- 223
- 41 089
አቡነ ይማእታ ዩቱብ Abune Ymaate Yotub
Приєднався 16 лют 2022
ክቡራት አሕዋተይን አሓተይን አብ ዉሽጢ ዓድን ደገን ኮይንኩም እትካታተሉ ዘለኩም አብዚ ቻናል ሃናፂ ሪኢቶኩምን ምትብባዕክሙን አይ ፈለየኒ subscrabe & sehr &Leke እናገበርኩም ክተተባብዑኒ ተስፋ ይገብር እዚ ቻናል መንፈሳዊ ቻናል እዩ
Youtub
አቡነ ይማእታ ዩቲብ
Fesbuk
m. story.php?story_fbid=pfbid02pW4XonKRf7BCEVz9iX75KcHbyyeAKud4Hn2dqtQ4nt4a77aFNy2y4mhppZCb5UWYl&id=100076221440420&sfnsn=mo
@Tikotok
Youtub
አቡነ ይማእታ ዩቲብ
Fesbuk
m. story.php?story_fbid=pfbid02pW4XonKRf7BCEVz9iX75KcHbyyeAKud4Hn2dqtQ4nt4a77aFNy2y4mhppZCb5UWYl&id=100076221440420&sfnsn=mo
@Tikotok
ስንክሳር ጥሪ 30/፴ብ ክቡር መምህርና ድያቆን ፍጹም ገ/እግዚአብሔር እንኳዕ ናብ ዓመታዊ ክብረ ብዓለን አብጸሐና አብፅሐኩም በረከተን ረዲኤተን ይሕደረና አሜን
Edited by YouCut:youcutapp.page.link/BestEditor
Переглядів: 11
Відео
አብ ዝሓለፈ አከባብራ ዓመታዊ ብዓል ቅዱስ ጅወርግስ አብ ደብረ ጽጌ ቅዱስ ጊዮርግስ ወ አቡነ አረጋዊ ውቅሮ ብምስሊ #subscribe #share #like
Переглядів 3110 місяців тому
#subscribe #share #like @abuneymaateyotub6589
ምድላው ብዓል ጥምቀት አብ ደብረ ጽጌ ቅዱስ ጊዮርጊስ ወአቡነ አረጋዊ ቤተ ክርስቲያን ቤት ትምህርቲ ሰንበት ውቕሮ እንካዕ ንብርሃነ ጥምቀቱ አብጽሐኩምshre
Переглядів 5111 місяців тому
ምድላው ብዓል ጥምቀት አብ ደብረ ጽጌ ቅዱስ ጊዮርጊስ ወአቡነ አረጋዊ ቤተ ክርስቲያን ቤት ትምህርቲ ሰንበት ውቕሮ እንካዕ ንብርሃነ ጥምቀቱ አብጽሐኩም @abuneymaateyotub6589 #subscribe #share #like ቤተሰብ ኩኑ
''ወርቂ ተተርኢሱ ዝጠሚ ኣብ ልዕሊ ማይ ተንሳፊፉ/ደቂሱ ዝፀምእ ህዝቢዶ ተራእዩ ይፈልጥ።'' ብፁዕ አቡነ ሰላማ
Переглядів 5211 місяців тому
''ወርቂ ተተርኢሱ ዝጠሚ ኣብ ልዕሊ ማይ ተንሳፊፉ/ደቂሱ ዝፀምእ ህዝቢዶ ተራእዩ ይፈልጥ።'' ብፁዕ አቡነ ሰላማ
#Ftuway Pert5 ፍቱወይ 5ክፋል ናይ መጠረሻ@abuneymaateyotub6589 #subscribe #share #like
Переглядів 3311 місяців тому
#subscribe #share #like
ሓፂር ገድሊ አቡነ አብሳዲ ብ ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን #ብመምህር #ተወልደብርሃን ዝተፅሓፈ#share #subscribe #like
Переглядів 6211 місяців тому
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን። ትውልዲ እዞም ንቅዱስ ዕላማን መንፈሳዊ ተጋድሎን ዝተኃርዩ ኣቦ፡ ኣብ ትግራይ (ኢትዮጵያ) ኣውራጃ እንደርታ ወረዳ መንበርታ ደበሽን እንዳ ማርያም (ደብረ ሲና) ኣብ ዝተባህለ ቦታ እዮም ተወሊዶም። ፍሉይ ስም ቦታ ትውልዶም ድማ ሐይቀ መሳሕል ትብሃል። ፈራህያነ እግዚአብሔር ዝነበሩ ወለዶም ብሃይማኖት ጽኑዓት፡ ብሰናይ ግብሪ ውቁባት፡ ፍተውቲ ምናኔ እዮም ነይሮም። ስም ኣቦኦም ቀሲስ ቶማስን ክብሃሉ ከለዉ፡ ኣዲኦም ኸኣ ቅድስት ሰሎሜ (ጓል ሕይወት ብነ) ይብሃላ። ቀሲስ ቶማስ ንበኵሪ ወዶም አቡነ መርቆሬዎስ ምስ ወለዱ ንቅድስት ሰሎሜ ከይነገሩ፤ እዛ ዓለም እዚኣ ኃላፊት እ...
አከባብራ ብዓል ልደት እዚ ሪኢኩም ተሓጎሱ @abuneymaateyotub6589 &#share &#subscribe #like
Переглядів 1211 місяців тому
አከባብራ ብዓል ልደት እዚ ሪኢኩም ተሓጎሱ @abuneymaateyotub6589 share subscribe #like
ሓፀርቲ መዝሙር ናይ ልደት @abuneymaateyotub6589 &#subscribe &#share &#like
Переглядів 2311 місяців тому
#subscribe #share #like
Ftuway Part 4 #ፍቱወይ #4ይክፋል ) @abuneymaateyotub6589 &#subscribe &#share &#like
Переглядів 2011 місяців тому
#like #share #subscribe
ፍቱወይ 3ይ ክፋል @abuneymaateyotub6589 #subscribe #share #like ቤተሰብ ኩኑ
Переглядів 2211 місяців тому
ፍቱወይ 3ይ ክፋል @abuneymaateyotub6589 #subscribe #share #like ቤተሰብ ኩኑ
ፍቱወይ 2ይ ክፋል @abuneymaateyotub6589 #subscribe #share #like
Переглядів 6511 місяців тому
ፍቱወይ 2ይ ክፋል @abuneymaateyotub6589 #subscribe #share #like
ፍቱወይ 1ይ ክፋል @abuneymaateyotub6589 #subscribe #share #like ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ
Переглядів 3611 місяців тому
ፍቱወይ 1ይ ክፋል @abuneymaateyotub6589 #subscribe #share #like ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ
ትሕትና ይሃሊካ ትዕቢተኛ ኤይትኩን @abuneymaateyotub6589 #subscribe #share #like
Переглядів 4911 місяців тому
ትሕትና ይሃሊካ ትዕቢተኛ ኤይትኩን @abuneymaateyotub6589 #subscribe #share #like
ሰላም ሰላም ከመይ ቀኒኩም በሉ ብ Vibyo መፂኤኩም አለኩ
Переглядів 1911 місяців тому
ሰላም ሰላም ከመይ ቀኒኩም በሉ ብ Vibyo መፂኤኩም አለኩ
ተካታታሊ መንፈሳዊ ሕቶታት ምስጢረ ስላሴ #1ይክፋል መልሲ አብ ኮሞንት በረከት ተሳተፉ #subscribe #share #like ናበልኩም
Переглядів 7011 місяців тому
ተካታታሊ መንፈሳዊ ሕቶታት ምስጢረ ስላሴ #1ይክፋል መልሲ አብ ኮሞንት በረከት ተሳተፉ #subscribe #share #like ናበልኩም
ቃል_ ኪዳን 💞 @abuneymaateyotub6589 #subscribe #share #like
Переглядів 8311 місяців тому
ቃል_ ኪዳን 💞 @abuneymaateyotub6589 #subscribe #share #like
ናይ አቡነ አረጋዊ መዝሙር እካዕ ንወርሓዊ ብዓሎም አብፅሐኩም አብፅሐና @abuneymaateyotub6589#subscribe #share #like ቤተሰብ ኩኑ
Переглядів 9Рік тому
ናይ አቡነ አረጋዊ መዝሙር እካዕ ንወርሓዊ ብዓሎም አብፅሐኩም አብፅሐና @abuneymaateyotub6589#subscribe #share #like ቤተሰብ ኩኑ
ፍቅሪ ድንግ ማርያም #subscribe #share #like @abuneymaateyotub6589
Переглядів 220Рік тому
ፍቅሪ ድንግ ማርያም #subscribe #share #like @abuneymaateyotub6589
መጽብዓይ ሒዘ ክመፀኪ #subscribe #share #like @abuneymaateyotub6589
Переглядів 20Рік тому
መጽብዓይ ሒዘ ክመፀኪ #subscribe #share #like @abuneymaateyotub6589
#ተሐነጺትግራይ/tigrigna orthodox tewahdo mezmur zemarit mulubrhan gebre /#subscribe &#share &#like
Переглядів 641Рік тому
#ተሐነጺትግራይ/tigrigna orthodox tewahdo mezmur zemarit mulubrhan gebre /#subscribe share like
እስመ አልቦ ነገር ዘይስአኖ ለእግዚአብሔር ብጹእ አቦና አቡነ አትናቴዎስ ብሰላም ናብ ሃገረ ስብከቶም ተመሊሶም አለዉ ተመስገን
Переглядів 56Рік тому
እስመ አልቦ ነገር ዘይስአ ለእግዚአብሔር ብጹእ አቦና አቡነ አትናቴዎስ ብሰላም ናብ ሃገረ ስብከቶም ተመሊሶም አለዉ ተመስገን
ድራማ 1ይ ክፋል ባህልን ሃይማኖትን @abuneymaateyotub6589 subscribe #share like ኤትረስዑ
Переглядів 46Рік тому
ድራማ 1ይ ክፋል ባህልን ሃይማኖትን @abuneymaateyotub6589 subscribe #share like ኤትረስዑ
ብመልክዕ ድራማ መንፈሳዊ ግጥሚ #ንፅህተንፁሃን) አቅረብቲ #ሃይማኖቶ &#ብርቱካን &#ሓዳስ )#subscribe #share #like
Переглядів 134Рік тому
ብመልክዕ ድራማ መንፈሳዊ ግጥሚ #ንፅህተንፁሃን) አቅረብቲ #ሃይማኖቶ ብርቱካን ሓዳስ )#subscribe #share #like
ብሓዳርካ ንክትሕጎስ መምርሒ አምላክድለ 1ይ ክፋል #share #like #subscribe @abuneymaateyotub6589 ሼር ላክ አባራትዑና
Переглядів 59Рік тому
ብሓዳርካ ንክትሕጎስ መምርሒ አምላክድለ 1ይ ክፋል #share #like #subscribe @abuneymaateyotub6589 ሼር ላክ አባራትዑና
ቃለ ሂወት የስመዐልና ድያቆን ሓውና❤❤❤❤❤
ማዓር ዝከነ ሰበከት አምላክ ፅጋ አብ ልዕሊ ፅጋ የብዘሐልካ ድያቀን ሓወና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፀግኡን በረከቱን የብዝሓልኺ ዝሓፍተይ ❤
❤❤❤❤
ኣሜን ፫ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ዝማሬ መላእክት የሰመዐና
😍😍🥰🥰🥰❤❤❤
😍😍🥰🥰❤❤❤❤❤❤❤
😍😍😍😍🥰🥰❤❤
ኣሜንንንን
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አሜን፫ ቃለ ህይወት የስመዐልና👏🙏
🙏🙏🙏🙏🙏🙏ዝማሬ መላኢክት የስመዐልና ደቅኖዋ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን እንቃዕ ኣሕቢሩ ኣብጸሐና ዝያዳይ ❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤🎉 ክቡር ኣቦና
❤❤❤❤
ብሓቂ ፀግኡ የብዝሐልኪ ጓልነይ❤❤❤
ሰላም ክቡራትን ክቡራንን አሕዋተይን አሓተይን እዛ ቪድዮ እትሪኡ ዘለኩም ላይክ 👍ብምባል ጀምርዋ ሪኢተኩም ደማ አብ ኮሞንት ግደፉለይ ሼር ደማ ❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍተይ👏
አሜን አሜን❤❤
🎉🎉🎉🎉እልልልልልልል እልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልል ዝማረ መላእክት የስመዓልና ሰላም ብርክት ሓፍተይ እንንቃዕ ናብዚ ክቡር በዓል ብርሃን ልደት ናይ ጎይታ ኣብጸሓና በዓልና ናይ በረከትን ቅድስናን ይግበረልና ብልደቱ ሰላሙ ይዓድለና🎉🎉🎉
አሜን አሜን አሜን እካዕ አሕቢሩ አብፅሐና ተክለ ሓዎይ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉
ብሓቂ ማሃሪት ዛንታ ዝሓፍተይ አጀክይ👏
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ ❤❤❤
ስላሴ
ዝሳተፍ ስለ ዝሳአንኩ እየ ሙሉእ ሕቶንን መልስን አቀሚጠዮ ዘለኩ
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን ሕቶታት ምሥጢረ ሥላሴ 1.መን ፈጠረና ? ----->ሥላሴ 2.ንመንከ ትኣምን ? ---> ንሥላሴ 3.ሥላሴ ክንደይ እዮም ? ---> ሰለስተ ይኾኑ ሓደ ይኾኑ 4.ብምንታይ ሰለስተ ይኾኑ ? ---> ብስም ፥ ብግብሪ ፥ ብኣካል 5.ብምንታይ ከ ሓደ ይኾኑ ? ---> ብባህርይ ፥ ብስልጣን ፥ ብመለኮት ፥ ብፍቓድ ፥ብህልውና 6.እንታይ ከ ስሞም ---> ኣብ፥ ወልድ ፥ መንፈስ ቅዱስ 7.እንታይ ከ ግብሮም ? --->አብ ወላዲ ፥ ወልድ ተወላዲ፥ መንፈስቅዱስ ሰራጺ 8.አብ ማለት እንታይ ማለት እዩ ---> ኣቦ 9.ናይ መን ኣቦ ፧ ---->ናይ ወልድ 10.ወልድ ማለት ከ ፧ --->ዉሉድ 11.ናይ መን ዉሉድ ፧ --->ናይ አብ 12.መንፈስ ቅዱስ ማለት ከ ፧ ---->ሰራጺ 13.ካብ መን ዝሰረጸ ፧ --->ካብ አብ 14.ካብ ወልድ ከ ይሰርጽ ድዩ ፧ ---> ኣይሰርጽን 15.እንታይ ደኣ ወንጌል የውሃንስ እምዚኣየ ይነስእ ዝብል ፧ --->እሞ ይሰርጽ ዶ ኢሉ እዩ፥ ቃል'ዩ ይነስ'እ ዝበለ እምበር 16.ቃል'ከ ኣበይ ኢሉ ፧ --->አነስአ እምነየ ኢሉስ ስቅ በለ ወይነግረኩም በለ(ዮሃ.16:15) 17.ኣካል ዝተባህለ እንታይ እዩ፧ --->ኢድ፥ እግሪ፥ ዓይኒ፥ እዝኒ፥ ኣፍ፥ ኣፍንጫ፥ ስኒ፥ ካብ ጽፍሪ እግሪ ኣትሒዙ ክሳብ ጸጉሪ ርእሲ፥ ንአብ ፍጹም ገጽ ፍጹም ኣካል ፍጹም መልክዕ ኣለዎ፥ንወልድ ፍጹም ኣካል ፍጹም ገጽ ፍጹም መልክዕ ኣለዎ፥ ንመንፈስ ቅዱስ ፍጹም ኣካል ፍጹም ገጽ ፍጹም መልክዕ ኣለዎ፥ ሥላሴ መልክዖም ሰብ ይመስሉ። 18.ሥላሴ ኣካሎም ከመይ እዩ ፧ --->ምሉእ፥ ሰፊሕ፥ ረቂቕ 19.ናይ ሰብ'ከ ፧ --->ግዙፍ ፥ዉሱን ፥ጸቢብ 20.ምልኣቶም'ከ ከመይ እዩ --->ከም ብርሃን፥ ከም ሙቐት፥ ከም ንፋስ፥ 21.ስፍሓቶም'ከ ፧ --->ካብ ጽርሃ ኣርያም ንላዕሊ ቁመቱ፥ ካብ ባርባሮስ ንታሕቲ መሰረቱ ፥ እዚ ስለ ዝኾነ ንሰብ ብዝፈልጦ ምንጋር እዩ፥ እምበር ንሥላሴ ዓለም ኣይውስኖምን እዩ። 22.ሥላሴ ርቀቶም ከመይ እዩ ፧ --->ካብ ኩሉ ንፋስ ትረቅቕ፥ ካብ ንፋስ እሳት ትረቅቕ፥ ካብ እሳት መላእኽቲ ይረቁ፥ ካብ መላእክቲ ነፍስና ትረቅቕ፡ ካብ ነፍስና ድማ ሥላሴ ይረቁ። 23.ነብስና ንሥላሴ ከመይ ኢላ ትረኣዮም ፧ --->ከም እምባ 24.ሥላሴ ባህርያቶም ከመይ እዩ ፧ --->ዘይጠሚ፥ ዘይሓምም፥ ዘይመዉት፥ ዘይደክም፥ ዘይጸምእ 25.ናይ ሰብ'ከ ፧ --->ሓማሚ፥ ጠማዪ፥ መዋቲ፥ ደኻሚ፥ ጸማኢ 26.ስም ሓድነቶም'ከ ፧ --->እግዚኣቢሄር፥ አምላኽ፥ ጸባኦት፥ ፈጣሪ፥ ኣዶናይ፥ መለኮት፥ 27.ስም ስጋኦም'ከ ፧ --->ኢየሱስ ክርስቶስ፥ መድሃኔ ኣለም፥ ኣማኑኤል 28.ኢየሱስ እንታይ ማለት እዩ ፧ --->ፈውሲ 29.ክርስቶስ ማለት'ከ ፧ --->ክቡር 30.መድሃኔ ዓለም'ከ ፧ --->ተሰቒሉ ንዓለም ዘድሓነ 31.ዓለም'ከ ፧ --->ሰብ 32.ኣማኑኤል ማለት'ከ --->አምላኽ ከሎ ሰብ ዝኾነ፥ ሰብ ከሎ አምላኽ ዝኾነ 33.ሰብ ናይ ባህሪ ስሙ እንታይ ይበሃል ፧ --->ሰብ 34.ሰብ ናይ ግብሪ ስሙ እንታይ ይበሃል ፧ --->መል ኣኽ ፣ ሰይጣን፥ ይበሃል 35.እንታይ ተገበረ 'ዩ መልኣኽ ዝበሃል ፧ --->እንተጾመ፥ እንተ ጸለየ፥ እንተሰገደ፥ እነትቖረበ፥ እንተኣፍቀረ፥ ኣስራት ቦኽራት እንተ ኣውጽአ፥ 36.እንታይ እንተገበረ'ኸ ሰይጣን ይበሃል ፧ --->እንተዘይጾመ፥ እንተዘይጸለየ፥ እንተዘይሰገደ፥ እንተዘይቆረበ፥ እንተዘይኣፍቀረ፥ አስራት ቦኽራት እንተዘይ ኣውጽአ። 37.ሥላሴ ብኹሉ ሙሉኣት ድዮም ፧ --->እወ ብባሕሪ፥ ብምድሪ፥ ብሰማይ፥ ብየብስ፥ ብእንስሳ ፥ብዕንጨይቲ፥ ብአምኒ፥ ብኣራዊት፥ ብሓጥኣን፥ብጻድቃን፥ ብመላእኽቲ፥ ብኣጋንንቲ፥ ብኹሉ ሙሉኣት እዮም። 38.ሥላሴ ኣብ ሓጥኣን ሰብሲ ከመይ ኢሎም ይሓድሩ ፧ --->ከም ዝተደጎለ ሓዊ ፥ ከም ኣብ ጎቦ ዘሎ ሓዊ ሜስ 39.ኣብ ጻድቃን ነፍሲ ከመይ ኢሎም ይሓድሩ ፧ --->ከም ኣብ ፋኑስ ዘሎ መብራህቲ፥ ከም ኣብ ብርጭቆ ዘሎ ሜስ 40.ሥላሴ ኣብ ጎዱፍ ፥ ኣብ ጸብሪ ኣለዉ ዶ ፧ --->እወ 41.ኣይጽየቑን ድዮም ፧ --->ኣይጽየቑን ፥ ከመይ ደኣ ብርሃን ጸሓይ ዘይትጽየቕ 42.ናይ መን ስጋ ትበልዕ ነፍሲ ፧ --->ናይ እግዚኣቢሄር ወልድ 43.ናይ እግዚኣቢሄር አብን ናይ እግዚኣቢሄር መንፈስ ቅዱስን'ከ ፧ --->ኣይበልዕን 44.እንታይ ኮይንካ ፧ --->ረቀቕቲ ኮይኖም 45.ንሱ'ከ ረቂቅ'ዶ ኣይኮነን ፧ --->ምስ ግዙፍ ስጋ ተወሃሂዱ እዩ 46.ንሳቶም ዘይተወሃሃዱ ጸሊኦምና ርሒቖምና ድዮም ወይስ ንሱ ዕጭኡ ፧ --->ስለ ስሞም ከይልወጥ እዩ 47.ሰብነትሲ ምዉት ድዩ ህያው ፧ --->ምዉት ሰብነቱ ህያው ብመለኮቱ ነብሲ ዝተፈልየቶ ፥ መለኮት ዝተወሃሃዶ ፥ አብን መንፈስ ቅዱስን ህያው ዝኾኑ። 48.ምዉት ሰብነቱ ዝተባህለ መን እዩ ፧ --->መለኮት 49.ህያው መለኮቱ ዝተባህለ መን'ዩ ፧ --->ስጋ 50.ስላሴ ህልውናኦም ከመይ እዩ ፧ --->ከም ልቢ ከም ቃል ከም እስትንፋስ 51.ሥላሴ ከ ሓደ ሰብ ድዩ ከም ሰለስተ ፧ --->ከም ሓደ 52.ኣብ ሰለስተ ሰብ ክንደይ ልቢ ኣሎ ፧ --->ሰለስተ 53.ክንደይ ቃል ፧ --->ሰለስተ 54.ክንደይ ምስትንፋስ ፧ --->ሰለስተ 55.ኣብ ሥላሴ ክንደይ ልቢ ኣሎ ፧ --->ሓደ 56.ክንደይ ቃል ፧ --->ሓደ 57.ክንደይ ምስትንፋስ ፧ --->ሓደ 58.መን ልቦም አብ፥ መን ቃሎም ወልድ፥ መን ምስትንፋሶም መንፈስ ቅዱስ ፧ --->ንአብ መን ልቡ ባዕሉ፥ ንወልድ መን ቃሉ ባዕሉ፥ ንመንፈስ ቅዱስ መን እስትንፋሱ ባዕሉ፥ 59.እግዚኣቢሄር ወልድ ካብ እግዚኣቢሄር አብ መዓስ ተወልደ ፧ --->ንዘልኣለም እናተወልደ እነብር 60.እቲ ካብ እግዝአትነ ማርያም ክጥነስ ከለኹ'ከ ፧ ---> ንዘልኣለም እናተወልደ እነብር(ካብ አብ) 61.እቲ ካብ እግዝአትነ ማርያም ክውለድ ከለኹ'ከ ? --->ንዘልኣለም እናተወልደ እነብር(ካብ አብ) 62.እቲ ኣብ መስቀል ክስቀል ከለኹ'ከ ፧ --->ንዘልኣለም እናተወልደ አነብር(ካብ ኣብ) 63.እግዚኣቢሄር መንፈስ ቅዱስ ካብ እግዚኣቢሄር አብ መዓስ ሰረጸ ፧ --->ንዘልኣለም እናሰረጸ እነብር(ከም ፈልፋሊ ማይ) 64.እንታይ'ዩ ሃይማኖትካ ፧ --->ተዋህዶ 65.ተዋህዶ እንታይ ማለት እዩ ፧ --->ቃልን ስጋን ዝተዋህደ ፥ ሓደ ኣካል ሓደ ባህሪ ኮነ ፥ ቃል ስጋ ኮነ ከም ዝበለ(ዮሐ.1:14) 66.ብምንታይ ምኽንያት ፧ --->ቅዱስ ገብሪኤል መልኣኽ መጺኡ፥ ንእግዝአትነ ማርያም ፥ ክትጠንሲ ወዲ ዉን ክትወልዲ ኢኺ ምስ በላ ንሳ ከኣ ምድሪ ብዘይ ዘርኢ ክትፈሪ ፥ ሰበይቲ ብዘይ ሰብኣይ ፥ ክትወልድ ኣበይ ርኢኻ በለቶ። ንሱ ከኣ ን እግዚኣቢሄር አምላኽ እሞ እንታይ ይሰኣኖ በላ። ንሳ ከኣ ከምቲ ዝበልካኒ ይኹነለይ በለቶ። ብቕልጡፍ ከም ምርኣይ (ብርሃን)ከም ዓይኒ ፥ ከም ምስማዕ ከም እዝኒ ፥ ካብ ስጋኣ ስጋ ካብ ነፍሳ ነፍሲ ለቢሱ (ነሲኡ)ሓደ ኣካል ሓደ ባህሪ ኮነ። እዚ ዘይፈልጥ ሰብ ክርስትያን እየ ክብል ኣይክእልን!!! ሕቶታት ምሥጢረ ሥላሴ ካብ ብዙሕ ዉሑድ እዚ እዩ፥ ዘምበብናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና እግዚኣቢሄር አምላኽ ኣሜን ።
በረከት ተሳተፉ ብሩካተይ
ቃልህይወትየስመዐልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ክብርተይ❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ❤❤❤
❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመዐልና ደቅኖ❤❤❤❤❤
👍👍👍
ቃለ ሂወት ያስማዓልና ክብረተይ
🎉🎉🎉🎉🎉ቃለ ሂወት የስመዓልና ብርክቲ ሓፍተይ እግዝኣብሄር ጸጋኡ የብዝሓልኪ
አሜን ተክሉሽ ሓዎይ❤❤❤
ክቡራት አሕዋተይን አሓተይን አብ ዉሽጢ ዓድን ደገን ኮይንኩም እትካታተሉ ዘለኩም አብዚ ቻናል ሃናፂ ሪኢቶኩምን ምትብባዕክሙን አይ ፈለየኒ subscrabe & sehr &Leke እናገበርኩም ክተተባብዑኒ ተስፋ ይገብር❤
ቃል ህይወት የስምዓልና ፀጋኡ ይብዝሓልኩም ክቡር መምህርና❤❤❤
ሓዳስዋ❤❤❤
ክብረተይ
እዛምክሪ እንተ ፎቲክንኦ ክምዎ ሪኢቶኩም አብ ኮሞንት ፍትወትኩም ብ 👍 ግለፁለይ
🎉🎉🎉🎉 እልልልልልልል እልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልል ዝማረ መላእክት የስመዓልና ፍቅርቲ ሓፍተይ እግዝኣብሄር ጸጋኡ ኣብዚሑ ይዓድልኪ እንቃዕ ደሓን መጻኪ🎉🎉🎉
አሜን አሜን አሜን❤❤❤ተክሉሸይ
ሰላም ሰላም እንቋዕ ደሓን መጻእኪ ዝሓፍተይ ሳብ መልሲ ገይረልኪ ኣለኹ💐🌺👍
ሰላምኪ ይጥዓም❤❤
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን እንካን በስላም መፅእኪ ክብረተይ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌹
አሜን አሜን
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክብርቲ ሓፍትና
አሜን አሜን አሜን❤❤❤
አሜን አሜን አሜን🎉
ዝማሬ,መላኢክት የስመዐልና ጓልነይ❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ወድነይ
❤❤❤ድንግል ማርያም በረከታ ተብዝሓልክን ክቡራተይ ❤❤ብርዕኽን ይሰስን❤❤❤🎉
❤❤❤❤ዕልልል❤❤❤ዝማረ መላእክት የስምዓልና❤❤❤
❤❤❤
ብጣዕሚ ፅቡቕ መዝሙር ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና