- 193
- 1 214 920
Isaac Jacob
Приєднався 2 лют 2014
Відео
صوت برنامج الوحدة العربية ٢ أكتوبر ٢٠١٤
Переглядів 3,3 тис.10 років тому
Radio Simret arabic program Oct. 2, 2014
ድምጺ ስምረት መደብ ትግሪኛ ጥቅምቲ 2, 2014 (ራድዮ ስምረት) "ህግደፍ ንምጽናትን ጥፍአትን ህዝቢ ኤርትራ ዝተዓጥቀ ጃንዳ እዩ፡፡ "
Переглядів 4,1 тис.10 років тому
Radio simret tgrigna program October 2, 2014
صوت برنامج الوحدة العربية ٣٠ أغسطس ٢٠١٤
Переглядів 76210 років тому
Radio simret arabic program Aug. 30, 2014
ድምጺ ስምረት መደብ ትግሪኛ ነሓሰ 30, 2014 (ራድዮ ስምረት) "ካብዚ'ኸ ናበይ! መበል 26 ክፋል"
Переглядів 2 тис.10 років тому
Radio simret tgrigna program Aug. 30, 2014
ድምጺ ስምረት መደብ ትግሪኛ መስከረም 1, 2014 (ራድዮ ስምረት) ብአጋጥሚ ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ዝተዳለወ ፍሉይ ፕሮግራም
Переглядів 5 тис.10 років тому
Radio simret tgrigna program Sep. 1, 2014
ድምጺ ስምረት መደብ ትግሪኛ ነሓሰ 28, 2014 (ራድዮ ስምረት) "ካብዚ'ኸ ናበይ! መበል 25 ክፋል"
Переглядів 1,8 тис.10 років тому
ድምጺ ስምረት መደብ ትግሪኛ ነሓሰ 28, 2014 (ራድዮ ስምረት) "ካብዚ'ኸ ናበይ! መበል 25 ክፋል"
صوت برنامج الوحدة العربية ٢٨ أغسطس ٢٠١٤
Переглядів 50010 років тому
Radio simret arabic program Aug. 28, 2014
صوت برنامج الوحدة العربية ٢٦ أغسطس ٢٠١٤
Переглядів 30310 років тому
Radio simret arabic program aug. 26, 2014
ድምጺ ስምረት መደብ ትግሪኛ ነሓሰ 26, 2014 (ራድዮ ስምረት) "ካብዚ'ኸ ናበይ! መበል 24 ክፋል"
Переглядів 2,8 тис.10 років тому
Radio smret tgrigna program Aug. 26, 2014
صوت برنامج الوحدة العربية ٢٣ أغسطس ٢٠١٤
Переглядів 27510 років тому
Radio simret arabic program Aug. 23, 2014
ድምጺ ስምረት መደብ ትግሪኛ ነሓሰ 23, 2014 (ራድዮ ስምረት) "ካብዚ'ኸ ናበይ! መበል 23 ክፋል"
Переглядів 2 тис.10 років тому
Radio simret tgrigna program Aug. 23, 2014
صوت برنامج الوحدة العربية ٢١ أغسطس ٢٠١٤
Переглядів 29310 років тому
Radio simret arabic program Aug. 21, 2014
ድምጺ ስምረት መደብ ትግሪኛ ነሓሰ 21, 2014 (ራድዮ ስምረት) "ካብዚ'ኸ ናበይ! መበል 22 ክፋል"
Переглядів 1,6 тис.10 років тому
Radio simret tgrigna program Aug. 21 , 2014
صوت برنامج الوحدة العربية ١٩ أغسطس ٢٠١٤
Переглядів 18310 років тому
Radio simret arabic program Aug. 19, 2014
ድምጺ ስምረት መደብ ትግሪኛ ነሓሰ 19, 2014 (ራድዮ ስምረት) "ካብዚ'ኸ ናበይ! መበል 21 ክፋል"
Переглядів 2,3 тис.10 років тому
ድምጺ ስምረት መደብ ትግሪኛ ነሓሰ 19, 2014 (ራድዮ ስምረት) "ካብዚ'ኸ ናበይ! መበል 21 ክፋል"
صوت برنامج الوحدة العربية ١٦ أغسطس ٢٠١٤
Переглядів 23110 років тому
صوت برنامج الوحدة العربية ١٦ أغسطس ٢٠١٤
ድምጺ ስምረት መደብ ትግሪኛ ነሓሰ 16, 2014 (ራድዮ ስምረት) "ካብዚ'ኸ ናበይ! መበል 20 ክፋል"
Переглядів 2,5 тис.10 років тому
ድምጺ ስምረት መደብ ትግሪኛ ነሓሰ 16, 2014 (ራድዮ ስምረት) "ካብዚ'ኸ ናበይ! መበል 20 ክፋል"
صوت برنامج الوحدة العربية ١٤ أغسطس ٢٠١٤
Переглядів 39610 років тому
صوت برنامج الوحدة العربية ١٤ أغسطس ٢٠١٤
ድምጺ ስምረት መደብ ትግሪኛ ነሓሰ 14, 2014 (ራድዮ ስምረት) "ካብዚ'ኸ ናበይ! 19 ክፋል"
Переглядів 2 тис.10 років тому
ድምጺ ስምረት መደብ ትግሪኛ ነሓሰ 14, 2014 (ራድዮ ስምረት) "ካብዚ'ኸ ናበይ! 19 ክፋል"
صوت برنامج الوحدة العربية ١٢ أغسطس ٢٠١٤
Переглядів 28210 років тому
صوت برنامج الوحدة العربية ١٢ أغسطس ٢٠١٤
ድምጺ ስምረት መደብ ትግሪኛ ነሓሰ 12, 2014 (ራድዮ ስምረት) "ካብዚ'ኸ ናበይ! 15 ክፋል"
Переглядів 2,4 тис.10 років тому
ድምጺ ስምረት መደብ ትግሪኛ ነሓሰ 12, 2014 (ራድዮ ስምረት) "ካብዚ'ኸ ናበይ! 15 ክፋል"
صوت برنامج الوحدة العربية ١٠ أغسطس ٢٠١٤
Переглядів 59610 років тому
صوت برنامج الوحدة العربية ١٠ أغسطس ٢٠١٤
ድምጺ ስምረት መደብ ትግሪኛ ነሓሰ 9, 2014 (ራድዮ ስምረት) "ካብዚ'ኸ ናበይ! 18 ክፋል"
Переглядів 6 тис.10 років тому
ድምጺ ስምረት መደብ ትግሪኛ ነሓሰ 9, 2014 (ራድዮ ስምረት) "ካብዚ'ኸ ናበይ! 18 ክፋል"
صوت برنامج الوحدة العربية ٧ أغسطس ٢٠١٤
Переглядів 62410 років тому
صوت برنامج الوحدة العربية ٧ أغسطس ٢٠١٤
ድምጺ ስምረት መደብ ትግሪኛ ነሓሰ 7, 2014 (ራድዮ ስምረት) "ካብዚ'ኸ ናበይ! 17 ክፋል"
Переглядів 2,4 тис.10 років тому
ድምጺ ስምረት መደብ ትግሪኛ ነሓሰ 7, 2014 (ራድዮ ስምረት) "ካብዚ'ኸ ናበይ! 17 ክፋል"
صوت برنامج الوحدة العربية ٥ أغسطس ٢٠١٤
Переглядів 15810 років тому
صوت برنامج الوحدة العربية ٥ أغسطس ٢٠١٤
ድምጺ ስምረት መደብ ትግሪኛ ነሓሰ 5, 2014 (ራድዮ ስምረት) "ካብዚ'ኸ ናበይ! 16 ክፋል"
Переглядів 1,8 тис.10 років тому
ድምጺ ስምረት መደብ ትግሪኛ ነሓሰ 5, 2014 (ራድዮ ስምረት) "ካብዚ'ኸ ናበይ! 16 ክፋል"
صوت برنامج الوحدة العربية ٢ أغسطس ٢٠١٤
Переглядів 22210 років тому
صوت برنامج الوحدة العربية ٢ أغسطس ٢٠١٤
ድምጺ ስምረት መደብ ትግሪኛ ነሓሰ 2, 2014 (ራድዮ ስምረት) "ማራ-ዕረ ውን’ዶ ወለላ ምጽምጸ ይምጸ!!!"
Переглядів 62110 років тому
ድምጺ ስምረት መደብ ትግሪኛ ነሓሰ 2, 2014 (ራድዮ ስምረት) "ማራ-ዕረ ውን’ዶ ወለላ ምጽምጸ ይምጸ!!!"
ህዝቢ ሰሃርቲ ኣብ ክሉ ምሉአ ኣሪትራ ዝተዘርሀ ዎለዶ ዘለዎ ኣቢ ህዝቢ አዩ ፥
Thank you great educational
አጋዝያን አምህራ ግፅዝ ፈደል አማርኛ ፤ ፤ Tigrga they do not have writing just oral Speakers.
ምሕረት የውርደልኩም፡ ክልተ ሸውዓተ ይሃጭፍኩም ገታ፡ ናይ ጥፍ'ኣትን ሕንፍሽፍሽን ትውልዲ! ጉዳም ኣኽር ዘመን ኢና በጺሕና ሎምስ፡ ዎ ፈጣሪ ነዞም ታሪኽ ክቡር ህዝቢ ክጠዋውዩን መልክዑ ቀይሮም መንእሰያት ከጋግዩ ተበጊሶም ዘለው ትውልዲ ካብቲ መንገዲ ጸጋም ናብ መንገዲ የማን ክትመልሶም ይልምነካ ኣለኹ፡ኣሜንንንንንንንንን
Mebeqol Hzbi Tselotn Isaias Afewerqn Elkasi Nab Kalie Maedan Gelen Atika. Nhna Ktnegrena Nxibe, Nska Kalie Arsti Tzareb. Tehawawisuka Alo Kubur Haw.
Ata Kubur Hawna, Ezi Hareg Weledo Ezi Hareg Weledoy Eyu Neger Gna Nihna Deqi Aksum Aykonan, Deqi Kush Wn Aykonan. Nihna Deqi Legay Wey Logotot Hareg Tuwldna Negede Ruven ( Robel ) Koynu Israelawian Jewish Ena. Kab Dembia Nabza Hji Eritrea Nibla Zelena Nay Kedem Midre Bahri Weym Bahre Negestat Mexina Zteqemetna Hzbi Ena. Bi Dembia Gerna Ena Mexina, Gelena Wn Bzula Gerna Atina Slezi Beta Israel Jewish Ena.
ሃበስ ቀደስ ።ሕልሚ ደርሆ።እዝስ እንታይ ኢዩ ?ናይ ነብስኻ እስከ ንገረና።ነረ ከኣ ይብል ኔረ ኢና ንብል
Ezom Btarikn Tuwldin Nay Ztefelaleyu Tuwldi Zelewom Negedat Hawawiskum Aytemxulna. Deqi Legayn Enayn Negede Ruven Israelawian Ember Saba Kush Aykonun. Kush Kalie Eyu, Siem Kalie Eyu. Suq Elka Halewlew Aytbel.
ሰለዋ ሰሀርቲ አብ አንደርታ ትግራይ ይርከብ::አንፈት ደቡብ ገፅ መቐለ ይርከብ::
ሰለዋ ሰሀርቲ አብ አንደርታ ትግራይ ይርከብ::አንፈት ደቡብ ገፅ መቐለ ይርከብ::ዉቅሮ አዉን አብ ሰብአ አንደርታ ይርከብ::
ሰለዋ ሰሀርቲ አብ አንደርታ ትግራይ ይርከብ::አንፈት ደቡብ ገፅ መቐለ ይርከብ::ዉቅሮ አዉን አብ ሰብአ አንደርታ ይርከብ::
ሰለዋ ሰሀርቲ አብ አንደርታ ትግራይ ይርከብ::አንፈት ደቡብ ገፅ መቐለ ይርከብ::
ግጉይ ሓበሬታ ናብ ህዝቢ አይትዘርግሕ አብ ሃገርና ኤርትራ አግኣዝያን ዝብሃል ነገድ ወይ ህዝቢ ከቶ አይነበረን የለን እውን እዩ :::
Silu : Ato : Gufla :Azaql zeleiwo bota zitefaleye eiyou Eizom bdeqi Fuqurn ahwat fuqurn Guflan:Azaql zneberwo bota Haineba eintai aleka nebona fqur zweledo Selu eiyou . selun :Aton ahwat eiyom Afudeyou wn wdi Ato mkanu negerelna welodo eint tekoxiru kulu hade eiyou
Esseyas gena bediu seraye do aykonen
So you go where you belong
ካህናት ሓደ ነገድ ዘርኢ ሌዋውያን ጥራይ እዮም ዝኾኑ ክህንነት ድማ ናታትም እዩ። ኣይድገምን። እዚ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ካርቦን ኮፒ ጽያፍ ን ዘይመጽሓፍ ቁዱሳዊ ቅዳሕ እዩ። ኣብ እስራኤል ኣይተገብረን ክሳዕ ሕጂ ። እስራኤላውያን ኣብ ክልተ ተኸፊሎም ክልተ መንግስታት ን ሃገርን ኮይኖምሉ ኣብ ዝነበሩሉ ዘመን እካ ካሌኣይቲ ታቦት ኔርዎም ኣይፈልጥን ። ተሰዲዶም ኣይነበሮም ሃገር ካብ ዝኾኑ እንኳን ክሳብ ሕጂ ታቦት ኣየራቡሑን። ታቦት ሳጹን ኮይኑ በቲ ቀደም ዓሰርተ ትእዛዛት ጥቅላላት ዝሓዘ ቃል ኣምላኽ እዩ። እተን በትሪ ኣሮን ማና ዝኣመሰለ ሓሪሩ እንድዩ የለን። ዘመን ኣህዛብ ፤ ኩሉ ጥፍኣት 70 ሰሙን ይብል መሲሕ ዝቅተለሉ የሩሳሌም በህዛብ ትርገጸሉ ( ስለዚ ኣፍሪሶም ኣብኣ መስጊድ ሰሪሖም። ሕጂ ከምቲ ትንቢት ዘሎ ንሳልሳይ ክትስራሕ ኢያ ካብኡ መወዳእታ ዓለም ከምዝቀረበ ምልክት እዩ። ኣርማጌዶን ኣሎ፣ ( ኣንጻር ጽዮናዊነት ) ሓሳዊ መሲሕ፤ክህሉ ክመጽእ እዩ ። ( ጸረ ክርስቶስ ) ድሕሪ እዚ ክሕደት ንሽም ኣምላኽ መወዳእታ የሱስ ዝግለጸሉ።
ብዛዕባ ታቦት ሌዋውያን ክህንነት ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ምውካስ ጥራይ እዩ ዘድሊ። ከምዚ ይመስል ብሓጺሩ እዚ እግዚኣብሔር ንህዝቢ እስራኤል ጥራይ ዝሰርዖ ሰርዓት እዩ ። ታቦት ኣብ እስራኤል ሓንቲ እንኮ ንሳ ድማ ብስም እግዚኣብሔር እያ ። ብዘመነ ባቢሎን ብሓዊ ሓሪራ ድሕሪ ካልኣይ ሳልሳይ ወለዶ ኣብ ሙርኮ ከለው ብሙሩኻት ሞጎስ ረኺቦም ተተኪኣ ኣብታ ዝነበረታ መሊሳ ተሰሪታ ብነቡኩድናጾር ። ድሕሪኡ ድሕሪ ኢየሱስ ክርስቶስ መስዋእቲ ብሮማውያን ድማ በሪሳ ብሓዊ ኣብቲ ቦታ ግን ኣሰር ንዳድ ድዩ ገለ ነገር ኣይተረኽበን እታ ታቦት ብወርቂ እያ ትስራሕ ስለዚ ድሕሪኡ እስራኤልያውያን ንኣስታት ክልተ ሽሕ ዓመት ተሰዲዶም ። እብ 1967 ዓመት ምህረት ከም ሃገር ቆይሞም። እዚ ከምዝበጽሖም ግን ፣ ኩሉ ግዜ ብነብያት ይትምበዩሎም እዮም፤ ብሓጥያቶም ድማ እዩ ። እዚ ኮይኑ እስራኤላውያን ኣብ ሙሉእ ዓለም ተሰዲዶም ካልእ ዝሽረፍ ታቦታት ኣይገበሩን እንታይ ደኣ ኔርዎም ሙኽራባት ማለት ቤት ጸሎት ገጾም ናብ የሩሳሌም ኣቅኒዖም ዝጽልዩሉ ክሳዕ ሎሚ’ውን ታቦት ደጊሞም ኣይሰርሑዋን ንምንታይ እታ ታቦት ዝነበረቶ ቦታ እዚ ሕጂ ኣል ኣቅሳ ዝበሃል ዘሎ መስጊድ ኣብኡ ስለ ዘሎ ክሰርሕዋ ኑዑኡ ኣፍሪሶም ክሰርሑ ኣይተፈቅደሎምን። Temple instituted ድሉዋት እዮም ዘለው። እቲ ናዕቢ ክፍጠር ዝኽእል ግን ከቢድ ኣርማጌዶን ስለ ዝኾውን በቶም ዓበይቲ እስራኤልላውያን ሰላም ይሓይሽ ኢሎም ከልኪሎሞ ኣለው። ኣብዚ እዋን ኣብቲ መናድቅ ዝተረፈ ኣጸድ ደገ ቤተ መቅደስ ቃል ኪዳን ታቦት ክብሪ ማሕደር መንበረ ኣምላኽ ክመለሰሎም ይጽልዩ ኣለው። ዘይደልዩ ውን ኣለው ነቲ መስዋእቲ ገንሸላት ምሕራርን ዘይደልዩዎ ኣለው።
Eta Tabot Egziabher Abotatna Kab Israel Hizoma Ms Nugus Menelik Hizoma Nabzi Hji Aksum Niblo Zelena Bete Mengsti Saba Mexiya. Neger Bsenki Shigrat Ab Ztefelaleye Botatat Tnebir Neyra Lomi Gna Ab Aksum Ala. Nihna Ab Eritrea Nrkeb Deqi Israel Ena.
yes haqi ane lagen ye xji bilen nzareb moboqolna srael yu ❤❤
ኣከለን ጉዛይን ደቂ ደቂ ኣገውምኻኖም ድዩ እቲ ሕጊ እንዳባ ኣከለ ምልጋዕ.,....
Tkouel eglahames eya
Mekaber abaete
Ab mretna gobo abamote zebahel awlezeru alo
Nbleh zegdum alowo
Lameza sahatety 7 wekaerty
Kebraet yehabeka
111
Xubuk meglexi slemntay eyeu lbi zeyblae ab seharti
ሰላም ኩቡር ሓወይ ብመጀምታ ስለ ኩሉ ጻዕሪኻን ተገዳስነትካ ትገብሮ ዘልኻ ኣበርክቶን የመስግነካ። ቢምቕጻል ብኸመይ ኪረኽበካ ይኽእል፧ ቴለፎንካ ወይ ኢሜልካ።
Ziban anegib ka aytqseyon
ኣጋዝያን እኩም ምን እልኩም? ተጋሩ? ካብ ምዓዝ ኣመተምህርት ዝተፃሃፍ እዩ? ከም ኣምሃሩ እኩም ትግርብሩ ዝለኩም ናይ ትግራይ ታርክ መፅሃፋት እንዳቅዲሃኩም፡ እሞ ንምንታይ ፋሮ እና ዝይትብሉ ንቶም ናይህጂ ግብፃዊያን ፍርህክሞም፡ ምብዛሃቶም ኢርትራዊያን ካብ ሱዳን ዓለየት ብጃ ዝባሃሉ ኣብ ግብፅ እውን ዘለው ህብርተስብ እዮም፡ ክርምሱዳናዊያን ፋራኦ ይነብሩ እዮም ኣክሱማዊያን ካብ ኣክሱም ክይዶም ፋራኦ ኾይኖም ስልጣን ከምዝሃዙ ታሪኾም ባዓሎም ፅህይፎሞ እዮም፡ ንምንታይ ንግብፅ ታርክ ፋሮ ታርክና እዩ ዝይትብልው፡ ብሃቅይ ማንነትኩም ክትፍልጡ ዲኩም ውይ ንፖለትካ እዩ፡ ህዝይ ብዝርኣይ የቖብ ምፅሃፍ ትግርኛ ፊደል ጅምይርኩምስ ብዛዓባ ነገስታትን ነገድ ክትዛርቡ፡ እህይ እሞ ናይ ስለሙናዊይ ንግስታት እኩም እውን፡ ኣምሃራ እውን እኮ ምፅሃፍ ምፍልፋስ ምስጀመሩ እዮም ናብ ናይ ኣክሱም ታርክ ክልየም ጀምይሮም፡ ምርትዖ ውይ ምስርጃ ግን ምን የብሎምን፡ እተን ናይ ንውህ ግዜ ዝተፃሃፋ ምፅሃፋት ብግእዝ እየን ብተጋሩ እየን፡ ኣብ ዓለም ዝርከባ ኣውሽጥይ ዓዲን ምርትዖ ውት መስርጃ ዘለውን ምፅሃፋት፡ እዋ ምፅሃፋት ክይስርቖም ክሃብዑ እዞም ኣቅሽትይ ሃቖም እዮም፡ እንታይ ዓይነት ናይ ማንነት ህማም እዩ ይገርመንይ፡ ንተን ናይ ግእዝ መፅሃፋት ውስዶም ኩሎም ዝተፋላለይ ታርክ ይፅህፉ፡ ናይ ሃደ ህብርተስብ ታርክ ግን ዝተመሳስለ እዩ፡ ሃደ ባህልይ፡ ምስ ካልእ ህብርተስብ እውን ትውላለድ እካ፡ ስለዝተውላለድካ ግን ታሪኩ ናተይ ኣይትብሎን እካ፡ ክም ኢርትራ ህብርተስብ ብዙህ ናይ ውሻጣው ህማም ማንነት ዝባሃል ኣለኩም፡ ካብ ናይ ካልእ ህብርተስብ ተምሃሩ፡ ናይ ነውህ ታሪክን ባህልን ዝይብሎም ኣብዙይ ህዝይ ግዜ ግን ብጣዓምይ ዝተውንጭፉ ሱልጡናት ምዒቡላት ከም ህብርተስብን ሃገር፡ ኣብ ታርክ ኣክሱማዊያን ክትጫካጨኩ ግዜኩም ብኾንቱ ኣይትህልፊዎ፡ ውይ ናብቱይ ማን ምነትይ ትግራዋይ ትብልዎ ትሃባብይርኩም ንበሩ ውይ ናይ ባዓልኩም ፍጠሩ ሃድሽ፡ ሃዳሽ ኢርትራ ሃገር ፍጥርኩም ኣለኩም እቱይ ተታህዙ ዘሎ መሬት ትግራይ መልስኩም፡ ሃድ መርግፅ ሃዙ ስላም ሃብዎ ንህዝብይ ትግራይ ኣብዝይ ዘመናዊይ ግዜ ኩሉ ዝነቅህ፡ ብዝይኾነ ታርክ ጭኽጭኽ፡ ስላም ሃብዎ ንህዝብይ ትግራይ፡
You are nothing but a waste of of time
0+0+0=0
ግዜኻ ብእ አይተሕልፎ ኢሳያስ መበቆሉ ተምበን ኢዩ አቡኡ ከምዚ ንሕና ምምባር ሲኢና ተሰዲድና ዘለና ትግራይውን ብግዜ ሃይለስላሰ ከፊኡዎም ንኤርትራ ኢዮም ዝስደዱ ነሮም ኢሳያስውን ጸሎት እንተሰፈረ ኤርትራዊ ደም የብሉን ናብ ቃልሲውን ንናጽነት ኢሉ ዘይኮነ አብ ማእከልና አትዩ ብኸመይ የጥፍኦምዩ አብ ሐንቲ ኩናትውን ውዒሉላ ዝበሃል የለን ጀጋኑ አብ ዘምጽእዎ ዓወት አብ ድምጺ ሐፋሽ ዜና ይህብ ፈትዩ ውን አይኮነን ንህዝቢ ምትላል ሱዳን ም ነበርኩባ ሱዑዲ ነበርኩባ ይብል ነቶም ዓወታት ዘመዝገቡ ብናቱ ዕሱባት አቀንጺሉ ከም ወልደንኪኤል ሃይለ ወዲ ዓፋ ክቅተል መዲቡ ንሱዳን እናገሸ ነታ ኦፐረተር አብ ሰሰዓት ንራኸብ ኢሉዋ ንሳ ኸአ ወዲ ዓፋ ከሞዝተቀንጸለ ምስሐበረቶ ናበቦይ ዓፋ ከይዱ አርዲኡዎም ሐዘንተኛ ክመስል ብአፎም አብ ፖርትሱዳን ነጊሮምኒ ወዲ ሃይለውንን ድሕሪ ዓወት ሰገነይቲ አብ ቢያሳ ንበይኑ ጉህዩ በቶም ዝተሰውኡ መናእሰይ እታ ኦፐረተር ወያ ዓባይ ዳዕሮ ወዲቃ ኢላ ሐቢራቶ ናይዚ ተንቲንካ አይውዳእንዩ
እእዚ ሓታቲ መምህር ገ/ኪዳን ደስታ ፈታዊ ኤርትራ ፈላጢ ታሪኽ እዮም። ከይድካ ዝተዛረቡዎ ስማዕ።
❤❤❤❤❤❤❤❤
Degat semera my great grandfather that got the royal on me funny think
Bmejerita kab tgray zkedu eber kab ertrea zmetse yelen hasawi agew wen bilen kab ethiopa zmetsu eyom ab hasiyen zelo hizbi dma biher keyrom tgrgna koinom bilen eyom ertrawiyan akonun malet diyom esayas ertrawi tezey konu
M
The Hero of Eritrea People one the best! R.I.P.👍🏻👍🏻👍🏻💪💪💪💪
Hiton melsin .tzubuq aytewahaben.
Achsum Do aysachum.hiweswas töricht.keytzarechum absi kitsarabu tzubuq aykonen
ኣብ ዓደሰመሩ ምድሪ ወዲሰበራ ካኣ ብገዛ ላጌን ዝፍለቱ ኣለዉ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚♥💛💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Timketu Welday
💔🌹💔🌹
28:40 Tsnadegele Asegede
ጌጋ ሓበሬታ፣ ሰሓርቲ ዝብሃላ ዓድታት 21 እየን። ካልእ ላምዛ ሰሓርቲ ሰለስተ ወቐርቲ ዝብል ኣሎ። ካልእ ድማ ሽዱሽተ ሰሓርቲ ሻውዓይተን ወቐርቲ ዝብል ታሪኽ ኣሎ፣
25:30 Halenga Beja Hamasien
Hasawe felpos akolguzay u kezab
Wed Ali Jegna
ቡጃርዶ።