጻሕፈ ናይ ኣቦ ጽሕፍቶ
ክኹሕኩሕ'ዩ ንቤተይ ኣነዉን ክኸፍቶ
በድራሻይ ዝተጻሕፈ ናይ ኣቦ ጽሕፍቶ
ክኹሕኩሕ'ዩ ንቤተይ ኣነዉን ክኸፍቶ
ተደ ምሸት እኳ ተሓደረ ብኽያት
እልልታ ክኹሕኩሕ'ዩ ቤተይ ኣንጊሁ ብጊሓት
እልልታ'ዩ እቲ ዘሎ'ብ ቅድመይ
ብእልልታ ብእልልታ'ዩ ዝዉዳእ 'ቲ ዛንታ/
ከምዚ'ለ ኣይቅጽልን ምንባር ኣብዛ ምድሪ
የሱስ ክምለስ'ዩ ብግርማ ብኽብሪ
መልህቅ ህይወተ'ዩ ዝገብረሉ ተስፋ
ወርትግ ዘቋምቶ ካብ ኩሉ ሓለፋ
ዘየቋርጽ ሓጎስ ዘይዉዳእ እልልታ
ምርኣይ ገጽ የሱስ'ዩ እነኹ እብል ማራናታ
ዘየቋርጽ ሓጎስ ዘይዉዳእ እልልታ
ምርኣይ ገጽ የሱስ'ዩ እነኹ እብል ማራናታ
ማራንኣታ/8/
Переглядів: 21 862

Відео

ዕድመ ናይ መዝሙር ምሸት "ዉራየይ ምምላኽ ንዓኻ'ዩ" Jun 5, 2024 at 2:00 p.m, Halowot Amanuel church
Переглядів 8517 місяців тому
ዕድመ ናይ መዝሙር ምሸት "ዉራየይ ምምላኽ ንዓኻ'ዩ" Jun 5, 2024 at 2:00 p.m, Halowot Amanuel church
Pastor Dawit Tquabo & Milena Bereket ዉራየይ ምምላኽ ንዓኻ'ዩ New Tigrgnia Gospel Song 2024
Переглядів 106 тис.7 місяців тому
በዛ መዝሙር ተባረኹ ፡ዉራይ ዝብል ቃል ብዙሕ ግዜ ኣብ ሕብረተሰብና ልሙድ ቃል እዩ፡ዉራይየ ምምላኽ ንዓኻ'ዩ ካብ ምዝማር ዝሓልፍ ዉራይና ንምኽባሩ ምዃኑ ኣብ ኩሉ ህይወትና ንዕዑ ምኽባር ዝዓበየ ቁምነገር ናይ ህይወትና ምዃኑ ኢና ንምስክርን ዘሎና በዚዉን ስሙ ይኽበር።ብር ክንብል እንጅምሮ ናይ ህይወትና ቀንዲ ዉራይ ምኽባሩ ይኹን።ሰሚዕኩም ናብ ካልኦት ዉን ኣብጽሕዋ ኣምላክ ይባርኽኩም።
Singer Milena Bereket New Tigrigna poem ማራንኣታ (Official vidio) 2024
Переглядів 7 тис.9 місяців тому
በቲ ትሕዝቶ ኣብዛ ግጥማዊት መዝሙር ክትባርኹ ኣብ ዉሽጥኹም ናፍቆት እቲ ከይረኣኹሞ እተፍቅርዎ ዘለኹም የሱስ ክኣትወኩም ምድላዉ ክኾነልኩም ጸሎትና''ዩ ኣምላኽ ይባርኽኩም።ማራንኣታ ማራንኣታ የሱስ ንዓ።
ሕጂ'ዉን እዉከለካ New Gospel song 2024 Tsega Grmay, Brkiti Eyasu, Milena Bereket /Bety Sisters Choir/
Переглядів 8 тис.Рік тому
ሕጂ'ዉን እዉከለካ New Gospel song 2024 Tsega Grmay, Brkiti Eyasu, Milena Bereket /Bety Sisters Choir/
pastor Dawit Tquabo & Milena Bereket ሃሌ ሉያ New Tigrgnia Gospel song 2023
Переглядів 49 тис.Рік тому
pastor Dawit Tquabo&Milena Bereket ሃሌ ሉያ New Tigrgnia Gospel song 2023
Pastor Dawit Tquabo & Milena Bereket ምስጋና'ዩ ቋንቋይ /Tigrigna Gospel song (official studio) 2023
Переглядів 372 тис.Рік тому
#msganayu-kuankuay#Dawit-Tquabo# @ምስጋና'ዩ ቋንቋይ ቅድሚ 24 ዓመት ብ @1999 ዝተዋህበትኒ ንብዙሕ ንበረኸት ዝኾነትኒ መዝሙር እያ ብረድኤት ኣምላኽ ደጊምና ክንሰርሓ ኣብቂዑና ክብሪ ንስሙ።
Pastor Dawit Tquabo ኣሜን ኣሜን |Tigrigna Mezmur (Official Video)2022
Переглядів 131 тис.2 роки тому
#Amen_Amen #tigrigna_song #Dawit_Tquabo
Dawit Tquabo (ዕዱም አይንብለካን) New Gospel Song |Tigrinya (Official Video)2022
Переглядів 19 тис.2 роки тому
ነዛ ቻንለ ሓደስቲ ዝኾንኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ድማ እቲ ወንጌል ኣምላኽ ከምዝግባእ ምእንቲ ክዝርጋሕን ክዓይን ሼር ብምባል ኣብዚ ዕዮ ክትሓብሩ ሳብስክሪብ ብምግባር ድማ ኣባላት እዛ ቻነል ብሙኻን ንዝመጽእ ቪድዮታት ብቕልጡፍ ክትከታተሉ ትኽእሉ ኢኹም እግዚኣብሄር ብኹሉ ወገንኩም ዕረፍቲ ይሃብኩም!DAWIT TQUABO-New Mezmur Christian Singers/ / New Gospel Song |Tigrinya (Official Video)2021 / Check Out New Mezmur Video Clips for you blessed;- Official Video Subscribe today for latest gospel songs: now to get...
DAWIT TQUABO- ምሳይ'ዩ ምሳይ- New Gospel Song | Eritrean Tigrinya 2021
Переглядів 41 тис.3 роки тому
ነዛ ቻንለ ሓደስቲ ዝኾንኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ድማ እቲ ወንጌል ኣምላኽ ከምዝግባእ ምእንቲ ክዝርጋሕን ክዓይን ሼር ብምባል ኣብዚ ዕዮ ክትሓብሩ ሳብስክሪብ ብምግባር ድማ ኣባላት እዛ ቻነል ብሙኻን ንዝመጽእ ቪድዮታት ብቕልጡፍ ክትከታተሉ ትኽእሉ ኢኹም እግዚኣብሄር ብኹሉ ወገንኩም ዕረፍቲ ይሃብኩም!DAWIT TQUABO-New Mezmur Christian Singers/ / New Gospel Song |Tigrinya (Official Video)2021 / Check Out New Mezmur Video Clips for you blessed;- Official Video Subscribe today for latest gospel songs: now to get...
#ጎይታ_ሰንበት DAWIT TQUABO NEW TIGRIGNYA MEZMUR 2021 GOYTA SENBET
Переглядів 217 тис.3 роки тому
ነዛ ቻንለ ሓደስቲ ዝኾንኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ድማ እቲ ወንጌል ኣምላኽ ከምዝግባእ ምእንቲ ክዝርጋሕን ክዓይን ሼር ብምባል ኣብዚ ዕዮ ክትሓብሩ ሳብስክሪብ ብምግባር ድማ ኣባላት እዛ ቻነል ብሙኻን ንዝመጽእ ቪድዮታት ብቕልጡፍ ክትከታተሉ ትኽእሉ ኢኹም እግዚኣብሄር ብኹሉ ወገንኩም ዕረፍቲ ይሃብኩም!Hosanna-New Mezmur Christian Singers/ / New Gospel Song |Tigrinya (Official Video)2021 / Check Out New Mezmur Video Clips for you blessed;- Official Video Subscribe today for latest gospel songs: now to get noti...
ፈዉስና'ዩ ፈዉሳ New Eritrean gospel song 2021Dawit Tquabo,Kibret Bereket,Suzan Abraha and Milena Bereket
Переглядів 32 тис.3 роки тому
ፈዉስና'ዩ ፈዉሳ New Eritrean gospel song 2021Dawit Tquabo,Kibret Bereket,Suzan Abraha and Milena Bereket
NEW ERITREAN TIGRIGNYA POEM//TSIWUAKA FLET//MILENA BEREKET//ጽውዓኻ ፍለጥ//ሚለና በረኸት//2021
Переглядів 6 тис.3 роки тому
NEW ERITREAN TIGRIGNYA POEM//TSIWUAKA FLET//MILENA BEREKET//ጽውዓኻ ፍለጥ//ሚለና በረኸት//2021
NEW ERITREAN TIGRIGNYA MEZMUR// WANINU'YE MILENA BEREKET//ዋኒኑ'የ//ሚለና በረኸት 2020
Переглядів 16 тис.4 роки тому
NEW ERITREAN TIGRIGNYA MEZMUR// WANINU'YE MILENA BEREKET//ዋኒኑ'የ//ሚለና በረኸት 2020
New Eritrean Tigrignya mezmur "Eghziabihier Halawina" Dawit Tquabo///እግዚአብሄር ሓላዊና ///ዳዊት ትኳቦ 2020
Переглядів 19 тис.4 роки тому
New Eritrean Tigrignya mezmur "Eghziabihier Halawina" Dawit Tquabo///እግዚአብሄር ሓላዊና ///ዳዊት ትኳቦ 2020
NEW TIGRGINYA MEZMUR TEASER///DAWIT TQUABO///2020///COMING SOON ON SEPTEMBER 20, 2020
Переглядів 3,5 тис.4 роки тому
NEW TIGRGINYA MEZMUR TEASER///DAWIT TQUABO///2020///COMING SOON ON SEPTEMBER 20, 2020
Worship time///dawit tquabo/// 2020 tigrinya worship time
Переглядів 26 тис.4 роки тому
Worship time///dawit tquabo/// 2020 tigrinya worship time
Must See//ስለ ዝሓለፍካለይ'ዩ// Dawit Tquabo// New Amazing Eritrean Tigrinya Video clip 2020//
Переглядів 134 тис.4 роки тому
Must See//ስለ ዝሓለፍካለይ'ዩ// Dawit Tquabo// New Amazing Eritrean Tigrinya Video clip 2020//
Home worship by Dawit Tquabo /እናፍቕ /2020/New Eritrean Mezmur 2020
Переглядів 27 тис.4 роки тому
Home worship by Dawit Tquabo /እናፍቕ /2020/New Eritrean Mezmur 2020
NEW ALBUM
Переглядів 3,7 тис.4 роки тому
NEW ALBUM