- 49
- 6 000
Om Hiwet Global -- ኦም ህይወት
Приєднався 25 лис 2023
4ይ ትምህርቲ ሰንበት - 1ይ ርባዕ 2025: "ኣምላኽ ርሕሩሕን ደንጋጽን’ዩ"
"ሰበይቲዶ ንፍረ ኸርሳ ኽሳዕ ዘይትርሕርሓሉ፡ ነቲ ዚጠቡ ውሉዳ ኽትርስዕ ይከኣላ እዩ? ምንም እኳ ንሳተን እንተ ረስዓ፡ ኣነስ ኣይክርስዓክን እየ።"
ኢሳይያስ 49 : 15
*
*
Facebook - Om Hiwet
profile.php?id=61553627146798
visit our website
www.omhiwet.org/
ኢሳይያስ 49 : 15
*
*
Facebook - Om Hiwet
profile.php?id=61553627146798
visit our website
www.omhiwet.org/
Переглядів: 72
Відео
ነቲ ሓቂ ንፍለጦ/EPISODE#8
Переглядів 11314 годин тому
መገዲ ኣምላኽሲ ፍጽምቲ እያ፣ ቃል እግዚኣብሄር እተዀልዔ እዩ፣ ነቶም ብእኡ ዚውከሉ ዘበሉ ዋልታኦም እዩ። ዳዊት 18 : 30 join us Facebook - Om Hiwet
3ይ ትምህርቲ ሰንበት - 1ይ ርባዕ 2025: "ንኣምላኽ ባህ ምባል"
Переглядів 155День тому
"በታ መዓልቲ እቲኣ ንየሩሳሌም፣ ዎ ጽዮን ኣይትፍርሂ፣ ኣእዳውኪ ኣይተሐለላ፣ ኣግዚኣብሄር ኣምላኽኪ ኣብ ማእከልኪ ዚድሕን ጅግና እዩ፣ ብኣኺ ሓጐስ ኪሕጐስ እዩ፣ ብፍቕሩ ኺሀድእ፣ ብኣኺ እልል እናበለ ኺሕጐስ እዩ፣ ኪብልዋ እዮም።" ሶፎንያስ 3: 16-17 * * Facebook - Om Hiwet profile.php?.. . visit our website www.omhiwet.org/
2ይ ትምህርቲ ሰንበት - 1ይ ርባዕ 2025: "ኪዳናዊ ፍቕሪ"
Переглядів 15814 днів тому
"የሱስ ከኣ፥ ዜፍቅረኒ እንተሎ፡ ቃለይ ይሕሉ እዩ፡ ኣቦይ ድማ የፍቅሮ፡ ናብኡውን ንመጽእ ኣብኡ ኸኣ ማሕደር ክንገብር ኢና።" ወ. ዮሐንስ 14:23 * * ሰንበት ሰዓት 5፡00 ድሕሪ ቀትሪ ብቐጥታ ኣብ Facebook ተጸንበሩና። Facebook - Om Hiwet profile.php?... visit our website www.omhiwet.org/
1ይ ትምህርቲ ሰንበት - 1ይ ርባዕ 2025: "ኣምላኽ ብኸምኡ የፍቅር"
Переглядів 16721 день тому
"ኵራይ ካብኡ ተመሊሱ እዩ እሞ፣ ኣነ ንጥልመቶም ከሕዊ፣ ኣነ ብልቢ ኸፍቅሮም እየ።" ሆሴእ 14:4 * * ሰንበት ሰዓት 5፡00 ድሕሪ ቀትሪ ብቐጥታ ኣብ Facebook ተጸንበሩና። Facebook - Om Hiwet profile.php?id=61553627146798 visit our website www.omhiwet.org/
ነቲ ሓቂ ንፍለጦ/EPISODE#8
Переглядів 19428 днів тому
መገዲ ኣምላኽሲ ፍጽምቲ እያ፣ ቃል እግዚኣብሄር እተዀልዔ እዩ፣ ነቶም ብእኡ ዚውከሉ ዘበሉ ዋልታኦም እዩ። ዳዊት 18 : 30 join us Facebook - Om Hiwet
13 ትምህርቲ ሰንበት፣ 4ይ ርባዕ 2024, "ንየሱስ ንቃሉን ምፍላጥ"
Переглядів 66Місяць тому
ናይ ዘለኣለም ህይወት በተን ጹሑፋት እትረኽቡ እናመሰለኩምሲ ትምርምርወን አሎኹም፡ ንሳተን ከኣ ብዛዕባይ እየን ዚምስክራ። ዮሃንስ 5:39
12 ትምህርቲ ሰንበት - 4ይ ርባዕ 2024: "እዋን ክብሪ መስቀልን ትንሳኤን"
Переглядів 113Місяць тому
ሰንበት ሰዓት 5፡00 ድሕሪ ቀትሪ ብቐጥታ ኣብ Facebook ተጸንበሩና። Facebook - Om Hiwet
ነቲ ሓቂ ንፍለጦ/EPISODE 07
Переглядів 265Місяць тому
መገዲ ኣምላኽሲ ፍጽምቲ እያ፣ ቃል እግዚኣብሄር እተዀልዔ እዩ፣ ነቶም ብእኡ ዚውከሉ ዘበሉ ዋልታኦም እዩ። ዳዊት 18 : 30 join us Facebook - Om Hiwet
11 ትምህርቲ ሰንበት - 4ይ ርባዕ 2024: "ኣቦ ወዲ መንፍስ ቅዱስ "
Переглядів 100Місяць тому
ሰንበት ሰዓት 5፡00 ድሕሪ ቀትሪ ብቐጥታ ኣብ Facebook ተጸንበሩና። Facebook - Om Hiwet
ነቲ ሓቂ ንፍለጦ/EPISODE 06
Переглядів 299Місяць тому
መገዲ ኣምላኽሲ ፍጽምቲ እያ፣ ቃል እግዚኣብሄር እተዀልዔ እዩ፣ ነቶም ብእኡ ዚውከሉ ዘበሉ ዋልታኦም እዩ። ዳዊት 18 : 30 join us Facebook - Om Hiwet
10ይ ትምህርቲ ሰንበት - 4ይ ርባዕ 2024: "መገድን ሓቅን ህይወትን
Переглядів 87Місяць тому
ሰንበት ሰዓት 5፡00 ድሕሪ ቀትሪ ብቐጥታ ኣብ Facebook ተጸንበሩና። Facebook - Om Hiwet
ነቲ ሓቂ ንፍለጦ/ EPISODE#5
Переглядів 394Місяць тому
መገዲ ኣምላኽሲ ፍጽምቲ እያ፣ ቃል እግዚኣብሄር እተዀልዔ እዩ፣ ነቶም ብእኡ ዚውከሉ ዘበሉ ዋልታኦም እዩ። ዳዊት 18 : 30 join us Facebook - om hiwet
ነቲ ሓቂ ንፍለጦ/ EPISODE#4
Переглядів 265Місяць тому
መገዲ ኣምላኽሲ ፍጽምቲ እያ፣ ቃል እግዚኣብሄር እተዀልዔ እዩ፣ ነቶም ብእኡ ዚውከሉ ዘበሉ ዋልታኦም እዩ። ዳዊት 18 : 30 join us Facebook - om hiwet
9ይ ትምህርቲ ሰንበት - 4ይ ርባዕ 2024: "ምንጪ ህይወት"
Переглядів 1292 місяці тому
ሰንበት ሰዓት 5፡00 ድሕሪ ቀትሪ ብቐጥታ ኣብ Facebook ተጸንበሩና።
8ይ ትምህርቲ ሰንበት - 4ይ ርባዕ 2024: "ትንቢታት ብሉይ ኪዳን ምፍጻም"
Переглядів 1052 місяці тому
8ይ ትምህርቲ ሰንበት - 4ይ ርባዕ 2024: "ትንቢታት ብሉይ ኪዳን ምፍጻም"
7ይ ትምህርቲ ሰንበት - 4ይ ርባዕ 2024: "አቶም ዝኣምኑ ብጹኣን አዮም"
Переглядів 2062 місяці тому
7ይ ትምህርቲ ሰንበት - 4ይ ርባዕ 2024: "አቶም ዝኣምኑ ብጹኣን አዮም"
4ይ ትምህርቲ ሰንበት - 4ይ ርባዕ 2024: "የሱስ መሲህ ምኻኑ ዝምስክሩ"
Переглядів 802 місяці тому
4ይ ትምህርቲ ሰንበት - 4ይ ርባዕ 2024: "የሱስ መሲህ ምኻኑ ዝምስክሩ"
3ይ ትምህርቲ ሰንበት - 4ይ ርባዕ 2024: "ድሕረ ባይታ የሱስ"
Переглядів 683 місяці тому
3ይ ትምህርቲ ሰንበት - 4ይ ርባዕ 2024: "ድሕረ ባይታ የሱስ"
1ይ ትምህርቲ ሰንበት - 4ይ ርባዕ 2024: "ነቲ መገዲ ዝሕብራ ትእምርትታት "
Переглядів 973 місяці тому
1ይ ትምህርቲ ሰንበት - 4ይ ርባዕ 2024: "ነቲ መገዲ ዝሕብራ ትእምርትታት "
12 ትምህርቲ ሰንበት - 3ይ ርባዕ 2024: "ተፈተነን ተሰቕለን"
Переглядів 354 місяці тому
12 ትምህርቲ ሰንበት - 3ይ ርባዕ 2024: "ተፈተነን ተሰቕለን"
11ይ ትምህርቲ ሰንበት - 3ይ ርባዕ 2024: "ተወስደን ትፈርደን"
Переглядів 254 місяці тому
11ይ ትምህርቲ ሰንበት - 3ይ ርባዕ 2024: "ተወስደን ትፈርደን"
10ይ ምህርቲ ሰንበት - 3ይ ርባዕ 2024: "እተን መወዳእታ መዓልታት"
Переглядів 314 місяці тому
10ይ ምህርቲ ሰንበት - 3ይ ርባዕ 2024: "እተን መወዳእታ መዓልታት"
9ይ ምህርቲ ሰንበት - 3ይ ርባዕ 2024: "ክርክራት ኣብ ዮርሳሌም"
Переглядів 394 місяці тому
9ይ ምህርቲ ሰንበት - 3ይ ርባዕ 2024: "ክርክራት ኣብ ዮርሳሌም"
8ይ ምህርቲ ሰንበት - 3ይ ርባዕ 2024: "ንደቂ መዛሙርቲ ምምሃር 2ይ ክፋል"
Переглядів 524 місяці тому
8ይ ምህርቲ ሰንበት - 3ይ ርባዕ 2024: "ንደቂ መዛሙርቲ ምምሃር 2ይ ክፋል"
7ይ ትምህርቲ ሰንበት - 3ይ ርባዕ 2024: "ደቂ መዛሙርቲ ምምሃር"
Переглядів 425 місяців тому
7ይ ትምህርቲ ሰንበት - 3ይ ርባዕ 2024: "ደቂ መዛሙርቲ ምምሃር"
6ይ ትምህርቲ ሰንበት - 3ይ ርባዕ 2024: "ካብ ውሽጢ ዝወጽእ"
Переглядів 955 місяців тому
6ይ ትምህርቲ ሰንበት - 3ይ ርባዕ 2024: "ካብ ውሽጢ ዝወጽእ"
ተባረኹ ኣሕዋት ብጣዕሚ ግሩም ዝኾነ መግለጽን ትምህርትን ምስትውዓል ይኣበና ።ኣሜን!
❤❤❤
ተባረኩ❤
ኣምላኽ ይባርኽኩም ኣገዳሲ ትምህርቲ እዩ ።
Thank you 🙏 ኣዝዩ ኣገዳሲ ትምህርቲ። ኣምላኽ መመሊሱ ምግላጹ የብዝሓልኩም ተባረኹ
❤❤❤
ኣምላኽ ይባርኽኩም ።መመሊሱ ኣገልግሎትኩም እባርኽ ብሩኻት ኣሕዋት።
Tebareku 🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 1:03:42
እንቋዕ ብድሓን መጻእኩምና ብሩኻት ኣሕዋት መመሊሱ ጸግኡ የብዝሓልኩም፡ስለት እትህቡና ግሩም ትምህርቲ፡ኣምላኽ ይባርኽኩም ❤❤❤
ኣምላኽ መመሊሱ ምግላጹ የብዝሓልኩም ።
Amen
Wow god bless you 🙏thank you
እዚ ዘመላኽተልና እታ ኣብ ( ወንጌል ዮሃንስ 1፥11-12 ) ዘላ ናብቶም ናቱ መጸ ፡ንሳቶም ግን ኣይተቐበልዎን ፡ ነቶም ዝተቐበልዎ ቀረባኡ ዘይነበሩ ግን መሰል ውልድነት ሃቦም ዝብላ ። ከምታ ኣብቲኣ ሄኖክ ሓውና ዝሓተታ ፡ኣብዚኣ ውን እንተ ትሕተት ፡ ሓደ እዩ መልሰን ። እንተ ዝቕበልዎ ኸ ፡ ናታቶም ነገር ጥራይ ዶ ወዲኡ ምዓረገ ፧ ከምቲ ነብርሃም ስለ ዝተኣዘዝካኒ ክባርኸካን ከብዝሓካን እየ ዝበሎ ፡ ኣብዚ ግን ኣይወድአን በረኸቱ፡ ዓሌታት ኩላ ምድሪ ብኣኻ ክባረኹ እዮም ኢልዎ ። እሞ ናብታ ሕቶ ምስ ንመጽእ ክኣ መጀመርታ ዕድመ ንምድሓን ዝተዋህቦም ደቂ እስራኤል እዮም ፡ እቶም ዳሕረዎት ዕዱማት ክኣ ኣህዛብ እዮም ።መደብ ኣምላኽ ፡ ከምቲ ናይ ኣብርሃም እንተ ዝቕበልዎን ዝእዘዝዎን ብእኦም ብዙሕ ምዓየየ ፡ማለት በረኸት ነህዛብ ምኾኑ ፡ ነቲ ዕድመ እቲ ንጉስ ክኣ ባዕሎም መበሰሩ ። ኣምላኽ ይባርኽኩም ። ጽቡቕ ከምዘይገለጽክዋ ይርድኣኒ እዩ ግን ክፍትን ስለ ዘለኒ እየ ።
ኣምላኽ ይባርኽኩም ኣሕዋት
Amen
ተባረኹ ኣሕዋት መመሊሱ ምግላጹ የብዝሓልኩም
❤❤❤
Amen
ዋውውው ይበል ትምህርቲ እዚኸኣ ካብ ጎይታ እዪ የቐንየልና ፓስተር ፥ሄኖኽ ፥ቀላሲት ትርሐስ ጎይታ ይባርኽኩም የሕዋት።
ኣምላኽ ይባርኽኩም ፡ ኣዝዩ ዝባርኽ ቃል ከተካፍሉና ጸኒሕኩም ብሓቂ ።
ተባረኹ!
ተባረኹ
ተባረኩ❤
ኣምላኽ ይባርኽኩም ።
ተባረኹ
እንቋዕ ብድሓን መጻእኩም ኩቡራት ኣሕዋት
ተባረኹ!
ኣሜን ናቱ ሓወይ ተባረኽ
ኣምላኽ ይባርኽኩም ብሓቂ እዋናዊ ቃል እዩ ።
ተባረኹ ኣሕዋት ጸግኡ የብዝሓልኩም ❤❤❤❤
ኣምላኽ መመሊሱ ምግላጹ የብዝሓልኩም ብሩኻት ኣሕዋት ፡ ኣነ ግን ቁሩብ ኣብታ ናይ ፓስተር ተወልደ ዝሃባ ሓሳብ ምናልባሽ ካብ ምርዳአይ ክኸውን ይኽእል እዩ ፡ ግን ኣቦ ካብ ወዲ ክሳብ ዝመውት ውን እንተ ኾነ ምስኡ ኔሩ እዩ ፡ ኣብቲ ጽንኩር ግዜ ክርስቶስ ዝጸለዮ ጸሎት ማለት ኣምላኸይ ንምንታይ ሓደግካኒ ዝብሎ ፡ ክብደት እቲ ጼርዎ ዘሎ ሓጢኣትና ክገልጽ ዝተጠቀመሉ ድኣ እምበር ፡ ኣቦ ከም ዝሓደጎ ንምንጋር ኣይኮነን ። ወላ ውን እቶም ሃዋርያት ኣብቲ ብመከራ ዝሓልፍሉ ግዜ ኣምላኽ ምስኦም ስለ ዘየለ ዘይኮነስ ፡ ጉዕዞ ክርስትና ምስ መከራ ስለ ዝኾነ እዩ ፡ ናይዚ ኣርኣያና ካኣ ክርስቶስ እዩ ።
ኣምላኽ ይባርኽኩም ሳሚ፡ ኣማን ከምኡ ውን ሓፍትና ትርሕሽ ።
አምላክ ይባርኩም
God is bless you all
አምላክ ይባርኩም ኣሕዋት ተባረኩ
ኣምላኽ ይባርኽኩም ብሩኻት ስድራቤት ኣምላኽ ። ኣነ ውን ቁሩብ ቁርጽ ኢላ ኢለ ጸኒሐ ፡ ሳሚ ሓወይ ግን ጽቡቕ ጌርካ ገሊጽካያ ኣለኻ ።
Amen Amlak ybarkum
ኣምላኽ ይባርኽካ ናቱ ሓውና ብዛዕባ ሕጊ ኣብዛ ቀጻሊት ሰሙን ክንፍንዋ ኢና ተኸታተሎ ብዛዕባ ቋንቋታትውን ከነቕርቦ ምዃንና ቃል ንኣትወልኩም
ኣምላኽ ይባርኽኩም ። ብዛዕባ ቋንቋታት ፡ ብዛዕባ ሕጊ ኣምላኽ ክኣ ብዓቢኡ ፡ ኣዕሙቕ ኣቢልኩም እንተ ተምጽኡልና ኽኣ ጽቡቕ ኔሩ።
God bless you all
ተባረኹ ኣሕዋት ❤❤❤
እንቓዕ ብድሐን መጻእኩም ኩቡራት የሕዋት
Tebareku
God bless you all
አምላክ ይባርኩም
ኣምላኽ ኣገልግሎትኩም እባርዝኽ ብሩኻት ኣሕዋት ።
Thank S
እንቋዕ ብድሓን መጻኹም ኣሕዋት
Wel done!